KZ
faq
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZfaq
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
HG program10
#eritrean#health#education#and#motivation#eri
እዛ ቻነል "መደብ ጥዕና" or " health program" ብዛዕባ ሕማማትን ኣብ ምክልኻልን ኣተሓሕዛን ክንገብሮ ዘለና ኣገባብን ጥንቃቀታትን እተዳሉ ቻነል እያ።
This channel is used to teach about diseases and thier treatment and prevention.
ምቁራጽ ወርሓዊ ጽግያት። ጠንቅታቱን።
kzfaq.info/get/bejne/lc1mgrSkvdrdXYU.html
እንታይ'ዩ ፍቅሪkzfaq.info/get/bejne/mLF0Z8eDm7GyiKs.html
ትግርኛ ክላሲክል ሙዚቃ Eritrean classical music
kzfaq.info/get/bejne/opqUi7V6y6nSaKM.html
ሓንቲ ነብሰ-ጾር ኣደ ክትፈልጦምን ከተተግብሮምን ዘለዋ ኣገደስቲ ነገራት
kzfaq.info/get/bejne/ZsmlaM9k3b3Nf58.html
ዳስ ሓውያ ዝኣቱ እምበር ዝወጽእ ነይረኣና kzfaq.info/get/bejne/lZ6ki9BknZmvoZc.html
ክለብ-99 መሳጢትን መሃሪትን ሓጻር ዛንታ
kzfaq.info/get/bejne/jZdpksmKt5jHho0.html
ንምፍራድ ኣይንትሃወኽ
kzfaq.info/get/bejne/ns2da7Z3y9ObhHU.html
ኣብቲ ሕማቅ ጽቡቅ ኣሎ። ኩሉ ንጽቡቀይ እዩ።
kzfaq.info/get/bejne/j6mqZJB3nbmpgJ8.html
eritrea #eritrean #Hg_program10
10 ወርቃውያን ጥዕናዊ ጥቅምታት ጻዕዳ ሽጉርቲ
kzfaq.info/get/bejne/Z-CWa5ljttzbe30.html
ሽግርን ጸገምን ምስ ዘጋጥመካ ንብረትካ እምበር ክብርኻ ኣይትሽጥ
#Eritrean #motivational #Hg_program10
kzfaq.info/get/bejne/obxzfqegqce8ZKM.html
ዝበለጸ ፈውሲ ቃንዛ ንመርጸሉ ኣገባብ።
kzfaq.info/get/bejne/m8h2h9GH18jedYE.html
ድርቀት ዓይኒ ኣፈዋውሱኡን ምክልኻሉን
kzfaq.info/get/bejne/jraXhqdnp5_DiZc.html
31:15
ስርሒት በርሊን 1984
Күн бұрын
29:34
ስርሒት በርሊን 1984
3 ай бұрын
16:53
ብንያም ግርማይ 4ይ ደረጃ ኣብ 4ይ መድረኽ. Biniam Girmay4th place at 4th stage of Tirreno-Adriatico.
4 ай бұрын
1:58
ተመስገን 'የ ዝብል። ሓጻርን መሳጢትን ግጥሚ
5 ай бұрын
10:16
ብ መጥባሕቲ ዝሓረሰት ኣደ ብ ንቡር ክትሓርስ ትኽእል ዶ? VBAC
5 ай бұрын
12:54
ቆርበትካ ዝቀልጥ ጭርቃን ወዲ ሓምቢር ምስ ወዲ ብሪ። ዘርኦም መሕረር ካብኡ ዝገደደ መሕረር ረኺብዎ።
6 ай бұрын
2:59:15
ኦሮማይ(Oromay) መወዳእታ ክፋል፡ ደራሲ ባዓሉ ግርማ።
7 ай бұрын
25:25
ስርሒት በርሊን 1984" part 5, መሪሕነት ህ•ግ•ሓ•ኤ• ንምቅንጻል ዝተካየደ ስርሒት። ደራሲ ኢንጅነር ጸጋይ ተኽለሚካኤል
7 ай бұрын
31:24
ስርሒት በርሊን 1984" part 4, መሪሕነት ህ•ግ•ሓ•ኤ• ንምቅንጻል ዝተካየደ ስርሒት። ደራሲ ኢንጅነር ጸጋይ ተኽለሚካኤል።Eritrean Audiobook
9 ай бұрын
31:23
ስርሒት በርሊን 1984" part 3፡ መሪሕነት ህ•ግ•ሓ•ኤ• ንምቅንጻል ዝተካየደ ስርሒት። ደራሲ ኢንጅነር ጸጋይ ተኽለሚካኤል።Eritrean Audiobook
9 ай бұрын
31:08
"ስርሒት በርሊን 1984" part 2፡ መሪሕነት ህ•ግ•ሓ•ኤ• ንምቅንጻል ዝተካየደ ስርሒት። ደራሲ ኢንጅነር ጸጋይ ተኽለሚካኤል።Eritrean Audiobook
9 ай бұрын
2:25:48
"ስርሒት በርሊን 1984" part 1፡ መሪሕነት ህ•ግ•ሓ•ኤ• ንምቅንጻል ዝተካየደ ስርሒት። ደራሲ ኢንጅነር ጸጋይ ተኽለሚካኤል።Eritrean Audiobook
9 ай бұрын
12:26
ከቢድ ዝክሪ ኣብ ኩናት ባድመ 1999 ብምኽንያት 20 ሰነ፡ ዋና ታሪኽ ኣብርሃም ስዩም። Eritrean martyrsday.
Жыл бұрын
17:09
Eritrean cultural wedding music kebari & letish. congratulations❤❤❤ባህላዊ ጓይላ ጭራ-ዋጣ in Adiss Ababa
Жыл бұрын
1:01:13
Eritrean wedding music. ርሑስ ጋማ ከባሪ & ለትሽ፡ Eritrean guayla music by Chapi
Жыл бұрын
3:21
"ጥዑም ሕልሚ"
Жыл бұрын
3:57
Eritrean music remix, ዕላል ምስታ ዘፍቅራ፡ ሃገረይ ንመን ተፍቅሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Жыл бұрын
7:46
ኣነቃቃሕቲ ኢነርጂ ዘለዎም መስት ከም ሬድቡል፡ ኢፈክት፡ ሞንስተር፡ ኣብ ጥዕናና ዘለዎም ኣለታዉ ሳዕቤን
Жыл бұрын
2:37
ራእሲ ወልደሚካኤል ሰለሙን፡ ናይ ጥዕሙዝግን ማንቲለን ሲ ኣየደቅስን እዩ። ሓቐኛ ታሪኽ
Жыл бұрын
7:36
ሕብርታት ዓኽታን ጥዕናዊ ትርጉሙን Sputum color and it's medical indication
Жыл бұрын
10:59
ድኻም ልቢ Part 2, ዓይነት መርመራታት
Жыл бұрын
10:06
ድኻም ልቢ፡ ምልክታቱን ጠንቅታቱን፡ Part 1, Heart failure, causes and symptoms
Жыл бұрын
1:45:46
eritrean full film "እንዳ ደግያት", enda degyat.
2 жыл бұрын
1:46:18
መጨረሽታ ደቂቕ eritrean film
2 жыл бұрын
5:45
Eritrean music 20 sene "ወላዲት ንኡሰይ" by tesfay mahari (fhira)
2 жыл бұрын
6:01
Eritrean music እቲ ዓቢ መምህረይ" eti abi memhrey
2 жыл бұрын
4:22
Eritrean music, "ሃየ መንእሰይ ኣስተውዕለሉ", haye menisey astewilelu
2 жыл бұрын
5:05
Eritrean music "ተወሊደላ ምባል የብሉን ጣቋ" by wedi zagr
2 жыл бұрын
44:43
መዘና ኣልቦ ታሪኽ " እታ መሐለል ታባ"። ጽንዓትን ቆራጽነትን ዝተመስከረላ ታባ
2 жыл бұрын
Пікірлер
@user-ct4yk7ze6f
3 күн бұрын
የቀንየልና ደክተረ ቀፅሎ
@SalinaBielu
7 күн бұрын
Selam hawey ane 69 bexihu shkorki tebahile entay kgebr aleni tegediska melseley.
@healthprogram10
7 күн бұрын
Shikorrr kab 75 nilali kikewun alewo, thti 75 kwerd kelo Enery zelewo megbi lemu ewin meste ktwesdi aleki, gn shikorrr keylil ka check mgbar agedasi eyu
@DejenKahsay-e3n
7 күн бұрын
ምሰ ፀታዊ ርክብ ምትሕሓዝ ኣለዎዶ?
@user-rv3vr5kx7l
8 күн бұрын
Betame tubuki Temherti QTSILO
@AdiamteklemariamGebrezghi
16 күн бұрын
Hwey ab mhxenka may ente qexirka entay ey sibene,kab zybgese eye,ke bejaka ngreni eba
@user-be6cy3cw8c
18 күн бұрын
danderlion ቆጽሊ ጽቡቕ ዶ ንሽኮርያ ሎሚ ኣለካ ተባሂለ እንታይ ትብልኒ
@RUTABEYIN9227
24 күн бұрын
Thanks you my brother ❤❤❤❤❤
@user-lw2wc1zz9c
27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ht9em2uj5q
28 күн бұрын
Selam zhawey eza tark nay selye chegora eba asfh abilka ngereni melseley
@user-sm3cw1mh9y
Ай бұрын
እረ ሓወይ ናተይ ከትሓልፈኒ ኣነስ ኣብ ወርሕን ክልተ ሰሙን እዩ ዝመፀኒ እና መዳሓንቱ ንገረኒ ቃዛም ኣለኒ😢
@KalabG-ie2fq
Ай бұрын
ጅግና ኣይነብርን ኢዩ
@user-kr7zi6ku6q
Ай бұрын
Selam tinsti lemin ktseti normal dyu please melseley
@healthprogram10
Ай бұрын
Normal eyu xegem yeblun: gn aytebzhiyo msti b tinsi zmex qahar qurub tewesaki keykoneki
@user-zu2dd7px2n
Ай бұрын
Hmak yu neti kolia zkone tsegem ygebrelu u dahar
@user-vw5cj4ec7g
Ай бұрын
ሱዕዲ ዘለክን ዘየድሊ ጥንሲ ዘጋጠመክን መስደዲ ጥንሲ አለና ዜሮ አምስት ዘጠና ሰወስት ሰማንያ አምስት ዜሮ ስምንት 62
@user-hk9bw1jp9h
Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-rp1cd4hv4i
2 ай бұрын
Hiii hawey Selam kemey bmaqixal himam shikorya aleni kulu gize Ka natey aqen himam shikor kab 300 kisab 500 eya timexiee nkegidla ke entay ayiti megibtati kimgeb aleni asfih abileka kitgelxeley dele btigebreley rieto enamesgenku btihtina yhatiti
@FhjFhj-qy5rt
2 ай бұрын
ሰላም ሓወይ ናተይ በይዛካ ደልየካ አለኩ ሰልክካባ አቅምጠለይ በይዛካ😢😢
@SaluJovani
2 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ካብ ዝጠንስ ኣትሒዘ ምውዳቕ ጀሚሩኒ ካብ ምንታይ ይከውን.
@mube9591
2 ай бұрын
🌹🌹🌹🙏
@hvrdb3877
3 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓወይ አነ አብ ዓዲዓረብየ ዘለኩ ቅድሚ 5 ወርሒ ምስ ዓርከይ ተራኪብና ነርና ካብኡ ንደሓር ናይአዴታት አይመፀንን ዘሎ እና ሕክምና ደሞ አይተርኣኩን እና እስኪ ንእሸተ ምክርካ ለግሰለይ ባዕለይ ዓዲገ ፈቲነ ነይ አብ 2 ወርሒ ግን ከምዘይብለይ አርእይኒ ሕጂ 5 ወዲኤ 6 ረጊፀ አለኩ
@danial-mahari
3 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክብር ሓወይ ብመጀመርታ ሰላምታይ ይብፃሕኻ እሞ ኣነስ ኣዕንተይስ ብጣዕሚ እዩ ዘሳሕየኒ ካብመጠን ንላዕሊ ክሳሕየኒ ከሎ ክሓስዮ እንከለኹ ደማ እስካብ ማዓንጣይ ነላዕሊ ይሳሓብ ዓመታት ገይረ ኣለኹ እና ዝሓወይ በቃ ክብለካስ ዝብዝሕ ጊዜ ኣዕንተይ ቀይሕቲ እዮም ማለተይ ኩሉ ጊዜ ስለ ዝሓሰዮም እና ዝሓወይ ተገድስኻመልስለይ❤❤🙏🙏🙏
@MerhawiKiros-it2ps
3 ай бұрын
hawey thanks ezi tblo zeleka kulu msay alo bzey mqurax klte amet bzey mqurax leytn maltn msay alo
@Abresh-nu9ez
3 ай бұрын
አነሲ ናይ 9 ሰሙን ጥንሲ አለኒ ግን መግቢ አይበልዕን እንታይ ክገብር አለኒ ማዓረይ❤
@Soliy_Only1
Ай бұрын
ሚቱ 😢😢
@Abresh-nu9ez
3 ай бұрын
አነሲ ናይ 9 ሰሙን ጥንሲ አለኒ ግን መግቢ አይበልዕን እንታይ ክገብር አለኒ ማዓረይ❤
@uestgenil
3 ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሓወይ ፅቡቅ ክትህልወለይ እናተመነኩ ቀፂለ መደብካ ብጣዕ ኣገዳሲ እዩ በርትዕ እና ሕቶ ኣለኒ ንሱ ድማ ካብ ውሽጠይ እህ ኢለ ከተንፍስ ኮነ ካብ ውሽጠይ ከስዕል ሒቆይ ከምኡ ድማ ጎነይ ይሕዘኒ ቁሪ ከይ ከውን ኢለ ድማ ሕክምና ከይደ እየ ግን ማይ ብበዝሒ ስተዩ ኢሎም ከምኡ ድማ ኪኒንያ ካብ ፎርማሲ ኣዚዘምለይ እንተ ኮነ ግን ከባቢ ሓደ ዓመት ገይረ ኣለኩ ግን ኣይ ገደፈንን ምስ ሰናይ ይቅሬታ ከይትሓልፈኒ ወገነይ
@Themovietheorists865
3 ай бұрын
Btaemi desbehali zanta
@user-vv8iy6gr9q
4 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ብጣዓሚ ጹቡቕ advice continue.
@tesfamaryamgebrekidan9537
4 ай бұрын
xubuq agalalxa
@user-ry1vm9kq1o
4 ай бұрын
Harun wedi hambirn mehugolat
@mesgennagenet-hz8ej
4 ай бұрын
Thanks Brother 💐
@user-fy5ez7bb5c
4 ай бұрын
xbuk srah ❤❤❤
@tigray3605
5 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና 🙏
@user-mc3oo7sh7k
5 ай бұрын
God bless you🙏❤️🙏
@haninani4125
5 ай бұрын
Selam zhawey sleti tmhrtka btaemi emesgn khateka delye nere bkemey krekbeka ekel
@SamiHagos-nh8zf
5 ай бұрын
ካብ ልበይ እየ ዝመሰግን ክብር ሓወይ ሰለቲ ኩሉ ተገዲሰካ ዝመልሰካለይ🎉🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@healthprogram10
5 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@DekiErey
5 ай бұрын
Nice
@SamuelSami-om3qk
5 ай бұрын
bitaemi xbuq doctore qexlo
@Footballyoutube12
5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ
@tsehayegebrehiwot4773
5 ай бұрын
ሙዚቃ ምስማዕ ከሊኡና፡ ሙዚቃ ግደፎ ፕሊስ።
@healthprogram10
5 ай бұрын
ኣብ ምጅማረይ ከለኹ ዝሰራሕክዎ ዩ፡ ገዲፈዮ እየ ሙዚቃ ሕጅስ፡ ተገዲስካ ሃናጺ ርእይቶ ምሃብካ ብጣዕሚ የመስግነካ።
@fderfeet7866
5 ай бұрын
እፍ ኣብ ስደት ኮይንና ተፀግምና😢
@SamiHagos-nh8zf
5 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ እና ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ክትምልሰለይ ተሰፋ እገብር እና ሓንቲ ኣዶ ኦብረሸን እንተወልዳ አብ ክንደይ ዓመት ክትወልድ ይምከራ ብነርማል ክትወልድ ተገዲሰካ መልሰለይ 😢😢
@healthprogram10
5 ай бұрын
ኣብዚ ኣለካ መልሲ kzfaq.info/get/bejne/frxmZa6dzdWnhKM.html
@BerhiwaWelday-tb8mc
5 ай бұрын
😂
@bnno8498
5 ай бұрын
ስላም ዝሓወይ ክሓተካ ደልየ ነረ ሲልክካ እባ ኣቅምጠለይ
@selukeshi1459
6 ай бұрын
Tnx hawey tdlena ika ayttfae ❤
@SamiHagos-nh8zf
6 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ እና ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ክትምልሰለይ ተሰፋ ይገብር ሓንቲ ኣዶ ኣብረሸን እንተ ወልዳ አብ ክንደይ ዓመት ብነርማል ክትወልድ ይምክራ 😢ተገዳሰካ መልሰለይ
@keseteyohans8195
6 ай бұрын
Nay bhaki hawey ketlo Ajoka
@healthprogram10
6 ай бұрын
Thank you bro👍👍👍
@ggfd6958
6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-bw3zz4uh4g
6 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@FssheyeAEBREHE-ez5dr
7 ай бұрын
Hi bro anes Khteka dliya nera abzi thi hnberitey gneza ygebrilay mchunet aysemenin kdiqase kolaku tnesti ykewin do ans ok
@latinasandiago2682
7 ай бұрын
😊😊😊🎉🎉🎉