Пікірлер
@dana.j9062
@dana.j9062 2 ай бұрын
ብዘይሕለል መስዋእቲ ህግደፍን ሰማእታትናን ጀጋኑናን ዝተረኽበት ሃገር ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንዘልኣለምን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክሕበነላ ዝግበኦ ነገር ክኸውን ኣለዎ ፣ ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ንሰማእታትናን ጀጋኑናን!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu 3 ай бұрын
ጀጋኑ
@titihaile4514
@titihaile4514 3 ай бұрын
ኤልሳ ገብረሃንስ ከም ሓፋሽ ውድባት ኣብቲ መጅመርያ ጉዕዞ ምካድ ንዓድካንታ ግንባር ዓዲቀይሕ ምሳና ኣይነበረትን፣ ኣብቲ ዝነበረ ዝጅግነት ምምጋብ ተጋደልቲ፣ኣብ ግዜ ኩናት ንተጋደልቲ ምሕጋዝ ምስቲ ኩሉ ተኩስሳት ከፈራሕና ኩለን ተወፍይነተን ብግቡእ የማልኣ ኔረን። እተን ዝዝክረን ውፉያት ዝነበራ፣ ተክኣ ትብለጽ ሃይለ፣ሳራ፣ሓረጉ ተስፋሚካኤ፣ ደሃብ፣ኪዳነ ማና ብርሃነ፣ ካልኦትውን ኔረን ኢየን❤ ኤልሳ እንቋዕ እዝጋብሄር ኣውጽኣኪ!!! ስለ ዘለኪ ትምስክሪ ኣሎኪ!!! ብዛዕባ ተክኣ ሃይለ ምስሳኪ ኔራ፣ትብዓታ ክትገልጺ ኣይከኣልክን።ንተክኣ ግን ጸላኢ ሒዝዋ ክንደይ ሽግር ኣሕሊፋ ሒዞም ስገነይቲ ኣእቶማ፣እዚስ ኩነታታ ክትገልጽዩስ ነሩኪ። ማና ኪዳነ ጽቡቅ እቲ ትገብርዩ ኢንተርቭው፣ ኮይኑ፣ እቲ እንተርሽው ተብተብ ክከውን የብሉ ይብል፣እቲ ስብ ብልክዕ ክገልጽ ግዜ ሃልዎ ክህልዎ ጽቡቅ ይብል። ኤልሳ ታሪክ ምግላጽ ጽቡቅ ኢንድዩ፣ነቲ ምግላጽ ናይስባት ግን ነጻ ኮንኪ ብዘይፉርሓት ግለጽዩ ክንደይ ታሪክ ዝተዓበጠ ስለ ዘሎ😢
@bissratfessshaie6745
@bissratfessshaie6745 3 ай бұрын
I love this woman may God give you long and happy years .
@hakibrhan
@hakibrhan 4 ай бұрын
Trindadd 💪💪💪,,, Jgna mukan, konka kea tsenieka abiu mhlaf mrutsat tray eyom zibekiewo:: Kbri neakum jeganu❤
@SurSur-tm1nc
@SurSur-tm1nc 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 4 ай бұрын
Merhaba Jigna Harbgna Eritrawit Kibrty Semaynesh much respect and love 🇪🇷💒🕌🌿
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 4 ай бұрын
Merhaba Gual Eri Jigna Alem Semay wsh (Trinidad ) Harbgna Haben Hagerin Hizbin Eritrea much respect and love 🇪🇷💒🕌🌿🏆💐
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 5 ай бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
@Fishaletesfa-kw1ci
@Fishaletesfa-kw1ci 5 ай бұрын
Good to see you Trinda
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 5 ай бұрын
ጋዘጠኛ ማና ክዳነ ብቲ ንታሪኺ ደ ቂ ኣንሰትዮ ንምብርባ ትግብርዮ ዘለኺ ተዋፈይነት ክብርን ምሰገናን ንዓኺ ይኹን❤❤!
@elsatesfay7141
@elsatesfay7141 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@fikadusolomon322
@fikadusolomon322 8 ай бұрын
Qomalat
@mhretabteklit3515
@mhretabteklit3515 9 ай бұрын
ህዛባዊ ግንባር መን መወዳድርቲ ይብሉን ጅግና ናይ ጀጋኑ ❤❤
@zaynabhamed9840
@zaynabhamed9840 10 ай бұрын
I am a beautiful day
@merhawidebesay9626
@merhawidebesay9626 10 ай бұрын
Wetru ab lebna jeganunu
@amarkadhe4212
@amarkadhe4212 11 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ZigbaHabtom-vd5yk
@ZigbaHabtom-vd5yk Жыл бұрын
❤❤❤❤EDF
@almazghezai8700
@almazghezai8700 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏿
@MichaelHanal
@MichaelHanal Жыл бұрын
Eritrea is great
@senayteklay3288
@senayteklay3288 Жыл бұрын
Qal wedi efrim
@al7orya11
@al7orya11 Жыл бұрын
🌷🌷🌷💯💯🇪🇷🇪🇷🌷🌷🐉
@tigrinamezmur4223
@tigrinamezmur4223 Жыл бұрын
God beles EDF 🇪🇷💪
@betrihaki3884
@betrihaki3884 Жыл бұрын
HASEWTI YIGDEF MENDEF KEMIU GERKUM SEB ADANAGIRU. KIDEYI MENIYISEYI AB TIGRAYI TERIOM MOYITOM ALEWO. YIGDEF MENDEF AKALIB is the same LIKE WEYANE AGAME KELBI, both they have to go to HELLLLLL. SELAM YINA NIDELI DEKIZA ARAWIT
@girmayabrahale7528
@girmayabrahale7528 Жыл бұрын
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pp8jw6oc3j
@user-pp8jw6oc3j Жыл бұрын
Mekena,teray
@user-pp8jw6oc3j
@user-pp8jw6oc3j Жыл бұрын
Serke. Leba,Leba.leba,leba.
@user-pp8jw6oc3j
@user-pp8jw6oc3j Жыл бұрын
Drake. Arawet serawet.with Ethiopian and Chinese
@hyabfkri3790
@hyabfkri3790 Жыл бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын
ወትሩ🦁 ሃገረይ!💪🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷👍👍👍
@abrahamrussom8960
@abrahamrussom8960 Жыл бұрын
Hero of the heroes
@mamuqabed9014
@mamuqabed9014 Жыл бұрын
Rip
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 Жыл бұрын
ታሪ ህዝቢ ኤርትራ ተጸብጺቡ ኣይዉዳእን ኢዩ ።ሊዕሊ ብረት ሒዙ ተጋዳላይ ዝተቃለሱን ንሃገሮም ዝተሰዉኡ ን ሓፋሽ ውድባት ኣለዉና ንታሪኾምቀለም ዘይሓለፎ እም በብእዋኑ ብኸምዚ እናገበርኩም ታሪኽ ናይዝሓለፋ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ንኽትምህሩና ብሃረርታ ንጽበ።
@luwamnatey245
@luwamnatey245 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷 💪💪😍😍❤❤
@luwamnatey245
@luwamnatey245 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷 👍
@Maranata728
@Maranata728 Жыл бұрын
Abon weden xubukat edmen tenan nakum 🇪🇷✨❤️🙏
@wediansba6551
@wediansba6551 Жыл бұрын
wuchu adgi
@wediansba6551
@wediansba6551 Жыл бұрын
hasawit
@wediansba6551
@wediansba6551 Жыл бұрын
haswet foshkal
@wediansba6551
@wediansba6551 Жыл бұрын
hasot hezbi merhi konu ayfltn
@bdina9270
@bdina9270 Жыл бұрын
Ayana
@berhanehagos25
@berhanehagos25 2 жыл бұрын
ኣቤት እቶም ምእንቲ ሀገረ ኤርትራ ብገርሂ ልቦም ምእንቲ ወለደኦም ዝተሰውኡ እንተ ዝህሉውስ እንታይ መልሲኮን መሀቡ ሽርሓዊ ዉግእ ነሩዶኾን ኣይምኾነን መልሶም ናይ 32 ዓመት ናጽነት ገና ናይ1951 ተመሊሱዶኸ ኣይምኾነን
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 жыл бұрын
moytatka ane nwedi taba degife aykonkun gn bezi tblo theleka xeleme trah u naywlkka xlie bes trufa eleka aleku ane shlet
@sohaabera5851
@sohaabera5851 2 жыл бұрын
Agoca wedi taba hawey aeytgdeslom ambesa
@sshh5175
@sshh5175 2 жыл бұрын
ርእሰ ነቀፌታ ፡ ነቀፌታ ፡ ርኢቶ ፡ ሕቶ . . . እዚኤን በዚ ቅድመ ተኸተል ተኸቲለን ከይ ተሓላለፋ ነቲ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ንሓርነት ከም ዘይትጠፍእ ሞተረ ኮይነን ከም መዓልታዊ መቁነን ናይቲ ብእአን ዝተሀንጸ ተጋዳላይ እየን ኔረን ። ሓደ ተጋዳላይ ን ሰሙናት ዝኣክል መግብን ማይን ከይረኸበ ፡ ነቲ ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ውግእ ዝስዕብኦ ህሞታት ከይጸብጸብካ ማለት'ዩ ፡ እተን ዘይስእነን ንቡራት እዚአን ተመራሪሐን እየን ። እዚአን ቀመምያ ቀመም መዐንገሊ ተጋዳላይ ኤርትራ እየን ። ... መን'ዩ ተጋዳላይ ፧ ተጋዳላይ ንሂወቱ ድሕሪ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራን ዝሰርዕ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ። ተጋዳላይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ፡ ምስሉ ምስሊ ተጋዳላይ ነፍሲ ወከፍ ታሪኽ ቃልሲ ገድሊ ንሓራ ኤርትራ እዩ ። ተጋዳላይ 50ታታት ፡ ተጋዳላይ 60ታት 70ታት 80ታት 90ታት 20 ን 21ን ክ.ዘ. ህዝቢ ኤርትራ እዩ ። ... ዝኾነ ህዝቢ ክፈላለተዘይ ደልዩ መፈላለዪ የብሉን ኣይርከቦን እዩ ኸኣ ። "ንሕና ንሶም " ክትብል ጸኒሕካ ። መን መን እዮም እዞም ንሕና ንሶም ወይ ንስኹም ፧ እቲ ፍልልይ በዚ ይጅምር ። ሓደ የብሉ ሓደ ጽርፊ ቁምነገር ኣይኮነን ዘፍርዮ የብሉን ። ጽቡቕ ጸርፊ የለን ። እከለ ተጻሪፉ ኢልካ ንጸርፊ ብጸርፊ ምምላስ ውን ጸርፊ እዩ ። "...ተጋደልቲ ከምኡ ከም ንገብር ጌርኩሙና ..." ዝበልካዮ ጌጋ ደኣ ይኽልኣለይ ደኣ'ምበር ጌርናዮ ትብሎ ዘለኻ ን ሓደ ዝተገብረ ጌጋ ወይ ምጽራፍ እንተ ኮይኑ ንኻልእ ከየላገብካ ጌጋኻ ምቅባል ውን ገድሊ ምግዳል ተጋዳላይ መንእሰይ ምዃን እዩ ዘድልዮ እሞ መእተዊ ዘረባኻ ብርእሰ ነቀፌታ ምጅማር መድለዮ ኔሩ ይብል ። እዚኣ ውን ርኢቶ እያ።
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 2 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ዕላማ ዘይኮነ ብዛዕባ ውልቀሰብ ዝዛረብ እቲ ዝተሓቸ ቂመኛ ጸቢብ ሰብዩ ። ሰብ ይጋገ ይምለስ ከኣ ወዱ ጣባ ኩሉ ናቱ ጌጋ ቤዕሉ ነጊሩ ዝተኘስሐ ተባዕ ሰብዩደ። ካብ ከማኻ ካብ ጽልኢ ውልቀ ሰብ ተላዕጢጡ ዝነግረና ኣይንደልን ኢና።
@sabahaile9239
@sabahaile9239 2 жыл бұрын
ትጉሽተትካ ሓወይ ያቆብ፡ ጸዓዱ ክምስሉ፤ "ረሳሕ ክዳን ኣብ ገዛ እዩ ዝሕጸብ" ይብሉ። ተጋጊኻ። ወዲ ጣባ ዝህቦ ቃለ መሕተት ወዲ ጣባ ኩሉ ሰሚዐዮ እሞ ዓገብ እብለካ።
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM 2 жыл бұрын
ጊስ ኢለካ ኣለኹ ድሁል :: ወዲ ሓትኖ ሓሞትካ ደአ ትፍሰስ እምበር ::
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM 2 жыл бұрын
ሙሽ ሙሽ ሰብኣይ ተኾንካ ከም ወዲ ጣባ ኩን :: ኣንታ እዞም ገለኹም'ሲ ሰብ ብምጽላም ትፍተዉ ይመስለኩም ሮክራካት ::
@grmayabraham5002
@grmayabraham5002 2 жыл бұрын
2022 ዝራኣያ ኣየ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ከማኩም ኣለናን ኣለውን ወትሩ ንኩሉ ድልዋት ዓወት ንሓፈሽ1962✟☪🇪🇷🌎❤💋👈