ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #20

  Рет қаралды 31,565

Logbiba Tv

Logbiba Tv

26 күн бұрын

#logbiba #habeshatiktok #habesha #neweritrean #duet #eritreanmusic #tigrinyamusic #eritreanguayla #eritrea #tigrinya #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛ

Пікірлер: 403
@logbiba2500
@logbiba2500 24 күн бұрын
Sunday መበል 21 ክፋል የራኽበና !!Enjoy Subscribe ኣይትረስዑ የሕዋት 🙏
@bestplayerrr541
@bestplayerrr541 24 күн бұрын
Logi selam Kemey medebka betami xbuk eyu Kelly... Kahtkea delye zeleku gn kabten eska zenbebkayen mexhafti b softcopy maker bmobile Khalifa zekla tekoynen eba Ngerena ab Ethiopia slezelku kgezen akmi slezeybeley bmobile ktsedeley ykal tekoynu ab mobile kenbebo maletey eye teteredikani thanks slekulu metehbebarka❤❤❤❤
@NaebGebrehiwt
@NaebGebrehiwt 24 күн бұрын
ኣብሺርካ ኣቦየ❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉
@NaebGebrehiwt
@NaebGebrehiwt 24 күн бұрын
ኣብሺርካ ኣቦየ❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉
@brukzemicael4577
@brukzemicael4577 24 күн бұрын
Enbi 😂😂😂😂
@bestplayerrr541
@bestplayerrr541 24 күн бұрын
@@NaebGebrehiwt 10q
@ess116
@ess116 24 күн бұрын
Logbiba hanti hekeya kea leche metfae mes mexet si azekirkani: hade koleas telaieku nab hade geza yekedelka. Hejie adiu kulu gezie da seb keytebele eya teblu. Ezi kolea tsebah awdamet da seb sele zetelaeke. Kulom eto family axmie da belu nea belae elom rebesh abilomo. Kolea kea qal adiu keyeber abiu. Sheu handebet leche tekeyed. Kolea kea neta edel tetekimu kendegele axmie kabti meadie yelel. Sheu weyo lechie kea meles tebel. Sheu kolea edka fengie mes terekbe. Ezii ne kelbekum elewom.. 😂😂 temoyata kebera, tesehikateka kea nezom keburat teazebteka yehekeyom. Ata wedi mara eye zedneqeqa kexelo medebka.
@user-pb2rx8ig9k
@user-pb2rx8ig9k 24 күн бұрын
ኣብ ጅም ኮይነ ክሪእየካ ጸኒሐ ብሳሓቅ ሞይተ ኢዞም ኣብ ከባብየይ ዘለዉ ጡዑይ ዲዩ ኢዮም መስለኒ ዝብሉ ዘለዉ ኩሎም ይጥሙቱኒ ኣለዉ😂😂 ጥዕናና ኽንሑሉ ዝኸድና ብጥዕናና ተጠርጢርና😂 ብዝኮነ ማዕረ ክንድዚ ኢና ንፈትወካ ሎግቢባ ሓቢቢ❤ ቀጽሎ❤❤
@FiebuFiebu-td4nq
@FiebuFiebu-td4nq 24 күн бұрын
ሓሳባትካ ከም መግቢ እየ ዝወስዶ እሺ ናይ ሰንበት ሰባት ይግበረና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Sharon.91
@Sharon.91 24 күн бұрын
ሎግቢባ ሓወይ ፡ መጽሓፍካ ምስ ኣመረቕካያ ቃል እተወለይ ፌርማኻ ዘለዋ ክትሰደለይ ናብ ሃገረ ካናዳ ፡ ብዝጥዕመካ መገዲ ክኸፍላ'የ. ሓደራኻ. ........
@Wedihmz
@Wedihmz 24 күн бұрын
መጅመርታ ስለቲ ጽቡቅ ብሉጽን ስራሕካ ከድኒቀካ ይፈቱ ብምቅጻል ናብ ሕቶይ ክሰግር ብዛዕባ እዛ ህወት ዕጫዶ ምርጫ ዝብል ነገር ኣስፍሕ ኣብልካ መብርሂ ተትህበላ ብሰንኪ ባይታ ምስኣነይ እንተዘይ ኮይኑ ከምዚ ሚምርማር ምስትንታን ብጣዕምየ ዝፈቱ ገለገለ ክዛረቡ ከለዉ እንታይ ክብሉ ሰሚዐ መስለካ ሰማዒ ከም ብኣይር ዝጓዓዝ ዩ ኣንባቢ ከኣ ክምቲ ብፈረስ ዝጓዓዝ ኢዩ ዝምሰል ጽሓፊ (ደራሲ )ከኣ እግረኛ ማለር ብእግሩ ዝጓዓዝ ማለት ዩ ስለዚ ንስኻዊን ከም ደራሲ መጠን ኣብ መንጎ ህይወት ዕጫዶ ምርጫ ህይወት እንታይ እያ ምርጫ ዕጫኸ ዝብሉ ነገራት ሲ ሰፍሕ መብርሂ ተትህበላ ምኽንያቱ ናይ ሎሚ ሰብና ካብ ከንብብ ክሰምዕ ይሓይሽ መስለኒ ስለዚ ነታ መጽሓፍካ ክንረኽባ ዘይክንረኽባን ከም በዓል ኣነ ብፍላይሲ ኣብ ክት ሕቶ ዩ ከምይሲ ሊብያ ክሳብ ዝሃለና ርግጼና ኮይነ ክዛረብ ኣይከኣልኩን ተስፋ ይገብር ግና ካብዚ ወጽየ በሰላም ምሳኻ ውን ኮፍ እለ ክዝቲ😂 ሕቶይ ክዛዝም ንሕማቅ ንመርጾ ዶ ይመርጸና ጽቡቅ ከ ይመጸና ዶ ነምጸኦ ወይ ውን ይዋሃበና ዲዩ ጽሕፍቶ ዝበሃል ነገር ከ ከመይ ትሪኦ ሰሰናዪ ነዓኻ ንቁሕ መንእሰይ ብጣዕሚየ ዝቅድኒቀካ ❤❤❤
@user-ep8gs1ll2p
@user-ep8gs1ll2p 21 күн бұрын
Xbuk hto ✓✓✓
@HermonTesfu-qj7vk
@HermonTesfu-qj7vk 19 күн бұрын
አነ ውን ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ቁሩብ ኮመንቲ ጺሕፈ አለኹ አብዛ ቻነል ፡ ጸሓፈለይ እሞ ሓሳብና ንወሃሃብ oky
@user-gn7sb6ei5i
@user-gn7sb6ei5i 23 күн бұрын
Logiba habibi❤ ብዛዕባ ጥልመትን ክሕደትን ሓጻር ኣኼባ ደኣ ዘይተሸልሓልና
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 24 күн бұрын
Bahaqi Anes Kiftweka Ajoka ❤❤❤❤ Tesfa Elka Aloku❤❤❤ Nana Tesfa Konkana Alka❤🎉
@FikaduHayelom
@FikaduHayelom 22 күн бұрын
ሰላም ሉል ሓወይ መጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ቀጺለ ኣብ ዝኾነ ናይ ስነ ጽሑፍ ኣፍልጦ ዘለካ ኢኻ ትመስል እሞ ኣነ ኻኣ ንውሓቶም ዘይጋነን ዛንታታትን ሓጸርቲ ግጥምታትን ይጽሕፍ ኢየ ንገር ግን ክጽሕፎም እምበር ናብ ዘብ ዝሪኦምን ዝሰምዖምን ሚዳታት ክዝርግሖም ዓቅምን እፍልጦን ስለ ዘይ ብለይ ፍቃድኛ እንተ ኮይንካ ብትሕትና ክትሕግዘኒ ያሓትት
@user-sj5iy3vc1u
@user-sj5iy3vc1u 20 күн бұрын
Bel hiz msla tsadu kihibeka Baleka terguma abti endabu tnbir selezeleka ❤when Gad gaves you next opportunity move never give up❤
@GalKeshi-dq8rd
@GalKeshi-dq8rd 19 күн бұрын
አዋይ ሽኮር ወዲ ረኪበካ ሓደ ሓደ ግዜ ይረክብካ ኣብ ቲክቶክ ማራ አዩ ደስ ዝብለን መደብካ ቀጽሎ ወዲ ኣዓደይ ናተይ ጽቡቅ መደብ ኢካ ተቅርብ ቀጽሎ pic nic ❤❤❤❤
@samibrhane100
@samibrhane100 24 күн бұрын
ማይ ሳሓ ዓርከይ ቢመጀመርያ ሰላምታይ የቀድም ካብኡ ቀጺለ ካኣ እዞም ኒ ልቢያ ዝመጹ ዘለዉ እንታይ ዓይነት ምክሪ ክትህቦም ትክእል ብዙሕ ሰብ ስለ ዝመጽእ ዘሎ ኢየ ካብ ብልቢ ዝድንቀካን ፈታዊካን ሳሚ ማዛይ ❤
@user-jh6nk2cl2q
@user-jh6nk2cl2q 24 күн бұрын
እንተ ተዛራብኩ ነግራም ትም እንተ በልኩ በጥራም እንተ ኣፍቀርኩ ዕዋላ እንተዘ ኣፍቀርኩ ፍራ እዋይናይ ዓለም መከራከመይን ከም ንኾኖ እኮ ጠፊእና መስ እዛ ጽሕፍቲ ተማሳሰል ጊርካ ቁምጥ ቁምጥ ኣቢልካ ኣቀበለና ክጽበየካ እየ ኣዝየ እየ ከኣ ዝፈትወካ ❤❤
@terhaskahsay
@terhaskahsay 23 күн бұрын
😂😂😂 ah eza teqsi ab klasna nedegagema nerna
@user-jh6nk2cl2q
@user-jh6nk2cl2q 22 күн бұрын
😂😂😂 awe
@terhaskahsay
@terhaskahsay 21 күн бұрын
@@user-jh6nk2cl2q 😂ja
@RodasTesfabrhan
@RodasTesfabrhan 24 күн бұрын
Please ab Kampala gberelna logbiba hawey krieka mara eye tahantye zeleku nab Kampala kgebrelna ka kxli eye btaami eye zfetweka hyabey ❤❤❤
@SahaSamiti
@SahaSamiti 21 күн бұрын
ወዲ ንጉስ ሃቢቢ ካብቶም ብታአሚ ዝከታተለካ ኢየ ብፍላይ ድማ ደጋፊ ጋነርስ ሙካንካ ፉሉይ ዘሐጉነኒ ኢዩ ኣብ ኣዲ ኢንግሊዝ ስለ ዘለካ ኢንሻላህ ነታ ነፍቅራ ጋንታና ኣሰልጥኒኣ ክትኮውን ኢየ ዝምነ ምክኒያቱ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ዝትብሃለ ወዲ ንጉስ ሓወይ ናብ ንግስነት champion 🏆 ክትመልሳ ጋንታና ሓውካ ካብ ሊብያ ሰናይ ምንዮተይ ይገልጽ ኣለኩ ማትዛዕልኒ ሓቢቢ
@Nati_love-x2j
@Nati_love-x2j 24 күн бұрын
Boooo Selamka ybzhaley wedi asmara xaeda,,,really super super reaction bro,,nay bhaki angle tmerx anyhow keep it up 👏 bravo,,ane kea gele kekafleka ab hiwet still thgzeni zela quote but i don't remember abey semieia or anbibeya,,,,,,,,,,,"ንሓደ ነገር ክትገብሮ ተደሊኻ መንገዲ ክትረኽበሉ ኢኻ፡ክትገብሮ ተዘይደሊኻ ግን እንዳ ኣመኽነኻ ኣብኡ ክትተርፍ ኢኻ"
@filmawitgezae4625
@filmawitgezae4625 24 күн бұрын
Anes btami aye zfetweka admen tanan yhabeka❤️🙏🏻
@yolandaghebre8494
@yolandaghebre8494 24 күн бұрын
The media is for you. You have a gift for it keep going zhawey
@BanaMichael-tu5xg
@BanaMichael-tu5xg 24 күн бұрын
ኣታ ንስኻ ከተጸልለኒ ኢኻ ወላ ብ ጸልማት ዶ ክዝርፈካ ገዛኻ ይፈልጦ የ ግን ገለ ኢኻ ጌርካኒ ትዓንቂፈ ሎግቢባ ክበልዕ ሎግቢ ዌልፐፐረይ ንስኻ 😂❤❤❤❤
@user-jf7ty2qw5d
@user-jf7ty2qw5d 18 күн бұрын
Ewa logibiba hawey mexhafka Ms amereqaya da entay eka tegabzena🎉🎉🎉❤❤❤❤
@arayabado
@arayabado 24 күн бұрын
😊 ኣጆካ ኣታባባዕካ የ ሉኡል ዓሪከይ😅😅
@user-zm6ki7dl7s
@user-zm6ki7dl7s 14 күн бұрын
ቢባ ዓርከይ ንሱ ዳኣ ኣትዩ እዩ ዝኮውን ናባይ ሰደዳ 😢😢 ገለ ሓደ ወርሒ ገዛ ክራይ ተሸፈነትለይ
@kerkebedeley
@kerkebedeley 24 күн бұрын
Logiba Hawey from Tigray I Respect Brother Real ወዲሹቅ ንስኻ ኢኻ ❤
@RobelOkbamikael-cq7fv
@RobelOkbamikael-cq7fv 24 күн бұрын
ኣታ ፋራ ወዲ ሹቅ ኣብ ስደት የለን ,ወዲ ሹቅ ኣብ ክክክስታይ ዘሎ ብሮ
@user-yt8im5vb8q
@user-yt8im5vb8q 24 күн бұрын
እስከ ተሰወሩ ፋራ😂 ​@@RobelOkbamikael-cq7fv
@nahierdawit9721
@nahierdawit9721 16 күн бұрын
tigray አበይ እዪ አታ ከዳ ኢትዮጵያ በል😮😮
@AkanjiAkanji-nu2vy
@AkanjiAkanji-nu2vy 22 күн бұрын
Habibi btami eye zfetweka gn egilish turum ablelna
@user-nx1kk8xs3x
@user-nx1kk8xs3x 23 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ ጋል ኢልካ ዉን ወዲ ኢካ ትብል ሓቢቢ ኣና
@SiemHabtom-wt7vx
@SiemHabtom-wt7vx 24 күн бұрын
Luul habibi mexhafka nab kampala mexika amerqa enber ab addis si sga adgi abliom kentruka eyom bzkone berte vidiotatka btaemi eye zfetwom bflay kab politica wexai bmkuanu keep it
@user-rx5qe8yu5t
@user-rx5qe8yu5t 24 күн бұрын
Loghiba sebey, godney.......Anes ab kampala ente tgebra mhashe ybl Ane nbaaley ab kampala iye zeleku.........kab nashtey hawka degafi Arsenal ❤❤❤❤❤
@LidyaHabtemicael
@LidyaHabtemicael 19 күн бұрын
Tnx u logbiba hawey msla chaina eya resieya eta msla❤❤❤
@user-tw5qh1cr9d
@user-tw5qh1cr9d 24 күн бұрын
ሎቢባ ሓወይ ብጣሚ ጠፊካ ማራ ግን ካብ ድሕርጂ ኣይትጥፋእ ስድራ ሙሉእ ንጽበየካ ኣለና ዋዛ ትውሕድ ኣለኻ ጆክ ኣይትረስእ ስድራ ብጣሚ እየ ዝፈትወካ ሎቢባ ሓወይ ግድን መልሲ ክጽበ እየ ኪንግ ናይ ሂወት 🤠🫶🫶🫶🫶🫶❤❤❤❤
@Kibuhafetiesu
@Kibuhafetiesu 24 күн бұрын
Welcome back broy xaeda nafiqeka qeny ❤❤
@logbiba2500
@logbiba2500 24 күн бұрын
Mee too ❤️
@user-wx7pn1yf8z
@user-wx7pn1yf8z 24 күн бұрын
Logbiba hawey mejemerta medebatka xbuq qexlo..ezia tegediska ambiba"ለዉጢ ተደሊካ:ኣካል አቲ ለዉጢ ኩን።"
@ErmiasTekle-ez5oy
@ErmiasTekle-ez5oy 18 күн бұрын
Logbiba yeak ata ges shro azekirkani kab gezana nay shro tehani eye nere ahh Kab adnaqika ❤❤ ane ane ye
@amanuelgebray8654
@amanuelgebray8654 23 күн бұрын
ሎግቢባ ሓወይ መጽሓፍ ከመርቅ ኢልካ መጺኻ ሓንቲ መንጢልካና ከይትኸይድ ካብዛ ካንፓላ ሓደራኻ ክክክክ..መመረቅታ መጽሓፍካ ኣብ ካምፓላ ተኾይና i promise i will be there ❤
@selam21277
@selam21277 24 күн бұрын
welcome logiba ayney❤ ብጣዓሚ ኢየ ዘድንቀካ ብሉጽ መንእሰይ & ኣዚየ ኢየ ዝፈትወካ ብፍላይ እቶም ብሉጻት ሓሳባትካ ን ኣታባበዕቲ ቃላትካን ቀጥታ ኢዮም ኣብ ደምይ ብምእታው ኣብቲ ዝደክመሉ ልክዕ ከም ኦፉጂን ዳይረክት ኢዮም ሓይሊ ዝህቡኒ፨ ስለዚ ኣብ ነፍሲወከፍ እትጽዕኖ video ካ motivation ሽዋያ ኣንውሕ እንተተብላ ደስ ምበልኒ ። የቅንየለይ ❤❤❤
@Newvids767
@Newvids767 24 күн бұрын
Love your POV kudos 👏
@mihretshimay655
@mihretshimay655 24 күн бұрын
Shro dea zihawey protin alewo ab liili iti zibekayo, fiqri malet yu. Shiro aytinaq. Aye ba eti taemu❤️
@Naxx-qq5uf
@Naxx-qq5uf 24 күн бұрын
Lu'ul hawey....keytehmeni tk ilka kampala tmex'e...sq ilka aykonen ...abzi zelena nbezh again btaemi ye b live krieka tehantie zeleku ... overview nayta book entet'hbena kea more eager mkon'na...anyways if its possible i would be sooo damn happy if u come to kampala
@Ibro_wedi_haji
@Ibro_wedi_haji 23 күн бұрын
Logitey ናይ ደገ😂. ስመዓኒ እንዶ ገንዘብ ፍቅረን ጥዕናን ኣይገዝእን እዩ ይብሉ ኣነ ውን ይሰማማዓሉ እየ ኮይኑ ግን ነገሩኒ እስከ ድኽነት ከ እንታይ ይገዝእ ? Guday book be texbit nexebeya alena ❤️🙌🏼
@user-op2be2qy5z
@user-op2be2qy5z 23 күн бұрын
Nay bhaqi des tbel wedi ika mara eye zdnqeka wazaka waza zey kone tmrti eyu nzeqlbelu ymechka zhawey ❤❤❤❤
@Hermunteklab-bq6xv
@Hermunteklab-bq6xv 24 күн бұрын
ሓሪና ካኣ ረሲዕማያ ዛዓርከይ ጥቃሳ በጃካ❤❤🎉
@HusseOsma
@HusseOsma 19 күн бұрын
Eritrea kewrda eye mebal aymhshkan bro maltey mexhaf ❤❤
@user-vn2yd9sn1y
@user-vn2yd9sn1y 24 күн бұрын
Logbiba habibi guday mexhaf ka kampala mexa zarkeyy ❤❤❤❤
@user-kj2rq8wj8v
@user-kj2rq8wj8v 24 күн бұрын
Bmejemerta selam wo senay habibi ana kulu teqrbo vedio btami ye zfetwo ente eti Elomo ktbl keleka gn nay damu gere ye zhalfo 😂😂😂anyway keep going broski ❤❤
@foziyashe3ban598
@foziyashe3ban598 24 күн бұрын
Mas iyu kezrgaho ile iye zexbyeka beka kam welfi bun koynni natka medeb edmen tna yahbka kubur hawey 💯💯🥰❤
@AzmarinoMotivation
@AzmarinoMotivation 23 күн бұрын
ሎግቢባ ኣሳሲኖ ወዲ ገዛውቲ ሰላምታ ካብ መታዓቢቲ 😊😊😊 ኣብዛ ሕቶ ናይዛ ጋል ሂወት ዕጫ ዶ ምርጫ ዝብል ሕቶ ሂወት ዕላማ እያ ምኽንያቱ ኩሉ ናብ ዕላማ እዩ ፨
@MinasFissehay
@MinasFissehay 24 күн бұрын
Tefiekana endika .hji gn waw welcome to uganada. Ata wedi keyrekebkani gn keytkeyd.
@user-ht1hi9dd5b
@user-ht1hi9dd5b 19 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣዛናጋዕን መሃርን ቀጽሎ
@HermonTesfu-qj7vk
@HermonTesfu-qj7vk 19 күн бұрын
ሰላም አምላክ ምሳኻ ይኹን ልኡል ሓውና ፡ እንታይ ክብለካ ደሊየስ እዛ ሓፍትና አምጺኻያ ዝጸናሕኻ ሕቶ ሓቲታ ዝጸነሐት ማለት እዩ ፡ አብኡ እየ ክዛረብ ደሊየ ፡ እቲ ሕቶ መሰርታዊ ዝኾነ እዩ ሂወት መርጫ ዲያ ዕጫ ፡ ሂወት ፍቃድ አምላክ ዲዩ ወላስ ጽሕፍቶ፡ አነ በዓቅመይ ክምልስ እየ መጀመሪያ ጽሕፍቶ እንታይ እዩ ቅድሚ ንስኻ መውላድካ ተጻሒፍካ እዩ መን እዩ እቲ ዝጽሕፍ እግዚአቢሄር አምላክ ማለት እዩ ፡ ናተይ እመነት ጽሕፍቶ ዝበሃል የለን Never , ነአብነት ሓደ ስብሲ ተሓኒቁ እንተ ሞይቱ ሲ ጽሕፍትኡ ኮይኑ አይበሃልን እዩ እንታይ ደአ ይበሃል ፍቃድ አምላክ ኮይኑ እዚ ማለት እግዚአቢሄር አምላክ ንኹሉ ይፈቅድ ማለት እዩ ፡ ጽሕፍቶ ትብሉ ስባት ፡ ብተዛዋዋሪ እንታይ ትብሉ አለኹም ፡ ናጻ ፍቃድ ናይ ወዲ ስብ የለን ትብሉ አለኹም ካልእ ከአ እግዚአቢሄር ቅድሚ ምውላዶም እንተ ጺሕፍሎም ንምንታይ እዩ ፍርዲ ዘድሊ አብ ምወዳእታ ዓለም፡ ፡ እዚ ኽሉ መልሱ አብ መጽሓፍ ቅዱስ ኢኻ ትረኽቦ ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ወላ አብ ክሉ ዓለም እንተሎ እቲ ትርጉም ወይ አንድምታ ( ምስጢር መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጥ ነቶም አምንቲ እዩ ተዋሂብዎ ፡
@fachefache2929
@fachefache2929 24 күн бұрын
Logbiba nice medeb qexelo eka hawey brukk...Logbiba gn entay malet eyu qumt qumt abilka aqblena eske 👍👍
@Mussie5
@Mussie5 24 күн бұрын
Thank you bro ajoka bertiea ❤
@bestplayerrr541
@bestplayerrr541 24 күн бұрын
Logi selam Kemey medebka betami xbuk eyu Kelly... Kahtkea delye zeleku gn kabten eska zenbebkayen mexhafti b softcopy maker bmobile Khalifa zekla tekoynen eba Ngerena ab Ethiopia slezelku kgezen akmi slezeybeley bmobile ktsedeley ykal tekoynu ab mobile kenbebo maletey eye teteredikani thanks slekulu metehbebarka❤❤❤❤
@robilife5762
@robilife5762 19 күн бұрын
ሉኡል ሓወይ ኩሉ ዚዶታትካ እንድየ ዝከታተሎ ብዘይካ ላይክ ሂበ ስሒቀ ክኸይድ እንበር comment ጺሒፈ ኣይፈልጥን'የ እንድየ ኣብዛ ናይ መወዳእታ ዝተዛረብካያ ናይዛ ሓፍትና ሕቶ ........... ተመሳሳሊት ሕቶ ኣላትኒ ( ሓሳብ ድዩ ዛዓቢ ተግባር) ከም ዝብሉኒ ድማ እዚ ሕጆ ክንደይ ፕሮፈሳራት ናይ ዓለምና ኣብ ክልተ ዝመቀለ ዩ ካኣ ይብሉኒ ገለ ሰባት፥ ገለ ውን ብዙሕ መልሲ ፍልይ ዝበለ ይህቡኒ ንስኻ ኸ እንታይ ምበልካ?
@efareyefarey7831
@efareyefarey7831 22 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሉኡል ሓቢቢ ናይ ሽሮ ዝይርስዓ ደርሆ ክይበልዕኦ ሓልዎ ኢላትኒ ኣነ ካኣ ደርሆ ኮይነ ጸኒሐያ 😂😂😂😂 መሸት ግን ኣይንርእዮ😂😂😂😂
@esmailhussen-l9e
@esmailhussen-l9e 24 күн бұрын
Logboba habibi ane dima ezia b,aqmey Kibrkit zyeteqolwen tiren ab,hade moqlo entegebrka eti,tire ksab zbesil zteqole yaharir❤❤❤❤
@simonbrhane2231
@simonbrhane2231 24 күн бұрын
Longiba Habibi azye eye zdneqeka beflay agelalexaka ab negerat zeleka aredadea wow betami EU des zbel haqi yehayesh eza video fenew ketbla keleka ente donguye ab 20 minutes eye zeatewa mekniyatu betami ika tesfa tehbeni ....kab Libya eye genzebawi xegem aleni hagezka yedeli eye 🙏.
@user-jf7ty2qw5d
@user-jf7ty2qw5d 18 күн бұрын
Logubiba hawey nayti sebay may eaqilni zebelen mara asihiqatnib😂😂😂 ❤❤❤
@user-zm3od9is1i
@user-zm3od9is1i 24 күн бұрын
Nab uganda abl logbi habibi baley kikbeleka iye ❤
@PeterMesfun
@PeterMesfun 24 күн бұрын
Hawey buruk in addition if it's possible can you start a podcast program 🤔 🤔
@HanibalTeshome-wu1zl
@HanibalTeshome-wu1zl 24 күн бұрын
Logbiba is legend teacher life fuct...
@DIEVNETKING
@DIEVNETKING 23 күн бұрын
Btaemi ika mekeyef.
@pawlosmogos-ws7rr
@pawlosmogos-ws7rr 23 күн бұрын
Log habibi btaemi eye zednqeka pls qexlo meknyatu tegedise eye zreyo vedio ka❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MedhinMic
@MedhinMic 24 күн бұрын
,,KTnewih seb aytirgex ، ،KeyThaxir bseb ayti regex، ,,KeyT ishu tesfa aytiqurex,, ❤❤Loggiba wedi yake bitaemi ye zedniqeqa tegediska ambiba ❤❤❤
@user-gh8sk7rg9o
@user-gh8sk7rg9o 24 күн бұрын
Wellcom logbiba habibi an juba memereqta knxbeyeka ena memereqta
@user-nc3us4mx5h
@user-nc3us4mx5h 23 күн бұрын
Big man the One Only ♥️❤️💯🙋‍♂️ Uganda 🇺🇬
@LidyaHabtemicael
@LidyaHabtemicael 19 күн бұрын
Eza nay yin yan zbelkaya semieya ayfeltinye gn msaka eye zsemamae,ane gn b embaba xgereda eye hizeya entay zbl msla alo mesilka sebat abta xgereda zelo eshok riom khaznu kelewu ane gn abta eshok xgereda sle zela yhgos eya tbl negerat kem aredadiakan atemamtakan u bztekaileka postive tekoynka atlist wshtawi selam aleka❤❤❤❤❤❤temoyta kemti lmud fhr fhr abilkum qberwa😂😂😂
@sarahabtab4530
@sarahabtab4530 24 күн бұрын
Welcome jegna bhanqewta ye zxbeyka brukey❤❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 24 күн бұрын
Welcome wedi abeyt eza mexhafeka ab qerba gez getmxana tesfa negeber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Eritrawit.
@Eritrawit. 24 күн бұрын
Lidya tbehal do zfetekaya alatka koyna eya da belkus shmey ms በላሕቲ ክረኽባ'ከ ደኣ 😂 thank you ayney Addisawyan xehafu eske nabana kimexie Bejaka logbiba Addis yhsheka 🙏
@Merawedihaleka-rn2gs
@Merawedihaleka-rn2gs 23 күн бұрын
Adiss Ababa gbera eske sebey xaeda🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-xv3cm4no4k
@user-xv3cm4no4k 19 күн бұрын
ኣብ ካምፓላ ግበራ B/C ኣብኡ ብዙሕ ሰብ ኣሎ 😉😂❤❤
@binyamsolomon7800
@binyamsolomon7800 24 күн бұрын
ናይ ግን ንምንታይ ኢካ ትርሳዕኒ😊 ኣምጻለይ ነዛ ጎል የሕቤያ ኣለኪ
@HabenTeklemariam
@HabenTeklemariam 24 күн бұрын
Ma bro btaemi ye zfetweka be continue..
@samsem2797
@samsem2797 22 күн бұрын
ዊንታ ረሲዕካያ ብጣዕሚ ለባም እያ ሰበይተይ ፈቲሐ ክምርዓዋ እየ ንዊንታ
@NaodNaod-qq3hj
@NaodNaod-qq3hj 22 күн бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ከመይ ጌርና እሞ ክንጽሕፋ ኢና ከተስሕቅ መዓት ኢያ
@eliltatesfagabr5121
@eliltatesfagabr5121 21 күн бұрын
Logibiba hawey ezikulu resis Eza nay shero hawey content da kemey zeybexahkya bezekoni gen Shero full of protein and carbohydrates and love kemte zebelkayo ❤❤❤❤❤
@YikealoTsehiye-qb2gj
@YikealoTsehiye-qb2gj 24 күн бұрын
Wel come geber deuel arkey kexelo zi arkey❤❤❤
@user-ti6wh3jj1y
@user-ti6wh3jj1y 24 күн бұрын
Well come habbb meqsen nafoqotka aykaalnan❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@debesaytmichael5200
@debesaytmichael5200 24 күн бұрын
Anes tewelifeka dia keykown Ab srah bizi keleku yketatelka aleku❤❤❤
@Shetet
@Shetet 24 күн бұрын
Shiro metaebiti bshiko ay tmxeni😘😘😘
@user-ln1iv4qz9e
@user-ln1iv4qz9e 23 күн бұрын
ሉኡሉ😂ኣስሊ ግደፍ እባ ኣይ ትጥፋኣ❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 24 күн бұрын
ፀዲፈ የበለይ ቃሉ😂😂😂 ይሞቸዮ❤
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 21 күн бұрын
ኣብተን ባዓል ቅሳነት ሕወሰኒ ናዓይ መሰል እየ ዝባሃል ኣነውን😂😂
@FrezgiFrezgi-iy3zg
@FrezgiFrezgi-iy3zg 24 күн бұрын
Well came Wedi Abeyti enka bedhan mexaka log biba Nebsi bhaneqoweta eye kexbeyka xenhe ab hewa Kela eya teqeblka ❤❤❤❤❤🎉🎉 Adnaqika eye kab makel Libya
@logbiba2500
@logbiba2500 24 күн бұрын
ናይ ሊብያ ንኩላትኩም ካብ መዓሙቅ ልበይ ዝነቀለ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ። ኣብታ ዘለኹማ'የ ኔረ ፡ ሓደ መዓልቲ ድማ ኣብዛ ዘለኹዋ ክትበጽሑ ኢኹም ብሓይሊ ፈጣሪ ። One day !!
@user-qb2nd6gt9j
@user-qb2nd6gt9j 24 күн бұрын
@@logbiba2500 ኢንሻላህ ብሓይሊ ፈጣሪ ክንበጽሖ ንኸውን ወዲ ዓበይቲ
@warsaymichael6642
@warsaymichael6642 24 күн бұрын
Log B Log B habibi may siha du kncherarm delina hade 500 ba shengugolna arkey ❤
@SirakSTO
@SirakSTO 22 күн бұрын
Logbiba 🤗Habibi medebka ab Libya koyne eye jemireyo mara mesati eyu hji kea msaka abhade adi koyne yketatelka aleku kexlo snku tesfa😊❤hade nger hagez kdeli eye abtahanti tserha video kxhfelka eye🙏Anbba Eka
@BetelihemHayle-wt4yc
@BetelihemHayle-wt4yc 23 күн бұрын
Luaul haweyyy neay zey tsdely Ane ksdelka nabereyy 🙏🙏🙏
@Kalidabdelwehab
@Kalidabdelwehab 24 күн бұрын
Kampala ember zarkey
@fabs7161
@fabs7161 20 күн бұрын
Habiby memereqta ab Asmera ❤
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 23 күн бұрын
Zeymno seb eske bel kief zelewo medebka ysesnelna eziarkey qexlo eka 👏👏👏
@user-hv6on7qb9j
@user-hv6on7qb9j 24 күн бұрын
መጽሓፍካ ክተመርቕ ኣዲስ ከይ ትመጽእ ምኽንያቱ ኣይ መንጠልኩን ከይ,ትምንጥለኒ ጀማሪ ኣፍቃሪ እየ ልበይ ከይጉደኣካ 😢
@FevenTuemzgi
@FevenTuemzgi 24 күн бұрын
❤thanks more from libya first comment.
@logbiba2500
@logbiba2500 24 күн бұрын
❤️❤️❤️
@DanielTesfamareyam
@DanielTesfamareyam 24 күн бұрын
Lopi hawey nafeqeka ❤❤❤ aytetfana
@temesgenokubasten7182
@temesgenokubasten7182 24 күн бұрын
ሎግቢባ ቅጭን ኣብ ካንፓላ እንተዘይኣመሪቕካያ ክቕየመልካ ኢየ 😊
@iloveyoumorethanmylife6441
@iloveyoumorethanmylife6441 24 күн бұрын
Inshallah abi adiss
@user-te7tk5gg8y
@user-te7tk5gg8y 24 күн бұрын
Kip going bro 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@peterataklti
@peterataklti 24 күн бұрын
wededey aleka dika dea tefikani ya nska sebay ika àjoka xeqlo.....❤❤❤❤
@fifififi-zd5ch
@fifififi-zd5ch 21 күн бұрын
Abo tesfa elka alku mss you bro nty ❤❤❤❤❤
@user-yt8im5vb8q
@user-yt8im5vb8q 24 күн бұрын
Nay ምደአይ❤😘🥰
@samrawitsamrawit5113
@samrawitsamrawit5113 24 күн бұрын
Btaemi eye zednkeka zfetweka medebka azanagae eu kexlo❤
@user-xg2gg3lr8d
@user-xg2gg3lr8d 24 күн бұрын
ዓተር ተጥሕን ወይ ሽሮ ሽሮ እጠሓን ድዩ።❤❤❤ምስላ ክህበካ፥ ረኣዩ ረኣዩን እንተ ብዚሑ ሕብእን ሕብእን ይመጽእ። ስዒድ ሳለሕ ካብ ካይሮ።
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #21
17:42
Logbiba Tv
Рет қаралды 25 М.
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 11 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 9 МЛН
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 198 МЛН
НЫСАНА КОНЦЕРТ 2024
2:26:34
Нысана театры
Рет қаралды 738 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #22
16:28
Logbiba Tv
Рет қаралды 24 М.
ዋዛ ምስቁምነገር  !! Logbiba Tv #18
20:51
Logbiba Tv
Рет қаралды 38 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #19
18:40
Logbiba Tv
Рет қаралды 61 М.
ትግርኛ tiktok
11:54
@አሹ የክር ጥበብ
Рет қаралды 17 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #23
20:23
Logbiba Tv
Рет қаралды 22 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #17
21:29
Logbiba Tv
Рет қаралды 48 М.
ምስትምቃር ደርፊ !!  "ከይትጋገ" Logbiba Tv.
24:14
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 11 МЛН