"እዚ ሎሚ ዘጋጥም ዘሎ ቅትለት፣ ወለዶ ዝሓተና ጉዳይ እዩ" ሳምሶን ሰለሙን

  Рет қаралды 20,499

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

22 күн бұрын

"እዚ ሎሚ ዘጋጥም ዘሎ ቅትለት፣ ወለዶ ዝሓተና ጉዳይ እዩ" ሳምሶን ሰለሙን
#eritrea #eridronawi #aanmedia #aanpodcast #ethiopia #egypt #uae #sudan #china #somalia #russia

Пікірлер: 122
@andetseiengebremical71
@andetseiengebremical71 20 күн бұрын
ኣነ ካብቶም ኣኽረርቲ ህግደፍ ኢየ። ከሙኡ ክኽውን ዝገደደኒ ምክንያት ድማ ብሰንኪ በዞም ዘይሓላፍነታውያን በርጌድ ንሓመዱን መሪሕነቱን ኢየ። ከምዚ ሳምሶን ሓውና ኣታሓሳስባ እተዝበዝሑ ኣነ 100% ተቃዋማይ ምኮንኩ ስለዚ ሓላፍነታዊ ሰብ ኢካ።
@habengerye2076
@habengerye2076 20 күн бұрын
ክክክ ብርእስኻ ዘይትኸይድ ዕሉል ባርያ ኢኻ ማለት እዩ
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 19 күн бұрын
@@habengerye2076Nseka ka denkoro eka kaleseka zeytmahyesh
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 19 күн бұрын
Chiros eko agame eyu 100 & gahaf kedka tekales hamema
@selam7603
@selam7603 19 күн бұрын
​@@yordatesfay9055the dictator of ERITREA he is from tegray that's why he destroyed Eritrea and Eritrean people 😂😂😂
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 20 күн бұрын
ናይ ብሓቂ እዚ ወዲ ለባም ወዲ ኢዩ እዚ ኩሉ ዝበሎ ሓሳባት ኣብ ተግባር ምስ ዝከውን ኢዩ ጉዳይና ዝፍታሕ ኣነ ኣብ እስራኤል ኢየ ዘለኩ ከምዚ ሳምሶም ዝበሎ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ለውጢ ይደሊ ኢዩ እዞም መጽዮምና ዘለዉ ደምበ ተቃውሞ ግን ኝሕና ቲዲኤፍ ኢና ዶ ገለ ዶ እንዳ በልካ ንህዝብና ታሪክናን ከጥፍእ ዝመጹ ኢዮም እሞ ከኣ ኪንደይ የሕዋትናን ኣቦታትና ዘስኣነና ውድብ ኤርትራዊ መንፈስ ሒዞም ለውጢ ከምጹኡ ተደልዮም ግን ሓሳቦም ክንሰምዖም ሽግር የብልናን
@andetseiengebremical71
@andetseiengebremical71 20 күн бұрын
ንምንታይ ኢኩም ግን ንዝመቱ በርጌድ ንሓመዱ ኤርትራዊያን ኢልኩም ትገልጽዎም ፡ ሓንቲ መዓልቲ ንፍቅሪ ህዝቢ ኤርትራን ፡ታሪኽ ኤርትራን ኩብሉሉ ባንጻሩ ትግራይ ትዕወት ኩቡሉ ዝውዕሉን ዝሓዱሩስ ሓደሰብ ኣብ ኤርትራ ስለዝተወልደ ድዩ ኤርትራዊ ዘብሎ፡ኤርትራውያን ምባል ግደፍዎ በጃኩም
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 20 күн бұрын
ብሕጽር ዝበለ ጠንቒ ተጋሩ ን ደምበ ተቓውም ኤርትራ ኢዶም የኢትዮም ይዝውርዎ ለዉ።👈🇪🇷
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 20 күн бұрын
እስኪ ኣብዚኣ ክሓቶኩም የሕዋት ንምንታይ ኢዮም ካልኦት ሃገራት ዕቁባ ዘይቅበልዎም ንኣብነት ኢትዮጵያ ከም ሎሚ ሽግር ዘለዎ የለን ንምንታይ ዘይቅበልዎም ንተጋሩ ኣምሓሩ ንምንታይ?ከመይ ጌሮም ንኤርትራዊ ዝቅበልዎም ብሓቂ ሰለ ዝተወጽዓና ሰለ ዝኾና ጥራይ ድዩ ዋላ ፖሎቲካ ኣለዎ የቀንየለይ❤❤
@EstifAmanios
@EstifAmanios 20 күн бұрын
klu gzie n wshtey zhata hto ya entay mukanu teredieka kkewn tesfa ygebr politica kemzkone rdue u nay Sudan nay Ethiopia somal bzuh mteqesna ab hmaq zelewu gn nsum temelisom b sm eritreawi wereqet yhzu slezi rauy ab nay eritrea gele zdeleywo neger kemzelewom trdae
@aneeri6921
@aneeri6921 20 күн бұрын
ኣበይ ዘሎ ወድባት እየን ዘይረብሑ ሰባት ሰባት እኩባት ብጋሚንዶታት እዮም
@user-ms4xh6lu6y
@user-ms4xh6lu6y 20 күн бұрын
Samsom wie immer Sovereign, du bist kämpferisch und mutig ,Gott sei Dank in dieser schwere Zeit so wie du gibt🎉🎉🎉du hast eine richtige Erklärung gefunden, alle Achtung
@user-ms4xh6lu6y
@user-ms4xh6lu6y 20 күн бұрын
ሳምሶም ጽቡቅ ኣገላልጻ, ተባዕ,ሕማቅ ኢና ዘሎና ዓገብ ዝብል ሰብ ተሳኢኑ ኩሉ ንናቱ ፖለቲክ ክጥቀመሉ እፍትን ብዘሕዝን ደረጃ : እቲ ብዕድመ ዝደፈኤ ደቁ እንዳኣምሃረ :ብዋጋ እዞም ኣቦ ዘይብሎም መንእሰያት ክጥቀመሎም ዝደሊ ::
@tsegaia2909
@tsegaia2909 19 күн бұрын
Thank You For Your Dad And Your Mam Raising You Right Way. THANK You Kubur Haw Samsom For Giving Us Enlightening , Very Great Analysis And Keep On.
@user-qm7wo9yj3m
@user-qm7wo9yj3m 20 күн бұрын
ዓወትንህዚቢኤረትራ
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 18 күн бұрын
Great discussion thank you both
@mahariteklay6673
@mahariteklay6673 20 күн бұрын
እዋእ እዚ ባ ልቦና ዘለዎ መኒእሰይ ካሊእ እትረፍ ሲ ኤርትራዊ ኣተሓሳስባ እካ ኣለዎ። ክክክ ኣገናዕ ዊፉይ ጋዕተይ ሾሊቃትለይ በሓቂ በሓቂ ❤
@hussenhassan3189
@hussenhassan3189 20 күн бұрын
Merhabae deqi ereyy jeganu ❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 19 күн бұрын
ሳሚ ንፋዕ👏🏻👏🏻👏🏻💯ዓብዱ ውን ንፉዕ ሓታቲ👏🏻👏🏻💯
@AS-rx7rt
@AS-rx7rt 19 күн бұрын
When you see such a talented and fair Eritrean and then you get your hope again back.
@alganeshteclai1797
@alganeshteclai1797 20 күн бұрын
Ata Samsom dika dbluka Isayas trai dyu zolo mesilka 1000 bdhri Isayas alewu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 20 күн бұрын
ተጋሩ ዝበዝሑ ዘለውዎስ መንእሰይ ትኣኪቡ ትብል ወይ ገድ
@habtomberhe7695
@habtomberhe7695 20 күн бұрын
Busul eka tmesl slezi ab hasabka tesamami aleku❤
@rahelsium3523
@rahelsium3523 18 күн бұрын
Bravo Samson Solomo!🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍እቲ ሓቒ፣ ለባም፣ ክውንነት ኢቲ ለውጢ ክመጸሉ ዝኽእል መገዲ ግርም ጌርካ ገሊጽካዮ። ሙራት ገዳይም ተጋደል: ተፋግኡ ተቓተሉ ኢሎም ዘተባብዑ ድሮ መልሓሶ ክቕይሩ ሰሚዕና። እንተኮነ የዋኣት መንእሰያት ኣጥፊኦም። ሕፈሩ። እቶም ደቆም ሓቑፎ ብደምኩም ሰዊዶም ተጣፋኡ ዝብልኹም ዘለው መራሕቲ ዕብዳን ፍለጡዎም። ደጊመ ኣገናዕ ሳምሶን ሰለሙን🇪🇷🇪🇷👍🙏🏻❤️
@MunaJaefer
@MunaJaefer 10 күн бұрын
Goood job Abduselam ❤❤❤❤❤ keep it up
@abuahmed5354
@abuahmed5354 20 күн бұрын
اهلا وسهلا
@user-gf5im4ml5f
@user-gf5im4ml5f 20 күн бұрын
Yes
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 19 күн бұрын
Good analysis Samson
@Sunlight-lm7bs
@Sunlight-lm7bs 19 күн бұрын
❤❤❤ ብሓቂ ጂግና ሳምሶም ኮሙኡ ተትኮኑ ከምዚ ሓሳብ ምደገፍኩኩም ብወገነይ ግን ንህዝብናን ታሪክናን ዝዝልፍ ምስ ተበገሱ ከኣ ምስ ሃገርና ኮይና ❤❤❤ ኣምላክ ንህዝቢ ኤርትራ ይባርክ ❤❤❤
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 20 күн бұрын
ሳምሶን አብ ኤርትራ ተቛመርቲ'ምበር ተቓወምቲ የለን
@abebazeray5277
@abebazeray5277 20 күн бұрын
Absolutely 💯✅
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 20 күн бұрын
ሓደ ተቃውሞ ፕቶግራም ዘለዎ ድልየቱ ዝፈልጥ መንነቶም ሃገራውያን ዝኾኑ ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ ንርኣዮ እዞም ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ መብዛሕቶም ኣብስናውያን ትውልዲ ትግራይ ዘለዎም ኣብ ሃገርና ተወሊዶም ዝዓበዩ ተወልጀ ደቀ ኣርባዓ ናይ አንድነት ደለይትን ንጣር አርትራውያን ተስፋ ዝቆረጹን እኽብካብ እዩ
@ERIhagrey
@ERIhagrey 20 күн бұрын
Bhxtir zbele aleyti nay adgi nhamedu aleytin akayedtin eti serso tegaru eiom fetikum xteliekum emenula
@TESFU-mw1qn
@TESFU-mw1qn 20 күн бұрын
ለባም: በሊሕ: ሓው: ጅግና ወዲ ጅግና:: ኹሎም ፍሊጥኻዮም ኣኻ: በዓል ሄኖኽ: ቶማስ: ድር ዮናታን😂😂😂😂😂😂😂
@user-ec6go3hq8b
@user-ec6go3hq8b 20 күн бұрын
Memhr mher bel mish fthewiyan ena ekum tblu
@user-tt9ys7jz1j
@user-tt9ys7jz1j 18 күн бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ሳምሶን ከማካ ይብዝሑ 🎉🎉
@user-cs9fp3yo4f
@user-cs9fp3yo4f 19 күн бұрын
Smart guy...betmii eka hayle seb ..ane degafit eye gn ...kdgfe keliku sb eritrea amine eye zekde
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 20 күн бұрын
እወ ! ካብ ምሒር ሃገራዊን ህዝባዊን ሻቕሎትን ስክፍታን እተላዕለ ፡ ብዙሓት ቅሒርናን ካብቲ ስርዓት ተፈንቲትናን ዚነበርና እውን ዳግም ክንቀርቦ እንደፋፋእ ዘሎና ፡ እቲ ቀንዲ ማእዝን ናብ ሃገራዊን ህዝባዊን ህላወ ሓደጋን ስግኣትን የምርሕ ስለዘሎ ፡ እቲ መድረኽ ንሕልና ዚድርኽ ናይ ኣድሕን ተበግሶ ስለ እተፈጥረ ኢዩ ። እቲ ብናይ ሰብኣዊ መሰልን ፍትሒን ማስኬራ ዚካየድ ዘሎ ተቓውሞ ፡ ተረባሕቲ ዋናታቱ ዚጥቀሙሉ ሽርሓዊ ጉልባብ ምዃኑ ካብ ብእዋኑ ጀሚሩ ተለልዩ'ሎ ። ከመይሲ ፡ ብኣግኣዚያን ጀሚሩ ናብ ትግራይ-ትግርኚ ዚቐጸለ ፡ እሞ ን8 ብሄራት ኤርትራን ንኣመንቲ ምስልምናን ዜጋታትናን ዚገለለ ምንቅስቓሳት ፍሒዅ እናበለ ፡ ዘይኤርትራውያን ዜጋታት'ዉን ብብዝሒ እናተሓወስዎ ብጋህዲ " ኤርትራ እትብሃል ሃገርን ፡ ኤርትራዊ ዚብሃል መንነትን የልቦን " ናብ ዚብል ጎስጓስ ስለእተሰጋገረ ። ብወገነይ ፡ እዚ ጉዳይ'ዚ ኣርሒቑ ንዚሓስብ ናይ ስነልቦና ሃብታም ንዚኾነ ጥራሕ ዘይኮነ ፡ ንመንም ተራ ዜጋ እውን ኣዝዩ ንጹር ጉዳይ ካብ ዚኸውንስ ኣይቀለለን ዘብለኒ ፡ እዚ ብስም ፖለቲካዊ ተቓውሞን ሕቶ ፍትሒን ኣምሲልካ ዚካየድ ዘሎ ሕሱር ዚሽርሑ ምንቅስቓስ ፡ በቲ ምስ'ቲ ተጋራጫዊ ዚኾነ ኣብ ተግባራዊ ኣካይዳታቱ ንሓድሕዱ ዘይቃዶ ስጉምቲታት ብኢደወነኑ ዚጋለጽ ምንቅስቓስ ስለዚኾነ'ዩ ። ከስ ፡ ቀንዲ ትሕዝቶኡን ፡ ዕላማኡን ሓፈሻዊ ኣካይዳኡን ፡ ኤርትራ ፍትሒን መሰልን ዜጋታት ዚነግሰላን ሰላምን ቅሳነትን ዚሰፈናን ሃገር ንምፍጣር ዘይኮነስ ፡ ከም ጸረ ሃገረ ኤርትራን ኤርትራውነትን መጠን ፡ ብመሪር ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ፡ ዘይተኣደነ ዋጋ ተኸፊልዎ ብክቡር ደም ጀጋኑ ስውኣት ንእተረጋገጸ ነጻነትን ልኡላዊነትን ንምብራስ'ዩ ። ስለ'ዚ እቶም ካብ መሪርን ሕሱምን ተሞክሮታቶም እተበገሰ ተቐዪሞም ጽልኢ ዜሕደሩ ግዳያት ገርሀኛታት ዜጋታትና ፡ " ናይ ጸላኢየይ ጸላኢ ፡ ፈታውየይ ኢዩ " ዚብል መዐሸዊ ስምዒት ሳዕሪርዎም ዳግም ግዳያት ከይኮኑ ፡ ካብ ዕሙት ህንደዳ ኪቝጠቡ ይግባእ ።
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 19 күн бұрын
Tsebuk zereba, kendzi tsebuk lebona keleka, nabti seraat ketwegen ketedanaden gen antsar eti zetsahafkayo eyu. Kab ti kunue( right way) selementay NEKNEK tebel. SAMSOSON❤ kulu geze ab METKELU yu.
@user-vp7ry7jv4h
@user-vp7ry7jv4h 20 күн бұрын
Nay behaki nikuh wedi kemzi eyu zedilyena menieseyat Eritrean 🇪🇷
@wanderfull0213
@wanderfull0213 20 күн бұрын
1 ሰዓት ይእውደኩም AAN media.
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 19 күн бұрын
Samson Solomon innocent and TRUTHFUL as always❤❤❤❤😂❤❤❤❤❤❤😂😂
@girmawit0548
@girmawit0548 15 күн бұрын
Btaemi equh menesey eu samsom ❤❤❤❤ bnqhat fthi zdeli
@jemanejemane91
@jemanejemane91 19 күн бұрын
ጹቡክ ዝርርብ ቱርጉም ሚኩዋም ማለት አዚ አዩ ኩሉ ከምኡ አንተ ዚከውን ኣነ ውን ተካዋማይ ሚከንኩ ግን አዚ ኒሪኦ ዘለና ናይ ተጋሩ ሲነሃሳብ ዩ ❤🇪🇷።
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 20 күн бұрын
ሳምሶም ዝሓሸ ርድኢት ኣለኻ እዚ ኣብ ደገ ዘለው ሕብረተሰብ ኤርትራ ከምዚ ናትካ እንተዝህልዎ ጽቡቅ ኔሩ።
@hntsarussom
@hntsarussom 19 күн бұрын
Bhaki edme yhabka sami
@amirasiraj7466
@amirasiraj7466 20 күн бұрын
ብዓል ዶክተር ኣሰፋው ዝብልዎ ክደግሙ ዘይኩሉ አንድሕር ኮይኖም ነዚ መንኣሰይ ሰላም ይሃብዎ ምስ ምሉአ ኣኽብሮት ::
@asmarah3174
@asmarah3174 20 күн бұрын
ኣሰፋው፡ ብርጌድ ንሓመዱ ደኣ ምስ ጥዕንኡ ኣሎዶ ትብሎ ኢካ? "ብጻይ ወዲ ወረደ፡ ብጻይ ጀነራል ጻድቓን"ክብል ከሎስ (ከይዳቶ)ኣላ ኢና ክንብሎ እምበር፡ ቅድሚ ሕጂ ጽቡቕ ጐሩ ደጊፍዎምዩ ኣብ ክንዲ ዝዓርቕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@lettetecle4258
@lettetecle4258 17 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semereghebremeskel9997
@semereghebremeskel9997 20 күн бұрын
Nay bhaki nfue eyu
@user-po4gc3kb7s
@user-po4gc3kb7s 20 күн бұрын
Kenzi aynet Hamlin beletsegnan seb, do alo? Ewe , bzuhat
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 19 күн бұрын
እዚ ዝኸይድ ዘሎ ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝን። አርትራዊ መንእሰይ ሕድሕዱ ምድማይ ኣብ መወዳእታ ንረብሓ መን'ዩ ክኸውን🤔? ብከምዚ ዝመጽእ ቅያር ክኣ ምናልባት ዝኸፍአ ከይከውን ህድእ ኢልካ ምሕሳብ ዘድልዮ ነገር'ዩ። ካብ 2015 - 2016 ዝጀመረ ን አርትራዊ ብሃይማኖት ኣተፋኒንካ ኣብ ሕድሕዱ ዘይምትእምማን ኣእቲኻ ትደልዮ ዕላማ ምህራም'ዩ ነሩ። ንሱ ብዙሕ ስለዘይሰርሐ ድሒሩ ዝረኣናዮ ክኣ ብኣውራጃን ብሀርን ዓለትን ምትኹታኽ። ኣብ መወዳእታ ክኣ እታ ንብዙሕ ህዝቢ ብዝያዳ ነቲ ታሪኽ አርትራ ጽቡቕ ዘይፈልጥ መንእሰይ ዝበከለት "መንነት" ትብል ኣምር'ያ። ሕጂ ውን "ክምብል በለ'ምበር ኣይተዃዕወን" ከምዝበሃል ህዝቢ አርትራ ህድእ ኢሉ እንተሓሲቡ ብቐሊሉ ክዕረ ዝኽእል ጸገም'ዩ ዘለና። ከነስተውዕ እንተዘይክኢልና ግን ዝጽበየና ዘሎ ሓደጋ ዓቢ'ዩ ክኸውን።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 20 күн бұрын
ክሳብ ክንድዚ ንነብስኹምን፡ ኩነታትኩምን እትኽሕዱን፣ ምጅሉሓት ሓሰውቲ እንተኮንክን፡ ብርግጽ ተቓሉስና ሓመድ ክነልሕሰኩም ግድን እዩ።
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j 20 күн бұрын
እቶም ንበዓል ኪሮስ ሰብ ኢሎም ኣኪቦም ኣድበርታይዝ ዝገብሩ ዘለዉ ንባዕሎም ዝጠፈሹ እዮም
@danialmekonen2760
@danialmekonen2760 19 күн бұрын
ሳምሶም ጀአዲኒቀካ
@girmaysamrawit
@girmaysamrawit 19 күн бұрын
Essays Keneber eyou.
@girmaysamrawit
@girmaysamrawit 19 күн бұрын
Change comes working with your people and only your people not with the very people who cause Eritrean so much pain and suffering.
@gebrumengstab-zu4do
@gebrumengstab-zu4do 20 күн бұрын
Dokuter gega mengsti emne mesret nay welodotat mensf eyu
@fessehatekle1208
@fessehatekle1208 18 күн бұрын
I believe you have personal issues against Isayas.
@ghebrehiwetwoldetinsae1643
@ghebrehiwetwoldetinsae1643 20 күн бұрын
ሳምሶን ብዕድሜኻ ንእሽቶይ ኣብ ወጻኢ 45 ዓመት እዩ እዚ ቅቡጽ ደምበ ዕግርግር ዝገብሮ ነገር የለን ፡ንስኻ ናይ ውልቅኻ ፖለቲካዊ ርእይቶ ከምዘይብልካ ብጽልኢ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ብዝኾነ ሓቂ ኣብዚ ብወያኒ ዝተኸሸነ ምዃኑ ዝፈለጥካዮ ትመስል ብርጌድ ንኽብዱ ትግራዋይ እዩ ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 20 күн бұрын
😢teicaemit nhiezb eritrean🇪🇷amalem aterayein nhizpom zeznutu aterayen gagerey eritrean debel bebhiley debel yketeli 😢anwari hawuna kektil absedet denbir 😢
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j 20 күн бұрын
እቲ ዝገርም ብበዓል ኪሮስ እኽብካባት ህግደፍ ክወድቕ 'ዩ ኢሎም ዝኣምኑ' ዩ
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 20 күн бұрын
Eritrean🇪🇷 hata aywoztin fedirercn kenkewin alena edbluna bail beyene nefat dekina deicatleom zelewu bali henog bhzeb dekina habit mait aleim tezwu😢
@user-kp6jc1nk2t
@user-kp6jc1nk2t 20 күн бұрын
ሰቅ ኢሉ ክጸናሐ ኣውኡ ዳኣ
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 20 күн бұрын
ሳምሶም ቴኖ ዘይንስኻስ ኣቦይ ተኣሲሩ ኢልካ ኢኻ እንበር ተቓማራይ ኮንካ ዘለኻ ።ኣብ ስደት ኮንካ ዓወት የለን ሰብኡት እንተኮንክን ዘይትወርዳ ኣብታ ሜዳ
@EstifAmanios
@EstifAmanios 19 күн бұрын
anti mearey abau bsenki political hasab teasiru grm kone diu kbl koinu ezi zblo zelo entay giega alewo wela anen nskn aynqebelo zhanen hmaq aytezareben mqwam ka bana ztejemere aykonen
@lasksegid8926
@lasksegid8926 20 күн бұрын
Haqi
@eritreaweymot
@eritreaweymot 20 күн бұрын
Thomas Solomun anta keda sheyat adebu nska indka ms Tegaru konkav Hzbn Serawitn Eritrea Genocide ab lili Tgray fexima ilka basierte axabtka zferemka anta kda
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 19 күн бұрын
ሳምሶን ሐሳብካ ጽቡቅ ኔሩ ዘይፈለጥካዮ ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ተጋሩ ዝቅልስዎ ሃገራዉያን ካብቶም ሐደ አይፍለዩን እዮም ትብል ታሪካ አጸቢቅካ ፈትሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-kp6jc1nk2t
@user-kp6jc1nk2t 20 күн бұрын
ኣውኡ ዳኣ ኸመይ ጌሩ ክጸንሕ ክሳብ ኣውኡ ትከይድ ንስኻ
@azutesfai1576
@azutesfai1576 20 күн бұрын
Ay hatefetef ab meseteyat tehabeka bedam Esayas tehaxebu medera tewelga Funfunat seketu abet fethi Adi mewerad I U Esub at
@fithawitteame9369
@fithawitteame9369 19 күн бұрын
ክክክክክ ኣብ ሳሕል ተወሊደ ክትብል ከማን ኣይትሓፍርን ንወለድኻ ኢዶም ሰርካዮም ናትካስ ኣየጉህየናን አዩ ።
@user-gf5im4ml5f
@user-gf5im4ml5f 20 күн бұрын
Thank you
@emanuelabrham7134
@emanuelabrham7134 20 күн бұрын
Loqmaxi wedi wedogeba
@user-gf5im4ml5f
@user-gf5im4ml5f 20 күн бұрын
Thank you abdu
@user-bf3rq9cl2d
@user-bf3rq9cl2d 20 күн бұрын
መን እዩ ኸ መራሒኡ ነዚ ኣድጊ ንኸብዶም ሰልጠነ ድዩ ሄኖክ ድዩ Botswana ድዩ እዚ ትግራዋይ ኪሮስ ድዩ ገሪሙና ኣሎ. ኪዱ ህረሙ ጨፍጭፉ ዝብል ዘሎ ኽኣ ሄኖክ ምኻኑ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጥ ኣለዎ.
@Abirshgirmai
@Abirshgirmai 20 күн бұрын
ሳሚ ዓቢ ሰብ ትኽክል ኣለኻ ውፉይ ማለት ኣጀንዳ ናይ ወያኔ እምበር ናይ ኤርትራ ኣይኮነን።
@TesAsfaha-es9qy
@TesAsfaha-es9qy 20 күн бұрын
እዚ ወድስ ይሓስብ ድዩ እሰያስ ቀቲልካዪ ኣብ ዓዲ ኣቲና ማለት ድዩ
@fessehatekle1208
@fessehatekle1208 18 күн бұрын
If you were willing to kill us Isayas in Italy and you said if he day there will not be change. Is it personal for you?
@saymonyemane4384
@saymonyemane4384 20 күн бұрын
Anta muhur Kea ybhaleley
@tesfalemaraya50
@tesfalemaraya50 20 күн бұрын
Seb aqmu eu zgebr aqmukum eu
@user-ec6go3hq8b
@user-ec6go3hq8b 20 күн бұрын
Fthi zdeli ab adi fthi koynu diu fthi zefrs
@AndatYemane-mv7rd
@AndatYemane-mv7rd 20 күн бұрын
Nsatum sebati eyo ente nhina gni zteregemina hebretesebi ena zteregme kea kulu geze kebehibahi behalini enkilaloni koni enebri alo eti zhizineni kabakomi mikoney ahi !
@tesfalemaraya50
@tesfalemaraya50 20 күн бұрын
Don’t waste your time
@JemalAya-dr9ib
@JemalAya-dr9ib 19 күн бұрын
Kkkkkkmm
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 20 күн бұрын
እቲ መንነትካ ምኽሓድ ብመንነትካ ምሕፋር ኣብ አርትራውያን ብጣዕሚ እዩ ሱር ሰዲዱ ዘሎ ናትካ ነሽሓት ዓመታት ኣባሓጎታትና ዘጽንሑልና ገዲፍና ናይ ወጻእተኛታት ባህልን ስነ ምግባር ከነምልኽ ኣዝዩ እዩ ሃስዩና ደቅና ትርጉም ዘይብሉ ናይ ወጻእተኛ ሽም ንህቦም እቲ ባህልና ምስ ናይ ወጻእተኛታት ባህሊ ኣተሓናኢጽካ ባህሊ ኣልቦ ህዝቢ ኢና ኾይና ኹሉ ኣብ ስደት ዝነብሩ ወጻእተኛታት ጽቡቅ ውዳበ ኣለዎም ባህሎም ክዋንቆኦም ደቆም እውን ብመንነቶም ተኾስኹሶም ኢዓብዩ ነንሕድሕዶም ኢማራዓው መን ኣሎ ኣብ ደገ ዝተወልደ ኤርትራዊ ኣሎ ነንንሕዱ ዝማራዓው የለን ካብ ወጻእተኛታት ተክንንክን ስነ ጥበብን ጸጽቡቅ ነገራት ግን ኣይንወስድን
@user-qr5qn3tm8z
@user-qr5qn3tm8z 20 күн бұрын
ክንዳካ ዘይኮናስ ባኣካ ይዋዐላ
@asmerethaile3545
@asmerethaile3545 19 күн бұрын
እቶም ቅድሚ ወዲ ወርቁ ዝሞቱ ኽ እንታይ በዲሎም?????
@issayas-Ghirmai
@issayas-Ghirmai 20 күн бұрын
Askut
@tumezgihaghos
@tumezgihaghos 20 күн бұрын
ሓቀኛ እንተ ትከውን ኣብ ሺፊልድ ዝተገብረ ዘይኮነስ ኣብ ልዕሊ ወዲ ወርቁ ዝተገብረ ጨፍጫፍ ኢካ ክትኩንን ኔሩካ ብካራን ፋስን ኣካል ሰብ ክትጎዛዚከ ንቡር ድዩ ኣብ ሕብረተ ሰብና
@MedhanieMheretab-rh2of
@MedhanieMheretab-rh2of 20 күн бұрын
😝😜😜😜😜
@aneeri6921
@aneeri6921 20 күн бұрын
ሑልኩስ ፍትሒ ኣይትፈልጣን ኢካ ቃላ ጥራይ ኢካ ሒዝካያ ዘለካ
@wintana2464
@wintana2464 20 күн бұрын
እሞ እንታይ ዘጻርፍ ኣለካ ድኹም ኢኻ/ኺ
@meremayeb1360
@meremayeb1360 20 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂
@user-ez4ky4oc3g
@user-ez4ky4oc3g 20 күн бұрын
እዛ ወዲ ተማሂረ እንዳበለት ምስኣ ዘይከይድ ትነዙ።
@asmarah3174
@asmarah3174 20 күн бұрын
ንስካ ዲኻ ደኣ ፈላጥ? ቅትለት ተፍቅድ?
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 20 күн бұрын
አየ ሳምሶም እንቛዕ ዘይንፈልጠኻ አይኾና..ሐራኢ በጽባጽ🤣🤣🤣
@user-wn2ke3zx6y
@user-wn2ke3zx6y 20 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዕድሜኹም ምሉእ ተቃዊምኩም እንታይ ኣፍሪኹም ?እንትርፎ ሓሲኹም እገዳ ከተውርዱላ ከምዚኣ ጌርካ ድያ ፍትሒ ትመጽእ እንትርፎ ሓሲኹም ሃገር ከም ትጽላእ ክትገብሩ ኣንታ መን እዩከ ክሓፍረልኩም እቲ ህዝቢ ነዚ ዘይፈልጥ ድዩ ዝመስለኩም ሃገርኩም ትፈትዉ እንተኮንኩም ብኣኹም ምኽንያት ብእገዳ ከም ዝተረመስት ኣይትፈልጡን ኢኹም ማለት ድዩ ሰራዊት እዚ ፖለቲካ እዩ ክምሃር ዝውዕል ዘሎ ዘይፈልጥ ከይመስለኩም ንባዓልኹም ደናቁር ነዞም መርገጺኦም ዘፍለጡ ኣድጊ ንሓመዱ ደናቁር ክትብሉ መርገጺኦም ንጹር እዩ ንሱ ተቃዊምካ እንታይ ኣፍሪኻ እንታይ ከ ጉድኣት ኣምጺኻ ሕሰብ ካብኡ ተረፈ ኣይተጽሙና
@aebrahamfsahayetecle8196
@aebrahamfsahayetecle8196 20 күн бұрын
Nik b malu geid t nkkum weyani
@ERIhagrey
@ERIhagrey 20 күн бұрын
Dembe enkilil nay mewedata ksadu tekorixtu eiu
@alganeshteclai1797
@alganeshteclai1797 20 күн бұрын
Aitahasu eske wedi hamasen trai aikonen bhansab zkmetu
@meremayeb1360
@meremayeb1360 20 күн бұрын
Samsom. Halayyyyyyy😂😂😂😂
@user-ec6go3hq8b
@user-ec6go3hq8b 20 күн бұрын
Aye xef mbal kemey dea eya ezia weday
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 20 күн бұрын
Atum serekti mergem eshok tigaekum sereqit libabu🤛👎👌eriyray gohafattttt
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 20 күн бұрын
አደይ ማርያመንተሐገዘትኩም እንዳማርያም ከይድኩምግዳ ሞት ኢሰያስ ዘትምህለሉ?
@user-wn2ke3zx6y
@user-wn2ke3zx6y 20 күн бұрын
እሞ ኤርትራ ኣይትፈልጣን ኢኻ ኢሰያስ በይኑ ዝመርሓ ዘሎ ድዩ ዝመስለካ
@Werki-zebo
@Werki-zebo 20 күн бұрын
እዋይ ጉድ እዚ ሙሽሙሽ ሸያኒ ካብቶም ክማሃሩ መንግስቲ ዝሰደዶ ድዩ😡❓
@Werki-zebo
@Werki-zebo 20 күн бұрын
ኣብ ሜዳ ተወሊደ ካኣ ይብል ድርባይ ላሓሲ ሞዴስ ወያነ😡
@hntsarussom
@hntsarussom 19 күн бұрын
Bhaki edme yhabka sami
@issayas-Ghirmai
@issayas-Ghirmai 20 күн бұрын
Askut
@user-ec6go3hq8b
@user-ec6go3hq8b 20 күн бұрын
Kkkkkkk
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 54 МЛН
Её Старший Брат Настоящий Джентельмен ❤️
00:18
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 8 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 13 МЛН
ኣበየናይ ዘመን ኢና በጺሕና # New Eritrean Video 2024
47:01
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 20 М.
We Got Expelled From Scholl After This...
00:10
Jojo Sim
Рет қаралды 54 МЛН