Рет қаралды 68,101
30 ካብ 100 ቅድሚ 9 ወርሒ ዝተወልዱ ህጻናት ሓደ ወይ ክልቲኡ ፍረ-ነብሶም ከይወረደ ይጸንሕ። ከምኡውን ኣብቶም ኣብ 9 ወርሒ ዝተወልዱ ህጻናት ብገምጋም 3 ካብ ሚእቲ ቆልዑ ከምኡ የጋጥሞም። ብዙሓት ወለዲ ብዛዕባ'ዚ ኩነት ኣፍልጦ ስለዘይብሎም ሕክምናዊ ምኽረይ ብሕጽርን ቅልልን ዝበለ መገዲ ኣብ ውሽጢ 7 ደቓይቕ ኣቕሪበያ ኣለኹ። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ክሰምዕ ድልውቲ እየ።
#undescended_testes #ፍረ_ነብሲ #ፍረ-ነብሲ #ፍርንጭት #testicular_cancer #መንሽሮ #ካንሰር
#ቆልዓ #ቆልዑ #ህጻናት #ቆልዑ #ናይ_ቆልዑ #eritrea #ኤርትራ #tigrigna #ethiopia #ኢትዮጵያ #tigray #ትግራይ #ጥዕና #ንወለዲ #መኻንነት #infertility #Dr.Sharon_Woldu
DISCLAIMER: This video is purely educational and should not replace the advice of your health provider.
Chapters
00:00 መእተዊ
1:27 ስለምንታይ ፍረነብሲ ዘይወርድ
4:18 ሳዕቤን ብቅልጡፍ ዘይምሕካም
6:00 ኣብ ጉብዝና ክግበር ዘለዎ
6:43 ፍልልይ ዘይወረደን ዝተሓብአ ፍረ ነፍሲ