Пікірлер
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 12 сағат бұрын
ቴዲ ንጌታቸው ካብ ህወሓት ብዝወጸ ይኸይድ ስለዘሎ ደጋፊ የብሉን ብልጽግና ጥራይ እዩ ዝድግፎን ንኣብዪ ተኣማሚኑ እዩ ዝብጽብጽ ዘሎ ናይ ህወሓት ዕላማ ዝኽተል ሰብ ኣይኮነን ጌታቸውን ካቢኑኡን ኣብ ህወሓት ክምረጽ ስለዘይኽእልን ህወሓት ከፍርስን ብዘተውሃቦ ልኡኽ ከባብያውነት እናመኽነየ ውድብ ከፍርስ ትግራይ ከጥፍእ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 12 сағат бұрын
ሚኪአል ገይጋ ርእይቶ እዩ ህወሓት ንምጥፋእ እዩ እቲ መንገዲ
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 12 сағат бұрын
እቲ ተንኮል ኣብ ህወሓት ብልጽግና ብዘእተዎም ብዝኸፍሎም ትሕመስ ኣላ ህወሓት ኸጥፍእዎ ስለዝደለዩ ትግራይ ንምጥፋእ ብዝተሓባበሩ ባንዳታት ብገንዘብ ሓይሊ ጸገም ፈጢሮም ኣለዉ እቲ ቁጽጽር ኮሚሽን ብገንዘብ ተገዚኡ ከምዘሎ እዩ ዝፍለጥ
@HagosHalhal
@HagosHalhal 12 сағат бұрын
እዚ ሰብኣይ ናይ ታሪኽ ጠራሪ እዩ፡፡
@michaelberhane9247
@michaelberhane9247 Күн бұрын
ኣየይ ቴዲ እይኒ ዒንንቂ ንስኻን ከማካን ዘኣመሰሉ ጋዜጠኛታት ኢና ትብሉ ትኾኑ ሓደ ጋዜጠኛ ሕማቕ ክርእይ ከሎ ሕማቕ ክብል ጹቡቕ ክርእይ ከሎ ካኣ ጹቡቕ ክብል ንስኻ ካኣ ሐሕማቑ ናይ ኤርትታ ጥራይ ኢኻ ትዛረብ ንኣብነት ብዛዕብስ ቢንያም ዓለም ሙሉእ እንዳተዛተበ ንስኻ ወላሓንቲ አይበልካን እቲ ጸላኢኹም መን ሙኻኑ ተፊኡና ኣሎ ህዝቢ ወላ መንግስቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@thehaileab4478
@thehaileab4478 Күн бұрын
en.wikipedia.org/wiki/Kaleb_of_Axum
@user-ou5rq5mf4e
@user-ou5rq5mf4e Күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@TheHaileab
@TheHaileab Күн бұрын
አከለጒዛይ : እንዳ ሓትነና :: ሰራየ እንዳ አሞና :: ሓማሴን : እንዳ ሓሞታትና :: በይን መጺዮምና : ደናቁር ጓሶት : : ብቀልዲ : ጸወታ ዝጀመረ ብደቂ አስመራ ቲቮዞ ኲዕሶ እግሪ : ሓማ, እምባ ሴራ: ዶጎጭዋ: ሓቂ መሲሉዎም : ደናቁር ጓሶት : ይባአስሉ አለዎ : ኩሉም ሓደ:: ዘይሓቱ አበይአለው ደቂ አስመራ : አበይ አለው ሙሁራን ኤርትራ :: አውራጃ አምሓርኛ ሙዃኑ : ገዛእቲ አምሓራ ዝተገብረ : ምሕደራ እምበር : ዝኾነ ምትእስሳር ዘይብሉ : አብ ባይታ :: አይ ብዓሌት : አይ ብሕጊ እንዳባ : ምእሰሪ ዘይብሉ "አውራጃ" :: DNA እቲ ከባቢ ዝሕብሮ : ዝተፈላለየ ብዙሕ ዓሌት ዝነብረሉ ከባቢ ምዃኑ : ተረካጊጹ : ኢዩ :: ሰላም ሀቡና ደናቁር ጓሶት ::
@user-ou5rq5mf4e
@user-ou5rq5mf4e Күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@jemalabdelrehem6637
@jemalabdelrehem6637 Күн бұрын
filsifina yitrefena
@omerahmed2534
@omerahmed2534 Күн бұрын
Kkkkkkk
@admastech
@admastech Күн бұрын
The main questions asked should have been : 1) Geanological relationship among the 3 ኣውራጃታት with chronology? 2) How the ኣውራጃታት came into existance?3) Were there any significant wars among them? If yes, when did it start? The guest should havd been pressed hard to answer such questions. People need more details than this, otherwise it is a good initiative.
@TheHaileab
@TheHaileab Күн бұрын
"አውራጃ " ብአምሐርኛ ኢዮ :: ኢትዮጲያዊን ገዛእቲ ዘንበርዎ ምሕደራ ኢዩ :: ጸገም ተረኺቡ ዘሎ : ትምህቲ ዘይጸገቡ ደናቁር: ካብቲ ሩባ ጎቦ ዝዓበይሉ ከባቢ : አርሒቖም ክሓስቡ ዝሽገሩ : እንስሳ ፈሪዮም :: ንሕና ገለ በተሰብና ሰራየ: ገለ አዝማድና አከለጉዛይ: ገለ ወገናትና ሓማሴን :: እዚ ኩዑሶ እግሪ አሰመራ ቲፎዞ ( ጋንታ ሓማ , ጋንታ እባሴራ , ጋንታ ዶጎጭዋ) ዝፈጠሮ ኢዩ :: ብትውልዲ DNA እዞም ከባቢታት ዝተሓዋወሰ: እኩብ ሕብረተሰ : ኢዩ ::
@user-qz9om9eh8k
@user-qz9om9eh8k Күн бұрын
Sorry they nerver had a fight a what among they. Mishkinay feqaq delika::
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
የቐንየልና ቴዲ ከምኡ ውን ኣቦና መእምር ቦኽረ። ስማዕ ቴዲ! ሽግራትና፣ታሪኽና፣ባህልናን መንነትናን ካብ ዘይምፍላጥ ዝብገስ ስለ ዝኾነ፣ ብዙሓት ከም በዓል ኣቦና መእምር ቦኽረ፣ ኣቦና ኣማኒኤል ሳህለን ካልኦትን ብምዕዳም፣ከምዚ ዓይነት ንታሪኽ፣ባህልን መንነትን ዝምልከት ኣስተምህሮ ዝያዳ ጸቒጥካ ክትሰርሓሉ እላበወካ።
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 Күн бұрын
Woooow thanks very much you so brilliant man and we learn a lot l hope we see you again soon as possible possible 👍
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Күн бұрын
When you talk as you wish, can you substantiate and quote your sources? That would give hint whether you're a hear say (belae- below) story-teller, or a documented facts-based historian. Why your talk is so 'EMOTIVE' is unfortunate.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
😂😂 ነብስኻ ኣይተታልል።
@thehaileab4478
@thehaileab4478 Күн бұрын
መጀመሪያ ኢንግሊዝ ተማሃር ። ዳሓር ታሪኽ ክርዳአካ ኢዩ ።
@addalla66
@addalla66 Күн бұрын
ልኡኽ ሰይጣን ዝኾነ ሰብ ጽልኢ ምዝርጋሕን ታሪኽ ምሕሳውን ሓሊፉ ካልእ ኣማራጺ የብሉን
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
እንተ ድኣ ሓቂ ሰሚዕካ ትሓምም ኮይንካ፣ምሉእ ዕድመኻ ኣይትሓውን ኢኻ።
@addalla66
@addalla66 Күн бұрын
@@woldaislassie2930 እዚ ሰብኣይ ዝበሎ ሓቂ ዘይኮነስ ዕሽነትን ቂምን ጽልእን እዩ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
@@addalla66 ዕሽነትን ቂምን'ዩ ትብሎ ዘለኻ፣ ኣብ ሓቂ ክትነብርን ንሓቂ ክትቅበልን ስለ ዘይደለኻን፣ ምስቲ ናትካ ድሌትን ጥሙሕን ይጋጨወካ ስለ ዘሎ ኢኻ። ታሪኽ ሴፍ'ዩ!! ሓቂ እንተልዩካ፣ ንቴዲ ዓድመኒ ኢልካ እቲ ንስኻ ትኣምነሉ ሓቂ ንገረና'ሞ፣ንሕና ኸኣ ክንምልስ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Күн бұрын
ኩርኩር ዓረብ መሲልካ ተራኢኻኒ 😅
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Күн бұрын
​@@addalla66 ኩርኩር ዓረብ😅😅😅
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
ተድሮስ መሊጥ ናይ ጠላማት ከዳዓት ዓጋመ ደርፊ ኣይተምጸኣልና እንተደሊኻ ኣብ ክልተ ብክልተ ጋዛኻ ኲንካ ቖዝም ምሽሙሽ ዓጋመ !!!!!!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Күн бұрын
ሑልኩሰ😮
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
@@hailewolde1816 ተረፍ ድሮን !!!!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Күн бұрын
@@UseurtimeNow ኪድ ጭፍሉቅ ባርያ
@thehaileab4478
@thehaileab4478 Күн бұрын
useurtimenow ጊዜኻ ተጠቀመሉ በልካ ዶ ፡ ዘይተንብብ ፡ ናይ ጉልበት ስራሕ ፡ ክትሰር ጊዜ አይረኼብካን ፡ ጓሳ ።
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
@@thehaileab4478 ኣይተ ከመይ ኢዩ ናብራ ክልል ዓጸቦ ትግራይ በል ጥንቕቕ ደኣ በል ኣብይ ኣሕመድ ዳጋማይ ጀኖሳይድ ንክገብረልክም ተዳሊዩ ኢኒኡ ቐሪዮም ለለዉ ዓጋመ ንከጽንት እላተዘጋጀወ ኢዩታ ኣንታ ወዲዞም ዘይመረቶም ዝጥርሩ ዝጠልሙ ዝከድዑ ንስኽም ሓሊፉልክም ማለት ዘበት !!!!!
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
መምህር ኣይትበሎ ኣይተ ዓወቐ ወዲ ተምቤን በሎ እዚ ሓሳድ ትግራዋይ ኢዩ ን7 ሚልዮን ኣትማን ኣብ ኤርትራ ንከምጸኦም ኢዩ ዝሰሪሕ ዘሎ ስለዚ ምስ ኣትማን ዓጋመ ንዘልኣለም ኣብ ጽልኢ ክንነብር ኢና ንደሊ ካብ ጠላም ከዳዕ ትግራዋይ መንደቕ ሰሪሕና ክንነብር ኢዩ ዘድሊየና ካብዞም ኣጋብል ገበላት ዓጋመ ክንጥንቐቕ ኢዩ ዘለና ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
እዛ ሃገር ደቀባት ዝበሃሉ ዋናታት ኣለውዋ። ምስኣቶም ክትነብር እንተዘይደሊኻ ኸኣ መሬቶም ገዲፍካሎም ኢኻ ናብታ ዝመጻእካያ ክትስጎግ።
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
@@woldaislassie2930 ኣይተ ወልዳይ ኣኔ ንክወጸልካ ትሓልም? ? ? በይዛኻ ቑማልካን ትኳንካን ቑንጭኳን ሒዝካ ናብ * ትክሪትካን* ከም በላ ሮባ ብህያብ መልኪዕ ካብ ጥግሪስ ዝመጸኻስ ንዓይ ናብ ዝመጸካዮ ኪድ ንክትብል ቑሩብ ኣይትሓንኽን ኣንታ ሰራቒ መንጸፍ በላዒ ተረፍ ኣንታ ተረፍ ድሮን ኣንታ ተረፍ * መንደላይ* !!!!!"""
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
@@UseurtimeNow 😂😂😂 ኣይትሕረቕ! ብሰላም ኣይነብርን ትብል እንተኾይንካ ደኣ ሳንጣኻ ጠቕሊልካ ካብ መሬት ደቀባት ትለቅቕ 'ምበር እንታይ ደኣ ክትገቦር!? ሎሚ ብሃሳሰ ለባም ዝኸይድ ሰብ የለን ኣንታ ተረዋኢ፣ ብዘይካ ትግረን ተጋሩን ካልኦት ኩሉኹም መንገደኛታት ኢኹም። ክትጻረፍ ግን ትኽእል ኢኻ።
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow Күн бұрын
@@woldaislassie2930 ኣይተ በል ጫማኻ ኣዕርዮ ለግቦ ባንደራ ደቡብ ኣፍሪቓ ኣምስሎ ብልግብጋብ ንህድማ ንክጠቕመካ ኣብይ ኣሕመድ ዳግማይ ጽንተት ንክገብረልክም ተዳሊዩ ኢኒኡ ዳግማይ ጽንተት ብድሮን እላ መጸክም ኢዩታ ኣታዮ ሃሳስ ዓጋመ ትግራይካ ሎኽሳስ ንሎኽሳስ ሒዛ ክትቐሪ ኢያ ምሽሙሽ ዓጋመ ወዲዞም ጠራሮ ትግራይ !!""
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
@@UseurtimeNow 😂😂 ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ክትብል የፍቅደልካ'የ።
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 Күн бұрын
Ezy sebaye hasawi lekbat you don't know anything your knowledge is propaganda, advertised never 😂been the same cantry eritrea is eritrea tegraye is Ethiopia you jank old man dump
@asternegusse9904
@asternegusse9904 Күн бұрын
Thank you memhir bokre hizbna sean filtet yetefi alo 😢
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 Күн бұрын
ክቡር ኣቦና መኣምር ቦኽረ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🌿🌿🌿🌿🌿👑👑👑👑👑
@zeromsium1967
@zeromsium1967 Күн бұрын
To be honest ezi sebey hmam wey fobya nay Areab alewo. Please kdmi 1000 amet tefexeme kem limi geru yterk. Eritrea lomi seb yeser alo, frdi sinu alo. With all respect kemzi aynet nay Xelea seb entezeytemxea. Shabya Satan keleomo welfare nay German eyu znaber. Seriously wen ayfelten. Deku kea Germany koynom yeabyu. Mesehak dyu ktebel meguhayi
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
ታሪኽ ተመሃር ኣታ ከብቲ፣ ብዛዕባ ታሪኽ 'ምበር ኣዕራብ ሎሚ ገይሮሞ ኣይበሉን። ወዮ ደኣ ድንዙዝ ስለ ዝኾንካ ኣይርድኣካን'ዩ 'ምበር፣ ኣዕራብ ክሳብ ሕጂ ብረቂቕ መንገዲ ከመይ ይጻብኡኻ ኣለው ምተረድኣካ ነይሩ። ካብ ድንቁርናኻ ትነግረና ስቕ ምባል ምሓሸካ፣በጊዕ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Күн бұрын
ኩርኩር ዓረብ ትመስል😅
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Күн бұрын
ድኹማትን ሰነፋትን ውድባት ኤርትራ ማኒፌስቶ ቀሪፆም ቃልሲ ክጅምሩ እንከለው: ኣብ ክንዲ ህዝብን መሬትን ንምስፋሕ ወሰን( ድንበር) ትግርኛ ተዛራቢ ህዝቢ: ብሰሜን ራስ ካሳር; ብደቡብ ምብራቕ ባቢኤል መንደብ ብደቡብ ኣለውሃ ምላሽ; ብደቡብ ምዕራብ ድማ መተማ ዮሃንስ እዩ ኢሎም ዝጅምሩ:ናይ ፍልጠት ዓቕሞም ስለዝደረቶም ህዝብን መሬትን ንስልጣኖም ክብሉ ቆርሚሞም ቆራሚሞም ሓደ መንነት ዘለዎ ህዝቢ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ክበታተን እሞ ዓቕሙ ተዳኺሙ መፃወቲ ፀላእቲ ገይረሞ ተሪፎም:: ሕጂ መእምር ቦኽረፅዮን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መንእሰይ ወለዶ ገና ሓደ ኢሉ ታሪኹን ባህሉን ክፈልጥ ፃዕሪ ጀሚሮም ኣለው::
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
ካብ ጥልያንን ምኒሊክን ንላዕሊ ዝበደሉና ደኣ ንሶም እንድዮም!! እዚ ትብሎ ዘለኻ ባዕልና ክንገብሮ ኢና።እቲ ዝዓበየ ነዚ ዝሕግዘና ነገር ፣ትግራይ ሃገር ምዃን'ዩ። ትግራይ ሃገር እንተኾይና 90 ዕላማና ተዓዊቱ ማለት'ዩ። እቲ ዝኸበደ ዝገብሮ ኸኣ ትግራይ ሕጂ ውን ኣካል ኢትዮጵያ ኮይና እንተቐጺላ'ዩ። ስለዚ ኣጆና። ኣባሓጎታትናን ኣቦታትናን ዘይገበርዎ ንሕና ክንገብሮ ኢና።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Күн бұрын
ክብርር ኣቦ ታሪኽን ባህልን መእምር ቦኽረፅዮን; ህዝብና ገና ሕጂ ታርትኹን መንነቱን ካብኦም ምምሃር ጀሚሩ ኣሎ ውፅኢቱ ድማ ክልዕል ከምዝኾነ ርዱእ እዩ:: ጥራይ ንሶም ብብልሓትን ድፍረትን ህዝቢ ሰሜንን ደቡብን ትግራይ ወሰኑ( ድንበሩ) ብደቡብ ኣለውሃ ምላሽ; ብደቡብ ምዕራብ ድማ መተማ ዮሃንስ ከምዝኾነ ንመንእሰይ ወለዶ የእምርዎ:: ዓበይቲ ሰባት ብፆት ድማ ካብ ኩሉ ሸነኽ የፍርዩ (ይመሓዘው) ብዝተረፈ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም::
@TheQafar
@TheQafar Күн бұрын
Brother Teddy, your guest is propagating falsehood, without any evidence. Please tell him Afar is language and People. Just like Tigrigna(Tigray) people are identified as both language and people. The names he mentioned, like Teltal, and Adal are derogatory names given to the Afar by their enemies, by those who attempted to colonize them(land) or those with expansionist tendencies. Just like those who used to call the Oromo people by the derogatory name of (Galla). It is obvious that this man's colonialist ideological tendency is influencing his aspiration to claim land and resources that are not his. People like these are why we have not found a common cause to unite, or we are not united to defeat the Shabia regime in Eritrea. As the proud people of Tigrigna your ancestral land in Eritrea historically is known as Kebesa( Akale-Guzay, Seraie, Hamasen), by extension you are related to people in the Tigray region in Ethiopia. Just because you're now comfortable or you are majority within Eritrea, don't try to claim something that is not legally yours. Obviously, he is a racist and expansionist ideologue, he is working from the book of Afwerki in Asmera, making a declaration of war on your neighbours.
@temesghenberhe8110
@temesghenberhe8110 Күн бұрын
@@TheQafar እሞ መን ኢኻ ንስኻ ንገረና ታሪኽካ. ካሉእ ታሪኽ adulis ከ ናበይ ክትጉሕፎ . ንማዕ ዝሓውይ ንሕና ተጋሩ ዓፋር የሕዋትና ደምና ስጋና እዮም እንወርሶ መርት የሎን ናትና እዩ ናይ ሓባር gn ንስኻ ካብዞም ዓረብ እየ ወይ ካብቶም መንነቶም ዝኸሓዱ ከይትኸውን ታርኽ ገማግም ባሕርና እቲ ዝሓለፈ ወራራት ገዛእቲ ዝወረደና ኣይትረጽዕ. እንተዘይ ኮይኑ እቲ ከበሳ ዘሎ ይኹን መታሕት ኩለና ሓደ ህዝቢ እና. ከየንውሐልካ ታርኽ ህዝቢ ንምሁራት ታርኽ ንግደፎ እቲ ቀንዲ የሕብሩ ዘጽንተና ዘሎ hgdef ንጉሓፎ እታ ዓድና ንኹለና ታክለና እያ ህዝብና ነድሕን ኣብ ቃልሲ ከኣ ተሳተፉ እዚ ዓረብ እና ዝብሉ ዘለዉ ዓገብ ምባል ኣይኮነን ሓቢርና ክንጠፍእ እና.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
ናይ ዓፋር ግዝኣት ይኹን ሪሶርስ ዝበሃል ኣሎ ድዩ!? ስማዕ! ናይ ዓፋር መሬት ዝበሃል ነይሩ ኣይፈልጥን'ዩ። እዚ ሕጂ ኤርትራ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ፣ ደቀባት ዋናታቱ፣ትግረን ተጋሩን ጥራይ እዮም። ካልኦት እቶም 7 ሕብረተሰባት፣ ናብዚ ርስቲ ደቀባት ዝመጽኡ ሰፋሮ እዮም። ዜጋታት ኮይኖም ከኣ ይነብሩ ኣለው። ካብዚ ወጻኢ ብዘይካ ትግረን ተጋሩን፣ናተይ መሬት ኣለኒ ዝብል ቀቢላ ፈጺሙ የለን። ዓፋር፣ ናይ ቀቢላን ናይ ቋንቋን ስም ክኸውን ኣይክእልን'ዩ። ኣብ ካልኦት ውን ልክዕ ከምኡ። ንኣብነት፣ ትግርኛ ቋንቋ ክኸውን ከሎ፣ እቲ ብሄር ግን ትግራዋይ(ተጋሩ) ይበሃል። ትግራይት ቋንቋ ክኸውን ከሎ፣ እቲ ቀቢላ ግን ትግረ ይበሃል። ታሪኽ ኣይምሕርን'ዩ። ንታሪኻዊ ሓቂ ተቐቢልካ ብሰላም ምንባር ከኣ ልቦና'ዩ።
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Күн бұрын
@temesghenberhe8110 ታሪኽ ኣብ ምስረታ ሃገር ቦታ የብሉን. ኤርትራዉነት መሰረቱ geographical boundary of the British colony inherited from Italian in 1951 eyu.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
@@RasTeferian-m6s 😂😂 መን'ዩ ታሪኽ ኣብ ምስረታ ሃገር ቦታ የብሉን ኢሉ ምሂሩካ!? ኤርትራውነት'ከ እንታይ ማለት'ዩ!? ገዛ ተጋጊኻ'ለኻ፣ናብ እንዳ ራስ ተፈሪ ኪድ ዝሓወይ።
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Күн бұрын
@@woldaislassie2930 ኤርትራ ጥልያን ኣብ 1886 ዝመስረታ ምስ ጎረባብታ ከኣ ኣብ 1900, 1902 1908 ,ዝተፈረመ ፍሉጥ ዶብ ዘለዋ ሃገር እያ. ነበርታ ከኣ ኤርትራዉያን ይበሃሉ. ዉሓጦ. ኩለን ኣፍሪቃዉያን ሃገራት ብከምዚ ተመስሪሐን. ፈሊጡ ዝደቀሰ...
@bent.7396
@bent.7396 Күн бұрын
Michael, welcome to Teddy press family.
@user-hy8bc5ce1z
@user-hy8bc5ce1z Күн бұрын
هذا الرجل مره اهبل حتي شكله يدل علي ذالك لديه كراهية اسلام قبح الله وجه
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df Күн бұрын
የአውራጃዊት ዋና ምንጭ አድዋ ነወ። በሌላው የትግራይ አካባቢ ድሮ አውራጃዊነት የሚባል ነገር አልነበረም። በአድዋ ግን ነበር። ለዘመናት አድዋዎች ስጠቀሙበት የነበረው የራስክን አከባቢ ማስቀደም ስጀመር፣ አድዋዎች አውራጃውነት እየነገሰ በማለት ጬቤ እየረገጡ ነው። ከአሁን በኋላ፣ ሞኝህን ፈልግ ማለት ያስፈልጋል።
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 Күн бұрын
Memihr edimen tinay yhebkum
@teamebhata7651
@teamebhata7651 2 күн бұрын
thank you tedi nimemhir bokretsen zeqrebkalna
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 2 күн бұрын
A nonsense guy who spent most of his time doing nonsense
@temesghenberhe8110
@temesghenberhe8110 2 күн бұрын
@@RasTeferian-m6s ሓሰማ ክሓስብ ኣይክእልን soo ትም ሕትም ይሕስሕካ ንሕና ናይ ኣያታትና እና ንኽብር
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 2 күн бұрын
@temesghenberhe8110 do not use your official name to call others.He who promotes a non-sense woyane agenda is no better than a pig.
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 Күн бұрын
ንደንቆሮ ከመይ ተረድኦ ኪድ ደቅስ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Күн бұрын
ውጻእ! ርእስኻ ተሰበር፣ናብ እንዳ ራስ ተፈሪ ገጽካ ኪድ፣ኣድጊ።
@Abera854
@Abera854 2 күн бұрын
የቀንየልና ጋዜ..ሓዉና ቴዲ..... ን ኹቡር መምህር ቦኽረ ዘምጻኻልና......ደጋጊሙ ክምህረና ይላቦ::
@AryaFry-ii7ir
@AryaFry-ii7ir 2 күн бұрын
Kkkkkk
@temesghenberhe8110
@temesghenberhe8110 2 күн бұрын
Teddy thanks ሎሚ ኣቢ መምህር ታርኽ አያና ኣቦና ምምጻካ ጸቡቕ እዩ ህዝብና ይመሃር ካብ ኩቡር ታሪኽና ርሒቕና እና. ደጊምካ ኣምሳዮም
@AliMohamed-xx2xc
@AliMohamed-xx2xc Күн бұрын
I’m so 😅qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq❤❤❤❤❤ 31:54 ❤ 32:02 q q 😅 I don’t know why but
@asliruessom3573
@asliruessom3573 2 күн бұрын
ጾምን፡ጾሎትን፡አብይ፡ነይሪኩም፡32ዓመት፡፡ብሐደ፡ሰብካአሲስ፡ቢቂጻል፡አምላኽ፡ከይፈሊጢካ፡ጾሎት፡ኪቲኩ፡ኪሩሲቶስ፡አይሁዳ፡ሮማዊያን፡ኒኩሩሲቶሽ፡ዛሰሪዎ፡ዚቀተዎ፡ኢቶም፡ወንጌላውን፡ዮሆባ፡ሙሲሉም፡ሀገሪ፡ከጽኒት፡አበይነይሪኩ፡።ባሐጺሩ፡ባዓል፡ኩፍሉ፡ፍፂም፡ገረመዲን፡።ካሎኦት፡አበይነይሩኩም።50000ሺሕ፡ኪፈሊ፡ኲባአል፡ሂዚቢ፡ኪጡፍ፡ካሳዕ።ሒጃ፡ኡዐሲከስ፡።አምላኽ፡ቲፚሊጡ፡ኒዝፈሊጢ፡ተጢፍኢ፡መኒዪ።ናይኡላኽ፡ባዒሊኹም፡ሚሴ።ወይ።ኣያሲ፡አይኮማን፡ዚያዴ፡ባኺም፡ጠፍኡ።ኡማሱሉ።አምላ፡ዚፈጠረ፡አርኢዶ፡አይሰሚዓዶ፡፡፡እላስ።አኾኒኩም፡፡፡ኒሲኪም።ኔሙን፡ናኣያ
@adulisa1846
@adulisa1846 2 күн бұрын
Very smart Teddy. Just Tigrigna media.
@solomonhabtezion1445
@solomonhabtezion1445 2 күн бұрын
Hi Teddy selam niaka yikun. Nay Pastor Linda raei semiyo. Btami xibuk neger eyu. Amlak mefexemta yeriyena Pastor Linda God bless you
@mutonichance3723
@mutonichance3723 2 күн бұрын
ቴዲ ፕረስ ሓዱሽ ሪፖርተር ብምቅራብ ደስ ይብል ❤
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 күн бұрын
የቐንየልና ቴዲ
@hagossone
@hagossone 3 күн бұрын
Do you know Isaias,? Isaias is the one Who killed or expelled 90% of the Eritrean People. Ask yourself where are you now. Where are the other millions of Eritreans ?? Politics is not easy. Read here: Isaias Afeworki has been conispiring with Weyane against the Eritrean people since 1975 until now 2024. As you know Isaias is still a CIA Agent and he the protection of the CIA. All remoted CIA Agents and propogandist who help Isaias to keep power represent Weyane as the enemy of Isaias inorder to hide and manipulate the fact that Isias Afeworki and Weyane have been working together to kill and expell the Eritrean people and to wipe out all Eritreans out of Eritrea with final goal to empitize the Eritrea. Weyane has not only expelled Eritreans out of Ethiopia but also refused to help the Eritrean people to fight and overthrow Isaias Afeworki out of Power. And this is the truth. What is the aim of Weyan and Isaias Afeworki. They implemented artificial hunger and poverty in Eritrea and artificial permanent war between ERITREA and Weyane-Ethiopia to kill and expell the Eritrean people and empitize Eritrea. Finaly they wish to create greater Tigray after the extintion of the Eritrean People. And this is the truth.
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn 3 күн бұрын
How come you don't want to say a word when the whole world is admiring Biniam Girmay who has become not only an Eritrean but an African hero. Even Ghetachew Redda has congratulated him. Ata berah riesi merek. Lokmats hasad agame. kzfaq.info/get/bejne/pplimZd3qLOspok.htmlsi=Qt6Z6BZIgT4vHrHV
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 4 күн бұрын
Ata rese Balika. Leba, haswi, kofkafe Agame. 🤮🤮🤮🤮🤮
@habenhavos7034
@habenhavos7034 4 күн бұрын
Biko very intelligent guy thanks
@user-jm3nr9nj7n
@user-jm3nr9nj7n 4 күн бұрын
Israel did it. So, in my opinion, I would say it's feasible. More or less, Israel has a military identity that is built on the notion that the Jewish people are of superior standing starting from Biblical times. Eritrea's approach is similar to it in many ways. No one explains this than Yuval Noah Harari, an Israeli historian. I would suggest that you read his three books.
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn 4 күн бұрын
Teddy reisi merek ata berah alem kulu bi nai Biniam Girmay yizareb alo. Hasad agame entay dea askitka? Lokmats agame.
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn 4 күн бұрын
Nisikum dima hasadat berahat agame. Teddy lokmats Biniam tarik serihu. Ab Nice (France) teadimka aleka ata riesi merek.
@tadhab3092
@tadhab3092 5 күн бұрын
Thanks Teddy for your job.
@asliruessom3573
@asliruessom3573 5 күн бұрын
ኢሰይ፡ታሐጉሰይ፡ቁዋም፡ፊቲሒን፡፡ናይአቦታቲና፡ኢዩ፡ታሐጎሱ፡መንጊሲቲ፡አቢደገ፡ሲሪዐት፡ኢዩ፡ፍቲሒ፡ቂዋም፡ሒጊ፡ዘሪጋሐዮ፡።።ኪዒወት፡ኢኻ፡፡ፍቲሒ፡ሒጊ፡ሲለዘየለን፡ኢሲያስ፡ተጻዊቱሉ፡፡አቢዚኸዲናሉ፡ሂዚቢና፡አቢሲደት።ይመዉት፡መከራ።ይረኪብ፡አል፡፡ይቐሊጢፍ፡አይተዒኒቂፍዎ፡፡❤😂😢
@asliruessom3573
@asliruessom3573 5 күн бұрын
ሰላም፡ናዐኹም፡አሰይ፡ፊቲን፡ሒጊን፡፡ናይአቦታን፡ሀገራን፡።ኢዩ፡መጊሲቲ፡ናይጊዳን።ቂዋም፡ሓጊን፡ፋቲን።አቁምኪም፡ዉረዲ፡ሓጊ፡ፍቲሒን፡አቂምኩም፡፡ዘርጊሓዎ፡ኒዐዲ፡፡አማሐላላፍዎ፡፡፡ሰይ፡ፋቲሒ፡ሓጊ፡ረኺቢና።አምላኽ፡ፍቲሒ፡ሒጊን፡ሐሊዉ፡ይባል፡ኢሲያስ፡ሒጊ፡ፍቲሒ።ዘዚገብር፡ኢዚኺሉ፡፡ሰብአይሚጠፍአን፡ሂዚቢና፡ዚበዚሕ፡ሒጊን፡ፍቲሕን፡ዚጺበ፡ኣዪ፡ባህይበሉኩም፡ታሐጎሱ፡።።❤😢😂