No video

ያታዊ ምርኢት ዞባ ደቡብ 2ይ ክፋል ኣብ ሆርዳታ

  Рет қаралды 38,177

Hordata Media

Hordata Media

Күн бұрын

ያታዊ ምርኢት ዞባ ደቡብ 2ይ ክፋል ኣብ ሆርዳታ

Пікірлер: 68
@SenayNigus
@SenayNigus 9 ай бұрын
ዞባ ደቡብ ዓቀብቲ ባህሊ ትግርኛ we love you so much !! From Tigray , Ethiopia ❤❤❤❤
@selamg3325
@selamg3325 9 ай бұрын
ጉጅለ ትልሂትን ሙዚቃን ዞባ ደቡብ በሓቂ ጽቡቅ ባህላዊ ምርኢት ኣቅሪብኩምልና ዝምስገን ስራሕ ኣማሓደርቲ ሓለፍቲ ወደብቲ ሙዚቀኛታት ተላሃይቲ በሓፈሻ ኣባላት እዛ ጉጅለ ሉዑል ምስጋናን ክብርን ይብጻሕኩም.🇪🇷❤🇪🇷
@robeltesfu-jb5tj
@robeltesfu-jb5tj 9 ай бұрын
ልዕሊ ዅለን ክትዓቢ ዘለዋ ቻነል ደቂ ኤረ 🇪🇷. ያላ ከምቲ ልሙድ ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዕብያ
@user-uo6bw5gd2c
@user-uo6bw5gd2c 9 ай бұрын
ዞባ ደቡብ ኣምላኽ ይባርኽክም ብጣዕሚ ሃብታም ባህሊ ኣለክም ጽቡቕ ስራሕ ቐጽሉ ኣላልዩና ምስ እዚ ሃብታም ባህልክም !!!!!!
@hagoshabte2420
@hagoshabte2420 9 ай бұрын
መደባትኩም ብጠዓሚ ጽቡቕ ዩ ። እቲ ኣዋልድ ዝሃርመኦ ግን ኩሉ ናይ ስመጃና ኮይኑ እቲ ደርፍታት ናይ ኣዋልድ ቆሓይን ብህርመቱ ክስነ ጽቡቕ ነይሩ። ብዝተረፈስ ሃየ ደኣ ባህሊ ኣባኻትኩም ያ ሞታን ሕየታን ።
@mahzeladey6503
@mahzeladey6503 9 ай бұрын
🌻
@semhar9630
@semhar9630 9 ай бұрын
Wawwwww des zebel betmiy mesatiy bahlna meoriyna ajekume qaxelwo ❤️🌷❤️🌷❤️🌷❤️🌷🙏👍🙏
@Ioveumam
@Ioveumam Ай бұрын
ደቡበይ መለይ ናይ ሕማመይ ይብል xweta ባህሊ ከም ኩሉ ግዜ 🎉
@selamg3325
@selamg3325 9 ай бұрын
ሆርዳታ በጣዕሚ thanks
@selahta5252
@selahta5252 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምርኢት ባህልና ጥዑም ❤
@filimonabraham5472
@filimonabraham5472 9 ай бұрын
love you deqi erey Good job keep it up
@adonaytesfay4319
@adonaytesfay4319 9 ай бұрын
Nice job I proud to be.Eritrean this is our beuty ❤❤❤❤❤❤
@SemharGhidey-so9th
@SemharGhidey-so9th 9 ай бұрын
Wwww natey debubay meley kulu gezi nefuat nafkekum kulu gezi ab libey alkum❤
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 9 ай бұрын
Wela Ane Nafqyom Bejaki Meskum Mara Bila Halifu Samita Haftey
@desietsige2954
@desietsige2954 9 ай бұрын
ይበል ይበል ባህልና ጥዑም ኣዛኻኽርኩምና ብጣዕም ንፉዓት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SimonSimon-ps3tr
@SimonSimon-ps3tr 8 ай бұрын
Wow beautiful culture from eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 9 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብኹልንታኹም ብመዐየሪ ፍጹም ዘይርከቦ ምስገና ንዓኹም፣ ኣየ ግርማ ኣየ ጽባቐ፣ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልኩም። ባህልና ከኣ ዝመተ ዘባራብር ስለ ዝኾነ ሓደራ ቀጽልዎ።
@gideyalem6475
@gideyalem6475 9 ай бұрын
❤❤ሰይይይ ባህልና ይዓብብ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ።
@paulmccarthy8607
@paulmccarthy8607 7 ай бұрын
Asey n bebahlka tu'om eu kem natna gn yelen 😢 edey nafikna dina koyna ❤❤❤
@abebaambesajir200
@abebaambesajir200 9 ай бұрын
Wawww❤ 👌🙏🇪🇷
@alexjohn996
@alexjohn996 9 ай бұрын
Fantastic culture
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 9 ай бұрын
Chwa bahli ms chwa bahlu edmen tiean yhabkum egziabiher amlak.❤❤❤❤❤❤
@sabagebray7183
@sabagebray7183 9 ай бұрын
Wawwwww❤❤❤❤❤❤nay bhaki nfuat
@Ourvision971
@Ourvision971 9 ай бұрын
ዘይተበረዘ ባሕሊ ኤርትራ ዋላ እዚ ኩሉ ዝተፈላለየ መግዝኣቲ ተኸለፈውን ብዘደንቅ ባሕሉን ቋንቁኡን ኣቂቡ ዝቅጽል ሓርበኛ ሕዝቢ ኢዩ ብባሕልናን ብመንነትና ንሕበን ሕዝቢ ኢና እዞም ባሕላዊ ጉጅለታትና ኣሕዋትን ኣሓትን ኮታ ንዚ መደብ ኣዋሓድቲ ክብርን ሞሳን ናኣኩም ይኩን ተሓቢንኩም ኧኸቢንኩምና እና ኢኩም❤❤❤❤❤❤❤
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 9 ай бұрын
ጹቡቅ ስራሕ
@efremhabtemariam3296
@efremhabtemariam3296 8 ай бұрын
azmarino kef kihibekum bahlawian kef kihibekum deki ketema thx so much ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ydjd8648
@ydjd8648 2 ай бұрын
Nay bahaki des zbl edmen tnan yhabom
@tesfahanseyob6801
@tesfahanseyob6801 7 ай бұрын
Good job
@emnetmediaemnet5949
@emnetmediaemnet5949 7 ай бұрын
wow beautiful culture from Deki ERI 🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁
@user-vk4sf6lu4d
@user-vk4sf6lu4d 9 ай бұрын
Our culture is our beauty mkirti hagerey btami nsfikeki
@filmonalem3010
@filmonalem3010 9 ай бұрын
Aseyy deskbluka deqi eriy ayni abaykum ydefen❤❤❤❤❤
@ZerigaHawidebsh
@ZerigaHawidebsh Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
@ZerigaHawidebsh
@ZerigaHawidebsh 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰
@Raino647
@Raino647 9 ай бұрын
❤❤ፖዉ ኣነ በዘን ቆናጁ ክዓብድየ
@tesfaytsegay174
@tesfaytsegay174 9 ай бұрын
Good job guys I like my culture ❤❤❤❤
@freweyniyhdego7141
@freweyniyhdego7141 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
@weyniissac2053
@weyniissac2053 9 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@bisratgerie2510
@bisratgerie2510 9 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@yoditasfaha3561
@yoditasfaha3561 7 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@MhretKafil-xl6xu
@MhretKafil-xl6xu 9 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@ER.Redwan.
@ER.Redwan. 9 ай бұрын
Deqi eriey ❤❤❤❤ 🇪🇷
@williamhagos9942
@williamhagos9942 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ourvision971
@Ourvision971 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@timnitasmir5960
@timnitasmir5960 8 ай бұрын
ደቡበይ ማራ ስሙራት❤❤❤❤❤❤ቀጽልሉ
@simonmichael7071
@simonmichael7071 8 ай бұрын
💙🇪🇷
@danielwater1321
@danielwater1321 8 ай бұрын
ኖእ ዒሉ ሸይሉ ኣይብሃልን ከልቢ ሸይንሉ ኢዩ ዝብሃል፡ ምኽንያቱ ከልቢ ብተፈጥሮኡ ኣብ ዝተፈላለየ ነገራት ገረብ እምኒ ዋላ ውን ሰብ ዝጥቀመሉ ንብረት፡ወረ ገሊምሲ ደቂስካ ከለኻ ውን ናብኻ ክሸኑ ዝፍትኑ ኣለው፡ ብሐፈሻ ካብ እንስ'ሳታት በዛ ክሸን ዝገብራ ናይ ተፈጥሮ ባህሪ ከልቢዩ ጸይቂ፡ በዚ ምኽንያትዚ ከይኮነ ውን ኣይተርፍን ወዲ'ዛ ሽሉ ጎተናኻ ከልቢ ሸይንሉ ይብላኻለዋየ፡ ወዲ'ዛ በሰር ጎተናኻ መኣከብ ሓሰር ይብላኻለዋየ, ወዲ'ዛ ሰራሒት ጻሕሊ ኣብ ኩርምታ ዝሓድር ሓምሊ ይብላኻለዋየ፡ ኣብቲ ስብራ ከኣ ወዲዛ በሰሮ እግረይ ከይትሰብሮ ካልእሲ ናትካዩ ድላይካ ግበሮ ዝብል ቁሩብ ካብቲ ስነ-ምግባራዊ ኣዘራርባ ውጽእ ዝብል ዝመስል ግን ከኣ ዝጸንሐ ኢዩ፡ ይቕጽልዩ፡ እንተኾነ ግን እዘን ናይ ስብራ ዝበልክወን ክልተ ነግሒ ደቀንስትዮ ይብል'ኦ ድየን ኣይብል'ኦን ግዜ ነዊሑ ድንግርግር ኢሉኒ ሕጂ ኣይዝክሮን፡ገለ ተጻወቲ ክራር ተቂ ተባዕትዮ ግን ኣብ ጋይላ ይጥቀምሉ ይሰምዕ ከምዝነበርኩ ርግጸኛየ። ወዘተ ዝተረፈ ክንጠቅስ ንኽእል ኢና። ዓድና ዓዲ ባህሊ ይግበሮ ሩባና መሰንቆ፡ዋጣ፡ሻምብቆ ወይ ዕንዱር ይበል ጥሪም ጥሪምሪም!❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dawitmehari5335
@dawitmehari5335 9 ай бұрын
Waawww 👌👌👌❤️❤️❤️❤️👏👏👏
@feruzyohannes5031
@feruzyohannes5031 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Mxrixly_2
@Mxrixly_2 9 ай бұрын
❤❤
@biniamdawit9175
@biniamdawit9175 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤BAHLi😂😂😂😂Adey Nafikeyo 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉😢😢🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 BAHLi Adey Nafikeyo Ahwat🎉🎉🎉🎉 Sidet Sidi
@FriedenEritreische-zq4ex
@FriedenEritreische-zq4ex 8 ай бұрын
Wwwww kalat yebleyin kigelixekum deki erey Shikorattt fikirikum yisensin nedhrit melisikumina ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🫶❤tezekuro ziabenalu chiwa zikone bahlina please bezuh kinxebeyekum ena
@tesfitgebreslasie992
@tesfitgebreslasie992 9 ай бұрын
👍👍👍❤
@habtehaile8188
@habtehaile8188 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelTeklhaymanot
@abelTeklhaymanot 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 9 ай бұрын
Abeti. Girima. Bahilina yaabibi. Shikerinatati Deki erey aidimeni tsianani Yahabikumi. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@natnael75
@natnael75 9 ай бұрын
❤❤❤😍😍😍😍😍🙏❤❤
@user-nb3sd8eq3y
@user-nb3sd8eq3y 7 ай бұрын
Shshay hgawi 🪮👑
@shamfesha4974
@shamfesha4974 19 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@kudusanmenbrahtu5650
@kudusanmenbrahtu5650 9 ай бұрын
🌷🌷🌷👍👍❤❤
@Asmara.Eritrea.1892.
@Asmara.Eritrea.1892. 9 ай бұрын
Waww nice 👍👍👍👍 job keep it up 🇪🇷🇪🇷🙏👍
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 9 ай бұрын
Etom Jegnu
@user-uo6bw5gd2c
@user-uo6bw5gd2c 9 ай бұрын
ነዚ ክቡር ህዝቢ ስጡም ህዝቢ ብስኒት ብፍቕሪ ብም ትሕብባር ተኸባቢሩ ዝነብር ህዝቢ ሓድነቱ ከላሕልሑ ንክዘርጉዎ ቐቢላ ዶ ኣስላም ክርስትያን ጋዕዛውያን ኢና እንዳ በሉ ንክዘርጉ ክንደይ ዘይጸዓሩ እዞም ርጉማት ጎረበት እዞም ሓሳዳት ህዝቢ በሉ ሓመድ ዕደ ወሲድክም ህዝቢ ኤርትራ ኣስላሙ ክርስትያኑ ትማልን ሎምን ጽባሕን ስጡምን ሓድነቱ ኣደልዲሉ ተሓላሊዪ ዝነብር ህዝቢ ኢዩ በሉ ዓይንክም ደም ትምባዕ ንስኹምን እቶም ተላኣኽቲ ዕሱባትን ።
@SB10889
@SB10889 3 ай бұрын
ኣጉዲልኩምላ ሽቦ ክትብሉ እንከለኹም, ክትጽረፍ እንከለኻ ትጻወር ዲኻ ኣይትጻወርን ኣብዚኣ ኢኻ ትምዘን።😂 ወለቕ ዘለቕ ወይ ዕዝምዝም እንተልካ ንሓዳር ብቑዕ ኣይኮንካን ትብሃል/ሊ😜
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 9 ай бұрын
@Hordata Media ❤🇪🇷❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@dawitokube3572
@dawitokube3572 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉
@EritreaGodbless
@EritreaGodbless 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@shgnaberhe-6686
@shgnaberhe-6686 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
1 ወግዒ መርዓ
11:54
Hordata Media
Рет қаралды 12 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 16 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 32 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 14 МЛН
3  ሓሸውየ
8:13
Hordata Media
Рет қаралды 21 М.
14 ዘጎላይ
5:51
Hordata Media
Рет қаралды 8 М.
11 ዋዕንበብ
6:11
Hordata Media
Рет қаралды 8 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 16 МЛН