"ይኣክለና'ባ " ካብ ሓዘን መከራን ንፅናንዐሉ መዝሙር ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ Yeakilena'ba New tigrigna orthodox mezimur 2023

  Рет қаралды 15,818

ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ zemarit hewan G/Aneniya

9 ай бұрын

#ይኣክለናባ #መርድእ_ትግራይ #ትግርኛ_መዝሙር

Пікірлер: 155
@tewahdochannl
@tewahdochannl 9 ай бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ #ይእኸለና ባ 😢 እህህታ ህዝቢ እህህታ ልቢ እህህታ ጎበዝ እህህታ ዓቢ ይእኸለናባ ይዕዘዝ ምሕረትካ ስቅያት የብቅዕ ይንገስ ሰላምካ (፪) ኩሉ ከልቅስ ዘይንቡር ርእዩ ምሒር ክሳቀ በቶም ዘእውዩ ይእኸለናባ ይውረድ ምሕረትካ ስቅያት የብቅዕ ይንገስ ሰላምካ ምድሪ ክትጠርዕ ዘርጊሓ ኢዳ ውሕጅ ደም ሪአ ከመይ ዘይከብዳ ይእኸለናባ ይውረድ ምሕረትካ ስቅያት የብቅዕ ይንገስ ሰላምካ ወርሒ ክትቅዞ ምኽኣል ሲኢና ጎበዝ ክረግፍ ኣብ ቅድሚ ዓይና ይእኸለናባ ይውረድ ምሕረትካ ስቅያት የብቅዕ ይንገስ ሰላምካ ሃበና ጎይታ ዝንሳሕ ልቢ ሃበና ጎይታይ ዝፅሊ ልቢ ገፅካ ክንደሊ ንኡስ ምስ ዓቢ ፅድቂ መሪፅና ሓጥያት ክንኣቢ እህህታ ህዝቢ እህህታ ልቢ እህህታ ጎበዝ እህህታ ዓቢ ይእኸለናባ ይውረድ ምሕረትካ ስቅያት የብቅዕ ይንገስ ሰላምካ (፪)
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 9 ай бұрын
ጽጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 9 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እዚ መዝሙር ትርሓስ ዘሚራቶ እያ ሓቀይ
@tewahdochannl
@tewahdochannl 9 ай бұрын
​@@degneshkidanu355እወ❤
@tewahdochannl
@tewahdochannl 9 ай бұрын
​@@degneshkidanu355ኣሜን፫❤
@tewahdochannl
@tewahdochannl 9 ай бұрын
​@@user-ds4pv9by5rኣሜን፫ ❤
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 8 ай бұрын
እግዚኣብሔር ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና መዘምር ሔዋን። ኣጆኹም ኩቡራት ህዝቢ ትግራይ። ኣምላክ ሰላሙ ከውርደልኩም ኢዩ። ወጽዓኹም ክሪኢ ኢዩ፡ ጥራይ ምስጋናን ጸሎትን ምግባር። እቲ ንእግዚኣብሔር ዘየሐጉሶ፡ ጓይላ ከሙኡውን ዓቐኑ ዝሓለፈ ሓዘን ቅዞማን ኢዩ። ሓደራ ካብዚ ተቖጠቡ!!! እግዚኣብሔር ንኣቦና ኢዮብ ዝደበሰ፡ ንዓኹም ይደብስ።❤❤❤❤❤
@brhaanhagos6824
@brhaanhagos6824 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና
@-4587
@-4587 8 ай бұрын
እልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የስመዐልና ኣምላክ ሓዘና ናብ ሓጎስ ይቀይረልና💔😭
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመአልና ክብርቲ ሓፍትና 😢
@samhalmy4240
@samhalmy4240 7 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና😢 ዝሓፍተይ
@user-hj7cs6jr3u
@user-hj7cs6jr3u 8 ай бұрын
አሜን ይአክሎኩሙ ይበለና ፋጣሪ😢 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤
@user-kl2mg9wh4u
@user-kl2mg9wh4u 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ህዝበይ ፅንዓት ይሃብካ 🙏እምበር ናይ ሎምስ ከቢድ እዩ 😭
@user-tg5ys9rn3b
@user-tg5ys9rn3b 5 ай бұрын
😢😢ዝማሬ መላእኸቲ የስመዔልና🙏🙏🙏🙏 ሂዋን ከብርቲ ሓፍትና
@merhawibrhane8303
@merhawibrhane8303 8 ай бұрын
Zmarie melaekti yesmealna haftna mezemr hiewan egziabher amlak xeguu yebzahalki.netom nseme zelena kea egziabher amlak mstwaln tibebn hibu nnsha yebqaana.Bdgamie zmarie meaekti yesmealna amlak xega ab leli xega yebzahalki.
@user-ly7sh6lt2h
@user-ly7sh6lt2h 8 ай бұрын
😢ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሔዋነይ😢
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልና ጸጋኡ የብዚሐልክ ክብርተይ
@atakltiyemane-ti2ii
@atakltiyemane-ti2ii 8 ай бұрын
Amen yiaklo yibelena hiwan haftey
@ffff8192
@ffff8192 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢❤ኣምላክይሃክለክም በለና መዝምር መላኣክቲ ይስመዐና ፅናዓት ይሃበና ህዝበይ ኣምላክ የፅንዕካ ህዝበይ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️😭
@aklilu-hagos
@aklilu-hagos 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ኽብርተይ
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝሓፍተይ❤️😭🙏
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd 8 ай бұрын
ዝሜር መላእክት የስማዓልና 😭😭😭😭😭😭
@mebrhitmebratu6537
@mebrhitmebratu6537 8 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስመዐና❤❤🙏🙏
@mahleyt7694
@mahleyt7694 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና😢😢😢❤
@elif2321
@elif2321 8 ай бұрын
ፅናዓት ይሃብካ ህዝበይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@terhasweldemariam986
@terhasweldemariam986 8 ай бұрын
Amen Amen.🙏🙏🙏
@samera7043
@samera7043 9 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😢😢😢
@zainabaaa1897
@zainabaaa1897 9 ай бұрын
ዝማረመልአከትየሰመዐልነክብረተይ🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭
@galshambel9571
@galshambel9571 9 ай бұрын
NAY BEHAQI YAKLENA EGZABHIER AMLAK MHRET YLAKELENA NHAFTENA ZMARIE MELAKT YESMALENA LEBI ZTENKF MEZMUR YKRE YBELELNA BAYNI MEHRTU YRAYENA
@salamteklesenbet-qz9zk
@salamteklesenbet-qz9zk 2 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare meleakt yesmealna haftey Natey
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 9 ай бұрын
Tsbaet yhabkn aditat tigray
@MissBerihu
@MissBerihu 9 ай бұрын
ቃለ ህይወት ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክብርቲ ሓብትና ኣሜን ይእከለኩም ይበለና ይእክለና 'ባ ______ ስቅያት የብቅዕ ይንገስ ሰላምካ (2)
@user-pf7rt1uv8g
@user-pf7rt1uv8g 8 ай бұрын
ፀንዓት ይሃብኪ ትግራይ ዓደይ😭😭😭😭💔💔
@muluteklemariam8522
@muluteklemariam8522 8 ай бұрын
Amen 3🙏🙏🙏🙏🙏
@tewahdochannl
@tewahdochannl 9 ай бұрын
ኣሜን፫ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ሔዋን ሓፍትና
@rozaoppo828
@rozaoppo828 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔ዝማረኸ መላኣክት የስማዓሊና😢
@fanafani2638
@fanafani2638 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስመዐና ሒዋነይ ተባረኪ ቅድስተይ❤❤
@user-zx6we3xb3r
@user-zx6we3xb3r 9 ай бұрын
amen amen amen😢😢😢😢😢😢
@Lifeishardwork
@Lifeishardwork 6 ай бұрын
❤❤❤
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 9 ай бұрын
Kalehiwe ysmalna kbrti haftena
@asterassefa5919
@asterassefa5919 9 ай бұрын
ይእከለና አባ ሰሎኩል ነገር አግዛብህር ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘማሬ መልእክት ይስመዕልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክብርተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ንቤተሰብ ስውኣትና ጽንዓት ይሃቦም ይሃበና ንዝሞቱ ወገናትናውን ኣብ ሕቅፊ ቅዱሳን ኣብ መንግስተ ሰማይ የንብሮም😢
@user-yj1wh9kz2v
@user-yj1wh9kz2v 9 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ኣጀካ 😥 ፀጋእግዚአብሔር ኣምላክ ይብዛሕልኪ ሂወንየይ ዝማሬመላእክትየሰመዐልና❤✝️
@DanielTsegay
@DanielTsegay 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሔዋነይ ተባረኺ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ንህዝብና ምፅንዕናዕ ይሃበልና
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርት ሓፍቲና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣደ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ንዝመቶ መንግስተ ሰማይ ንዝሓዘኑ ምጽንናዓ ይሃብ ፈጣሪ እግዚኣብሄር ዝንሳሕ ልቢ ይሃበና ኣሜን
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ዛሓፍተይ ህዝበይ💛❤ናይ መፃዕንዒ መንፈስ ይላኣከልና😢ኣምላክ
@letishgebrehiwat3185
@letishgebrehiwat3185 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜንዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 9 ай бұрын
ኣሜንኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ተባርኪ🎉😢😢😢 ዋይ ህዝበይይይ😢😢😢😢😢 ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢😢😢😢
@hdhdhxhhdhd6670
@hdhdhxhhdhd6670 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና ተባርኪ 😢😢😢😢ዋይ ህዝበይይይ😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢😢😢
@hffgtt9869
@hffgtt9869 9 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ሃሊቁ እንበይ በብሓደ 😢
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 9 ай бұрын
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና 😢😢😢አብቤቱ የፅንዕኪ ሄዋን ሓፍተይ❤
@21-ot6dm
@21-ot6dm 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና ነዴታትና ፅንዓት ንዓድና ዉን ሰላም የብዝሓልና አምላኽ😢
@zahra6770
@zahra6770 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ህዎን ሓፊትና😢😢 አዶ ትግራይ ፅናዓት ይሃብኽ
@user-tg3fn1gw4o
@user-tg3fn1gw4o 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኦክቲ የሰመዐልና ፀግኡ የብሐልኪ ዝሓፍተይ እፍፍፍፍ ህዝበይ 😥😥😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f 9 ай бұрын
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ይኣኽለካ ህዝበይ ሓዘንን መከራን😢😢
@hffgtt9869
@hffgtt9869 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዐና ክብረተይ ፅግኡ የብዘሓልኪ በርትዒ ❤🎉
@teleronmobile
@teleronmobile 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-th7mg9dj2f
@user-th7mg9dj2f 9 ай бұрын
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና😢ህዝብና ጽንዓት ይሃብካ😭💔ኣሕዋትና ተወዲኦም ዕሸላት ኣብ ስደት ዘለክን ወገናተይ ኣጆና ኣምላክ ሓይሉ ጽንዓቱ ይሃበና ዚ መዝሙር ናሰማዕና ናብ ኣምላክና ንለምን ምሕረት ከውርደልና😢❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ፅንዓት ይሃብካ ህዝብና😢😢😢
@user-yt1vj3pr7r
@user-yt1vj3pr7r 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና 😢😢😢😢😢 ፅንዓት ያሃብካ ህዝብ ትግራይ😢😢
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክትን የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኪ. ህዝበይ አሕሕሕሕሕሕ😢😢😢😢😢😢
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላኽና ምሕረትኻ ኣፍስሰልና❤😢
@salamasalama3576
@salamasalama3576 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብሐልኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢😢😭😥🤲🤲🤲
@awtasheman8876
@awtasheman8876 9 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እህታችን🤲 😢😢
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 9 ай бұрын
ኣሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ሔዋን ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ☦️🙏
@terhasweldemariam986
@terhasweldemariam986 8 ай бұрын
🥲🥲🥲.🙏🙏🙏
@user-cw4hm8he5l
@user-cw4hm8he5l 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ👏👏🙏🙏👏🙏😢😢😢ምሕረትኻ አፍስሰልና እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ሂዋን ሓፍተይ በረኩቱ የብዘሐልኪ እግዛብሔር ኣምላኽ 😭😭😭♥️♥️
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 19 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢ይእከለኩም ይበለና ጎይታ😢
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ሓይሉ ይሃበና
@user-wx6od9dv9x
@user-wx6od9dv9x 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ክብርት ሓፊተይ🙏🙏🙏
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና😢😭
@sbegge7121
@sbegge7121 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@dqdq2115
@dqdq2115 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 9 ай бұрын
ዝማሬ መላክት የስመዐልና 😭😭😭😭
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 9 ай бұрын
😢😢ዝማሬ መላእክት የስሠዐና ሂዋነይ😢
@senaytsenayt6366
@senaytsenayt6366 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ👏
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 7 ай бұрын
😭😭😭🙏🙏🙏♥️♥️♥️✝️✝️✝️
@Mario_Haile
@Mario_Haile 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ናተይ ሓፍተይ
@user-pc8uk5pj9t
@user-pc8uk5pj9t 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍተና ♥️♥️♥️🙏🙏
@titigaltigray
@titigaltigray 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ❤❤❤ 🙏🙏
@saiful_rana5075
@saiful_rana5075 9 ай бұрын
ኣሜን
@user-bz1mq7qj8h
@user-bz1mq7qj8h 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ
@sari-ii6pw
@sari-ii6pw 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ዝሓፍተይ🙏🙏🙏😭💔
@bxbbx7087
@bxbbx7087 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና🙏🙏🙏
@haymanotkahsay726
@haymanotkahsay726 9 ай бұрын
Zmare melakti yesmealna ንኩሉ ስድራ ጽንዓት ይሃብ
@saragrah3425
@saragrah3425 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
@zemedebaytabr5113
@zemedebaytabr5113 9 ай бұрын
ይዕበለይ ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ይባርኽኪ ኣብ ጎንኺ ኢና ብፀሎትስ ብሞራልም
@ftggtt1969
@ftggtt1969 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 9 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ😢
@alemalarm8788
@alemalarm8788 7 ай бұрын
😭👏⛪🙏🙏🙏 Amen Amen Amen hafty 🕊️🕊️🕊️🕊️💞🙏🙏🙏🌎⭐⭐⭐
@user-gr8tn6cz4f
@user-gr8tn6cz4f 9 ай бұрын
Amen amen amen
@SaSa-sr6tp
@SaSa-sr6tp 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤💚💚💚❤️❤️❤️💔💔
@user-do5ff9qf9f
@user-do5ff9qf9f 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኪ 😥😥😥
@ffff8192
@ffff8192 8 ай бұрын
ዘመርትናካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃበክም ሃሕዋትና ክልክም ክብራት ሃሕዋትና ኣብዘለክመ የብዝሕክም❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤️❤️
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 9 ай бұрын
Eufffffff eway hzbi tigray zrekebo mekera atum hamimna bejaka Fetari tsnaet habo nhzbi tigray
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓና 🙏🙏🙏🙏🙏
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 9 ай бұрын
Smemaetat tigray Fetari ab yemanay eidu ynbrku
@zamzam4140
@zamzam4140 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክ ያሰመዐልና ክብርተይ ❤😢😢🙏🙏❤💖❤💖❤💖
@saraabraha482
@saraabraha482 8 ай бұрын
😭😭😭💔💔💔
@meazayayney6076
@meazayayney6076 9 ай бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና🙏🙏🙏
@user-sl3rm3vh1o
@user-sl3rm3vh1o 8 ай бұрын
ዝማሬ መመላእክት ህዋነነይ ዝማሬ መላእኽቲ ተባርኽልና😢😢😢❤❤❤
@feefderf5946
@feefderf5946 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔
@user-ms9lh5ee1x
@user-ms9lh5ee1x 8 ай бұрын
😥😥😥😥
@user-pw4jn8ln4y
@user-pw4jn8ln4y 9 ай бұрын
_Zmare melakt yeshimealna kbrt haftna (yklaaba)😢_
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 17 МЛН
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 13 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 40 МЛН