" 3 ዓመት - ብሓንቲ እግሪ - ኣብ ጓጓ ፀላኢ ከርተት . . . !"(1ይ ክፋል)

  Рет қаралды 103,078

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

5 ай бұрын

ወራሪ ትግራይ ንምምብርካኽ ዝሃቀኖ ኣዝዩ ሓደገኛ ወራር ቀዲምካ ንምምካት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ምሸት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ሰሜን ዕዝ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ ክትወስዱ ኢኹም ተዳለዉ ካብ ዝተብሃሉ ኣዝዮም ውሑዳት ኣባላት ፍሉያት ሓይሊ ሓደ እዩ። ፈላመይቲ ዓረር እንትትኮስ ኣብታ ታሪኻዊት ፍፃመ ነይሩ። እቲ ስጉምቲ ክዛዘም ክብል ከባቢ ላዕላይ ሰለፉ ተወቒዑ ዓፅሙ ተሰይራ። እንትቕፅል ሰራዊት ኢትዮጵያ መቐለ እንትኣቱ ሕክምና ከይገበረ ከሎ ምስ ካልኦት ቁሱላት ብፆቱ ተፃዒኑ ናብ በረኻታት ቆላ ተምቤንን ምዕራብ ትግራይን ተወሲዱ። ኣብቲ ከባቢ ፀላኢ ምስ ኣርከበ ምንም ክንገብረኩም ኣይንኽእልን ተባሂሉ ምስ ብፆቱ ኣብ በረኻ ተደርብዩ። ቁሱላት ብፆቱ እንትርሸኑ ንሱ ብሓንቲ ተኣምራዊት ቅፅበት ኣምሊጡ። ሓንቲ ዝተሰበረት እግሩ ኣንጠልጢሉ ብሓንቲ እግሩ ሰለይ እናበለ፣ ኣፃድፍ በረኻታት እናንከራረወ፣ ዓቐብን ኣኽራንን ከም ጠበቕ እናሓኾረ፣ ንኸቢድ ስቓይ ቁስሉ ስኑ ነኺሱ እናተፃወረ ሰለስተ ዓመት ሙሉእ ፀላኢ ኣብ ዝተቖፃፀረሎም ከባብታት ምስ ሞት ሕብሕቢኢተይ እናገጠመ ኣሕሊፉ። እታ ኣብ ፈላማይ ተኹሲ ዝቖሰለት እግሩ ሰኣን ሕክምና ክሳብ ሎሚ ከይሓወየት ኣላ። ኣብ ዓለም ኣሎ ኢልካ ዘይትኣምኖ ዝደሓነሎም ዕድላት፣ በዓል ኣምባሳደር ስዩም መስፍን መስዋእቲ ዝኸፈልሉ ምኽንያት፣ ዘሕለፎም ሕልሚ ዝመስሉ ውፃእ ውረዳት ክነግረና ምስ ፕሎት ሚድያ ዕላል ገይሩ ኣሎ። ፈላማይ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ተጋዳላይ ኣታኽልቲ ፍስሃየ። ሰብስክራይብ ብምግባር ተኸታተሉ።

Пікірлер: 371
@user-le4ni8rr6c
@user-le4ni8rr6c 5 ай бұрын
ምዕባይ ሓወይ አምላክ ይመስገን ናብዚ ዘብፀሐካ ፈጣሪ
@user-ik2zk4of1v
@user-ik2zk4of1v 5 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፈልካ❤
@AbenezeratnafuAbenu
@AbenezeratnafuAbenu 5 ай бұрын
bhiwet mtrafu des ybl btami❤❤❤
@yonasgebre1250
@yonasgebre1250 4 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፈልካ ዚሓወይ
@enroute3
@enroute3 4 ай бұрын
ኣብ መእተዊኻ ኣብልዕሊ ሰሜን እዝ "ስጉምቲ ተወሲዱ" ኣይትበል። ፀላእቲ ነቲ ናይ ቃላት ኣጠቓቕማኻ ቅይር ኣቢሎም እዮም ዝጥቀሙሉ። ፀረመጥቃዕቲ እንተትብል ምተመረፀ።
@rahilhayale2627
@rahilhayale2627 2 ай бұрын
Tikikl
@yafetmehari9096
@yafetmehari9096 Ай бұрын
ተጋሩ ክክክክ ክትሕስዉ ጸሓይ ዓሪባትኩም. ባዕልኹም ከም ዝጀመርኩሞ ደኣ ባዕልኹም ኣብ ዝተፈላለየ ሜድያ ትናስሑሉ ኣለኹም.
@enroute3
@enroute3 Ай бұрын
@@yafetmehari9096 ክላእ ትግራዋይ ኣይኮንኩን ካብ በልካስ በል፡ንህዝብኻ ኣድሕን መጀመርያ፡ ኣብዘይምልከተካ ኣይትሓምዙቕ።
@AlexTeshome-ym5hk
@AlexTeshome-ym5hk Ай бұрын
አገር ያወቀውን ፀሀይ የሞቀውን አሁንም ኢትዮጵያንን መሸወድ የምትችሉ ይመስላችኋል ሞኞች
@enroute3
@enroute3 Ай бұрын
@@AlexTeshome-ym5hk ሾርት ሚሞሪ የተባልከውስ፡ ኣሁንም ረሳሀው እንዴ? 😀😀
@frehiwotgetachew2665
@frehiwotgetachew2665 5 ай бұрын
አንታ ብሩኽ እንተ ንስኻ ጀግና ኢኻ ፈጣሪ እንኳዕ አትረፈካ እቲ ጠያቂ እሞ ከምዝይ ዝበለ ወታደራዊ ሕቶ አይሕተትይ ነዉሪ
@alexabdu4415
@alexabdu4415 5 ай бұрын
Tikikil ! Kihitt zeygiba hito ayedliyin neyru.
@sdyy5416
@sdyy5416 5 ай бұрын
እቲ ክፋእኩም እባ ክንፈልጦ? እዋይ እቲ ክሕደትኩም ዓለም ፈሊጥኩም,
@sdyy5416
@sdyy5416 5 ай бұрын
እዚ ወዲ ልክዕ ናይ ቀደም ፊልም ናይ ቴክሳስ ካብቶም ቀልጢፎም ዝሞቱ መክሲካኒ, እዚ ቆልዓ እታ ኩናት ዝጀመሩላ እዩ ተወጊኡ,
@tsegahadush7204
@tsegahadush7204 5 ай бұрын
​@@alexabdu4415ትክክል
@truth3960
@truth3960 4 ай бұрын
Haqi diu newri
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 5 ай бұрын
*_መዓረይ ኣብ ስቃይ ላሃለወስ ገፁ ሕጉስ እንኳዕ እስቲ ብሂወት ተፍካ😢_*
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 5 ай бұрын
" ኣባላት ሰሜን እዝ ንዕለት 27 ክወቕዑ መደብ ስለ ዝነበሮም ፡ ቀዲምናዮም ብዕለት 24 ስጉምቲ ወሲድና " እታ ሴኩቱሬ ጌታቸው መብረቓዊ መጥቃዕቲ ኢሉ ዝገለጻ ስጉምቲ ።
@yonaszewdu9130
@yonaszewdu9130 3 ай бұрын
This is none of your concern! Why don't you take care of the chaos in your own country?
@oqubaykifle9554
@oqubaykifle9554 4 ай бұрын
ምስጢር ዝበሃል የለን ገመል ሰሪቅካ ጉብሕ ጉብሕ. ንህዝብይ ትግራይ አብ ደላህመት ዘእተወ ዉሳኔ, ሴኮቱሬ መብረቃዊይ መጥቃዕትይ ገርና ምሽ ኢልኩም. እቶም ምስጥር ትብሉ ደናቁር short memory ሳትላይት ዝበሃል ኣሎ ኣብዛ ዓለምና.polt,M Good job
@reemal1725
@reemal1725 4 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ክቡረይ ❤❤ካብቶም ካብ መካላከልያ ወፅዮም ናብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ተፀምቢሮም ዝተቃለሱ ሓደ ዝፈትወን ዘክብሮን ወዲ ኣኮይ ነይሩ ምእንታይን ምእንቲ ህዝብ ትግራይ ሓደ ቆለዓ ከይገደፈ ኣብ ምዕራብ ተስዊኡ 😢 😢ኣጋ ምስ ቀረበ
@user-wv4iu3ul2r
@user-wv4iu3ul2r 4 ай бұрын
ደራሲን ተራኺን ሹሻይ ወረስ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ፡፡ ብብቅዓትካ ንህዝብኻ አገልግል፡፡❤❤❤
@user-ox4zr7ow5o
@user-ox4zr7ow5o 11 күн бұрын
ሽሻይ ወረስ ከምዚ ዓይነት ቃለ መሕተት ንግዚኡ ይፅናሕ። ካብ መኽሰቡ ኪሳርኡ ስለዝበዝሕ።
@yohannesulema9762
@yohannesulema9762 5 ай бұрын
እንዃ እግዚአብሔር አውፀአካ አሜን 🙏🙏
@sileshibeshah6766
@sileshibeshah6766 5 ай бұрын
Interseting....God bless you young hero....A ggod lesson for other journalists from Shishay Werese....how to ask and listen.....Thank you very much...
@nardosgessesse5203
@nardosgessesse5203 5 ай бұрын
ወዋእ ሰሜን እዝ አወቃዕናን እንዶ አተባህለን
@Manjuse252
@Manjuse252 5 ай бұрын
ክወቐካ ምዝግጃዉ እንተፈሊጥካ ክሳብ መጽዩ ዝትኩሰልካ ኾፍልካ ምጽባይ ዕሽነት እዩ ወታደራዊ ስልቲውን ኣይኾነን
@amanuelberaki770
@amanuelberaki770 5 ай бұрын
​@@Manjuse252ክክክክክክ እሞ ክሃርመና ይዳሎ ስለዝነበረ ኢና ሃሪምናዮሞ ዘይበልኩም ለካብጥ ብሓሶት ዝተበረዝኩም ፍጥረት
@AbrahamTesfamariam-fz7vr
@AbrahamTesfamariam-fz7vr 5 ай бұрын
ላይእማንካ ሓወ ሓሾት ልይበልየና።
@AbrahamTesfamariam-fz7vr
@AbrahamTesfamariam-fz7vr 5 ай бұрын
ግደፎም እባ ሻዕብያን ፈደራልን ኲናት ከፊቶሙልና የዓዉይይይይ ባይደን ከምዘይበሉ ክክክ ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ። ምቅናይ ጥራይ ኩላ ሓቂ በብሓደ ባዕሎም ከውጽእዋ እዮም።
@ERi291MM
@ERi291MM 5 ай бұрын
ተጋሩ ሓሰውቲ ስለ ዝኮኑ ከምኡ ኢሎም።
@ttzeru3471
@ttzeru3471 5 ай бұрын
ስታምር ጀግና ሓወይ❤❤
@habtom2275
@habtom2275 5 ай бұрын
ፀረ ሓሸውቲ ሓቂ ልናገር ጅግና ትግራዋይ ❤❤ ኢለካ ኣለኹ : ህዝቢ ትግራይ ተሸዊዱ እዩ 😢😢😢
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 2 ай бұрын
ውፃእ ሳዋ
@ahadu3120
@ahadu3120 5 ай бұрын
ትኹለ እዩ ገዛይ ኣብ ዓዲ ኽፍእ ብዝሓት ኣሕዋትናን ሲኢና ብጣዓሚ መስተውዐሊ መንእሰይ ኢኻ እንኳዕ ብሂወት ተሰፍካ።
@WeyniAsfa-nr1qu
@WeyniAsfa-nr1qu 3 күн бұрын
ዋላ አነ ትኹለ እየ😢😢😢
@ahadu3120
@ahadu3120 3 күн бұрын
@@WeyniAsfa-nr1qu ወይንየ😥
@godsfavson
@godsfavson 5 ай бұрын
I am going to download this . Finally truth came out that they are the one who started for your record . Thank you 🤷🏻‍♂️
@bekindtoyourself1817
@bekindtoyourself1817 5 ай бұрын
Do you know self defense means!
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 5 ай бұрын
የነም እንደዛው ነው።እውነት ለግዝየው ነው እጂ ይቀጥል።
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 5 ай бұрын
The real war was declared on June 20, 2018 when dictator Isaias said “ Game Over”
@eriblood803
@eriblood803 5 ай бұрын
​@@Z-oneandonly the real war was declared in 2002 when agame didn't accept the Algiers agreement
@assefagebremichael4826
@assefagebremichael4826 5 ай бұрын
The truth indeed! Getachew Seko said it, Gen. said it! But the truth meant nothing to Alula and his herd!
@YsakTiger
@YsakTiger 5 ай бұрын
ጅግንነትን ስሪሒትን ሰራዊት ትግራይ ካብ ምዝራብ ተቆጠቡ
@AbrahamTesfamariam-fz7vr
@AbrahamTesfamariam-fz7vr 5 ай бұрын
ዓርስና ኲናት ከምልጀመርናለ ልሰሜን እዝ ዓርስና ከምደጥቃዕናዮለ የቃልዑና እናይ እጁ ኣብዙይ ላመጻኻ ምስጢር ምቅላዕ።
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 5 ай бұрын
ሙሽጥር ሙሽጥር ​@@AbrahamTesfamariam-fz7vr
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 5 ай бұрын
ጀግና ብዙሕ ኣይዛረብን, ይትግብር ጥራይ. ጩግራፍ ባዕላ ሃሪማ ባዕላ ተእዊ.
@AbenezeratnafuAbenu
@AbenezeratnafuAbenu 5 ай бұрын
💪💪💪❤️❤️💛💛 yeknyelna kubur hawna 🙏kbrin mogesn njeganuna sematatna
@merhawitesfu427
@merhawitesfu427 5 ай бұрын
መጀመርታ እንቋዕ ንእስነትካ ረኣየልካ ቁስልኻ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ። ሓሶት መራሕቲ ሕወሓት ስለዘውጻኻ ከኣ ነመስግነካ። እቲ ኲናት ባዕልኹም ከምዝጀመርኩሞ መስኪርካልና።
@-vb2cb
@-vb2cb 4 ай бұрын
27 ከም ንወቃዕ ፈልጥና 24 ብዓልና ወቅዕናዮ እኮ ኢልካ
@hahaylepost9570
@hahaylepost9570 3 ай бұрын
ኣበይ ዝነበርካ ጀጃዊ ጀራም ኢካ ወደይ? 27vs24 ኣይተረደአካን ማለት ድዩሰ ወይ ኤርጥላዊ ኣራዊት ኢካ
@assefagebremichael4826
@assefagebremichael4826 5 ай бұрын
I am glad you are alive to tell the truth that you experienced! I hope you have not offended Alula!
@beletu7041
@beletu7041 15 күн бұрын
አታኸልቲ ጀግና ውፉይ ተጋዳላይ እዛመከራን ቃንዛን ተጋሩ አብሸኸምኻ እንሃ አዞኳ ህዘቢኻን ዓድኻን ክክሕሱዃ ተስፋ ይገብር ከበር
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 4 ай бұрын
Thank bro Ati haqey sele zengerkana
@marhawitmarha843
@marhawitmarha843 4 ай бұрын
ተክልት ሓወይ መተዓብታይ ማዓረይ እንኺ እግዚአብሔር አውፀእካ ተመስገን ኣምላክ ዛሓወይ 🙏🙏🙏❤️❤️
@Mierafmultimedia
@Mierafmultimedia 5 ай бұрын
ደስ ዝብል Program.....Please Part 2 ???
@kaleabandeslasie1439
@kaleabandeslasie1439 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ወጻኻ ኩብሩ ሓው💙💙💙
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 5 ай бұрын
ዝሃወይ ጀግናየ አካ ብሂወት ተረፍካ tdf ትግራይ ጀጋኑ ታይሞ ዝግባኩም አይረክብኩም ግን አጆኩም ክሓልፍልና አዩ የቀንየልና🙏❤️❤️❤️❤️ ስለና አብይ ሂዎት ከፊልኩም ❤️
@user-kb4fx7cz1y
@user-kb4fx7cz1y 4 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተረፍካልና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏💚 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😥🤲
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 5 ай бұрын
ሰሜን እዝ ተቀዲሙ እንበር ተጋሩ ጥቅዓት ክፍፅሙ ኦፕሬሽን ኣይሰርሑን፤ኣተሓታታካ ኣስተካክል😕ንመላሲ TDF ግን ከየመስገንኩ ኣይሓልፍን
@yemaneyohannes421
@yemaneyohannes421 5 ай бұрын
you have to accept the fact that you started war
@yafetmehari9096
@yafetmehari9096 Ай бұрын
በቃ ከተንቁሩና ሰራዊት ነዓኹም ጠላማት ክሕሉ ከካብ ክልሉ መጽዩ ብድቁሱ ሓሪድኩሞ ሕጂ ትኽሕዱ ኣለኹም ኤህ ደኣ ንስኹም. ኢድኩም ረኺብኩማ ኣለኹም ግን.
@abebakebede1270
@abebakebede1270 5 ай бұрын
እንካእ እግዚአብሔር አውፀአካ!!!
@mashotsegaye7144
@mashotsegaye7144 4 ай бұрын
ቃላት ዘይገልጾ ሀቦ ትብአት ጅግንነት ታይሞ ክብሎ ክብሪ ይግብእኩም 🙏🙏🙏🙏🙏
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 5 ай бұрын
Our TDF hero- Egziabher Enquae autseaka. God saved your life
@mikeltesfu2178
@mikeltesfu2178 4 ай бұрын
ምሕረት የውርደልካ ኣምላኽ
@user-vh3ni8ij2u
@user-vh3ni8ij2u 5 ай бұрын
እንካዕ ናብ ዝይ አብቀዕካ
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n 4 ай бұрын
ጎይታዋይ😢 ክንደይ ኢኩም ግን ሓሊፍኩም ኣሕዋትና ብሰንኪ ዘም ተካላት መንግስቲ
@user-be5uq6mq8n
@user-be5uq6mq8n 3 ай бұрын
ጅግና ❤❤❤❤
@solomongebrehiwot1325
@solomongebrehiwot1325 25 күн бұрын
ሹሻይ ወረስ ጎበዝ ከሻሒ ምስጢር ኢኻ 😭 እንታይ ከምትዛረብን ሳዕብየኑን ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ❓
@gebretnsaekahsu731
@gebretnsaekahsu731 6 күн бұрын
ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዝ ስጉምቲ ምውሳዱ ብሚድያ ምውፃእ ግን ከም ተጋሩ የዋፅእ ድዩ? ተወሪርና፣ፅንተት ተፈፂሙልና እናበልናስ ከምዚ ዓይነት ንፀላኢ ዝጠቅም ወረ ፅቡቕ ኣይመስለንን 'ሞ ኣቀራርብኡ እንተዝቕየር
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 5 ай бұрын
ኣጆኻ ከም መንእሰይ.
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 5 ай бұрын
Welcome 🙏
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 4 ай бұрын
ብሰንኪ ዞምቶካናት አቃጠርቲ መራሕቲ ትግራይ መከራኩም ሪኢኩም😢😢😢
@laykunphotolakkun8968
@laykunphotolakkun8968 5 ай бұрын
ንስኻትኩም ሰሜን እዝ ኮስቲርኩሞም ኢኹም መዘዘኛታት ልዕሊ 1 ሚሊዮን ደቂ ድካ አወዲእኩሞም ጌታቸው እና የዕርኩቱ ግን በሂወት አለዉ ዊስኪ እንዳስተዩ የሕዝን
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 5 ай бұрын
ማሃይም ሐሸከረ ኢሳያስ👎
@Merry-ld3ff
@Merry-ld3ff 5 ай бұрын
Dedeb!!!
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 5 ай бұрын
Ab SAWA KABE MERAGE YEDHENENA!🥲🥲🥲👿
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 5 ай бұрын
ሓደን ፈረቃን ሚልዮን ሃመማ. ኮይኖም. ውላድ ሳዋ ከምኡ እዩ ዝገብር. ሕጂውን ወስ እንተልክን b3 ኣራቢሕና.....​@@yashenfalgena6247
@helenukbe4886
@helenukbe4886 5 ай бұрын
አይ መደንገጽ​@@alexandershewitalexander2394
@Salh-wr5dq
@Salh-wr5dq 4 ай бұрын
ዝገርም ዘረባ ኢዩ ኩሉና ግበሩ ዝበሉና ኢና ገርና😊
@ashenamamo6695
@ashenamamo6695 5 ай бұрын
Tesbuke....
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 5 ай бұрын
ኣንቱም ህዝቢ እንበር ዶኸ ርእሲ ኣለኩም ። ሰሜን እዚ ከም ዘጥቕዕዎስ ባዕሉ ነብሱ ይምሓሮ እቲ እንዳዜና ሓላፊ ዝነበር ባዕሉ ተዛሪቡ ዩ። እታ ምስጢር ትብልዋ ዘለኹም ሲ ኣየነይቲ ያ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
አብየት ትብዓት ፅንዓት አንምበርኸኽን በሃላይን ተዓዋታይነት ተጋሩስ መዳርግቲ ታሪኽ ዶ ይህ ልዎ ይኮውን አብዛ ምድሪ ??? ዝገርም ህዝቢ!!!💪✌️✌️✌️
@user-pf9dm9wo5z
@user-pf9dm9wo5z 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሐወይ
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 29 күн бұрын
እቲ ሰርሒት ክሰነድ አለዎ ሐቂ እዩ ኮይኑ ግን ሰሜን እዚ ክውቃ እንተሎ ፍሉይ ሐይሊ ትግራ ከምዝጀመረ አምሲልካ ምሕታ እንተንቁጠብ ዘይፈልጥዎ ሐበሬታ ከውፅኡ ትገብር አለካ እሞ ሚሰጥር ዝበሃል እባ ይሃሉ ንጆኖሳይድ ቃልስና ዝፃባእ ዶኩሜንት አይተሕልፉ
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ብተሪካ ማዓርዬ❤❤❤
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 5 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ትረፍካ ዝሓወይ ❤🙏🥺
@user-sg8nn8nd3z
@user-sg8nn8nd3z 4 ай бұрын
ሓያቲ ቕድመኻ እካዕ ተረፍኻ ወዲነዋ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 5 ай бұрын
እንኳዕ ሂወት ኣላኪ ክቡር ተጋዳላይ ሓወይ ❤️❤️❤️❤️💪💪💪
@Mabrit2030
@Mabrit2030 4 ай бұрын
ስታምር ጀግና ሓወይ💊💊💊❤❤🙏
@ahcdghdi6046
@ahcdghdi6046 5 ай бұрын
jogan❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@angeltrucking4793
@angeltrucking4793 5 ай бұрын
እንኾዕ ካባካትኩም ተፈጢሬ🙏🙏🙏
@user-fi2pt9fc6f
@user-fi2pt9fc6f 5 ай бұрын
ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ ነይሩ ግን እገለ መካላከያ ትግራዋይ ሓጊዝና ዝብል ሓሳብ ኣይ ተዋሓጣትለይ ምክንያቱ -----------
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 5 ай бұрын
ብሱሩ ጠቅላላ ናብ ሓደጋ ዘእቱ እዪ ሰሜን ዕዝ ኪናት ጀሚርና ብፍላይ እቱ ጋዜጠኛ ሐታቲ ሰራም 🙄
@yonas5644
@yonas5644 4 ай бұрын
​@@goesaroundcomesaround ኣይ ሻዕቢያ ዩ ጀሚርዋ ክብል ተጸቢካ 😂😂😂
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e 5 ай бұрын
እንኳዕ በሂወት ተረፍካ ኩብሩ ጆግና ሓወይ❤❤❤🎉🎉
@BerihaTesfay-sy3zu
@BerihaTesfay-sy3zu 5 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ❤❤❤🙏🙏🙏
@HappyAquariumFish-lc1pj
@HappyAquariumFish-lc1pj 5 ай бұрын
Ataklti I'm glade you r oak
@user-jt9ge3bw2b
@user-jt9ge3bw2b 4 ай бұрын
አይዞህ ወንድሜ ተመስገን ነው ይሚባለው❤ካጣናቸው አንተ ትሻላላህ ምነው ሁሉምእንዳተ በተመቱ
@hayha4307
@hayha4307 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@adisuagame7619
@adisuagame7619 4 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እዙ ዘረባ ግዜኡ ዘይ ሓለወ ንግግር ግዜ ተዝወሃቦ ይምረፅ እቱ
@-vb2cb
@-vb2cb 4 ай бұрын
ውሕስነት ዘይብሎም ኣይትሕተትዎም ግደፍዎም እስኪ ጎዳይ ቁስሎም ይኣኹሎም
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
Zhashet Comment b'ab'iu n'natu safety zeyteshaqelus mstir do gele kblu lbom tefi'ewom
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 5 ай бұрын
gan koynna Ezi kulu mekera kemey Gierka Halifkayo 😍😍😍😍😍😍😍
@user-zu9bq1ve5m
@user-zu9bq1ve5m 5 ай бұрын
ብፃየይ ንበረለይ❤❤❤❤❤❤❤
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 5 ай бұрын
Enqua bihiwet terefka marey👏👏👏❤❤❤❤❤❤
@AbrhaMebrahtu-yp2yi
@AbrhaMebrahtu-yp2yi 3 ай бұрын
ጀግና ወዲ ህዝቢ
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 4 ай бұрын
ብፃይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ።
@user-py5wk4kk7v
@user-py5wk4kk7v 4 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ናተይ❤❤❤
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@gebeanenyagerziher
@gebeanenyagerziher 5 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ወፃካ ዚሓወይ
@AaA-dk8ji
@AaA-dk8ji 5 ай бұрын
ስታምር ጀግና ሓወይ ❤❤❤❤❤😢😢😢🙏🙏🙏
@binyam1578
@binyam1578 5 ай бұрын
እዋይ TDF😢🕊🔔👏🙏🏼✌🏻🌻
@user-gw3op3wo8j
@user-gw3op3wo8j 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yibralemtekleab2943
@yibralemtekleab2943 5 ай бұрын
ዘይውድኦ ታይ 2ይ አበለካ
@MichaelAmbaye-j3l
@MichaelAmbaye-j3l 4 ай бұрын
The real story❤❤❤
@tglove720
@tglove720 5 ай бұрын
❤❤❤
@bayragabrmebrahtu3966
@bayragabrmebrahtu3966 4 ай бұрын
ጎብለል፡፡
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 5 ай бұрын
ፅፅቡቆም ድዮም ተወቂዖም ኣሕዋተይ ማዓረይ
@reemal1725
@reemal1725 4 ай бұрын
ኩሉ ብኣርእያ ሥላሴ ዝተፈጠረ ፅቡቅ እዩ ዝሓፍተይ
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 5 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓዉና ትድኤፍፍፍፍፍ
@morimord6775
@morimord6775 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 5 ай бұрын
hsbena. Tigray. Ahwatey. Uaye. Ak. Egziabher. Mehaeret. Aurad. Nesbe Tigray. Ferad. DamTigiray. ✝️🙏😢🙏😢🙏😢❤️🕊️🌿
@nigstitessema9334
@nigstitessema9334 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-ez1kb2bd2j
@user-ez1kb2bd2j 5 ай бұрын
❤❤ ❤
@yaredtesfatsion2537
@yaredtesfatsion2537 5 ай бұрын
Part 2 ንጽበ ኣለና tnx
@beletu7041
@beletu7041 15 күн бұрын
ግበሩ ዝበሉና ኢና ገርና ደበልካ
@AyalweGedy
@AyalweGedy 28 күн бұрын
ወእደ,ምድሓን,ብዝብል,ሺፋኀ,ውድ,ምድሐን,ካብ,ዝብል,መሸፈኒ,ዘረባ,ደብረፅዮን,ካአልኦት,አብ,ስልጣነ,ምፅናሕ,ብዝብል,ምትካ,መሓሸ,ሕዝቢ,ከማይ,ፅሞኢጥሜተ,ሞት,,ምፍነቓል,ዘየድሕን,ወድብ,ማአዝ,እዬ,ከድሕኖ
@EeEe-jw2rf
@EeEe-jw2rf 4 ай бұрын
ሺሻይ ወረስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ግን ጋዜጤኛ ኣክልሉ ኣብርሃ ኸ ኣሎዶ
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 5 ай бұрын
ባዕሉ ዘይዛረብ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wm2kl8cg3m
@user-wm2kl8cg3m 5 ай бұрын
Ateway jegna
@awelkerhagos3484
@awelkerhagos3484 5 ай бұрын
ሺሻይ ዘይኮነ .ሰኩትሪ ባዕሉ በርቃዊ መጥቃዕቲ አብ ልዕሊ ሰሜን ዕዝ ፈጺምና አለና ዝበሎ ስኑድ እዮ ኢለ ከዘክረኩም . 😂😂😂😂😂😂😂😂
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@user-nz9rd6zz1g
@user-nz9rd6zz1g 5 ай бұрын
❤❤
@meharigebremicheal5569
@meharigebremicheal5569 5 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ። ምንም ከይሓዝና ብዙሕ ንፍክር ከምዝነበርና ግን ኣረዲእካና ኽቡር ሓዉና።
@user-ix6qq8ic8q
@user-ix6qq8ic8q 5 ай бұрын
ደስሰሰ ልብል ሚድያ ናፃ ሓሳብ
@FGx-js7co
@FGx-js7co 5 ай бұрын
ጀግና❤💛❤💛
@mekonenkidanemariam5205
@mekonenkidanemariam5205 4 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 5 ай бұрын
Why background music?
@berhanalami806
@berhanalami806 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uk1rv5ek8z
@user-uk1rv5ek8z 5 ай бұрын
ሓሊፉ ክትጸውዮስ ምጽባቁ😢
Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1
31:08
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
"ንቃልሲ ክትውፈ ከለኻ ስለቤተሰብካ ኣይትፈልጥን"
27:14
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
34:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 97 М.
Откуда эти паучки??? @zackdfilms - автор анимации.
0:29
Время знаний
Рет қаралды 3,2 МЛН
Gymrat CAT is a CHEATER?! 🙀 #kitten #cat #cute #aicat
0:45
Stunning Cat Stories
Рет қаралды 13 МЛН
😬 Мам Дай Хлеб 🍞 #shorts
0:38
AOneCool
Рет қаралды 1,1 МЛН
Крокодил получил по-заслугам! 😱
0:32
КиноСклад
Рет қаралды 2,9 МЛН
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 4,2 МЛН