#zaramedia

  Рет қаралды 94,728

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

9 күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/support-zara-med...
gofund.me/6229ecd0
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 437
@Zaramedianet
@Zaramedianet 6 күн бұрын
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@fguu8879
@fguu8879 7 күн бұрын
ዝቀተለ ክቅተል ጥራይ እዩ ዘለዎ ። ነዚ ዝሰማማዕ ላይክ ግጨው
@sisaygebrihiwet9003
@sisaygebrihiwet9003 4 күн бұрын
ከምኡ እተኮይኑ ካብ ባዓል ደዘረፄን ክጅምር አለወ ዝቀተለ ይቀተል
@user-nv7cc2sp3x
@user-nv7cc2sp3x 3 күн бұрын
ተተቀቲሎም ደኣ ዕረፍቲ ክረኽቡ😢😢😢😢😢
@BhaftaAfera-nw4lo
@BhaftaAfera-nw4lo 2 күн бұрын
ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ ይብለና መፅሓፍ ቅዱስ ደቅነይ ንእስተይ መንግስተ ሰማያት ያዋርስኽ😢😢
@user-js4yf1ue4n
@user-js4yf1ue4n Күн бұрын
Beyenay metshaf eyu ezi.
@tsgeweingebreeyesus3369
@tsgeweingebreeyesus3369 7 күн бұрын
ንዚኦም ብሞት ክፍረዱ አለዎም።
@merontadele70
@merontadele70 7 күн бұрын
እዞም ሰባት አብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ አለዎም ንኻሊእ እውን ትምህርት እዩ።።
@daniboy2293
@daniboy2293 7 күн бұрын
ፅቡቕ እዩ ስታሊን ንሕዝቢ ክበርሃሉ ምግባርካ ነመስግን።
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 6 күн бұрын
ብሐቂ እዞም ወንጀለኛታት አብ እስርቤት እንጀራ ክበልዑ ድዬም ፍትሒ ንማህሌት አብ አደባባይ ይረሽቱ
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 7 күн бұрын
ሞት ይፈረደሎም ር 1:34 ኹሳት ኣረመኔታት 😭😭😭😭😭😭😭
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 күн бұрын
የስ
@teamegebrekurstos3489
@teamegebrekurstos3489 7 күн бұрын
RIP ብጣዕሚ መሕዘኒ ተግባር እዞም ሰባት እዚኦምን ከምዚኦም ዚበሉን መምሀራይ ዝኾነ ስጉምቲ ክዉሰደሎም ኣለዎ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 6 күн бұрын
አታ ጠቕላይ ሚኒስቴር መለሰ ዜናዊ አዶ ህይወት ኦናሀበት ህይወት አይትስእንን እናበለ ጨሪሑ ደቂ አንስትዮ ዘድሓነ መራሒ ሀዚ ህጻናት ትግራይ ብተጋሩ ክቅተላ ወየ ወየ ያ ንጉስ ዘዘለኻ ፍርዲ ንህጻናት ትግራይ ወለየ ወለየ ፈጣሪ ፍርዲ ከባኻ
@azmaraaazmara545
@azmaraaazmara545 7 күн бұрын
justice for TIGRAY girls
@lindat9231
@lindat9231 7 күн бұрын
ትልቅ ምስጋናና ክብር ለአደዋ ፐሊስ በአእውነቱ የሚመሰገን ስራነው እህታችንን ነበሰሷን ይማረው አእነዚህን የሀገር እና የህዝብ ጠር ፍርዳቸውንን ማግኘት አለባቸው
@sisaygemeda1395
@sisaygemeda1395 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ስታሊን ሕራሮት።
@dandaniel6589
@dandaniel6589 7 күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እዚ እንታይ ጌራቶም ንዕሽተይ እሸል ሓፍትና ብሰላም ዕረፊ
@user-km2cb4cc4d
@user-km2cb4cc4d 7 күн бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ
@tesfaiteklai106
@tesfaiteklai106 7 күн бұрын
ንዕሸ ጓልና ማህሌት መግስተ ሰማያት የዋርሳ ጽንዓት ንሙሉአት ስድራቤት። 🕯️🕯️🕯️.!!!.
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 7 күн бұрын
ሕጊ ንህዝቢ ተባሂሉ ይወፅእ ይፀድቅ የገልግል : ሕጊ ክሰርሕ እንድሕር ዘይከኣለ : ንሕብረተሰብ ዘምህር : ብጭፍጨፋ ዝቀተሉ ገበነኛታት መጀምርታ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክቅተሉ ምስ ዝግበር ገበነኛታት ይጠፍኡ : ሕጊ ናብ ንቡር ይመፅእ
@mulutsegaye
@mulutsegaye 7 күн бұрын
እዞም ሰባት ብሓቂ እንድሕር ተፈልጦም ናይ ግድን ክርሸኑ አለዎም
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 7 күн бұрын
ቀተልቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምቅታል እንድሕር ዘይተጀሚሩ ክመሓየሽ ኣይክእልን !! ናይ ግፍዒ ቀተልቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክቅተሉ ኣለዎም !! መምሀሪዝከውን ንሱ እዩ ::
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 7 күн бұрын
ብሓቂ።😭
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 7 күн бұрын
100,00 ሺሕ ሰብ ከተፍርሕን ሰላም ክትፈጥር እንተኾንካ ነቶም አሰርተ ዘይመልኡ ወንጀለኛታት አብ ቅድሚ እቲ ህዝቢ ቅተል ትብል ።ናይ ወፃእተኛታት አባሃህላ አላ።
@Sanirey777
@Sanirey777 13 сағат бұрын
👌👌👌👌
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 6 күн бұрын
ንዞም ገበነኛታት ግን መምሃርን ዘየዳግምን ፍርዲ ክወሃቦም አለዎ ዝተረፉ ብዳላት እውን ፍትሒ ክረክባ አለወን ቃልሲ መንእሰይን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ኮንቲ ክተርፍ የብሉን ።
@gebregiorgiskahssay2657
@gebregiorgiskahssay2657 6 күн бұрын
ነዞም ከምዚ ዝበሉ ን ንቶም ተሓባበርትን እንተዘይተቐቲሎም ትግራይ ዋጋ የብላን።
@awetahegngebreyesus899
@awetahegngebreyesus899 7 күн бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ መዋቲት! መንግስቲ ናይ ስልጣን ስሰዐ ገዲፍኩም ንህዝቢ ድሕንነትን ንፍትሕን ስርሑ!
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 7 күн бұрын
እዋይ ጋለይ ጽቡቅቲ ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበልኪ! ጽንዓት ይሃብ ንስድራቤት😢😢 ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ዘይንቡር ባህሪ ዘጋጢምዎ ዘሎ መዋጽኦ ይሃቦ😢😢
@ra4230
@ra4230 7 күн бұрын
Amen 🙏
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 7 күн бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕምም😢😢
@user-bt6pg9qz5l
@user-bt6pg9qz5l 7 күн бұрын
ፍርድን ቁጭ ብለን እጠብቃለን😢😢😢😢😢😢
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 7 күн бұрын
እስቲ ንማህሎት ዝቀተሉ አብቅድሚ ህዝቢ ከምተመን ይቀተሉ እትብሉ like ሀቡኒ። ወይ ብገመድ ክሕነቅ አለዎ።ንቤተሰባ ከዓ ሰለስተ ሚልየን ኪሒሱ ክርሸን አለዎ ትብሉ። እርምጃ ተተወሲድሎምዩ መጭወይቲ ክቅንስ ዝክእል😢😢
@QemerMedia-lt6fd
@QemerMedia-lt6fd 6 күн бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ፅርይቲ ሓፍትና. ንመላእ ቤተሰብ ከዓ ፅንዓት ይሃብ
@trustingod2549
@trustingod2549 7 күн бұрын
Great job Adwa police!
@Estifanos-kt4lb
@Estifanos-kt4lb 7 күн бұрын
ቐተልቲ ታይ ይፈረዶም? ሞት ጥራሕ?
@MedaB-op5bq
@MedaB-op5bq 7 күн бұрын
ብሰላም ዕረፊ ንእሽተይ ሓፍትና
@mebrihit7810
@mebrihit7810 3 күн бұрын
ይረሸኑ ደቅነይ የሰላም ክትኮን ትግራይ ድዮሙ ተሰዉኦሙ ንከንዕመፅ ናፅነት ክንረክብ የኮነይ ድዩ ደቅነይ ስእነ ዝመፀአ ሰላም ልምንተይ ብዘይ ረቡሑ ሸፊቱ ትቅተል ከዝዉን ይረሸኑ😭💔አዶ ስዉእከ ታይ ትብል ብመስዋእቲ ደቃ ስእና ካልኣይ ብሸፉቱ ኣዋይይይ 😭💔😭😭
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 7 күн бұрын
ዋይ መዓንጣኻ ይቖርፅ ብሰላም ዕረፊ ንእስተይ ልመላእ ስድራ ፅንዓት ይሃ፣ብ ፈጣሪ ገበነኛታት ናይ ኢዶም ክረኽቡ ኣለዎም የሕምም
@user-nv7cc2sp3x
@user-nv7cc2sp3x 3 күн бұрын
ኣይ ሓበሻ ሩጉማት እና ኩሉና ጨካናት 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ብሰላም ዕረፊ ሓፍትና😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 7 күн бұрын
እዝኣቶም ንሞት ክፍረዱ ኣለወም 😭😭😭😭😭😭
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 6 күн бұрын
ሰላም ስላም ስታሊን ዓቢ ሰብ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ምድያታትን ጸለውቲ ሰባት መራሕቲ ሃይማኖት ህዝቢ ቅትለት ህጻናት ትግራይ ድሕሪ ሕጂ ከይድገም አዞም ሰባት መርኣያ ክኾኑ ኣለዎም
@user-bp6jp4qh3j
@user-bp6jp4qh3j 7 күн бұрын
😢😢😢😢😢ወራር ጽንዓት ይሃብኪ አደ ጽንዓት ንህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢
@gebrehiwotberhe9901
@gebrehiwotberhe9901 7 күн бұрын
ብጣዐሚ እናሓደረ ኣእምሮኻ ዝርብሽ ተግባር ጭካነ የቐንየልና ኣባላት ምፅራይ ገበን ቤት ፅሕፈታት ፖሊስ ዞባ ማእከልን ወረዳ ዓድዋን እንተነኣሰ ንቐፃሊ ከምዚ ዝፈፀሙ. ከምልጡ ከምዘይኽእሉ ኣርኢኹምና ኢኹም::
@brllabay3842
@brllabay3842 6 күн бұрын
ኣቤት ጭካነ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዕሸለይ ንወለዲ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭😭
@user-pl4mj4oy6o
@user-pl4mj4oy6o 4 күн бұрын
ሓድሓደ ሕጋውያን ኣለው ግቦ ዝቅበሉ ብዝግባእ ክሕሰበሉ ዘለዎ😢😢😢ሂወት ብቅርሺ ኣይምለስን
@user-vu7zp9kt3w
@user-vu7zp9kt3w 7 күн бұрын
ፅቡቕ መብርሂ እዩ ክሳብ ፍርዲ ዝወሃቦም ምክትታል የድሊ
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 6 күн бұрын
ዋላ መፈፀምትኡ አይፀብቅ ቁርፅና ፈሊጥና አለና ግን ኩሉ ከባቢኡ ክሕሉ ዉዳበታት ይገበር የቀንየልና
@user-rs2qh6hh5s
@user-rs2qh6hh5s 7 күн бұрын
ንኹሉ ዘምህር ቅፅዓት ክረክቡ አለዎም
@DanielTesfay-hc8zm
@DanielTesfay-hc8zm 7 күн бұрын
ለማስ መንግስቲ ኣብዘለሉ ግዜ ወንጀል ዝፈፀሙ ጨካናት ምትሓዞም ከም መርኣያ ዋላ ተተወሰደ እዞም ገበነኛታት ግን ጉቡእ ቅፅዓት ክረኽቡ ኩሉ ትግራዋይ ድምፁ ከስምዕ ኣለዎ
@gideygebregziabher5729
@gideygebregziabher5729 6 күн бұрын
ሰላም ስታሊን ሓወይ ቅድሚ ኩሉ ሙሉእ ጊዜካ መስዋእት ብምግባር ንህዝብካ እትገብሮ ሞያዊ ድጋፍ ዝለዓለ ክብሪ አለኒ። እዙ ተፈፅሙ ዘሎ ወንጀል ብጣዕሚ ከቢድ፣ ዘሰክፍ፣ ዘሰንብድ (ዘደንግፅ) አብ ማንም ሰብኣዊ ፍጡር ክግበር ዘይግበኦ ሰይጣናዊ ስራሕ እዩ። አንፃራዊ ሰላምን ምርግጋዕን አብ ዘለዎ ግዘ፣ ነዙይ ዝከታተሉ ናይ ፀጥታ መሓውራትን ናይ ሕዝቢ ሽሞኛታትን አብ ዘለውሉ፣ ህዝቢ ካብ ጥይት ድምፂን ህውከትን ነፃ ኮይኑ ዕለታዊ መነባብርኡ አብ ዝመርሐሉ ንምንታይ ጋልና ራሄል ተቀትላ? ንምንታይ ህፃናት ይስረቁ? ንምንታይ መንእሰይ ብሃንደበት ይመውት? ንምንታይ ዝተፈላለየ ማሕበረሰብ ዓፈና፣ ስርቆት፣ ሃንግ (ቅትለት) ይዳረግ? ንምንታይ ፍትሒ ይጎድል? ንምንታይ ፖለቲካዊ ቆራፅነት ንስእን? ናይ መን ችግር እዩ? አነ ብወገነይ ናይቲ ሰላምን ፀጥታን ህዝቢን ከባቢን ዘማሓድር አማሓዳሪ ጉድለት እዩ ዝብል ግምት አለኒ። እቶም ናይ ፀጥታ አካላት ስሮሖም ብትክክል፣ ብሓቂ፣ ብእምነት፣ ብዘለዎም ሓላፍነት ዝሰርሑ አይኮኑን። ሓደ ሓደ ግዜ ተሓባበርቲ ወይ ፈፀምቲ ወይ ድማ መተሓባበርቲ እዮም ማለት እዩ። ሰብ ዝማሃርን ዝተፈላለየ ሓላፍነት ዝሕዝ ሕዝቢ ከገልግልን ፍትሒ ከንግስን እዩ። ንምንታይ ፍትሒ ይጎድል? ሰለምንታይ ፍትሒ ብገንዘብን ብድለላን ይዕብለል? ስለምንታይ ሚዛን ሰበኣዊ አተሓሳስባ ይዛባዕ? ስታሊን ሓወይ ናብ ሕዝቢ ዓለም ክበርሃሉን ክግለፀሉን መፍትሒ ክርከበሉን እትገብሮ ፃዕሪ እግዚአብሔር ይሓግዚካ! አሜን።
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 6 күн бұрын
መንንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንወለዲ ፅንዓት ይሀብኩም
@redae3365
@redae3365 7 күн бұрын
Shabiya shabiya dima tiblu weriduwo shabiya
@NegasiNega
@NegasiNega 7 күн бұрын
ፅብቅ እዩ እሰተሊን ናብ መላእ ህዝቢ ግልፂ ምግባርካ መሕዘኒ ግዝየ ዓሕሕሕሕ
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 7 күн бұрын
ኣቱም ህዝቢ ኣብ ከተማ መቀለ ብመኪና እናተጎተተ ዝተቀተለት ዓበይቲ ሰበስልጣን ህወሓት ከምዘለውዎ : ህዝቢ መቀለ ይፈልጡ እዮም :: ሰበስልጣናት ሐዚ እውን ኣለው :: እዚ ቅትለት ዝፍፀም ዘሎ ናቱ መቀፀልታ እዩ :: ቀተልቲ እንድሕር ዘይተትሒዞም ትግራይ ልብያ ክትከውን እያ
@user-km2cb4cc4d
@user-km2cb4cc4d 7 күн бұрын
ክብሪ ምስጋና ንፀጥታ ቦሊስ ዓድዋ
@user-yh7gg2ib8h
@user-yh7gg2ib8h 7 күн бұрын
እተን ተጨውየን ዘለዋ አሓትና ውን መፍትሒ,,,,,,
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 7 күн бұрын
We need justice soon eye to eye, RIP my sister
@meles2016
@meles2016 6 күн бұрын
ነፍስ ይማር ውድ እህታችን ደሟ በከንቱ ፈሶ አይቀርም ለወዳጅ ዘመድቿ መጽናናትን እግዚአብሔር ይስጥ እጅግ በጣም ያሳዝናን መቼነው ህዝባችን በሰላም ወተው በሰላም የሚገባው እረ እባካችሁ ውድ ኢትዮጵያውን ተባበሩና ስልጣን ላይ ያሉትን ውሾች ከመሬት በታች ካላደረጋችሁ አሁንም የከፋ ነው የሚሆነው
@alemdesta454
@alemdesta454 5 күн бұрын
እህህ አቤት😭💔ታኢና ንገብሮ😭💔😑
@Tesfay896
@Tesfay896 6 күн бұрын
Thank you zara media bahaki u are the voice our Tigray people,we need like more big media’s to control this situation and be accountable for the actions happening to our young girls 🙏🙏please stand for young girls of Tigray
@eifromkasa3528
@eifromkasa3528 4 күн бұрын
ኣብ ኣዳባባይ ይረሸኑ
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 5 күн бұрын
😢😢😢😢ቡጣዕሚ እዮ ዝሕዝን ንኩሉ ብትስቤ ፅንዓት ያሃብኩም😢😢😢
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዕሸል እዚ ኣይግባእን ነይሩ ካብ ኸነ ኣብ ሕቅፊ ቅድሳን የንብርኪ ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት እውን
@amanuelteklu791
@amanuelteklu791 7 күн бұрын
My condolences to the family of Mahlet
@berryfamily2846
@berryfamily2846 5 күн бұрын
thank you comander police ዓድዋ ቀፅሉሉ
@hjjj4317
@hjjj4317 6 күн бұрын
መርአያ ክግበር አለዎ
@abadigebrwahid8276
@abadigebrwahid8276 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ትግራዋይ አኻ ስታሊን ንኾርዓልካ ድማ ቀፅለሉ።
@tsigeneguse5877
@tsigeneguse5877 6 күн бұрын
ስታሊን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 4 күн бұрын
ኣክሱማዊ ሚድያ ሓጋዚ ይብሃል ድምፂ ወያነ ዝስርሕ ነበረ
@yonasalem6475
@yonasalem6475 2 күн бұрын
Tegaru seb sienkum zmerhekum
@assafa35
@assafa35 7 күн бұрын
Tigray aday please God help us please 🙏🙏🙏🙏🙏
@bitaniahailu7300
@bitaniahailu7300 5 күн бұрын
ፅቡቅዩ ካልኦት ወንጀለኛታት ከምዚ ተከታቲልኩም ምቅላዕን ምክትታልን ፅቡቅ እዩ ነአውን መንግስተሰማያት የዋርሳ
@user-vj5cu7qn3j
@user-vj5cu7qn3j 7 күн бұрын
የሕዝን
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 6 күн бұрын
የቀንየልና ስታሊን እቲ ሐቂ ንህዝብና ምፍላጥ ፅቡቅ እዩ ምክንያቱ ብዛሐት ዘየለ ዘትክክል ኢንፎርሞሽን ንህዝብና የዳናግሩ አለው ንህዝብና እቲ ሐቂ ምቅራብ ፅቡቅ ገርካ የቀንየልና።
@melesetrunh2321
@melesetrunh2321 7 күн бұрын
😢 😢😢Nfse yemare 🙏
@user-wu9dj2wd8w
@user-wu9dj2wd8w 5 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢ዋይ ሓፍተይ መዓረይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ማህልተይ😢😢😢
@AbebechAbraham
@AbebechAbraham 7 күн бұрын
Egziabiher metsnanat ystachew Lebeteseb
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 7 күн бұрын
እፍፍፍፍ ትግራይ ዓደይ😢😢😢😢😢
@kirosabrha
@kirosabrha 7 күн бұрын
ኩማንደር ናይ ማእኸላይ ዞባ አዛዚ ብጣዕሚ ክብሪ ይሃብኩም ፅቡቅ ስራሕ ምስራሕኹም ብአኹም ኮሪዕና ኢና ዝኹሉ ፂዒርኩ ግን ፍርድ ቤት ብስቅላት ተዘይ ወሲኑሎም ድኻምኩ ከንቱ እዩ እስታሊን ሓውና እውን እዙይ ብምድያ ምቅራብካ ብልቢ ነምስግን ክብሪ ይሃብካ
@user-fy7fz7dt1h
@user-fy7fz7dt1h 5 күн бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭
@user-bi2ix7nq9x
@user-bi2ix7nq9x 5 күн бұрын
😭😭😭💔💔💔💔💔💔እሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጨካን
@aseymichael1455
@aseymichael1455 5 күн бұрын
Well done! His speech is well articulated.
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 7 күн бұрын
Painful 😖 😢
@Yordanosambacew
@Yordanosambacew 6 күн бұрын
ውይ ከእንደዚህ ህፃናትን ይጠብቅ አምላኽ በጣም ታሳዝናለች የእኔ ቆንጆ😢😢😢 መፅናናትን ለቤቸሰቧ መያዙ ጥሩ ነው ግን አይ እሷ ቀረች😢😢😢!!!!
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@gechthemichael9094
@gechthemichael9094 4 күн бұрын
Aere Tigray yikhono
@atalayamare6856
@atalayamare6856 7 күн бұрын
ቀንዲ ቐታላ በዓል ባጃጅ እዩ ልምንታይ ለይተዛረበ ስለዚ ቅትለት በዓል ዋና በዓል ባጃጅ ይኹን ንኻልኦት እውን መርአያ ይኹን
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 күн бұрын
WAA BETAME XEGGEBOME ABE MAEKHEL ADKHA EZZE KULU SELAME SIENUE HEZEBI TEGERAY
@user-my9sd2nt2y
@user-my9sd2nt2y 4 күн бұрын
Bamite Makatate Albhawe
@AliSalm-iw1le
@AliSalm-iw1le 5 күн бұрын
ዝሐዘን አዬ ክቅተሉ ኣለዎም😢😢😢
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 7 күн бұрын
ንወንጀል ዝፈጥሮ ሽግር ምዃኑ ዘጠራጥር አይኮነን።ዝኾነ ወዲ ሰብ ወንጀል ክፍፅም ኢሉ ካብ ገዝኡ ዝወፅእ ፍጡር የለን።ኮይኑ ግና ዝላሕለሀ አፈፃፅማ ህግን ብቁዕ ዝኾነ ቅፅዓት ዘይምህላው 'ውን ወንጀል ከምዝበራኸት ዕድል ይህብ ከይህሉ።እዞም ወንጀለኛታት እዚኦም መጀመሪኦም ክኾን አይኽእልን።ቃላትን ተግባርን ይፈላለ ደአ!
@almazweldemariam2459
@almazweldemariam2459 5 күн бұрын
❤❤❤❤
@Chereka203
@Chereka203 6 күн бұрын
በጣም ያማል ያሳዝናል ❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hayuabdu3239
@hayuabdu3239 5 күн бұрын
Afta gudgwad mes hiywetom kekbru alwom
@baisaj2698
@baisaj2698 6 күн бұрын
😢😢😢ያማል
@jadnawfal3534
@jadnawfal3534 7 күн бұрын
እክ በሰላም እረፊ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@wson4901
@wson4901 7 күн бұрын
ብጣኡሚ ዝሕዝን ንመላእ ቤተሠብ ፂናአትይሐብክም
@zelealemkassa133
@zelealemkassa133 7 күн бұрын
ያሳዝናል ነፍስ ይማር
@user-dr6eg1fs4q
@user-dr6eg1fs4q 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-my9sd2nt2y
@user-my9sd2nt2y 4 күн бұрын
Batame Azenalhie
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 7 күн бұрын
❤️💛
@sabatesfaye3361
@sabatesfaye3361 7 күн бұрын
May yr soul rest in eternal peace tsibiktey💔 we demand justice #justiceForAllTegaruwomen
@user-cd2rm6hh5b
@user-cd2rm6hh5b 5 күн бұрын
ክርሸኑ አለዎም
@fidleytube
@fidleytube 7 күн бұрын
እፍፍፍፍፍ ትግራይ ዓደይ ዘይናትኪ ረኪብኪ 😭😭😭
@NoorA-kk1mb
@NoorA-kk1mb 7 күн бұрын
ይች. እህት. ብቻ. በሚድያ፣ወጣች፣እንጅ፣በኢትዮጵያ፣የሚፈፀመውን፣ዘግናኝ፣ግድያ. አላህ ብቻ. ነው፣የሚያውቀው፣ስንቱ፣እንደወጣ፣ቀረ፣ሁሉም፣የእጁን፣ያገኛል
@user-dc1wb6td5o
@user-dc1wb6td5o 6 күн бұрын
ትክክል
@alemabreham9055
@alemabreham9055 6 күн бұрын
justice must be on time we r waiting
@libanosberhe1570
@libanosberhe1570 7 күн бұрын
ንመላእ ስድራ ግዳያት ፅንዓት ንምነ!!
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 5 МЛН
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 18 МЛН
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 63 МЛН
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 14 МЛН
ወሲብ ሳታረግ ያረገዘችው ሴት!!
54:11
ዱካ ሾው /duka show
Рет қаралды 45 М.
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 48 М.
КАК ОН РАССТРОИЛСЯ СНАЧАЛА 😂😂😂 #пранк #юмор
0:36
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 3,4 МЛН
Яблочки уже не те 🍎🤣❤️
0:48
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 1,1 МЛН
“Айбек бейтаныс қызбен көлікке мініп кетті”
25:04
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 235 М.