Рет қаралды 90,426
Masra Media Int.
ሰጉደም ሚድያ ባርዕ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝወለዶ ቅያ፣ ያታን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዝዕቅብን ዝነጥፍን ሚድያ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ መዋእል 21 ክ/ዘመን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተፈፀሙ "ዓቐን ዝሓለፎም" ግፍዕታት ብኪነት፣ ብሰነዳዊ ምድላውን ካልኦት ሜላታታት ዕቀባን እናዓቀበ ናብ ተመልከቲ ይርዝግሕ። ሳብስክራይብን ሼርን ብምግባር ኣባላት ኩኑ። ሰጉደም ሚድያ!!