Рет қаралды 3,234
ልክዕ ከም ዝኾነ ካልኦት ብልሕታት (ቀመራዊ ብልሒ፥ ስምዒታዊ ብልሒ፥ ማሕበራዊ ብልሒ) ፋይናንስያዊ ብልሒ ውን ንቁጠባዊ ህይወትካ ዓቢ ተራ ኣለዎ። ኣብዛ ቪድዮ 5 ነገራት ንፋይናስያዊ ብልሕኻ ከበርኻ ዝኽእላ ተገሊጸን ኣለዋ። ኳንተም ኣካደሚ ናይ ክልተ ወርሒ ናይ ወፍሪ ስልጠና ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ፍርም ምምዝጋብ ይከኣል ኢዩ፡፡
forms.gle/ax3VzXE1xQX3Zo577
2. ኣብ ሰብ ሰርሖ (ኤኣይ ) ስልጠና ንምምዝጋብ በዚ ሊንክ ተጠቐሙ
forms.gle/tQCaEHyx8Wmf3vzTA
3. መሰረታዊትምህርቲ ኮምፕዩተር
forms.gle/JdCBhNBt5nxdvBVp6
4. ትምህርቲ ኮምፕዩተር ንቖልዑ
forms.gle/R4WN999YNRdjnxzU7
whatsapp +12263372020