ዛዕባ ሎሚ ተሃድሶ ናይ ህልዋት መቃብር ኣብ ውሽጡ ዝካየድ ጭካነን

  Рет қаралды 42,356

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Жыл бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 103
@tsegeredatekle8620
@tsegeredatekle8620 Жыл бұрын
Eway eway eway Zeysimae zeyele Hazine
@darsamussa399
@darsamussa399 Жыл бұрын
Jabha hasawit nera shabiya aremen gbresheberawit hasawit tarikh albo kantu ftret ufun tufun aleyhi. Thank you so much Fnan jigna hawey.
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 Жыл бұрын
Thanks kubur hawina
@abetybaye1950
@abetybaye1950 Жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻእኩም
@genettedla4209
@genettedla4209 Жыл бұрын
Thank you guys I enjoy the program 👍 👌
@samiealtesfa9146
@samiealtesfa9146 Жыл бұрын
Thanks more appreciate
@Aswasn791
@Aswasn791 Жыл бұрын
የቀንየልና ነዚ ምስጥር ብዘይ ምቅልዑ ህዝብና ብፍላይ መንእሰያት ኣብ ትሕቲ ኣርሜናዊት ጉጅለ ሻዕብየኛታት ተሳቅዩ እዩ
@samuelbahta5749
@samuelbahta5749 Жыл бұрын
ןצתן,,.,ס
@tirhashagos6666
@tirhashagos6666 Жыл бұрын
Thank you dear brother we lerne alot for you ❤️
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael Жыл бұрын
Yekenyelna ato Berhane edmen tienan yhabka btaemi tsibuk agelaltsa 👍👍👍
@selamawitkidane245
@selamawitkidane245 Жыл бұрын
Waww amazing interview 🙌
@dawitabraham1088
@dawitabraham1088 Жыл бұрын
Finan memen ybahal bello
@miletebahta7184
@miletebahta7184 Жыл бұрын
እዋይ ምጾታት ዓለም እዞም ብሉጻት የሕዋትናስ ነዚ እዎም ተሰዊኦም ህዝቢ ኤረትራ ኣብ ጎዳጉዲ ንክሃልቅ እዚም ደኣ ባርነት ሒዞም እምበር ናጽነት ሒዞም ዘይመጹ ሽይጣውንቲ እንድዮም💔💔💔😭😭😭
@berhanehagos25
@berhanehagos25 Жыл бұрын
HI BRO FNAN ተምጽኦ መደብ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ህያበይ ጅግንነት ስልማት ናይ ኣቦታትና ሂበካ ኣለኹ የቀንየለይ
@abitadese2763
@abitadese2763 Жыл бұрын
ፍናን ሓወይ እዞም ኣየና ቡዙሕ ዝፈልጥወ ኣለወም ግን ቁሩብ ኣብ ናይ ብዓል መስፍን ቁሩበ ዝተሰከፈ ይመስል ካኣልእ ብጣዓሚ ጹቡቅ እቶም ተሪፎም ዘለው ከሙዙይ ገረም ክዛረቡ ንጽበ ኣብ ቃልስና ናዓና ሓጋዚ ዩ
@gebrielgebremeskel2356
@gebrielgebremeskel2356 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኩቡር ኣያና::
@henokhenok2175
@henokhenok2175 Жыл бұрын
Yeqenelna kubur abo dma fnan. 👍
@Finesekidazu
@Finesekidazu Жыл бұрын
Wow I am a Ski of this history ,I can’t believe we have that much problem 😢
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 Жыл бұрын
Good job
@habteabtedla5967
@habteabtedla5967 Жыл бұрын
ኣያና ብርሃነ ካብዞም ኩሎም ረሳሕ ታሪኽ ሒዞም ዘስቀጡ፡ ብዝተፈልየ ኣብ ቅድሚት መፂእካ ጉድ ዝነገርካና ኣዚና ኣዚና ነመስግነካ
@wedi-keshi9109
@wedi-keshi9109 Жыл бұрын
Thanks for al. Entay kbleka Fnann Ezi abzi Adi Zelo[NL] zbelo Docter slemntay kzreb zeykeale mknyatu ed neyrwo keykewun wey kea ed nyrka tezbehal do mhashe mynyatu ed teyneyrwo mtezareb.
@erenabrooos6637
@erenabrooos6637 Жыл бұрын
Wedi hayle Resah buzhat Eretrwayan zershen and kindey bi dongola geru asabieti naeyy yearkhtey zechefelke eyu . Memhari khwin melahsu korisina ab 13 (dob) gohifinayo. Serihit deki teseney elna shim hibnaya.💪🏽💪🏽.
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
✨ኤርትራውነት ሕስረትን ውርደትን እዮ ;;
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ብሉጽ ናይ ብሉጻት፣ መን ከማኻ። 🙏❤️🌹
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
ፋኒ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ከምኡውን ክቡር ኣያና ብርሃነ ኩሉ ዝበልካዮ ጽን ኢለ ሰሚዐካ 💯ሓቂ እዩ ኤርትራውያን ወሪዱና ዘሎ ምጾታት እዩ ። እቲ ጸገም ኤርትራውያን ኣጉል ትዕቢት የጥቃዓና ኮይኑ እምበር እቶም ንኢሰያስ ክሳዕ ሕጂ ክድግፉ ዝጸንሑ የሕዋት ዝሓለፈ ጌጋና ሓሊፉ ኣይተሓዙልና መሲሉና ሕጂ ሓቢርና ሃገርና ነድሕና ክንብል ቀሊል ኔሩ ግን ኣይተዓደልናን ግን ኣያታትና ኣይትሓለሉ ቀጽልዎ
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 Жыл бұрын
ሰይጣን ከይንብሎ ሰቦፆሎት ይርሕ ነዚኦም ግን ብምንታይ ኢና ክንፅዉዖም እቲ ዘገርም እቶም ነቶም ዝሰግደሎም እዩ ዘሕዝን
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 Жыл бұрын
💪💪💪💪👌👌👌👌❤❤❤❤❤
@asmeromabraha4076
@asmeromabraha4076 Жыл бұрын
ኣብዛ ናይ ስግረዶብ ትብል ንኡሽቶይ ክምልኣሉ እቲ ዝኽፈል ገንዘብ ብቐጥታ ኣብ ካዝና መንግስቲ እዩ ዝኣቱ እምበር ነናብ ጅባኻ ኣይኮነን እዚ ክብል ከለኹ ስርቂ የለን ማለት ኣይኮነን::
@biniamghurja8569
@biniamghurja8569 Жыл бұрын
I was one of many prisoners in bloko tesenei and aderser back in 2006.
@chakurwedi3014
@chakurwedi3014 Жыл бұрын
Hello fnan selam ab hiweteka selamen tenan yemneyelika be meqixal eza nay jose Yousef maley eta ab adi daero dabdab zetekayede degemeka eka heteto haqe kenfelet delika alena
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey Жыл бұрын
Shabya zeygeberto ekey yelen ane ab prima neyre mat hitsawnti kolau eyom melsbsom zelwu ezi abona nezi haki zimeskere kimsgen eu zigbao
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Жыл бұрын
ይገርመካ ዘስካሕክሕ ታሪኽ ኤርትራ
@berhanegebrekidan5086
@berhanegebrekidan5086 Жыл бұрын
ብዛዕባ’ታ ናይ ሓዉ ንዘምሕረት ዝበላ ቑሩብ መአረምታ ዘድልያ ኮይኑ ረኺበዬ ምኽንያቱ አማንኤል የዉሃንስ(ሓዉ ንዘምሕረት ማለት’ዩ)ካላአይ ጊዜ ነፋርት ክጨዊ እንከሎ ምስ ብዓል ዋልልኝ ማርታ ዝባሃሉ አብታ ነፋሪት ቶኹሲ ምስተላዕለ አብአ ከምዝሞተ’ዩ ዝግለጽ።እቲ ዝተረፈ አቶ ብርሃነ ዝገልጾ ዘሎ ቡዙሓት ዝሰማምዕሉ ሓቒ’ዩ ዘሕዝን’ዉን እዩ።
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Жыл бұрын
,ያ እወ ይገርም ዝገደደ ከምዝኸውን ይርድአካ እዩ ተካል ዕድል። እቲ ሚስጢር ግን ክወፅእ አለዎ ሙህሙን እዩ እቲ ሓኪም ከውፅኦ አለዎ ክነግር አለዎ ጨካናት ስርዐት
@mbbm2385
@mbbm2385 Жыл бұрын
እዋይ ትጥፋእ ኣዲኦም ትጥፋእ ኣብ ደም ሰራውርና ኣትዮም ኣጵኒቶሙና
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Жыл бұрын
ዳ ፀጥታ መፅዮም አለቡ ትብሀል ቦታ ወሲዶምኒ። ስቃይን መከራን ሪኢና ወፂና ድሕሪኡ ናብ አዳርሰር ኬድና አብቲ አንደር ግን ዘሰክሕ ሂወት ሪኤ። ግን አይርሳዕን እዩ ግፍዕታቱ ግተታት ሓለፍቲ አረሜናት
@luckybrand107
@luckybrand107 Жыл бұрын
ክጭርሶ ኣይካኣልኹን 💔
@tajer6308
@tajer6308 Жыл бұрын
Akhi bi 1 ewaldo hager kemze tremes
@tsegeredatekle8620
@tsegeredatekle8620 Жыл бұрын
Bejakumu tariki ertira intayu Hager nimimsrat diyu wala silitam diliyet. Beka hizib endaskeka abslitan kof Ewey ezgabhar nezi hizibi mhiret awirdelu
@dawittesfaye8325
@dawittesfaye8325 Жыл бұрын
እዋይ ጉድ 🥹🥹🥹🥹
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 Жыл бұрын
Eza nay xorona si hade beteseb enda 27 k/serawit yeililni neyru hagaf bota ab mongo 2 birged aser rekibna niblom gn ka semaie yelen
@haileemereb297
@haileemereb297 Жыл бұрын
ንዓንደብርሃን ሓዉስ ዝተቐትለ ኣለዎ እንድዩ ኣብ ኢትዮጵያ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
👌
@mokahchanel1210
@mokahchanel1210 Жыл бұрын
ሃብቱ ገብረእንድራስ ኣዛዚ ክ/ሰ 15 ኔሩ ናተይ ኣዛዚ ኢዩ ኔሩ ሓዳ ዓይኑ።
@geremogos928
@geremogos928 Жыл бұрын
ብሓቂ በኺኻ ዘይ ትጸግበሉ ዛንታ ስቃይ ኢኻ ነጊርካና ስለ ሓቂ ምግላጽካ ጻማኻ ከብ አምላኽ እዩ ።ካብቲ ወድቅናዮ ዘለና አምላኽ የልዕለና ።ንዓኹም ትብዓት የሃብኩም
@asmeromasgodom5829
@asmeromasgodom5829 Жыл бұрын
Kemzi aynet heki zizareb seb abey terekbe edmen tenan yhebka
@uelmekonen1558
@uelmekonen1558 Жыл бұрын
Ander ab sawa alo ab enda kflateserawit
@Freedom-dg3dr
@Freedom-dg3dr Жыл бұрын
Ane teasire neyre kabzi zbelkayo nleali eyu
@tahasalih3207
@tahasalih3207 Жыл бұрын
Ane nere abta surebet hadish masker 2003 nabehaki hezbi iretrea zisakeyela usrbet iya
@tsegeredatekle8620
@tsegeredatekle8620 Жыл бұрын
Nibat ayni zeykone nibati lib dem nebi Ehhhhh ehhhhhh ehhhh
@kemalemeyalemey7767
@kemalemeyalemey7767 Жыл бұрын
Abi meitir gobotat sebi zeyfelto 26 Shelatat alo sebi zeyfelto nizingon nabi bahri gexi abimakel klte gobo
@berketyohanes2430
@berketyohanes2430 Жыл бұрын
Aii
@tesfaabadey4488
@tesfaabadey4488 Жыл бұрын
Ya nirbe arba zibhal alo ane 2 leyti teasirelu wedi teseney eye behaki seb abuo kiatu endie
@saymonshow6708
@saymonshow6708 Жыл бұрын
እዚ ሸገግ ዝብሎ ዘሎ 2008 2009 ኣብ ዝባን ናይ ሰገነይቲ ነበረ ቢጽሕፈቱ ተኾይኑ ብጣዕሚ ርጉም ሰብ እዩ ብሰንዓፈ ብባዓል ዛላንበሳ ስግረዶብ ክፍትኑ ዝተታሓዙ ኣብ ርሱን ዚንጎ ክጽልዎም ይዉዕል ኒሩ ኣብቲ ሽዑ እዋን ኒእሽተይ ኒረ እቲ ነገር ግን ክሳብ ሕጂ ካብ ሓንጎለይ ኣይሃሰሰን
@kokobdemetrius9434
@kokobdemetrius9434 Жыл бұрын
Ezi bhaqi kinger delewo hizbi kfeto delowo neger eyu .hizbi eritra teberaber tselaetika aleli.hiber hine yehwatka betesbkan ktifede bhade timer. Yiakil eti siqay. Yeqenyelna kbur abona ato. brhane .Fnan lieli edmeka tihasib lebam menesey. Fetari edmen tienan yihabka. Beti tigebro hgusat ena. Ajoka bertiu.
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 Жыл бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ አንበሳ
@user-pm6kl7vh4q
@user-pm6kl7vh4q Жыл бұрын
26 /05 /2004 ኣብ ከባቢ ቤትምህርቲ ባርካ ተገፊፈ 18 ዙርያ ወሪደ ። ዝጣዓምክወን ኡሱርቤት 1 ዓዲ ኣቤቶ 2 ትራክቢ 3 ኣደርሰር 4 ሞሎቮር 5 ቢሪማ 6 ሳው 6 ብርጌድ 7 2 ይ መደበር 8 መደበር ፖሊስ ዓዲ ኻላ 9 መደበር ፖሊስ ኣቁርደት 10 4 ይ መደበር ፖሊስ ኣነ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ወዲ 37 ዓመት ኣለኹ ብጠቅላላ ካብ ዕድመይ ብህግደፍ ዝተበልዐ 11 ዓመት እዞም ረሳሓት
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g Жыл бұрын
ጽንዓት ይሃብካ ዕድለኛ ኢካ ብሂወት ዝወጻእካ
@tsegeredatekle8620
@tsegeredatekle8620 Жыл бұрын
Eway eway eway Ageb ageb ageb Amhara da entay gearomu
@gebrekidanberaki479
@gebrekidanberaki479 Жыл бұрын
ስለምንታይ ሰብ ንሰብ ይቃተልደ
@welhur
@welhur Жыл бұрын
ዘሕዝን ታሪኽ አዩ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ
@samsomgebremeskel
@samsomgebremeskel Жыл бұрын
Eritrean Eritrwyanen 🤐😎🙃🙃🙃
@wegihutesfamariam1567
@wegihutesfamariam1567 Жыл бұрын
እዚ ወዲ ስሌማን ናይ ታዕሊም ዝበልካዮስ ወድያሲን እስታፍ ታዕሊም ናይ ፓራኮማንዶ ናይ ሓሽፈራይ ዝነበረ ኣብ ከባቢ 1997 ዶ ያኸውን?
@frezerussom9382
@frezerussom9382 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንጹር ታሪኽ ይገልጾ ኣሎ ፍናና ሓወይ ግን ሕመቕ ናትናዩ ???በጃኻ ፍናና ሓወይ ቡኛ ዝብሃል መርማሪ ፖልስ ሽፍታ ገለ በለና በሎ ንዓይ ዉን ፈትንኒ ዩ ???? ዛ ሃገር ነውራም መራሕታ ዮም??
@mohamedakte716
@mohamedakte716 Жыл бұрын
هذا قصه عجيبه صوره عضويه مضحكه في الشعاب الريتري
@gebrekidanberaki479
@gebrekidanberaki479 Жыл бұрын
እቲ ውድብ ንኽነብር እምዘር ካልእ የለን
@gebrekidanberaki479
@gebrekidanberaki479 Жыл бұрын
እተድብ ንኽነብር ዝስራሕ ስነ ሓሳብ እዩ።
@tomasasmelash8592
@tomasasmelash8592 Жыл бұрын
ይፍልት
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 Жыл бұрын
Anta kabzi ketema nabzi bereka wetsye do oyyyyyyyyy kbl kurub fkus entebeleni entay aynet megfaeti eu emo betom yehwatey deki hagerey tblom sebat 😡
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Жыл бұрын
ፋኒ ሓውና ምስ ኩቡር ኣያና ክብረት ይሃበልና።ኤርትራ 360 ዲግሪ እሱርቤት ኢያ።ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ እሱርቤት ኢዩ ዝነብር።ካብዚ ዝተገልጸ ንላዕሊ ኣብ ፎቆዶ ከተማታት ኤርትራ ተቀሚጦም ዘለዉ ኮንቲኔራት ኣካል እቲ ህዝቢ ሓሲብካ ተባሂሉ ዝሳቀየሉ እሱርቤታት ኢዩ።
@haileemereb297
@haileemereb297 Жыл бұрын
በጃኻ ምስ ህዝባዊ ግንባር ኣይተዋዳድራ ንተሓኤ
@wegrmay8778
@wegrmay8778 Жыл бұрын
ኩቡር haile ሓውና እስከ ገለ በልና መኖም ይሓይሽ ኔይሩ ትብል?
@zerayhadgugebreslassie5277
@zerayhadgugebreslassie5277 Жыл бұрын
dani hawey hanti kthato zeleka entay ktgebr xenhka bleley
@zerayhadgugebreslassie5277
@zerayhadgugebreslassie5277 Жыл бұрын
Fani ksab hji entay tgebr nierka beleley
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
እንታይ ማለትካ እዩ ኣይኮነን ቅድም ሕጂ ከማን እዚ ኩሉ ግፍዒ እንዳ ተገበረ ህዝባ ጨሪሹ ኣብሪሱ ሃገርና ንሓዋሩ ኣብ ትጠፍኣሉ ዘላ ኢሰያስ ወያነ ክወሩና ደልዮም ኢሉ ነቶም ብኽንደይ መስዋእቲ ዘባረርናዮም ጸላእትና ምሰጽዋራቶም ክሕልውዎ የእትዩዎም እሞ እዚ ተባዕ ኣያና ሎምስ እቶም ዘይተረደእም ይኣምኑኒ ይኾኑ ብምባል ይኸውን ዳሓርካኣ ቅድሚ ሕጂ ክንደይ ተቢዓት ኤርትራውያን ብቃልዕ ነጊሮምና ኣነ ንስኻ እንታይ ጌርና ሕጂውን እቶም ተደናገጽቲ ስርዓት ህግደፍ መሲሉና ተጋጊና ኣብ ክንዲ ምባል ኣብሚድያ ነንዝመጹ በላሕቲ ሰባት ቅድሚ ሕጂ ኣበይ ኔርካ ኣበይ ኔርኪ እንዳበሉ ሞራሎም ይሰብሩ ዎም
@yohannesbereket7583
@yohannesbereket7583 Жыл бұрын
Mehgol eyu zbhal eti merahi hayli 3 brged neru eti zkoroxo haku eyu
@tekleabmedhane597
@tekleabmedhane597 Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ዓጋመድ ኢየ ትዓሊመ እታ እስርበየት ከኣ ኣብ ጥቀና ኢያ ጽቡቅ ኣለኻ እቶም ኡሱራት ቀትሪ ጥራይ ኢዮም ዝወጹ ናብ ጀርዲ ኢሎም ይወስድዋም ነየሮም እቲ ሰብኣይ ዝብሎ ዘሎ ጽቡቅ ኣሎ
@Tesfa325
@Tesfa325 Жыл бұрын
ብርሀነ ክወቅሰካ ኢል ዘኮንኩ ንኢሰያስ አብዚ ደረጃ እዚ ንክበጽሕ ተጋደልቲ ኢኹም ተሐተቲ ዝገብረኩም ሕጂ እውን እዚ ሽግር ብአኹም እዩ ዝፍታሕ
@flimonmehreteab5329
@flimonmehreteab5329 Жыл бұрын
Btkk gelixkyo nay aederset 2 aemet nareyo ztefeterkala gnz eka tragem aenau
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
✋🙏🕊✨ፍናን ክቡር ኣያና ክኣ 🍹🍹እዚ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ብልክዕ እዮ ዝገልጾ ዘሎ ምስዚ ዝትንትኖ ዘሎ 100% ይስማማዕ እየ ካብዚ ሕጂ ዘሎ ኩፍኡ ድሕሪ ለውጢ እዮ ንዝርድኦ ከምቲ ዝበሎ ኣብ ዓስብ ኣሲሮም ኣብ ገረብ ኣንጠልጢሎም ወዲ ሓምቢር ዝበሃል ቀቲለሞ ምሳይ ዝነበረ ወዲ ዓፈር ክልተ የእዳውኡ ዝተቆርጸ ዝፈልጦ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ ዝተቀብረ እዮ ዘሎ ለ ዝኮነ እየ ክኣ ድሕሪ ለውጢ ክትኮስ እዮ ብይቅረ ዝሕለፍ ኣይኮነን ኣነ ንህዝብና ቀንዲ ጸላኢኡ ኢስያስ ዘይኮነ ኣብ ዲያስፖራ ዝነብር እዮ ብዓቢኡ ክኣ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር እዮ 100% ከምቲ ዝበሎ ኣያና ንኤርትራዊ ቀንዲ ጸላኢኡ ኤርትራዊ እዮ ወዲ ሓወብኡ ዝቀትል ጋል ሓትንኡ ወዲ ሓወብኡ ዘግፍፍ ካብዚ ዝከፍእ ውድቀት የለን ኤርትራ ሓለዋ ስውራ እያ ብዓባያ ብዙሕ ምበልና ካባና ንላዕሊ ዝፈልጡ ዝነበሩ ብዘይ ምዝራቦም ብ 😭💔😭💔😭ካብ ሎሚ ጽባሕና እዮ ክከፍእ እናበልኩ ነያና ንዓካ ክኣ ፍናን የመስግን 🙏🙏🙏🌟🌟🌟🌟🌟👍
@misginaabraha1208
@misginaabraha1208 Жыл бұрын
ስላም ፉናን ምስ ኩቡሩ ጋሻካ ኣቶ ብርሃነ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ዩ ብዘይ ፍርሒ እዚ ሽፍታ ጉጂለ ዝፎጾሞም ገበናት ዘቃልዕ ተባዕ ሰብ ዓድምካልና ብዉሑዱ ምስቲ ስርዓት ወግኖም ዘለዉ ካብ ኣያና ብርሃነ ክምሃሩ ተስፋ ንገብር ዝገርመትን ግን ወታሃደራት ናይ ደርግ ክቀትሉካ ምስ ብረቶም ተማርኮም ብነጻ ድሕር'ታ ናይ ሓሶት ነጻነት ትባሃል ኢሰያስ ምስ ጉጂሉኡ ዝጥቀመላ ንዓዶም ተመልሶም የሕዋትና ድማ ብሰንኪ ነቲ ሓደገኛ ኣካይዳ ናይ ኢሰያስን ጉጅሉኡን ስለዝተቃወሙ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ከምዝሓቁ ተገሩ ብጣዕሚ ዘገርም ዩ ፍናን ንኣቶ ብርሃነ ደግምካ ክትዕድሞ ይላበወካ ስላም ምዓልቲ።
@eyobtedlla5458
@eyobtedlla5458 Жыл бұрын
Dear Fenan, your voice is quite low unlike your guest.
@gebrekidanberaki479
@gebrekidanberaki479 Жыл бұрын
ሕብረተሰብ ካርነሽም ዝገብርዎ ስራሕ እዩ ።
@fretsari3554
@fretsari3554 Жыл бұрын
አዞም አንዳ 84 ክፍለሰራዊት ኣብቲ ከባቢ ፍልፍል ሰለሙና አዩ በቱኦም ኣበኡ ዝግበር ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሰበኽ ሳግም አንስሳታት ዝሃዙ። ጥሪትኩም ሸይጥኩም ክፈሉ አንዳበለ የባሳብሶም አቲ ኣሃዱ። ነቲ ህዝቢ ከልኪሎም ከይጥቀም ንብዕሎም አቶም ሓልፍቲ ፋሓም ኣፊሒሞም ይሸጡ ነሮም፡ ንምፍጣርካ ዘጽል አ ገበናት አኡ ዘሎ ካብ ኣባል 26 ዙርያ ኮይነ ኣብቲ ኣሃዱ ተወዚ ኤ ኣብ 2015
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey Жыл бұрын
Ezi sebay kula eta ab eritrea tsegem ant esrbet eu kof abilu hizwa
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
👌
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael Жыл бұрын
Atum sebat ezom Eritrawinet kubr mennet wezeterefe ziblu sebat eka zifeletkumom aymeslwnin ezom sebat eziatom eko zeyel zizarebu ntselim tsaeda elom zikateu bhafesha neta 03 zejslhu nhzbi zedanagru eyom silezi kemeu mkanom filetwom.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
ወይ ተጋዳላይ ህ/ግንባር ብዕሽነትካ ክትጸድቅ ኢኻ ንጋደለልካ ኣለና እንዳ በሉ ኣውሽጥኻ ኮይኖም ንዓመታት ደም ጀጋኑ ደቂ ሓላላት ሰትዮም ምጽጋብ ስኢኖም ንዓና ህዝቢ ኤርትራ ብስም ናጽነት ተዃሉ ሓንጊርኩሙልና መጻእኩም እቶም ዝተረፍኩም ንህዝብኹም ሕጂ ክሓስዎ
@gebrekidanberaki479
@gebrekidanberaki479 Жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ታሪኽ የገድስ እዩ ወለዶ ክፈልጦ ሰለ ዘለዎ
@uxducjix5168
@uxducjix5168 Жыл бұрын
Eway wedi erai enbah bel kkkkk yegrm eyu
@selamyohannes4071
@selamyohannes4071 Жыл бұрын
Llll
@user-xx6cd2qr1g
@user-xx6cd2qr1g Жыл бұрын
ኣነስ ንምስምዑ ምክኣል ሲኢነ ባቃ ክውድኦ ኣይካኣልኩን።ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብካ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Жыл бұрын
ሽፍታ ይውሕዶም
@berhaneberhane7241
@berhaneberhane7241 Жыл бұрын
ሐፍቱ ንፍሊጶስ እውን ካብቶም ብእሳያስ ዝጠፍአት እያ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ዘይተነገረ መዐት አሎ ጌና። ግፍዒ ዘስካሕክሕ ጌና ህዝቢ ክፈልጥዎ አለዎ ይገርም እዩ ምስዚኦም ዝነብር መርገም ዘለዎ እዩ።
@afomftwi7810
@afomftwi7810 Жыл бұрын
ኤርትራ የሚትልዋ ኣገር መጥፋት ኣለበት።ኣንድ ታሏቋ ትግራይ ወይም ተሏቋ ኢትዮጵያ መምረጥ ኣለባቹ ኤርትራዉያኖች ደነዘ።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Жыл бұрын
ኤርትራ ዓዲ ጨካንትን ማፍያታትን ሸፋቲን ኰይና ተሪፋ። ነዚ ክትግዕታዶ ትርህጻ ዝበሃል ምስላ የዘኻኽረና። ነዚ ውጽኢት ዶ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተኣደኑ ዋጋ ከፊሉ? እቶም ኣካላት ናይ ገበን ዝፈጸሙ እሞ ብሰላም ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ካልእ ሃገራትን ዝነበሩ ዘለዉ ናይ ግድን ክሲ ክቐርበሎም ይግባእ። ሃየ መንእሰያት።
@tesfaluulmichael1897
@tesfaluulmichael1897 Жыл бұрын
ዘገርምን ዘሕዝንን እዩ ናትና ኤርትራውያን ሕማቕ ዕድል" ገረብ ብሐኽላ" ከምዝተባህለ ብገዛእ አሕዋትና ተዳሂኽና ጠፊእና። ፍናን ብዙሕ የመግነካ ነዞም ጀጋኑ ኤርትራውያን፤ሐቂ ናይ ውድብ ሻዕብያን መራሕቶምን እከይ ግብሮምን አብ ህዝቦም ዝፈጸምዎ ንምፍላጥ ትዕድመልና ዘሎኻ።
@berhanegebrekidan5086
@berhanegebrekidan5086 Жыл бұрын
ፍናን አብዚ ቐረባ’ዋን እየ መደባትካ ክከታተሎ ጀሚረ ንመደባትካ የድንቖ።ድሕሪ’ዚ ስርዓት ምኻዱ ኤርትራ ትባሃል ሃገር ክትቕጽል ዲያ አይትቕጽልን ካብቲ ዘጠራጥረኒ ሐደ እዚ አቶ ብርሃነ ዝገልጾ ዘሎ ነጥቢ’ዪ(ንስኻ’ዉን ጠቒስካዬ ከምዝነበርካ)ነዚ ኹሉ ሕዝቢ ወዱ ወይ ጓሉ ዘእሰረ ዝረሸነ ዝዓመጸ መን ምዃኑ ስለዝፈልጥ ሕነ ክፈዲ ምዃኑ ዘካትዕ አይመስለንን።ነዚ ስዝተረደ’ዉን ይኸዉን ኢሰያስን እቶም ሰብ ጹሩራን ሰራዊት ኤርትራ ከምዝሃልቕ ዝገብሩ ዘለዉ (እዚ ኩናት ብናይ አብይን ኢሰያስን ዓወት እንተተዛዚሙ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ነበረያ ነበረ ክገብርዋ ዘጠራጥር ዘሎ አይመስለንን )ካልእ ምርጫ ዘለዎም’ዉን አይመስለንን ብወገነይ ዘሻቖል ምናልባት’ዉን እዩ!!
@berhanegebrekidan5086
@berhanegebrekidan5086 Жыл бұрын
እዚ ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተወስደ ተባዕ ስጉምቲ ህግደፍ ዉዳበታቱ ይፈርስ’ሎ እዚ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ኮይኑ ኩላትና ክንገብሮ እንኽል እታ ቡምባ ናይ ሓዋላ ክንዓጽዋ ምስእንኽል ነቕነቕ ክብልዪ እዚ ስርዓት።
@afomftwi7810
@afomftwi7810 Жыл бұрын
ብሄራዊ ገለ ኢሉ የቆናጽቦ'ሎ ኣሎ'ሞ ኣረድእዎም እስከ ነዞም የእዱግ ተጋደልቲ ሻዕብያ።ሰብ ንዘይፈልጦ ሕብረተሰብ ክገዝኦ ምብር ክቃለሰሉ ኣይክእልን'ዩ።ሓሶትዩ እስከ በልዎ ነዚ ዛዕባ ብሄራዊነት ተወጃቢርዎ ዘሎ ሰብኣይ።
@berhanezewede1963
@berhanezewede1963 Жыл бұрын
ክክክ ተሓቢእካ ጸርፊ ናይ ሰነፋት ኢዩ።
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 131 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 10 МЛН
Моя Жена Босс!
0:40
Petya English
Рет қаралды 4,4 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 23 МЛН
My daughter always appears at the most critical moments
0:35
昕昕一家人
Рет қаралды 36 МЛН
Горилла Показала Малыша 😍
0:23
ДоброShorts
Рет қаралды 2,1 МЛН