No video

ዊንታ ኣሰፋው ኣብ ቀዛሕታ ቶክ ሾው

  Рет қаралды 26,764

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

24 күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 258
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 23 күн бұрын
ሙናዋይ ይፈትወኪ እየ❤❤ነገር ኣክዳድናኺ ኣሰተኻኽሊ ዋእ ባህል የተባላሸውልና😢
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 23 күн бұрын
ኖርማል እኙኙኙ
@freweynidesta
@freweynidesta 22 күн бұрын
❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
​@@Araya.wedikeshiደምረን ሓንቲ ግዘ😊
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 22 күн бұрын
ውንትየ ንፎትወኺ ኢና❤ከም ስነ ጠበባዊት መርኣያ ህዝቢ ግን ኣከዳድናኺ ኣስተካክሊ ምክሪ እያ።
@AnnoyedBamboo-ui5fz
@AnnoyedBamboo-ui5fz 20 күн бұрын
ከም ኤሪትሪ ኮንኪ ዊንቲ ኣከዳድናኪ ባህል ትግራይ ኣይተጥፍኣ❤❤❤❤
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 22 күн бұрын
ህዝበይ ሰአን ፍልጠት ይጠፍ አሎ ከም ዝበሎ እታይነት ሃይማኖትና ብግቡእ ስለዘይተምሃርና ናይ ባዕድ ሃገራት እና ረእና ንጠፍእ አለና ስለዝይ ሃይማነትናን ባህልና አክዳድናና ነስተካክል
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 22 күн бұрын
ከም ብዓል ዊንታ ዝኣመሰላ ተባዓት ደቂ ኣንስትዮ ክርእን ክሰምዕን ከለኹ ብጣዕሚ ቅዱስ ቅንኢ ይስምዓኒ። ኣንትን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ መዓስ ኢኺን ከምዘን ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ነቲ ሓሳባትክን እትገልጽኦ? እወ ከም ኤርትራዊ መጠን ብደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቁዲስ ቅንኢ ቀኒአ። የስግነኩም ቀዛሕታ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ።
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 21 күн бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓውና❤❤❤🎉🎉🎉 ንኣሕዋትኩም ድማ ኣተባብዑወን ኣጆኽን ኢልኩም ሕቆፉወን🎉🎉🎉
@azeb52
@azeb52 23 күн бұрын
መርአያ ናይ ብዙሓት ሰባት ኢኪ ዊንታ ሓፍተይ ኣከዳድናኪ ኣዕርዪ ባህልና ኣይነጥፍእ ዋእ ሰነ ጥበባዊት ማለት ከመይ ድዩ
@freweynidesta
@freweynidesta 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@aexum1597
@aexum1597 22 күн бұрын
Tekikle azeb habtey ,akadnen teray zeykones aeb wechi zelena nkun aeb ady weshity akedadnana kone aebetatra aserarha chegury zey natna bahly nezye zelo weledo hemak endamaharna bahlna endatfenayo ena, meise bezuh ykreta 🙏🏾❤❤❤❤
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv 23 күн бұрын
ኣከዳድናኪ ኣስተካክሊ❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 20 күн бұрын
ዋንታየ ምቅርቲ ብኩሉ ነገርኪ ብልፅቲ እኪ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤ ኣብ ኣካዳድናኪ ግን ቁሩብ ሓምናኪ ዋእ ንስኪኮ መርአያ መናእሰያት ኣሕዋትኪ እኪ ከም ስነ ጥበባዊት መጠን👌😮
@user-gp9fh4ot5t
@user-gp9fh4ot5t 21 күн бұрын
ሙናዋይ ክፈትወኪ ማዓት እየ ኣብ ኩሉ ኢኺ ብስልቲ ስነ ስርዓትኺ ኣብ ሂወትኺ ሰላምን ቅሳነትን ይምንየልኺ❤❤❤❤❤❤
@nebyat2363
@nebyat2363 21 күн бұрын
ዋዕሮ ትግራይና😍👍
@jhi3325
@jhi3325 23 күн бұрын
ቆንጆ ጋል አምፅእካ በረከት ሺኮር😂
@YoDaha
@YoDaha 23 күн бұрын
😂😂😂
@user-gs6nb6el9w
@user-gs6nb6el9w 23 күн бұрын
😂😂😂✌
@u-tubetigray9507
@u-tubetigray9507 23 күн бұрын
😅😮😅
@tesgeg6055
@tesgeg6055 22 күн бұрын
ብልዓያ ጨውው ገይረካ😋😁
@Ggpp-fi6cs
@Ggpp-fi6cs 22 күн бұрын
😂😂😂😂😂​@@tesgeg6055
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 20 күн бұрын
ዊንታየ ፅብቅቲ ቅንዕቲ ለዋህ ባዓልቲ ሙሉእ ሕልና ኢኺ ከሙኡ እውን ንፍዕቲ ተዋሳኢት ኢኺ❤❤ግን ሪኢቶ ቀደማይ ኣከዳድናኺ ካልኣይ ኣጠቃቅማ ቃላትኪ ኣማሓይሺ መደብ ትግርኛ ክባሃል ተሎ ሙሉእ ትግርኛ ክኸውን ኢና ንደሊ ኣሕዋትኪ ንፈትወኪ ኢና❤❤ ድማ ተስፋ ይገብር ክተንብብዮ ሪኢቶ ህዝቢ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 20 күн бұрын
ትግርኛኺ አምሓርኛ ቃላት ይበዝሖ አሎ እሞ አስተኻኽልዮ ስነ-ጥበባዊ ዊንታ
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 22 күн бұрын
❤❤Winta is clever & wise also she's really good artist lady girl so I'm excited about you two, So I'm proud of you.God bless you Kezhata & Winte.
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 23 күн бұрын
ብልፅቲ ተዋሳኢት ክሕብያ መዓትየ❤
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 22 күн бұрын
በተለይ ኣምሓርኛ እያ ትግርኛ እናተዛረብኪ " ብፍላይ: ብሕልፊ"
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 23 күн бұрын
ሙና ብጣዕሚ ነድንቀኪ ተዋሳኢት ኢኺ ብዙሕ ስራሕ ብዘተፈላለየ ክእለት ክንርኤኪ ንደሊ ኢና በርትዒ😍😍
@mulumulu3028
@mulumulu3028 23 күн бұрын
ንፍዕቲ ጽብቕቲ አጆኺ በርትዒ ዊንታና ❤
@sarahabashi4167
@sarahabashi4167 22 күн бұрын
ዊንታየይ ቦጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ነክብረኪ ❤❤❤ ነገር ግን ኣከዳድና ኣስተካክሊ ስነ ጥበበኛ እኮ መምህር እዩ ምስ ይቅርታ
@user-yx5tm1tt9i
@user-yx5tm1tt9i 22 күн бұрын
አካዳድናኪ አስተካሊ ትብሉ ዘለኾሙብታይ ማለት እዩ ደስ ልበላ ትከደን እዚ ስቅ ኢልካ ለየድልይ ነገር
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 21 күн бұрын
ዋይ እሞ ትርጉም ስነ ጥበብ ድአ አበይ አሎ ስነ ጥበባዊ ማለት እኮ ገፅ ናይ ሕብረተሰብ ዘንፀባርቅ ማለት ዶ አይኮነን
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
​@@Sara-hm6qsደምረን ሓንቲ ግዘ❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 20 күн бұрын
ስነ ጥበብ ማለት ታይ ማለት መጀመርያ?ካቡኡ ዓቡዪ ሚዲያ እዩ ኩሉ ህዝቢ ዝሪኦ ከም ሓንቲ ስነጥበባዊት መርአያ ህዝቢ ክትኸውን እዩ ዘለዋ ንሕና እውን ሪኢቶ ክንህብ መሰልና እዩ።
@herilove7610
@herilove7610 22 күн бұрын
ብጣዕሚ ብልፅቲ ሕድሕድ ቃላትኪ ጥብ ኣይብላን ብኩሉ ነገርኪ ብቅዕቲ ጋል ❤
@user-ss1iu4nv6e
@user-ss1iu4nv6e 23 күн бұрын
አክደድናን አስተክለሊ አይባህልናን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Habesha3789
@Habesha3789 23 күн бұрын
እዛ አከዳድንኺ ሕሰብሉ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 22 күн бұрын
ሰላምታካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ ዊንቱሸይ ክዓ ዝፈትዋ ሽኮር ዝኮነት❤❤❤❤ አነ ግን ሓንቲ ሕቶድየ ክብሎ ወይስ ርኢቶ እና ሰብ ዓዲምካ ክተቅርበልና ከለካሲ ካብ መጀመርያ ተትጅምር ካብቲ ሰብ መንዩ ካበይ እዩ ኢልካ ተተላልየና ንተመልከቲለ ንተዓዳሚለ ደስ ይብሎ ኢለ ይሓስብ እዙይ ክዓ ብናየይ ርኢቶ እዩ ምስ ይቅርትኡ እቲ ተዓዳማይ ንካልአይ ግዘ ተኮይኑ ግን ቀጥ ኢልካ እንካዕ ድሓን መፃእካ መፃእኪ ኢልካ ናብሓሳብካ ክትቅፅል ትክእል ኢካ ስለዚ ቀፅለሉ ❤❤ አብጎንካለና❤❤ ካሊእ አቱም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ነዚ ቻናል ተከተልቲ ግን ናበይ ኢኩም ከይድኩም ሰብና ባ ነዕቢ መንፈሳዊ ቅንኢ ይቀንእ እየ ናይጎረቤትና ሞ አጆና ክንደይ ሚልዮን ትግራዋይ ኮእዩ ዘሎ አብ ደገ ስለዚ በሉ ድኣ ሓቦ ይሓዘና ሰሰናይኩም❤❤❤
@kasayareki6656
@kasayareki6656 22 күн бұрын
This girl is smart beyond my expectations. Keep it up, Winta...your future is much brighter than now.
@AbebechAbraham
@AbebechAbraham 22 күн бұрын
Wintaye wudidi new yemaregsh yene konjo🎉 Bereketm betam kumnegeregna lij Neh sibeza🎉 tebareku
@musiesheqa453
@musiesheqa453 22 күн бұрын
ሙና ጎበዝ ኢኪ ❤❤❤ግን አከዳድና መርአያ ክትኮኒ ይግባእ
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 22 күн бұрын
ባሓቅ ልባምን በላሕን ናዝ ዘመን ዊንትዬ ❤❤❤
@user-go1qv6ng5r
@user-go1qv6ng5r 20 күн бұрын
ውንተይ ማዓረይ ብጣዔሚ ዝፈትወኪ እየ ከም ስንጥበባዊት መጠን ኣርአያና ኢኪ ብሊስ ኣከዳድናኪ ባህልና❤❤
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 21 күн бұрын
ሰልጢና ክትብላ ኣይትሰይጥና። ባህሊ ኣደታት ኣይትናሽዋ መናእሰይ እዝዚ ዘበን። ባህሊ ኣደታት ኣቦታት እቲ ፀፅቡቑ እንዳማዕበና ከክፍኡ ሐሕማቑ ምእላይ/ምልጋስ/ምጉሓፍ የድሊ። ምስዘበኑን ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባን መሰርታዊ ባህልናን እምነትናን ሓሊና ምምጥጣንን ምጉዓዝን የድሊ ተጋሩዋኒ።
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 22 күн бұрын
Wow, interesting interview, thank you all.
@user-hh8bt1pv3l
@user-hh8bt1pv3l 22 күн бұрын
Winta gobez ketselelu Lebam geale❤❤
@WediMhrey-tk3yn
@WediMhrey-tk3yn 22 күн бұрын
ደስ ዝብል ዕላል እዩ ቀፅልሉ ብልፅቲ ሓፍትና ❤❤❤
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 21 күн бұрын
እንልግሊዘኛ ዝበዝሖ ቃላት እንድሕር ትጥቀሙ ንምንታይ ብእንግሊዘኛ፡ ኣምሓርኛ እንድሕር ዝበዝሖ እንተኾይኑውን ከምኡ ዘይትሰርሑ። ናብነት ቆንጆ ብምንታይ ቛንቛ እዩ ትግርኛ ቃልዲኹም ስኢንኩሙሉ?❤❤
@user-ss1iu4nv6e
@user-ss1iu4nv6e 23 күн бұрын
ዊናት ሓፍተይ ይፍትይኪ እያ ው ክድና ሕባሽ ትክድና❤❤❤❤❤❤
@vhghf
@vhghf 21 күн бұрын
ዊንቲየይ መቀረት❤❤❤ኣነስ ኤርትራዋይ ይመስለኒ ነይሩ ትግራዋይ ድዩ ዙወዲ
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 21 күн бұрын
😠
@edon7537
@edon7537 21 күн бұрын
ዋይ ሃለዉለዉ😂😂😂ወናም ትግራዋይ 😮ሱ ናብ ካልኡዜጋ😂
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 20 күн бұрын
ዋይ😂 በረከት ዘይፈልጥ እኒኦ ድዩ ትግራዋይ ኮይኑ
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 16 күн бұрын
ዋይ አበይ ዲኪ ነርኪ ክሳብ ሎሚ ንበረከት ዘይትፈልጢ 😳😂
@mrhafytu5944
@mrhafytu5944 23 күн бұрын
ዋይ አቲ አክደድናኺ አስተኳክሊ
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 23 күн бұрын
Very interesting to watch,I wish you success Winta Asfaw and you Bereket
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 20 күн бұрын
ዋኝኝኝኝ ኣኻዳደናኪ ግን በሰመኣም🎉😂
@mt-zk7zh9eu4g
@mt-zk7zh9eu4g 23 күн бұрын
ጎወዝ ቆልዓ እያ ❤❤❤ቀፅልሉ
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 23 күн бұрын
Muna 🎉🎉🎉🎉❤❤❤shkor Edimen tienan yehabki zhaftey 🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 20 күн бұрын
መርአያ ብዝሐት ሰለ ዝኮንኪ ካባኪ ብዝሕ ንማሀር ግን አከዳድናኪ አሰተካክሊ😢በጃኪ ብሰም እመ ብርሀን ንብዝሕ ፈተና እዩ😢
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 19 күн бұрын
ያ ትክክል
@user-he6eh7os7j
@user-he6eh7os7j 23 күн бұрын
Jigna tewasaeti eki ❤❤❤❤
@xoxo6191
@xoxo6191 22 күн бұрын
ሕሉፍ ኣሎሙ ኣቅርበና በረከተይ
@AG-py4xd
@AG-py4xd 22 күн бұрын
Smart and beautiful ❤
@user-xj2tx8xy2s
@user-xj2tx8xy2s 23 күн бұрын
ብጣዕሚ ይፈትወኪ❤❤❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 20 күн бұрын
እዞሞ ስነ ጥበባዋይን ተጋሩ ኤራትራ ክሎም ክዳነነ ጥራሐን ይመጽ ንምንታይ እዮም እባ ባይዘወይ ዊንታዋይ ይፈትወኺ እዩ❤ ክዳን ገበሪ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 20 күн бұрын
@@user-zs1rr4bo6c ካብ ደቂ ራያ ወፃኢ ኩለን ተጋሩ ደርጋ ጥራሕ ነብሰን እየን ዝመፃ ደቂ ራያ ግን ዋው አብ ባህሎምን አብ ሃይማኖቶምን ዘለዎም አረዳድአ ይፍለ እዩ
@user-fq7ej3fh6n
@user-fq7ej3fh6n 20 күн бұрын
ዊንታ ማዓረይ❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 23 күн бұрын
BETAME EYY ZEFETEWEKI HEJE GEN ABE NAY MELSI FELIMI BANDA KONIK XELEKI RODASS ROZE 😊😊
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 23 күн бұрын
ለባም ❤
@selemunwediweldie854
@selemunwediweldie854 20 күн бұрын
Winta sweetie ❤️ so amazing
@madenaabdulkader4026
@madenaabdulkader4026 23 күн бұрын
ዊንታ ሽኮር❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 23 күн бұрын
ብርኽቲ ሓፍትና❤❤ ❤ ትግርኛ ግን ክላስ ተድልየኪ 'ያ። እንትን ? ወድያውን? ቤኪ"የ" እና? ታዲያ? ባይሆን-? ብያንስ? ይቅርታ? ዶ ይቕሬታ? ልሳንኪ ተወሪሩ ኣብ ዓድኪ እንዳሃለኪ ተመለሲ!!!! 100% ቛንቛንኪ ካኣሊ። ሰናጥበበኛ ቃላሉ ኣጻፊፉ'ዩ ክዛረብ ዘለዎ። መርኣያ ብኩሉ መዳይ ክትኮኒ ይግባእ። 50% ዘይ ትግርኛ እንታይ ንበሎ? እሞ ካዓ ኣብሚድያ ዝወጽእ?
@fserdss1437
@fserdss1437 22 күн бұрын
😂😂
@gual70enderta17
@gual70enderta17 22 күн бұрын
ሕውስውስ ኣቢላቶ 😂😂😂
@ህያብ
@ህያብ 22 күн бұрын
ወርኛ😂😂
@shalom5798
@shalom5798 22 күн бұрын
@@ህያብ ብኸመይ? ቛንቛ ኣዲኪ ኣጻፊፊኪ ተዛረቢ(መርኣያ) ኩኒ ብኢደ ዙር ኣይትገዝኢ ምባል እንታይ ነውሪ ኣለዎ? ኣብ ምንታዩ'ዩ ወረ ኮይኑ? ሰምንታይኸ?
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 21 күн бұрын
👍👍👍👍
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 23 күн бұрын
Galnewa❤❤❤❤❤
@user-yt2xo1vy1y
@user-yt2xo1vy1y 23 күн бұрын
Wel cam mina shekor ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 22 күн бұрын
ፅብቅትን ንፍዕትን ❤
@AbdulKuddus-q5w
@AbdulKuddus-q5w 22 күн бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ
@birnihigotube9453
@birnihigotube9453 21 күн бұрын
ብሰላም ምፁ። i hope it will be best
@znawuhagoss9176
@znawuhagoss9176 23 күн бұрын
ሙናይ ፍቅርር❤❤❤❤
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 21 күн бұрын
ዊንቲ(ሮዚ) ኣብ ፊልም መልሲ ኣድናቒኺ ኢየ። ግን ኣብ ፊልምታት ናይ ሽሻይ(ሲስኮ) ጽቡቕ ገይሩ ስለዝኣልየኩም ኣማርኛ ቃላት ኣይትሕውሱን ኢኹም በዚ ድማ ንፈትወኩም። ሕጂ ኣብዚ ቃለ-መሕትት ግን እና ፥ ውጪ... ዝብሉ ኣማርኛ ትሕውሲ ኣለኺ'ሞ ሕደግየን እዚአን። ትግርኛና ነማዕብል። ኣዚና ኢና ንፈትወክን ነድንቐክን ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 19 күн бұрын
በረከተይ❤❤❤❤ዌንታየይ❤❤❤❤❤ ዌንታየይ ኣከዳደናኪ ኣስተካክሊ😮😮😮😮😮ምክንያቱ. እስኪ መርአያ ሰለ ዝኮንኪ. ሓቢብቲ😮
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 23 күн бұрын
ዊንታና❤
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 22 күн бұрын
ዊንተይ በላሕ ኣንበሲት 💋🥰
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns 23 күн бұрын
ሙና❤❤
@kukutilove
@kukutilove 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 23 күн бұрын
ዊንቲ ሸኳር❤❤❤
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 22 күн бұрын
❤❤❤
@user-hm9yz1ko1l
@user-hm9yz1ko1l 19 күн бұрын
ኣትዮ ናየ ዳኣኾንኽይ ሒዝኺ ለባም መስተውዓሊት ሃሃሃሃሃሃሃ እወዶ ከይትብልኒ ዊንቱየ
@user-bk6br1jt3o
@user-bk6br1jt3o 22 күн бұрын
ሙና ፅቡቅት ቅንዕት አንዲኪ ናይብሓቂ ግን ናብ ሚድያ ክትቀርቢ አንለኪ ሙሉእ ክዳን ግበሪ አኪ❤❤❤
@user-lj6yg8xb2s
@user-lj6yg8xb2s 22 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 16 күн бұрын
አከዳድናኪ ተተማሕይሺ በካልአይ ድማ አጠቃቅማ ቃላትኪ ሓዋዊስክዮ ትግርኛ ፣ አማርኛ ፣ እንግሊሽ በዛኩም ኩሉኩም ስነ ጥበበኛታት አብ አጠቃቅማ ቃላትኩምን ባህልኩምን አከዳድናኩምን ጥንቃቀ ገይርኩም ስርሑ ጥበብ ማለት እታይ ማለት ድዩ በዛኩም ሪኢቶ ሰባት ድማ ተቀበሉ አገዳሲ ስለዝኮነ ብዝተረፈ ጎበዛት በርትዑ ❤😊
@user-hv2lt5eh6o
@user-hv2lt5eh6o 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@fhh5953
@fhh5953 22 күн бұрын
ዊንታየ ሽካር😘😘😘
@user-jt4jf5sy4t
@user-jt4jf5sy4t 20 күн бұрын
ንሰለማዊት ውሃንስ አምፀእልና እንተኪእልካ ሕቶ ትጡዑም ድምፅክን ትመረዋሕ ጎሮሮክን ንተጋደላይ ትግራይ እንተደሪፉ ይሓምም ድዩ ኢልካ ሕተተና❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 19 күн бұрын
ናይ ልበይ. ተናጊርኪ😢 ሰምቢደ ደኣ ኢላ ትደርፍ ኣላይ ሃላይ😢
@brizafzerau8868
@brizafzerau8868 22 күн бұрын
ማዕተባ ትሕትንኣ ❤❤❤❤❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 20 күн бұрын
ዊንታ ንፍዕቲ ባዓልቲ ሞያ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 20 күн бұрын
ፅቡቕ ድምፂ እውን ኢኺ ትውንኒ ስነ-ጥበባዊ ዊንታ
@user-kv1mf1mr1m
@user-kv1mf1mr1m 22 күн бұрын
ብረይ # 1
@menkemegziabihar8699
@menkemegziabihar8699 22 күн бұрын
ዊንታየይ ዘፈትወኪ ምቅርቲ❤❤❤
@lilitsehaye220
@lilitsehaye220 20 күн бұрын
Wintiye konjo tesfa tibeb tigray
@user-ju3lb5op6x
@user-ju3lb5op6x 20 күн бұрын
ቤኪየ ዊንትየ ክፈትወኩም መዓት ዞም ናተይ❤❤❤❤❤❤ግን ቤክየ ክርኤካ ከለኹስ ሽሑይ ትመስለኒ😂😂😂😂😂😂😂😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 19 күн бұрын
😂😂😂😂
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 16 күн бұрын
ዋይ 😜😂
@fserdss1437
@fserdss1437 22 күн бұрын
❤❤
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 23 күн бұрын
With all respect
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 23 күн бұрын
There is hope
@aexum1597
@aexum1597 22 күн бұрын
Adnakyt endathsh drama teketatalyt haftken eye etye akedadnaken aemeshashta chgury resken entetestekakla, ezye zelo weledo baelu endatfe,eyue 🙏🏾❤❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 23 күн бұрын
❤💛
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 23 күн бұрын
ሙና👸❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Worry-by5xk
@Worry-by5xk 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤konJo🎉🎉🎉
@mmn4535
@mmn4535 23 күн бұрын
My❤👸
@titigaltigray
@titigaltigray 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@EndriyaTadese-vl9yr
@EndriyaTadese-vl9yr 21 күн бұрын
እዚ ሰብ እዙይ ንዓይ ቡፁኤይ እዩ ንስኺ እውን ጎበዝ ኢኺ ቁሩብ ኣካዳድና ግን ናይ ማኸል ገፀር መሲሉ ንምንታይ?
@Teamt-nn4iq
@Teamt-nn4iq 23 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሱለይ ተጋሩዋይ❤
@merhawidemozdemozmerhawi2301
@merhawidemozdemozmerhawi2301 22 күн бұрын
ቤኪ ሸኮረቆልዓ አምጺኻልና ቤኪ ናትካ መደብ ደሰ ይብለኒ ናይ ዊንታ ኢመይላ ሰደደለይ ቤቢ ጅግና
@winaentertainmentt
@winaentertainmentt 20 күн бұрын
Selam hawey ,,,mina winta entertainment ilka terekbeni ika
@konjo-vq9bz
@konjo-vq9bz 19 күн бұрын
ዊንታ ቆንጆ ጋል ትግራይ ብሉጽ ሓሳብ ቀጽልሉ
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 22 күн бұрын
👍👍👍👌👌
@godsaves8457
@godsaves8457 22 күн бұрын
@FaysalKsa-nt8jk
@FaysalKsa-nt8jk 23 күн бұрын
ዊንታ❤❤❤❤❤
@user-uo5ou4hm6k
@user-uo5ou4hm6k 20 күн бұрын
Selam kezahtamidya eske lijie akrbulug bemotie
@user-wz8xz7kn5n
@user-wz8xz7kn5n 20 күн бұрын
ናብዚ ዓብይ መድረክ ታይ ኣለዎ ፅቡቅ ጥልፊ ተከዲንኪ ተመፃክስ 😢 ብዝተረፈ ንፈትወኪ ኢና
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 103 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 31 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 345 М.
ካብ ደርፊ ድራማ ይኸብደኒ  ዓወቼ ምስ ዘይኑ #ገሬኡሙን  17 July 2024
55:24
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 103 МЛН