No video

እግዚኦ እባ ንበል ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH

  Рет қаралды 10,667

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

2 ай бұрын

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ ግጥሚ

Пікірлер: 71
@geralegas47
@geralegas47 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዐልና እግዚኦ እወ ንበል የሕዋተይ ግፍዒ መከራ ጭንቀት ስደት ሞት በዚሑ ኩሉ እዚ ድማ ብሐጥያትና እዩ ሕጂ ዉን ብንስሐ ንመለስ ኣምላኽ ርሁሩህ እዩ።
@helenmisgna3645
@helenmisgna3645 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና🙏🙏🙏 እግዚኦ መሓረና 🤲🤲 ከም ምሕረትካ እንበር ከም ግብርናስ ኣይኹን ደኣ😭😭
@HawiMeda
@HawiMeda 2 ай бұрын
Amen (3) qal hiwet yesmalna nbedelna Hadigu yqrie ybelelna feTari❤❤❤
@tekleabsium3251
@tekleabsium3251 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ❤🙏❤
@user-mq6qi7gb5s
@user-mq6qi7gb5s 2 ай бұрын
እግዚኦ እባ ንበል ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ሰላሙ ይልኣኸልና ህዝበ ክርስትያን
@ksanetandom
@ksanetandom 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሕ እግዚኦ እባ ንበል ኦ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና መስትዋዓል ልቦና ዓድለና 😢😢🥹🥲
@drarmebrahtom3571
@drarmebrahtom3571 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
@user-ol1gl9lu9l
@user-ol1gl9lu9l 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏 ezigyo meharena ezigyo meharena ezigyo meharena egziabher aboy baynete mhretu ytemtena 🙏🙏🙏
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚእ ዘብል ግዜ እዩ ክሕደትን መናፍቅነትን ዓመጽን ዝነገሰሉ ግዜ። እግዚኣብሔር ሰላሙ የውርደልና ህዝብናን ሃገርናን ይባርኸልና🙏✝️⛪️ ነቶም ገበርቲ እከይ ከኣ ናይ ኢዶም ይኽፈሎም።
@letinaabay6991
@letinaabay6991 2 ай бұрын
😢😢😢እዝግዮ ማሓረና ክርስቶት ዓይኒ ልቦናና ክፈተልና ጎይታ
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 2 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna egzabher amlak bmhretu ytemtena gexu ymleselna
@NegassiNebai-wm5me
@NegassiNebai-wm5me 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ሓጢኣትና በዚሑ
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 2 ай бұрын
Amen. Lord have mercy upon us 😢🙏🏽
@akberetyemane7645
@akberetyemane7645 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@Soopyrhv-vs8bk
@Soopyrhv-vs8bk Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 2 ай бұрын
Nay behaki Amen qale Hiwet yesmealna kbrti hafitna Egzabhier Amlak tsegu yebzehaliki
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 ай бұрын
እግዝዮ መዓልሓተና ክ😢ርስቶስ
@senuberhe3045
@senuberhe3045 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ኣምላኽ ግብርና ከይራኣየ ምሕረቱ የውርደልና ኣሜንንን። 🙏🙏🙏😢😢😢🤲🤲🤲
@trhasteklesion7850
@trhasteklesion7850 2 ай бұрын
Amen... Kalehiwet yesmeqalna amlak xegu yebzhalkum kuburat yehwatey fkar amlak eyu zelena emo mhretu ylekelna ❤
@merhawitandegergish2839
@merhawitandegergish2839 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna amen amen amen
@user-hy4pu1cv2l
@user-hy4pu1cv2l 2 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 2 ай бұрын
ቃለሕይወት የሰማዓልን ኣግዚአ ማሓረና ክርሰቶሰ ኣግዚ አ ማሓረና ክርሰቶሰ ኣግዚአ ማሓረና ክርሰቶሰ
@hiwetkidane9833
@hiwetkidane9833 2 ай бұрын
Egziyo mehareba kurstos 😢😢😢😢😢😢
@user-uc8cm9zm2f
@user-uc8cm9zm2f 2 ай бұрын
Egzio meharena kabzi sewrena egzio egzio egzio
@SemiraFshaye-to9vf
@SemiraFshaye-to9vf 2 ай бұрын
amen qal hiwet yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@erenashikor1584
@erenashikor1584 2 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና እወ እዝግዮ ንበል እንተ ኮነ እቲ ክፉእ ምስሊ እሊይ ተተብልዎ ጽቡቅ ነይሩ ፥ምክንያቱ እዝግዮ ክንብል ከለና ምስሊ ኣምላኽናን ምስሊ ቅዱሳኑን እንዳ ረኣና ደኣ እዝግዮ ንበል እምበር ምስሊ እቲ እኩይ ምርኣይሲ ኣድላይነት ዘለዎ ኣይመስለንን
@rahwa8035
@rahwa8035 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተና ሓጥያትና በዙሑ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🤲🤲🤲
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 2 ай бұрын
ኣሜ ን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሕ ኣምላክ ይምሓረና ጸላኢና ይውጻእ ካብማእከልና በሓቂ ተራእዩ ዘይ ፈልጥ ተፈጢሩ ኣሎ ኣብ ማእከልና ካህን ቅተል እናበለ ክዛረብ ኣክንዲ ዓገብ ሓጥኣትና ዘኪርና ፍቅራት የሕዋት ንመለስ ናብ እግዚኣብሐለር እግዝኦ ይምሓረና ክርስቶስ ኣሜን🙌🙌🙌🙌🙌
@user-vs4pg5rj5r
@user-vs4pg5rj5r 2 ай бұрын
እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ እግዚኦ ማሃረነ ክክስቶስ 🙏🙏🙏😥😥
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ምሕረቱ የወረደልና እግዚአብሔር
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ብሓቂ እግዚኦ ዘድልዮ ግዜ ኦ ኣምላኽ ኣዕንተ ልቦናና ኽፍተልና🙏
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 2 ай бұрын
እግዚኦ ዘድልዮ ግዜ እዩ ናይ ብሓቂ እግዚኦ ዝብል ልቢ ይሃበልና ኣሜን
@user-lq8bw1lm8e
@user-lq8bw1lm8e 2 ай бұрын
እግዝኦ ማሓረና ጎይታ❤❤❤❤❤❤❤
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 2 ай бұрын
እግዝኦ ማሓረና ክሪስቶስ እግዝኦ ማሓረና ክሪስቶስ እግዝኦ ማሓረና ክሪስቶስ😢😢😢😢😢😢😢😢ከም ምሕረትኻ ጠምተና ኣምላኼይ😢😢😢
@elshadayelshaday2097
@elshadayelshaday2097 2 ай бұрын
Amen!
@user-cr7xb5ts4p
@user-cr7xb5ts4p 2 ай бұрын
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ😢😢
@yodahe2014
@yodahe2014 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ShewitMichael-bs8yy
@ShewitMichael-bs8yy 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@finantesfay2132
@finantesfay2132 2 ай бұрын
❤❤❤ብሓቂይ እግዚኦ መሐረና ክርስቶስ መድሄአለም አቦይ ምሕረትካ ልአክ። ኦ ጎይታ አድሕን ኮታ
@enbebagebrhiwet7349
@enbebagebrhiwet7349 2 ай бұрын
😢nay behaqi egziabherrr selam yewrdelna Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna🙏🙏❤❤ 😢
@banatekleheklehaimanot7112
@banatekleheklehaimanot7112 2 ай бұрын
እዝግኦ ንበል እዝግኣብሄር ብምሕረት ክበጽሓና😢😢😢
@aedeaedonayywahseyy8386
@aedeaedonayywahseyy8386 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ni9yg3gy8z
@user-ni9yg3gy8z 2 ай бұрын
ብሓቂ እግዚኦ ንበል ኦ ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና መስትዋዓል ልቦና ዓድለና ኣሜን😢
@selamsemere970
@selamsemere970 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-qm3yv6ds8r
@user-qm3yv6ds8r 2 ай бұрын
እግዚኦ ተስሃለነ እግዚኦ ተስሃለነ እግዚኦ ተስሃለ ከም ምሕረትካ ጠምትና እግዚአብሔር አምላክ
@elshadayelshaday2097
@elshadayelshaday2097 2 ай бұрын
Amen!
@end4973
@end4973 2 ай бұрын
😭😭🙏🙏🤲🤲🤲🙏🤲🙏🤲🙏
@atoberhanmengasteab3141
@atoberhanmengasteab3141 2 ай бұрын
qal hweti Yesmalna
@abebateklab7089
@abebateklab7089 2 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet ysmalna xegu ybzhalkum deqe emebrhan ahiwatey 😂😂😂❤
@user-bb4wl2ux5n
@user-bb4wl2ux5n 2 ай бұрын
😢😢😢
@user-om2qh3qf3u
@user-om2qh3qf3u 2 ай бұрын
😢😢😢😢🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
@selamselo7161
@selamselo7161 2 ай бұрын
እግዚኦ 😭😭😭😭
@johntsaedu7851
@johntsaedu7851 2 ай бұрын
Agzeo 😢
@ghenet8574
@ghenet8574 2 ай бұрын
Amen amen amen
@user-xl9lx7kh9w
@user-xl9lx7kh9w 2 ай бұрын
ምሕረቱ የውርደልና 😢 ንፍቅሪ ንገስግስ😢
@ghenet8574
@ghenet8574 2 ай бұрын
እዝግዮ ምሓረና ክርስቶስ
@user-wf6he3nt4e
@user-wf6he3nt4e 2 ай бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ፫😢
@abrehethabtemariyam4259
@abrehethabtemariyam4259 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@LetensieKeleta
@LetensieKeleta 2 ай бұрын
Agzio yqre belelna amlakey kem gbrna aytfredena
@salamsalam1464
@salamsalam1464 2 ай бұрын
ብሓቂ እግዚኦ ንበል😢😢😢
@FhhYuy-ze3vj
@FhhYuy-ze3vj 2 ай бұрын
እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ ንበል ከም ግብርና ዘይኮነ ከምሕረትካዩ ጎይታይ ምስጢርካን ምስትውዓልካን ኣብ ጽላት ልብና ይሕደር ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እወ እዝግዮ ንበል እንተ ኮነ እቱ ክፉእ ምስሊ እንተ ኣልይዎ ጽቡቅ ነይሩ
@anyone298
@anyone298 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@tesfaslasietesfaslasie5303
@tesfaslasietesfaslasie5303 2 ай бұрын
እወ እግዚኦኦኦአኦኦኦኦ ባ ንበል!!!
@zianhalshehri6884
@zianhalshehri6884 2 ай бұрын
❤❤❤
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d 2 ай бұрын
🤲🤲🤲😭😭💔😭
@abitijosi5836
@abitijosi5836 2 ай бұрын
Ewe ezgiyo tray eyu zerhwo
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 2 ай бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶ
@abebateklab7089
@abebateklab7089 2 ай бұрын
😂😂😂❤❤❤
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 724 М.
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 45 МЛН
ПОМОГЛА НАЗЫВАЕТСЯ😂
00:20
Chapitosiki
Рет қаралды 25 МЛН
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 13 МЛН
zerit tezarb
31:15
Hedri Media 1
Рет қаралды 13 М.
ሓጺር ገድሊ ኣቡነ መቃርስ 1ይ ክፋል( aba mekars)
21:42
Fqri maryam app(ፍቅሪ ማርያም ኣፕ)
Рет қаралды 6 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 60 М.
🔴👉ኣጋንንቲ ዘይፈትውወን ሰዓታት ጸሎት
21:42
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 28 М.
ህግደፍን 1ይ ጉባኤን
13:50
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 4,3 М.
ቅድስት ኣናሲሞን Eritrean Orthodox Tewahdo Church film
1:55:54
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 676 М.
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 45 МЛН