ዘይሰምዐ ከይህሉ! ሓደራ ኩላትና ሼር ንበሎ

  Рет қаралды 29,891

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

3 ай бұрын

Пікірлер: 686
@godolyastube4733
@godolyastube4733 3 ай бұрын
ነዛ ቪድዮ ሰሚዑ ሼር ዘይብል ክርስትያን ከይርከብ። ሼር እናበልና ናብ ኩሉ ነባጽሕ፡ ሕዝብና ነድሕን ሕዝብና ነድሕን ሕዝብና ነድሕን ንንቃሕ ንንቃሕ
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v 3 ай бұрын
እሺ መምህረይ ሼር ንበሎ እና አታ ጅግና አብ አምነቱ ወዲ ተዋህዶ
@temie668
@temie668 3 ай бұрын
ኣነ እካ እለ ኣለኩ ዝተርፍኩም ስለ ማርያም ሸር
@user-dn9jf6jl4f
@user-dn9jf6jl4f 3 ай бұрын
Kkkkkkk
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
እሽኒ ሥልጣነይ ሓውና💙
@elsajefter5596
@elsajefter5596 3 ай бұрын
ጌረዮ ኣለኹ መምህረይ ልቦናና ዪኽፈተልና🙏🙏🙏🙏
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 ай бұрын
ዕድመ ማትሱላ ናዓካ ይግበረልካ ስልጣነይ ናዓና ክጥዕመና🙏❤
@brhankiros
@brhankiros 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ከማካ ዝበሉ የብዘሐልና ንዓና ድማ ዓይነ ልቦናን ይክፈተልና ቲ ልዑል ፈጣሪ እምበር ህዝብስ ይጠፍእ ኣሎ እዩ
@genet3442
@genet3442 3 ай бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ናይ በልይ ተዛርብካ ኣብዚ ሮሞዳን ቡዞሓት ክዳን መሊሶም ብጣዕሚ ሓሪቀ ክብረት ይሃብካ መምህረይ በጃኩም ተዋህዶ ኣሐዋተይ ልቢ ግበሩ እምነትና ንሓሉ❤❤
@plmokntesfay3851
@plmokntesfay3851 3 ай бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ እታ ናይ ልበይ ፈሊ ጥካለይ ከም ክርስትያ መቃጠሪ ሪአ ኣይፈልጥን
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@user-lt9di2ff8i
@user-lt9di2ff8i 3 ай бұрын
He speaks correctly,he has to be encouraged.. I'm standing with him,keep going bro..
@user-cy3jl2mh3g
@user-cy3jl2mh3g 3 ай бұрын
ጽብቅ መልእክቲ ሰባኪ ወንጌል መምህር ስልጣን እዋናዊት ዝኮነት መልእክቲ እያ ንኩሉ ሰዓቢ ኦርቶዶክስ ብፍላይ ከኣ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ኣብ እምነትክን ጽኑዓት ኩና ኣብ ስደት ብዙሕ እዩ ዝስራሕ #ብሽፋን ሃገር ገሮም ሓደ ኢና እንዳ በሉ ምስ ወለዱለና ገዲፎመን ይከዱ ናብ ዝከፍኣ ኣንፈት ይከዳ ኣለዋ ፥ ብሃይማኖትና ዘይመስለና ጠቅላላ ውጉድ እዩ ቁቡል ኣይኮነን ኣማኒ ምስ ዘይኣማኒ ርክብ የብሉን፥ ዝኮነ ይኩን ሰብ ክትካባበር ጽቡቅ እዩ ካቡኡ ሓሊፉ ግን ኣንፈትካ ምስሓት እዩ ስለዚ ንቃሕ ህዝበይይይይ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@lemlem5552
@lemlem5552 3 ай бұрын
እንኳዕስይ እዞም መቃበጠርቲ 😒 ጨለ ገብሩ ዳቃለሎም ኣይፈልጥና ኣይኣፍልጥና ኣሕሕሕ
@hissak7126
@hissak7126 2 ай бұрын
ሰልጣን ሐወይ መግለጺ ሲኢነልካ ኩቡር ሐወይ ንገረልና በቃ አንቀሐልና ነዞም ብድንቁርና ዐዊሮም ዘለዉ ህዝቢ የቀንየልና ኩቡር ሐወይ ❤❤
@trhasbrhane6259
@trhasbrhane6259 3 ай бұрын
መምህርይ ፆጉኡ የበዘሐለካ አነሰ ማረ አየ ሓዘነ ነረ አኳ በሰላም መፀአካ መምህርይ😢
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@swsw5226
@swsw5226 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ኣምላክ ♥️✝️🌺🥰 ብሓቂ መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና😢😢
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u 3 ай бұрын
ብጣዕሚዩ ዘሕዝን ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህር ስልጣን
@user-yv4yg8hx1o
@user-yv4yg8hx1o 3 ай бұрын
ናይ ልበይ ኣውፂእካለይ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ❤
@waskan7162
@waskan7162 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልገሎት ዘበንኻ ይባርኸልኻ❤❤ብዘይ ምፈላጢስ ንተን አዕራብ ዕድ ምባረክ እንዳበልኹን እየ 😢😢ቸሩ መድህነዓለም ይቅር ይበለለይ 😢😢😢ህዝበይ ስአን ምፊላጥ ይጠፊእ አሎ ከምዝ በለና😢😢እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ከም በዝሕ ሓጥያትና ዘይኾነስ ከም በዝሕ ምሕረቱ ይቀረ ይበለና❤❤❤
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ክብር መምህርና ብጣዕም የሕዝን መሰተዉዓል ይዓዲለና ፈጣሪ 😢👏👏
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v 3 ай бұрын
2ይ ቆረንቶስ 6 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹⁴ ምስቶም ዘይኣምኑ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ። ማለት፥ ንጽድቅን ሓጢኣትን እንታይ ኣራኺብዎ፧ ወይስ ንብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ሕብረት ኣልይዎ፧ ¹⁵ ክርስቶስከ ምስ ብልያል እንታይ ምስምማዕ ኣለዎ ወይስ ንኣማኒ ምስ ዘይኣማኒ እንታይ ግደ ኣለዎ፡ ¹⁶ ንመቕደስ ኣምላኽከ ምስ ጣኦታት እንታይ ስምምዕ አለዎ፡ ኣምላኽ፤ ኣባታቶም ክነብር ኣባታቶምውን ክመላለስ እየ፡ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፡ ንሳቶምውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፡ ከም ዝበለ፡ ንሕና ቤተ መቕደስ ህያው ኣምላኽ ኢና።
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 3 ай бұрын
@solomonbb1377
@solomonbb1377 3 ай бұрын
Amen 🙏 nay behaki esu eyu eti haki
@user-bp6nu2uf2h
@user-bp6nu2uf2h 3 ай бұрын
ኣምላክ ይባርካ ሰልጥናን ሓወይ ኣምላክ መውዳእታና ይጸበቅለና ።
@wintateame
@wintateame 2 ай бұрын
Amen amen amen kela hiwet yesmalna
@alemdesta454
@alemdesta454 3 ай бұрын
እህ😢ሥልጣን ሓወይ ሰላምካ ፍጹም ብክርስቶስ ይብዛሕ እቲ ሓቂ እስቲ ክነግረካ ከማይ ውን ይህልዋ እየን አነሲ አውዳአመቶም ክቀርብ ከሎ ቅርሺ ትህበኒ ክዳን ውን ትገዝአለይ"እያ ምስ እዚ ግን አብ ስደት ስለ ዘለኹ መንፈሳዊ ማሕበር አለኒ እዚ ትብሎ ዘለካ ላፈለጥኩ ግን እቲ ክዳን በታ ዘላትኒ እምነት በሥመኣብ ኢለ ማይ ድጋም ደጊመ ነዚሐ ተከዲነ ውዒለ እየ "ግን ውሽጥካ በቲ ዝገብረኦ ደስ አይብለንን😥በቃ ከምቲ ዝበልካዮ ነብሰይለ እህ አምሰሉነት ይብልሞ ለለ የስደትን ድየ ዘለኩ ይብል 😥ደሓር እዚኣ ትዝከረኒ“ገበርቲ ቓል ኩኑ፡ ርእስኹም እናጠበርኩም ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኹኑ።” - ያእቆብ 1፥22 ነሳተን ዳኣ አውዳአመትናኮ ሎማዓንቲ እዩ ተይለየን ሪአንየን ዝከዳ 😢ልነብስና ክንሰርሐላ እስቲ አዒንተ ልቦናና ክፈተልና “እንሆ፡ ከም ኣባጊዕ ናብ ማእከል ተዃሉ እሰደኩም አሎኹ። ደጊም ጠቢባን ከም ተመን፡ ገርህታት ከኣ ከም ርግቢ ኹኑ።” ጥበቡ ይዓድለና እግዚአቢሔር🤲😢😢
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d 3 ай бұрын
እህ ዋላኣነ ማይ ድጋም ደግመ እየ ዝኽደኖ ግን ___😢
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 3 ай бұрын
ክዳን ሲ ምንም ፀገም የብሉን ንሶም አይኮኑን ዘምርትዎ ካብ መላእ ዓለም እዩ መፅይኡ ዋላ አብ ትግራይ ኮ ክዳን ወፃኢ ኢና ንክደን እግዚአብሔር ን ንስሐ ሞት ድአም የብቅዐና እምበይ ናቶም ስጋ ኮኢና ንበልዕ ለለና ስለዚህ ህያብ ሂበናና ማለት አስሊምና አይኮነን 😢
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 2 ай бұрын
Amen (3) qale hiwet yesmalna kubur memhrna
@natinamedya6957
@natinamedya6957 3 ай бұрын
Kemaka yibzhluna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 wedi erey inber awalidna tefen zelewa
@ghebrehimettesfay3308
@ghebrehimettesfay3308 3 ай бұрын
ናይ ብሓቒ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@ZewduTesfay
@ZewduTesfay 3 ай бұрын
ብሓቂ ስልጣነይ መምህረይ
@letemichalyohnans3198
@letemichalyohnans3198 3 ай бұрын
Amen Kalender hiwet yesmalna
@hdhdhhdr6694
@hdhdhhdr6694 3 ай бұрын
ብኡነት ቃለ ህይወት ያሰመእልና ስልጣነይ ❤❤❤አብ ልበይ ሀም ቁስሊ አጊሙ ነይሩሎማኣንቲ አንፊስካለይ 💔እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@hdhdhhdr6694
@hdhdhhdr6694 3 ай бұрын
እሺ
@hdgh4712
@hdgh4712 3 ай бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ መምህርይ ናይ ልበይ ሕቶ ሰለ ዘመለሰከለይ እግዚአብሔር ኣምላክ የክበረለይ❤❤❤❤❤
@user-wx6od9dv9x
@user-wx6od9dv9x 3 ай бұрын
ሓቅ ያሃብካ ክብር መምህርና ናይ ልበይ ባ ትዛርብካለይ ዕድመ ጥዕና ያሃብካ እግዚብህር አምላክ🙏❤❤❤❤❤
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ዓይነ ልቦናና የብረሀልና እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️🕯👏
@yosiefkiros7104
@yosiefkiros7104 3 ай бұрын
ዲ.ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዕኻ ከመይ ጸባ ሰትየ ይመስለካ ጓሂ ውሽጠይ ኢኻ ተዛሪብካለይ ብሩኽ ሓወይ ኣጆኻ ተስፋና ንስኻ ኢኻ ተባዕ ሓው ህዝብና ይጠፍእ ኢዩ ዘሎ ብፍላይ ደቀንስትዮና።
@dngleyadefikiri1062
@dngleyadefikiri1062 3 ай бұрын
Bruk hawey dyakon aykonen eko, hade gize dyakon aykonkun elu awridu neru zeyreakaya keytikewin
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ድሰማዕናዮ ቃል እግዚአብሔር ኣብ ልብና የሕድሮ።
@emebrhanchannel
@emebrhanchannel 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ ፍቂር ሓው ኣብታ ቅድስት እምነትና ጸኒዕና እምነብረሉ ዘመን ይዓድለና እግዝኣብሄር ኣምላክና🎉🎉🎉
@user-uo1gq6cp4f
@user-uo1gq6cp4f 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ናይ ዘበን ኣጐልግለትካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልካ።
@user-io2sq9ho7t
@user-io2sq9ho7t 3 ай бұрын
ሰላምኻ ይብዘሐልና ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ብዛዕባ ፍቕርዶ ይቕድም እምነት ዝብል ክተብርሀልና ንደሊ.አነ ንባዕለይ ብዙሕ ሰብ ይጥይቐኒ እዩ.ምክንያቱ ከዓ ፍቕር እምነት ተስፋ ሓቢረን ይነብራ ካብአተን ግና ፍቕር ትዓቢ ዝብል ስለዘሎ ብኡ ገይሮም ይካተዑ ስለዝኾኑ
@dfhf8186
@dfhf8186 3 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርይ ብሓቂ ፈጣሪ ኣምላክ ልቦና ያሃብና😭✝️🤲
@mezenghemesfun7602
@mezenghemesfun7602 3 ай бұрын
ኣደ ወሊዳ ትምከን!ኣነ ካኣ እሞ ኣምስሉ ቅጭ እዩ ዘምጽኣለይ፡እታ ኩሉ ግዜ ዝደጋግማ ዘረባ፡ብፍላይ ካኣ ሓዘን ሞት ምስ ዘቃጥም ፡ስለምንታይ ኢዮም Rest in peace ዘይብሉና እንዳበልኩ ቀጻሊ ዝሓቶ ሕቶ'ዩ፡እቲ ዝብሃል ኢልካዮ ኢካ እሞ፡ እ/ሔር ዕድመን ጸጋን የጽግብካ ዝሓወይ።
@UggguVguug-ob1ig
@UggguVguug-ob1ig 3 ай бұрын
ኣይይይ ፈጣር ልቦና ያሃበና እስክ ቃል ህይወት ያስመዕልና ክብሩ መምህርና ኣምላክ ብዕድሜን ብጥዕናን ያሓልየልና
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 3 ай бұрын
_እዘይ ጀናል ነዕበይ ኩሉ ግዜ እመቤቴ ማርያም ምሰካ ትኩን ዝሓወይ 💞_
@Sabscrayb
@Sabscrayb 3 ай бұрын
ብሓቒ እንጀራዓለም ብላዕ ስልጣን ሓወይ ቓለ ህይወት የስመዐልና❤❤
@AdSf-xf9vn
@AdSf-xf9vn 3 ай бұрын
ብሓቅ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ መስተወል ዓይነ ልቦና ይዓድለና እግዛኣብሄር ኣምላክ ♥️😥😔
@user-bx7qz3qo1m
@user-bx7qz3qo1m 3 ай бұрын
ጹቡቕ ገበርዎም ነዞም ኣምሰሉ፡ ደቂ ትግርኛ😢 ፋራታት😅 (ብሓፈሽ ክርስትና) ኣምላኽ የኽብርካ ስልጣን ሓውይ❤ ሰለቲ ሓቂ ምዝራብካ። ምስቶም ዘይኣምኑ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትቆረኑ። ብርግጽ ሰይጣንን ቅዱስ ሚካኤል እንታይ ርክብ ኣለዎ።😢
@user-fw3rv5pb5n
@user-fw3rv5pb5n 3 ай бұрын
ቃለሃወት የስማዓልና ❤❤❤❤❤ ድያቆን❤❤❤❤
@user-rc2dw9ys7u
@user-rc2dw9ys7u 3 ай бұрын
መምህረይ ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@meharihabteab-pp6ne
@meharihabteab-pp6ne 3 ай бұрын
Qal hiwet ysmealna kbur hawey
@user-qb6ve1ws7q
@user-qb6ve1ws7q 3 ай бұрын
ተባዕን ሓቀኛን ኢካ ናይ ብሓቂ
@eter8517
@eter8517 3 ай бұрын
ብሓቃ ምስትወዕል ልቦና ይሃብና ፈጣሪ🤲🙏ፀጋኡ ያብዘሐልኻእግዚአብሔር አምላኬ ክብር ሓዉና👏
@BiriktiHaile
@BiriktiHaile 3 ай бұрын
Memherey enqa be Selam mexaka qale hiwet yesmalna fetari 🙏💖💗😊
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@user-np7co9ko2b
@user-np7co9ko2b 3 ай бұрын
ስልጣነይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ❤❤❤❤❤❤👍🥰🥰🥰
@fikadushimhalal9475
@fikadushimhalal9475 3 ай бұрын
Kal hiwet yasemaln edme tena yhabka egziabhar amlak ❤❤❤❤❤❤❤
@Aynombokretsion-so6fi
@Aynombokretsion-so6fi 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይከበር ይመስገን ንዓካ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጋ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@tube-de8eq
@tube-de8eq 3 ай бұрын
ብነብስኻ ኣይጥዕመካ ብስጋኻ ኣይጥዕመካ ክልተ ጊዜ ሞት 😭 እግዚአብሔር የኽብረልና ክቡር ሓው ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡረይ❤
@lulamehari7785
@lulamehari7785 3 ай бұрын
Amen amen amen kbur sltan hawna igziabher amlak xeguu yebzhalka nay agolgulot zebenka ybarek edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤
@Dolar1219
@Dolar1219 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ መዓረይ ቃለሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓውና ✅✅✅ልቦና ይሃበልና ብሐቂ
@tekleageba9071
@tekleageba9071 3 ай бұрын
Amen Amen Amen Qalhiwet yesamalna Naybehaki Egezabeher xegeu yebizhi ❤❤❤❤❤❤❤
@STAMA123
@STAMA123 3 ай бұрын
አሜን እግዚአብሄር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ቡሩኽ ❤
@MereMere-wk2qr
@MereMere-wk2qr 3 ай бұрын
ብሓቂ መምህርና ላብ ልቦናና ይመልሰና😢
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና
@user-xy6wl8vl4q
@user-xy6wl8vl4q 3 ай бұрын
ደመይ ዘፍለሐኒ ነገር እዩ ብሓቂ ካብ ነዖም ክመስል ጥረሐይ ምካድ ይበልፀኒ
@user-ln9qf5ph1c
@user-ln9qf5ph1c 3 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna.nay behaqi ab natna awdamet qomat ykdenena ab zey naten zey nsen ymesla awaldna nablbkn ymleskn fetari
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 3 ай бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ መምህር ናይ ልበይ ሕቶ ሰለ ዘመለሰከለይ እግዚአብሔር አምላክ የክበረለይ
@SisGalHaylush
@SisGalHaylush 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ስልጣን ሓወይ❤❤😢
@user-ku8ft9pl8x
@user-ku8ft9pl8x 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 3 ай бұрын
ይገርመካ እየ ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ ሰልጣን ሓወይ😢🙏
@user-bd6xx4fp8c
@user-bd6xx4fp8c 3 ай бұрын
ኣይይይ ብሓቅ ስልጣነይ ቃል ህይውተ ያስመዕልና ዓይን ልቦና ይሃብና 😢😢
@shewakesete1167
@shewakesete1167 3 ай бұрын
O Ezgabher eyne lbona abrahalna! Mengedi yeman mrhana. Amennn
@Semay7828
@Semay7828 3 ай бұрын
መሓመድ ልኡኽ ሰይጣን ንኣይሻ ጓል 6 ዓመት ከላ ምስ ባምቡላ ክትጻወት ከላ ስጋዊ ርክብ ፈጺሙ ምስኣ፥ ካብ ክዳኑ ፈሳሲ ሕፍረቱ ከተጽርየሉ የገድዳ ኔሩ። ምስ ሰይቲ ወዱ ስጋዊ ርክብ ይገብር ኔሩ፥ ምስ 9 ኣንስቲ ኣብ ሓንቲ ለይቲ ፈሳሲ ሕፍረቱ ከይተሓጽበ ይዘረን ኔሩ። ንኣወዳት ቆልዑት መልሓሶምን ይመጽዮም ሕፍረቶም ይልሕሶ ኔሩ። ንኣብ ውግእ ዝጨወየን ኣንስቲ ብግዲ ስጋዊ ዓመጽ ይፍጽም ኔሩ፥ ባራዩ ይዕድግን ይሸይጥን፥ ቆልዑት ይጨውይን ይሸይጥን። ብጅምላ ህዝቢ ይቐትልን ዓድታት የንድድን ይራሲን ኔሩ። እንታይ ኣረሜናዊ ነገራት ዘይገበረ መሓመድ፥ ኩሉ ከኣ ብዘይሕፍረት ኣብቲ ናይ እስልምና ቅዱስ መጽሓፍቲ ዝብሃል ተመዝጊቡ ኣሎ። ሙሓመድ ሰብ ዘይኮነስ ጋኔን ውላድ ሰይጣን'ዩ ኔሩ።
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 3 ай бұрын
ብስመኣም ወልደወንፈሰ ቅዱሰ ካብዝይ ማሓረኒ
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 3 ай бұрын
በስመኣብ😵
@jemilabdu4370
@jemilabdu4370 3 ай бұрын
Abe leli islmna azyu xeli sele zlka ize zblkayo gden ika ktebl kmu gerga ika shefafenka kthalfo imber werdka abe nay xlmate alem tnber kmzlka reskyo ika zlka
@kedijaidris9577
@kedijaidris9577 3 ай бұрын
Anta guhaf Muhammad kemaka b zibele resah seb ayzikerin eu. Nisika kab shinti bet mis risahatka twexi mejemerta nebsika asri
@kedijaidris9577
@kedijaidris9577 3 ай бұрын
Haymanotey ay yefqideleyn koynu ember ni hade kemaka zimesil zigibeo melsi neru
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 3 ай бұрын
ህዝበ ክርስትያን ንንቃሕ ሓውና ስልጣን ኩሉ ግዜ ንቅሑ ይብለና ኣሎ መምሃራና ነለሊ ። እዚኦም ነብሶም መሲሎም ዘይከዱ ስነጥበባውያን ክባህሉ ኣይካኣሉን። ወረግ ገለ ካህናት መራሕቲ ናይታ ሃገር ሲ ኣወል ስዒድ መስትያትና ይብሉና ኣለዉ ። ስለዚ ኩሉ ግዜ ንመርምር
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
@MebratgalQDstkiDaneMhret
@MebratgalQDstkiDaneMhret 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ብመንገዱ ይምረሐና ክቡራት ኣሕዋተይ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ኩላትና ንጹሁት ኣይኮናን ኸላትና በበይኑ ሓጥያት ኣለና እሞ ገጊዜ ንንስሓ ይሃበና
@NatuMenges
@NatuMenges 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ትምርቲ
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ኡንካዕ ካብዚኣቶም ሓደ ዘይነግስ መጥፉኡና ነይሮም ደቂ ትግርኛ ሰሳትና ንፍቀር ተባሂልና ዘይንፋቀርስ ምስ ኣስላማይ ንፍቀር ነሐዝን
@saraa9497
@saraa9497 3 ай бұрын
ብሓቅ ስልጣን ሓወይ ቃላት ሓጭሩን ጸጋኡ የብዘሐልኻ አረ ቅር ዳብል የብልኻይ ድሰብ ናሐጉስ ፈጣርና ናሕዝን 😢😢😢❤❤
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki 3 ай бұрын
አምላኽ ይቅረ ይበለልና🦋❤️🙏
@thjfhj-ty3lx
@thjfhj-ty3lx 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡን ያብዘሐልካ መምህረይ ይቅሪ ለእግዛአብሔር ይኹን ትኽኽል የኻ መስተወዐል ልቦና ይሃበና ዳኣም ግንስ ትገድስኻ ትምልሰለይ መምህረይ ምስ ሰናይ ይቅሪታ ስለ ዘይትረደአኒ ይኡ እዘም ኣህዛብስ ድመን ይአም ዘምለኹ ማለተይ ድሰይጣን ለ ኣይፈትይወም እዘምስ ድመን ይአም ዘምልኽ መልሰለይ❤❤❤❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 ай бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalena Memehir Sltan hawey Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka edmen Tienen yehabeka 🙏🙏🙏❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ ስልጣን አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ቃል ሰናይ የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ናትና ኩንካ ብሓቂ❤❤👏
@user-fr7qt1oj4g
@user-fr7qt1oj4g 3 ай бұрын
እዋይ ክሳብ ክድዙ ድዩ ክርስትያን ዓሹ😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ብልበይ እየ ሓዝነ
@mussietn1966
@mussietn1966 3 ай бұрын
እዞም ኣምሰሉታት ኣይሰምዑኻን'ዮም !
@user-hn6cp1ch8p
@user-hn6cp1ch8p 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመልና መምህር ሰልጣን ሓውና ካብ መንገዲ ጥፉኣት ይምሓረና ኣምላክ😢
@user-wl5cn2wt1o
@user-wl5cn2wt1o 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና
@lilti5518
@lilti5518 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና 😢
@selihomjohannes
@selihomjohannes 3 ай бұрын
Bhaki seltan hawey kalehiwet yesmealna❤❤❤❤
@user-ru6in1nu6u
@user-ru6in1nu6u 3 ай бұрын
ብሓቅ ክቡር መምህረይ ብጣዕ ይአ ተናድደ ናልበይ የኻ ትናግርኻ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይቅር በለልና እበር ዓብድና እናዘለና😢😢ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ❤❤❤
@user-oz9gf6vo9k
@user-oz9gf6vo9k 3 ай бұрын
ጸጉኡ የብዛሓልካ ኣምላኽ ❤❤❤
@merhawithayle8010
@merhawithayle8010 3 ай бұрын
Nay bhaqi qale hiwet yesmalena egzabher amlak fqur Hawey 😢😢
@kisanetembaye14
@kisanetembaye14 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ amen kal hiwot yesmealna nay behaki ayne lbona ykfetelna
@user-dn9jf6jl4f
@user-dn9jf6jl4f 3 ай бұрын
Seltan Nazom yhwatena sudanaweyan adom selam kekonelom selam knbru nxaleyalom
@user-rm3ut2rb3j
@user-rm3ut2rb3j 3 ай бұрын
ብጣዕም የሕዝን 😢😢😢😢😢😢😢ኣምላኽ ኣቦይ ግዜዜዜዜዜዜዜዜ
@kflegebreyesus1227
@kflegebreyesus1227 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-bd1ou9cl9t
@user-bd1ou9cl9t 3 ай бұрын
ብጣዓሚ እየ ዝግረም አነስ ዓርከይ መታዓቢተይ እናበልካ ዘይንስካ ምምሳል መፅልኢ ንሳቶም ፈፂሞም ከምኡ አይገብሩን ንሕና ግን ብጣዓሚ ንሕዝን
@binyam1578
@binyam1578 3 ай бұрын
በዓል አምሰሉ😢 ንሳቶም ግን ብሃይማኖቶም ጹኑዓት እዮም አንስቶም በታ ሃይማኖተን ይክደና።(ንስካትክን ግን መሕፈርቲ💔🌘
@buucsbb8535
@buucsbb8535 3 ай бұрын
ብእውነት ቃል ህይወት ያስመዐልና ልቦና ያሃበና 😒😓ክብር መምህርና እግዚአበሔር ያሃበልና
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 3 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelana zehaweyyyy❤❤❤❤
@yewasyvms2280
@yewasyvms2280 3 ай бұрын
ባሓቂ ፀጋ አብልዕለ ፀጋ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህር
@user-bz4jj8wg2h
@user-bz4jj8wg2h 3 ай бұрын
ቃለሂወቱ የስምዓልና ሓወይ ብሩኽ፡ አዋይይ ሓቕካ ኣብ ኣከዳድናናስ ኣይተእረናን ዘለና ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 😢😢😢
@YghgGcbv-fw3iv
@YghgGcbv-fw3iv 3 ай бұрын
ብሓቂ መምህረ ሓዉይይ❤🙏🙏
@user-tf5pw5mr6t
@user-tf5pw5mr6t 3 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ኢካ ንፉዕ ብትብዓት ደስ ዝብል መልእክቲ ስለ ተሕልፍ ከኣ ኣዝየ ይፈትወካ እዝግኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ። እዚ ትብሎ ዘለካ ሓቅታት ተሓተቱ መጀመርታ መርሕቲ ሃይማኖት ኣቅሽትና ድሓር ወለድና መንግስቲ ከኣ ኮነ ኢሉ ፖሎቲካ ንክሰርሓሉ ኢሉ ሰሪሒሉ ኢዩ።ስለዚ ሕጂ ኢና ስደት ምስ ወጻና ዝርድኣና ዘሎ ነገረ ሃይማኖት ስርዓት ቤተክርስትያን ብሓፈሻ ኩሉ ነገራት ተሓዋዊሱናን ኣብ ጌጋ መንገድን ኢና ጸኒሕና ሕጂ ግን መስገን ኣምላክ ኣነ ንባዕለይ ድሕሪ ኣርብዓ ዓመተይ ኢየ ጸሎት ጌረ ክበልዕ ጀሚረ ትገብሮ ዘለካ ቀጽሎ ብዙሕ ንቡዙሕ ሰብ ሂወቱ ከዕሪ ዘተባብዕ ትምህርቲ ኢዩ።
@user-xq5zc3po7m
@user-xq5zc3po7m 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና
@yoditgalerey2903
@yoditgalerey2903 3 ай бұрын
qal hiwet yesmealna sltan hawey anes kednqeka meknyatu ab wshtey zsmani kulu melsi kabaka yrekbo egzeabhier edmen tenan yhabka❤❤❤❤❤❤
@yaruFinan
@yaruFinan 3 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmeana
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex 3 ай бұрын
ብራቮ ሱልጣን ኣብ ሓቂ ደው ምባልካ ኩሉ ግዜ የድንቐካ እየ ❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️❤
@user-kp6jc1nk2t
@user-kp6jc1nk2t 3 ай бұрын
ቆጽሎ, ከምዚ ዓይነት ህዝብና ኣይነቀሐን God blessing you
ዮአዳን (ክፍል 15)
28:13
ለዛ
Рет қаралды 25 М.
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
Хотите поиграть в такую?😄
00:16
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,6 МЛН
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН
ዕልልልል ናብ ኦርቶዶክስ ተመሊሱ
29:36
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 55 М.
Детство злой тётки 😂 #shorts
0:31
Julia Fun
Рет қаралды 1,6 МЛН
Nico’s new friend!#nico #smartnico #funny #dog #cute
0:24
Nico_thepomeranian
Рет қаралды 20 МЛН
16 июля 2024 г.
0:14
Кира Доронина
Рет қаралды 3,5 МЛН
16 июля 2024 г.
0:14
Кира Доронина
Рет қаралды 3,5 МЛН