ዘይ እዚ ኢና ዝበልና { ሰሚዕኹም ናብ ካልኦት ኣካፍልዎ

  Рет қаралды 17,146

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

6 ай бұрын

Пікірлер: 162
@user-lb8ql2xr3g
@user-lb8ql2xr3g 6 ай бұрын
ቃል ሕይወት ያስመዐልና ክብር ሓውና❤
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰንግ ክቡር ሓውና ሰልጣናዋ መምህር ❤ሐደ ማዕልት ሞጎሰ ሓወና ኪምለሰ ተስፋ ንግበር እግዚአብሔር አምላክ ለባናኡ የኪፉቱሉ አሜን ፫🤲❤
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g 6 ай бұрын
እንካዕ ድሓን መፃኻ ስልጣን ሓወይ እቲ ትምርቲ ገና ክሰምዖ እየ ንፍቅቅቅቅ ኣብለካ ቀንየ በእዉነት ዘይኣተኹ ቀንየ😔
@brhinfirst5218
@brhinfirst5218 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው።ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ድኣ ትሽዓተ ዓበይቲ ብዓላትን ትሽዓተ ንኣሽቱ ብዓላትን ሰሪዓ ኣብ ዓመት ተክብር።ፍቅሪ ኢየሱስ ስለዘለና ውን ኦርቶዶክሳውያን ጎይታ ናብ ዝተወልደሉን ጎይታ ናብ ዝተጠምቐሉን ዝጾሞሉን ዝጸለየሉን ዝተሰቅለሉን ዝዓረገሉን ቦታ ኢየርሳሌም ንምርኣይ ዓመት መጸ ናብ ኢየሩሳሌም ዝነግዱ።መን ኢዩ ካብ መናፍቃን ይኩን ካልእ እምነታትን ዝነግድ።ኣፈ ጨለ ምካን ኩነነ እዩ ዘምጽእ።ጎይታ ኢየሱስ ንዝተደፍነ ልቡኩም ይክፈተልኩም ኣሜን ኣሜን።
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ስልጣን ሓወይ
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 6 ай бұрын
ቃለ ሂይወት የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ፀገጉኡ የብዝሐልኻ መምህረይ🙏 ❤❤❤
@DanielMedhane-pk7mt
@DanielMedhane-pk7mt 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እዛ መጸሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል ኣብ ኩሉ ዘርጊህካያ ዲካ
@mdallehossan3201
@mdallehossan3201 6 ай бұрын
ቃል ህይወት ያሰምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ክቡር መምህርና 🙏❤
@user-qx8pf4dl7y
@user-qx8pf4dl7y 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ መስተዉዐል ልቦና ይሃቦም እግዚአብሔር 👏👏👏
@Zebib8.
@Zebib8. 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብውልቂ ረኺብካ ከተረድኦ ፈትን ሞጎስ ሓውና ከኣ ንፍቅረ ኢየሱስ የማስልካ
@NihnaNewegena
@NihnaNewegena 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኽ መምህረና ቃለ ህዉት ያሰመዕልን ዓይነ ልቦናኖኦም ያቡሮሆሎም ትክክለኛ ሓቀኛ ቀጥተኛ ሃይማኖት ተዋህዶ ኦሪቶ ዶክስ ይሞልሶም 🙏🌾🌾
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 6 ай бұрын
ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን
@selamselam7608
@selamselam7608 6 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ እታ መጽሓፍኻ ግን ከም ታሓተመት ይብል ኹልና ነንብባ መታን ብፍላይ ናብ ስዑዲ ትኣቱ እንተ ኮይና❤😇🙏
@user-vv7uy5oq3l
@user-vv7uy5oq3l 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤☦️መምህረይ ብፆሎት ሓግዘን😢😢😢
@ksaksa9236
@ksaksa9236 3 ай бұрын
ብሓቅ ህይወት የስመዐልና ሥልጣን ሓወይ አነስ ሓደ ማዕልት ናይ ሥልጣን እለ ናብ ሃይለማርያም ደውለ ፀንሓ በድሕረኡ ሥልጣን ደኻ ምስ "በልክዎ ኖኖ "ስልጣን አይኮንኩይ ግን 👈አነን ሥልጣን ሓደ "እና ይብለን ዝደለክዎ ሕተትን ይብለንሞ ካብኡ መን ደኻ ምስበልክዎ ሃይለማርያም እየ ይብለን ኦሆ አነውን አፀብቀ ሰለዝፈልጦ ምስ "ሥልጣን እናተካትዐ ይፈልጣካ እለዮ 👈
@ghch5195
@ghch5195 6 ай бұрын
fTum kale Hiwet yesmaalna kubur Hawna Tegau yebzaHalka ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-ff6yz6zq7r
@user-ff6yz6zq7r 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር መምህረይ❤🙏
@munamu7720
@munamu7720 6 ай бұрын
ኣሜን ፫ ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህረይ እቶም ኩሎም ዝጠፈኡ እግዚኣብሔር ኣምክላ ናብ ቤቱ ይምለሶም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@zafuzafu3673
@zafuzafu3673 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና✝️❤️
@shewitteklesenbet5969
@shewitteklesenbet5969 6 ай бұрын
Amen kal hiwet yesmalna tsegu ybzhalka nay mogos eti mskrnetu btami xbuk eu hjis zteredo ymesl nab lbu ymleso amlak
@Medhaniealem92
@Medhaniealem92 5 ай бұрын
Amen kale hiwet yesmialna
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 6 ай бұрын
እወ ነጋሲ ድዩ ዝባሃል አብfb ርአዮ ነይረ ስለ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ስራዓታ ኣካዳድናኣ ናትዘረበስ ንባዓለይ ገርምኒ👏 እግዚአብሔር ይመስገን ሓንቲ እውን ዘማሪት ናርዶስ ትባሃል አብዚ ስመን ትመልሳ ደስ እልኒ ናዓና እውን አብ እምነትና ያፅነዐና እግዚአብሔር ይመስገን🙏
@user-lb4wn7sk6g
@user-lb4wn7sk6g 24 күн бұрын
ቃል ህወት ያሰመዑለና ክብር ሓወና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህራችን ☦️❤️
@user-vw4bh2xz1d
@user-vw4bh2xz1d 6 ай бұрын
ዳንየ ጎቦዝ 😘
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ክቡር ሓውና 💯✅🙏🔐⛪✝️🙌🙌🙌👍👍👍👌👌👌🇻🇳👈
@freweyniyohans5217
@freweyniyohans5217 6 ай бұрын
Selam diyaqon hawna Egzabher Amlak btsegueu yhalka
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 2 ай бұрын
ኣሜን
@user-ve4dq5fb3o
@user-ve4dq5fb3o 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕኳዕ ዳሕና መፃእካ መምህረይ ዓለመይ
@autikoszsmu
@autikoszsmu 6 ай бұрын
እዛ መጽሓፍ ኣብ ኖርወይ ስደደልና መምህር
@user-lv5rz6nc1s
@user-lv5rz6nc1s 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባርኸልካ ኩቡር መምህር እንቋዕ ብድሓን መጻኹም❤❤❤ ሓንቲ ሕቶ'ዶ ክሓትት በዙ ናይ ሃገርና ፖሎቲካ ምፍልላይ ቤተይ ቤት ፍቅር ዝበላ ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ መቂሎማ እቶም ኣባጊዐይ ከይ ጠፍኡ ሓልዉዎም ዝተባህሉ ጓሶት ካህናት ኣባት ንስሓ እንተሓተትካዮም ፖሎቲካዊ መርገጺኻ ኣውራጃኻ ይሓቱኻ እዚ ሕቶ እዚ ግቡእ ድዩ ንምንታይ'ከ ነዛ ቤት ኣምላኽ ፖሎቲካ ክእትዉላ ወንጀል'ዶ ኣይኮነን😢😢😢ከምዚ ምባለይ ይርድኣኒ እዩ ድፍረት ምኻኑ ግን በዛ ሕቶ እዚኣ ብዙሕ ሰብ ስለ ዝጠፍእ ዘሎ እየ ዝሓተኩም ዘለኹ ❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 6 ай бұрын
Yrdana yu hawey wey haftey gen politica nebari ksab zeykone bhaymnotna xeninna nqum mknyatu politica nay mdri enber nay semay ksab zeykone nqales nezi hmaq gzie knhalfo😢😢😢🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@user-tg3fn1gw4o
@user-tg3fn1gw4o 6 ай бұрын
ኣሜን ቃል ህያወት የስመዐልና ክብር ሓውና 👏👏
@birenatigray8789
@birenatigray8789 6 ай бұрын
amen❤❤❤
@user-qm1mi3rj3g
@user-qm1mi3rj3g 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና ንስኻሲ ከም ዱማ 1000 ዓመት ክትነብር ኣለካ ክብረት ይሃብካ ❤❤❤ እቲኣ ናይ ሞባይል ጊን pleass ገለ ግበር ክንረኽበካ ንደሊ ኢና❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 6 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna memhrey enqa bselam mxaka anes zgrmenisi nayzom menafqan bejeka amlaknan medhaninan Eyesus krstos kali amlak alena du❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@xggrccgg6880
@xggrccgg6880 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐለና ሰልጣን ሓወይ
@AndeAsfahale-lp1mb
@AndeAsfahale-lp1mb 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡ የብሓልካ ሓውና መጎስ ምስ ሳዕቶም ናብ ቤቶም ይምለሶም
@user-bf4nn2rv8e
@user-bf4nn2rv8e 6 ай бұрын
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ykber ymesgen ❤❤❤
@user-sm7qf9px3h
@user-sm7qf9px3h 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅኣኻ ኩቡር መምህረይ❤❤❤
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ሶልጣን🎉🎉
@amnaslama4484
@amnaslama4484 6 ай бұрын
ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያሰማልን ውዱ ወንድማችን ስልጣን ፀጋኡ ያብዛልህ❤❤❤
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 6 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ የብዛሐልካ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@weyniafewerki-bg9hx
@weyniafewerki-bg9hx 6 ай бұрын
Amen amen amen
@febuabrham989
@febuabrham989 6 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
@gabigunners8073
@gabigunners8073 6 ай бұрын
እዚ ሓውና ውን ኣንፈቱ ዝምለስ ይመስል ኣሎ ኣምላኽ ዓይነልቦንኡ ይኽፈተሉ።
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤❤
@mulugetakesh4673
@mulugetakesh4673 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@FreFre-iu4dd
@FreFre-iu4dd 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና
@user-rd8fx8hr2t
@user-rd8fx8hr2t 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 💒🙏❤️❤️❤️❤️
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 6 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር መምህርና ጠፍእኻና ብሰላም ድዩ መምህረይ_
@szazlzazm9647
@szazlzazm9647 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣነይይ ዕድሜን ጥዕናንንይሃብካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏 መጎስ ሓውና ውን ሓንቲ ማዓልቲ ልቦናኻ ተኸፍቱ ናብታ ዘዕበየትካ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ተመልስካ ምሉእ ንሙሉእ ክትምስክር የብቅዕካ 🤲🤲❤️
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የሰመዐልና
@qqqaaa3887
@qqqaaa3887 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@Edom.media7
@Edom.media7 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ቃለ ይወትን ቃላት በረከትን ያሰማል
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 5 ай бұрын
Kal hiwet yesmailna nay agelglot zemenka ybarek
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 6 ай бұрын
ቓል ህወት የስማልና 🙏🏽 ሓወይ
@user-kz5hv6oc4y
@user-kz5hv6oc4y 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና መምህርና
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 6 ай бұрын
ane zgermenis ezi teklemaryam zbil trgumu shumu ke yfelto do tblo ika😭😭😭🙏🙏🙏
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 6 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna kubur memhrna xegeu yebzhalka ❤❤❤
@fkr-hd9vs
@fkr-hd9vs 6 ай бұрын
Amen kale hiwet ysmalna
@user-fr7qt1oj4g
@user-fr7qt1oj4g 6 ай бұрын
እልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ሞጎስ ሓውና ነመስግን
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 6 ай бұрын
Amen
@user-ym5pg1yr2f
@user-ym5pg1yr2f 3 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiewt ysmalna ❤❤❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 6 ай бұрын
ረቡኒ 🥰
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q 6 ай бұрын
ሞጎስ ከምዚ ኢሉ ዝዛረበሉ ግዜ ብምምፅኡ ግን ብጣዕሚ እዩ ልገርም🤔💚
@slamasl7483
@slamasl7483 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርይ
@user-rm1zd9tl6n
@user-rm1zd9tl6n 6 ай бұрын
አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@bhi8499
@bhi8499 6 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና❤💜🌾🙏
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 5 ай бұрын
ቃልሂወት የሰመዕና ኩቡር ሐወና
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ሞጒስ ሰላቲ ቅድስቲ ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ቤተክርስትያንና ንመጀመርታ ግዜ ሓቂ ክዛረብ ሰሚዐዮስ ተገሪመ ኣምላክ መጨረሽትኡ የፀብቀሉ
@zahraz1626
@zahraz1626 6 ай бұрын
ባሓቂ ስልጣነይ❤❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህር እንኳን ሰላም መፃእኩም ንፍቅቅቅቅቅቅቅ ሙሉእ ልበኑኡ ይክፈተሉ ይክፈተልና
@drtt2855
@drtt2855 6 ай бұрын
መምህረይ❤
@user-zx9my2gs7g
@user-zx9my2gs7g 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ክቡር ምህርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዕልና
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️
@kiflayteklebrhan2714
@kiflayteklebrhan2714 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር
@illill5904
@illill5904 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዕልና ከብር መምህረይ👏
@user-gx9qi9lk9e
@user-gx9qi9lk9e 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሃወይ❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ ብሓቂ ሓዉና ሞጎስ እዉን ሓንቲ ማዓልቲ ልቦንኡ በሪሂሉ ክምለስ እዩ
@yorsalemmebrahtom539
@yorsalemmebrahtom539 6 ай бұрын
💒💒💒💒💒
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 6 ай бұрын
እንኮዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ንውሕ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@user-vv7lx4sw5o
@user-vv7lx4sw5o 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ የብዝሕ ክቡር መምህረይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ
@Btaddese
@Btaddese 6 ай бұрын
Thans Sultan hawey👏
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻልና ስልጣንነይ❤❤
@user-dd6ce2wu8q
@user-dd6ce2wu8q 6 ай бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@FanelFani-gw4jc
@FanelFani-gw4jc 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓወይ❤❤❤❤
@sgsi4326
@sgsi4326 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 6 ай бұрын
ቃለህወት የስመዓልና
@emebrhanchannel
@emebrhanchannel 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓው እግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-qj7hc8px3k
@user-qj7hc8px3k 6 ай бұрын
🙏🙏🙏💒👏
@emunaokubaslasea32
@emunaokubaslasea32 6 ай бұрын
qale hiwet yesmealna Selitean hawena
@user-qj7hc8px3k
@user-qj7hc8px3k 6 ай бұрын
🙏🙏🙏💒❤
@user-ku7if7bj2q
@user-ku7if7bj2q 6 ай бұрын
ሰለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን❤❤❤❤
@amanuelgebremikiel2603
@amanuelgebremikiel2603 3 ай бұрын
Kal hiwet yesmalna kubkr hawuna
@user-mw7lb5xv3u
@user-mw7lb5xv3u 5 ай бұрын
❤❤❤❤ qal hiwet yesmealna xegu yebzhelka memher sltan hawena
@tedrosgebrihiwet2927
@tedrosgebrihiwet2927 6 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaelna kubur memhrna
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን🙏🙏🙏👏👏❤❤❤🎉🎉🎉
@zjucuhc
@zjucuhc 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና❤❤❤❤
@mihrettesfamichael9451
@mihrettesfamichael9451 6 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna
@user-sl2nr5jq5u
@user-sl2nr5jq5u 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረና
ይቕሬታ ብዘይ ምምርማርና
14:32
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 8 М.
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 25 МЛН
Русалка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
Хотите поиграть в такую?😄
00:16
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,3 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 58 МЛН
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 121 М.
ሓሰውቲ ነቢያት ውድቀቶም ኣኺላ! ( ሰሚዕኹም ሼር በልዎ)
32:53
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 16 М.
መልሲ ንዘይኦርቶዶክሳዊ ትምህርቱ / ሥልጣን ከሠተ
44:06
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 28 М.
🔴👉"ዘይምብካይ ከቢድ እዮ"
34:36
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 42 М.
XD #xd
0:16
Zami xd mami 🤠es tu vaquera
Рет қаралды 9 МЛН
tom and Jerry 😱🆕 #trending
0:23
Nemi Shorts
Рет қаралды 13 МЛН
Бушмен и бабуин. В поисках воды.
0:42
BERMUDA
Рет қаралды 4,2 МЛН
Спит с ОТКРЫТЫМИ ГЛАЗАМИ! 😱😴
0:25
Взрывная История
Рет қаралды 2,5 МЛН