No video

ዘተ ኣብርሃም ወዲ ትግራይ ምስ ሜሮን ወዲ ዓይኖምን ቱባክን

  Рет қаралды 47,600

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 922
@meronsat7665
@meronsat7665 6 ай бұрын
ሜሮን ሳት ካብዚ ዘላቶ ንምዕባይ ኣባላታ ኬንኲም ክትዳጋገፍዎ ትደሊዩ ኣብዚ ሊንክ ኣትኩም ኣቲኹም ክትድግፍዋ ትክእሉ። ኣቀዲምና ነመስግን ። kzfaq.info/love/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQjoin
@user-uw1vq8xx6m
@user-uw1vq8xx6m 6 ай бұрын
Nay wedi aynom hasab perfect eyu tezeykonu bezom tewasibom wulkawi gudayom nab hager zelagubu ftahhhh yelennnnnn kemzilna 1000000 ena kinkixl maletu
@mikael3245
@mikael3245 6 ай бұрын
ስማዕንዶ ሜሮን ናይ አብርሽ ጸገም የለን አሽንኳይ አብዚ ወጻኢ አብ አስመራ ዘለዉ ቆልዑውን እሊ ማሙሽ እሊ ሚጡ ይፈልጥዎ ኢዮም፣እቲ ቀንዲ አርእስቲ ግን ዝኾነ ነገር ክትፈትሖ ቅድም እቲ ሽግር ሕማም ብጉቡእ ክትፈልጦ አለካ ስለዚ እቲ ኣገዳሲን ክትሰማምዑሉ ዝግብአኩምን ዓቢ ነገር መበገሲ እዚ ኩሉ ጸገማት ሽግራትን ናይ ኤርትራን ቀንዲ ጸላእቲ ኤርትራን ኤርትራውነትን ሕወሓትን ኩሎም ተጋሩ ኤሊታትን ምኻኖም ክስመረሉ ይግባእ ከምቲ ወዲ ዓይኖም ዝበሎ፣ ትግራይ ወዲቃትሉ አብዘላ አብዚ ግዜዚ እውን ካይተረፈ አብ ክንዲ ሰላም ምስ ኤርትራ ጽልኢ ይጉስጉሱ ኣለዉ፣ ሕጂ በየናይ መንገዲ እኻ ምስዞም ሰባት እዚኦም ክትረዳዳእ ትኽእል፣ ክኸውን ከ ይኽእል ድዩ፣ ብዛዕባዚ እዚ ጉዳይ እዚ ምስ አብርሃ ገብረ ዓዲምካ እንተትዛረበሉ ጽቡቅ ምኾነ ይብል፣
@hanibalfitsumbrhan4903
@hanibalfitsumbrhan4903 6 ай бұрын
False information eu nay abrham.
@ayahans
@ayahans 6 ай бұрын
ሐደ ደንቆሮ ኢካ 1998 ወያነ ንህዝብና ክጭፍጭፎ ከለው ሃጠውቀጠው ዩ ትብል ቆባዕ ልዋልዋ ተቦሉካስ መጽሐፍ ክትሐጽብ ደሊካ። ሕጂ ውን ዋላ ተጋሩ ኤርትራውነት ንከጥፍኡ ይዛረቡ አለው ንስካ ትጣበቀሎም ዕሸል። ንወዲ ዓይኖም ክትድህሎ ፈቲንካ ዱኩም ሐንጎል። ኢሳያስ ዓጋመዩ ምስኡ ንተንቤን ክንሰደካ ኢና። ንኤርትራ ንህዝባን ከየክበርኩም አብ ስደት ክትነብሩ ኢኩም።
@eritrea2913
@eritrea2913 6 ай бұрын
ናይዚ ደንቆሮ ቱባክ ክሰምዕ ክመሃረሉ ስለዘይክእል የሕልፍ እንዳበልኩ መቸውም ወዲአያ እዛ ቪድዮ። ቱፓክ ዝብሉኻ ገለ ማይጨሎት 2x7 ኣብ ማይበላ ተሓጸብ ርእስኻ እንተሰርሕ ሃላይ
@user-es8my6et2v
@user-es8my6et2v 6 ай бұрын
What a smart guy wedi aynom....your goal and adjective is clear bro....carry on for the first time I saw an activist with a pure mind....
@ZuzuAwea
@ZuzuAwea 6 ай бұрын
ሜሮን ቱባክ ሐሳባቱ ምሳኩም ኣይራከብን እዩ ን ኤሪትራዊ ምጥፋእ እዩ ዕላሙኡ
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ኣንበሳ ጅግና ፡ሪሙ ዘይየድፍር ፡ቱባኽ ዝኣረገ ገረብ ቦኽባኽ
@Eritreashikor
@Eritreashikor 6 ай бұрын
ቦክባክ እወ ሓቅካ
@user-gg3zz7uq2j
@user-gg3zz7uq2j 6 ай бұрын
ወድዓይኖም ዓይንኻትፍሰስ ፅሉል ህግደፍ ተኹላ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ምሃይም
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 6 ай бұрын
ብራዎ ወዲ ዓይኖም ❤❤❤።
@munirahaji8648
@munirahaji8648 6 ай бұрын
ምስ ተጋሩ ወላሓንቲ ረብሓ የቢልናን ተጋሩ ጸላእቲ ህዝቢ አሪትራ ተኮለኛታት እዮም ዶብና ሓንጺጽና መንደቅ ምስራሕ ጥራሕ እዩ 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@ola1707
@ola1707 6 ай бұрын
Wedi ayinom zibela xbqtiy hasab an dobna fenjiy tankin geyra kinhaxro ena eritrea 🇪🇷 mis mabelet fthi mis negese ❤
@gereziherhadgu
@gereziherhadgu 2 ай бұрын
Kefti
@nejahnejah14
@nejahnejah14 6 ай бұрын
Wedi aynom halal jegna ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤1000👍naka wedi remey
@user-bf5cp9ve7h
@user-bf5cp9ve7h 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና ወዲ ዓይኖም
@user-jk6yf2sm2e
@user-jk6yf2sm2e 6 ай бұрын
Yes wedi aynom agree 100% 👍
@samuelhabte100
@samuelhabte100 6 ай бұрын
ኣነ ብወገነይ እዚ ትባክ ትዛረቦ ደለካ ጸላኢና ሃራሚና እዚ ስርዓት ኢዩ ትብል ደለኻ ከማኻ ጌሩ ንህዝ ኤረትራ ዝሃረመን ቆልዕትን ኣንስትን ድሃረመ ንስካ ኢካ መንእሰይ ስደቱ ከይ ኣክሎ ንስኻን ስዓብትኻን ከማኻ ቀታሊ ሰብ የለን ካብ እሰያስ ንላዕሊ ዲግታቶር የለን ሓድነት ኣይትፈልጥን ኢኻ ትማሊ ትግራይ ትዕወት ትብል ኔርካስ ሕጂ ህዝቢ ኤርት ኢዩ ዘገድሰኒ ትብል ሓሳዊ ኣምሰሉ
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 6 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 for Eritreans only I am agree wedi Aynom your the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ❤❤🎉🎉
@getayferdal8827
@getayferdal8827 6 ай бұрын
Kabey mexiu jigininet wedi seraki jerikan
@mtth7892
@mtth7892 6 ай бұрын
ጅግና ወዲ ዓይኖም
@aidawaldamlak7530
@aidawaldamlak7530 6 ай бұрын
Wedi Aynome bravo 👏 👏👏
@Asmara33213
@Asmara33213 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጽቡቕ ሐሳብ ምሳካ ይሳማማዕ ፈንጂታት ጥራይ ከልእ የለን ምዞም ርካሻት❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 6 ай бұрын
ሜሮን I think ትግራዋይ ኮንካ ትርኣየኒ ኣለኻ። እዚ ወዲ ዓይኖም ዝበሃል ንመጀመርታ ግዜ እየ ዝርእዮ ዘለኹ። ፈትየዮ መይተ። ከምዚ ዓይነት ኤርትራዊ ኢና ክንርኢ ንደሊ ዘለና። I wish ናቱ መድያ እንተዝህልዎ። እዚ ቱፓክ ትብሎ ዘለኻግን ካብ ቀደም እየ ዝፈልጦ። ኩሉ ግዜ ትግራዋይ እየ እንዳበለ ዝፍክር ዝነበረ። ኪድ ናብ ትግራይካ በሎ።
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 6 ай бұрын
🇪🇷🌹👍
@filmonsolomon7943
@filmonsolomon7943 6 ай бұрын
Haqka Aleka Ezi gets Feres leqbat eyu
@frezgimelawut183
@frezgimelawut183 6 ай бұрын
ኣትትጋገ ኣብርሃም ገጋዩ​@@filmonsolomon7943
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
@@filmonsolomon7943 ፈሊጥካዮ ኣሎኻ፡ ሎሚ እዩ መልሓሱ ዘጠዓዕም ዘሎ እምበር፡ ኩርኩር ኤልሳ ጭሩም እንድዩ፡ ስም ኤርትራ ከጸልም መዋእሉ ዘሕለፈ። ጌና ኣይጸረየን።
@ruthbeyene3099
@ruthbeyene3099 6 ай бұрын
Yes he is no question.
@issakberhane4908
@issakberhane4908 6 ай бұрын
Wedi aynom habib sebay ❤❤❤
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ዓይኖም ንህዝብን መንግስትን ይምልከት
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 6 ай бұрын
Jigna wedi aynom ambesa
@mogosfshaye5038
@mogosfshaye5038 6 ай бұрын
ንሕና ዝተወሰደ መሬት እንተለና ኣዝዩ ንእሽቶ እዩ ከምዚ ኣብርሃም ሓሳዊ ዝብሎ ኣይኮነን። ብደንከል ዝተወስደ መሬት የብልናን።
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና፡ በሎም እቲ ወሽላኽ ሜሮን ሲ ዘይ ሓዎም እዮም።
@numielmebrahtu2269
@numielmebrahtu2269 6 ай бұрын
Meron Entay geruka
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
@@numielmebrahtu2269 እንታይ ጌሩ'ዶ በልካ፧ እቲ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ዋጋ ትኸፍለሉ ዘላ ሓንሳብን ንሓዋሩን ብዓለም ዝተወሰነ ውዕል ኣልጀርስ ከምቲ ጭፍራ ወያኔ ዋዛ ዝመስሎም፡ ሜሮን ውን ጸወታ ቆልዑ መሲልዎስ ምስ ቱፓክ ምስ ኣብርሃም ኮይኑስ ጉዳይ ዶብ ብዓዲ ዶ ብሕዝቢ ብመምሕዳር ተሰማሚዕካ ክውሰን ጽቡቅ ምኾነ ገለመመለ ክብል፡ ካልኣይ ንወዲ ዓይኖም ንምንታይ ይዓብሶ። ደሓት ከኣ ሎሚ ለመጭ መልሓሱ ኤርትራ ኤርትራ ተበለ፡ ወዲ ኤልሳ ጭሩም ምዃኑ እባ ኣይትረስዕ።
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 6 ай бұрын
ሜሮም ብዛዕባ እዚ ኣብርሃም ዝሃበካ መብርሂ ናይ ዶብ ቶታሊ ጌጋ እዩ ሰራዊት ኤርትራ ሒዝዎ ኣሎ መሬትና .ካብ መሬት ትግራይ ኣይወጸን ዝብለካ ዘሎ መሬት ኤርትራ እምበር ናት ትግራይ ኣይኮነን ።እቲ ን 27 ዓመት ገቢታቶ ዝጸንሐት መሬትና ኣምሊስናስ ድሮ ከማን ልዕሊ 5ዓድታት ናትና ካሪክለም ሒዘን ትምህርቲ ብግቡእ ጀሚረን ኣለዋ ።ብዛዕባ ደንከል ዶ ጾሮና ዝበልካ ውን ቶታሊ ጌጋ እዩ ደርሆ እንተሓለመት ሲ ጥረምረ ይብሃል ናይ ኣብርሃምን ንዕኡ ዝመስሉ ተጋሩ ዝሓልምዎ ሕልሚ እዩ ።ብዛዕባ ናብትግራይ ዝኣተዋ ዓድታት ኣለዋን የለዋን ክትፈልጥ እንተ ደሊኻ ኢንቦክስ ጽሓፈለይ ክሰደልካ ዶብና ፉሉጥ እዩ ኣይ ኮነን ዶ ንሕና ኤርትራውያን ሲ እተን ጥሪትናን ከብትናን ከማን ዶበን ይፈልጣ እየን ተንከስ ኢለን ኣይሰግራን ብዘይ ትእዛዝካ ። ከም ሓሳበይ ኣብ ዶባትና ጸቒጥካ ምፍታሽ ከድልየካ እዩ ንኣፍልጦ ።
@wediweyinking
@wediweyinking 6 ай бұрын
እዋይ ሃለውለው እስከ መጀመሪያ እቲ ውዕሊ ኣልጅርስ ኣንብቦ
@mekiragmicheal968
@mekiragmicheal968 6 ай бұрын
ክላ ምንም ኣፍልጦ ዘይብልካ ዓይኒ ዑሙተይ ኣይትዛረብ
@eyerusalemz317
@eyerusalemz317 6 ай бұрын
@@wediweyinkingኣንቢብናዮ ኢና ኪዲ ጎግል ግበርዮ ጾሮና ዋላ ደንከል ናይ ኤርትራ ኢዩ ሕጂ ውን በቲ ፍርዲ ኢዩ ክዛዘም ሽኡ ተንከስ ኢሉ ዝጥርር ቆማል ዓጋመ ክሕረም ኢዩ።
@wediweyinking
@wediweyinking 6 ай бұрын
@@eyerusalemz317 ዋላ ዋላ ኣቱም ቆማል ሓሳክ ኤርጥሪ ትብሃሉ ክርደኣኩም ኣይክእልን ርእስኩም ብዕንጓር ጥራሕ ስለዝመለአ ደሓር ከዓ ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝብለኩም ርእሲ ዱዱዕ እዩ ዘለዎም ኸም ዝብለኹም መላእ ኢትዮጵያ በቲ ርእሲ ዱዱዕ ርእስኩም ክትሓስቡ ክተንብቡ ኣይትክእሉን ክትበልዑ እምበር ክትሓስቡ ኣይትክእሉን ልክዕ ከም ኣምሓሩ እና ቆማል ኤርጥሪ እዚ መሬት ናተይ እዩ እንተበለ ዘግርም ነገር ኣይኮነን ያው ርእሱ ርእሲ ዱዱዕ ስለዝኮነ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
When Wedi Aynom said Fengi, he doesn’t mean to kill them . What he meant was to build a wall between Ethiopia and Eritrea. And I will tell you Tupac we have one Eritrea.
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 6 ай бұрын
The name Eritrea was given to us by colonizers and our real identity is Agazianism. Today's Eritrea will be named Agazian. 💙💙💙🫡🫡🫡
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 4 ай бұрын
@@godhatessinnotthesinnerhgf2659 In your dreams, no one can stop you from dreaming nonsense
@eritrea576
@eritrea576 6 ай бұрын
Eritrean for eritrea Ethiopia for Ethiopian, All Eritrean supports our President Isaiah, very important for people Eritrean and beautiful country Eritrea
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Wedi Aynom I call you another king of Nakfa , we love you man
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 6 ай бұрын
You love him 🤣ሉጢ ዲኻ🤣
@nejahnejah14
@nejahnejah14 6 ай бұрын
Yes u are right 👍🇪🇷🏆🇪🇷👍🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏅
@ruta1324
@ruta1324 6 ай бұрын
​@@Esromtesfay772 Hasad Agame Bouda
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 6 ай бұрын
​@@Esromtesfay772Barya Hgdef kemu u, barya is barya. What did you expect him to say?😂😂😂
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 6 ай бұрын
ኣጆኹም ደቂ ኤረ። ሕማም ጠራሮ መድሃኒት ኣይተረኽቦን። እዞም ለመንቲ፡ ኣጸግዑና፡ ምሳኹም ሓውሱና ኢሎም ክልምኑ ሞኽ ኣቢሎምና። ንሕና ኸኣ ብዝለመኑዎ መጠን መመሊስና ንንዕቆም። ርእሰ ምትእምማን ንዘይብሉን ብርእሰ ምትሓት ምስዝሳቐን መን ከኽብሮ ይኽእል ? ፧
@MikiHabtuHaile-ur5ep
@MikiHabtuHaile-ur5ep 6 ай бұрын
Yes wedi aneme anibesa
@MikiHabtuHaile-ur5ep
@MikiHabtuHaile-ur5ep 6 ай бұрын
Yes wedi ayneme
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 ай бұрын
መሬን እቲ ቃልሲ ካ 1998 እዩ ዝግምር ወያነ ካብ ከባቢ ባድመ ልዕሊ 100 ዓድታት እዮም ሕዞም ነይሮም ካብ 1999 ካስብ 2020 ኩናት ዝጅመር ኣብ ትሕቲኦም ገይሮሞ ጸኒሖም ሕጂ ድማ ተመሊሱ ኣሎ ። እቲ ሽግር ድማ እዞም ናይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዝሕውስዎ እዮም ።
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 6 ай бұрын
ሜሮን ትጋገ አለኻ ውዕል አልጀርስ እግባይ የብሉን ጥራይ ምፍጻም ኢዩ
@mogosfshaye5038
@mogosfshaye5038 6 ай бұрын
ሜሮን ሳልሳይ ወራር ወያነ አብ ጾሮን ማይ ድማ ተሰነይ ባረንቱ ወዘተ ዝተፈጸሙ ግፍዕታት ኣቃሊልካ ዝረአኻዮ ትመስል ኣለኻ። ንምንታይ ነዚ ክገልጽ ነወዲ ዓይኖም ዕድል ዘይትህቦ።
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
ሜሮን ንባዕሉ ሓደ ወሽላኽ ኩርኩር ኤልሳ ጭሩም እንድዩ።
@eritrea576
@eritrea576 6 ай бұрын
President Isaiah saved Eritrea, pls support him. placed yourself in his position what can you do?
@semayslomun2552
@semayslomun2552 6 ай бұрын
ሜሮን ኣብራሃም ዝሃበካ ናይ ዉዑል ኣልጀርስ ሓበሬታ ጌጋ እዩ ጾሮና ኣብ ካርታ ኤርትራ እያ ተመልኪታ ዘላ ኣብ ዶብ ዝርከባ ዉሑዳት ዓድታታ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመልከታ ኣለዋ ፍርቂ ኣከለጉዛይ ዝብለካ ዘሎ ኣልዕል ኣቢሉ እዩ።
@Lydialove740
@Lydialove740 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ትክክል ኣለኻ
@selemawittekle5890
@selemawittekle5890 6 ай бұрын
Am proud of you wed anom❤❤❤
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Wedi Aynom is following the rule. Demarcation is the answer .
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ቃላት ሲኢነልካ ጅግና ኢኻ💪💪🇪🇷🇪🇷 ግን ከምዚ ዝበልካዮ ተጋሩ ነንሕድሕድና ክንቃተል ብጣዕሚ እዮም ዝሕጎሱ
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 6 ай бұрын
ኣታ እዚ ትግራዋይ ክንደይ ይሕስይሱ ናብ ትግራይ ዛኣተወ መረት ደንካልያ የለን ፡ያ ዓባስ ከበሮ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Wedi Aynom has answered the question of DOB ! But you guys don’t listen to wedi Aynom
@tsegu6068
@tsegu6068 6 ай бұрын
Wedi ayenom, Isn't he from Tsorona? what is he going to do when Tsorona is gone to Tigray? Is he going to cry for Eritrea after that? 😂😂😂
@RedSeaAndAsebforeritrean
@RedSeaAndAsebforeritrean 6 ай бұрын
@@tsegu6068halami zeynatka medlay nay ethiopiwawuyan tegaru hasab eu gn yelen ::
@mikael3245
@mikael3245 6 ай бұрын
@@tsegu6068 after all Tserona is not gone may some small places, it is final and binding but it is also written in the agreement that if any inconvenience is caused by the commission decision the govts in both sides have the responsibility to give relative solution themselves. we know tegaru had occupied the sovereign territory of Eritrea for 20year with impunity and worked hard to invalidate the decision, fortunately Eritrea took its land back recently, there is no compromise in sovereignty.
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 6 ай бұрын
ተጋሩ ስለምንታዮ ካርታ ቀይሩ?? ሕጂ ድማ ዘይናቶም ናትና ይብለና ኣሎ ስለዚ እዚአም ኣብ ሓሶት እዮም ዝነብሩ። ሜሮና ንቀጻሊ ጽቡቕ ኣፍልጦ ናይቲ ውዕል ኣልጀርስ ዘለዎ ሰብ ኣምጽእ።🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@kflaygebrebrhan5998
@kflaygebrebrhan5998 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጀግና ወገነይ ❤❤❤
@wisdomeraey9699
@wisdomeraey9699 6 ай бұрын
አንታ ብዕራይ ቱባክ ዝብሉኻ ዕቡድ ክልቢ ንሕና ኤርትራውያን ሃገርና የሕሊፍና አይንህብን ኢና
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
👍
@keddek9810
@keddek9810 6 ай бұрын
ትግራይኸ ብደንከል ትዳወብዲያ ካብዚ ትዛረብዎ ፍልጠት ዝውሕደኩም ትመስሉ
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
እንታይ ዶ ይፈጡ እዮም፡
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 6 ай бұрын
Agreed 100% with this brilliant young Eritrean fellow Eritrea 🇪🇷 is always for Eritreas, period. This guy is agam, no doubt about it. He said it before
@user-uw2fm4vx9x
@user-uw2fm4vx9x 6 ай бұрын
መሮን ሐሳዊ ኢኻ ጾሮና ናብ ኢርትራ ከም ዝብጸሕ ጽቡቅ ገርካ ትፈልጥ ኢካ
@nahomteklzgi3761
@nahomteklzgi3761 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ኣንበሳ ጅግና
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 6 ай бұрын
አብርሃም ይህስው አሎ:: ካብ ደንከል ዝተወስደ መሬት የለን:: ጾሮና ናብትግራይ አይከደን::
@user-gg3zz7uq2j
@user-gg3zz7uq2j 6 ай бұрын
ወድዓይኖም ብፅልኢ ትግራይ ዝዓወረ ምሃይም ሓሳብ ዜብሉ ብራቮ ኣብርሸ
@SAMHABt
@SAMHABt 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ብሉጽ ሰብ ካብ ቀደም መትከሉ ዘይቅይር ወዲ ህዝቢ 👑🤴እዚ 2pack ዝባሃል ፍልጠት ከምዘለዎ ካኣ ይዕበ ልሙስ ርእሲ
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 6 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 reqwamti yblan teqamerti embr ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Age is just a number, PIA is in good shape. Let’s go and challenge Essu. I am proud of you Wedi Aynom
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
ኣፍ ክኽፈት ኣእምሮ ይንበብ፡ 2 ፓክ ተመዚኑ ኖንቸ ቴስታ።
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
ኣብ ዘይትፈልጥዎ ንምንታይ ትዘራረቡ
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 6 ай бұрын
Wedi Aynom jegna wedi eri ambesa ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Give Wedi Aynom a chance
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ወዲ ኤረ
@user-to2xz4bz2g
@user-to2xz4bz2g 6 ай бұрын
ወዲ ግያኖም ኣንበሳ ጅግና ❤❤❤👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@matyas9926
@matyas9926 6 ай бұрын
ሜሮም ምስ ወዲ ዓይኖምን ብጣዕሚ ካብ ዘድንቖም ሰባት።
@mtth7892
@mtth7892 6 ай бұрын
ጸባ ኣስቲኻኒ ወዲ ዓይኖም ካብ
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 5 ай бұрын
ሜሮን ታሪኽ ፍለጥ ነፉዕ ኮለኻስ ናይ ተጋሩ ታኣክቲክ ኣይፈለትካዮን. ኣብርሃም ንዓኹም ኣጀንዳ ይህበኩም ኣሎ መመሊሱ
@asmaramehari6627
@asmaramehari6627 5 ай бұрын
Wedi Ainom Meron ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯
@Zeytenebemexhaf
@Zeytenebemexhaf 6 ай бұрын
2 pack chenawi mejemerta wuxae kabti nay tgray beati.shgrna beal nska ekum
@yogo5140
@yogo5140 6 ай бұрын
ባዓል 2ፖክ ጎራሕ ጎራሕ እዮም ዝጻወቱ ዘለው
@medamen
@medamen 6 ай бұрын
Wodi sharmuta Amharay
@TesfalmTsgehiwet
@TesfalmTsgehiwet 5 ай бұрын
Anta menati dembiya teref condom amharay
@abibabraham8763
@abibabraham8763 6 ай бұрын
ወዲ ዐይኖም ነዛም ትግራዋት አይትዛረብ ሜሮን ጸግዒ ናቶም እዩ
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 6 ай бұрын
Wedi aynom abzeleka hibun eritrawinet tawet tawet 😍😍 asmayom nezom nejewis esubat qomalat areyti kuuntn belesin agame shinti weyane teref meref eko.......
@nakfa5403
@nakfa5403 Ай бұрын
ወዲ ዓይንም ተባዕ ኤሪትራ ዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@moses3400
@moses3400 6 ай бұрын
"The dob decision is final and binding" ሜሮን እዚ ኣርእስቲ ኣይዓቅምኻን 'ዩ!! ወዲ ዓይኖም ልክዕ ገሊጽካ ኣለኻ!! ኣብርሃም ዓንጃል : ከባእሰኩም ጥራይ'ዩ ሒኽ ዝብል ዘሎ!! እቲ ድንዙዝ ቀታሊ ግዜ :ራብይኩም ግን እንታይ ይብል ኣሎ እንድዒ : ኣብታ ሪጉኡ የሕልፍ እየ ዘብሎ ዘለኹ ::
@mtth7892
@mtth7892 6 ай бұрын
ሜሮን ግን ተጠራጥር ኢኻ
@capture219
@capture219 6 ай бұрын
Good job Wedi Aynom keep defending your Eritrean being
@selam7555
@selam7555 6 ай бұрын
Eseyas is eritrean =hizibi eritrea we are together Eritreans. We are one shaebiya and Eritreans.
@gebrihiwettesfazgi257
@gebrihiwettesfazgi257 6 ай бұрын
እዚ ሜሮን ዝብልዎ ከመይ ዝበለ ርእሲ ኢዩ ዘለዎ፡ እቲ ብይን እግባይ ዘይብሃሎ ሓንሳብን ንሓዋርን ኣብ ዚሄድ ኣልጀርስ 2002 ተዛዚሙ ኢዩ፡ እቲ ብይን ብዝበየኖ ዶብ ክሕንጸጽ ዝኾነ ሕቶ ዘይብሉ ኢዩ ነይሩ። ነቶም ህዝቢ ናይ ምምሕዳርን ምንብባርን ድማ ንመንግስቲ ኢዩ ዝምልከቶ። እዚ ግን ጭፍራ መራሕቲ ናይዚ ጋሕጣጢ ኣብርሃም ኣብ ግዚኡ ኣብቲ ናይ ሓሶት ዜንኦም ዝሓተትናሉን ዘይሓተትናሉን መሬት ተዋሂብና ኢሎም ብሓሶት ንህዝቦም ኣበሲሮሞ። ግልብጥ ኢሎም ድማ ንመንግስቲ ኤርትራ ገለ ዓድታት ናትና ናባኹም ናትኩም ዉን ናባና ኣትዩ ስለዘሎ ዳግማይ ግምት ይገበረሉ ንዛተ ኢሎም ንምንታይ? መንግስቲ ኤርትራ ግን ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን ከምዝብሃል ተግባሮም ስለዝተረድኦ ዳግማይ ዘተኣይቅበልን ብዘይካ ዶብና ኣብ ግብሪ ምሕንጻጽ ኢሉ ፍቃደኛታት ብዘይ ምኳኖም ድማ 20 ዓመት መሬትና ደቂሶሞ መወዳእታ ድማ ተቐቢሮም ወጺኦም ኣኸለ ደንከል በለ ዓፋፍ
@wediweyinking
@wediweyinking 6 ай бұрын
ቅድሚ ኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ምባል ነቲ ውዕሊ ኣልጀርስ ኣንብቦ ደሓር ከዓ ኣብቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝነበረ ኲናት ምስ ስርዓት ብልፅግና እምበር ንባድመ ኢልና ኣይኮናን እንዳተዋገእና ዝነበርና ንስካትኩም ተዓዲምኩም ንኣብዪ ክትብሉ ኢኩም ናብቲ ኩናት ዝኣተኩም ብኡ ብኡ ከዓ እቲ ዘጋረጭወናን ዘባእሰናን ዝነበረ መሬት ባድመ ንምሓዝ ኣጋጣሚ ዕድመ ናይ ኣብዪ ተጠቂምኩምሉ ኣብ ኢድኩም ክተእትውዎ ኪኢልኩም ብዝኮነ ንሕና ንመሬት ባድመ ኢልና ኣይኮነን ናብ ኲናት ዝኣተና ነቲ ብልፅግና ፓርቲ ኢሉ ዝሰመዮ ግን ከዓ ብዕልግና ዝሰርሕ ፓርቲ ኣንፃሩ ኢና ንዋጋእ ዝነበርና ካሊእ መጀመሪያ ውዕሊ ኣልጀርስ ኣንብቦ ድሕሪኡ ኢካ ፅቡቅ ይኩን ሕማቅ ኮሞንት ክትፅሕፍ ትክእል
@gebrihiwettesfazgi257
@gebrihiwettesfazgi257 6 ай бұрын
@@wediweyinking ብዛዕባ ናይ ምንባብ ነቲ ናተይ ዝኾነ ንብረት ከንብቦ ዕድመ ኣይተቅርበለይን ኢኻ ። እቲ ንኣቢ ክትሕግዙ ብናይ ኣቢ ዕድመ እንበር መሬትኩም ከተምልሱ ኢልኩም ኣይኮንኩምን ናብቲ ኲናት ተጸንቢርኩም ዝበልካዮ መልስን ሕቶን ክልቲኦም ኣብ ሓንቲ ገጽ ናይ ሳንቲም ከቕርበልካ ኢየ። ሓዝ እቲ ናይ ባድመ ጉዳይ ደቀስናሉ ዘይኮናስ ደም ከይነፍሥስን ልምዓትና ንድሕሪት ከይምለስን ዉሽጣዊ ዓቕምና መሊኡ ክሳብ ዝፈሥስን ክንዳሎ ብምባል ኢዩ ነይሩ በቲ ሓደ ሸነኹ ድማ እንዳሓደሩ ዶ ይልብሙን ይናስሑን ይኹኑ ሞ ከምቲ ዉዕል ኣልጀርስ ዝበየኖ ኣብ መሬት ክሕንጸጽ ይሰማምዑን ላእላዊ መሬት ኤርትራ ድማ ብሰላም ዶ ይገድፍዎ ይኹኑ ዝብል ኢዩ ነይሩ። ሕጂ ግን ክሓተካ እቲ ንኸተማ ኣስመራ ኣዊሱ ዝተተኮሰ ምሳይ ዕንበባ ልደት ክነጽግ ድዮም ሰዲዶሞ ነይሮም ? ወይስ ገንበል ኮይኑ ብርሃን ክልግሰልና ካብ ርህራሀ ዝነቐለ ኢዩ ነይሩ? እቲ ቅድሚቲ ምትኳሶም ኣብ ምድላዉ ከለዉ ዝብልዎ ዝነበሩ መደረ ብዛዕባ ሮኬት ናብ ኤርትራ ከ ምርቃ ድዩ ነይሩ? ወይስ ምሕጽንታ? በል ላእላዉነቱ ዝተደፍረ ህዝብን ሃገርን ነቲ ንጥፍኣቱ ዝነቐለ ህኮተኛ ሓይሉ ኣብ መልሓሱ ዓንዳሪ ምስ ኣቢ ኣይኮነን ምስ ጅኑብ ዉን እንተዝነብር ሰሚርካ ነቲ ዝተፈጥረ ናብ ረብሓኻ ምቅያር ብልሒ እንበር ካልእ ቅበሳ ኣይነበሮን ነቲ ከተጥፍኦ ዝሓሰብካ ቀዲሙ እንተኣጥፊእካ እንታይ ኣበሳ ኣለዎ የብሉን ፡ እታ ምስላ ናይ ህዝባዊ ግንባር ቀዲሙ ዝርኣየ ቀዲሙ ይትኩስ ስለዝኾነ ድማ ከም ገባ ተጸርጊፍኩም ካብ ርሻን ገዝኦም ናብ ጣሻን ዋሻን ክግዕዙ ገይሩ ኢዩ ። ስለዚ መንደላይ ቅርጽን መሬትን ሰለላን ኮለላን ኣብ ሜሬት ዓደ ማቱ ዉን ኣይጠፍኦን ኢዩ ዝተቐብረ ናይ መዋእል ኣጽዋር ካብ ማዓሙቕ ጉድጓድ ኣዉጺኡ ገንዘቡ ገይርዎ ኢዩ። ሕጂ ትነዉሕ መልሓስ ብምሳራ ክትቁረጽ ኢያ ። ኣኸለ ጌም ኦቨር
@wediweyinking
@wediweyinking 6 ай бұрын
@@gebrihiwettesfazgi257 ሚሳኤል ዝተተኮሰሉ ሸዓብያን መከላከያ ኢትዮጵያን ብዛላንበሳን ብራማን ይኣትዉ ኣብ ዝነበሩሉ ሰዓት ዩ እቲ ይነሰሑ ዶ ይኮኑ ይልብሙ ዶ ይኮኑ ኢልካ ዝፀሓፍካዮ ሳኬት እንድዩ ኪኢለዮ ዶ ይኸውን ኢልካ ኢካ ፂሒፍካዮ ንሱ እሞ ግደፎ ብዛዕባ ውዕሊ ኣልጀርስ ግን ገለ ክብለኻ ውዕሊ ኣልጀርስ ክፍፀም ኸሎ ብህዝባዊ መረፃ ኣይነበረን እቲ ውዕሊ ብክልተ መራሕቲ እዩ ተፈፂሙ እቲ ውዕሊ ከዓ መሬት ኤርትራ ዝብሃል ተቆሪሱ ናብ ትግራይ ኣትዪ ዩ እቲ መሬት ትግራይ ዝብሃል ከዓ ተቆሪሱ ናብ ኤርትራ ናባካትኩም ተወሲኑ እዩ በቲ ኮነ በቲ ናታትኩም ሓሳብ ናታትኩም ድልየት እቲ ብውዕሊ ኣልጀርስ ናብ ትግራይ ዝተፀንበረ ዋላእኳ ናብ ትግራይ ይፀንበር ናይ ኤርትራ እዩ ባድመ ከዓ ብውዕሊ ኣልጀርስ ንኤርትራ እዩ ተወሲኑ ስለዚ እቲ ብውዕሊ ኣልጀርስ ዝተውሃብናዮን እቲ ናይ ብሓቂ መሬትናን ኣስፊሕና ክንሕዝ ኣለና ዝብል ኣታሓሳስባ እዩ ዘለኩም እዚ ከዓ ክከውን ኣይክእልን ምናልባት ንግዜኡ ዝሓዝኩምዎ ክመስለኩም ይክእል እዩ እንተኮነ ግን ብሰላማዊ መንገዲ እንተዘይተፈቲሑ ሳዕቤኑ ከቢድ ዩ
@gebrihiwettesfazgi257
@gebrihiwettesfazgi257 6 ай бұрын
@@wediweyinking ዉዕል ኣልጀርስ ብመረጻ ህዝቢ ኣይነበረን ዶ በልካ ክንዮ ምግራም ካልእ ኣይመስለንን ኢዩ ፡ ኲናት 1998 ክትከፍቱ ከለኹም ከ ድምጺ ህዝብኹም ድዩ ነይሩ? ዳሓር ክኣ መራሕቲ ወከልቲ ህዝቢ ኢዮም ዝዉድኡ እንበር ህዝቢ ብህዝቡ ሓፍ ኢሉ ኣብ ዉዕል ኣልጀርስ ክሳተፍ ነይሩ ሕልምዝኻ፡ እቲ ብይን ነቲ ሓደ ወገን የኽስቦ ወይ የኽስሮ እቲ ኮምሽን ዝሃቦ ፍርዲ ክቕበሉ ምኳኖም ቃል ይኹነና ኢሎም ነሪቖም ኢዮም ከፊተሞ ዳግማይ እግባይ ዘየድልዮ ዕጹዉ ፋይል ። ብድሕሪ ዚ ዕድመ ብጽሒ ጎበዝ ብሓይሊ ሰፊርኩሞ ጸንሒኹም የግዳ ጉድጓድ ንፋሓሪኣ ገመድ ንፋሓሲኣ ኮይኑ ኣሎ እንበር። እንተቲ መዘዙ ዛዕብየኑ ትብሎ ዘለኻ ዳሓን እቲ ህዝቢ ዘርኡ ከይጠፍእ ክቕጽል ዝደሊ ለባም መራሒ ተረኺብኩም ከተትርፍዎ ኢኹም ከምቲ ዝሓለፈ እዋን ተኾይኑ ግን ከም ህዝቢ ናይ ምህላዉ ኣብ ምልክት ሕቶ ኢዩ ክኣቱ። ይኩሬይን፡ ጋዛ ከም ኣብነት ርኣየን ።ሎሚ ባይደን ሓይሉ ተሳዒሩ ንሑቲ ዘይከዉን ዓቕሚ ዝሓዘ ከም ቀደም ዘድሕነኩም ሓይሊ ንታኣምር የለን ሞ ሕሰቡ
@wediweyinking
@wediweyinking 6 ай бұрын
@@gebrihiwettesfazgi257 እንታይ መዓቱ ደቀይ መንድዩ ጀሚርዎ እቲ ኣብ 1998 ዝነበረ ኲናት? ነቲ ኲናት ዝጀመሮ ንስካትኩም ባዓልትኩም ኢኩም ጀማሪኡ ህግደፍ እዩ። ካሊእ እቲ ውዕሊ ኣልጀርስ ዶ ገለ እሞ ግደፎ ከመይ ማለትካ እዩ እቲ ህዝቢ ዘርኡ ከይጠፍእ ክቅፅል ዝደሊ መራሒ እንተረኪብኩም ክተትርፍዎ ኢኩም እንተዘይኮይኑ ግና ከምቲ ዝሓለፈ ከም ህዝቢ ናይ ምትራፍ ኣብ ሕቶ ምልክት እዩ ትብል ዘለካ? እቲ ዝገርመኒ ግን ንባይደን ከም ፈጣሪ ምርኣይኩም እዩ ብዝኮነ ንሕና ኣንፃር ብልፅግና ክንዋጋእ ከለና ንሱ እቲ ከም ፈጣሪ ብሓንቲ ግዜ ከየጥፈኣኩም ትፈርሕዎ ባይደን እውን ምስ ብልፅግና ምስ ኣብዪ እዩ ነይሩ ደሓር ግና ናብ ትግራይ ዝኣተዉ ሓይልታት ሸዓብያ ይኩን መከላከያ ኢትዮጵያ ሓመድ ጌርና ዓዲ ኣምሓራ ተቆፃፂርና ጥቃ አዲስአበባ ደብረብርሃን ክንበፅሕ ከለና እዩ እቲ ነገር ዝተገልበጠ እንተኮነ ግና ንዓና ዝሓገዘና የብሉን መቼም ትፈልጦ ኢካ ክንደይ ግዜ ወራር ከም ዝፈፀምኩም ቀዳማይ ወራር ካልኣይ ወራር ክሳብ ሳልሳይ ወራር ብባራሕለ ዝኣተዉ ካብዚኣቶም ናብ ኤርትራ ዝተመለሰ ዋላ ሓደ ወታድር ኤርትራ የለን ልዕሊ 8 ግዜ ወራር ፈፂምኩም ብዝኮነ ሓደ ነገር ከስታውሰካ ኩሉ ግዜ መርዓ የለን ዝብሃል ምስላ ዓበይቲ ወስ ከብለልካ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ዝነበረ ኩናት ብሓገዝ ወታድራት ኢትዮጵያ ተሓዚልኩም ኣቲኩም ንፁሃን ስለዝቀተልኩምስ ኩሉ ግዜ ወታድራት ኢትዮጵያ ክሕጉዝኩም እዮም ማለት ኣይኮነን እቲ ወፍሪ ሕጂ እውን ጀሚሮምዎ ኣለዉ ቅድሚ ሕጂ ንወያነ ሙሉእ ኣምሓራ ይኩን ኦሮሞ ይኩን ሶማል ይኩን ዓፋር ሒዞም ስለዘይክእልዎ እዮም ንእሽተን ሓገዝ ደልዮም ንዓካትኩም ናብቲ ኲናት ዘእተውኩም ናብቲ ኲናት ክትኣትውሉ ዝከኣልኩም ከዓ ባድመ ንዓካትኩም ክህበኹም እየ ስለዝበለ ኣስተብህል ኩናት ሕማቅ እኳ እንተኮነ ንዓድካ ክትብል ግን መስዋእቲ ንቡር እዩ ደሓርከዓ ፈኸራን ጀሃራን ናይ ኣቦካ ኢሳያስ ሪኢናዮ ኢና ብ1998 ካብ ባድመ ወፂና ማለት ፀሓይ ብምዕራብ በሪቃ ማለት እዩ እንዳበለ ነይሩ ግን ብምዕራብ ፀሓይ ኣይበረቀትን ጃህራን ፈከራን ትርጉም የብሉን ወደሓንካ
@henoksolo2290
@henoksolo2290 6 ай бұрын
2pac riesi dorho bang head
@Justice-101
@Justice-101 6 ай бұрын
I just wanted to say Meron was cutting off when Wedi Aynom was speaking about what happened to Eritreans in 1998-2000 by TPLF. He should have let him talk the way he let Abraham repeat the lies about Genocide. I never heard Wedi Aynom before but he impressed me and wanted to let him know his message is clear and I support his idea. Eritrea for Eritreans and by Eritreans. Meron lacks patience and belittling everyone doesn’t make you look smart rather it is the opposite. Wedi Aynom get your own channel. You are far better than Meron or the other. Not wasting my time in his youtube channel again.
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
ኣብርሃምን ቱፓክን ሰብ ኮይኖምሲ ዓዲምካዮም።
@befairbalance7507
@befairbalance7507 6 ай бұрын
Intelligent educated wise man are not human beings, mhyme denakurt animals like you elementary school drop are human kkkkkkkkkk, what makes different than animals
@RuthRobin-li6bc
@RuthRobin-li6bc 6 ай бұрын
Wedi Aynom you are made my day You are hero
@Lidia1312
@Lidia1312 6 ай бұрын
Meron you must be kidding me 😮😮 why didn't you stop the guy from tigray was saying some of Dankili areas are belonging to Ethiopia????? Please be attention for what you are saying and doing? Or you just don't care 🇪🇷 ወዲ ዓኖማ ሓውይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 6 ай бұрын
ኣምበሳ ወዲ ዓይኖም
@user-uf8xx7dc1q
@user-uf8xx7dc1q 6 ай бұрын
ካርታ ጾሮና ናይ ኤርትራ ኢዩ፡፡ ኩሉ መሬት ኤርትራ ነኤትራውያን ኢዩ ኣብ ዝደለዮ መሬት ይቅየር
@wediweyinking
@wediweyinking 6 ай бұрын
ብካርታ ድኣ ባድመስ ኣብ ናይ ትግራይ ካርታ እንዶየላን እቲ ዕላል ግን ብዛዕባ ውዕሊ ኣልጀርስ እዩ
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 6 ай бұрын
ኤርትራ ንኤርትራውያን እያ ቱፓክ ኪድ ትግራይካ ፍንፉን
@RuthRobin-li6bc
@RuthRobin-li6bc 6 ай бұрын
Wedi Aynom don't Waste your time with them
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 6 ай бұрын
ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራዊ ንስኹ ኢኹም ቱፓክ
@awetgaim269
@awetgaim269 6 ай бұрын
Wedi aynom jigna anbesaw gn ab zeygezaka eka atika❤❤
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 6 ай бұрын
Well said wedi Aynom 🇪🇷🇪🇷👌👌💪💪💪💪💪💪
@Shidenyual-kz6ss
@Shidenyual-kz6ss 6 ай бұрын
ሜሮን ኣይትጋገ ፣በታ ሕጊ ዝሃበና ይተሓንጸጽ ፣ህዝቢ ኣብዝመረጾ ይነብር።
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Wedi Aynom( You are a true Eritrean) you can laugh at these idiots
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 6 ай бұрын
Wedi aynom ab haki mekadka jigna .besul nay behaki.
@ShwetShwet-vd8bf
@ShwetShwet-vd8bf 6 ай бұрын
Wedi aynom hawey jgna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@CheerfulBlueMackerel-rg5fx
@CheerfulBlueMackerel-rg5fx 5 ай бұрын
Wedi Aynom bravo 👏 zwedey 🎉
@solomonsemere4176
@solomonsemere4176 6 ай бұрын
ኣብርሃም ዚብሎ ዘኦሎ ገጋ ኢዩ።
@yemanegebreab1150
@yemanegebreab1150 6 ай бұрын
ጸሮና ምሉእ ብምሉእ ንኤርትራ እዩ ተባሂሉ። ደንከል ምሉእ ብምሉእ ናይ ኤርትራ እዩ። ዛላምበሳ ብምሉኡ: ኢሮብ ብኸፊል ንኤርትራ እዩ ተፈሪዱ። በዓል እራይ ምራይ በዓልዚ ሽንቲ ከልቢ ዝኾነ ቱፓክዶ ገለ ትብሉዎ ዘመለኹም: መን ፈረድትን ወሃብትን ከላእትን ጌሩኩም! እዋይ ንስኻትኩም ክክክክክክ "አበይ ኣለኻ ዘይበሉዎስ: ኣብዚ ኣለኹ ይብል" እዩ ናትኩም። ግዜኹም ግዳ ንቑምነገር ዘይትጥቀሙሉ ኣንቱም ጓሓፋት። መጻወቲ በዓልዚ ዒባ ሰንበት ወያናይ ኣብርሃም ክትኮኑ ካብ ምርኣይ ዘፈንፍን ኣበይ ኣሎ?! ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ነቲ ክምህ ዘይብል ክቡር መራሒናን ሞዴል ናይ ኣፍሪቃን ወዲ ኣፌ። ዓወት ንህ.ግ.ደ.ፍ. ዓወት ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ! ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና! ሞትን ጽንተትን ንደገፍቲ'ታ ጸኒታ ዘላ ጃንዳ! ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን ብመሪሕነት ሻዕብያ!
@Ayngage
@Ayngage 6 ай бұрын
"KISEN!" ERITREA? BY ERITREANS IN ERITREA TO ERITREANS IN ERITREA:: "Seb tsewealey tebelkiwos, BEAL BELES!"
@temuzghiseium2296
@temuzghiseium2296 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ጅግና ፣ እወ መሬትና ብፈንጂ ገርና ክንሓጽሮ ኢና ፣🇦🇿 🇦🇿 🇦🇿 🎉 🎉 🎉 ⭐️ ⭐️ ⭐️
@jordina7769
@jordina7769 6 ай бұрын
You all right on ur way. Be smart, Fixed ur problems then ur reached ur distance. Tigray is our next neiphor that is.
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 6 ай бұрын
ሜሪ ሽኮር😘ወትሩ🦁 ሃገረይ!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 6 ай бұрын
Wedi aynom has to defend his country.
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 6 ай бұрын
Wedi Aynom hawey jegna keep it up great job ❤❤❤❤❤❤❤
@jonath.211
@jonath.211 6 ай бұрын
Bravo wedi aynommm jgna ❤❤❤❤wedi xbukk aloka
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Wedi ayinom🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 6 ай бұрын
Entay tizareb aleka Tupac mennetka yehfreka
@ola1707
@ola1707 6 ай бұрын
Aygerimn eritrea 🇪🇷 dika tigray mis tehatet 😂😂😂Eritreawi meninetu ayhfron eyu bjeganu zimexet adi. Tigray win bmeninetom yikoru eyom… beal tupac entay eyom endi 😂
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 6 ай бұрын
Wedi Aynom ambsa❤❤❤❤❤
@ewe.s3077
@ewe.s3077 6 ай бұрын
ቱባክ ትብሃል ሓርከልቢ፡ ኢሰያስ ጅግናዮ
@Salihabdella
@Salihabdella 6 ай бұрын
Tikikil wadi iynom 100%
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 12 М.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 29 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 43 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 7 МЛН
ክሲ ከሲሱ ንበረከት
8:13
Nayon
Рет қаралды 244
እንታይ ይበሃል ኣሎ?
1:23:15
Kidyon
Рет қаралды 12 М.
ዘተ ኤሪትራውያን #eritreatiktok #eritreanmovie#eritreanguayla
1:24:34
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 23 М.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 29 МЛН