28. desember 2023
2:42
6 ай бұрын
#BanaMedia Eritrean interview full video
1:23:39
Пікірлер
@johnbuab4646
@johnbuab4646 13 минут бұрын
Waww niy Behaki hafiteyi thank you so very much good job
@emunman1189
@emunman1189 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emunman1189
@emunman1189 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emunman1189
@emunman1189 2 күн бұрын
asy asy asy wegiha ezia Merit ❤❤❤❤❤❤❤
@emunman1189
@emunman1189 2 күн бұрын
Sey sey enqo abza bexihina, digim kem Hizbin isreal Hagerina kab serqtin wuhudat mafyatatin mintilna wenenti Iunana kikewun ena ajokum, niqales Tray seb Teqalisu eu betu zimles. ❤❤❤❤❤❤❤
@emunman1189
@emunman1189 2 күн бұрын
Sey Eritreawi jigna, teregixu zey neber, nikulu finqil, n gujile Hagos kisha kea finqil ab qerba gize❤❤❤❤❤❤
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 21 күн бұрын
Amazing ❤
@user-bs8tz6yc7d
@user-bs8tz6yc7d Ай бұрын
Nay behaki meharit zanta kebrti haftey❤❤❤
@wegahtateklebrhan8023
@wegahtateklebrhan8023 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-el4sw7ho9d
@user-el4sw7ho9d Ай бұрын
Yes nfeti hafteni❤❤
@AbelTewelde-wf9zr
@AbelTewelde-wf9zr 2 ай бұрын
Nay bob marley pls🥰
@Serawgundi1
@Serawgundi1 2 ай бұрын
Part 2 bejaki kbrtin blxtn haftey ❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@FinanMehari-wv2pi
@FinanMehari-wv2pi 3 ай бұрын
ምንባብ መንነትካ ይቅይረ መንነትካ ካኣ ኣናባብራካ ይቅረካ ሰለዚ ነቶም ነዚ ዕድል ዘይ ርክቡ ስድራና ሪእና ነንብብ መታን ክንክሕሶም❤
@EritreaSoulChannel-ug3js
@EritreaSoulChannel-ug3js 3 ай бұрын
❤❤❤
@EritreaSoulChannel-ug3js
@EritreaSoulChannel-ug3js 3 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ካብ ልበይ ኢየ ዘመስግነኪ ሕጂ ውን ዝክኣለኪ ተኮይኑ ናይ ኔክ ቭዬቸች ትምህርቲ ወስክና ❤።
@HbdFfx
@HbdFfx 3 ай бұрын
❤❤❤
@gedamaxqku1451
@gedamaxqku1451 3 ай бұрын
ብሓቂ ውሕሉልን ቡሉጽ ኣቃራርባ በልባ ኢደመን ትዕና የህብኪ ቅጸሎዮ
@Tekelatv
@Tekelatv 4 ай бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ ኽቡራት ኣሕዋተይ ከም ኣነ ዓወት እቲ ዘለኻዮ ደረጃ ሒዝካ ምምስጋን ዘለኻዮ ደረጃ ምንባር ነብስኻ ዘይምትሓት💙።
@sesayttesfahans
@sesayttesfahans 4 ай бұрын
❤❤
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 4 ай бұрын
Aweten hafashen ayeterakeban Amelak selam yeweredlena wedi tekabo 😂😂😂😂😂
@fadamichael
@fadamichael 4 ай бұрын
Xbuq medeb Deju&Fili💙💙💙💙
@arry3811
@arry3811 4 ай бұрын
Good job kubrat ahwat
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 4 ай бұрын
አምላክ ዕድዲን ጥዕናን ይሃብኪ
@t.afewerkiurlchannel322
@t.afewerkiurlchannel322 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኩሉኩም ብሉጻት ኢኩም ካብ ዘለክሞ ንላዕሊ ክትግስግሱ ጽንዓት የድልየኩም ኣይትተሓለሉ እንተ ደኪምኩም የዕሪፉ እንበሪ ጉዕዘኩም ኣይተቃርጽዎ ሶ ጽቡቅ መደብ 🎓📚
@AmanMedhane-wy4hk
@AmanMedhane-wy4hk 4 ай бұрын
Bravotat
@arondebesay1893
@arondebesay1893 4 ай бұрын
Fkrr my sis so sweet 😋
@raheltewelde847
@raheltewelde847 4 ай бұрын
Wow ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ፊሊ❤️🙏
@yossiefmer733
@yossiefmer733 4 ай бұрын
Anabbaki dmxki leli eti tarik feteyo waero habtey❤👍
@Hiwetey01
@Hiwetey01 4 ай бұрын
Des zbil tmhri!😍❤️❤️
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 5 ай бұрын
ፍልማዊት ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ👍👌❤
@tsegaabrham2087
@tsegaabrham2087 5 ай бұрын
Btaemi des zbl meneseyatna
@mulubirhankifle3055
@mulubirhankifle3055 5 ай бұрын
ፍሊ ሓፍተይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኩላትኹም ንፉዓት። ብፍላይ ፍሊ እዚ ሓዱሽ መድያኺ ተስፋ ከይቆረጽኪ ኣዕብዮ ኢኪ ኣጆኪ ኣብ ጎድንኪ ኣሎና።
@michaelkahsay4398
@michaelkahsay4398 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ንፉዓት መንእሰያ ብዝተፋላለየ ኣርእስቲ እምዳ ገበርኪ ተትደጋግምዮ ጽቡቕ ኔሩ!!!!
@michaelkahsay4398
@michaelkahsay4398 5 ай бұрын
መንእሰያት ንቕሓቶምን መንእሰያት ሓለውቲ ሃገር፡ መንእሰያት ተስፋ ሃገር፡ መንእሰያት ወነንቲ ጸዓት ሃገር ፡ መንእሰያት ወነንቲ ስድራ-ቤት ። እዚ ክበሃል ከሎ ብዙሕ ሓላፍነታት ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ይቕመጥ። መንእሰያት ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ንኡስ ዕድሚኦም እዚ ብዙሕ ሓላፍነታት ክወሃቦም ከሎ እንታይ ይስምዖም? እዚ ማለት መንእሰያት ብሓቂ ነዚ ብዙሕ ሓላፍነት ክስከሙ ይኽእሉ ድዮም ዝብል ሕቶ ኣብ ኣእምሮ መንእሰያት ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኩሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ክለዓል ናይ ግድን እዩ። ብኣንጻሩ መንእሰያት፡ ብወለድን ሕብረተሰብን ዝተዋህቦም ሓላፍነት ቅድሚ ምቕባሎም፡ ንቕሓቶምን፡ ክእለቶምን፡ ዓቕሞምን ምድላውን ናይ ገዛእ ርእሶም ምፍላጥ ዓቢ ተገዳስነት ኣለዎም። መንእሰያት ብዛዕባ ናይ ገዛእ ርእሶም ንቕሓት ንምፍላጥ ካብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ብተወሳኺ ኩሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ካብ ወለዲ ጀሚሮም ብዛዕባ ንቕሓቶም ኣጸቢቖም ክፈልጡን ሕቶታቶምን ድሌታቶምን ክርድኡ ኣድላዪ ሓገዝ የድልዮም። መንእሰያት ብዛዕባ ንቕሓት ነብሶምን ሕብረተሰቦምን ንምፍላጥ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ፡ ዝተፈላለየ ፍልጠቶምን ፈጠራኦምን ተጠቒሞም ደረጃ መነባብሮኦም ንምምሕያሽ ዘለዎም ድሌት ልዑል ክኸውን ምዃኑ ምግማት ዘጸግሞም ኣይኮነን። ኣብ ርእሲ’ቲ ፈጠራኦም ተጠቒሞም ደረጃ መነባብሮኦም ንምምሕያሽ ዘለዎም ድሌት፡ ኣብ ትርጉም ህይወት ዝዓመቐ ርድኢት ክህልዎም ውን ይደልዩ፡ እዚ ድማ ናብ ሕቶ ንቕሓቶም ይመርሕ። ሕቶ ንቕሓቶም ክለዓል እንከሎ፡ ዝበዝሑ ሰባት ኣብ ህይወት ካብ ዝረኸብዎ ዓወት ተመርኲሶም ንቕሓቶም የላልዩ። ካብቲ ዝተዋፈሩሉ ዓውዲ ስራሕን ኣብቲ ዓውዲ ስራሕ ንኽዋፈሩ ዝደረኸ ዓይነት ሞያን ሕቶ ንቕሓትን ንክምልሱ በሪ ዝኸፍተሎም ማለት እዩ። ወለዲ ስድራቤት፡ ሓፍቲ፡ ሓው፡ ኣዝማድ፡ ኣዕሩኽን መምህራን ቤት ትምህርትን ኣብ ህይወት መንእሰያት ዓቢ ተራ ኣለዎም። መንእሰያት ምስዞም ክፋላት ሕብረተሰብ ዝገብርዎ መዓልታዊ ርክብ፡ ህይወቶም ናብ ቅኑዕ ኣንፈት እንተዘይኮይኑ ናብ ግጉይ ኣንፈት ክኸይድ ይኽእል እዩ። ገሊኦም ድማ ጽቡቕ ጠባዮም ብምርኣይ ጽቡቕ ኣብነት ይዀኑ። ገሊኦም እውን ርእሰ ተኣማንነት ብምዕባይ ንመንእሰያት የተባብዑ። ካልኦት ድማ ኣብ ኣእምሮ መንእሰያት ናይ ፍርሒ ስምዒት ብምስራጽ ርእሰ ተኣማንነት ይምንዝዑን ተስፋ ከም ዝስእኑ ይገብሩን። ኣብ ብዙሓት መንእሰያት ዝስምዖም ናይ ተስፋ ምቑራጽ፡ ጽምዋ፡ ዘይምርግጋእ ህይወትን ከም ኮንባስ ዘጥፈአት መርከብ ንጸጋምን የማንን ዝቕየር ኣንፈቶም ሓቀኛ ንቕሓቶም ብዘይምፍላጦም እዩ። ትካላት ማእከላይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት መንእሰያት ንቕሓቶም ንምፍላጥ ሕቶ መንእሰያት ንምምላስ ዓቢ ሓላፍነት ኣለወን። መንእሰያት ብዛዕባ ገዛእ ርእሶም ዝፈልጡሉ ምቹእ ቦታን ዕድልን ብምፍጣር ሓሳብቶም ድሌታትን መንእሰያት ኣለልዮም ስምዒታቶምን ዕላማታቶምን ድሌታቶምን ከለልዩ ዕድል ክህበኦም ኣለውን። ህይወት ብዙሓት መንእሰያት፡ ሓቀኛ ንቕሓቶም ንኸይፈልጡ ዝዓግቶም ማሕበራዊ ጸገማት ተኸቢቦም ስለ ዝርከቡ እዮም። ካብዞም ጸገማት ሓደ መሰረታዊ ናይ ትምህርትን ስልጠናን ዕድላት ዘይምህላው እዩ። ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት ዘሎ መንእሰይ ሃገር ሒዙ ኣመሓዲሩን ከማዕብልን ናይ ባዕሉ ንቕሓትን ፈጠራን ክውንን ኣዝዩ ከቢድ ክኾነ ኣይኽእልን እዩ።
@mihrettesfayb9192
@mihrettesfayb9192 5 ай бұрын
Great job, brother and sisters. I'm so proud 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@akbirhelun277
@akbirhelun277 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝርርብ ኣጆኩም ቀጽልዎ ከማኩም ከኣ የብዝሓልና❤🎉❤
@negasi2123
@negasi2123 5 ай бұрын
I am so proud of you my young brothers and Sisters 💙💪
@robelsultan8980
@robelsultan8980 5 ай бұрын
Kab seltene ena tehabirna ajoki kitabyi eki naana hizki
@dejendawit8916
@dejendawit8916 5 ай бұрын
ሰልጠነ ዝለኣኸና ኢና💙💙💙
@heidshop4103
@heidshop4103 5 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@yosiefabraha4576
@yosiefabraha4576 5 ай бұрын
ኣጆኺ ባና 💙💙💙💙💙💙💙💙
@begoodlife9128
@begoodlife9128 5 ай бұрын
ሰልጠነ'ዩ፡ ሊኡክና ❤❤❤
@segenlove4142
@segenlove4142 5 ай бұрын
Your new SUBSCRIBER from Seltene’s followers 👍💙
@melakeabraham1280
@melakeabraham1280 5 ай бұрын
tebae meniisey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mierch...
@Mierch... 5 ай бұрын
amezing aqerarba nay kalot ka aqrblna
@kisanetmehanzel8522
@kisanetmehanzel8522 5 ай бұрын
👏👏❤️
@christianity5439
@christianity5439 5 ай бұрын
#Banamedia❤❤❤
@christianity5439
@christianity5439 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@Meleypictures
@Meleypictures 5 ай бұрын
💙💙💙💙