3 ዕሸላት ደቀይ ተካእቲ ጀጋኑ’ዮም ይብል ኣባል ሓ ም ቦኽረጽዮን በየነ # New Eritrean Video 2024

  Рет қаралды 46,430

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

Ай бұрын

3 ዕሸላት ደቀይ ተካእቲ ጀጋኑ’ዮም ይብል ኣባል ሓ ም ቦኽረጽዮን በየነ # New Eritrean Video 2024
• ኣብ’ዚ እንሄ ዘደንቕ ዕላል !! ኣ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
• ተመርዕያ ከተብቅዕ......ሳዕቤን ...
• ዘይምኖ ዕላል ምስ ኣባል ማትኣን ዳ...
• ዘመነ ግርህነት ሓሊፉ`ዩ # New ...
• ሕልና ኣልቦ 78 ዓመት ዝዕድሚኡ ...
• ንሰበይቱ ለኪሙስ ንጓሉ ከኣ .......
• ወዲ ሓደራን ኣደናቒ ዕላላቱን “ ዘ...
• ብሽክለታ ከም ኣእጋረይ’ያ " ልዕ...
• ብዓልቲ ቤቱ ካልእ ሰበይቲ ደኣ ለሚ...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV

Пікірлер: 400
@mf4244
@mf4244 Ай бұрын
Wawww congratulations 🥳 🙏please የሕውት £50 ንስደደሉ ነዚ ጂግና ሓውና 💪🇪🇷 ነዛ ጋል ማርያም ምስ 3 ደቂም ንሓግዞም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meseretzekaryas153
@meseretzekaryas153 Ай бұрын
Ab qdmi Amlak bwushtey hasibeya tell awuxiaya aleku ane B aqmey ksedelu ye
@tsegino5553
@tsegino5553 Ай бұрын
ሰይ ዉላድ ሃብቲ እዩ ጸጋ ውህብቶ ናይ ፈጣሪ ስለዚ ብሰላም የዕብየልኩም 🇪🇷🇪🇷ብሩኻት 🌹🙏🙏
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏ዝተቀደሰትን ዝባረከትን ሰንበት ከም ህዝቢ ኤርትራ!!እቃዕ ማርያም ማሓረትኪ ኤርትራዊት ኣደ 👪❤🙏።
@huruykibreab9741
@huruykibreab9741 Ай бұрын
Enqae maryam maharetki❤❤❤❤
@kidantekle2443
@kidantekle2443 Ай бұрын
🇪🇷 we have to help these family please 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@filiposamanuel8560
@filiposamanuel8560 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ዘሖግስ የዕብዮም እዞም ስድራ ናይ ባሓቂ ሓገዝ ከድልዮም እዩ እዚ ጅግና ሓውና ኣብል ሓይልታት ምክልኻልና እዩ ስለዚ ንምሕጋዞም ተብግሶ ውሰዱ ኣብ ጎኑኹም ኣለና
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Ай бұрын
Absolutely senay hasab❤❤❤❤❤
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 Ай бұрын
ሓቅኻ እንዲኻ እሞ። ሓገዝ የድልዮም ኢዩ እሞ ኸኣ ምክልኻል ብዓጀባ እንበር።
@meronnegase3903
@meronnegase3903 Ай бұрын
Nay bhaki guys pls any action nwesed edey edka nbel
@asmaitghirmay1987
@asmaitghirmay1987 Ай бұрын
@@meronnegase3903 dewilelu nere emo aynhmeq geza kray hagez aymxelaekun eluni alo netababayo wala dewilna:yewudna eyom ezom hager zkelakelu delewu:tehababirna dyu bbqegena bejakum ndegfo.Moral delewo seb eyu.
@Yonas-qy3zy
@Yonas-qy3zy Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓገዝ የድልዮም❤❤❤❤ ኤርትራውያን የሕዋተይ
@Bocaca49
@Bocaca49 Ай бұрын
እዚ ኣባል ድልዱል ተባዕታዩ blessed 👌✌️ዓዲ በጊዖ ዕርዲ ጀጋኑ my division 71 was there for many years . Shoutout all EDF
@aloniabo7466
@aloniabo7466 Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ብበረኸትን ብጥዕናን ይዕበይልኩም ነቶም ዉላድ አትብህጉ ድማ ኣምላኽ ዉላድ ይሃብኩም❤❤❤
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e Ай бұрын
እቲ ሰብኣያ ከኣ እምበር ፍሽክታ ኣመለይ ደስ ክብለካ ዝኮነ🇪🇷👌🇪🇷❤️👌💕🇪🇷👌❤️👌🇪🇷💕
@meseretzekaryas153
@meseretzekaryas153 Ай бұрын
ኣብ ተለፎን ዋላ ተራኪብና ጸኒሕና ብጣዕሚ ኣቦ ተስፋ ዩ ዓዓቅምና ንሓግዞ❤❤❤
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l Ай бұрын
ክብርቲ ኣዴና እንቆዕ ሓጎሰኩም ምእስ ምሉእ ስድራቤትኩም ርሑሳት መባልዕትኩም ይኩንልኩም ደቂ ኤሬይ ብፍላይ ኣዴናን ሓብትናን ❤❤❤❤❤❤
@abebaderar8298
@abebaderar8298 Ай бұрын
ዕልልል ዮሃናዮሃና እግዚኣብሔር የዕብዮም 🇪🇷🌺❤️
@meseretzekaryas153
@meseretzekaryas153 Ай бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዞም ቀለዉዕ ዉላድ ቦኹረጼን ሓዉና ደቂ ኩሉና ዮም እሞ ዓዓቅምና ንሓግዞ ረኺበዮ ጸኒሐ ብ ዓቅመይ 100 ፓዉንድ ሰዲደ ኣለኩ ❤
@danielandemariam-ew8qr
@danielandemariam-ew8qr Ай бұрын
ዉልድ ዉህበት አምላኽ ዩ እንካዕ ሐጎሶኩም ንኤርትራና ድማ እንካዕ ሐጎሰና ነዞም ዕሸላት ንኸዓብዩ ብጥዕና ብክንክን ጊን ሐላፍነት ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ስለ ዝኾነ ኩሉ ሰብ ሐገዝኩም አይፈለዬም❤❤❤❤🎉
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Ай бұрын
ኣሰይ አንቋዕ ብሰላም ተገላገልኪ ሩሑሳት ❤❤❤🇪🇷 አምበር ተካአቲ🙏🙏🙏🙏❤💪
@habtetesfay9074
@habtetesfay9074 Ай бұрын
ኣብታ ዝተቀደሰት ብርክቲ መዓልቲ ሰንበት እንቃዕ ማርያም ብሰላም ኣገላግለትኪ ሓፍትና ፡ብሩካት ቆልዑ ይግበረልኩም ስድራ እዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Ай бұрын
አታ ጅግና እንቃዕ ሓጎሰኻ በሓቂ ተካእቲ ሃገር እንቃዕ ሓጎሰኻ ኣብዚ ኹቡር በዓል ናጽነትና ውላድ ህያብ ፈጣሪ ረኺብካ ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Ай бұрын
እልልል ብዕልኹም አዕብዩዎም ደቀይ ናተይ ማርያም ተመስገንኪ ሕክምና መወለዳን ከአ አምላ ይባርኹም ጅግና ሐይልታት ምክልኻል ወደይ ምስ በዐልት ቤትካ ዕድመን ቅሳነትን ይሀብኩም🇪🇷🙏
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ እንቋዕ ማርያም ማሓረትኪ ኣሰይ ዋላ ምዕባዮም እኳ ከቢድ እብተኮነ ኩሎም ኣብ ምክልካል ሃገር ዘለው ሰራዊትና ኩሎም ከሙ ጌሮም ይውለዱልና ክንበዝሕ እንድሕር በዚሕና ኢና ንከብርን ንፍራሕን ዋላ ውሑዳት እንተኮና ንፍራሕ ኢና ሃገር ጀጋኑ ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤❤የዕብየልኩም
@angesetmhtsunangesetmhtsun571
@angesetmhtsunangesetmhtsun571 Ай бұрын
ኣሰይ እንቋዕ ማርያም መሓረትኪ ሓብተይ እዝግኣብሔር ብጥበቡ የዕበየልኩም🙏ይሕዋተይ 🇪🇷🌹
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Ай бұрын
ዮሀና : ልዑል : ምስጋና : ሕክምና : ወመልዳን : ሀገረ : ኤርትራ 🇪🇷 !!!
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
ን ልዑል ፈጣሪ ደኣ ነመስግን 'በር ኤርትራ ደኣ እንታይ ሕክምና ኣለዋ። ሓሻካ!
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Ай бұрын
Absolutely salute misgana ygbakum, please take care of the mother, father sweet caring supportive we can tell continue please. Thanks a million for your services d this gift. Jigna jigna welidu ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 Ай бұрын
@@tomasmogos6239 Awayyyy hashki medengex abey aleka nska denqora
@RahwaAbreha-rq5rw
@RahwaAbreha-rq5rw Ай бұрын
​@@tomasmogos6239 ab thti fetari dma nsatom mukanom eba aytrese 😮
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
@@RahwaAbreha-rq5rw ንሳቶም ደኣ ጃፓን ዝጉሓፈተን ዝሓመማ ኣባጊዕ ኣብሊዖም እንድዮም ኣሕሚሞምና፡ ንሳቶም ደኣ ዝተበላሸወ ወይ ግዚኡ ዘሕለፈ መግቢ ኣብሊዖም እንድዮም መንሽሮ ከም ንሓምም ጌሮምና፡ ንሳቶም ደኣ ኣክንዲ ቤት-ትምህርቲ፡ ኣክንዲ ሕክምና ማእለያ ዘይሉ ቤት-ማእሰርቲ ሰሪሖምልና።
@yerganefia6420
@yerganefia6420 Ай бұрын
ዮናስ ናይበሓቂ ጽቡቅ ኣቀራርባ ። ቀጽሎ ..ዕድመን ጥዕናን ድማ ንምነየልካ ኣብ ኩሉ ዞንባታት ሃገርና ተንቃሳቂስካ ከምዚ ፍልይ ዝበለ ኣቶኩሮኻ ክተዛይድ ንምሕጸን ናይዚ ጅግና ምክልኻል ሃገርና ክነተባብዖ በብዓቅምና ጽቡቅ እንተኾነ ምክልኻል ብሙኻኑ ክብድ ከምዝብል ንኹሉ ርዱእ ከሙኻኑ በብዓቅምና ክንሕግዞ ይግባእ ቁጽሪ ተለፎኒን ሽሙን ክትጽሕፉልና ድማ ንላቦ።
@SelamShalom419
@SelamShalom419 Ай бұрын
ኣምላኽ፡ ምስ ደቅኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዞም የሕዋተይ። ኣምላኽ የባርኽኩም። የዕብየልኩም።
@Hidat35
@Hidat35 Ай бұрын
አንቃዕ ሓጎሰኩም ደቂ ኤረይ 💐💞❤🇪🇷
@hakibrhan
@hakibrhan Ай бұрын
Bsul seb tegadalay Bokretsion👏👏👏,,, Ezgi eyu zhb🙏,,, fetari ymesgen adey maryam bselam zmetsatki,,, fetari yeebyom,,, tekaeti jeganu Eritrea😍
@PawlosTeklu
@PawlosTeklu Ай бұрын
ኣሰይይይይይ እንቁዓ ማርያም ብሰላም መጸትኪ ክብርቲ ኣደ ኤርትራዊት ብሓቂ ደስ ብዝል እዞም ስድራይ ክሕጎዙ ዝግቦኦም እዮም ወላ ዓሰርተ ትኩን ሓገዝ እያ ነዞም ስድራቤት ኣምላክ ብሰላም ይዕብዮም 🙏🙏🙏
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 Ай бұрын
Aseyyyyy hafti hager❤❤❤❤❤❤adme yhabom fetariy
@HermonTesfamaryiam
@HermonTesfamaryiam Ай бұрын
ናይ ባሃቂ ጸጋ ኣምላኽ እያ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ፈጣሪይ ከምኡ ውይን ንወለድ ደቂ ኤረይ ሽኮራት
@senay6334
@senay6334 Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይሓልውኩም የዕብየልከለም ድንግል ማርያም እንቋዕ ብሰላም ኣገላገለትኪ ሓውና ድማ ክእለቱ ይሃብካ ተኸናኸና ❤❤❤❤
@terhasyharegaygerelase4402
@terhasyharegaygerelase4402 Ай бұрын
ሰይ ዉላድ ሃብቲ እዩ ጸጋ ውህብቶ ናይ ፈጣሪ ስለዚ ብሰላም የዕብየልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤ብሩኻት ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ስራሕ እግዚኣብሔር ልዕሊ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ኢዩ እንቋዕ ድንግል ማርያም ኣዴና ብሰላም በጽሓትኪ ክብርት ወላዲት ኣዴና ሓዳርኩምን ውሉድኩም ይባርኽ።❤
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 Ай бұрын
Aseyyyee fetare edme yhabokum🇪🇷🇪🇷💯💯💯🙏🙏🙏
@mahari5851
@mahari5851 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ወህበት ኣምላኽ እዩ ይዕብዩም ፈጣሪ ❤❤ ዕደምን ጥዕናን ይሃብ
@tewelde9778
@tewelde9778 Ай бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም፡ብጸጋን ጥበብን የዕብየልኩም ብሩካተይ።
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Ай бұрын
ብመጀመርታ ነታ ኣደ እንቆዕ ድንግል ማርያም ብሰላም ኣገላገላትኪ። ብምቅጻል ንወላዲን፡ስራቤትን እንቆዕ ሓጎሰኩም። ንቶም ህጻውንቲ ከኣ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ። እዚም ሓበን ሃገር ወይ ግርማ ሃገር ኢዮም። መተካእታ ናይቶም ጀጋኑ ስዉኣት ንስለ ሃገርን፡ህዝብን ዝወደቁ ክኮኑ ኢዮም። ምስ ዓበዩ ከኣ ንሃገርና ኤርትራ ጥራይ ዘይኮኑስ ንኣህጉርና ኣፍሪቃ ክሃንጽዋን፡ከማሓድርዋን ኢዮም።
@MerhawitAbraham-fn8zd
@MerhawitAbraham-fn8zd Ай бұрын
አሰይ አንቃአ ኣደይ ማርያም ብሰላም ኣጋላገልትኪ. 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb Ай бұрын
Asey brukat enqae hagosekum ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samis2109
@samis2109 Ай бұрын
እንቋዕ ኣደይ ማርያም ብሰላም ኣገላገለትኪ። ኣምላኽ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 Ай бұрын
ብርክቲ ሐፍተይ ዕድለጃ ኢኪ የዕብዮም ፈጣሪ ❤❤❤
@Temesgenamlakey22
@Temesgenamlakey22 Ай бұрын
ዋውውውውውውው ደስ ዝብል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ቦክረ መክሰን ብሓንሳብ Top 10 ኣቲካ ጅግና❤❤❤❤❤
@shiwaineshogbai9757
@shiwaineshogbai9757 Ай бұрын
Elelelelel Elelelelel ❤❤❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🎆🎆🎆🎆🎇🎇🎇🎇✝️✝️✝️✝️🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️🌺🍓🍓❣️💒💒💒💒አቡኦምን አዲኦም ዝዐቅሩ ይግበሮም ዐቢ ጸጋዮግበረልኪ ጎይታ ጥዑም ናትኩም ይግበረልኩም ተባረኩ አመን
@romatela7057
@romatela7057 Ай бұрын
ዋው ናይ እርትራ ሕክምና number one ንክልተ ወርሒ ዝአክል ጥዕና ከደ ምንክብካብ ንነብሰጾር ከብ ኩሉ ዘሎ አይኮኑን ዓንብብልና ኤርትራ 🎉🎉🎉🎉🎉👏👏👏👏👏👏
@petrostesfay7223
@petrostesfay7223 Ай бұрын
እንቃዕ በሰላም አደይ ማርያም ኣገላገለታ ተመስገንንንንንንንንን
@okubaandom6263
@okubaandom6263 Ай бұрын
ELllllll enqae mariam maharetki haras anbesa giera tewexeki zhaftey enqae hagosekum ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-iy3br3og6m
@user-iy3br3og6m Ай бұрын
እንቓዕ ሓጎሰኩም 🎉ውላድኩም የዕብየልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤❤♥️♥️♥️
@YIHDEGAHaile
@YIHDEGAHaile Ай бұрын
❤ ሽሻይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ን ኤርትራውያን ውን ሃብት እዮም ።
@kidanefessehaye8299
@kidanefessehaye8299 Ай бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል :ሓራስ ኣንበሳ :ኣምላኽ ጥዑም yu::
@MhretBeyan
@MhretBeyan Ай бұрын
ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክኩሙ ተባረኩ ዕድመንዕናን ይሃብኩም ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም። ብጸጋብቍመትን የዕብዮም። 💯🙌🙏❤️👆🙌💯
@MhretBeyan
@MhretBeyan Ай бұрын
💯🙌👆❤️🙏👍🏿🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsigeredahagos5405
@tsigeredahagos5405 Ай бұрын
Asey Ellll enqea Adey mariam beselam tegelageli ❤❤❤❤❤❤
@user-hg3zs7ze3h
@user-hg3zs7ze3h Ай бұрын
Elll engea Adey mariam beslam tegelagelit❤❤❤❤❤
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 Ай бұрын
አምላክ ብሰላም የዕብዮም ነደ ከአ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኪ
@akberatweldemicheal9502
@akberatweldemicheal9502 Ай бұрын
እወ ጎይታ ይህብ። ዉሉድ ውህበት እግዛብሔር እዩ ፈርከሲ ካኣ ዓሲቢ ይብል ቃል ኣምላኽ።
@AsmeromHailemariam-uq6tl
@AsmeromHailemariam-uq6tl Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብጸጋ የዕብዮም❤❤❤❤
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY Ай бұрын
ዋውውውው ተመስገን ኣምላኸይ ብርኽቲ ኣደ 🙏🙏🙏
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl Ай бұрын
ኣሰይ እንቋዕ ማርያም ምሓረትኪ መዓረይ ቀሊል ኣይኮነን 3 ዕሸላት ኣብ ከርስኪ። ተስፋ ይገብር ዮናስ ሓወይ ብዘይ ገለ ውህብቶ ኣፋኒኩማ ከይትኮኑ።
@lunatewald4812
@lunatewald4812 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ እንቖዕ ሓጎሰኩም አምላከ የዕብይልኩም ❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹🌻🌻👌
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
@iloveyoumysweethomeeritrea2162 Ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣዕብዮም ብጣዕሚ ደስ ዝብል❤️❤️❤️goofandme kfetlom knhgzom
@yorasalemftsum-wj2vq
@yorasalemftsum-wj2vq Ай бұрын
aseyyy enqae hagosekum edmen tenan yhabom fetari❤❤❤
@abrahamyohannes1515
@abrahamyohannes1515 Ай бұрын
Asey asey wlde whbet amlak ayou❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@eritrea6227
@eritrea6227 Ай бұрын
Aseyyyy Temsgen amlk nihna Eritreawiyan kenbezhe alena 🙏end hawey marey Enka hagoskum 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልል እዚ ጅግና ሓውና ጀጋኑ ወሊድልና ፈጣሪ ብጥበብ የዕቢኹም ብሩኻት ይግበረልና።ዮሃና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🌿🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Ай бұрын
Amennnnnnn❤🎉
@user-ut1gd1xr4l
@user-ut1gd1xr4l Ай бұрын
ኣሰያ በለ ከተታዓብያ ዲኻ 😂
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
@@user-ut1gd1xr4l ናይ ዓለም መምሃራን ፍቅሪ ጽንዓት ኢና እኮ ኤርትራውያን ኣብክንዲ ንዓይ ንብጻየይ ይጥዓሞ ዝብል ሕብረተሰብ እዩ የዕብይና ተማቂልካ ምንባር ብፍቅሪ።ኣኮነን ነዚኦም ሲ ክንድኦም ክንድኦም እንተትውስኸልና ከማን መዕበናዮም ደቅና ስለ ዝኾኑ። ኣንታ ደቃላ ከምቲ ናይ ክልል ትግራይ ዘዕበየካ ባህሪ ጌርካ ምሽ ወሲድካዮ ክክክ ስርቂ ስራሕ እዩ ዝብል ጭርሖ።ከመይ ካብ ገጽ ዓለም ይደምስስኩም መድሃኒኣለም ቡዳታት።
@user-ut1gd1xr4l
@user-ut1gd1xr4l Ай бұрын
@@user-wc6fb3jk9d እንታይ ድኣ ሕሉፍ ኤርትራዊ ክትከውን ትፍትን ዳኣ ዳሓር ከኣስ እንታይ ኢኻ ጥር ኢልካስ ናብ ትግራይ ትግራዋይ ዲኻ ኬንካ ወይ ታ ዓጣሪት ኣዲኻ ክትከውን ኣለዋ እንበር ኣነስ ጽሩይ ኤርትራዊ መንነት ዘለኒ ሰብኣይ እየ ድርባይ
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
@@user-ut1gd1xr4l ወጻእ ኣታ ምኒንን ደቃላ እንታዴኹም እዩ ኣብ ሓጎስ ኤርትራዊ ዘሕዝነኩም ቡዳታት ዕሱባት ጁንታ ። ግዜ የብልናን ምሳኹም እልፊ ኣልገፊፍ ደቃላ ክንመላለስ።ንሕና መምሃራን ናይ ዓለም ኢና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
አሰይ እልልልልልልል የዕቢየልና ህያብ ፈጣሪ እንኳዕ ሐጎሰኩም ብሩኻት ወለዲ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@godislove6010
@godislove6010 Ай бұрын
ክብሪ ንኣምላክ, ተመስገን አምላክ ይዕብዮም 🙏🏻🙏🏻🇪🇷🌿
@user-tx6rf1sm4q
@user-tx6rf1sm4q 25 күн бұрын
ስለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን❤❤❤❤
@milkakiflu3284
@milkakiflu3284 Ай бұрын
Edmen tenan yehabkum des zeblu sedra. Eziom eyom hagez zegbom deki eri❤❤❤
@dtfffkyf3559
@dtfffkyf3559 Ай бұрын
አሰይ ኤርትራዊት አደ እንቆዓ ማርያም ብሰላም አደይ መሬም አወጽአትኪ አሰይ ደቂ ኤረይ ብዝሕ በሉልና እልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 Ай бұрын
ኣሰይ እንካ ኣደይ ማርያም ብሰላም ገላገልትኪ ውሉድ ውህብቶ ኣምላክ እዩ
@godislove6010
@godislove6010 Ай бұрын
መተካእታ ጀጋኑ ኩኮኑ... አሜን አሜን.ብናይ አምላክ ጥበብን, ብልቦና,ብቁመትን ይዕበዮ 🙏🏻🙏🏻
@Manakindne-ny4yj
@Manakindne-ny4yj Ай бұрын
እንቋዓ ብሰላም ተጋላገለት ንዖም ካአ ዕድመን ጣዕንን የሃቦ ፈጣሪ
@abrahaleyasefaw427
@abrahaleyasefaw427 Ай бұрын
ቦኹረጼን ዓርከይ ኣቦ ስድራ ኮንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦምን ይሃብካን
@asmeretfissahaye3803
@asmeretfissahaye3803 Ай бұрын
Marey enqae bselam tgelagelki Amlak bxegun tbebbun yebyelkum 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fshalefsha2735
@fshalefsha2735 Ай бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብሪ ይኹኖ እንቋዕ ካኣ ጓለደይ ማርያም ኮንኪ
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ ደቅኹም ዮናስ ድማ የቀንየልና
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 Ай бұрын
ብሰላም የዕብዮም 🌹🌹🌹🌹
@brhaneyebio7360
@brhaneyebio7360 Ай бұрын
እግዝኣብሄር ሰናይ እዩ እንኩዓ ደስ በለኩም
@araiafamily5328
@araiafamily5328 Ай бұрын
Asey Asey zom yhwatey enkae hagosokum Ezom eshelat kae luol fetari bxeguon bereketun yeabyom🙏♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditbokrezion291
@yoditbokrezion291 Ай бұрын
ዮናስ መተዓቢቲ ቅኑዕ ጻዕዳ ልቡ
@haymanotkahsay726
@haymanotkahsay726 Ай бұрын
እቃዕ አደይ ማርይም ማሓረትኪ ዝሓፍተይ
@KalabG-ie2fq
@KalabG-ie2fq Ай бұрын
ውውውውውውው ምሽ ኣላህ ኢንቃዕ ሓጎሰኩም የዕበልኩም
@goitomhanenbereket2926
@goitomhanenbereket2926 Ай бұрын
Ellllllll wiledu dea deki erey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️.
@TsehayneshTsehaynesh-gp6hz
@TsehayneshTsehaynesh-gp6hz Ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ማይራም ዋሃቢት እንቃዕ ሓጎሰኩም ጽቡቃት ስድራ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AliIbrahim-fj7sr
@AliIbrahim-fj7sr Ай бұрын
May they upbring healthy. It's grace from our creator.
@wegahtateklebrhan8023
@wegahtateklebrhan8023 Ай бұрын
Asey Asey eqao hagosekum yeobelkum 🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c Ай бұрын
ፓው ዳሽሻይ ዪም እዚኦም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዮናስ ከኣ ቀጽሎ ኣምበሳ ኩሉ ተቅርቦ ቁምነገርዩ ❤❤❤❤❤❤
@huriyahiyabu358
@huriyahiyabu358 Ай бұрын
አሰይ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉክም❤❤❤
@saraemmbaye5393
@saraemmbaye5393 Ай бұрын
Assey Assey Ellllllll deki eri shikorinatat wowwww Nice 🇪🇷💯🌹🌹🌹🌹 amen Yesssssss 🇪🇷😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@semharokubaldetkidane1932
@semharokubaldetkidane1932 Ай бұрын
Wawww enka hagoskum Ane ka btami eya zmena mantu ❤🎉
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 Ай бұрын
አምላኽ የዕቢየልኩም ❤️🙏🏾❤️🙏🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@TheThe-yw8yz
@TheThe-yw8yz Ай бұрын
Enqae ahegosekum kuburat Ahwat kemu enqae adey mariyam beselam gelagletki edmen tenan ni deqkum kea des kebluka tezaribom ab zeweduwa Amlakom yzkuru leuul fetariy hgzkum buruka🎉🎉🎉❤❤❤
@okbeabsandras859
@okbeabsandras859 Ай бұрын
congura bis deki edmen tenan yhabki fetari⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawitgkristos4896
@merhawitgkristos4896 Ай бұрын
asey egziabiher teum yebyelkum sdra kea eka hagosekum❤❤❤❤
@piealpha795
@piealpha795 Ай бұрын
ቦኽረ ካብ ድፋዕ ምስ ተመለስካ መጅሙዕ ኢኻ ፈኒኻ 😂😂😂ግርም ገበርካ የዕብየልኩም
@user-ti6fh4fb9i
@user-ti6fh4fb9i Ай бұрын
ልልልልል seni ንካዕ ኣሕጎሰኩም. Deki ኤረይ. ሃብቲ ኤርትራና
@Aman80770
@Aman80770 Ай бұрын
ኤልሳ ❤ ዕድመን ጥዕናን ❤ ይሃብኪ ❤❤❤❤
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 Ай бұрын
Thank you Yonas. Gud bevara och ger en långt liv Fantastic att få tre små vackra bebis ♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷♥️
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 Ай бұрын
Wedi beyan xeada ruhusat wuludat ygberelkum Bokure hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
እንቃዕ ማርያም ብሰላም ምሓረትኪ ጽቡቃተይ❤❤❤
@OBO994
@OBO994 Ай бұрын
የዕቢዮም ❤
@luwamunknown159
@luwamunknown159 Ай бұрын
Congratulations beautiful family 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 her husband is so nice as well he was so supportive 💖 ❤️.
@senait4255
@senait4255 Ай бұрын
Congratulations🙏🏽‼️Good bless all of you guys 🙏🏽‼️❤❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e Ай бұрын
ማሻላህ ናይበሃኪ ህዝቢ ኤርትራ ክንወልድ ኣለና በተሰባ ደልየ ኣለኩ ኣነ 💕❤️💕❤️💕❤️🇪🇷💕❤️❤️❤️❤️❤️
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Ай бұрын
ዮሃና ዮሃና ዮሃና ሰድራ ቤት ቦክረጼን ኩሉ ፍቓድ ኢግዛቤሪ ኢዩ የዕብዮም 🙏🏾🙏🏾🍇🍇🍇🍇🍇💐💐🇪🇷🇪🇷💗👍🏾
ናይ ኣውዳኣመት ሳዕስዒት
7:21
LIFE OF ARKHEY
Рет қаралды 12 М.
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 63 МЛН
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 15 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 103 МЛН
እታ ናይ ብሓቂ ኤርትራ ኣብ ደገ'ያ ዘላ
24:25
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 24 М.
'' መንእሰያት ዝወርር ዘሎ ሓደጋ ግብረ- ሶዶም ''  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
24:31
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 10 М.
ኣምላኽ ነዚ ምተቐበሎ ዶ
9:26
Fiorina Family
Рет қаралды 4,8 М.
280: ስብርባር ዜና - Broken News - أنباء متناثرة
19:56
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 63 МЛН