No video

🚨የሕዝን! ሩታ ብናይ ሞት ሃብቶም ኣብ Tiktok Live ግብረ መልሲ ሂባ! ህዝቢ ኣቆጢዓ! ነገር ጥዕና ኣይኮነን ሕክምና ዉሰድዋ! 5 June 202

  Рет қаралды 47,960

Dadi & Mami

Dadi & Mami

Күн бұрын

🚨የሕዝን! ሩታ ብናይ ሞት ሃብቶም ኣብ Tiktok Live ግብረ መልሲ ሂባ! ህዝቢ ኣቆጢዓ! ነገር ጥዕና ኣይኮነን ሕክምና ዉሰድዋ! 5 June 202
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamusic
‪@DadiMami‬

Пікірлер: 502
@senaittesfamariam5949
@senaittesfamariam5949 2 ай бұрын
ቀታሊኡ ብኣምላኽ ኢዱ ክረክብ እዩ ንስኺ ግን ከም ሰብ ሕልና የብልክን ድዩ እልይ ከ ዘይትብሊ ንሕና ከማን ዘይንፈልጦ ስጋብ ሕጂ ምዉጻእ ኣቢና ዘሎስ ደርፊ ወሊዕኪ ተዕልሊ በስመኣብ ምሕረት የዉርደልኪ ንሓዉና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጨካን ዝኾነ ግዜ በጺሕና።
@Filawi426
@Filawi426 2 ай бұрын
ፍቅሪ ምስኡ ኣይነበራን ኣብ ሶሎ ሜድያ ከይድኩም ስምዕዎ ሓብታ ዝበለቶ ንምንታይ ኢላ ትቀርቦ ኔራ ግን ኣምላክ ዋንኣ ሕጂ ኣብዚ መጽያ ኣልቃሲት ክትከውን ግን ኣምስልነት እዩ
@user-ev9ne1zm7d
@user-ev9ne1zm7d 2 ай бұрын
ቃላትኺ እንድዩ ዘሐንቆ ይሕነቂኺ እንታይ ዓይነት ፍጥረት እያ😢😢😢
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 2 ай бұрын
እቶም ኣጆኺ ትብልዋ ታይ ኮይና ድያ ገጽኩም ትርሓቅ፡ ወይልኡ ዝጠፈአ ሃብቶም ሓወይ እዋይ ሕረረረት😭😭😭😭
@senaitmussie7716
@senaitmussie7716 2 ай бұрын
Nay bhaki entaya koynuwa emo
@daniwedihager7708
@daniwedihager7708 2 ай бұрын
💯💯💯
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 2 ай бұрын
Ya nhabta nsu afqirni alo ane,gn fqri yebleyn elatni ela ygerm
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 2 ай бұрын
Tab tab ka tbl qurhti
@yes6292
@yes6292 2 ай бұрын
ክትፈኮሰ ንእሸተይ እልይ ዘይትብሊ ሓፍተይ ብፈጣሪ ውዕቲ ነዓይ ከኣ ትብል ፈካስ ከልቢ ዓረብ ኑእሰይ ኣብኡ ይጠዓምካ ጎይታዋይ ክብሪ ሰብ ዘይብላ ከልቢ ዘይከብ ሰባ ፎኻስ 😢😢😢😢😢
@WintaAraya
@WintaAraya 2 ай бұрын
yes ኣነ ኾማን ናይ ጥዕና ኣይብሎንየ ኣብዚ ግዜ ካብ ቲክቶክ ቁሩብ ክትርሕቅ ነብሳ ክትኣሊ ዕረፍቲ ክትወስድ ክሳብ 40 ዝሓልፍሲ ስድርኡ ክሳብ ዝረጋግኡ ርሕቅ ተበለት ካብ ሚድያ ጽቡቅዩ
@user-ty5rd6vz9l
@user-ty5rd6vz9l 2 ай бұрын
🙏🏾👍🏽
@abduselamsied352
@abduselamsied352 2 ай бұрын
No kurub temezabila ala ezia seb seb yedlya alo
@WintaAraya
@WintaAraya 2 ай бұрын
እቶም ስድርኣ ሒዞም ኣብ ክትሓውየሉ ትኽእል እንተዝወስድዋ ኣኽፊኣ መስክነይቲ 🥺🥺🥺🥺
@blackbulltrex
@blackbulltrex 2 ай бұрын
ኩሉ ስድራ ነናቱ ሽግር ኣለዎ ብዕላማ ኢና እኮ ስደት ፈጢሮሙልና ንቅሓት ጥራይ ኢዩ ፈውሱ።
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 2 ай бұрын
ነቲ ዘሕስራ ሰብ ክትብል ባ ን ሓዉና ኣጥፊኣትልና
@ygsay2993
@ygsay2993 2 ай бұрын
Tegemtel wedita gefah amenzra
@shaiebya437
@shaiebya437 2 ай бұрын
Kdm nennebsna nfetish
@blackbulltrex
@blackbulltrex 2 ай бұрын
ጋሓፍ ሰብ የለን፡ መሳርሒ ሸይጣን ዝኮነ ሰብ ጥራይ ኢዩ ጋሓፍ። ጋሓፍ ናይ ወልፊ ሙካና ሲ ክትዛረብ ወጺኤ ኣይነበራን። ሰብ ኢና እኮ
@shaiebya437
@shaiebya437 2 ай бұрын
@@blackbulltrex gena kemzi kumal nay adkumn mesretkumn dedihrekum endakedna kenexriyekum ena ati gualza komarit
@MeronRisom
@MeronRisom 2 ай бұрын
እዋይ ሕልና ጠፊኡ ሓውና ከማን ዓይኑ ከይነተዐስ ናብዚ ምምጻእ ደርፊ ምውላዕ እንታይ ዮ ትርግሙ💔 🥺 ንብሎ ጠፊኡና ሎምስ ኣምላኽ ይቅረ ይግበረልና🙏
@user-ix9rl1nn3y
@user-ix9rl1nn3y 2 ай бұрын
Akkk aby emo ereden bale eza ghaf
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 2 ай бұрын
Hlna 🥺🤔 hlinana entenesrho chikane mitefee lewhat mnegese . Besmeam kab Ty natu erefty nlaelis hji tzarebo zela melisu lbka ygodeaqa💔🤦‼️ . Tarik weledina....( Nhade abo wediqas Seb qetilwo Ms belwo ..... Wayy wedey eilu dhry mlqasu belu qetaly wedey lebam ygbereley eilom ybhal ‼️😔. ) slezi ab hiwet bizuh neger yegatmena endyu gn kab kemzien aynu zeftete chiqane zelewen sditat yedhinena Amen🙏🙏🙏.
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 2 ай бұрын
ምስኪነቲ አረ ግደፍዋ ኣሕዋተይ ንሓውና መግስተ ሰማያት ይዋረሶ ንመላእ ቤተሰብ እውን ፅንዓት ይሃብ እንተ ዛቆልዓ ግን ግደፍዋ ኣብ ሕማቅ ኣላ ኣምላክ ኣሎ ሓቀኛ ፈራዲ ኣምላክ ይፍረደና ንኩላትና ብሓቂ😢😢😢
@user-xy4oq6om1t
@user-xy4oq6om1t 2 ай бұрын
ብስም ስላሴ ሓዘን ዘይወደአትስ ናብዝይ ብጣዕሚ ሓዝነ😢😢😢
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 2 ай бұрын
😢😢😢በስመኣም ኣነ ናብ ቲክቶክ ክትምለስ ኣይተጸበኹን 😢😢ከመይ ኢና ጨኪንና ዘለና ግን ኣኸር ዘመን🥺
@user-so1ov8qs8s
@user-so1ov8qs8s 2 ай бұрын
ማርያምን ይገርም እዩ 😢😢
@Dembena
@Dembena 2 ай бұрын
😢
@hrytigebremeskel7260
@hrytigebremeskel7260 2 ай бұрын
Kidi bejaki tekeweli
@blackbulltrex
@blackbulltrex 2 ай бұрын
ክንደይ ክታበት ኮሮና ተወጊእኩም ኣለኩም እዚ ናይ ጥዕና እይኮንን?
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 2 ай бұрын
ስዲ እያ ባህሊ ዘይብላ😢
@glorytogod7846
@glorytogod7846 2 ай бұрын
Entadeki geratki resah
@fevengile7229
@fevengile7229 2 ай бұрын
@@glorytogod7846sel beli anjal kem seb zehaznlu tebkyelu tehita besnkey keman meblet metetase leba ezia gen hanti sedi ya absemunu derfi welia tesesalu betami tehzen
@WintaAraya
@WintaAraya 2 ай бұрын
እዛ ሰብ ጥዕና ዝብሃል የብላን ቕሩብ ሕልና ዝብሃል ዘይብላ
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 2 ай бұрын
ብጥዕናኣ ድያ ግን🙏🤲🙏😢😢😢😢😢💔💔💔
@user-sz7jz6wp5j
@user-sz7jz6wp5j 2 ай бұрын
ቀዊሳ ትከውን ብጥዕናካ ተልካ እካ እኮ ትሓዝን ቀውሱ ዶ አይኮነን ሂወቱ አጥፍኡ
@MeronRisom
@MeronRisom 2 ай бұрын
ከመይ ዝበልዋ ያ ግን ኢዚኣ ረሳሕ ብሓቂ !!!
@ygsay2993
@ygsay2993 2 ай бұрын
Tegemtel wedita gefah amenzra
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 2 ай бұрын
ፈጣሪ ካብ ክፉእ መንፈስ የድሕነና 😢😢ሓውናም ብልቡ አይነበረን እምበር መጨረሻ ጋል ድያ ግን ክፉእ መንፈስ😢😢😢
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 2 ай бұрын
በስምኣም ክትደፍር ግን ተመሊሳ ክትመጽእ ኣይተጽበኩን💔
@senaitmussie7716
@senaitmussie7716 2 ай бұрын
Eziaa daa entaya koynu haftom ni ztefoo tefiewo alo .
@meksebey854
@meksebey854 2 ай бұрын
Wala Ane germuni lomsi thafer tkewen eya ile nere hlna yblan😢
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 2 ай бұрын
ጊሒላ ....።ኣምሱሉ...
@user-hi9yp5cc4e
@user-hi9yp5cc4e 2 ай бұрын
አወዳት ተጠንቀቁ እዚአ ደም ጥዕማ እያ ጥንቅቅ
@AloniabYemane
@AloniabYemane 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ሕልና ዘለዋ ሰብ ካብ ምርካብ ካብ ማዓኮር ጡዑም ጨና ምጽባይ ይሓይሽ
@NiyatBereket
@NiyatBereket 2 ай бұрын
ትሓዝንሉ ተትኮኒ ኣብ ሰሙኑ ኣብማስመድያ ኣይምመጻእክን ኣምሰሉ ወይልኣ ኣዲኡ እበር ንስክሲ ሓንቲ ኣይትኮኒን ኢኪ ሲዲ ደረቀኛ
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 2 ай бұрын
Bhaki 👌🏽
@amangoitom1233
@amangoitom1233 2 ай бұрын
Eway mehferi zeybla
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 2 ай бұрын
ተጎኒፋ እያ🤔🤔🤔
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 ай бұрын
ንምንታይ ግን ትፈርዱዋ ኣለኹም ኣቶም ኣሕዋተይ ግደፊዋ ዝኾነ ኾይኑ እዩ ኣይምለስን ስለዝ ኣይተጨኑቁዋ 😢
@NiyatBereket
@NiyatBereket 2 ай бұрын
Eway habtom hawey mskin hji andu da zmote 😥😥😥😥😥😥
@shinez.1725
@shinez.1725 2 ай бұрын
አዚ ሃብቶም፡ ፊትሕ ኣጋጢሙዎ ኣብ ኣመሪካ አንተኮኢኑ
@user-ki7pc6ce3b
@user-ki7pc6ce3b 2 ай бұрын
መን ፈረድት ገብረኹም እዩ እሰኩም እፍፍፍፍ እግዘአብሄር ይፍረደእዋ ሰቅ ደይትብሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Abeba1985
@Abeba1985 2 ай бұрын
ሐደ አዲግ ብፈሲቡኩ ተፋልጠዮ ነይረ እላ ዲያ ትሐዚን ዛ አመዚራ ኩሎም ሐደ ዮም
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 2 ай бұрын
Ewae genzebu belia kab sdrabetu felalya axelilato si kemzi tbli
@ygsay2993
@ygsay2993 2 ай бұрын
Tegemtel wedita gefah amenzra
@hrytigebremeskel7260
@hrytigebremeskel7260 2 ай бұрын
Btami tehzn nzmotes kemzi
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 2 ай бұрын
Hilna yeblan ketemsil kurub ke detxenih besmab 💔
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 2 ай бұрын
ወይሉ ዝሞተ እምበር ዘሎ ደኣ እንታይ ከይከውን 🥺🥺🥺😭😭😭💔💔ዋይይ እንታይ ክትገብር መጽያ ደኣ 🤔🤔🤔🤔
@fyoriHailemicael-yz1pp
@fyoriHailemicael-yz1pp 2 ай бұрын
🙏🏾💔💔💔💔💔🙏🏾💔💔💔💔🙏🏾
@tesfaigurja6808
@tesfaigurja6808 2 ай бұрын
ቃልክዳን አሰረላን
@WintaAraya
@WintaAraya 2 ай бұрын
ሓሳዊት ዝኾነት ጋል 😢😢
@user-re5sy2hz2t
@user-re5sy2hz2t 2 ай бұрын
ዋይ ሐዝስ ንዑኡ ከዓ የራስንኡ ኣለዋ ገፅክን ትርሓቅ
@OsmanAli-xs2fi
@OsmanAli-xs2fi 2 ай бұрын
ንሳ ሐንቲ ከልቢ እያ ንሱ ግን ንጋል ኢሉ ነፍሱ ይሕልፍ አኔ ንጋል ሙሽ ናፍሰይ ክሕልፍ ጽፍረይ አይሰድድን
@user-zu1ge3zy3h
@user-zu1ge3zy3h 2 ай бұрын
Nay bahaqi✌️
@waw1593
@waw1593 2 ай бұрын
👏 👏 👏
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 2 ай бұрын
😢😢😢😢
@NiyatBereket
@NiyatBereket 2 ай бұрын
ሕምምቲ ክትከውን ኣለዋ ሰብ ኣጥፊኣ ክንድዚ ብደዐ
@angosomsium7575
@angosomsium7575 2 ай бұрын
Tay gerato? Baelu hiwetu zetfea seb.
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 2 ай бұрын
Way habtom hawey klte mot moytu 😢😢😢
@mikikahsay7758
@mikikahsay7758 2 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 2 ай бұрын
ኣምሰሉ ዘይትኽወል ከ ቦግ በሊ ወልፈኛ ናይ ሜድያ
@ygsay2993
@ygsay2993 2 ай бұрын
Tegemtel wedita gefah amenzra
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 2 ай бұрын
Ohhh my god bitami eya defar gen kemzia dem zeybla seb ayrakun 😢😢
@shinez.1725
@shinez.1725 2 ай бұрын
አዚ ሓብቶም ፊቲሕ ኣጋጢሙዎ ኣብ ኣመሪካ አንተነይሩ፡ ስትረስ ቀሊል ዲዩ፡ ወሊድካ ሚፊታሕ ብፊላይ ኣብ ወጻኢ ፡ሽግሩ ሚስ ሩታ ኣይመሲሊን፡
@LibanosZz
@LibanosZz 2 ай бұрын
ኣይትገደሲ ናይ ሰብዘረባ ነብስኪ ኣረጋግዕያ
@SaronTekle-kw2kp
@SaronTekle-kw2kp 2 ай бұрын
Ehh kaba zeythshu yewardkum
@alemdesta454
@alemdesta454 2 ай бұрын
ዋ ብስሩ ሕልና አለናዶ ናሓውና ደጊም በቃ እዩ ሕጊ ዘይፈርዳ እንታይ አድለየ እዚ ሕማቅ ቃላት ንዓኣ ነቲ ሓውና ዘጥፈኦ ንሱዶ አይኮነን ዘይትመሃሩ ግን🤔 ለለ ብሰንክካ ተባሂሉ ሓደ ከምኡ ክቅፅል ማለት "ዩ😫ውይ ታይ ዓይነት ወለዶ ኢና😢😢
@ShhsShsh-ed7co
@ShhsShsh-ed7co 2 ай бұрын
በታ.ዝወለድክያ.ሕሪ,አንቲ,ሰክራም.ሰታይት.ደም.መንእሰያት
@user-nd8cy7nt7c
@user-nd8cy7nt7c 2 ай бұрын
Pls eza haftna tsubuq yelan bzkalekum hagzwa pls aytxrefwa tkkel yelan
@user-it4yw6sp1v
@user-it4yw6sp1v 2 ай бұрын
Tekwli bejaki kabzi masmeda zhaftey xbuq ayikonen ayexblkin 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-mr8tk7yz4n
@user-mr8tk7yz4n 2 ай бұрын
ኣጆኪእታይ ይግበር መግተ ሰማይ የዋርሶ ኣምላክ ዝጸሓፊ ንዓኪ ንፋሚሊ ጽንዓት የሃብ😢😢😢😢😢😢😢
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 2 ай бұрын
😢😢😢
@eritrea576
@eritrea576 2 ай бұрын
Why are you guys rude to her? Do you really have a mother, sister, and family. Leave her alone. He never blames her ok, Leave her alone Leave her alone. RUTA STAY WITH YOUR FAMILY, SISTER. READ BIBLE TALK ABOUT Jesus
@user-ez7hm4qy2r
@user-ez7hm4qy2r 2 ай бұрын
Kedie sedi arkebki seb ab hazen euo zalou😢😢😢
@tdf-ng2bj
@tdf-ng2bj 2 ай бұрын
I think she is not in good condition. She needs help.
@MeronRisom
@MeronRisom 2 ай бұрын
Omg ney mentey kehazen awey ketchken 🥺🥺🥺🥺
@nebiatzemichael7602
@nebiatzemichael7602 2 ай бұрын
Ewaeeee antiyyy habtey you ok .please tekeweli haytihafrin zeitikiweli ke 😢😢😢😢😢😢hansab libyyy seb tesebiru kelo effffff my god seb hasiru behaki😢😢😢
@freweyninegash5235
@freweyninegash5235 2 ай бұрын
Gohaf drbay haftom hawna nsdreu godilu esiki da dahan bzaeba motu ka aymlketan eu
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 ай бұрын
እዋይ ሕራሮት ኣንሻዓ ዳኣ ናብ ሙዚቃ😢😢😢😢 ኣትያ
@HYAW-EMNI
@HYAW-EMNI 2 ай бұрын
“ደጋጊሞም ምስ ሐተትዎ ኸኣ፡ ቅንዕ ኢሉ፡ ካባኻትኩም ሓጢኣት ዜብሉ፡ ንሱ ቕድም እምኒ የውድቐላ፡ በሎም።” - ወንጌል ዮሐንስ 8፥7 ኣንቱም ክንደይ ትደፍሩ ግደፍዋ እንዶ ዘላታ ባዕላ ትፈልጦ ናይ ህይወትኩም ዘይትገብሩ ንስኩም ትገብርዎ ዘለኩም ከፊኡ።
@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey
@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey 2 ай бұрын
ለባም ለባም ምጽዋት ክጥዕም።ዘይበጽሖ ምኩሕ።
@freweiyniabrha8831
@freweiyniabrha8831 2 ай бұрын
Uyyyyyyyy habtom hawey 2 moti 💔💔🙆‍♀️🙆‍♀️😭😭
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k 2 ай бұрын
እዋይ ጉድ ወይልኺ ወላዲት ወይልኹም አሕዋቱ ዐይኑ ከይነትዔ ዋይ ወደይ አምላኽ አብ ዙፋኑ የንብርካ 🙏🇪🇷
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 2 ай бұрын
ክትደፍር በስመኣም 😭😭😭 ኣታ ሕጂ ንመን ኢያ ከተጥፍእ ደልያ እዛ ነጂስ
@Helenberhe1
@Helenberhe1 2 ай бұрын
Ufff😢😢
@user-in2ew7qu6z
@user-in2ew7qu6z 2 ай бұрын
ሩታ ሓደ ሰብ ኣለልዪ እሞ ኣብነት ግበርዮ ❤❤❤❤
@Dannytube46
@Dannytube46 2 ай бұрын
ከመይ ኢና ጨኪንና ዘለና ግን ኣኸር ዘመን
@user-of7xf3wk8o
@user-of7xf3wk8o 2 ай бұрын
ብሰንኪ እዪ ሓውና ለክባጥ 😢😢😢😢😢
@yacobtewelde466
@yacobtewelde466 2 ай бұрын
እዋይ ድርቅና!!!!!!!!!!!!! ስድነት መዳርግቲ አልቦ
@sarasari9346
@sarasari9346 2 ай бұрын
Lebe yesber 💔 😢😢😢😢
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 2 ай бұрын
እዛ ጀሚርኩማ ዘለሙም ብዚነስ መቸም ክንደይ ሰብ ክስዕባ ብ ቀሊል ገንዘብ ክትገብር ትደሊ ጽብቅቲ ምኽሪ
@user-vs9pf3on6t
@user-vs9pf3on6t 2 ай бұрын
ምዓረ ክንደይ ክብረት ከም ዝነበሮ ሕጂ ተረዲኡኪ
@Helenberhe1
@Helenberhe1 2 ай бұрын
Omg 😢
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 2 ай бұрын
Chekan aya😢
@melatkfle2163
@melatkfle2163 2 ай бұрын
ምስ ጥዕንኣ ዘላ ኣይትመስልን እያ😢
@efitechannel1395
@efitechannel1395 2 ай бұрын
Bejakum antum hezbi respect nay zemote yhalwena Amlak alo feradi
@eritreaadey3074
@eritreaadey3074 2 ай бұрын
Geremene temelesa temexe ay meselenen nyro ne habtom hawna rebi yerhamelo rebi ne jena ye belo amen
@genetzeleke8818
@genetzeleke8818 2 ай бұрын
ሩቲና በጃኺ አይትስምዕየን ነዘን ለቃምፅ ዕድል አይታኀብየን ሂወትኪ ምርሒ !! ❤
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 2 ай бұрын
Tehababarita kemti natu yfterelkn
@fkriumengedey4242
@fkriumengedey4242 2 ай бұрын
Ati hferi hasawit😢
@yes6292
@yes6292 2 ай бұрын
እልይ ዘይትብሊ ከልቢ ፎኦ😢
@user-so1ov8qs8s
@user-so1ov8qs8s 2 ай бұрын
ይገርም እዩ ጓል ዓደይ ክንደይ ይጭክኑ ዞም ኤርትራዊያን 😢😢😢
@user-xm5vj4ro3u
@user-xm5vj4ro3u 2 ай бұрын
​@@user-so1ov8qs8s እንታይ ዳኢኺ ትብሊ ቆማል ኣብ ትግራይ ኣቦ ንጋል 3 ዓመት ዝጋሰስ ሰብ የለን ድዩ ደፋር
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 2 ай бұрын
Nay hlna guday eyu mber eritrea tgray zebl,yeblun,marey
@user-xm5vj4ro3u
@user-xm5vj4ro3u 2 ай бұрын
@@user-so1ov8qs8s ab tgray n galu zemx yelen dyu
@yes6292
@yes6292 2 ай бұрын
@@user-so1ov8qs8s በሓቂ ኣብክንዲ ትሰተር ትግተር ንእሸተይ ትፀንሕሰ 😭
@fretamebre1020
@fretamebre1020 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢 zmete mengte semay yewarso hzbi eber nsa zgebereto yelen hasewti
@user-qu1vq4of5b
@user-qu1vq4of5b 2 ай бұрын
አቱም ሰባት ንሰብ ንምፍራድ ስለምንታይ ዘይትፈርሁ? ሀብቶም ብሂወቱ ከሎ በሰንኪ ሩታ ድዩ ወይስ ብሰንኪ ካልኦት አብ ሽግር ክወድቅ ከምዝክእል ዝሐበረኩም??? እዚውን ንሞት ዘብቅዕ ምኽንያት እንተኾይኑ ማለትዩ እዋይ አብዚሕጂ እዋን ዘለኹም ኤርትራውያን ዘይተሰተውዕሉ ተፃረፍቲ ፍትሒ ዝበሀል ዘይፈጠረልኩም እዚ ወለዶ እዚ ከመይ እዩ ተበላሽዩ ???
@brgednhamedu6120
@brgednhamedu6120 2 ай бұрын
ስዲ እያ😢
@yahereberaki2324
@yahereberaki2324 2 ай бұрын
እቶም ሕጂ ሓወይ ሓወይ ትብሉ ዘለኩም ትማሊ ኣብ ሸግር ኣበይ ነርኩም ሩታ እንታይ እዩ ጌጋኣ
@terhasberhane71
@terhasberhane71 2 ай бұрын
ዎይ ኩልኩም አምስሉታት ኢኩም ሐፍቶም ካብዝመውት ክደይ ጌሩ ሕጂ ሐጊዝክሞ ብሒወተይ ተሐተቲ ንዝበሎም ሰባት ደይተዛረብኩም እሳውን ክትሞውት ደሊኩማ STP አምሰሉታት
@danhabte4033
@danhabte4033 2 ай бұрын
Kulom lkomex eyom lebam lebam yxawet guhafat
@senaitsetant748
@senaitsetant748 2 ай бұрын
በጃካትኩም ዓበይቲ ዓዲ ዓገብ በሉልና ሰብ ዶ የለን ዪ አንታ ኡይ ኡይ ዝብል ሰብ ተሳኢኑ ዶ ከሎ ብሂወቱ ሕጂ ድማ ገና ሓመድ አዳም ከይለበሰ 😭 😂😂😂 እዚአሰብ ሰይጣን አያ ናይ በሓቂ ሕልና ዝበሀል የብላን በሰሮ ምስሊ አዴታታ ዘይብላ ሕጂ ትነብዕ ሂወት ሰብ እካዩ ሓሊፉ ኤንበርዶ ይርድአዩ? እዚ ሕጂ ቀይሕ ዓይኒ እንታይ ሕብሪ እዪ? ናይ ሰብ አይኮነን። ናይሰብ ዓይነት ዓይኒ ዘይኮነ አምጺካ ጸሊም መንዲል ጌርካ ነጸላ ደፊእካ በጃኩም ዓበይቲ ዓዲ ዓገብ በሉልና። የቀንየለይ።
@LelaWeldemichael
@LelaWeldemichael 2 ай бұрын
Ata bjakum key tketlwa gdefwo habesha reshat😢
@segenm950
@segenm950 2 ай бұрын
ብሐይሊ ደያ ክትምርዖ ውይ ክትነብር ምስኡ ??? በደል ናይ ሩታ እንታይ እዩ ??
@nazretaraya7702
@nazretaraya7702 2 ай бұрын
Amselu Amlak nay edki yhabki
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 2 ай бұрын
ክኸብድኮ ምዓትዩ ቃንዝኡ ዝበፅሖ እዩ ዝፈልጦ በጃኹም ኣይትፍረድዋ💔😭
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 ай бұрын
እህ ልዚኣለ ከየሕንቅዋ የፍርሕ😢😢😢
@tigistibelay532
@tigistibelay532 2 ай бұрын
ኣጀኪ ሩተይ ግን ካብዚ ውጺ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Sdi eya ezia
@EriMar-ko9ve
@EriMar-ko9ve 2 ай бұрын
Zeytkweli wedey agame resah
@reggaeworld2834
@reggaeworld2834 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@shinez.1725
@shinez.1725 2 ай бұрын
ሃብቶም ብካሊኡ፡ 13 ሽሕ ተበሊኡ ሰለሎ ኣትዩዎ ዚነበረ፡ ሩታ ትረካቢ ዪኣድዮ፡
@khalidabdulwahid1547
@khalidabdulwahid1547 2 ай бұрын
Ewayi defar ketedefer hayimanote zeyebela hasawute nabe ferrdi ketekerbe alewa
@helensolomon5462
@helensolomon5462 2 ай бұрын
Ahhh Habtom hawey mengste semay yewarso bejaki Rut kab midea tealey ni kurub gize
@user-in2ew7qu6z
@user-in2ew7qu6z 2 ай бұрын
ኣታ ሑሱር ህዝቢ 😢😢😢😢 ርካሽ ርኹስ
@user-ty5rd6vz9l
@user-ty5rd6vz9l 2 ай бұрын
Gud u
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 2 ай бұрын
ኣቱም ትፃረፉ ዘለኹም ልቦና ይሃብኩም ብጥዕነኣ ኣይመስለንን😢😢እንበር ሕዚ ከምዙይ ኣይመበለትን ኣይኮነንዶ ቡዙሕ ነገር ዘሕለፈት ምስኡ ንሕና ከማን ሓዚንና 😢ስለዚ ንዑኡ ብሂወት አሎ ብሰንኪ ሕማቅ መልሓሳት ደቂ ሰባት እዩ ተፈሊዩና ዘሎ😢ሕዝለ ትፀርፉዋ ኣለኹም ክንዲ ምሕረት የዉርደልኪ ትብሉዋ ተሞይታ ተመሊስኩም ብሰንክና እያ ኢልኩም ካብ ዋይ ትብሉ ብሂወት ከላ እለይዋ😢ከምዝመስለኒ ኣይጠዓየትን ምናልባት ምስ ልባ ተኾይና ከኣ ፈጣሪ ኣሎ ፈራዲ ንኹሉ🙏
@user-ti4xd9sl9y
@user-ti4xd9sl9y 2 ай бұрын
ካብ ቀደማ ጠላም እያ ንስኪ ኢካ ዘይትፍልጥያ😂
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 2 ай бұрын
ኣይ ለክባጥ ንሰኪ ከኣ ንዘይሕዘን ትሓዝኒ
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 2 ай бұрын
@@user-ti4xd9sl9y ድያ🥺🤭ከምኡ ተኾይናስ በሉዋ ጉዳያ 😁ጨካኝ እያ ግን ብሓቂ🥺
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 2 ай бұрын
@@user-fm6xd5ol2b ፀርፊ ታይ ኣምፀኦ መዓረይ🥺ተደሊኻ ሓሊፍካ/ኪ ዘይትኸዱ ሕማቅ ካብ ምንጋር ኣብ ሂወተይ ከም ኬፈይ ወይለከ ጓል ሱሑል🤭
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 2 ай бұрын
seb rugum arkba kmzi ela ktkatae😢😢😢
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 2 ай бұрын
ንምንታይ ኩለኩም ትፈርድዋ ኩለኩም እምኒ ደብረክምላ አሕዋት ዉሽጣ ባዕላ ትፈልጣ እግዚአብሔር አምላክ ፅላል ይኩንኪ 😢
@SelamGere-bn3yy
@SelamGere-bn3yy 2 ай бұрын
Nay bhaki kulom xerifomo awaridomo eyom gn nebsom hara geroma zgerm eyu
@MeleySemere
@MeleySemere 2 ай бұрын
Nay bhaqi zelato Bala tfelxo qelil aykonen ane keman Kem nay haftom mot gieru zehezeneni Yelena gen 😢😭💔 uufff zmete aymlesni eyu
@user-yp1hd1zf8i
@user-yp1hd1zf8i 2 ай бұрын
Atom sebat resah kdan zgber ab dege zdks tsray humum aymselkum tsruyat humumat alewo neza haftna terdewa😢😢😢
@user-mk8wg3kh3f
@user-mk8wg3kh3f 2 ай бұрын
ሓሰውቲ እትም. ሓው ተዝህልዎ ዓቢዱእዩ ነይሩ. ምኣሰርዎ. ይፀርፍዎን. የሕርቅዎን ነይሮም. ስለዚህ ንዓኺ. ዓቢ ትምህርቲ. ይኹንኪ. እድ. ፅፍርኺም. ክይትሰድሎም. ህግን. ብደንቢ ተረድእኽዮም ኣለኺ. ፅንዓት. ይሃብኪ
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 19 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 2,2 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 11 МЛН
herimi shekor
24:15
ሰላምTV
Рет қаралды 8 М.
ድንግልናይ ናበይ ተሰወረ  ክብረ ንጽህናይ ስኢነዮ
37:41
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 59 М.
New Video D&D family
6:12
D&D family
Рет қаралды 22 М.