Пікірлер
@user-jf2ft6nl4o
@user-jf2ft6nl4o 20 минут бұрын
ስጥሕባ በል አንታ ሓማስየን ቆንዳፍ ከንጎ
@1995mwa
@1995mwa 4 сағат бұрын
መከላካያ ብበዓል ብጀነራል በላይ እዩ ዝምራሕ ዘሎ ይመስለኒ። ኣብ ክንዲ ብውዕል ፕሪቶርያ ምኻድ መሬት ዘቢጥካ ምስ ተራ ሚሊሽያ ምዝራብ መወዳእትኡ ውድቀት እዩ።
@avielavi990
@avielavi990 11 сағат бұрын
Marda time should to come to Tigray
@Wellaitay
@Wellaitay 23 сағат бұрын
ኣቱም ቆንዳፋት ዓጋመ አሮብ ዚባሃል ስብ የለን ሳሆ አዩ ዘሎ። ኣብ መሪት ኢርትራ ዝነብርር ዓጋመ የለን።
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Күн бұрын
ሐሳዊት ወይኒት መአስ ከምተጋሩ ኮና ህዝቢ ትግራይ መዉጽእን መእተዉን ሲኢኑ አብዘይ ምልከተኪ ከአ ተዉሪ ሐሻዊት።
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Күн бұрын
አየ ተጋሩ ዘይ መርየትኩ እቲ ህዝቢ አብኡ ይነብር ስለዝነበረ ይመለስ ምምሕዳር ንተጋሩ ይወሀብ ትብሉ እንተሊኹም ግን ህዝቢ ትግራይ ይጥፋእ ማለት እዩ።
@user-rj7ei6ji3u
@user-rj7ei6ji3u Күн бұрын
ተዕገርግሩ ብዉልኪና ዑስብነት ሚስ ኣናብስ ዉግእ ትኽፍቱ ኣናብስ 1 ሚዮልዮን ወዲ ድኻ መሃይም ትግራይ ከም ሃመማ ምስ ሃለቑ! ባኣውያት ዕረቑና ጆኖሳይድ ተፈጺምና ትብሉ ረሳሕት ለመንቲ ምህለላኹምምም ኣናብስ ኢርትራዩ ዚጽዉዕ ድሕሪ ሕጂ ንገብሮ ወፍሪ ጠጠዉ ኢሉ ዝኸይድ ዓጋመ ኣይኮነን ጠጠው ኢሉ ዘጺልልል ገረብ ኣብ ትግራይ ኣይክሁሉን ኢዩ። ብስም ኣምሓራ ጎረበትና ዝግበር ኣሽካዕላል ኢድና ኣጣሚርና ኣይንርአን ኢና!! ድሕሪ ባይደን ኣይክድሕነክን ኢዩ የህባይ ትግራይይይ
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf Күн бұрын
አቀራርባዅም ፅቡቕ እዪ ቀፅልሉ ❤❤
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Күн бұрын
ንሕና ከብቲ ናይ ህዝብና እይንወስድን እና ከማኡ ናትኪ ስራሕ እዩ
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Күн бұрын
ኣኣራ ዊ ት ዳኣ ባዕልኺ mierda
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 Күн бұрын
በጃ ጅግና ህ.ግ (ሻዕብያ) ጽጥሕ በሊ ቡዳ ሐሳድ ቖማል ዓጋመ እንታይ ርክብ አለዎም መንግስተ ኤርትራ ምስ ምድረ ሐሳድ ዓባቕ አመንዝራ ለማኒት ዓጋመ።
@salemzeray8546
@salemzeray8546 Күн бұрын
ብዘይ ረዲኤት ዋላ ሓንቲ መዓልቲ ኣይትሓልፍዋን ኢኹም ሓቀይ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያ ተጋሩ ቁፅሪ ሓደ ፀላእቲ ትግራይ ኢኹም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Күн бұрын
ትግራዋይ ደንቆሮ ሚሊሻ እዩ ዝኣቱ ዘሎ ዕጡቓት እዮም ዝኣትው ዘለው ናበልኩም ኣብ ሚድያ ትዝርግሑ ትህባዕ የብልኩም ሓሰውቲ ፈሳፍስ ሰብ ሚድያ ትግራይ ከይሓልፈላ ብሓሸት ስድሪ ከይንስጉም ኣሲርኩም ሒዝኩምና
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj Күн бұрын
irob Merietena U Kesab Mexeate Alem Natenau Tem ilekum Hateftef Ayetebelu Tegaru Sereketi Nehena Kem Ameharu Ayekonan Merietena Ab idena
@AradomBerri
@AradomBerri Күн бұрын
ሰላም ምስ ዘይደልዩ ናይ ሰላም ሃዋርያ ንክመስሉ ህዝብና ከርተት ዘብልዎ ዘለዉ ልሕልሐት አማሐደርቲ ህዝቢ ዝበሃሉ'ዮም ። ጎበና'ዶ ብመን ከም ዝተመረፁ ዘይፍለጡ ብሽም ሽማግለ ዝተመዘዙ ናይ ወረርቲ ሐይሊ አባላት : ወሰንቲ ንኽኾኑ ዕድል ምፍጣር : ድኽመት አመሐደርቲ ትግራይ ቁልጭ አቢሉ ዘርኢ'ዩ ። ንፀለእቲ ናይ ልብልቢ ተሰማዕዎም አብ ልዕሊ ውፁዕ ህዝብና : ሰፍ ዘይብል ንኽፍፅሙ ዕድል ዝከፈተ ተርእዮ ስለ ዝኾነ : ፅጉም ህዝብና አብ አፍደገ ሐደጋ ከምዘሎ መርአያ'ዩ ። ጎበናባ እንታይባ አይትበሉ : ተጠያቅነት ዝፈርሕ ልሕሉሕ ምሕደራ እንተሎ ኩሉ አብ ልዕሊኡን አብ ልዕሊ ህዝቡን ይለዓል ። በኾነ ይኹን አካል አብ ዘይምልከቶ ጣልቃ እንትአቱ ንምንታይ ተቀባልነት ይህልዎ : ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ተኾይኑ ድማ ስጉምቲ ዘይውሰደሉ ምኽኒያት እንታ'ዩ : ስጉምቲ ወሲድኩም ኢሉ ዝሐትት አካል'ከ መን'ዩ : ሐታቲ እነተሎ'ውን ግቡእ መልሲ ምሃብ 'ዩ ። ብሰንኪ ልሕሉሐት አመሐደርቲ :ጀግና ህዝቢ ይዋረድ አሎ ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Күн бұрын
ነዚ እንድዩ ቕድሚ ተመዛበልቲ ፀላእቲ ክወፁ ምሕደራን ፀጥታን ናብ ትግራይ ክምለስ ተደልየ: ብዝኾነ ናይ መራሕትና መልሲ ንፀበ: የመና ዓቕላማት እዮም ብሕጊ ምስዘይምራሕ ፀላኢ ምስራሕ አዝዩ ኸቢድ እዩ: ምስዚኦም ምንባር ዕጥቅኻ ሒዝኻ እዩ: ናይ ሕዚ ተመዛበልቲ ከይኾነ ንሓዋሩ ምስዚኦም ኸመይ ከምዝንበር እዩ ዘትሓሳስበኒ: እንስሳኳ መኻይዱ ዝፈልጥ:
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Күн бұрын
Embi beliwom ezi abiy zibehal tenkesis niew beliwo leminkum zimetsie midri yebilun. Tega5u tenkiru
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Күн бұрын
🤙🤙🤙🤙🤙
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 2 күн бұрын
Amazing interview, it’s quite intense to present the whole objectives, strong leadership on each inch’s of Tigray land should be returned, using proof of land ownership of Tigray. It really hit the grounded spirit of entire Tigray people. I personally feel it and support this standing. Thank you, Marda Times being provided this platform and constructive criticism, and best topics.
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 2 күн бұрын
ብሰላም ምፀአና ጅግናዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 2 күн бұрын
ትግራይ ሃገር እያያያያያያያ❤️💛❤
@Yewendwesen
@Yewendwesen 2 күн бұрын
እንዴት ያልሽ ቀዳዳ ነሽ ራያ ሲያምርሽ ይቀራል ከዚህ በኃላ አላማጣን መርገጥ አይቻልም
@Asefa-wu9bd
@Asefa-wu9bd 2 күн бұрын
Yet ne yalehewu bro tdf geba eko wendi ke honachu ahun ke tdf gitemu shintamoch amara mechem tigrawayin atchlutum were bicha
@truth3960
@truth3960 3 күн бұрын
ኤርትራን ጸለምትን እንታይ የራኽቦ.ሰሜንን ደቡብን
@user-dw7cz8bo2p
@user-dw7cz8bo2p 3 күн бұрын
እፈፈፈፈ ዝደፈአ ይዳፈአ ሓፈተይ አበ ገነት የንብርኪ ዝቀተለ አብ ቅድሙ ህዝቢ ይርሸኑ ካሊእ መማረፂ የለይ
@fkreayele3056
@fkreayele3056 3 күн бұрын
ክንደይ ይደፍር እዚ ባንዳ? ማርዳከ ናይ ባንዳ ሚድያድዩ?
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 4 күн бұрын
ማርዳ ታይምስ ምምላስ ተመዛበልቲ ህዝቢ ብስራት ኢልኩም ምግላፅኩም እዚ ናይ ትግራይ ግዝኣት ዝነበረ እዩ ብዙሕ ታሕጓስ ኢልኩም ዝግለፅ አይኮነን ብኻልኣይ ደረጃ ድማ ናብ ፀለምቲ ተጓዒዞም አርባዕተ ቀበሌ እዮም ጉዕዞ ጀሚሮም ዘለው እቲ ዋና ግን ምዕራብ ትግራይ እዩ ወሳንነት ኣይንሸኩል ዘሑጉስ ዘሕጉስ ኣይትበሉ ከምዝይ ዝበልኩዎ ድማ ዐብይ ዓሕመድ ግዜ ስለ ዝገዝእ ትማሊ ዝተዛረባ ፅባሕ ስለ ዘይደግማ እዩ መወዳእቱኡ ንርኣዮ
@bakk4054
@bakk4054 4 күн бұрын
580 kirshi
@IssakFkadu-fp5dt
@IssakFkadu-fp5dt 4 күн бұрын
Haki mzrab ente jemirkum welcome u nab Eritrea
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 күн бұрын
Tegaru geganu ekum bisirekum adikum hara awitsiekum bitaemi tsibuk sirah.
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 күн бұрын
Tigray enquae ahegosekum Tegaru ati gena gual aziyu mikurn sehabin ditsi aleki bikieti gazetegna eki bifilay atekakima kalatki aziyu mesati eyu bertie ketsililu Eritrawi eye fetawi Tigray.
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 4 күн бұрын
ዝኸረመ ዜና
@user-mo4on4wl9h
@user-mo4on4wl9h 4 күн бұрын
ብዲሒሪት ብቅዲሚትን ሰብ ክገቡሩ አለዎም
@user-mo4on4wl9h
@user-mo4on4wl9h 4 күн бұрын
አብዝአ ሲሚዒኒ ሲሲተረይ ኒዝአቶም ከይትአሚኒውም ጥኒቃቅየ ይግበሩ በልዮም ሰሬዊትና ከይዊዲኢዎም
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 4 күн бұрын
ኣንዶም ወድ ርግምቲ ክጎሓፍ ዘለዎ ደንቆሮ።
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 5 күн бұрын
Too much blaming is not progressive political ideology. Just present your own opinion and political ideology and strategy to give us hope and understanding on your future political situation.
@user-yj3cf6ei4s
@user-yj3cf6ei4s 5 күн бұрын
Tigreans 🥇🏆. 👏👏👏👏👏👏👏 Doctor Teodros 👏👏👏👏👏
@nanabelay2861
@nanabelay2861 5 күн бұрын
Really very good I will fallow you. You are a good journalist and it’s easy to understand you. BERCHE YENE KONJO GOD BELES. Thanks God there is Nooo EYUMMMME
@asfawesenmekonnen6762
@asfawesenmekonnen6762 5 күн бұрын
Good presentation.
@tayelegesse8647
@tayelegesse8647 5 күн бұрын
በኽቲ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 5 күн бұрын
Banda
@WediWeldab
@WediWeldab 6 күн бұрын
aya kll nbeynkum ekum nay eretra gedifkum nay beal mahlet gda gberu hasewti
@user-dy1tk9ce5k
@user-dy1tk9ce5k 6 күн бұрын
ሳኪት ኢዩ ናትኮም
@haftayatsbeha5556
@haftayatsbeha5556 7 күн бұрын
ተዘይ ቀኒዕዎ?
@SarLucky
@SarLucky 7 күн бұрын
Signed up Tigery River's iseral passport African email each other 😊
@SarLucky
@SarLucky 7 күн бұрын
Excited June 30 approved 😊
@SarLucky
@SarLucky 7 күн бұрын
😢😢l want immediately pertoal agreement Kenya Moore do it 😢😊 for exchange position El Paso Texas died 😢😮 why's should I hire you 😢😮
@SarLucky
@SarLucky 7 күн бұрын
Not Tok 😢😢😢😊
@SarLucky
@SarLucky 7 күн бұрын
Working working 😢😊 my life 😊
@SarLucky
@SarLucky 7 күн бұрын
Over me HH president tok 3M mask singing 😢😢😢😊 just like rophen arrested 😢