Пікірлер
@abrahamgoschi3732
@abrahamgoschi3732 3 сағат бұрын
Amen temesgen Fetari 🙏❤✌
@user-yl3gx4vw7e
@user-yl3gx4vw7e Күн бұрын
🙏🤲❤️🙏🤲❤️🙏🤲❤️🙏
@yerdanosamine944
@yerdanosamine944 2 күн бұрын
❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 күн бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐልና ሎማዓልቲ ነዚ ክልተ መፅሓፍ ክሰምዕ ዘብቀዐኒ ኣምላክ ቁዱስ ስሙ ይክበር ይመስገን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@mussietekle6563
@mussietekle6563 3 күн бұрын
😅..😮😮😮😮😅😅😮 1:28:10 😮
@teweldemedhin8133
@teweldemedhin8133 3 күн бұрын
ንስኻ ቡክርስቶስ ዝተባረኽካ ኢኻ ዝተረፈ ዘምንካ ንክብሪ ንምግላጽ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይኹነልካ
@berhaneyemane7325
@berhaneyemane7325 4 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@kidanenwatu598
@kidanenwatu598 4 күн бұрын
Amen amen amen
@Mama-b5o
@Mama-b5o 4 күн бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kubur hawna❤❤
@user-ku7dn4ji5m
@user-ku7dn4ji5m 5 күн бұрын
Tebark
@BrhaneTadele-v7d
@BrhaneTadele-v7d 5 күн бұрын
Amien amien amien 🙏🙏🙏
@AkberetGebrehanes
@AkberetGebrehanes 5 күн бұрын
Cc vgy 0:21 cc is gcvc c x z s vvvvcc xgem xv z ffvcvryx
@user-yr4bj6hr6v
@user-yr4bj6hr6v 6 күн бұрын
የዳወት ኣባት ህዝቢይ ትግራይ ምሕረት ኣውረደሉ😢❤
@user-ru2kf8gg1j
@user-ru2kf8gg1j 7 күн бұрын
Amlak ykber ymesgen ❤Aman
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 8 күн бұрын
Genesis 32 (ትግ) - ዘፍጥረት 24: ያእቆብ ግና በይኑ ተረፈ። ሓደ ሰብኣይ ድማ ምድሪ ኽሳዕ ዚወግሕ ተቓለሶ። 25: ንሱ ኸኣ ከም ዘይከአሎ ምስ ረኣየ፡ ምሕኩልቱ ተንከዮ፡ ኪቃለሶ ኸሎ፡ ምሕኩልቲ ያእቆብ ተቘጸ። 26: እቲ ሰብኣይ ድማ፡ ምድሪ ይወግሕ አሎ እሞ፡ ሕደገኒ፡ በለ። ንሱ ኸኣ፡ ከይባረኽካንስ ኣይሐድገካን እየ፡ በለ። 27: ሽዑ ንሱ፡ እንታይ እዩ ስምካ፧ በሎ። ያእቆብ፡ በለ። 28: ንሱ ኸኣ፡ ምስ ኣምላኽን ምስ ሰብን ተቓሊስካ ኣሕሚቕካ ኢኻ እሞ፡ ደጊም ስምካ እስራኤል ደኣ እምበር፡ ያእቆብ ኣይብሀልን፡ በሎ።🙏🙏🙏✝️
@LulaTemi
@LulaTemi 8 күн бұрын
I feel so holy in the name of the Lord of Lords bless you brother 🙏 ❤️ ♥️ 🙌 💙.
@LulaTemi
@LulaTemi 8 күн бұрын
So sweet 😋 💖 💓 🎉God bless you brother 🙏 ❤️ 💙 ♥️ 🙌.
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o 9 күн бұрын
Amen Amen Amen kale Hiowet yesmlna kuer Abona yftun kuer Abona bedma bxgega yalylna days zebl temhrti zetemhrnyo ab lebona yahedro 🥰🥰
@mhretabtekle592
@mhretabtekle592 9 күн бұрын
Amen amen 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rutagoitom5884
@rutagoitom5884 11 күн бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kale hiwet yesmhalna
@selamtewelde4864
@selamtewelde4864 12 күн бұрын
ዘበን ሂወትካ ይባርኽ!!
@user-wu2rt4xt1u
@user-wu2rt4xt1u 12 күн бұрын
❤️❤️❤️ኣምላኽ ይባርኽኩም
@AzeabKeste
@AzeabKeste 13 күн бұрын
Twbarek
@genetalem8059
@genetalem8059 14 күн бұрын
Amen Amen Amen
@YonasMengistab-uk4bf
@YonasMengistab-uk4bf 14 күн бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@GcHx
@GcHx 15 күн бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና 🙏🙏🙏
@letenigustekeste1055
@letenigustekeste1055 15 күн бұрын
🙏🙏🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 16 күн бұрын
1 Thessalonians 4 (ትግ) - 1ይ ተሰሎንቄ 3: ፍቓድ ኣምላኽ እዚ እዩ፡ ቅድስናኹም። ካብ ምንዝርና ኽትርሕቁ እሞ፡ 4-5: ከምቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጡ ኣህዛብ ብፍትወት ትምኒት ዘይኰነስ፡ ነፍሲ ወከፍኩም ንሰበይቲ ኺዳኑ ብቕድስናን ክብርን ምሕላይ ኪፈልጥ፡ እዚ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ። 6-7: ኣምላኽሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኽሰት ኣይጸውዓናን እሞ፡ እግዚኣብሄር ብዅሉ እዚ ነገርዚ ሕነ ዚፈዲ ስለ ዝዀነ፡ ንሕናውን፡ ቀደም ከም ዝበልናኹምን ዝመስከርናልኩምን፡ ሓደ እኳ ንሓዉ በዚ ነገርዚ ኣየናሽዎን ኣይበለጸሉን።

2 Thessalonians 3 (ትግ) - 2ይ ተሰሎንቄ 13: ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንስኻትኩም ግና ሰናይ ንምግባር ኣይትሰልክዩ።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 16 күн бұрын
1 Timothy 2 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 12-13: ኣዳም ቅድም ተፈጢሩ እዩ፡ ደሓር ከኣ ሄዋን እሞ፡ ሰበይቲ ብህድኣት ክትነብር ደኣ እምበር፡ ክትምህር ወይስ ኣብ ሰብኣይ ስልጣን ኪህልዋ፡ ኣይፈቅድን እየ። 14: ኣዳም ኣይተሐብለን፡ ሰበይቲ ግና ተሐቢላ ኣብ ኣበሳ በጽሔት። 15: ብእምነትን ብፍቕርን ብቕድስናን ምስ ምቕጻዕ ነፍሲ እንተ ጸኒዓ ግና፡ ብምውላድ ውሉድ ክትድሕን እያ።

2 Timothy 2 (ትግ) - 2ይ ጢሞቴዎስ 11: እሙን ቃል እዩ፡ ምስኡ እንተ ሞትናስ፡ ምስኡ ኸኣ ብህይወት ክንነብር ኢና። 12: እንተ ተዓገስና፡ ምስኡ ኸኣ ክንነግስ ኢና። እንተ ኸሐድናዮ፡ ንሱውን ኪኽሕደና እዩ። 13: ንሕና እንተ ጠለምናዮ፡ ንሱ ንርእሱ ኪኽሕድ ኣይከአሎን እዩ እሞ፡ እሙን ኰይኑ እዩ ዚነብር።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 16 күн бұрын
Titus 1 (ትግ) - ቲቶስ 16: ንኣምላኽ ከም ዚፈልጥዎ ባዕሎም ይብሉ፡ ፍንፉናትን ዘይእዘዙን ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ዅሉ ዘይጠቕሙን ብምዃኖም ግና በቲ ግብሮም ይኽሕድዎ አለዉ።

Philemon 1 (ትግ) - ፊልሞን 4-7: ኣታ ሓወየ፡ ልቢ እቶም ቅዱሳት ብኣኻ ስለ ዝቐሰነ፡ በታ ፍቕርኻ ብዙሕ ሓጐስን ህድኣትን ረኺበ እየ እሞ፡ እተን ንጐይታና የሱስን ንዅሎም ቅዱሳንን ዘለዋኻ ፍቕርን እምነትን ምስ ሰማዕኩ፡ ነቲ ብክርስቶስ ኣባኻትኩም ዘሎ ዅሉ ሰናይ ነገር እናፈለጥካ፡ እቲ ሕብረት እምነትካ ምእንቲ ኼስልጥ፡ ኣብ ጸሎተይ እናዘከርኩኻ፡ ኵሉ ሳዕ ንኣምላኸይ ኤመስግን አሎኹ።

Hebrews 2 (ትግ) - እብራውያን 1: ስለዚ ምእንቲ ኸይንጠፍእ፡ ናብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ኸነቕልብ ይግብኣና እዩ።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 16 күн бұрын
James 1 (ትግ) - ያእቆብ 12: ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ። 13: ኣምላኽሲ ብእኩይ ኣይፍተንን ባዕሉውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ ኣምላኽ ፈቲኑኒ ኣይበል። 14: ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተስሒቡን ተሐቢሉን እዩ ዚፍተን። 15: ደሓር፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ፡ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ።

1 Peter 1 (ትግ) - 1ይ ጴጥሮስ 17: ነቲ ንነፍሲ ወከፍ ብዘይ ኣድልዎ ከከም ግብሩ ዚፈርድ፡ ንስኻትኩም ኣቦ ኢልኩም እትጽውዕዎ ኻብ ኰንኩምሲ፡ ኣብዚ ዘመን ግሽነትኩም ብፍርሃት ንበሩ።

2 Peter 1 (ትግ) - 2ይ ጴጥሮስ 5: ብትግሃት ዘበለ ተጋደሉ፡ ኣብ እምነትኩም ደግነት ወስኹ፡ ኣብቲ ደግነትውን ፍልጠት፡ 6: ኣብታ ፍልጠት ከኣ ምግታእ ርእስኻ፡ ኣብቲ ምግታእ ርእስኻ ድማ ዓቕሊ፡ ኣብቲ ዓቕሊውን ፍርሃት እግዚኣብሄር፡ 7: ኣብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ድማ ምፍቃር ኣሕዋት፡ ኣብቲ ምፍቃር ኣሕዋትውን ፍቕሪ ንዅሉ ሰብ። 8: እዚ ነገርዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናማዕበለውን እንተ ኸደ፡ ንምፍላጥ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሃካያትን ዘየፍርዩን ክትኰኑ ኣይሐድገኩምን እዩ።

Jude 1 (ትግ) - ይሁዳ 14-15: ሄኖክ፡ እቲ ሳብዓይ ካብ ኣዳም፡ ነዚኣቶም፡ እንሆ፡ ጐይታ ንዅላቶም ኪፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ አሎ፡ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዜብሎም ኵላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕብኡ እተዛረብዎ ዘበለ ዅሉ ዘረባ ድርቅናን ኪቐጽዖም እዩ፡ ኢሉ ተነበየሎም። 16: እዚኣቶም መዕዘምዘምቲ፡ ንዕድሎም ዚነቕፉ፡ ከም ፍትወቶም ዚመላለሱ እዮም። ኣፎም ቃል ትዕቢት ይዛረብ፡ ምእንቲ ጥቕሚ ርእሶም ከኣ ንገጽ ሰብ ይንእዱ።
@Halieabtesheme-eq6tm
@Halieabtesheme-eq6tm 16 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 16 күн бұрын
Revelation 3 (ትግ) - ራእይ 5: እቲ ዚስዕር ከምኡ ጻዕዳ ኽዳውንቲ ኪኽደን እዩ፡ ኣነውን ንስሙ ኻብ መጽሓፍ ህይወት ኣይክፍሕቆን እየ፡ ኣብ ቅድሚ ኣቦይን ኣብ ቅድሚ መላእኽቱን ድማ ንስሙ ኽእመኖ እየ።