Пікірлер
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 2 сағат бұрын
ኣነ ክርደኒ ኣይከኣለን!! ኣርሰተ ዜና ካልእ ዝልፍልፎ ዘሎ ካልእ!! ኩሉ ዚ ዜና ድማ ዝሓለፈ ዩ.. ማለት ብኻልእ ዩቱባት ተሰሚዑ ዩ/ሕዱር ዩ፡፡ ሓዱ ዜና የለን፡፡ ግን ብኸም ንግዜኡ እምበር መንዐቂኹም ዩ፡፡ ግን ንምንታይ???
@danigsahle
@danigsahle 3 сағат бұрын
ፎእእ 🤔 ሓሰውቲ መደናገርቲ.
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 4 сағат бұрын
አነታ ሀሳዊ ኢኻ ሀይሊ አየር ኢልኻስ ካሊእ ዜና ተቀርብ።
@AygaNuguse
@AygaNuguse 5 сағат бұрын
እቲ ኣርእስትኹም ምስቲ ዝርዝር ዜናታትኩም ኣዪጠዓዓምን፣
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 15 сағат бұрын
#StopFascistTsadkan.
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elenikidane9918
@elenikidane9918 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 Күн бұрын
እቲ ዝተመዛበለ ህዝቢ ናብ መረበቱ ከይምለስ ንምግባር ዝዓለመ እዝተመዛበለህዝቢናብመረበቱ ከይምለስን ምግባር ዝዓለመ ምንቅስቐስ ስለዘሎ ክሳኻዕዩ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነትዩ።
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Күн бұрын
እዋእ መንግቲ ትግራይ ገንዘብ ኣብ ትግራይ ፕሪንቲ ክገብር ኣለዎ እንበር ኩሉ ውጹዕ ህዝብን ሰራዊትን ገንዘብ የድልዮ ኣሎ ።
@Tigray122
@Tigray122 Күн бұрын
ፍየል ውሃ ማይ ጠል ክብሃል ኢና ንፈልጦ ካብ ጥንቲ :: ኣብዚ ዜና ትግርኛ እንተ ኮይኑ ብትግርኛ ግለጹዎ መሬቱን ህዝቡን ብዝተረፈ ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ፍጹም ሰላሙ ክኣ የውርደሉ ነቲ ውጹዕ ህዝቢ 💔🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 Күн бұрын
እዚወረ ሐቂ ድዩ ጌታቸዉ ሲ ሞራል ረኪቡ እዚ ክዛረብ አይመስለኒን ብዝኮነ ሐቂ ድሒራ እያ ትወጽእ ሐሶት እያ ቀዲማ ትወጽእ
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 Күн бұрын
Ezi America tblwo ayrdeany entay atewom
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 Күн бұрын
Kulu hzbiy meretu keekb alewo
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HagerSelam-d9p
@HagerSelam-d9p Күн бұрын
kidid. Kidid. Kidid. dddddddddddddddddddddddddddd
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d Күн бұрын
Alem n monjerinon kab hizbi tigray bitahti ember kab hizbi bilaeli aykonun sile zkone adeb tezhzun sikay hizbna nikhatsr entezserhu tsibuk eyu,,,
@user-mv6xz7jx4e
@user-mv6xz7jx4e Күн бұрын
አረ፡አትሃሱ፡በጥራቅ፡ሃሳዊ፡አቡኡ፡ዝነበርካ፡ትመስል፡ሃሳዊ፡፡
@haileslassetesfamichael8302
@haileslassetesfamichael8302 Күн бұрын
በፍፁም ዘይተረጋገፀ ሓበሬታ ከይትሕልፉ ሓደራ
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 Күн бұрын
ኣታ እዞም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ሱሪኦም ቦጊሎም ማዓኮሮም ህዝቢ እናረኣዮ ሱቕ ኢሎም ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ደው ዝብሉ ጀነናራት እንታይ ግበር ትብሉዎም::
@alemamichanal82
@alemamichanal82 Күн бұрын
እየ ህግድፍ ንአማሓራ እንልድገፍት ኣማሓራ ድማ ህዝባ ትቅትሎሎም
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 күн бұрын
ስለያ ሻዕብያ ኢዮም ኣብ ኣለምዋጭ ሰባት ዝቐትሉን ብሳንጃ ዝወግኡን ዘለው ምስ ፋኖ ሰለ ዘለው።
@user-rh8fw1tf8i
@user-rh8fw1tf8i 2 күн бұрын
ተግባርኩም ተግባር ራዕዲን ሽበራን እንተኾይኑ ዜና ሃተው ተው በሉዋ ሚድያኹም።ካብ ተግባር ባንዳነት ገዲድኩም
@user-rh8fw1tf8i
@user-rh8fw1tf8i 2 күн бұрын
ኮኾብ ሚድያ ብሓሶትዲኹም ትአምኑ በሉ አይተላኽዑ። ሰብዋና ውግእ ዘየብልናስ ውግእ አሎ ክትብሉ ።በሉ ካብ ሕማቅ ሕልምኹም ተባራበሩ አይተላኽዑ
@GhaderCell-zv2pc
@GhaderCell-zv2pc 2 күн бұрын
Yerasu eyarara yegorabet yemaslale woshatam masmesal salachen
@amates2451
@amates2451 2 күн бұрын
Hasewti tigrai will never see humera ever again even with the help of your masters usa
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 3 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 3 күн бұрын
ኾኾብ ሚዲያ ስእነት ሰላም ንምንታይ እዩ መፂኡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስርሑ ክሰርሕ ስለዘይካኣለ እዩ ንባዕሉ ጌታቸው ረዳ አፍቲ ካቢንኡ ዘለው ናይ ሕወሓት ማእካላዊ ኮሚቴ መሲሎም አብ ግዕዝይና ስርቂ ንፀላኢ መረጃ እሕሊፍካ ብምሃብ ናይ ሰብ ዝውውር ወዘተ ዝመሳሰሉ ወንጀላት ዝተሸከሙ ኣባላት ናብ ቤት ፍርዲ ኣብ ክንዲ ምቅራብ ገበነኛታት ተሸኪሙ ዝኽድ ዘሎ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ እዩ ከመይ ጌሩ ኣብ ትግራይ ፀጥታ ይሰፍን ካብላዕሊ እንዳፀረየ ክመፅእ ኣለዎ ኣለበለዚያ ኣብ ትግራይ ሰላም ክመፅእዩ ኢልካ ዘበት እዩ ኾኾብ ሚዲያ እውን ዘገባኹም ሚዛናዊነት ዝጎደሎ እዩ ሕወሓት ከምዝይ ገበረት ኢኹም ትውሉ ፈተና ፀላእና ሕወሓት ማንም ዘረባ ተዛረበ ፃድቃን ካውንስል በለ ጌታቸው ናብልፅግና ፅግዕ ፅግዕ በለ ሕወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ውድብ ስለዝኾነት ብደም ህዝቢ ትግራይ ተኸፊሉ ዝመፀት ስለ ዝኾነት ሕወሓት ኣይትፈርስን ርእስኹም ይፈርስ እንበር ወይከ
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 3 күн бұрын
ሕደግ ግምት ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዘለው ወገናትካ ብፅሓሎም።
@user-hv4jd3zl8c
@user-hv4jd3zl8c 3 күн бұрын
❤🎉🎉🎉🎉😢❤❤❤❤
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 3 күн бұрын
ጥራሕ ይውጽኡ ካብ መሬትና
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 4 күн бұрын
No more with the party who doesn't care about the people's of tigray,,,,,
@tarekegngebru3293
@tarekegngebru3293 4 күн бұрын
ሓሳዊ ኣበይ ኣሎ ብዛዕባ ሑመራ?
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 4 күн бұрын
Enke Des belna 👍👍👍👍👍
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 4 күн бұрын
ሰርቅቲ ተጋሩ ኣብ አዚ ግዜ አዚ ብዘገበርዎ ዓመጻት ክፍረዱ የብሎምን ክቅተሉ ጥራሕ አዮል ዘሎዎም
@AlemAbraham-wq5et
@AlemAbraham-wq5et 4 күн бұрын
So what makes special and joyfull your New??
@dawitegirma
@dawitegirma 4 күн бұрын
ዳንኤል ተባሪሩ ኮይኾነስ ጊዜኡ ወዲኢዮ ዝባሃል አይትሓሰው ህደጉ
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 4 күн бұрын
👌👍👍👍 Tigray 💪💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️👍♥️💛♥️
@gebrekidangebru1421
@gebrekidangebru1421 4 күн бұрын
ህዝቢ ችግሩ እንፍታሕባ እንተሎባ ደስ ይብለካ። ኣይትጋገ።
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MensurMehamed-jw4ud
@MensurMehamed-jw4ud 4 күн бұрын
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr 4 күн бұрын
ሰፈርቲ አብዚሐም ብሪፈረንደም ፌክ ከይሰርሑ ጥንቃቐ የድሊ እዩ ናይ ሽርሒ አቦታት አለው መራሕቲ ትግራይ አብ ድቃስ እዮም ዘለው ።
@berhealemu2348
@berhealemu2348 4 күн бұрын
Great news.The displaced people of Souuh Tigray should be moved to Tigray
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 4 күн бұрын
እንታይ ዝሕጉስ ኣለዎ ህዝብና ናብ መረየቱ ዩ ዝምለስ ዘሎ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 4 күн бұрын
ምምላሶም አየሕጉስ???
@calasowcalas6583
@calasowcalas6583 5 күн бұрын
Abiye and Amhara behaving unites Somalia, then Somalis will desire to conquer Addis Ababa..... !!!
@michaelgezai9414
@michaelgezai9414 5 күн бұрын
He is missed up the country he don't know nothing
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 5 күн бұрын
BESTEGNA NEW SEWYEW ..SELAM KE GOREBETOCH BITARIG YISHALAHAL....KE KEFELK YEFELEKEW YATEGNALEH..SELAMNA SIMMIMINET BITARIG TIRU NEW
@user-wz5du7xk5d
@user-wz5du7xk5d 5 күн бұрын
ትክክለኛመግለፂ
@wedikirosvisibleallyoutubc8590
@wedikirosvisibleallyoutubc8590 5 күн бұрын
👌👌👌👍
@ALZUHAR
@ALZUHAR 5 күн бұрын
That is right father of Ethiopia we have greatest Army 🇪🇹🇪🇹🇪🇹💪💪💪👊👊