( እዋናዊ ዛዕባ ) - ስደተኛታት ክሶግግ እየ ትብል - ማሪን ለ ፐን

  Рет қаралды 36,953

Dasna Tv

Dasna Tv

2 жыл бұрын

◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2JBstKw
◄ኣብታ 2ቲቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡bit.ly/2JLuqCX
ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnatv
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
መሰል ናይዛ ቪድዮ ን Dasnatv sport ዝተሓዝአ እዩ
#dasna_tv​ #Eritrean_sport​ #news_sport

Пікірлер: 82
@cheguevara8514
@cheguevara8514 2 жыл бұрын
እዛ ኣረጊት ፈረንሳ ዋንጫ ዓለም 2018 ክትወስዳ ከላ እቶም 90% ስድተኛታት ከም ዝነበሩ ረሲዓቶ እያ መስለኒ
@binimilli788
@binimilli788 2 жыл бұрын
ጥራሕ ኢልካ.
@futwisimon5846
@futwisimon5846 2 жыл бұрын
ፍጽም ኣይትምረጽን እያ፡ ማክሮን እዩ ዝምረጽ ኣይትርዓዱ ብዙሕ ኣጆኹም ፡ፈጣሪኸ ኣይርእይን ዶ ትብሉ።
@asmeromandemichael391
@asmeromandemichael391 2 жыл бұрын
Yeblo kem afka yegberlna hawey saleu eba mewdeta zeyblu sdntattt teqblna zelo nay bhaki kemzi ayent président eyu zedlna zelo enber eza Reglti sebyeti sei yetfaya dea hanti Regmti Raciste eya sdntattt zeytfatu yetfaya bella
@danielkfle5759
@danielkfle5759 2 жыл бұрын
Dasna Tv ✅️ ከምዚ ገርካ ምቕራብካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ 🥰
@temesgen7233
@temesgen7233 2 жыл бұрын
Merci 👍
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ሒቢቢ💘💙 ግፍዐኛ እያ እዛ ኣረጊት ፅረ ሰብ
@filmonfilmon2687
@filmonfilmon2687 2 жыл бұрын
ዓጋመ ቆማል
@samihayle
@samihayle 2 жыл бұрын
Thanks bro
@benjaminfranklin4157
@benjaminfranklin4157 2 жыл бұрын
ቕድሚ መሳኪን ስደተኛታት ምስጓጓ ካብምርጫ ተስጉጓ ብብስጭት ናብስደት ተምርሕ ይግበራ ኣምላኽ !! ዕድሚኣ ወዲኣ ዕድመ መንእሰያት ከተከላብት ኣምላኽ ከ ናበይ ከይዱ !!
@beoneafrica5740
@beoneafrica5740 2 жыл бұрын
ሃገራ እንዱ ከም ድለታ ትግበር ለሓሲ እንታይ ትራገም
@dejenfrezgi2110
@dejenfrezgi2110 2 жыл бұрын
@@beoneafrica5740 ሓወይ ወላ እካ ንስካ ኣብ ፍራንስ እንተ ዘይሃለካ ግን ኣብ ገለ ሃገር ስደቴኛ ኢኻ ዘለኻ ንዓኻ እንተትሰጎካ እንታይ ምተሰመዓካ🤨እወ ነቶም የሕዋትና ከኣ ከምዚኣ እያ ትስምዖም
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
ዓርኩ ጽብቕ ኣለኻ ግን ብኻራን ቡቡንባን ተፈንጃሪ የሳቕዮውም ኣለው
@mohamadshifa6639
@mohamadshifa6639 2 жыл бұрын
@@beoneafrica5740 suqe bele wedi nathe
@chelseawi
@chelseawi 2 жыл бұрын
ሰላም ዳስና ቲቪ መደባትካ ኣዝዮም መሃርትን ኣነቃቃሕትን እዮም። ኣናብባካ እሞ ብጣዕሚ ጽቡቅ።ኣጆካ ቀዝሎ። እዘን ክትምረጻ ዝደልያ ዘላ ሰበይቲ ከም ትራምፕ' ዝመሳሰል ሓሳብን ባህርን ዘለዋ ትመስል።
@user-nu1ev6dr5y
@user-nu1ev6dr5y 2 жыл бұрын
ማሪን እቶን ሲ ንበይና,ያ እዚኣሲ ክትምረጽ የብላን ዓሌታዊት
@well7663
@well7663 2 жыл бұрын
ሃገራ እዩ አብ ሃገረይ ስደተኛ አይደሊን እየ ኪዱ ዓድኹም ተበለትኩም እንታይ ትብልዎ አለኹም ሃገር ክብረት ሃገር አለና ዘኹርዕ ኢኹም ትብሉ ስለዚ ኪዱ ናብታ ትኾርዑላ ዓድኹም አይትእተውና ናብ ሃገርና ትብለኩም አላ። እዞም አስላም ከአ ከምቲ አብ ሃገራት አስላም ጋል እምነታ ብዘየገድስ ክትሕጀብ አለዋ ዝበሃል አብ ሃገረይ ከአ ሕጃብ ዝበሃል አየፍቅድን እየ ትብለኩም አላ ትኽክል አላ።
@semeretekel6402
@semeretekel6402 2 жыл бұрын
Xbuk abhahahla
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
ቅንዕቲ መልሲ ብራቦ
@chesabiniam9470
@chesabiniam9470 2 жыл бұрын
ጺቡቅ ኣለካ ዓርኩ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 2 жыл бұрын
Xbuk aleka ንሳ ተትመጽእ ጀልፋፋት እዞም ሞስሊም ሰክሪቲ ይኮኑ ኣብ ሓደ office በጽቢጾምና እዛ ሰበይቲ ሓቃ ያ ኣብ ገለ ገለ ቦታ ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ድየ ዘለኩ ዋላ ኣብ ዓዲ ክርስትያን ኢልካ ኢካ ትጠራጠር
@mistirfikri8858
@mistirfikri8858 2 жыл бұрын
Welcome bro
@user-pn6zx9cb9f
@user-pn6zx9cb9f 2 жыл бұрын
ስደተኛ ናበይ እያ ክትሰጉግ ደልያ ኣብ ሓደ ናይ ኣምላኽ መሬት ዶ ኣይኮናን ዘለና ነዛ ሰበይቲ ካብ ሓሰኻ ፈልየ ኣይርእያን'የ
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 жыл бұрын
ሰራም ዝኾነት ጓል፡ቪቫ ኤማኑኤል ማክሮን፡ቪቫ ፈረንሳ፡
@redseapawerentertainment3118
@redseapawerentertainment3118 2 жыл бұрын
ምስጋግ ቶኮይኑ ወላ ንተጻወቲ ኩዑሾ ክኸውን ኣሎዎ ሳሎም ያ ፍራንስ ጠጠዉ ኢላ ዘላ
@fuhur
@fuhur 2 жыл бұрын
ኣበይሞ ንሳ ዘይትምረጽ ክንደይ ግርም ምኾነ ንበሪ ደኣ ማሪን ሉ ፐን
@Happy-pk7nd
@Happy-pk7nd 2 жыл бұрын
Xubuk ember ni kulom tesogigatom. Bifilay eritrea shikor elom ziribushu zelewu kestemakriwa xubuk gerom kemea kitgebr alewa. Zinafekwa eyom zimeslu zelewu.
@sint6220
@sint6220 2 жыл бұрын
ማሪን ሉ ፐን ሕልፍቲ ዓሌታዊት ኢያ ኣይትዕወትን ኢያ ።
@user-leew
@user-leew 2 жыл бұрын
Aymerxwan ba ykonu ami athiza eya afrihatom nera
@chogegaji5069
@chogegaji5069 2 жыл бұрын
ኣይትምረጽን'ያ መን ክመርጻ ነዛ ሜንታል ማክሮን ከሎ ንሱ ክመጽእ እዩ።
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
Entay garetaka
@chogegaji5069
@chogegaji5069 2 жыл бұрын
@@user-io2sg3nx4p ኣታ ሰበይ እዚ ቪድዮ ከይረኣኻ ዲኻ ትጽሕፍ ዘለኻ ስደተኛታት ክሰጉግ'የ መስጊድ ክዓጹ'የ እንዳበለት ደኣ ክትምረጽ ትደሊ ኣለኻ
@mosmos3903
@mosmos3903 2 жыл бұрын
@@chogegaji5069 ኣበይ እሞ ተትምረጽ ዓድና ኣቲና እካ ምተጸረና ኩሉ ስደተኛ ተዝስጎግ ድኣ
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
@@chogegaji5069 እቶም ስደተኛታት ትብሎም ዘልካ ጸረ ህዝቢ ቶሮርስቲ እንዳ ኮኑ ጽብብቲ ብሃይሞኖት ብቡንባን ብኻራ ኣብ ገዛእ ሃግሮም እንዳ ኣሳቐይዎም ዳኣ እንታይ ክትብል ደሊካ
@saidmussa5669
@saidmussa5669 2 жыл бұрын
Bhji sdetega ketwna aydelne eye ela
@nahom1325
@nahom1325 2 жыл бұрын
Gole ilomas eza nay German ke dona dya niera afganistan do kkeyd anes
@user-qk5ws4jh1n
@user-qk5ws4jh1n 2 жыл бұрын
ኣይትምረጽን እባ ትኸዉን እዛ ሓሳድ
@robi7719
@robi7719 2 жыл бұрын
እዚኣ እያ በል ክትምረጽ ዘለዋ ዓለም ቡየማናዉያን ክትምራሕ ኣለዋ 1) ስዴቴኛ ትጸልእ እያ ክክክ ትጽላእ ግዲ ሃገራ እዩ ካብ ሃገራ እንተጋሓፈትካ ኪኣ መሰላ እዩ 2) ሕጃብ ክትክልክል ግርም ጽቡቅ ግዲ መሰላ እዩ መክንያቱ ኣብ ባዓል ሱዒድያ ቀጠር ወይ ካሎኦት ሃገራይ ናይ ኣስላም ከይድካ ኮ ብዘይ ሕጃብ ክትዛወር ኣይፍቀደላን እዩ ስለዚ እዚ ዉን ተማሳሳሊ እዩ ክርስትያን ወይ ዉን ካልእ ሃይማኖት ሃልዪካ ኣብ ባዓል ሱዕዲያ ብዘይ ሕጃብ ኣይትወጽን ደገ 3) ካብ ሕብረት ኤዉሮፓ ክትወጽእ መስላ እዩ ህዝቢ እንድሕሪ ዲኣ ደግፍዋን ክንወጽእ ኣሎና እሊዋን ትወጽእ እወ
@bitowrobiwelday7286
@bitowrobiwelday7286 2 жыл бұрын
Kilae aythsebiyo belwa aletawi seb xelaeku gunfti bela🤔🤔
@freefreedom5814
@freefreedom5814 2 жыл бұрын
Eziya kab gibxi zimexet sidetecha sharmutha eya intay akmi alowa kumo kitgebir
@x87u12
@x87u12 2 жыл бұрын
Tsbuq I hope nsa ktmrets😍😎
@mikigebrhanns3392
@mikigebrhanns3392 2 жыл бұрын
Aragaite da entaye da dalka
@kebrommehretab786
@kebrommehretab786 2 жыл бұрын
oo
@yonatanmebrahtu8134
@yonatanmebrahtu8134 2 жыл бұрын
Don't involve in the politics of other country.
@Magmatic23246
@Magmatic23246 2 жыл бұрын
What 🤭😂😂😂😂
@welideamlakwelideamlak280
@welideamlakwelideamlak280 2 жыл бұрын
ማርን ሊፐል እና ክትዕወት ንደልይ ሃገር ብደቅይ ሃገር ክትምርስሕ ኣለዋ ናይ ኣይሁድ መርሕነት ኣብ ዓለም ይኣክል ቻይና ሩስያ ጃፓን ህንድይ ሰመን ኮርያ ዘለው ካብ ኣይሁድ ዚኮኑ መራህቲ ክእለዩ ኣለዎም።
@berhedesta2225
@berhedesta2225 2 жыл бұрын
Right wing elements of world society
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 2 жыл бұрын
ኣረጋግፅካ ተዛረብ ስደተኛ ከይኣቲዉ ኣይበለቲን እቶም ዝሪቡሹ ዘለዉ ኣስላም ካብ ፈረንሳይ ክሰጎጉ ኣለዎም እያ እላ ሓቃ ዓዶም ብሞስሊም መሊኣ ማዓልታዊ ደቂ ኣንስቶ ፈረንሳይ ብካራ ናተቀተላ ናተዘረፋ እንታይ ዳኣሞ ዘይገበረት
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe 2 жыл бұрын
viv ማሪን ሉፐን ማክሮን ዕደ ኣብ ላቻፔል ከም ንውዕል ጌርካና። ደሞዝና smic መግብና ፎኽማጆ
@user-iv3el8bb1t
@user-iv3el8bb1t 2 жыл бұрын
ካብ ማክሮን ከይትኸፍኣና ዓርኩ ክክ
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe 2 жыл бұрын
@@user-iv3el8bb1t ጸሊም ሰብ ኩሉ ግዜ ምስ ከፈኦ ፡ ማሪን ሉፐን እንድሕር ተመሪጻ እቲ ኹናት ኣብ መንጎ ዓረብን ፈረንሳውያንን እዩ ክከውን
@mohamadshifa6639
@mohamadshifa6639 2 жыл бұрын
Nathe zay tesrh
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe 2 жыл бұрын
@@mohamadshifa6639መን ኢልካ ወዲ ወጣጢ ገመል
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 2 жыл бұрын
@@Paris-lg1fe ኣነ ውን ምሳካ እየ መክንያቱ እዞም ጀልጃላት የዕራብ ረብሾምና ዮም ሰክሪቲ ወዲ ሰክሪቲ ስራሕ ይህብዎም
@omersalih1971
@omersalih1971 2 жыл бұрын
france. intay kotoba. alowa. kulu. kab africa. nabtso imber.
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ዓረብ እዚ ኩሉ ጸሊም እንታይ ክገብሩ ይመጹ
@zenawimebrahtom5875
@zenawimebrahtom5875 2 жыл бұрын
ኣብ ፍራንስ 1 መንግስቲ ካብ 5 ዓመት ንላዕሊ ይመርሕ ዲዩ
@samis1219
@samis1219 2 жыл бұрын
2 gize kitmirex tikiil eka
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 2 жыл бұрын
ካልኣይ ግዜ ክሳተፍ ይክእል እዩ እንተ ተዓዊቱ ክልተ ሓሙሽተ ዓመት ክመርሕ ይከኣል
@user-ep4ok8qf8s
@user-ep4ok8qf8s 2 жыл бұрын
France ke entay afelitiwom EU
@merryrussom5338
@merryrussom5338 2 жыл бұрын
abey hagre koynka eka france entay afltwom teble zelka
@Mulue844
@Mulue844 2 жыл бұрын
Entay koynu zeyflton nska deytfelto aytzareb
@erilifey
@erilifey 2 жыл бұрын
@@Mulue844 france hanti kabten zehayela hager eya
@user-wu1tp7kj2s
@user-wu1tp7kj2s 2 жыл бұрын
ሑቡሸይ ከኣ ስቅ እንዶ ካኣሎ ጉዳይ ሃገርኩም ግዳ ዘይትገብሩ ምርጫ ዘይግበረላ ሃገር ሒዝኩም ሲ ኣብዘይምልከተኩም ትህውትቱ
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
ዓሻ ወዲ ቐሽ'ሲ ኣምላክ ሓወቡኡ ይመስሉ
@Natan0755
@Natan0755 2 жыл бұрын
ወልሓደ ዝመርጻ የለን እዛ ሾርሙጣ
@awethabte8472
@awethabte8472 2 жыл бұрын
ክትምረጽ ኣለዋ ብፍላይ ኣብ ዘን ኣስላም ዘሎ ሕጃብን ከምኡ ውን ኣብ ረእሶም ዘሎ መጠምተሚ ክታሊ ኣለዋ ኣብ ኡ እዮም ቦምባ ሶኩዖምዎ ዝከዱ ኣብ ኤርትራ ውን እዚ ናት ኣስላም ኣብ ርእሶም ዝገብርዎን እተን ኣንስቲ ዝገብርኦን ክንኣልዮ ኢና ኣብነት ካብ ፈረንሳ ክንማሃር ኢና ስረ ግበሩ ክንብሎም ኢና እዚ ወጃብ ክዳን ከልግስዎ ኣለዎም ሓደጋና ክነቅሊሎ ማታን
@user-io2sg3nx4p
@user-io2sg3nx4p 2 жыл бұрын
ኣነ ውን ከሙኡ ኢየ ዝብል ብራቦ።
@freefreedom5814
@freefreedom5814 2 жыл бұрын
Anta wediza sharmutha intay akmi aleka komu kitgebir shinti haram wahid xumaki suwa🐖🐖🐖🐖🐖
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 2 жыл бұрын
Vive la République et vive la France 🇫🇷 allez Macron on va ganger
@ybrahyh9853
@ybrahyh9853 2 жыл бұрын
ናይዞም ኣስላም ዝበለታስ 100%ሓቃ ኢያ ኣብኡ ኣብቲ ፈረንሳ ብዙሕ ገበናት ኢዮም ጽፍጽሙ።ከምኡ ውን ኣብ ጎኒ ኢሰያስ ትብሉ ከኣ እንቃዕ ሓጎሰኩም ተመለሱ እንበር
@anuwarabdulkadr5766
@anuwarabdulkadr5766 2 жыл бұрын
Kem chew hqeq wedi shrmuta
@user-ny9xd3od2h
@user-ny9xd3od2h 2 жыл бұрын
@@anuwarabdulkadr5766 Tay geka haku endyu
@anuwarabdulkadr5766
@anuwarabdulkadr5766 2 жыл бұрын
@@user-ny9xd3od2h hqiq bel wedi atarit
@fanusgezanaadeya3087
@fanusgezanaadeya3087 2 жыл бұрын
nsa kitmrex alewa
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 99 МЛН
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 66 МЛН
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15
HOW DID HE WIN? 😱
00:33
Topper Guild
Рет қаралды 33 МЛН
ሩስያ ኒኩለር ንኤርትራ? 26 ሰነ ኣቢ ሓደገኛ ውሳነ? ዜናታት ሓሙስ 13 ሰነ 2024
10:04
ንዑ ጉድ ስምዑ  ጭካነ
ERI 24 MEDiA
Рет қаралды 265
❗️МЕССИ Не тот кем кажется😱
0:52
ОСТОРОЖНО: СПОРТ !
Рет қаралды 1,7 МЛН
Не надо толкать, надо бить🥊
0:20
Алексей "Новатор" Сурков Тренер по боксу
Рет қаралды 840 М.
HOW HIGH DO THESE PRO FOOTBALLERS KICK? ⚽️
0:15
Sinho
Рет қаралды 8 МЛН
Ronaldo’s Father 🤍
0:20
midaillyfootball
Рет қаралды 7 МЛН