"እዝነይ ተቖሪፀ እየ ካብ እስር ቤት ወፂኤ" ቃለ መሕትት ምስ ስነ ጥበባዊ ኣደም መሓሙድ _ ዒድ ሙባረኽ

  Рет қаралды 30,903

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

2 ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics

Пікірлер: 160
@redhabesha1
@redhabesha1 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዘመሰግን ትዝታ ቀሲቂሰኪ ንድሕሪት መሊሰኪኒ አድናቂ አደም እየ አበይ ይርከብ ብሓቂ ነምሰግን ❤❤❤
@SMNAFRDNA
@SMNAFRDNA 2 ай бұрын
ዒድ ሙባረክ ! እ'ዚ ስነጥበበዊ ኣዝዩ ክቡር ተፈታዊ ጥዑም ድምጺ ኣለዎ፡ጽቡቅ ዜማ ዘለዎም ደርፍታት ሒዙ ክመጸና ተስፋ ኣለኒ። ናይ'ቲ ዋዛን ስነጥበባዊ ኣዘራርብኡ ከኣ መሳጢ።ዕድመን ጥዕናን ንዑኡን ስድራ-ቤቱን ፍተውቱን፡ንኹልኹም ኣመንቲ ምስልምናን፡ ኤደንን ብራኸ ሚድያን፡ሰላም ንህዝቢ ዓለምን እምነ።
@AzebWeldemichael
@AzebWeldemichael 2 ай бұрын
ወይ አደም ሀወይ ስለ ልረአኩካ ደስ እልኒ መድህን ጋዜጠኛ ንአደም ስል ዝአደምክዬ ይቀንየልና❤❤❤
@user-br4ez3me7z
@user-br4ez3me7z 2 ай бұрын
ኣደም ሓወይ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነድቀካን ደራፊ ኢካ እሞ ኣጆካ ቀፅለሉ ፈታዊ ዓዱ ጀግና ❤
@user-ge1le5hv2s
@user-ge1le5hv2s 2 ай бұрын
አደመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሽሕ ዓመት ንበር ካብ ዘድንቆም አርትስታት ቀዳማይ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ኢኻ ንበረልና
@abeshalove2007
@abeshalove2007 2 ай бұрын
ዒድ ሙባረክ ኣደም ሎሚ ርኢናካ ሕጉሳት ኢና ደርፍታትካ ንፈትዎም ኣብ ቀረባ እዋን ክንራኸብ ተስፋ ንገብር::መድህን ሓፍትና ኣብ መደብኪ ስለ ዝዓደምክዮ ነመስግነኪ::🙏💕
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 2 ай бұрын
ኣደመይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወካ ስሑል ድምፁ💜😊 መን ኣሎ ናይ ኣደም ድምፂ ክሰምዕ ከሎ ንብዓት ልመፆ🥺
@mulugetakide964
@mulugetakide964 2 ай бұрын
እዋይ ክጥዕም ድምፁ! ተስፋ'ገብር ብሓዱሽን ብሱልን ስራሕ ክምለሰና።
@Mqnay
@Mqnay 2 ай бұрын
አቤት ድምፂ አደም ሓውና ብጣዕሚ ጠፊእኻና ኢኻ መዲሂን ሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ እና አደም ሓወይ እንኳዕ አብፀሓካ ንመላእ እስልምና አመንቲ ዓድ ሙባረኽ
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 2 ай бұрын
ኣደምይ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነድንቀካን ደራፊ ኢካ እም ኣጀካ ቀፅለሉ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta 2 ай бұрын
ዒድ መባሩክ ኣያና ኣደም ኣቦ ጥበብ ስለ ዝረኣኹካ ደስ ኢልኒ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏መድህን ሓፍትና ዑድምኪ ገርኪ ብምቅራብኪ ነመስግን❤❤❤🙏
@yirgamulaw821
@yirgamulaw821 2 ай бұрын
EID MUBARAK Adam Best Artist! ሓያልነት ፍቅሪ ብናትካ ስራሕ 'ዩ ተገሊፁ!
@Nunush123
@Nunush123 2 ай бұрын
He is amazing
@FjG-ot9dn
@FjG-ot9dn Ай бұрын
ዒድ ሙባረክ አደም ስለዝረአኹኻ ደስ ኢሉኒ ❤❤
@fhyytt7050
@fhyytt7050 2 ай бұрын
ኣደመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ🎉
@SMNAFRDNA
@SMNAFRDNA 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ምሩጽ ድምጺን ጽቡቅ ባህላዊ ዜማ ናይ ምድራፍ ክእለትን ብቕዓትን ኣለዎ። ሰናይ በዓል ንኹሉ።
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ኣደም ብጣዕሚ ዜሜታት ዘለዎ ዘያሚ ዩ።
@bashatube8986
@bashatube8986 2 ай бұрын
ነዛ ቃለ መሕትት ኣብ ስራሕ ኮይነ ጀሚረያ ከቋርጻ ኣይከኣልኩን፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣደም ሓወይ!
@genygen5351
@genygen5351 2 ай бұрын
Tegaru guuud rekibom, yehizin bitaemi. ZeyEdkum 😪😪😪 Egziabher Amlak misakum ykun 🙏🙏🙏🙏
@user-rb5uy5hd9x
@user-rb5uy5hd9x 2 ай бұрын
አደም መሓመድ ጅግና ትግራዋይ አቦ ሙዚቃ ትግራይ
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 2 ай бұрын
ዒድ ሙባረኽ ንእስልምና ተኸተልቲ ትግራይ ❤❤❤
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 2 ай бұрын
Thanks 🎉
@user-ey7nr3bh9w
@user-ey7nr3bh9w 2 ай бұрын
ዋው አደምይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 ай бұрын
Great music !
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
ኣድም ቃንዛ ኣለዎ ኣብ ልቡ ፍሉጥ ብሓይሊ ይዛረብ ደሎ ሓግዝዎ በጃኩምFrom Eri
@ThePower1111
@ThePower1111 2 ай бұрын
Excellent. Adem and Medhin you are nice guys.
@JcncHxjd
@JcncHxjd 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ አቦና
@imissmama3978
@imissmama3978 2 ай бұрын
ኣቦ ዜማ ኣደመይ ❤😊
@awethalefom2828
@awethalefom2828 2 ай бұрын
Thank you Adem, you made my day 👌👌👋👋
@beana3912
@beana3912 2 ай бұрын
መድህን ሽኮር thank you mearity😘😘😘😘
@jentra1
@jentra1 2 ай бұрын
ዒድ ሙባረክ ከያኒ ኣደም ሓውና ❤
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 2 ай бұрын
ኣደመይ ጥዑም ድምፂ ብደሓን ምፃእ እንኳዕ ውን ርኣናካ🙏❤❤⛱️😍
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 2 ай бұрын
ኣምላኽ ንህዝቢ ትግሬይ ክረድአ ዩ አብ ጽሓጸረ ግዜ:ናይዚ መልእኽቲ ምልክት ደማ አምላኽ ሓዲሽ መራሒ ክህበኩም ዩ:ሰለዚ አዛ መልእኸቲ ንህዝቢ ትግራይ አብጽሑለይ:: May God bless Africa,
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 2 ай бұрын
👎👎👎👎👎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👹👹👹👹
@samsonmekonen7053
@samsonmekonen7053 2 ай бұрын
Adem honest man. Good show medi. 👏 ❤
@ABCDEFG-wd6jp
@ABCDEFG-wd6jp 2 ай бұрын
መዲሂን ሓፍተይ ብጥዓሚ እየ ዘድንቐኪ ፡ ኣካድድናኺ ፅቡቕ እዩ እታ መሸፈን ግን ንኽርስትያን ኣይውኩሉን እያ ፡ ሎሚ ማዓልቲ ብዙሓት ክርስትያን ካብትግራይ ከምዙያት ተኸዲኖም ሪአ ኣለኹ ዓገብ እዩ ፡ ነስላም ፀለአ ኣይኮንኩን ከምሰብ የኽብሮም እየ ፡ እምነትና ግን ነናህና እተንገብር ፅቡቕ ይብል ምስ ይቕሬታ።
@wadmashewa3247
@wadmashewa3247 2 ай бұрын
You are very clearly Muslim Hater.
@hayuabdu3239
@hayuabdu3239 2 ай бұрын
Eskatkum k men terahkum wetsu eylkum deyu
@user-bd1ou9cl9t
@user-bd1ou9cl9t 2 ай бұрын
​@@hayuabdu3239ጥርሓኹም ውፁ ዘይኮተነስ ነናይ ብዓልትና አላባብሳ አለና ንምባል እዩ
@user-vj9br7gw6u
@user-vj9br7gw6u 2 ай бұрын
ቀፅለሉ ጀግና
@AS-kk3pr
@AS-kk3pr 2 ай бұрын
We love him
@Awet229
@Awet229 2 ай бұрын
Adem ed mebark❤❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 ай бұрын
ኣደም hawey natey stay strong 😭😭😭
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 2 ай бұрын
Teguru seltene wedi adgi geziyo 😢😢
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 2 ай бұрын
Ademey hawna long live
@lilymogess3081
@lilymogess3081 2 ай бұрын
Entay tekedina Nay Afghanistan😂😂😂
@saliem88
@saliem88 2 ай бұрын
ናይ ኣፍጋኒስታን ይከደን ናይ ሱዑዲ ይከደን እንታይ ይምልከተኪ ንዓኪ ኣስላማይ ስለዝኮነ ናይ ኣቡኡ መሓመድ ተከዲኑ ኣሎ ኣየስሕቅን ።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 ай бұрын
Eway Adem tuem demxi edmubarek❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebriearaya275
@mebriearaya275 2 ай бұрын
Tefiau zneber ❤❤❤❤
@TheCritic101
@TheCritic101 2 ай бұрын
We love you Adem❤❤❤❤
@user-lz1tl8zt8q
@user-lz1tl8zt8q Ай бұрын
Best show
@user-vn9rf4el1k
@user-vn9rf4el1k 2 ай бұрын
ኣደም ማሕሙድ ❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤👍🏻👍🏻👍🏻
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ዝፈትዎ ደራፊ❤❤❤❤ እንኳዕ ኣብፃሓኩ ኩቡር ሓዉና🎉🎉🎉🎉
@user-xd3by3lx6s
@user-xd3by3lx6s 2 ай бұрын
ajoka adem hawey Eid Mubarak kab America
@user-gx6ct6sl5x
@user-gx6ct6sl5x 2 ай бұрын
ኣዳም መዘከርታ ቆልዕነት ፍቅሪ ❤❤🎉🎉
@user-sj2wn8pn7m
@user-sj2wn8pn7m 2 ай бұрын
ሰላማት ኣደምን መድሂንን ኣብዛ መደብኪ አባ ንዮሴፍ ይሕደጎ (ጆሲ) ኣቕርብልና ብዙሓት ከየንቲ ስሙ ከልዕልዎን ከመስግንዎን ይሰምዕ አየ ን ኣደም አወን ብስራሕቱ ይሕግዞ ከምዝነበር ኣብ መደብ ፀሓይ ብራቕ ራድዮ ከምስገኖ ሰምዔዮ ይፈልጥ እየ ብዜማን ግጥምን ብዳይርክትንግ ኣብ ዝተፈላለየ ስራሕቲ ስሙ ዝገነነ እዩ ብ ኣካል ግን ኣይንፈልጦንን እሞ ሃደራኪ ደሊኪ ኣቕርብልና እመኒኒ ነዓኺ ሓዊሰ ኣብ 5 መደባት እየ ሓቲተ ግን ኣይተሳኸዕለይን
@dangotedangote7910
@dangotedangote7910 2 ай бұрын
Ademye maery ❤❤❤❤we miss you so much❤
@elenikahsay8212
@elenikahsay8212 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@merytigraweyti
@merytigraweyti 2 ай бұрын
Adem❤❤❤
@habu207
@habu207 2 ай бұрын
ኣደም ሽኮር❤😘
@Zghnbn
@Zghnbn 2 ай бұрын
ኣደም እታ ሃገር ገና እያ ዘላ እንታይ ሒዝካሉ እኻ ሕጂ ብዛዕባ ናይ ትማሊ ፀገምካን ሚስጥርካን ኣብ ሚድያ ትዛረብ ዘለኻ እዛ መድህን ትባሃል ሓፍትና ዘዝተዘረባ ኩሉ ምንም ነገር ከይቆረፀት ስቕ ኢላ እያ ናብ ሚድያ ተውፅኦ ጌጋ እዩ ሕጂ ውን ኣብይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ወዲኡ ዘይቀደኦ ጉዳይ ዘለዎ እዩ ዝመስል ነዚ ዘመዛዝን ልቢ ድኹም ሲኢንኩም ብጣዕሚ ዘናድድ ድማ እቲ ንቡዙሓት ሰብ እዩ ዝሕግዝ ዝበልካዮ ሓኪም ትልክሞ ኣለኻ ፅባሕ ንሰባት ከይሕግዝ እኻ ትገብሮ ዘለኻ ኣብ ቅድሚ ካሜራን ኣብ ድሕሪ ካሜራን ዝዝረብ ከመይ ጌሩ ይጠፍኣና እዛ መድህንን ትባሃል ጓል ግን ኣብ ሚድያ ተሕልፎ ዘላ ጌጋታታ ተነጊሩ ኣይቑፀርን ምስ ኩሎም ትገብሮ ቃለ መሕተት ኣብ ነብሰወከፍ ሰብ ጌጋ ትፍፅም ኣላ ንህዝብና ድማ ዋጋ ከኽፍሎ ምዃኑ ካብ ዝሓለፈ ጌጋታትና ምርዳእ ይከኣል'ዩ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 ай бұрын
መጀመሪያ ቀንዲ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢት እያ ንሰላም ዘይትሰርህ ደንቆሮ እያ ነቲ ብዙሐት መንዕሰይ ትግራይ ክጸንቱ ዝገበረ ኪሮስ ቅዳድ ኪሻ እኳ ዘቅረበቶ ምምዝዛን ክዕለት የብላን
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 2 ай бұрын
Adem ለባም ሰብ። ደርፍኻ ወርቂ እንዳኣረኹ ክሰምዖ ይውዕል ኔሩ ❤❤🙏🙏
@samuelgoytom2551
@samuelgoytom2551 2 ай бұрын
Www❤❤
@lidyateklemichael474
@lidyateklemichael474 2 ай бұрын
❤❤❤❤🖐🖐
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@Salihabdella
@Salihabdella 2 ай бұрын
Baal 50 tsama thenks adem amcikina
@belayneshgidey7492
@belayneshgidey7492 2 ай бұрын
❤❤❤
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 2 ай бұрын
ኩሉ የጥዕመልኩም ደቂ ዓደይ ምጭዋት
@anisaany6039
@anisaany6039 2 ай бұрын
😢😢😢
@arusson6022
@arusson6022 2 ай бұрын
መዲሺንንንንም
@meri3353
@meri3353 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@melenadan1670
@melenadan1670 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@eyerusalemgaregawi1720
@eyerusalemgaregawi1720 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@kiduhumera1904
@kiduhumera1904 2 ай бұрын
ዋይ ሓወይ
@user-bu9zl9jv6z
@user-bu9zl9jv6z 2 ай бұрын
entay layk zeytbl chekn hzbi
@HoneyHoney-ud4ct
@HoneyHoney-ud4ct 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉😘😘🙏🙏🙏
@maryaman2629
@maryaman2629 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 ай бұрын
😘😘😘😘😘😘😘👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 2 ай бұрын
❤❤❤🤲🌙🍀❤
@user-ff9ql6yn9w
@user-ff9ql6yn9w 2 ай бұрын
አደም ሓወይ
@Nunush123
@Nunush123 2 ай бұрын
Adem tsiruyyy ❤
@user-do1sl2pe3n
@user-do1sl2pe3n 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@rttr3992
@rttr3992 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️💐💐💐💐💐
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 2 ай бұрын
ውይ ውይ ከይረኣናዮ
@27Robel
@27Robel Ай бұрын
😂😂😂
@DtF-ds3os
@DtF-ds3os 2 ай бұрын
ኣደም አያና ጅግና እኻ ዕድመ ይሃብካ እንተ መድህን ሓፍትና ግን እታፀላም ጉልባብ ወስላተ ያ ተትተርፈኪ መሐሸ ንሓደ መዐልቲ አስሊምኪ ቕቕቕቕቕ
@sibhatu1
@sibhatu1 2 ай бұрын
ዘገርም ኢዩ ኣከዳድና ናይዛ ጋዘጠኛ ; ትግሪኛ ኮይና ክትሓቶ ኣይትኽልን ድያ ኮይና፣ ፎኽስከስ; ዝሓይሽ ዘየለ።
@user-db7zp9wi7i
@user-db7zp9wi7i 2 ай бұрын
ሽፈን እንድያ ተከድና ዘላ
@omermahamed
@omermahamed 2 ай бұрын
Nusuke oromo du?😂
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤😂😂❤
@bieteybarkgoitay8058
@bieteybarkgoitay8058 2 ай бұрын
Medhn haftna hgdef staile do tkoneki ala
@user-lz1tl8zt8q
@user-lz1tl8zt8q Ай бұрын
EST show
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 2 ай бұрын
ዓክክክክክክክክ
@user-mu4wt8wb4m
@user-mu4wt8wb4m 2 ай бұрын
ኣደም መሓሙድ መቀረት ናይ ንእስነትና ዝኾኑ ደርፍታት ዝደረፈ ደራፊ እዩ። ካልኣይ ብርኪ ተምሃሮ ኮይና ብSchool Mini-Media ንሰምዖ ነይርና። ዕድመ፣ ጥዕናን ፀጋን ይምነየልካ! ዒድ ሙባረክ!
@fitsumgebreslassie8274
@fitsumgebreslassie8274 Ай бұрын
Adem aby sne tbebegna edme ymneyelka kbur
@sifisosiyabonga4434
@sifisosiyabonga4434 2 ай бұрын
መድህን እቲ ነጸላስ ኣይወስድዎን ፧ ስርቒ ልምዲ ዚኾና ዓዲ።
@elsahailemariam1221
@elsahailemariam1221 2 ай бұрын
Adem alo diyu bhiwote zelo eko aymeslen neru entay daa kunu tefuo
@fhyytt7050
@fhyytt7050 2 ай бұрын
ሓደሓደ ዝኔኽን ሓሰውቲ ደቂ መዳም ንባዕልኽን ፋጥማ መሲልክን ዊዒልክን ኣብዚ መፂኽን ኝኝኝ ትብላ
@hintsakifle6611
@hintsakifle6611 2 ай бұрын
ከይረኣናዮዮ😂😂😂
@solomonberhe1343
@solomonberhe1343 2 ай бұрын
-ትግራይ ዝዓደይ.....ልዕሊ ኩሉ ኩንለይ.....ኣደም ኣንበሳ። ኣብ ዓቤቲ በዓላት ኣዴታትን ዓቤቲ ኣዋልድን ኣምነት ተኸተልቲ አስልምና ተቆኒነን ድርዒ/ምልክት/ ጌረን ሻሸ ነፀላ ክኽደና ከለዋ ኣቤት ከጥዕመለን ስለምንትይ ተጋሩ ኢና ሙልኣት ኢና ናይ ባዕልና መለለዪ ስለዘልና።ኮፍ ኣባህላ ባዕሉ ወረጃ እርንብቲ ምኻን ንሳዓብትኺ ንኣድነቅትኺ ክብሪ ምሃብ እዩ።ብዝኮነ መድሂን ኣዚና ነመስግን ንፈትዎ ደራፋይ ስለ ዘቕረብክልና ኣደም እውን ብሓድሽ ስራሕ ክትመጻና ንጽበ ።
@BobMomlove
@BobMomlove 2 ай бұрын
Btami zfetwo derafay eyu btamides eluni mmtsaki gn abaki kreta aleni nnebskikin mesilkin kab amselunet wetsiakin kthata aytkialan malet dyu
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 2 ай бұрын
አየ መድህነይ ከምቲ ደገኺ ውሽጥኽውን ማይ ፍተዊ 35.00-35.10 ተኽኢልኪ ቆሪጽኪ አውጽእዮ ብፍላይ ምስ መግብ የፈንፍን
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 2 ай бұрын
መድህን ዓባይ ሰብ አደም ጥበብካ ሐያል ኢዩ ጡዑም ድምጺ አለካ ምስ በረኸት መንግስትአብ ይመሳሰል ሂወትካ ሕልኽላኽ ዝበዘሖ ኢዩ ግን ካአ ንሂወት አቃሊልካ ኢኻ ትገጥማ ደርፍኻ ውን ቃንዛ ዘለዎ ኢዩ በርትዕ
@berihu07
@berihu07 2 ай бұрын
ነብስኺ መሲልኪ ዘትሓትዮ እንተታይ ዓይነት ሰንስ እዩ ዘሎ ካበዚ ኣቀራርባ😮
@bereket4mereti
@bereket4mereti 2 ай бұрын
መድህን ኣምሰሉ🤔😂
@mediymediy4807
@mediymediy4807 Ай бұрын
ኝኝኝኝ
@TesfamariamKidanemariam
@TesfamariamKidanemariam 2 ай бұрын
Haimaotki wekilki zeytkerbi nmntay
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 ай бұрын
ሐቂ ዘይብሉ አምሰሉ ኢኺ እዋይ ዉርደት ፎእ
@user-zi3dg7ht2r
@user-zi3dg7ht2r 2 ай бұрын
اكفرو المسلمين ام أسلموا التقارو اول مرة يحتفلون بعيد المسلمين
Sigma Girl Education #sigma #viral #comedy
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 123 МЛН
100😭🎉 #thankyou
00:28
はじめしゃちょー(hajime)
Рет қаралды 57 МЛН
Eritrean Comedy: Must-Watch Moments
8:53
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 21 М.
ኣያ ተከስት ኣብ መርዓ ሰምሃል ቀውጢ ገይሮምዋ ብኣውርስ
11:23
Kinfe Hadush ክንፈ ሓዱሽ
Рет қаралды 177 М.
Waka TM: New Eritrean Show Eid with Riham Salih 2024 #eritrea
1:21:12