30 ሽሕ ሳብስክራይብ ምእታውና ምክንያት ብምግባር ንወለላይ ሳፕራይዝ ገይረያ❤

  Рет қаралды 40,175

Nueud (ንኡድ) Tube

Nueud (ንኡድ) Tube

13 күн бұрын

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Пікірлер: 904
@kalkidan555
@kalkidan555 11 күн бұрын
ከማኻቱም ሰብ ሓዳር ክሪኢ ከለኹስ ሓዳር ይናፍቅኒ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይብርኸልኩም ኣሕዋተተይ❤❤
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 11 күн бұрын
ኣቤት ደስ ክትብሉ ማርያምን ጡዑማት ላዛ ❤️ ዓድ ወለላይ ተጋሩዋይ ከምዝ ማሃሩና እና ንብል ዘለና ካመራኹም እዉን ናይ ሎማዕንት ንፁር ደስ ክብል እት ናይ ገዛኹም መብራህት እዩ መስለን ቆንጆ ገይሩዎ ንት ካመራ ኣነፅሩዋ እና ብጣዕም እየ ዝፈትወኩም እንዳ ወለላይ ❤🥰
@mariyamey555
@mariyamey555 11 күн бұрын
ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤❤
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 11 күн бұрын
ፅርያተይ ገና 50 ሸሕ ክትበፅሑ እኩም ጠንክሩ ጥራይ😘🥰 ደቅ መዳም ከም ናትኪ ሰባኣይ ያሃበና ከዚኮ ጥዑይ ወዲ የለይ ንጥቅሚ ጥራይ እዮም ዝቃረበና ዋ😢😢
@brhaneye9521
@brhaneye9521 9 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት ኮመንት ባዕልኽን ትፅሕፋ ብዛዕባ ደቂ መዳም ተተዛሪባ ከዓ ትፃረፋኣ 😑
@user-et6oe8ro5j
@user-et6oe8ro5j 11 күн бұрын
ንዓኩሙ ምስረእኩ ሓዳር ምግባር ናፊቀዮ😢❤❤❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 11 күн бұрын
ደስ ክብልካ ኣነስ መንፈሳዊ ቅንኢ ይቀናኣልኩም ፍትዋተይ 🙏🥰🥰
@milaye3667
@milaye3667 11 күн бұрын
welcome my family zfetwekum❤ ተጋሩዋይ ንዓደይ ክከድ ውርሒ ቀርያትኒ ግን ፍርሕ ፍርሕ ይብለኩ እንድዒ 😢በቃ ካብ ካላኣይ ስደት ይምሓረና ብሰላም እተዊ በሉኒ❤
@tadexshege5828
@tadexshege5828 11 күн бұрын
Bselam etew
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 11 күн бұрын
ኣጆኪ ምቅርተይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 11 күн бұрын
ብሰላም እተዊ ኣጆኪ ወለላይ
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 11 күн бұрын
ብሰላም እተዊ ኣጆኺ ዓድኪ ወላ ንእሽተን ትኩን ስርሒ ካልኣይ ስደት ዕድመካ ጥራሕ እዩ ዝዉድእ
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 11 күн бұрын
ብሰላም እተዊ ኣጆኺ ዓድኪ ወላ ንእሽተን ትኩን ስርሒ ካልኣይ ስደት ዕድመካ ጥራሕ እዩ ዝዉድእ
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 8 күн бұрын
ኣነስ ሱቅ ኢለ ሕጉስ ይብል ፁሩያት ፍቅርኩም ይብዛሕ ክብረት ይሃብካ ሙኡዘይ ላሃብካ ንበር❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Wojhd
@Wojhd 8 күн бұрын
ናይ ቭሓቂ❤🎉
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w 9 күн бұрын
ሰባኣይ ማለት ዋው ለባም ፍቅርኩም ካብ ዓይኒ ሰብ ፍጣሪ ይሓልኩም ሙቁራተይ ❤❤❤❤
@heligirmay9020
@heligirmay9020 11 күн бұрын
ቀስ ብቀስ ናሰራሕካ ብረሃፅካ ትገዝኦ ነገር ለለዎ ስምዒት ኣብ ገፅኪ ሪእዮ ❤❤❤❤ኣሰይ ሙቁራት ኣምላክ በረከት ሽሻይ ወሲኩ ይሃብኩም
@user-zt6no6xr8g
@user-zt6no6xr8g 11 күн бұрын
ቆልዓ መዝሙር ኣልምድኦ እምበይ ሙዝቃ ኣይታልምድዎ መእንተ ብሩኽ ምእዙዝ ፈርሓ እግዚአብሔር ለለሎ ኾይኑ ክባፀሐልኹም መዝሙር ኽፈትሉ መዝሙር ይልመድ ይቅርታ ግን
@komaistekle4512
@komaistekle4512 11 күн бұрын
እሰይይ ደስ ክትብሉ በማርያም እና ይቅርታ እምበር ፆምዶ ኣይኮነን እዩ ሕጂ ስጋ ተጠቂምኪ እማይ? ክትበልዑ ከለኩም ከዓ ኣማዕቲብኩም ፀሎት ገይርኩም ብልዑ ክርስትያን እንተኮይኩም እየ ማዓራተይ ብዝተረፈ በርትዑ🥰
@user-kp9vc6uh9c
@user-kp9vc6uh9c 11 күн бұрын
ኣሰይ ምቁራት ፍቁራት ኪሪኢስ ደስእዩ ዝብለኒተጋሩዋ እናተፊቀርና ንንበር♥️soፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባርክ ፅሩያት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም♥️♥️♥️♥️♥️♥️ገና10000000k ክትበፅሕኩም ቀፅሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MeazaTube12
@MeazaTube12 11 күн бұрын
ዋውውው ሙዑዘይ ለባም ዓቢ ሰብ ኣብሳየ ተዓዲልኪ ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ንኡደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብጥበብ የዕቢካ ምንጭወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selam801
@selam801 11 күн бұрын
ኦህ ከመይ ዝበለ ብሩኽ ሰብኣይ እዩ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብሩካተይ😊❤
@KhanKhan-mk3my
@KhanKhan-mk3my 11 күн бұрын
ኤሚዋይ ንፍዕቲ በዓል ገዛኪ እዉን ጎይታ ፀባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 11 күн бұрын
ፈቃር ስብኣይ ይዓድለና ንኩላትና❤❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 11 күн бұрын
ዋውውው ሓደ ማዓልቲ ክረክበኪ እንድየ ትሰርሕለይ ኢኪ 😊ክብላዐለይ ከትብልኒ እንበይ😂ቀፅሉሉ ጎበዛት ንፈትወኩም ኢና❤❤❤❤
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 11 күн бұрын
amiye kendey geziekumo ezi oben❤
@dadsfade477
@dadsfade477 11 күн бұрын
እንዳ ወለላይ ተናፋቖ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሙዑዘይ ምእዙዝ እምብር ምዑዝ አብሳላየይ ኳዕ ደስ በለኪ ፅጋበይ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 11 күн бұрын
ፅሩያተይ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 11 күн бұрын
እንዳ ወለላይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤ፍቅሩኹም ይብዛሕ ትፍለዩ ኢኹም ይመልአልኩም ፈጣሪ❤❤❤
@AnnoyedBamboo-ui5fz
@AnnoyedBamboo-ui5fz 10 күн бұрын
ተመሰገን ኩሉ ነገረ እኖዮ እንድዩ ኣብ ትግራይ እዕልል❤❤❤
@user-dm8hd5ki5g
@user-dm8hd5ki5g 11 күн бұрын
ተዓዲልኪ ቡሩክ ትሑት ዝኮነ ስብኣይኪ ኢሚየይ ንስኪ እዉን ለባም ትሕተኛ ኢኪ ይፈትወኩም እየ🥰♥️
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 11 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ይቡቃት 😍 መን እኒዮ ካማይ ፈሮን ብትግርኛ ስማ ለይፈልጣ ሀዚ ሰሚዐ እምበር አይፈጣን ብትግርኛ ልመጀመርያ ዳዓረብ ሰለ ዝረአኩ
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 11 күн бұрын
ዋው ኣነስ ብጣዕሚ ደስስስ ኢሉኒ😘ሓዳርኩም ይባረኽ🎉ኣብኡ ከለኹም ዋጋ ንገሩና ኣብ ዓድና ዶ ይሐይሽ ኣብዚ❤❤❤
@user-pl4fx3zn9g
@user-pl4fx3zn9g 11 күн бұрын
ፅቡቅ ነይሩ ተትነግሩና
@Lil-qr9ej
@Lil-qr9ej 10 күн бұрын
ዚፈትይኩም ፉቅርኩም ይብዛሕ ኡሙየ ሰንግል ዘለናለ ከም ናይክ ሰዋአይ ያሃበና😊😍😍
@Zoramedia20503
@Zoramedia20503 11 күн бұрын
Betami des Bihalt Ekum gn video tolo tolo post gberuluna ❤ Hadarkum Yibarek❤
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z 11 күн бұрын
ዉይ ትዓዲልኺ ኤሚ ሓፍተይ ንሰበይቱ ዘሐጉስ ስብኣይ❤🥰
@user-pj4oj7yt5f
@user-pj4oj7yt5f 11 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤
@bellabella5908
@bellabella5908 11 күн бұрын
Beautiful couples ግን ጽሎት ኣይትረሰዑ ቅድሚ ምብላዐኩም 😍😍🙏
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 11 күн бұрын
ይግበአኺ እዩ❤❤❤❤❤❤እግዚአብሔር የክብርካ ሐዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 11 күн бұрын
ብሩካተይ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ስብአያ ውን ብጣዕሚ ርግዕ ዝበልካ ብሩክ አዳም እካ ጎይታዋይ♥♥♥♥
@user-zm7nk9fl7f
@user-zm7nk9fl7f 11 күн бұрын
ከም ናትኪ ዝበለ ሰብኣይ የፈጥረና ደሰ ክብል ብኩሉ መልኡ ዛሃዎ ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኤሚየይ ብልፅቲ❤❤❤🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 11 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@hgf6568
@hgf6568 11 күн бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ እሚየይ ምዑዝ ለባም ይምችኩም ፅሩያት ስድራ
@helenlili
@helenlili 11 күн бұрын
Des behalo deki adey shikorrrr❤❤❤❤❤❤❤
@Ngsti518
@Ngsti518 10 күн бұрын
ኣሰይ ተዓድልኪ ኤሚየይ ቡሩክ ዝከነ ስባኣይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅብቃተይ❤
@UmArsulove
@UmArsulove 11 күн бұрын
ኣሰይይይ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሉፃት💚😘🥰
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 11 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉😮😮 ሃየ ናብ ዓድ 50ሽሕ
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 11 күн бұрын
ዋውውው ደሰ ክብል አንኮዕዉን ደሰ ብለኩም አንኮዕዉን ብሰላም መፂኣኩም 🙏❤❤
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 11 күн бұрын
ዋውው ደስ ባሃሊ ኣነ እውን ከገዝእ እየ ከምኣ ቢዛ ብጣዓሚ እየ ዝፍትው እና ልበቢ እውን መዝሙር ቃል ኣምላክ ኣላምድዎ ሙዝቃ ታይ ገብርሉ ናይ ሸይጣን በዝኮነ ፍትውውው እየ ዝበለኹም ቆናጁ
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 11 күн бұрын
ዓዲ ወለላይ ሰላምኩም ይብዘሐልይ ፍቅሩኩም ይሰስን ኤሚየ ፍልቅልቅ ዋሓለ እኪ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-yf7zd7ts4o
@user-yf7zd7ts4o 11 күн бұрын
እሰይይይ ሙቁሪተይ ፈቅርኩም የብዘሖዮ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ሰድራ❤❤😘😘😘😘❤❤
@user-dc4hx2bb6l
@user-dc4hx2bb6l 11 күн бұрын
ተዓዲልኪ ሓፍተይ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-hz9tg5cm4i
@user-hz9tg5cm4i 8 күн бұрын
Betami des behali gobez eki mkrti ftret ftew eye zeblekum ❤️❤️
@briefkr
@briefkr 11 күн бұрын
ደስ ክትብሉ መዓት ❤❤ ከምናይኪ ዝበለ ስብኣይ ይዓድለና
@qspm6706
@qspm6706 11 күн бұрын
ሐዚ ክንደይ ገዚአካዮ ሓወይ
@rahwaal863
@rahwaal863 15 сағат бұрын
Aseyyyyy shkorat ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@milengebresilasie4562
@milengebresilasie4562 9 күн бұрын
Shkoratey des ktblu ❤
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 11 күн бұрын
ሽኮሪናታት ኬፍ ዘለኩም ተቅንኡ አምላክ ይሓልኩም ዝያዳይ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ❤ ወሓለ
@user-fs8ow2ud5i
@user-fs8ow2ud5i 11 күн бұрын
አቤት ደስ ክትብሉ ማርያምን ሓዳርኩም ይባረኽ🙏❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 11 күн бұрын
ኣሜን ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 11 күн бұрын
ፅብቃት ስድራ❤❤❤❤
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o 10 күн бұрын
ፅብቃተይ ዝፈትወክም❤💜
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 11 күн бұрын
ኣነስ ክፈትወኩም ብተለይ ትሕትናኹም ♥️👌
@Atseatsbeha1212
@Atseatsbeha1212 11 күн бұрын
ንኡድ ኩሉ ጊዜ መንፈሳዊ ልኾነ መዝሙራት አስምዕዎ ደርፊ አይተልምድዎ ይቅርታ ግን
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 11 күн бұрын
ዋላ ኣነ ድሕር ስደት ደቀይ ቃል ኣምላክ መዝሙር እየ ከላምዶሞ ዝሞነ
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 11 күн бұрын
እወ ብሓቂ ኣነውን ዝምነዮ ነገር😊 ደቀይ ብመንፈሳዊ ከዕቢ ተዝሰምረለይ 😊
@EyrsalamJary
@EyrsalamJary 2 күн бұрын
ኣሰይ ፅብቃት ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 11 күн бұрын
Keltekum yewahaten geltsetaten ekum hadarkum yebarek shekorat❤❤❤❤❤
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 11 күн бұрын
ቤተሰበይ እኺሙ ትመስሉኒ ናማነይ እየ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም።
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 11 күн бұрын
ሓደር ከምዚ ፅበቅ ተኮይኑ ደኣ ሓዲር ክንጀም ሞ😂😂
@mmn-mb3dc
@mmn-mb3dc 11 күн бұрын
እኮ 😂😂
@SmretTube
@SmretTube 11 күн бұрын
​@@mmn-mb3dcሳብስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 11 күн бұрын
ኤሚዋይ ጎበዛት ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያተይ ውሓለ ኤሚየ 🎉😊🎉😊❤
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 9 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባርክ ላዛኣ ደስ ክብል ንሱ ዉን ድሌታ ዘማልኤላ ማዓረይዋ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@jftstrr7463
@jftstrr7463 10 күн бұрын
ኣሰይይይይይ ሓዳሩኩም ይባረክ ፁሩያት😘
@WejeratAdey
@WejeratAdey 9 күн бұрын
ደምርኒ ማማየ ጀማሪት እየዎ
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 11 күн бұрын
ፅሩያት ሓዳርኩም ይባርክ ክደይ ህብኩምሉ ዋጋ ነገሩና አብ ዓዲካ እዩ ፅቡቅ ነበርት ዋ ❤
@NuedTube
@NuedTube 11 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 16000 ሽሕ እዩ ዛሓፍተይ
@fayaz3598
@fayaz3598 11 күн бұрын
ፅቡቓት ገዛ❤ምዑዝ ሃም ሱምኻ ምዑዝ ይምቸኻ ብራዘረይ😊 ኣብስኣላዋይ ኣቲ ፍቕሪ❤
@SamirihSamirih
@SamirihSamirih 11 күн бұрын
Des kbulka hadarkum ybark🙏🥰🥰🥰
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 8 күн бұрын
ኣነሰ ገርም ይብለኒ ኮሞንቲ ኣንቢበሰ ወለላይ ቀይርወ ካብ ወለላይ ወለላይ ዛዓቢ እንታይ ኣሎ ታይ ዳኣ ክባሃሃሉ ኣታ ኣቲ ክባሃሃሉ ድዩ የለይ:: እንዳ ወለላይ ቀፅሉሉ ወለላይ ክትባሃሃሉ ከምሕረልኩም ማዓት እዩ ፈጣሪ ሓዳርኩም የባርኮ❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 6 күн бұрын
I agreed with your comment
@rimeyaron
@rimeyaron 11 күн бұрын
ስማዓኒ ዛባዓልቲ ገዙኡ ኣዳ ትሖሽ ልትሰርሕ ድያ ዋላስ ሓፍታ እያ
@Agsgs-yt2xg
@Agsgs-yt2xg 11 күн бұрын
ንሳ ባዕላባ❤❤❤❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 11 күн бұрын
እወ እሳ ባዕላ እያ❤
@hiwanjohn
@hiwanjohn 11 күн бұрын
ኣምለሰት እያ ክክክክ 8:28 ❤❤
@SmretTube
@SmretTube 11 күн бұрын
​@@hiwanjohnሳብስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 10 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩዋይ ብሩኳት❤
@mashoame1688
@mashoame1688 20 сағат бұрын
ዋው ደስ ክትብሉ ብሩኻተይ💘❣️❤
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e 10 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤ ኣነስ ወለላይ ዝብል ስብኣይ ክስሕቀኒ 😅
@bestebeste5137
@bestebeste5137 10 күн бұрын
ታይ ዘስሕቅ ኣለዎ 🤔
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x 8 күн бұрын
ዘክብረኪ አይትፈትውን ማለት እየ
@user-wj7xd1eo4k
@user-wj7xd1eo4k 11 күн бұрын
አረ ንሰኩም ትፍለዩ ኢኩም❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 11 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 11 күн бұрын
ክፈትወኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኤምዋይለ ጎበዝ ኢኪ ዛቤተዋይ❤❤
@user-jh1uk7je2m
@user-jh1uk7je2m 11 күн бұрын
ደስ ዝብል ቤዛ 😘❤
@user-tn7by4iw9s
@user-tn7by4iw9s 11 күн бұрын
ኣይ ፈሊጥኩምስ ኣይተቁኑኡና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 11 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jfsf4802
@jfsf4802 9 күн бұрын
ደስክትብሉ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@binichanel6435
@binichanel6435 11 күн бұрын
❤Wwwww des teblu hadarkum ybarkum gn eza welelay eba qeyrya meksebey belyo bejaki mekseb eyu kab fetari ztewahabeki blis ❤❤❤
@Gal__madam
@Gal__madam 11 күн бұрын
እዉይ ደስ ክብሉ ምስ ፍቅርኩም ንበሩ👏😘 ዋጋ ክንደይ እዩ ንገርኒ በጃኪ በተለይ ናይ ክሽንየ ንገርና ዛማዓረይ
@NuedTube
@NuedTube 11 күн бұрын
16 ሽሕ እዩ 🙏
@SmretTube
@SmretTube 11 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@Gal__madam
@Gal__madam 11 күн бұрын
@@NuedTube እሽኒ ዛወለላይ👏😘
@lwamlwam9545
@lwamlwam9545 11 күн бұрын
ዋጋ ክንደይ እዩ እባ ዝሓፍተይ መዓረይ 🥰🥰
@SmretTube
@SmretTube 11 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@nfffdt931
@nfffdt931 11 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ሙቁራት ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤
@user-gt4sr7kb3m
@user-gt4sr7kb3m 11 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ፅቡቃት ዋግኣ ክንደይ እያ ኤምዬ😊❤
@goltigray237
@goltigray237 11 күн бұрын
ዝፈትዮኩም ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@user-vh4ov2mx9j
@user-vh4ov2mx9j 6 күн бұрын
ፅቡቃተይ❤❤❤
@hankhan-bo7wm
@hankhan-bo7wm 11 күн бұрын
🥰🥰🥰ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ ❤️
@user-od5dx9vz8b
@user-od5dx9vz8b 11 күн бұрын
ሞሻኣላህ ሞሻኣላህ ኣንዳ ሙዑዝ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብጣዕሚ ኤየ ልፈትወኪም❤❤❤❤❤❤❤
@rahwayemane7272
@rahwayemane7272 11 күн бұрын
Decent zkone sebay aleki mikirti hadarkum ybarek xbukat 🙏🙏🙏🙏
@lililove8991
@lililove8991 8 күн бұрын
owo Desbahali eyu ami haftey❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 Күн бұрын
ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤ብሩኻት
@fyhr4200
@fyhr4200 5 күн бұрын
ፅቡቃተይ😍😍
@tdf2093
@tdf2093 11 күн бұрын
ፅብቃት ስድራ ❤❤
@bitiQueen
@bitiQueen 11 күн бұрын
ተዓድልኪ ዝያዳይ❤
@user-lb4fb9mt9k
@user-lb4fb9mt9k 11 күн бұрын
Aseyyy xubukat family hadarkum ybark egziabher amlak btaemi eye zfetwekum ❤❤❤❤❤
@user-pt7yo6xh1w
@user-pt7yo6xh1w 9 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ እሙ ሓፍተይ እቲ ናይ እንዳ ክሸንየ ደላብ ክንደይ ይውድኣ
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 11 күн бұрын
ባዕለይ ቀዲመይቲ ዋውውው ዝፈትወኩም❤❤
@lidyatadele5345
@lidyatadele5345 11 күн бұрын
ፅቡቃተይ ክፈትወኩም ❤❤❤❤
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 11 күн бұрын
Wow nice pizza 🍕 Congratulations .
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 11 күн бұрын
ምጭዋተይ ደስ ክትብሉ ፍቅሩኩም ይብዛሕ🥰
@SolianaMehari22
@SolianaMehari22 11 күн бұрын
Owwwww, I'm happy for u, darling ❤🎉
@meazeatemesgn5872
@meazeatemesgn5872 10 күн бұрын
Des behiley 🎉❤❤
@meazat.4857
@meazat.4857 10 күн бұрын
Congratulations ❤
@kusumehari7850
@kusumehari7850 11 күн бұрын
Ajokum ktrekbu ekum ❤❤❤❤❤
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 51 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 18 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 36 МЛН
ሞኒካ ካብ ኣስመራ ፈጨጭ እዩ በይ
11:12
Awita ፍቅር
Рет қаралды 20 М.
ረዱ ስትማግጥበት አገኛት
17:27
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 126 М.