KZ
faq
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZfaq
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
ትግራይ ኣውቶሞቲቭ Tigrai Automotive
ናብ ማዕኸን ትግራይ ኣውቶሞቲቭ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም፡፡ ማዕኸን ትግራይ ኣውቶሞቲብ፣ ኣብ ኣጠቓላሊ ብቕዓት ኣሽከርከርቲ፣ ቴክኒካዊ ጉዳያት ተሽከርከርቲ፣ ስርዓት ኣጠቓቕማ መንገዲን ተዛመድቲ ቴክኖሎጂካዊ ጉዳያትን ኣድሂቡ ትምህርቲ፣ ተመኩሮ፣ ሞያዊ ስልጠናታትን ስራሕቲ ምምኻርን ማእኸል ገይሩ ዝሰርሕ እዩ፡፡ ኣብዚ ማዕኸን፣ ሰፋሕቲ ቁውም ነገራት ይመሓላለፉ፡፡ ዘምህሩን ዘዘናግዑን፣ ፍልጠት ይኹን ግንዛበ ዘሕልፉ ትሕዝቶታት ብቕዓት ብዘለዎም ሰብ ሞያ ናብ ተኸታተልቲ ይበፅሑ፡፡
Welcome to the Tigrai Automotive Center. The Tigrai Automotive Center focuses on education, experience, vocational training and consulting services on overall driver competence, vehicle technical issues, road use system and related technological issues. In this medium, a wide range of objects are transmitted. Content that educates and entertains, conveys knowledge or awareness is delivered to the audience by qualified professionals.
1:08
ሓዱሽን ፍቱንን ቴክኖሎጂ መከላኸሊ ስርቂ ተሽከርከርቲ መፂኡልኩም ኣሎ።
7 сағат бұрын
0:53
ብዛዕባ ሓደጋታት ትራፊክ ግንዛበ ክሳብ ዘይፈጠርና ብበትሪ ኢና እንሕሉ ዘለና። በትሪና እውን ግን ስጡም ኣይኮነን"ኣይተ ታደለ መንግስቱ
9 сағат бұрын
29:21
ኣብ ሓንቲ ተሽከርካሪት"ጎሮሮ"እናተብሃለ ብዛዕባ ዝፅዋዕ ካርቡሬተር እንታይ ትፈልጡ? ኣዝዩ ገራሚ ሞያዊ መብርሂ
12 сағат бұрын
18:27
ሓንቲ ተሽከርካሪት ናይ ጉልበት ምድካም ፀገማት ከስዕቡላ ዝኽእሉ መንቀሊታትን መፍትሒ ኣንፈትን
19 сағат бұрын
27:57
ሓንቲ ተሽከርካሪት ዘይተለመደን ተለዋዋጥን ሙቐት እተርእየሎም ምኽንያታት
14 күн бұрын
32:29
ሓንቲ ተሽከርካሪት ብዘይዕርፍቲ ንነዊሕ ሰዓታት እንተተጓዒዛ ከጓጥሙ ዝኽእሉ ዓበይቲ ፀገማት
14 күн бұрын
31:26
ኣብ ሓንቲ ተሽከርካሪት ዝጨኑ ጨና ፍሬን ሻራን ሳዕቤናቱን ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡዎም?
21 күн бұрын
31:00
ኣብ ትግራይ ሓደጋታት ትራፊክ ክንቕንሰሎም እንኽእል ብሉፃት ኣማራፅታት
Ай бұрын
2:38
እቶም ኣብ ትግራይ ተደጋጊሞም ዘጋጥሙ ዘለዉ ሓደጋታት ትራፊክ ቀንዲ መንቀሊኦም ተፈሊጡ ኣሎ? እንታይ እዩ? ኣብዚ ቪድዮ ኣለኩም
Ай бұрын
17:18
ሰብ ተሽከርከርቲ ኣብ ኢንጅን ፀገም ከጋጥመኩም ከሎ ከመይ ከምእትፈትሑዎ ካብዚ ቪድዮ ተምሃሩ
Ай бұрын
17:15
"ኣብ ዘፈር መጓዓዝያ ሒዝናዮ እንኸይድ ዘለና ስርዓት ዘይዘመነን ዝነበረ ኣከያይዳ ዝተኸተለን እዩ" ሓላፊ ቢሮ መጓዓዝያን መራኸብን
Ай бұрын
12:39
ነዳዲ ኣብ ኢድ ውልቀ ኣትዩ ኣሎ፤ ዝርካቡ ነዳዲ ከመይ ከምእትጥቀሙን ነዳዲ ዘባኽኑ ተግባራትንኸ ትፈልጡዶ?
Ай бұрын
30:49
ሓደ ገናሒ "ንፉዕ ገናሒ እዩ!!" ዘብሉዎ መመዘኒታትን ረቋሕታትን ዝርዝር #ኣዝዮም ወሰንቲ መርአዪታት
Ай бұрын
26:36
ንስርቂ ተሽከርከርቲ ቀንዲ መኸላኸሊታት እንታይ እንታይ ምኻኖም ትፈልጡዷ?
Ай бұрын
30:35
ሓንቲ ተሽከርካሪት ደፊእኹም ክተልዕሉዋ ከለኹም ከመይ ትጎድኡዋ ኸምዘለኹም ትፈልጡዶ?
Ай бұрын
30:10
ኣብ ስርዓተ ሞሕፃብ (ላቫጆ) መካይንኩም ክግበሩ ዝግብኦም ጥንቃቐታትን ስርዓት ኣተሓፃፅባን
Ай бұрын
27:34
ፍቓድ መግንሒ ተሽከርካሪት ከመይ ብቐሊሉ ምርካብ ከምዝክኣል ሓዱሽ ምሽጥር ተረኺቡ ኣሎ።
Ай бұрын
28:07
ኣብ ማእኸላት መሰልጠኒ ኣሽከርከርቲ ዘለዉ ፀገማትን ኣብነቲዊ ተመኩሮታትን
2 ай бұрын
25:26
ጉድኣታት ሓደጋ ትራፊክን በሰላታቱን ብዝገርም ኩነት ትግራይ ከመይ ከምእትጉዳእ ዘላ ኣብዚ ቪድዮ
2 ай бұрын
0:44
ኣብ ዕርፍቲ ዝፀንሐት ተሽከርካሪት ከየሞቕካ ኣልዒልካ ሒዝካ ዕዝር ከስዕቦም ዝኽእል ጉድኣታት ትፈልጡዶ?
3 ай бұрын
31:33
ትግራይ ኣብዚ ዓመት እዚ ክንደይ ሓደጋታት ትራፊክ ኣተኣናጊዳ?,ሰናይ ስራሕ ትካል ምግባረ ሰናይ ሙሉ ሃይለስላሰ
3 ай бұрын
28:47
ኣብ ሓንቲ ተሽከርካሪት ጉድኣት ቅድሚ ምብፅሑን ምስበፅሐን ክግበሩ ዝግብኦም ተግባራት #ትምህርቲ ኣብ ገዛኹም
3 ай бұрын
24:56
ኣብ መሪ (ናውቲ መግንሒ) ሓንቲ ተሽከርካሪት ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማትን መፍትሒ ኣንፈታቶምን
4 ай бұрын
31:48
ህዝባዊ ኣገልግሎት ክህባ ዝተመደባ ተሽከርከርቲ ትርፊ ፅዒነን እንተተረኺበን ክንደይ ይቅፅዓ? ታሪፍን ኣወፃፅእኡን
5 ай бұрын
29:50
ንፉዕ ገናሒ፣ ንፉዕ ፈታሒ ፀገም ተሽከርካሪት ንምኻን ትደልዩዶ? በሉ ካብዚ ቪድዮ ተምሃሩ፡፡
5 ай бұрын
29:58
ተመኩሮን ፍሉያት ተጓንፎታትን ንልዕለሊ 36 ዓመታት ኣብ ሞያ ትራፊክነት ናይ ዝሰርሐ በዓል ሞያ ትራፊክ
5 ай бұрын
29:21
ሰብ ሞያ ኣውቶሞቲቭ "ጎሮሮ ሓንቲ ተሽከርካሪት" እናበሉ ዝፅውዕዎ ወሳኒ ክፍሊ ኣካል እንታይ እዩ? ዝርዝሩ ኣብዚ ቪድዮ ተኸታተሉ
5 ай бұрын
18:27
ሰብ ተሽከርከርቲ ተሽከርከርትኹም ፀገም ምድካም ሓይሊ ዶ የጋጥመን ኣሎ? መንቀሊኡን መፍትሒኡን ኣብዚ ቪድዮ ተኸታተሉ
5 ай бұрын
27:57
ማርሽ ተሽከርካሪት ዝተሰበሮም እንታይ እዩ መንቀሊኡ እንታይ መፍትሒ ኸ ኣሎ? ዝርዝር ትሕዝቶታት ኣብዚ ቪድይ
5 ай бұрын
Пікірлер
@gebremichaelkidu
2 күн бұрын
ካርቡሬተር
@gebremichaelkidu
2 күн бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብልን ጠቃሞን ምህዞ
@gebremichaelkidu
2 күн бұрын
G6
@brhanugebrhana
5 күн бұрын
ፅቡቅ ትምህርት ቀሰምና
@gebremichaelkidu
9 күн бұрын
ትግራይ ኣውቶሞቲቭ
@derbew8948
12 күн бұрын
ብዩቱብ ጥራሕ ዲዩ ብቲቪ እውን ትሰረሑ
@TigraiAutomotive
11 күн бұрын
ብyoutube ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና።
@user-bq2cr9rk3i
19 күн бұрын
Thanks bro
@ErmiyasHadush-tm7cc
20 күн бұрын
Woo it's interesting for us thanks
@ErmiyasHadush-tm7cc
25 күн бұрын
Wowwww thanks for give us free lesson so keep it up
@ErmiyasHadush-tm7cc
25 күн бұрын
Wowww clear information so keep it up 👍👍👍
@ErmiyasHadush-tm7cc
25 күн бұрын
Wowwww it's useful lesson keep it up
@ErmiyasHadush-tm7cc
25 күн бұрын
Woww is it important for us keep it up ❤
@SamraGebru
25 күн бұрын
❤❤❤
@gebremichaelkidu
Ай бұрын
ትግራየ
@gebremichaelkidu
Ай бұрын
ዋውውውውውውውው
@user-ks5ei4uf3h
Ай бұрын
❤❤❤
@ErmiyasHadush-tm7cc
Ай бұрын
Thanks bro
@gebremichaelkidu
Ай бұрын
ትግራይ ኣውቶሞቲቭ
@solomonnigussie2672
Ай бұрын
great lesson
@zersenaygebreslasie
Ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ🙏
@TigraiAutomotive
Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና
@ErmiyasHadush-tm7cc
Ай бұрын
Wowww thanks very it's important for us
@Seeqanshow
Ай бұрын
𝕎𝕠𝕨 𝕟𝕚𝕔𝕖🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ErmiyasHadush-tm7cc
Ай бұрын
Wowww thanks bro auto mechanic my job
@AliAli-yy8sc
4 ай бұрын
Tenke you
@user-yb6hl6yq9z
4 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ አብ ጎንኹም ና
@user-uy5gk6zf7l
5 ай бұрын
Waww des bahali
@user-yr7xd4og3y
5 ай бұрын
Keep it up
@Wejerat_Show12
5 ай бұрын
Well
@GidayGebrehiwot-gd4ft
5 ай бұрын
ተጋሩ ናትና ዝኮነ ነገር ዘይንፈቱ
@TigraiAutomotive
5 ай бұрын
ሓቂ
@melkamuyaschalew5673
5 ай бұрын
Thank you bro
@haftumuse7122
5 ай бұрын
thanks a lot
@TigraiAutomotive
5 ай бұрын
ኣነ እውን የመስግን
@user-lk4du9cx8p
6 ай бұрын
Ajoka betiam xebuke❤❤❤❤❤❤❤
@TigraiAutomotive
5 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ
@user-qm7hl3xi1q
6 ай бұрын
Wow
@user-qm7hl3xi1q
6 ай бұрын
Nice content
@mahdert2495
7 ай бұрын
i love it ❤❤❤
@alemshaygebremarim4642
11 ай бұрын
ኣቦሃጎታትና እክልይ ኣብ ቖፉ ይዓቕሩ ነይሮም፡ ምንግስትይ ትግራይ ክ ኣብዝሁ ምዐቓር ኣብይዎ ንፀገም ዝክውን እሎ ዓቤት መካዝን እክል ምዐቓር፡
@belaykassahun8042
11 ай бұрын
Wow