አዚ ፈሊጥናን ደቕና ብስነስርዓት ነዕቢ

  Рет қаралды 798

Selam Yosef

Selam Yosef

5 ай бұрын

Пікірлер: 25
@zulanet8683
@zulanet8683 4 ай бұрын
Wawww መሃሪ ትሕዝቶ ሰላምኖ... ከጽልዮ ኣማዛኒ ሓሳባት
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JEnough
@JEnough 4 ай бұрын
ተባረኺ ሰላም ሓፍተይ :ብሓቂ እዚ ኣርእስቲዚ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ እዩ:: ብኣብገዛ ዘላ ኣደን ኣብ ደገ ትሰርሕ ኣደን ዝዓበዩ ቆልዑ: ጽልዉኡ ሕጂ ነኣሽቱ ከለዉ ጥራይ ዘይኮነ ንዘመን ሂወቶም እዩ ዝኸይድ:: ንኣብነት ፍቕሪ ኣዲኡ ዘይጸገበ ቆልዓ: ብዕሸሉ ፍቐዶ daycare; ስሩዕ ትምህርቲ ምስ ጀመረ ካኣ እታ ኣደ ስራሕ ክትከይድ ስለ ዘለዋ: ኩሉ ሳዕ ብሸበድበድ ልቡ ዝተዳህለ እዩ ዝኸዉን:: እዚ ብብዙሕ መጽናዕትታት ዝተረጋገጸ ሓቂ እዩ:: ገለ ካብቲ ጽጹይ መጽናዕቲ ኣካይዶም ዝረኸብዎ ውጽኢት ክዝርዝር: ኣብ ደገ ብእትሰርሕ ኣደ ዝዓበየ ቆልዓ * ርእሰ ተኣማንነት ዝጎደሎ እዩ * ፍቕሪ ስለ ዘይጸገበ ተነጫናጪ ይኸውን *ኣካዳምያዊ ትምህርቱ ክሳብ ኮለጅ ከይተረፈ ትሑት ውጽኢት ይህልዎ:: * እንታይ ከም ዝገብር: ምስ መን ከም ዝራኸብ ዝከታተሎ ስለ ዘይህሉ ብቐሊሉ ንወልፍታትን ካልእ ገበናትን ዝተቓልዐ ይኸውን,,,ወዘተረፈ:: ኣብዚ ዘለኹዎ ዓዲ: መብዛሕትኦም ሰብኣይን ሰበይትን ዝሰርሑ እዮም:: ዝበልዕዎን መጽለልን ስኢኖም ኣይኮኑን ዝሰርሑ:: ኩሎም ዘይዓቕሞም ገዛውትን መካይንን ይገዝኡ : ዕዳኦም ክኸፍሉ ስለ ዘለዎም ካኣ ይሰርሑ:: እቶም ደቆም ከም ኣቅሓ እዮም ዝቀባበሉሎም:: ብግቡእ ኣይምገቡ: ጽሬት የብሎም: ኣብ ቲቪ ኣብ ቴለፎን ተተኺሎም : እንታይ ዓይነት ቪድዮታት ከም ዝርእዩ ዝከታተሎም የለ: ብጓሂ ኢኻ ስብር ትብል:: ገሊአን ካኣ ንስድራናባ ክንሕግዝ ኢለን ደቀን ንበላዒ ኣሕሊፈን ይህባ:: ንስድራና ኣይንሕሰበሎም ኣይኮነን እቲ ጉዳይ: ንስድራና ምሕጋዝ ግን ብናይ ደቅና ሂወት ክትመን የብሉን::ደቅና ኣምላኽ ብሓደራ ዝሃበና ኣትኽልቲ እዮም:: እንተ ለሚዖም እንተ ሓሪሮም ከም ኣተሓሕዛና እዩ:: ቆልዓ: ብውሕዱ እተን መሰረታውያን ቀዳሞት 5-7 ዓመታት ብፍጹም ኣብ ኢድ ኣዲኡ ክዓቢ ኣለዎ:: ትምህርቲ ምስ ጀመረ ካኣ ንሱ ኣብ ትምህርቲ ከሎ እታ ኣደ ዝተወሰነ ሰዓታት ትሰርሕ:: ኣነ ብወገነይ ውሉድ ዋላ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ይብጻሕ: ኣደ ምስኡ ክትከውን ኣለዋ በሃሊት እየ:: ከምዚ ሰላም ሓፍትና ትገልጾ ዝነበረት ኣብ ገዛ ኮፍ ከይንብል ዝገብሩና ብድሆታት ክህልው ይኽእሉ እዮም:: ገለ ካብኡ ናይ ፋይናንስ ጉዳይ:: ገለ ገለ ደቂ ኣንስትዮ ሰብኣየይ ቁርዲድ እዩ ነዛ ሻምፖ ክገዝእ እኳ ብኽንደይ እዝግዮ እዩ ገንዘብ ዝህበኒ :: ስለዚ እንታይ ገደሰኒ ኣብ ሰደት ወጺአ ዝቆራመድ ኢለን ወላ ከይፈተዋ ስራሕ ዝኸዳ ኣለዋ:: መጀመርታ እቶም ከምዚ ዝገብሩ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ናይ ሰብ መስርዕ ክኣትው ውን ዘሸግር እንድዩ::ምሉእ ሰብ ከምዚ ሓሳብ ክህልዎ ኢልካ ምሕሳብ ይኸብድ እዩ:: ግናኸ ክልተ ሓራምዝ እንተተባእሱ ሳዕሪ ይጉዳእ ከም ዝበሃል: ምስ ከምዚ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ተሃላሊኽኪ ደቅኺ ካብ ትብድሊ: በዓል ሻምፖ: በዓል ጨና ጫማ በዓል ገዛ መኪና ይጽንሑልኪ እሞ: ንውሉድኪ ኣደ ኩንዮ:: ውሉድ ብቁሳቁስ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣይኣቱንዩ:: እዚ ክብል ከለኹ ዝገጥመክን ብድሆታትን ዘለክን ስክፍታታትን ኣቃሊለ ኣይኮንኩን ግንከ ውሉድ ልዕሊ ኩሉ እዩ:: ሂወት ኢኽን ትሃንጻ ዘለኽን:: ዳሓር ካኣ ንኹሉ ጊዜ እኮ ኣይኮነን ከምቲ ኣቐዲመ ዝገለጽኩዎ ትምህርቶም ምስ ጀመሩ ናብ ስራሕ ይኹን ናብ ትምህርቲ ክትተዓጻጸፋ ትኽእላ ኢኽን:: ኣጆኽን ኣምላኽ ካኣ ጻድቕ ፈራዲ ንዝጸዓረ ዓስቢ ዝህብ ኣምላኽ ፍትሒ እኮ እዩ::
@visionhomeschoolingfamily
@visionhomeschoolingfamily 4 ай бұрын
ኣምላክ ይበርኪኪ/ካ ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣግላልጻ
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
Ezi btami zmhrn ab kolu zeleki tegedasnetn zgelitsi tsuhufki nbzuhet kmhr emnet aleni Sari heftey sle kulu tegedasnetki kab libi eye zemesgn bzuhet ahwatna kea kabki bzuh eyen kmhera sleti ntsur agelaltsaki kea adnakotey kgeltselki yfetu bkulu edmeki tebareki lemlmi
@godisthekey7326
@godisthekey7326 4 ай бұрын
You are strong woman I am proud of you Wow may favorite God bless you abundantly you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
Amen helefay tebarekley mkrtey bereketki ybzah 1000000000 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@visionhomeschoolingfamily
@visionhomeschoolingfamily 4 ай бұрын
ሰላመይ ብርክቲ ኣምላክ መመሊሱ 10:41 ይባርክኪ ኣዝዩ ኣገዳስን እዋናውን መልእክቲ ኣምላክ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበና፡የሕዋተይ ኣብ ሂወቶምውን ዘይሃስስ በሰላ ውን ኣሎ ኩሉ ግዜ ጥንቂቃት ንኩን እንታይ የጋጥሞም ኣይንፈልጥን ኢና፡
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
Bheki tegediskn kemzi anet hesab mhebkn kab libi eye zemesgn bzuhet yehwatna kabay jemirna kea bzuh ena nmher kabakn tebareki yekenyelna timnitey heftey
@habtomay67
@habtomay67 3 ай бұрын
selam haftey thank you sele haki mskrnetki.anes n 9 amet ab geza 4 qolu kabi xenihj hji ka srah ab mdlay yrkeb..entekone bzehlefwo gize mes deqey hugusti eye wuxitu ka des ybleni.sebay enda srehe yalyena niru neger gen.kolu kem sebom kidi srhi endabel 9 amet keydeqseni hanti azmalto gezie ayfeltn bsenkki edey haxruni n sdrsy keysedd ybleni gele neger ente hasibe ...serhki gberi eyu zbleni serihen eyen znebra serihen eyen azmalto zgebra....beqa hji emo btami kebid eyu...ab geza kof kbel enteruni ooooo ....ndeqey tekimyom eye nebsey gen godieya...slezi tebateki bqalatki des eluni
@habtomay67
@habtomay67 3 ай бұрын
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 3 ай бұрын
God bless you sister Good advice
@selamyosef7829
@selamyosef7829 3 ай бұрын
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teametyemanetesfahans8730
@teametyemanetesfahans8730 4 ай бұрын
Selamey amlak ybarki ❤❤❤❤❤❤
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitghilazgi3212
@senaitghilazgi3212 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ thanks
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@heleneyob2081
@heleneyob2081 4 ай бұрын
Selamey btaemi nfeti abay haftey ayttfena kabaki bzuh eina nmehar
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FreweyniZeray-ml2il
@FreweyniZeray-ml2il 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@munatv3335
@munatv3335 4 ай бұрын
Thanks seluye❤❤❤❤
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ruftachanel
@Ruftachanel 4 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@selamyosef7829
@selamyosef7829 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ሓባር ለውጢ ምስ ደቕካ ምምጻእ
27:33
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 9 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 33 МЛН
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 191 МЛН
ዕረፍትና ኣበይ ነሕልፎ ኣለና
13:39
Selam Yosef
Рет қаралды 120
ምሳይ ንዝተሐጎሰ ኩሉ
19:51
Selam Yosef
Рет қаралды 1,6 М.
እታይ ትትከማ ንጸጉርክን ?
15:35
Selam Yosef
Рет қаралды 1,5 М.
ኣጆና ተስፋ ኣይንኩረጽ
23:02
Selam Yosef
Рет қаралды 371
ናብ ዓቢ ለውቲ ንመጣጠር
18:38
Selam Yosef
Рет қаралды 832
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 23 МЛН