Connecting Our People
ኤሪ ሊንክ . . .
ኣብ ባህግና፡ ኣብ ራኢና፡ ኣብ ጉዕዞና መበሃሃሊ፡ መራኸቢ፡ መተሓላለፊ ወቕታዊ ሓበሬታ ዝኾነ ንህዝብና ዘራኽብ ናይ ሜድያ ፍልፍል እዩ።
ኤሪ ሊንክ ንድሌታትን ባህግን ንኣሽቱን ዓበይቲን ዝበቅዕ፤
መድረኽ ምብህሃል፡ ምርኻብ፡ ምትሕልላፍ ኣገዳስን ዉዑይን ሓበሬታት ፈጢሩ፥ ንህዝብና ኣብ ሓደ ዓንኬል ንኸዕስል፥
ኩሉ ዝራኸበሉ፡ ኩሉ ዝበሃሃለሉን ዝብለሉን ትሕዝቶታት፡
ብዘይብቂ፥ ኣብ እዋኑ ዘአንግድ ማዕከን እዩ።
ኤሪ ሊንክ፥ ካባና ናባና ብኣና ብምባልናባይ ዕሰሉ ዝብል ዘሎ ሓድሽ ማዕከን ሓበሬታ፡ ትምህርትን ምብህሃልን እዩ።
[email protected]