Пікірлер
@YonasHabtu-mu4fk
@YonasHabtu-mu4fk 6 күн бұрын
ኣታ ኤማ ሻሂ ቅጫን ደኣ ሕጂስ ተካፊ ኣለካ እንዶ ግን ብንእሽቶኻ ከለካ ግን ወላ ብበራዳ ስለ ትሰትያ ኢዩ ክምኡ ኢሉ
@johnaraya3870
@johnaraya3870 8 күн бұрын
Kkk Ema enqa tefaterka❤😂
@tirhasteklhmanot5814
@tirhasteklhmanot5814 8 күн бұрын
ረብርብርና ገድፍናዮ nay ዓድና ደርፍ ምስምዓዕ ኣማ ሓውና 😍
@teshemeke7407
@teshemeke7407 10 күн бұрын
ብማይ ከተጥፉኡና ኢኩም
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 13 күн бұрын
ነዛ ስራሕ እዚኣ'ስ ሕራይ ገበርካያ ! ክንድ'ዚ ድርቅናን ሕውስውስን ከኣ ኣሎ'ዩ ? ኣብ ጥበብን ጥበብተኛታትን ዝበዝሕዎስ ክንድዚ ጌጋ !
@user-el6pc3id1v
@user-el6pc3id1v 13 күн бұрын
ክዳን ይቀይራል መለያ ዝበልካያ አፍ አለዋ
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 17 күн бұрын
Great analysis 👍
@Qonsley
@Qonsley 18 күн бұрын
እዚ ገብሪሂወት ጽሃየ አንታይ ይከውን ኣሎ ፎ ዋይ ስነ ጥበብ 😢
@user-nz7qe7ju3t
@user-nz7qe7ju3t 24 күн бұрын
🎉❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@semhartekle7741
@semhartekle7741 25 күн бұрын
Bellom hamed astiyom aerzaanna qedidomna yeakh
@tekleweyniteklu1739
@tekleweyniteklu1739 26 күн бұрын
😭😭😭
@ambasajerbrhane4370
@ambasajerbrhane4370 Ай бұрын
ሻሎም ኤማ ህየሳ ቤላ እንድዩ ዘሎ ግን ሓደሓደ ግዜ ኣብ ግምት ክኣቱ ዘለዎ ቃላት ኣለዉ ቃል ብቃል ምቁፃር ትገብሮ ኣለኻ ዶስ ግድን ገለዩ ክትብል ዘለካ ዳሓር ኣይትሕረቅ ነቶም ግጥሚ ክጅምሩ ዝደልዩ ተስፋ ኣይተቁርጽ ህውከት
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@MehariZeremariam
@MehariZeremariam Ай бұрын
Ezi nay zemena derfitat derfi aykonen mebelashewi ezni u belom tray lelkom asmayom
@Idferi525
@Idferi525 Ай бұрын
ኣንታ ብጋህዲ ኢሰያስ ውረድ ዘይበሎ ዲኻ ደሊኻ። ኣይረኣኹዋን ኔረ እዛ ህየሳ። እዚኣ ንኢሰያስ ተምቤናይ ኢያ ትገልጽ። ወዲ ቀሪን እንድዕልካ። ኣንታ በዓል ሓምራ ላመይ ናይ እንጂነር ኣይሰማዕካን ዲኻ። ግን ኣብሪህካሉ ንኢሰያስ ተምቤናይ።
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Ай бұрын
Well sead thats ema bhadush Channel 😍😍😍
@user-zp4gv8mk4y
@user-zp4gv8mk4y Ай бұрын
ፈጣሪ እዛ ዘርፊ ኽትወጽእ ከላ ሄድፎን ጌሩ ናይ 2pac ደርፊ ይሰምዕ ኔሩ 😅😂😂
@user-zp4gv8mk4y
@user-zp4gv8mk4y Ай бұрын
እዚ ናይ ሎሚ ደርፍታይ'ሲ ኣይኮነን ኒሕና ባዕሎም ደጊሞም ክደርፍዎ ይክእሉ ዶ እዞም ደረፍቲ 😏😏😒😒
@teklehabtesion-hu2wx
@teklehabtesion-hu2wx Ай бұрын
ጋል ጋሎ
@teklehabtesion-hu2wx
@teklehabtesion-hu2wx Ай бұрын
kkkkkkk great man
@henok-michael1870
@henok-michael1870 Ай бұрын
Ema Yaho Belbi Zednqeka Hayasi Eka Mo Qexlo ❤❤❤❤❤❤
@ContentDrone-ft6vo
@ContentDrone-ft6vo Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ህየሳ፡ ቀጽሎ ኤማ ኣንበሳ
@binibini7484
@binibini7484 Ай бұрын
❤❤❤❤
@adiamghide200
@adiamghide200 Ай бұрын
Ema ሽኺዕካ ኣለኻ መስለኒ
@user-fs8qy6uj1w
@user-fs8qy6uj1w Ай бұрын
Ema 👑
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi Ай бұрын
ኤማ ሽኮር ጽቡቅ ህየሳ ናዓይ ግን ኮሚድያ ዉን ኢኻ😂።
@ContentDrone-ft6vo
@ContentDrone-ft6vo Ай бұрын
ቀጽሎ ገለ እንተ ሰሙዕኻ እምበር ዝሰምዑ ካ ኣይመስሉን
@ContentDrone-ft6vo
@ContentDrone-ft6vo Ай бұрын
ኤማ ኣንበሳ ፡ፍልጠት ዝዓጠቐ ሃያሲ! በሎም ዳኣ ጨፍጭፎም ገለ እንተ ተሰቆሮም
@sennywood3884
@sennywood3884 Ай бұрын
Ema qexlo kab mdmay ezni adhnena k’eremu alewom
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Ай бұрын
Ema hawina xibuk srah netom tewasaeti kea Azur yelan eka ❤❤❤❤❤
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Ай бұрын
Anesi btaemi sile zfetwo wurde mesleni medeb dongiu ymetseni ❤❤❤❤❤❤❤
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Ай бұрын
Anesi btaemi sile zfetwo wurde mesleni medeb dongiu ymetseni ❤❤❤❤❤❤❤
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi Ай бұрын
ቀጽሎ ኤሜ ሽኮር ከም ርሳስ ተጸሪብና ጽቡቅ ስራሕ ክጻሓፍ ንቀጻሊ🎉🎉🎉🎉❤
@fil_Po
@fil_Po Ай бұрын
Welcome back
@Tadesett
@Tadesett Ай бұрын
Well come ema❤❤❤❤❤❤❤❤
@temporary995
@temporary995 Ай бұрын
ኣማኒኤል ብዘይ ሻርባ(ስካርፍ) ደስ ትብል keep it up brother
@user-oz2bl7ge4g
@user-oz2bl7ge4g Ай бұрын
ቀጽሎ ኤማ አቲ ኣብ ስነጥበብ ተውህቦን ኣፍልጦን ዘለዎ ሰነ ጥበባዊ ክቅጽሎ አዩ ( ዓቢ ሰራሕ ሕጽቦ ነቶም ነውርታት ዝኩስኩሱ ) ቀጽሎ ኤማ
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 Ай бұрын
አማኔል በርሀ አፈራሪህካ'ምበር አይሃየስካን
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 Ай бұрын
ጻ ዕዳ ግብረሪ እዩ እቲ ገላጺ ቑንቋ
@rahelmiraclerahelmiracle6771
@rahelmiraclerahelmiracle6771 2 ай бұрын
Wow zkonet movie ❤❤❤
@MerhawiDestalem-jr3uw
@MerhawiDestalem-jr3uw 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@hagereyalemey
@hagereyalemey 2 ай бұрын
Kgermeka ema eza derfi beti zieman hasab nayti gtmn azye'ye zfetwa ab gtmi gn btaEmi'yu hrkrk zbleni
@wizfili
@wizfili 2 ай бұрын
Kkkkkk ya wekara n weyni felihe sehaq 🖤🖤🖤
@user-th6jm6li3d
@user-th6jm6li3d 2 ай бұрын
Ygermeka u gtmi moyta ewayyy😢
@user1-tf7wn
@user1-tf7wn 2 ай бұрын
Ab nay tedalo kea ala abza nmtay tbl derfi...
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d 2 ай бұрын
ኣማኑኤል በርሀ እንኳዕ ድሓን መጻኻ ፡ ደረፍቲ ድምጻውያን ሃገርና ፡ ቅድሚ ምድራፍኩም ግጥሚ እንታይ እዩ መልእክቱ ተረድእዎ ፡ ተዘይተረድእኩም ን ኣማኑኤል በርሀ ሃይሶ ዘይትብልዎ ቅድሚ ናብ መድያ ምዝርጋሕኹም። ገንዘብኩም ጫሕ ኣብኩም ዶ ኣይኮንኩምን ትገዝእዎ ዘለኹም ፡ ህየሳ ክገብረሉ ኣይደልን እየ ዝብል ገጣማይ ተኮይኑ ማይ ሓምዝኹ ከም ዘሎ ተገንዘቡ። ምሳኻ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ኣይትግበርዎ
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 2 ай бұрын
ትኽክል 😊
@TomiTomi-sz9xr
@TomiTomi-sz9xr 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 2 ай бұрын
Enka dhan mexaka👍nzi mainass zbhal ka haysoo
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 2 ай бұрын
Bolom da tetemharu
@semeremebrahtom9509
@semeremebrahtom9509 2 ай бұрын
ንስለ ደርፊ ድዮም ዝደርፉ እንተ ገደፍዎ እንታይ ፀገም ኣለዎ ዲዪ