Пікірлер
@rahwakiedn531
@rahwakiedn531 20 сағат бұрын
‏איזה שטויות
@habenfissehaye3808
@habenfissehaye3808 20 сағат бұрын
ክላእ ካብ ኢራን ዘይምሃር።
@danieltewelde9630
@danieltewelde9630 21 сағат бұрын
ቱርኪ ማዓልቱ ግዲ ኣኪላ ኮይና ይፍክር ኣሎ
@shabatshalom693
@shabatshalom693 21 сағат бұрын
Edey kihiwis eye 😅😅😅 fetina edka da keytikaxel ember,kindey fetinka gin akmi yelen
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 22 сағат бұрын
ኤርዶጋን ከኣ ከም ከልቢ ካብ ጉድጓድ ተወጢጡ ክወጽእ ደልዮ ዮ
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 22 сағат бұрын
ኤርዶጋን ኢድካ ድማ ትሰበር
@Sembel-Cycle-News
@Sembel-Cycle-News 23 сағат бұрын
Wey gud eza aregit erdogan ms bibi wey gud eske bela knreyekn eina seb jelebya😂😂😂😂
@user-yq6df3zs7o
@user-yq6df3zs7o Күн бұрын
Salam zkaras hawina etqrbo medebatn habrtan ab gizieu bmkanu tektatalka eye. Bmejemrta selamn fthn ab degen wushtn nwuxe hzbi aritrea ymneyelu . Sigai newih gieza tegaiza eya blke tdanagex eya .gn mengedi wey lewuti ktfetr ayteraytn . Etgebro hagezat bwlqa entekonu wulqawi nhzbawi kfeth aykeln aqma aberkita eya .kem nay flstemn TikTok abnet gn ezi nwudqet zeanft eu. Kuburat kuburan etenbubu aritreawuyan kab mesertu balna bnqhatn tbebn ynwah yhxer gieza shgrna bailna entefetahna ena qxalnetawi lewuti kmexe zekel konu eu zsmani . Fthi ms kolatna tkun.
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Күн бұрын
ሰላም ን ኩሎም
@CasimHalilovic
@CasimHalilovic Күн бұрын
Ordegan ❤
@gomorra6875
@gomorra6875 Күн бұрын
ፈራህ ክሳብ ዝተብዕ ኣይትስዓቦ ከም ዝባሃል ንህግደፍ ምስናይ ራዕዶም ምስዓቦም ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተወስደ ሜላ ይበል ዘብል እዩ::
@amanmogos4783
@amanmogos4783 Күн бұрын
Erdogan temeika ab aratka fekirka deks
@sofiafeshaye1569
@sofiafeshaye1569 Күн бұрын
Well done guys 💚💚💚💙💙💙
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq Күн бұрын
💙💙💙💙
@SamiSami-il1we
@SamiSami-il1we Күн бұрын
ንሓማስ ዘይ ከኣለት እስራኤረል ምስ ቱርኪ ምኽንያቱ ኣልጀዚራ ንርእዮ ኣለና ወተሃደራት ኢስራኤል ክቅተሉ እስራኤል ግና ቆልዓ ሰበይቲ ክድብዱቡ ንርእይ ኣለና
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
Alla nska mshaq, nay bhaqi quinat hager bhager tedelika, n israel gena ayreanayan zelena, n iran eko bhanti metqaeti asenbidata😅 dehay atfia iran, kulen arab hagerat trien aleka ayni yebley sini yebley elen rockietat nab zialeb yileb elen yseduo, israel komu tetigebir gin kindey aewyat mkone, nsa gin wala nsen komu tegebera nsa gin b neferti giera nab fluy target 🎯 eya tharim.
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
Nay Aljezzera gazietegnatat nay bhaqi gierkayom, aljezzera hasawit bjeka anxar israel kitzareb kali ziena ekua buzuh zeyteqirib, Aljezeera tray eka tketatel timesil, wala bkali zsemaekayo haqi tiamin aytmesilin eka, riisika Aljezeera teqotsatsirato.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Күн бұрын
Welcome Mestyat Betan
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 Күн бұрын
'Mestiya betna 'ab france zitekayed nayesys sili zekenaxebu france hager alem dezareb entay dia zeyemxakayo zen ? Resiekayo wela yahud slezigeberuwo naykali haymanot tezikowin gin memxakayo aletawi aytukun
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Күн бұрын
😂 ይውዓላ ምሽቲ ህዝቢ ፍሊስጤምስ ይሃልቅ ኣሎ ብሰንኪ ቶረሪስት ደቁ
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 Күн бұрын
Saadam jigna fetawi hageru tebaen eyu 'alem gin medalewiti Israel zeykonet atifiato ahwatu areb eyom hiji gen areb tekeyrom biabiu ketefti amexi tefelitom natom zineberu telimemo nipalastinin naxinet aflitom hibom 'slezi alem naykoliet dem disetu giziom akilu
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 Күн бұрын
Kem kedem ymeslekin wihij ywesdekin hiji kemie xewita yelen abkie eyu
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Күн бұрын
ከመይ ማለት? 😂😂
@sebeynatey9126
@sebeynatey9126 Күн бұрын
😂😂😂😂😂😂kkkkkk
@beletsemaharezghi8935
@beletsemaharezghi8935 Күн бұрын
Fekiru ab gudgud wakarya trah keyxenh ferihe aleku kem sadam 😅
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
Yeqenyelna ashiqkana😅 sahaq ayxlaen eyu😅
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 Күн бұрын
Israel is Israel men
@berhanestefanos6788
@berhanestefanos6788 Күн бұрын
Der Anfang vom Ende, Erdogan möchte mit dem Feuer 🔥 spielen und sein Land in den Abgrund führen, mein Rat, Erdogan lass die Finger davon ❤
@vipW-p8o
@vipW-p8o Күн бұрын
ኦሮዳጋን ጽሉል እስራኤል ዎዛ መሲልዎ ወስ ከይብል ዕዳ ከይብዝሖ
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
Eti xegem aqedimka.mihsab ayfeltun eyom aslam b simit tray eyom zkedu.
@user-fy7wn6zr3r
@user-fy7wn6zr3r Күн бұрын
ጽቡቕ ኣቀራርባ ክቡር ኃው ጋዜና ክብረኣብ "ቱርኪ እታ ንሂትለር እንተ ዘይሓሊፋቶ ካብኡ ብዘይንእስ ገበን ዘለዋ ሃገር እያ ። ኤርዶጋን ከም ናይ ሳዳም ሑሰን ዘይኮነ ልዕሊኡ መቅጻዕቲ ክወርዶ ዝግብኦ ውላድ ሂትለር (ብጭካኔኡ) እዩ ። 1.ኣብ ልዕሊ ኣርመን ክርስቲያን ብምዃኖም ጥራይ ልዕሊ 1ሚልዮን ጭፍጨፋ ዘካየደ 70% ክሳዕ ሕጂ መሬቶም ሒዛ ዘላ ግፍዐኛ ሃገር እያ(ዓለም ግና ፀረ ክርስትና ተላዒላ ስለ ዘላእምበር መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ዝበዝሐ ግፍዒ ዝወርድ ኣብ ልዕሊ ክርስቲያን ክብሉ እኳ እንተ ደርጉሑዎ ክሰርሑሉ ግና ኣይተራእየን) 2.ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ክርስቲያን ብግፍዒ ቱርካውያን መሬት ብገፋሓ ዝጸልመተቶም፡ መንኢካ ዝብል ዘይረኸቡ ዕለለት ከም ዝናብ መከራ ኣብ ልዕሊኦም ዘንጀርብብ ዘለው እዮም 3.መሬት ተዋሂቦም ድሌቶም ክሰርሑ ኣይፍቀዶምን፥ ኣብ ናይ መንግሥቲ ስራሕ ክዋዳደሩ ብፍላይ ንፓርላማሞ ዘይሕሰብ እዩ ።ናይ ቀደም ዝነበረ ቤተ ክርስቲያን እምበር ሕጂ ቦታ ተዋሂብዎም ክሰርሑ ዘይፍቀዶም፣ ናይ ቀደም ውን ዝምንዝዕሉ ዘለው እዩ...ብዙሕ ምበልኩ... ስለዚ ቱርኪ ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሃገር ከሳሲት ኮይና ክትቀርብ ዘይትኽእል ውላድ ሂትለር እያ። ኣብዚ ናይ ኣርመን እስላማዊት ኣዘርባጃን ንባዕላ እስራኤል ኢድ ዘለወን እየን።ኩለን ብኃጢኣት ንጹሃት ደም ዝጨቃዋ ሕልና ኣልቦ እየን። ፍትሓዊ ፍርዲ ኣብ ዓለም የሎን ኣይነበረን ኣይክህሉን እዩ። እቲ ሓደ ቅኑዕ ፈራዲ ኣምላኽ እዩ'ሞ ነቲ ኩሉ ኣብ ምድሪ ዝብደል ዘሎ ይግባይ ንክርስቶስ ንብል ኣለና ። "ኦ ቅዱስን ሓቐኛን ዝኾንካ ጐይታ! ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለውኸ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበልና ንጠርዕ ኣለና።ራኢ 6 ርኢቶ፥ ካብቲ መሳጢ ዕዮ ጋዜጠኛ ፍትሓውያን መሲሎም ንዝብልዎ ጥራይ ዘይኮነስ ንዝገበርዎውን ናብ ሚዛን ሕዝቢ ምቕራብ ሓላፍነት ዘሎዎ ሞያ እዩ ይብል። ብመንጽር'ዚ ተቕርቦ ኪኖ ቃላቶም እንተትዘል ጽቡቕ ነይሩ
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧.
@abitvtube6823
@abitvtube6823 Күн бұрын
Erdogan naza Hageru nab schgr kitiwa yidali alo
@biniamestitfanos8368
@biniamestitfanos8368 Күн бұрын
Abzia zelo Fekari
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber Күн бұрын
ኣስላማይ ብኻ ኮይነ፡ ዝኾነት ሃገር ምስ ትትንክፈካ ኩሎም ሞስሊም የሐዋትካ ድምጺ ይኾኑኻ ዓቅሚ ዘለወን ኣህጉራት ካኣ ከም ሊባኖን፡የመን፡ ቱርኪ ወዘተ ኣብ ጎንኻ ይኾና
@yonasmhretab7092
@yonasmhretab7092 Күн бұрын
ygermeka eyu 💯💯
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k Күн бұрын
😂😂😂😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Күн бұрын
ርእሰ እምነት ዘይብልካ ሕልኩስ ኢለካ ኣለኹ😮
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Күн бұрын
ኩሉ ፖለቲካን ዕብለላን ኢዩ ዕላምኡ በዓል ኤርዳጎን በቲ ምስልምና ናይ ዕብለላ ፖለቲካ ኢዬም ዘሰላስሉ ከምኡ ውን መናውሒ ስልጣኑ ።ስለዚ ነቲ ህዝቢ ንሃይማኖትካ ንጣበቀልካ ኣለና እንዳበሉ ግዳይ ሞት ይገብርዎ ኣለው እምበር ንፍልስጤም ሓልዬት ተዝነብሮም ቱርኪ ዶባታ ዓጽያ ንፍልስጤማውን ናባይ ገጽኩም ከይትሃድሙ ኣየዕቅበኩምን የ ትብሎም ኣላ??
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
ኢማራትን ሱዕድን ግብጽን ግን ምስ እስራኤል እዮም ዘለዉ። ኣበይ ኣሎ ሕውነት፡ በዓል ቱርኪ ውን ዘረባ ጥራይ እዮም።.
@robiye3496
@robiye3496 Күн бұрын
ኦርዶጋን ኣርመንያ መስላቶ ኣላ
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧.።
@robiye3496
@robiye3496 Күн бұрын
@@God-db9vp ዓርኩ ያ ይርዳኣኒ እዩ ግን እስራኤል ንኣዘርባጃን እትድግፈሉ መክንያት ክትፈልጥ ኣሎካ ኮ ኢስራኤል ብመንገዲ ኣዝርባጃን ጌራ ያ ንኢራን ትጻናጸና ኢራንን ኣዘርባጃንን ዘካራክር መሬት ኣለዉን በዚ ሃጋፍ ተጠቅማ ኪኣ ኢስራኤል ንኣዝርባጃን ትድግፋ so እያ ኪኣ ኣብ ኩናት ኣዘርባጃን ኣርመነያን ንኣዘርባጃን ዝደገፈት ኣብዚ ክትፈልጦ ዘለካ ግን ኣብ ከባቢና ዝኮና ሽግራት ምስ ዝፈጠር ንዓና ደቂ ኦርቶዶክስ ጸግዒ ትኮነን ኢስራኤል እያ ሩስያ ዋላ ኤሜርካ ኤዉሮፓ ምስ ረቡሓ እየን ዝጋዓዛ ስለዚ ንከባቢና ጠምትካ ንኣብ ከባቢና ዘለዉ ህዝቡታት ጠሚትካ ካብዞም ዝበልካ ህዝቡታት ሽግር ምስ ዝመጸና ኢስራኤል ያ ክትዕጥቀና ትኩእል ሰለዚ ካብ ቱርኪ ንሳ ትሓይሽ ንምባል የ
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
@@robiye3496 ሓወይ ባዕልኻ ኮ እስራኤል ምስ ረብሓኣ ከምትኸይድ ትነግረኒ ኣለኻ፡ ንኣዘርባጃን ምድጋፍ ስለዘርበሓ ነታ ክርስትያናዊት ሃገር ኣርመንያ ምስ እስላማውያን ሃገራት ኮይና ኣጥቂዓታ፡ እሞ ጽባሕ ንግሆ ሱዕዲ ንዓና ከተጥቀዓና እንተጀሚራ እስራኤል ከኣ ምስ ሱዕዲ ዘርብሓ እንተኾይኑ ምስ ሱዕዲ ኮይና ንዓና ዘይተጥቀዓሉ ምኽንያት እንታይ ኣሎ፧ ዶስ ኣባና በጺሓ እያ ጻድቅ ክትከውን፡ ያ በጃኩም እዚ ንእስራኤል ከም ፍትሓዊት ሃገር ምቁጻር ንግደፎ፡ ትማሊ ትማሊ ሃገር ከይንኸውን ትሰርሕ ዝነበረ ምኳና ንፈልጥ ኣይመስለንን፡ ኣነ ብግልጺ ክነግረካ ኣብ ዓለም ካብ ፖለቲከኛታት እስራኤል ንላዕሊ ንክርስትያን ዝጸልእ የለን።.
@robiye3496
@robiye3496 Күн бұрын
@@God-db9vp ኣብዚ ሳዓት እዚ ንኢራን ንምጥፋእ ወላ ምስ ሰይጣን ክትሰርሕ ኣይትጸልእን ያ ኢስራኤል ሰለዚ ፖሎትካ ናይ ስራኤል ኪኣ ባ ኣብ ግምት የእትዎ እዚ ሕጂ ምስ ሓማስ ትገጥሞ ዘላ ምስ ዑዝቡላህ ምስ ሑቲ ምስ ዓጡቃት ሶርያን ዕራቅን ብኩሉ ተጻቡባ ኣላ ትሪኣ ኣሎካ ናይዚ ኩሉ ክፍኣት መዋሊትን ሃንዳስትን ኢራን እያ ስለዚ እያ ኪኣ ዋላ ዕረ እንዳጣዓማ ምስ ኣዝርባጃን ክትሰሪሕ ንኣራን ንምጥፋእ ስለዚ ካብ ኣብ ከባቢና ዘለዋ ኣክረርቲ ሃገራት እንትርፎ በታ ጸብብነት ብካልእ ዘይሓስቡ ንሳ ትሕሽና ትከዉን ይቡል ኣነ
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
@@robiye3496 ንእስራኤል በቲ ጽቡቅ ዝጸንሓ ስም ምስ ሃይማኖትና ብምትሕሓዝ ወዮ ደኣ ብዕሙት ብጽቡቕ ተረዲእናያ እንበር ብኣንጻሩ እያ፡ ቁሩብ ነገር ጥራይ ክነግረካ፡ ሓደ እስራኤል ካብ ዳዕሽ ንላዕሊ ንክርስትያን ኣህዛብ ትጸልእ፡ ካልኣይ ኢራንን እስራኤልን ክልቲኦም ሰይጣውንቲን ጸላእትናን እዮም፡ ካብ ክልተ ጸላእትካ ንሓደ ምድጋፍ ልቦና ኣይኮነን፡ እዞም ሕጂ ዘለዉ እስራኤላውያን ምዕራባውይና እንበር ደቂ ኣብርሃም ደቂ ሙሴ ኣይኮኑን፡ ብምትላልን ብሓይልን እዮም ነቲ መሬት ሒዞሞ ዘለዉ፡ ብዘርኢ ምስቲ መሬት ወላሓደ ዘራኽብ የብሎምን።
@user-mx4ud4rm1d
@user-mx4ud4rm1d Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Күн бұрын
ኦርዶጋን ካም ሳዳም ካይ ታሓስቦም 😂😂😂
@MRG87248
@MRG87248 Күн бұрын
ሰዳም እንበር ኣጸቢቁ ይሓይሽ ካብኡ
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Күн бұрын
@@MRG87248 ኣይኩነን ሳዳም ህዝቢ ዒራቅ ኢዩ ኣትሕዙዎ ኢርዶጋን ግን ምስ ህዝቢ ኢዩ ዞሎ ዳሓር ካኣ ዋተሃደራዊ ብቅዓት ቱርክይ ትብልጽ ካብ እስራአል ኣመሪካ ገድፍካ
@azahelbiniam249
@azahelbiniam249 Күн бұрын
​@@user-ck5jk4lv1jእንታይ ትብል ወደይ 😂😂😂😂
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
​@@user-ck5jk4lv1janes entay yihasib niere misilka , iran tbirti kab israel ele ygmit niere, dehar teraka gin hansab israel n iran melsi mis sedetla nayti metqaeti gerimini, iran eneheletka kab shian kabta b helikopter zmotun dehay atifia. Slezi nay quinat neger kitfelto aytikiilin eka, israel win mistirawi axwar kihilwa yikil eyu.
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 Күн бұрын
ሃየ እነሆ ሜዳ እነሆ ፈረስ እስራኤል ኣዛርባጃን መሲላቶ ከይትኸውን እዚ ፈካሪ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k Күн бұрын
ውዒጊን ክትኺውን ኣሊካ ፈኺራ በቻ ዳሓር ካኣ ከይትእዊ ነ ቲቃሊሰቲ ፋለሰጢም ከትጊጥም ዝይ ካኣሊት እሰራኢል ካብ ኒ ህዝቢ መደብዳብ ካሊእ ዓቅሚ የሊን ነረአ 😂😂
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧..
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
​@@God-db9vpOrthodox tekhoinka mexhaf qudus tiamin eka malet eyu, emo bel anbibo entay kem zbleka bzaeba israel, shiu tixihif
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Күн бұрын
​@@user-vu3zf3fb4knska quinat sle zetfelit eka, kemzi zgetmwo zelewu kebid eyu n hamas felika mihram, mis hamas win nay israel civil alewu, quinat tfelit tekoina, israel btaemi hayalat eyom, abzi hiji trio zeleka, wala russia tekonet win kemzi giera kitwaga aytiklin eya. Has bereka wetsiu do fi n fit mis Israel ygetim allo eyu, dehar kea zetiqiu zelewu Israel enber hama humus tehabiu xenihu tray eyu zetiqi.
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
@@a.m.k5967 መጽሓፍ ቅዱስ ደኣ እስራኤል ቅድስቲ ሃገር እያ ይብለኒ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ህዝቢ እስራኤል ከኣ እቲ ናይ ብሓቂ ህዝቢ እስራኤል ከምዘይኮነ ይሕብረኒ፡ ደቂ ኣብርሃም ኣይኮኑን ይብለኒ።.
@filimongebre8553
@filimongebre8553 Күн бұрын
ከላ ኣብዚኣ ዘሎ ፈካሪ ካኣ ትሕመስ ካኣ ፈኸራ ጥራይ ኢዩ እስራኤል ኩርድስታን መሲልዎ ካይኮውን ርካብ ሳዳም ካይትረክብ ቦልለይ በጃኹም
@God-db9vp
@God-db9vp Күн бұрын
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧.።
@SkyEritrea
@SkyEritrea Күн бұрын
ኤርዶጋን ማለት ፍረወይኒ ጎማ ናይ ኣዕራብ ኢዩ
@samueltesfalem1791
@samueltesfalem1791 Күн бұрын
Yes kkkkk hekike
@michealmehari577
@michealmehari577 Күн бұрын
🤣🤣🤣🤣
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Күн бұрын
ኩርኩር ናይ እስራአል ግፍዕንኘነታት ዶ ያሓይሽ 😂😂😂
@SkyEritrea
@SkyEritrea Күн бұрын
@@user-ck5jk4lv1j ኣነ ኢስራኤል ኣይድግፍ ገለ ኣይድግፍ ኩሎም ኩሱኡሞም ግን ኤርዶጋን ዝቀንጸሎም ኩርዳዉያን ይበዝሑ ካብ ኢስራኤል ዝቀተለቶም ፍ ኤርዶጋን ንኩርዳዉያን ሃገሮም መንጢሉ ምስ ኣዕራብ ተማቂሉ ሃገር ዘይብሎም ጌርዎም ኢስራኤል ንፍል ሃገርሮም ዋላ ወሪራ መሬቶም ተወሰደት ሙሉእ ብሙሉእ ኣይመንጠለቶምን ግን ከምዚ ክብለካ ከለኹ ኢስራኤል ኣቀተለት ኣይወረረትን ህጻናት ኣይጨፍጨፈትን ኣይኮንኩን ዝብለካዘለኹ
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Күн бұрын
@@SkyEritrea ኣነ ውን ሳላም የውረዶየ ዝብል ደገፊ ተቃዊመ ዝጎብሮ ነገር የይብለይን ዓቅሚ ውን የይብለይን ኣይ ፉልጡኒ ባዕለይ ኣብ ስደት ተደርቢየ ኣሎኹ ካብ ስድራና ምሒጋዝ ሓሊፍና ነጎብሮ ነገር የይብልናን አረትራዊያን ኑሱ ውን ኢቲ ዝነፈዐ ዕድል ዝረኸበ ኢዩ ናይ ገዛ ርስና ሽግር ይበዝሕ ሳላም ይውረዶየ ዝብል
@kxmmxm3709
@kxmmxm3709 Күн бұрын
Sebiay
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Күн бұрын
Zaki enkoe be selam mexka bro 💙🥰
@hailegermany1093
@hailegermany1093 Күн бұрын
Guten Morgen Zaki
@kibromsweden2756
@kibromsweden2756 Күн бұрын
😮😮😮😮
@nuredinnegash1579
@nuredinnegash1579 Күн бұрын
Veva Eritrea 🇪🇷
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j 2 күн бұрын
Well said father Mehari👌thank you 🙏🏽
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 2 күн бұрын
Very well done Xed zebel Meglexi ms ato Mehari keepedup Medeb Mestityat Betna
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 2 күн бұрын
Violence is violence any shape or form …stone throwing.sticks waging against your own people is sickness….no words can explain
@solomonhaile3132
@solomonhaile3132 2 күн бұрын
Btaemi des zbl meglexi 💙💙💙💙💙💙💙
@amanieltedros5867
@amanieltedros5867 2 күн бұрын
ሕማቓት ሙሁራት ንስኻትኩም ከተርእዎም ስለ ዘይካኣልኩም ኢዮም መንግስታት ዓለም ኣብ ጎድኒ ኣረመናውያን ኮይኖም።
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 күн бұрын
ኣዝዩ ዓሚቅን ብሱልን ትንተና ብሓው መሓሪ ዝድነቅ እዩ። ሓው መሓሪ ኣዚዩ መማዪ ተዓዛቢ ኣንጻር ዓመጽን ዘይፍትሓዊነትን ብትግሃትን ብሉዑል ወኒን ዝቃለስ ምኩር ሞይኡ ዝመልኽ ሞያዊ ሰብ እዩ።
@letinak4559
@letinak4559 2 күн бұрын
የቀንየልና ክቡር ኣያና መሓሪ 💐💐
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 күн бұрын
ኣብ ሺወደን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኣምሪካ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ነጋሚዶን ፍቱሃት ኣመንዝርስታት ኣብ ሆተል ተኣኪቦም አተን ኣመንዝራታት ህግደፍ ቀንዲ ድልየተን ማናአሰይ አንተረከባ ብአልግና ንምፍጻም አምበር ሃገራዊ ኣጀንዳ ነይሪዎም ኣይፈልጥን ፥ደገፍቲ ህግደፍ 80%ብድንቁሩናን ትህተ ሃገራውነት ዝተጠቅኡ ዘርኣ ኣትማን አዮም፥ ስለዝኮነ ደላይ ፍትሂ ምዞም ደናቁር ምጊያይ ገዲፉ ኣትኩሩኡ ኣብ ዲፕሎማሲ ብምድሃብ ህቆኦም ከስበሩ ምግባርን ንቅሃቱ ኣፍ ክብልን ይግባአ፥
@tesfamariamfeshatsan4913
@tesfamariamfeshatsan4913 3 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙👍
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 3 күн бұрын
Tamsgen amlak beslam meweda ajokum zemdekiy amlak yehagzkum 🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪