#Zaramedia

  Рет қаралды 55,170

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

17 күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/support-zara-med...
gofund.me/6229ecd0
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 313
@Zaramedianet
@Zaramedianet 15 күн бұрын
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@IRON16446
@IRON16446 15 күн бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃካ ሃይለ ሚኪኢል ወዲ ህዝቢ
@gebrekidane152
@gebrekidane152 15 күн бұрын
ሰላም ስታሊንን ሃይለሚካኤልን ንዓኹምን ስድራቤትኩምን ጥዕና፤ ንስራሕኹም ኣሳልጦ እናተመነኹም በጃኹም ከምኡ ገይርኩም ሓቢርኩም ስርሑ።
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 15 күн бұрын
ጀጋኑ ጋዜጠኛታት ትግራይ ቀፅልሉ ።
@TeklehaimanotLilay
@TeklehaimanotLilay 15 күн бұрын
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@mahmmudyesuf3553
@mahmmudyesuf3553 15 күн бұрын
ከፋር ጋር ተጣልቶ አሰብን መቀማት ይቀል ነበር እኮ ከወልቃይት :: ትልቅ ጠላት ፈልጎ በማጣላት ንጹህ ትግል ታግሎ ደርግን ይጣለ ጀግና ህዝብን ድል አፈር ማብላት ምን ይባላል::
@user-wx6gt8xb9u
@user-wx6gt8xb9u 15 күн бұрын
ደቂ ህዝቢ ክበሩልና nberluna🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tilahuntsige5187
@tilahuntsige5187 15 күн бұрын
አብታ ፀባብ ግዘ መተንፈሲና ነይርኩም ሓቦኛታት ደቂ ዓድና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ኣግኣዚ ይሕደጎ እንካዕ ደስ በለካ ❤ንጋልካ ኣምላኽ ብሞጎስ የዕብየልካ
@user-qo6tp9yj8c
@user-qo6tp9yj8c 15 күн бұрын
ኣታኽንደይ ቃሕ ትብሉ ኽልተይኹም ከምዚይ ኢልኩም ኽትዝትዩ ከለኹም❤❤❤
@BerhemesfinMegos
@BerhemesfinMegos 15 күн бұрын
መራሒ ትግራይ ናብ ሓዲኦም ክፅጋዕ ኣለዎ
@asmelasharegaw4110
@asmelasharegaw4110 15 күн бұрын
ጀግኑ ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤❤
@TeklehaimanotLilay
@TeklehaimanotLilay 15 күн бұрын
እንካዕ ደስ በለካ ኣግኣዚ።
@Auroradiv
@Auroradiv 15 күн бұрын
እንኳዕ ደሓን መጻእካ ሃይለ ሚካኤል ሓውና።
@halefomhalefom1210
@halefomhalefom1210 15 күн бұрын
Best voices of Tigray. Nice to see you together.
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 15 күн бұрын
ሰታሊንና ሀይለሚካኤል ብሓባር እትህብዎ መብርሂ ብጣዕሚ እዪ ዝገርም እሞ ቀፃሊ ይኹን respect you
@Samitrghh
@Samitrghh 14 күн бұрын
በትግራይ ክልል በማይ ፀብሪ ማይ ካድራ ሁመራ ማይ ሎሚን አማራ አብይ የኔ መግስት ነው ብሎ የትግራይን ህዝብ ገለው ዘርፈው ጀኖሳይድ ፈፅመው መሬት ወረዋል የቤር ቤረሰብ ነግ በኔ ብለ እዬን ልንቃወም ይገባል😮
@TadesseHagos-eh7by
@TadesseHagos-eh7by 15 күн бұрын
እንኳዕ ደስ በለካ ኣግኣዚ ሓውና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ
@zelealemkassa133
@zelealemkassa133 15 күн бұрын
ጀጋኑና ጀጋኑ
@teamegebrekurstos3489
@teamegebrekurstos3489 15 күн бұрын
ዋዉ ተናፈቕቲ እንዃዕ ደሓን መፃኹም
@pj6930
@pj6930 15 күн бұрын
ተጋሩ ኽንሓብር ዘለና ግዜ ኸዚ እዩ😢 ገና እና ፋሕ አይንበል🙏
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ትክክል
@samuellemlem5619
@samuellemlem5619 15 күн бұрын
Congratulation agazi brother
@user-pw6jd6wo9s
@user-pw6jd6wo9s 15 күн бұрын
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ❤❤❤
@asefaw4345
@asefaw4345 15 күн бұрын
ጀጋኑ ትግራይ❤❤❤
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 15 күн бұрын
ስታሊንን ሃይለሚካኤልንን በሓቂ ኣብቲ ጸልማት ጊዘ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጎኒ ኮንኩም ዝተቓለስኩምዎ ብሕተይ ዓብዪ ኽብሪ ኣለኒ
@WedMekele
@WedMekele 15 күн бұрын
ስታሊን እና ሀይለሚኪአል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። ኣብቲ ፀልማት እዋን ድምፂ ህዝብና ስለ ዝኮንኩም
@amelnour8732
@amelnour8732 15 күн бұрын
እስታሊን ምስ ሃይለ ሚክኤልን ቆራፃት ደቅህዝቢ ድምፅ ህዝብ ትግራይ
@user-ok9xn5ku5g
@user-ok9xn5ku5g 15 күн бұрын
ናትትኩም ጅግንነት ንምግላፅ ቃለት ይሓፅሩኒ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና
@beiocant3895
@beiocant3895 15 күн бұрын
ዛዲግ በግልፅ የወጣ ጠላት ነው ጌታቸው ግን ምን እየሰራ ነው ?መልስ የለም ?
@tamutafu528
@tamutafu528 15 күн бұрын
Justice for TIGERAY ⚖️ 🙏
@Nathnahom
@Nathnahom 15 күн бұрын
ቀንዲ ተሓታቲ መንግስቲ ፌደራል እዩ።
@kibr7578
@kibr7578 12 күн бұрын
አጋአዚ ይሕደጎን ብዓልቲ ቤቱ ገነት አረፈን ውላድ ረኺቦም እንኳዕ ደስ በለኩም ኢልኩም አብ መእተዊ መደብኩም ስለዘበሰርኩሙና የቐንየልና ስታሊንን ሃ/ምካኤልን አጌ ሓወይ ደስ ስለዝበለካ ደስ ኢሉኒ እዩ
@FhBb-fn2fi
@FhBb-fn2fi 14 күн бұрын
እንቋዕ ደስ በለካ አግኣዚ ሓዉና
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 13 күн бұрын
ሀይሌ አና ሰታሊን ምርጦች የጨለማ ጊዜ ብርሃን ናቹ ❤❤❤❤❤❤❤አንተ ግን ሃይሌ በናትህ አትጥፋ መልካሙን ሁሉ ይግጠማችሁ አሜን🎉🎉🎉🎉
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ፅሩይ ዝኾነ ሓቤሬታ❤❤❤❤ትግራይ ተመስግንኩም ጀጋኑና
@berndadesta9679
@berndadesta9679 15 күн бұрын
የአማራ ብልፅግና መመታት አለበት::
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
በትክክል
@user-id9lf6ry4e
@user-id9lf6ry4e 14 күн бұрын
ጃጋኑ ደቂ ህዝቢ💖 ኣብ ሓደ እዋን ህዝቢ ትግራይ መንግስቲ ኣብዘይ ብሉ መንግስቲ ኳይንኩም እኹም 🙏ብተወሳኺ ኣብቲ ሽዑ እዋን ዝነበሩ ሰረሓተኛታት TMH ተወከልቲ ህዝቢ ኳይንኩም እኹም በሓቂ ድምፂ ኔርኩም ንክሉኹም ደቂ ሃገረ ትግራይ ብሓቂ ክብርን ሞሳን ነዓኹም ❗️👌🙏🌾💖🇻🇳👈
@Nathnahom
@Nathnahom 15 күн бұрын
Congratulations Agazi and Your families
@user-qs9wj3ex1z
@user-qs9wj3ex1z 14 күн бұрын
❤❤❤ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ንኣካትኩም ጥዕና ንስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም።
@HappyHotChocolate-xv9xs
@HappyHotChocolate-xv9xs 15 күн бұрын
ሃይለ ፥ኣነ ኣብ ዋልድባ እየ ዝነብር እቲ ኩነታት ትኽክል እዩ ብናይ ትግራይ ሓይሊ እዩ ተፈጽሙ ።ብትኽክል ክነግረካ ዕጡቓት ድኻ ኣርግዛና ናብ ዋልድባ መጽኦም ልዕሊ 500እንስሳ ወሲዶም ካብኡ ሻለቃ ሓጎስ መስፉን ዝባሃል ናይ ትግራይ ተወላዲ ተወሰኑ ዕጡቓት ሒዙ ከይዱ መሉስልና ኢልዎም እቢ ኢሎም ካብኡ ትዝግበር ገይሩ ነተን እንስሳ መሊስወን ልዕሊ 15 ዕጡቓት ቀቲሉ ካባና ድማ 3ሞይቶምና።
@meresahagosmeresahagos9575
@meresahagosmeresahagos9575 11 күн бұрын
አጋዚ እንኳዕ ደሰ በለካ አቱም ጀጋኑ ተሰፍ ትግራይ
@user-pj1pg8vq4f
@user-pj1pg8vq4f 10 күн бұрын
አብ ጸልማት ግዜ ብርሃን ዝኮንኩማ ንትግራይ ጀጋኑ አሕዋትና ጋዜጠኛታት ❤❤❤ንበሩልና ኩበሩልና ❤❤❤
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet 14 күн бұрын
ሰላም ስታሊን &ሃይለ ጀጋኑ well come ኣጆኹም 👏🏻👌🏻👌🏻👏🏻👌🏻👍🏻👍🏻👍🏻.
@KidaneZeslassie
@KidaneZeslassie 13 күн бұрын
ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ Long live brazers !!
@user-rx1hm9bf1b
@user-rx1hm9bf1b 15 күн бұрын
እንኳዕ አሐጎሰካ ኣግአዚ
@Nathnahom
@Nathnahom 15 күн бұрын
Voice of our People
@user-rx1hm9bf1b
@user-rx1hm9bf1b 15 күн бұрын
ፅቡቅ ሓበሬታ እዩ ጀጋኑና
@user-om5vm7ul7j
@user-om5vm7ul7j 15 күн бұрын
አረ ህዝቢ ትግራይ ገለ ኮይኑ ሕማቅ አሎ ገለ ተገይሩዎ እዪ ምሕረት የውረደና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ብሓቂ
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 15 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሃይለምካኤል እንኳዕ ደሃን መፃዕካ ደሃን ድል
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 15 күн бұрын
ኣሊላ ሰለሞን እሰታሊን ገ/ሰላሴ ሃየለ ሚኪኤል ካብ ዝኮሮዕሎም ክብራት ኣሕዊተይ ዕደመ ያሃብኩም❤
@abadihalfom6089
@abadihalfom6089 15 күн бұрын
ሃይልሽ ሕዚ አብ ትግራይ መራሒ የለንመራሕቲ ትግራይ ፖለቲካ ዓይነ መርፊኡ ጠፊእዎም እዩ የሕዝን መንእሰይ ትግራይ ምስሙሊእ ጀግንነቱ ብስንኪ ሉሙሳት መራሕቲ ትግራይ ተናዕቓ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ክላ ንስኻ ተትመፅእውን ሓንቲ ኣይምገበርካን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 15 күн бұрын
ኃይሌ እንካእ ደኻን መፃኻ ዘኻወይ ሰናይ ዘመን ይኹነልና !
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 күн бұрын
Let's support Zara Media Net Work
@berndadesta9679
@berndadesta9679 15 күн бұрын
የእብየ አህመድ ቅጥረኛች እና የአማራ እሊት በአብይ አህመድ ተከፋዬች ናቸው::
@AlemHaftu-bv3vz
@AlemHaftu-bv3vz 15 күн бұрын
እስታሊን ሰበይቱ ንዛዲግ አምሓረይቲ እያ
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t 15 күн бұрын
ጀጋኑና ከመይ አለኩም ኸምሕረልኩም ። አመራራሓ ትግራይ ዝኮኑ ፖለቲከኛታት ተጋሩ ይኩን ጀነራላት ተጋሩ አብ ስልጣን ሕትኩትክ እዬም ዘለው ንህዝቦም ከቀድም አይካአሉን ዘለው ማዓዝ እዬም ክነቅሑ ህዝቢ ትግራይ እና መነአሰይ ትግራይ ካብ ፀበባ አውፂእዎም ዘሎ መራሕቲ ትግራይ ግን ንስልጣኖምን ንጥቅሞምን ሕትኩትክ ይብሉ
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 15 күн бұрын
Selam Haylish. We miss you. Please invite Agazi as well.🥰🥰🥰
@user-rx1hm9bf1b
@user-rx1hm9bf1b 15 күн бұрын
ብፅቡቅ ተመለስ
@merytigraweyti
@merytigraweyti 14 күн бұрын
Meraya tsnat eikum zomhatey respect 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪💪💪
@BisiratHagos
@BisiratHagos 15 күн бұрын
እስታልን ሃይለሚካኤል ኑሩልን ንበሩልና
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 11 күн бұрын
ንሩልን❌
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 13 күн бұрын
❤❤❤ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ።
@aasaas7284
@aasaas7284 14 күн бұрын
ዞምጀጋኑ እዚኦም እስታሌምን ሃይሉሽን በጃኹም ንስኹም ምርሑና በላሕቲ ህዝብና ይሰምዕዎዶ ይኾን እቲ ዝዛረብዎ❤❤❤❤
@BrhaneKidu
@BrhaneKidu 15 күн бұрын
ብርሃን ዓይኒ ትግራይ ዝኾንኩም ንበሩልና
@tadeleberhe2115
@tadeleberhe2115 14 күн бұрын
ሀይለሚካኤል ሐወይ አበይኢካ ጠፊእካ እትርከበሉ እባ ሐብረልና
@Kflomberihu
@Kflomberihu 13 күн бұрын
ብሉፃት ጋዜጤኛታት እኽም። ሃይል ሚኪኤል ግን ኣይትጥፈአና።
@amanuelgebreyohanes3896
@amanuelgebreyohanes3896 7 күн бұрын
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿💚💚🌿
@sebkunmedia2
@sebkunmedia2 15 күн бұрын
ኣብ ጉዳይ መርዓ ዘረባ ኣይብሉን
@axumtsion9216
@axumtsion9216 14 күн бұрын
Haki nihuzebi sher megibar etitsueru ekum emo egizeabiher yismaekum demtsi huzebkum koyikum tetewu belo kisab mewedaeta ajekum❤❤❤❤❤🎉
@hagereyTigray-br1on
@hagereyTigray-br1on 15 күн бұрын
ጀጋኑና አጀኹም
@user-cc5cy6vo9e
@user-cc5cy6vo9e 15 күн бұрын
አብ እዋን ፀላማት ግዜ ብራሃን ዝኾንኹምና
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 күн бұрын
ስታሊን ፣ሃይለሚካኤል ክልተ ወርቅታት ተጋሩ
@libanosberhe1570
@libanosberhe1570 14 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ንፁሃትን ተባዓትን ጀጋኑ ኢኹም።እቲ ዝሓለፈ ናይ ፅንተት ኩናት እውን ካብ ዝግበአኩም ንላዕሊ ተቓሊስኹም እኹም ሐዚ እውን ትቃለሱ ኣለኹም። #ትግራይ ሰብ ኣለዋ ዝበሃል እውን ኣብ ስርቂን ግዕዝይናን ዝተሰማረዩ ከይከነስ ከም እኒ ንስኹም ዝበሉ ጀጋኑ ሕዛ እዩ። #ኣየኹም በርትዑ ድማ ንብለኩም!!
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 14 күн бұрын
አግአዚ ምስበዓልቲ ገዛኻ ፤እንኳዕ ደስ በለኩም ።ጠዋርቲኩ ይግበራ ።
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 14 күн бұрын
ኃይልሻ እንኳእ ደሐን መፃእካ አግአዚ እንኳእ ሐጎሰካ ስታሊን ሀየት ንኩሉኩም ሠላም ይኩን ሂወትኩም::
@TesfayBoy
@TesfayBoy 13 күн бұрын
ሃይልሽ እንኳዕ ዳሓን መፃካ
@user-iw6wm3gx6d
@user-iw6wm3gx6d 15 күн бұрын
ንምንታይ እዩ ከምዚ ክብሉ ከለው መንግስቲ ትግራይ መግለፂ ዘይህብ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 15 күн бұрын
አግአዚ እውን እንካእ ደስ በለካ!!!
@SelamAdisu
@SelamAdisu 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@TeameGmedihin
@TeameGmedihin 15 күн бұрын
ብትክክል ዓይኒ ትግራይ እኩም እስከ ኣረድእዎም
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc 15 күн бұрын
🙏🙏🙏
@SelamAdisu
@SelamAdisu 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@beiocant3895
@beiocant3895 15 күн бұрын
ሕዋሕት አይትበል አብዚ ሕዚ እዋን ህዋሕት ስልጣን የብላን
@kidemekonen
@kidemekonen 13 күн бұрын
እስታልኒ ጅግና ቀፅለሉ እንኳዕ ናትና ኮንካ እቶም ብመንነቶም ኣብ ማእኸል ሃገር ተኣሲሮም ዘለው ተጋሩ ድምፂ እንኾነሎም መንገዲ እንተትፈጥረልና ፅቡቕ ነይሩ ብዘይ ምንም ጥፍኣቶም ይሳቐዩ እዮም ዘለዉ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 15 күн бұрын
ኣምሓራ ክሳብ ኣፍንጭኡ እዩ ተዓጢቑ ዘሎ ናይ ኣምሓራ መንግስቲ ከዓ ነዚተኣማሚኑ እዩ ዝፍክር ዘሎ ስለዚ እቲ ፋኖ ዝበሃል ሓይሊ ሙሉእ ብሙሉእ ብ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ይሕገዝ ከምዘሎ እዩ ዘርድኣካ ስለዚ ትግራዋይ ንቓሕ!!!
@gebremedhinmesele7903
@gebremedhinmesele7903 15 күн бұрын
እንታይ ይገብር አለው እቶም ናይ ፀጥታ ማሓውር ዘይቅንፅልዎም
@user-jk7tk6bw7c
@user-jk7tk6bw7c 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ ሰላም ጅጋናን
@betsehaamare5349
@betsehaamare5349 15 күн бұрын
Good to see you🎉hailsh
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 13 күн бұрын
Stalin Selam dika Hylish enqae Selam mesaeka behadush Midea kimese eye elka neyrka gin ayreanakay any way nisbe ena Agaxi hawna le enqae des beleka new baby girl fetari hibuka Des yibil ❤
@MebrahtuWuneh
@MebrahtuWuneh 14 күн бұрын
ኣነውን ኣብኡእናሃለኩም እንኳዕ ደስ በለካ በሉለይ ናይ ቁርፂ መዓልቲ ውላዳት ትግራይ ስለዝኮንኩም
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 күн бұрын
ስታሊን ወገን ውፁዕ ህዝብና
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 15 күн бұрын
ናይ ኩሉ ፀገም አብ መቀለ ዘሎ ሕሩኹርኽ ናይ ስልጣን ዩ
@HaftomFkadu-kf3wp
@HaftomFkadu-kf3wp 2 күн бұрын
ሃይለ ሚኪኤል እንኳዕ ደሓን መፃእካ
@tesfiabrha3612
@tesfiabrha3612 15 күн бұрын
የቀንየልና ድምፂ ህዝብና ዝኮንኩምና
@BenjaOg-gg8ub
@BenjaOg-gg8ub 15 күн бұрын
❤️💪💊🌹🙏🙏❤️💪💪💊💊
@user-se1pp9iv8k
@user-se1pp9iv8k 14 күн бұрын
Stalin&Haile mikael have you a nice to meet you
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 14 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️
@teklitalibaba6486
@teklitalibaba6486 15 күн бұрын
Stalin and Haile thanks for your constructive discussion! But I claim the weak demonstration and fail to act and to standing on behalf of your people. Where is your previous energy and act of demonstration??? Pls Pls Pls help your people do not expect TPLF and the interim govt of Tigray to do all. ACT NOW......... ACT NOW.......ACT NOW!
@tesfiabrha3612
@tesfiabrha3612 15 күн бұрын
እው ትዕቢት አሎ እዮ አብ ተጋሩ ሸር ምግባር እንታይ ፀገም አለዎ ንህዝብካ አፍልጦ ምሃብ
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 15 күн бұрын
Zftwom deki Tgiray ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ZfayneshSyum
@ZfayneshSyum 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@atesedekahsay692
@atesedekahsay692 14 күн бұрын
❤❤❤❤
@GetshBerihu-lx2di
@GetshBerihu-lx2di 9 күн бұрын
thank u zara midia
@dehabbitewlign2572
@dehabbitewlign2572 15 күн бұрын
ቅድሚ ሕዚ'ውን እኮ ኣፈላላይ ነይሩ እዩ። እንታይ ሓዱሽ ነገር ተፈጢሩ እዩ ዝኹሉ ትብሉ? አብ መሬት ዘላ እኮ ዝፈልጡዋ ንሳቶም እዮም። ደመቀ በለ መንደኾን በለ ንሳቶም ኮነ ኢሎም ንምክፍፋል እዮም ዝሰርሑ። ኩሉ ንብሎ ነገራት ምጥንቃቅ የድሊ
Универ. 13 лет спустя - ВСЕ СЕРИИ ПОДРЯД
9:07:11
Комедии 2023
Рет қаралды 6 МЛН
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 14 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 32 МЛН
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 319 М.
“Айбек бейтаныс қызбен көлікке мініп кетті”
25:04
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 235 М.
9 сынып оқушылары: ЖАЛАҢАШ МАССАЖ/ KOREMIZ
46:23
Көреміз / «KÖREMIZ»
Рет қаралды 420 М.