Waka TM: New Eritrean Series film 2024

  Рет қаралды 263,704

Waka TM

Waka TM

18 күн бұрын

Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 18, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Пікірлер: 667
@RahwaTsegu
@RahwaTsegu 17 күн бұрын
ኣሕጽርኩማ ትብሉ ላይክ
@user-zm9is1ko7l
@user-zm9is1ko7l 17 күн бұрын
ኣለኹም ዶ ከምዚ ከማይ ፊልም እንዳ ርኣኹም ኮመንት ምንባብ ትፈትዉ 😂❤
@TDF316
@TDF316 17 күн бұрын
ናተይ ስራሕ እያ😂😂😂ክሳብ መጨረሻ ዘሎ ኮሜንት እየ ዘንብቦ❤
@user-kj3id4dc5r
@user-kj3id4dc5r 17 күн бұрын
ናየ ስራሕ🕊❤
@user-zm9is1ko7l
@user-zm9is1ko7l 17 күн бұрын
@@TDF316 ክጥዕም ማዓት እዩ ኮ 😂
@user-zs8hh1xt4x
@user-zs8hh1xt4x 17 күн бұрын
ኣነ ኣለኹ 😂😂
@user-qp1uq2cy6j
@user-qp1uq2cy6j 17 күн бұрын
Me☝️☝️🤣🤣
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 17 күн бұрын
ኩልካ ብስም ቢኒ ባ ከምቲ ልሙድ ሃቡና 🎉🎉🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
ደምረኒ❤❤❤
@adiamiseyas1889
@adiamiseyas1889 16 күн бұрын
❤❤ ሓምላይ ❤❤
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t 16 күн бұрын
ከመይ ኣለኩም ተጋሩ & ኤርትራውያን ኣሕዋተይ🥰 ካብ ክርስቶስ ፍቅሪ ኢና ተማሂረና ሞ ንፋቅር እስከ ከምዚ ኣብ ፈልሚ ሓብሪና ንሪኦ ኣብ ኩሉ ሂወትና ንፋቀር Please 😢🙏🙌
@adiamiseyas1889
@adiamiseyas1889 16 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-mj7vc3wh3w
@user-mj7vc3wh3w 16 күн бұрын
Mfqar eko mes kulu hzbi enber mes hade qomaln seraqen hzbi ketefaquruna aytkelun ekum 🤮 ሽሕ ግዜ ይኹን ሕያዋይ ኣይትእመን ቆማል ትግራዋይ 😎
@makiblessed8565
@makiblessed8565 16 күн бұрын
Amlak yiwedialina ember nahina sik elika eyu zemenika mulue bishim yesus
@aotali8812
@aotali8812 16 күн бұрын
​@@user-mj7vc3wh3wረሳሕ ሓንጎሉ ወዲ መበለት ፎእ ሸታቲ ካባኻ ብላዕሊ ደንቆሮ ነቓፅ ሓንጎል'ሞ ዘየለ ኣደድ ፍንፉን
@user-pe5zl4vg6i
@user-pe5zl4vg6i 15 күн бұрын
ባርያ ረሳሓ ሓንቲ ኩሉቱ😊😊​@@user-mj7vc3wh3w
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 16 күн бұрын
*_ግራዋ ዝፈትዎ ልክዕ ከም ሓቀኛ ፍቅሪ ዝሓዞ ይመስል😢🧡💐_*
@selamasrat4945
@selamasrat4945 16 күн бұрын
ብጣዕሚ ይፈትዎ የደንግጸኒ ክኣ ሓንሳብ ሓንሳብ ሲ ወላ ንሱ ዘይወስዳ ንሰደይ ይብል
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 16 күн бұрын
@@selamasrat4945 ብጣዕሚ ውሽጥካ እዩ ዝትንክፍ
@SelamGirmay-hy7xp
@SelamGirmay-hy7xp 15 күн бұрын
Ewe adengitseiuni haki deu komu wedi zebl❤❤❤
@SelamGirmay-hy7xp
@SelamGirmay-hy7xp 15 күн бұрын
​@@selamasrat4945wela ane komu ela 😅😅😅
@endiamo10
@endiamo10 17 күн бұрын
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸 ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
@lulaarefayne
@lulaarefayne 17 күн бұрын
Waaawweww meglexi yebleyin so ❤❤❤❤❤❤
@endiamo10
@endiamo10 17 күн бұрын
@@lulaarefayne ማይ እንዳሃረመ ዒፍዒፍታ ምእ ምስ ግመ እንዳ ረኣኽኒ ጺላል ተሰኪመ እቶ ዘይብልኒ እንታይ እንታይኮን በዲለ (2) ኣጽኒዔ ኣይሓተትኩን ትቕመጦ ስፍራ ቡዙሕ ዉን ጽዒረ ንዓዓ ክረኽባ ኣብ ሞጎ ክልተ ኣእዋም ሓረግ ዝኣሰራ ኣራንሺ ናይ ከረን ዝመሲል ከንፈራ..... ሉላ ኣበይ ኣላ 😀
@WejeratAdey
@WejeratAdey 17 күн бұрын
ደምርኒኒ🎉🎉🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
​@@endiamo10 ደምረኒ❤❤❤❤
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 16 күн бұрын
Wawwwww i love this song❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 16 күн бұрын
ትግራዋይቲ እየ ተጋሩ ተሊኹም 👍😊💚
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 16 күн бұрын
😊
@UfSc-vg7fe
@UfSc-vg7fe 16 күн бұрын
@eritreaadikiehjimi1538
@eritreaadikiehjimi1538 12 күн бұрын
Ethiopiawit tekonki dea ab film Ethiopia tsehafiya ember ab film Eritrea intey ilki titsehfi agame
@solyanasolyana4982
@solyanasolyana4982 11 күн бұрын
Algsi
@LiyaAbadi-ux8hy
@LiyaAbadi-ux8hy 10 күн бұрын
​@@eritreaadikiehjimi1538aybehaln 🙄
@esuyahooo4390
@esuyahooo4390 17 күн бұрын
ግዜ ሓጺሩ ብጣዕሚ 39 ደቒቕ , ካብ ዝሓለፈ 10 ደቒቕ ይድገም ፥ 29 ደቒቕ ከይርአ ከማን ኣብ መወዳአታ😮😮 4 ደቒቕ ክኣ ኣድቨርታይዝ ገለ ዘዩ ካብ 39 ደቒቕ 25 ደቒቕ ጥራሕ ኢና ንርኢ ዘለና ኣብ ዝቅጽል ኣመሓይሽዎ ደቒቅ በጃኹም , ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ 😊
@ErmiasErmias-xz1ik
@ErmiasErmias-xz1ik 17 күн бұрын
25 keman ayreanan eti 10te nshewit gezea abxihoma eten 5te sham kozimlen tewdia
@esuyahooo4390
@esuyahooo4390 17 күн бұрын
@@ErmiasErmias-xz1ik abzihelom hakika ika
@brhanlbey7067
@brhanlbey7067 17 күн бұрын
ዓጽሚ ይሃብካ 39 ፡ 25 ኢልካ ኣጸባቢቅካዮ 15 ሚን ኢና ሪኢና😂
@feruzay
@feruzay 17 күн бұрын
Thaks wala ane kemu keble xenihe❤❤❤❤
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 16 күн бұрын
You paid nothing, so don't complain. Secondly, shortness made it more sexy, because scarcity is appealing like gold😀
@semsem4563
@semsem4563 17 күн бұрын
እዛ ፊልም ንጣዕሚ እያ ጽብቕቲ ።ግን ሓቂ ኣምሱሉዎ ማለት እንድሕር ካብ ገዛ ወጽያ ስድራ የብላን ድዩ ፡ዳ ሰብ ትቅመት።እሞ ዝሓትት ዘይብላ ፡ኣብዚኣ ተትንጽር ጽቡቅ ነይሩ
@EphremAbraham-zj9yk
@EphremAbraham-zj9yk 16 күн бұрын
Kemau kibil xenihe wela ane ❤
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 16 күн бұрын
Haqka
@welodey
@welodey 14 күн бұрын
Nedia key teghi ktbl eya
@user-ti9kb1nt6d
@user-ti9kb1nt6d 14 күн бұрын
❤❤😊
@user-rq3hl5ym2t
@user-rq3hl5ym2t 16 күн бұрын
ኡፍፍፍ ናይ ሰዳይን ሻምን ፍቕሪ ንፁህ ፍቕሪ ንእስነት ንነብሰይ ኣብ ቦትኦም ብምስኣል የ ብፍቕሪ ዝሪኦም እናደጋገምኩ ቲ ዕላሎም ሪኣክሽኖም ዋው
@ErmiasWeldemichael
@ErmiasWeldemichael 16 күн бұрын
ፍሊም ጽብቅቲ ነራ ታይ ሞ ኣቅረብታ ቆናጢርኩም ኣስልቻዊት ቲግብርዋ ኣለኩም።
@user-mj7vc3wh3w
@user-mj7vc3wh3w 16 күн бұрын
Intro 9 minute kab zhalefe kfal 9 minutes. Adv 3 minutes 21 -39 = 18 minutes only the movie 😢 btami yehxirkuma ab qexali yerikum ketemxulna nmehxenekum
@user-kk9xq8js8e
@user-kk9xq8js8e 9 күн бұрын
ኑፉዕ ኢካ ብማትስ😂😂😂
@user-mj7vc3wh3w
@user-mj7vc3wh3w 9 күн бұрын
@@user-kk9xq8js8e btami keanber 😅
@user-cb6wu8zo1q
@user-cb6wu8zo1q Күн бұрын
haqka😂😂😂😂😂😂
@MeriGeber
@MeriGeber 16 күн бұрын
ካብ ኣማሓርኛ ❤ዮኣዳን ካብ ናይ ትግራይ❤ ብረይ ካብ ናይ ኤርትራ ❤ጸሊም መብጽዓ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወን ግን ናይዛ ፊሊሚ ማራ ሓፂራ ❤❤
@anwartkl559
@anwartkl559 14 күн бұрын
ኣብ ትግራይ መልሲ❤👌
@selam5637
@selam5637 14 күн бұрын
ካብ ናይ ትግራይ መልሲ ዝፎትዋ ድራማ😊
@MeriGeber
@MeriGeber 12 күн бұрын
@@selam5637 መጀመርያ ይካታተላ ነይረስ እዛ ሓንቲ ምስ ሞተትስ ገዲፈያ እና ፅብቅቲ ዲያ ክሪኣስ
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 17 күн бұрын
ሰላም️‍ ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና️ አሜን ፫ ደቂ እነይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ🎉🎉🎉❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 17 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
​@WejeratAdey ደምርኒ ውዴ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 17 күн бұрын
@@user-pv8dd9nq3n ገይረኽልኽ እየ ዝያዳይ
@ዳኑ
@ዳኑ 17 күн бұрын
ኮሜ መበል 16 እየ like በሉኒ 🤣
@semiraabdu9358
@semiraabdu9358 16 күн бұрын
እንዳ ስድራኣ ዘይትኸይድ ❤❤👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xp5ls1vz1w
@user-xp5ls1vz1w 17 күн бұрын
ኣሕ ሳባ ምስኪነቲ ኣሕዝናትኒ💝💝💝🥀🥀🥀🥀🥀
@KokobNtyy
@KokobNtyy 16 күн бұрын
Ehi
@mizuhaile
@mizuhaile 15 күн бұрын
ኣነ እውን
@NahomMedhane-kg6vd
@NahomMedhane-kg6vd 16 күн бұрын
የሕዋት ቢንያም ግርማይ ኣለኹም'ዶ፧ ከመይ ይገብር ኣሎ ታሕጓስ፧ ❤❤❤
@aronkirubel4688
@aronkirubel4688 17 күн бұрын
ቁሩብ ሓጺራ ኣድቨርታይዝ በዚሑ ፊልም ግን ማራ ጽብቕቲ
@nab9427
@nab9427 17 күн бұрын
ኣንቱም ሰባት ሓደኣፉቱ ድኣ ናይ advertise ዘይትገብርዋ film ክንርኢ መጺና ዋላስ ካልእ ብስዒት ትዓዘብቲ ኣይትላገጽ ::
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 16 күн бұрын
@@nab9427 😂😂😂ድላዮም ይግበርዎ ደይ ሓደ ሰብ ካ 🙄
@gherimahalaley8409
@gherimahalaley8409 16 күн бұрын
​@@user-sb9eo8gv1tgaega resah rietu eyu hibu naka entay ymlketka kulatna ena kae haxira nibl zelena bariya 😅
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 15 күн бұрын
@@gherimahalaley8409 እውይ ምሰኪና ንሰካ ከ ባርያ ናይ ኣምላክ ዶ ኣይኮንካን ድሓር ክኣ አነ ንዑዑ እምበሪ ምሳካ ኣይተዛረብኩን ጎረቤተይ ምሰኪናይ ቃላትካ ይገልጸካ እምበሪ ኣይገልጸንን ዩ ሐደ ሰብ ረሳሕ ጋዕጋዕ ተኾይኑ ኩሉ ሰብ ከሙኡ ዩ ዝመስሎ ኣሰተዊዒልካ ተጻሪፍ❤❤
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 13 күн бұрын
@@gherimahalaley8409 yes l am slave 🇪🇷🇪🇷🇪🇷so what 😂
@selamialeku3614
@selamialeku3614 16 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍልሚ እያ ግን ተሕጽርዋ ኣለኩም❤
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 17 күн бұрын
ቃደመቲ ባዕለይ እንዃዕ ብዳሕና መፃኩም
@user-lq8di9vp9n
@user-lq8di9vp9n 17 күн бұрын
አሜን ፫ ክብረተይ🙏
@Sharon.91
@Sharon.91 16 күн бұрын
እዛ ፊልም ኣይከምኣጀማምርኣን ቁርጽራጽ በዚሕዋ. ሬክላም ብዝደጋገሙ ስእልታት. ቁሩብ ምምሕያሽ እንተዝግበራ ምበልኩ።
@a3suta
@a3suta 17 күн бұрын
Haxira bejakum tehabebruna men kexbeyo eyu hji 6 mealti😢😢
@nattv291
@nattv291 16 күн бұрын
ንቀበሎ ጥራይ 😂😂😂😢
@user-sj4qm8fx8s
@user-sj4qm8fx8s 14 күн бұрын
Btaemi yu zegrim
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 16 күн бұрын
ኣያ እቱ ናይ ሸዊት ሰረቀ ፀጉሩ ታአያ ትጎቶ አላ ክክክክ😂😂😂😂😂 ያበናት ፀጉርክን ተጠቀማ😂😂😮
@aotali8812
@aotali8812 16 күн бұрын
😂ኣስሒቓትኒ😂
@user-cs2kb1ok2m
@user-cs2kb1ok2m 7 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@fishwish2719
@fishwish2719 17 күн бұрын
እዛ ፊልም ጽብቕቲ እንከላ ብምድግጋምን ብ ሌክራም ከምኡውን ብሙዚቃ ከባቢ 15 ደቒቕ ጸንቒቅኩሞ፡፡፡ ስለዚ ሓደራኹም ጽባቔኣ ኣይተህስስዎ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KokiLove-d8h
@KokiLove-d8h 16 күн бұрын
Ewe xbuk aleki leli 10 minu bkemu tewediu
@ariamkidane186
@ariamkidane186 16 күн бұрын
Kemu enabeluku 🥰
@banaaraya5349
@banaaraya5349 16 күн бұрын
Nay bhaqi kexiliuka
@banaaraya5349
@banaaraya5349 16 күн бұрын
Liqli 15deqiq ember
@ezie4126
@ezie4126 11 күн бұрын
በጃኹም እባ ነዛ ደርፊ ዘርግሕዎ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💓💓💓💓
@keradyonchannel6762
@keradyonchannel6762 17 күн бұрын
ዋካ ቲም ማራ ኣኽፊእክሞ ክሳብ 9፥30 ደቂቅ ብናይ ዝሓለፈን ኢንትሮን ክትውድእዋ ፊልም ዝፈተናይ ፊልም ከላስ ብሰንኪ ንውሓት ኢንትሮ ኣይተባላሽውዋ
@thshdesta1221
@thshdesta1221 17 күн бұрын
4ይቲ ባዕለይ ላይክ በሉኒ 😍😊
@WejeratAdey
@WejeratAdey 17 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@user-zs2fr1pw1v
@user-zs2fr1pw1v 11 күн бұрын
Wawwwwww dess zblmesati Filmi Edmen tenan yhabkum Amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@bochebochae1619
@bochebochae1619 17 күн бұрын
ጽብቅቲ ስራሕ ❤🇪🇷👍
@EtulaMatula
@EtulaMatula 14 күн бұрын
He’s So Talented I’m So Proud Of Him Grawa 🥹 Legend Wedi Negede Aman Badusha Ma Fav Actor 🫶♥️
@Deo-hv8oh
@Deo-hv8oh 16 күн бұрын
ጽብቕቲ ስራሕ እያ ኣድኒቀያ ።ምስ ዉሑድ ጎዶሎታት ማለት'ዩ ፡ ሸዊት ሰረቐ፡ ከኣ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ክንስኺ....... ኣካዳድና ግን በጃኹም ሸለል ኣይትበልዎ ቀስ ብቀስ ናብ ሸጡ ትጽግዑ ኣለኹም እንተተረዲእኩም ።Film Industry ብ ዉሕልነት ኣሰኣእላን ክእለት ደረስትን ብሉጻት ተዋሳእትን ኢዩ ዝዓቢ እምበር ዘይታልትኣምኖን ዘይዉክለካን እንዳ ገበርካን እንዳ ተከደንካን ኣይኮነን ፡ሓደራ ።
@FjDh-ri4ik
@FjDh-ri4ik 16 күн бұрын
ደጀን ኣስናንካ ንሕፃ ይኩና😢
@SelamGirmay-hy7xp
@SelamGirmay-hy7xp 15 күн бұрын
😂😂😂😂
@user-hy4yj9ip1v
@user-hy4yj9ip1v 16 күн бұрын
Bini vini golden boy of Africa especially eritera 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 good job waka ❤❤❤❤
@user-wz1dv3fb9z
@user-wz1dv3fb9z 17 күн бұрын
Well came xibqti film ❤❤❤ bini bel wedi erey congratulations 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
ደምርኒ❤❤❤
@hiritihaile4068
@hiritihaile4068 16 күн бұрын
ዓርከቦይ ይላገጸሎም ኣሎ ካብኣቶም፡ከህድማ ደልዩ ዘዳለዎ ድራማ እዩ ጸዳይ ኣይትዓመጸትን። እንድዒ ኽኣ
@dawitabrhaley1473
@dawitabrhaley1473 17 күн бұрын
First welcome back. it,s my favoruitr film but so short please next part add more time. See you next part. Then where is seday i miss her. Pls bring her next part.❤❤❤❤
@samuelfierdos
@samuelfierdos 16 күн бұрын
N Grawa zfetu ske like rgexu deqi erey❤❤❤
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 14 күн бұрын
ስነጥበባዊ ሚኬኤል እያሱ( ሃርሞኒ) ብጣዕሚ ንፉዕ ይበል ፍሉይ ኣንግል ኩርናዕ ናይ ፊልም ኣርኢካና ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ዳይሬክተር ሳሚ ብጣሚ ንፉዕ ተዋሳእቲ ፍሉያት ካብ ዓቀን ንላዕሊ ንፉዕ ምሕልፊ ስነጥበባዊ ኣማን ባድሻ ዋውውው መጸለል ❤❤❤ ሰዳይን ኣብፍቃሪኣን ከኣ ፍሉያት ብሉጻት ጀመርትን ንፉዓትን ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 17 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ግን ተቖራሪጻ ሓጺራ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 16 күн бұрын
እዋይይይይ ሎምስ ድሕሪ ፍርቂ ምስበጽሐት ወዲኦማ። እንታይ ጊርናኩም ዳአ ቁሩብ እባ respect ይሀለኩም።
@Trhas601
@Trhas601 17 күн бұрын
ንእሽተይ ደቂቃ ወሱክላ ደቂ ኤረይ ካብ ጎረቤትኩም እየ ንፋለጥ እስከ😂😂 ከዚ ኮ ዝፃረፍ አይሳእንን😊
@user-zm9is1ko7l
@user-zm9is1ko7l 17 күн бұрын
@@Trhas601 ኣብ ቲክቶክ እምበር ኣብዚ ዳኣ ኣይንብኣስኒና ኮ 😂
@user-zs8hh1xt4x
@user-zs8hh1xt4x 17 күн бұрын
​@@user-zm9is1ko7lሓደ ሓደ ኣይስኣኑን ኣመል ምስ መግነዝ አዩ 😂😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 17 күн бұрын
መልሲ😂​@@user-zm9is1ko7l
@user-ir6sv4ht8u
@user-ir6sv4ht8u 16 күн бұрын
እዚ ዳኣ ዓዲ ዓበይቲ እንዲዩ 😂😂😂
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 16 күн бұрын
ጸርፊኣብ tik tok alo 😂😂😂😂
@selamasweet7680
@selamasweet7680 16 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም ይመችኩም❤❤❤❤😊❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-rr7tl9zh4f
@user-rr7tl9zh4f 16 күн бұрын
ወዮ ጸጉሪ እንዳጎሰሰቶ ከይዳ 🙈🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@mona4633
@mona4633 17 күн бұрын
ሓጺራ ❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaeyob8711
@wegahtaeyob8711 16 күн бұрын
Shetef gierkmo ezi Film 39 Minuten zergihkum kbzien 15 Minuten kuwun zrrb arekum eti 24 Minuten kontu u slezi aserarhakum ente amehayayshkum xbuq nieru Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤❤
@samimehari6771
@samimehari6771 17 күн бұрын
ህድእቲ ፊልም ❤❤❤❤❤ መሲጣትኒ ማዓስ ኢያ ትውዳእ
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤
@samimehari6771
@samimehari6771 17 күн бұрын
ኮይሶም
@banaaraya5349
@banaaraya5349 16 күн бұрын
Entay ena gernakum bejakum bietami thxirwo zelekum rekilam abzihkum . Please gize wesikulu
@FiriHadad
@FiriHadad 16 күн бұрын
ይሓፅርሎ ሓቀይ
@EsromAklilu
@EsromAklilu 16 күн бұрын
ትሓጽረና ኣላ❤❤❤😢
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 9 күн бұрын
Really is very Sweet Move guys 🤙🤘😍
@Titj563
@Titj563 17 күн бұрын
ፅብቅ እየዋ ሓፅራ😮
@shishayhayliab
@shishayhayliab 15 күн бұрын
Btaemi
@user-es7ls6ep4g
@user-es7ls6ep4g 11 күн бұрын
ትሓፅረና ኣላ❤❤
@EvenFisha
@EvenFisha 16 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👸❤❤
@yowhanayowhana2001
@yowhanayowhana2001 16 күн бұрын
Welcome back ❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷my fav movie 🍿 good luck with your work guys ❤❤
@AmaTsegay
@AmaTsegay 8 күн бұрын
Nice deki ereyyyy tsubq film ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-kh2lm8xc6o
@user-kh2lm8xc6o 17 күн бұрын
Merhaba anka selam mexakum brhan gexum ❤❤❤❤❤❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 16 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤
@YonatanWeldu-ql4jv
@YonatanWeldu-ql4jv 16 күн бұрын
Welcome deki rimey ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AdinaaVictor
@AdinaaVictor 16 күн бұрын
ኣስደሚሙኒ ዘሎ 1 ጕዳይ ኣሎ። ንምንታይ እዩ እቲ ንቡር መፍትሒ ስኢና ከርተት ትብል ዘላ እዛ ሳባ?ሓንቲ ብዓልቲ ሓዳር፡ ሓዳራ ኣብ ሓደጋ ምስ ኣተወ ናብ ስድራኣ ዶ ኣይኮነትን ትዕቆብ?እዚ ኩሉ ሸንኰለል ዘየእማኒ ዛንታ ኮይኑኒ። ስድራ ከም ዘለዉዋ ደራሲ ቅድሚ ሕጂ ደርጒሕልና እዩ፣ ንምንታይ ናብ ስድራኣ ምኻድ ዘይተደልየ ድማ ንሰሙናት እንተተጸበኹ እኳ መልሲ የለን። ተዋስኦ ዘይኮነትስ፣ “ተዋስኦ ጥራይ” ኮይናትኒ!
@-hd9nv
@-hd9nv 17 күн бұрын
Well come xebuq film ❤🎉❤🎉❤🎉
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
ደምርኒ ማሬ❤❤
@mecheyhone2203
@mecheyhone2203 16 күн бұрын
በጃኩም ብሃንቀውታ እንዳተፀበናዬ ክንፀላኣ ኣይትገበሩና ዳርጋ 10ደቂቃ በማስታወቂያ እንዳሃልፍኩም እንዳሃጸረት መጺኣ❤❤❤
@azebhagos9374
@azebhagos9374 17 күн бұрын
ጽብቅቲ ነይራ ግዳ ጊዜ ሓጺሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mhretberih7827
@mhretberih7827 14 күн бұрын
ዓሕ ግራዋ ምስኪን ኣደንጊጺኒ
@solomonhabte537
@solomonhabte537 10 күн бұрын
Keep up the good work ❤❤❤
@nahsigezana5891
@nahsigezana5891 16 күн бұрын
Camera man and director wow 😮😮
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 16 күн бұрын
Well come back guys we was wait!
@bochebochae1619
@bochebochae1619 17 күн бұрын
ጽብቅቲ ስራሕ ❤
@betimodel6712
@betimodel6712 16 күн бұрын
ኣይ ፍርቁስ ዝሓለፈ 🤒🤒🤒🤒🤒🤒 ኣስተካክልዎ
@user-wu5rk1tu8r
@user-wu5rk1tu8r 16 күн бұрын
ሰላም እንካዕ ብስላም መፅእኹም❤❤❤❤❤❤❤
@Yordi-ei5zb
@Yordi-ei5zb 14 күн бұрын
Grawa kebdey beliunu wala ane zbl eske layk gchewuni
@temarwelday4645
@temarwelday4645 16 күн бұрын
Shewit btami ye zedniqeki anbesa n filmi hagerna tigebryo hayal astewaxiyo. Ab godona wig awxiki b confidence mkadki ygerm. ❤
@semeretesfamichael7141
@semeretesfamichael7141 17 күн бұрын
Qedameyti 1 ❤❤
@us-Flawed_life
@us-Flawed_life 17 күн бұрын
Well come deqi halale merate♥️🇪🇷❤️🇪🇷👈
@ፍቅሪለይኮነላ
@ፍቅሪለይኮነላ 16 күн бұрын
Grawa eufff😘
@rahelbrhane8299
@rahelbrhane8299 17 күн бұрын
Welcome deki Ereyyy ❤❤❤❤❤❤
@user-hj8yf6zq5w
@user-hj8yf6zq5w 17 күн бұрын
xbuq srah shwya gn haxiratna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@user-xq7ii3qg6r
@user-xq7ii3qg6r 16 күн бұрын
8 ደቂቃ ገለን ንመስታወቅያን ካብ ዝሓለፈ መዘከርን ኢልኩም ትዉድኡ ባች እቲ ካብ ዝሓለፍ ኣይረሳዕናዮን ግዴታ ኣይኮኑን ክተዘኻኽሩና ሓዱሽ ኢና ንደሊ😊
@sumurhaile4121
@sumurhaile4121 17 күн бұрын
Welcome back❤❤❤❤👏
@MiLa-cy4lj
@MiLa-cy4lj 15 күн бұрын
አይፈፀምኩነሰ 😮የብልካን ድዩ😅😅😅😅😅
@titimila6283
@titimila6283 16 күн бұрын
ግራዋ☺️
@TemesghenRight
@TemesghenRight 16 күн бұрын
🎉🎉 Congratulations to all the team members who participated in this amazing project and stay blessed forever 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dq3hb3zz1f
@user-dq3hb3zz1f 17 күн бұрын
Well come deki erey meareyyy ❤❤❤❤❤❤
@angsomShimendi
@angsomShimendi 16 күн бұрын
Welcome 🙏 🤗 Eritrea 🇪🇷 ❤️ lovely 😍 👌 👍 dki rimayyyyyyy
@selamnahom1664
@selamnahom1664 16 күн бұрын
ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነ ቀጺለ ኣብዛ ፊልም ሌክራምን ክረዲትን ካብ ዝሓለፈ ብዝብል ቁርጽራጽ ናይ ሕሉፍን ጥራይ በዚሑ እቲ ክረአ ዝግቦኦ ብግቡእ ይረአ የለን ኣቃጢንኩማ ኣስተኻኽልዎ
@sasesase-vl3yj
@sasesase-vl3yj 16 күн бұрын
እንታይ እያ እዚኣ coming soon ድያ ወላስ ፊልም ክርደኣኒ ኣይከኣለን ሓጺራ
@MmN-lq7dr
@MmN-lq7dr 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤marhaba daki eray
@user-ln5ry7dm7h
@user-ln5ry7dm7h 16 күн бұрын
እፍፍፍፍ ርእሰይ ሐሚሚ And my heart hurts❤️‍🩹
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 16 күн бұрын
ግራዋ ኣሕዚኑኒ😢
@MikalBereke
@MikalBereke 16 күн бұрын
አሕጽሩኩምልና pls ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YakobGhirmay
@YakobGhirmay 16 күн бұрын
ሰላም ኩሉኹም ብሓበራ ብፍላይ ደራሲ፡ ዳይረክተር ከምኡ ውን ኩሉኹም ኣባላት ናይዛ ፊልም። ድሕሪ ከባቢ 15 ዓመት ካብ ናይ ሆሊዉድ ፊልም ህውተታ፡ ብ ምኽሪ ናይ ዓርከይ እዛ ፊልም ጀሚረ ይከታተላ ኣለኹ። ከም ተዓዛባይ ርእይቶይ ከቕምጥ ግቡእ ኣለኒ፡ ርእይቶይ ከኣ ከምዚ ይመስል፡ ኣውንታዊ ጎድኒ ሀ) ብጣዕሚ ጽቡቕ ዋሕዚ ናይ ታሪኽ ኣለዋ እዛ ፊልም፡ ለ) ንፉዓት ተዋሳእቲ ወዘት። ኣሉታዊ ጎድንታት፡ ሀ) ካብ 39 ደቒቕ 9 ደቒቕ መእተዊ፡ ለ) ልዕሊ 10 ደቒቕ ብሙዚቃ ዝተሰነየ ርእየት፡ ( እዚ ማለት ከኣ ናይ 10 ደቒቕ ግዜ ብሓደ ደቒቕ ዝርርብ ክሓጽር ይኽእል ነይሩ፡ ሐ) ከባቢ 4 ደቒቕ ናይ መዕጸዊ ኣብ መወዳእታ ሓንቲ ምዕራፍ 16 ደቒቕ እያ ማለትዩ ( 39-9-10-4= 16)። ኣብ መቐይሮ ናይ ዛንታ እንተ ርኢና እሞ ከኣ ወላ ሓንቲ ኣይነበረን ክበሃል ይከኣል እዩ። ስለዚ ሰሙን ምሉእ ንጽበ ተዓዘብቲ ኣለና እሞ፡ ነዛ ፊልም ካብ ሓንቲ ሂወት ዝነበራ ናብ ብሂወት ንኽትህሉ ትቓለስ ዘላ፡ርግቢት ትኸውን ኣላ እሞ፡ ደራሲ፡ ዳይረክተር ከምኡ ውን ዝምልከተኩም ኣካላት ካብ ሞት ክተድሕንዋ ይላቦ። ሰላም ወ ሰናይ
@saranuguse4134
@saranuguse4134 16 күн бұрын
Good job very nice 🎉🎉❤❤❤❤
@KsanetMehari-nw6fs
@KsanetMehari-nw6fs 17 күн бұрын
Btaami haxira wesikulu kurub deki erey shukorinatat❤❤❤❤❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 17 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤❤
@user-bq4lk6rg4k
@user-bq4lk6rg4k 17 күн бұрын
Anes ezome qedamyti baely be dengela wala tebrjina teblu wehelule comment anetawi shelmate alewo du 😂😂😂😂😂 ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 good job edmen tenane yehabkume
@WintaTekie-jq2dw
@WintaTekie-jq2dw 17 күн бұрын
Wel come❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qe2us4qx9y
@user-qe2us4qx9y 14 күн бұрын
10ተ ደቂቅ ካብ ዝሓለፈ 4ተ ደቂቅ ናይ መወዳእታ 5ተ ደቂቅ ናይ ሻም ትካዘ 7ተ ደቂቅ ናይ ሸዊት ዎክ በቃ ተወዲኣ 😂😂😂
@yoditmehari48
@yoditmehari48 16 күн бұрын
Xbqti film thaxrena ala gzie weskula❤
@user-jh1oj1if8r
@user-jh1oj1if8r 16 күн бұрын
Betami haxeira please gezi weskolena
@nuratshow
@nuratshow 17 күн бұрын
ፈተዉቲ ፀሊም መፅብዓ ሳብስክራይብ እባ ግበሩኒ ብስም ዛ ድራማ🙏🙏🙏
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 40 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 69 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 17 МЛН
Зачем он туда залез?
00:25
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 3,3 МЛН
New Eritrean Movie 2024 - Tiwushtetey | ትውሽተተይ - By Jhon Wedi- Sye
55:26
Задержи дыхание дольше всех!
0:42
Аришнев
Рет қаралды 2,8 МЛН
Роналду совсем другой! 😱
0:45
КиноСклад
Рет қаралды 9 МЛН
Собака не хотела чтобы так вышло...❤️
0:24