No video

5 ጠንቅን ቀሊል ፍታሕን ንዝደረቐ ቆርበት

  Рет қаралды 76,112

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

#eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #skincare #dryskin

Пікірлер: 328
@teweldeghebre
@teweldeghebre Жыл бұрын
ሕጉስ ናይ ዓወት ዓመት2023 ክኾኑልኪ እናተመነኹ ንምሉእ ስድራ ቤትኪ ሰላምን ጥዕናን ይምነ 🎄🎄🎁🙏
@almazmennetey
@almazmennetey Жыл бұрын
ሰላም ዶክተር ሳሮን , መንዠመርያ ብእትህብና ዘለኺ ኣስተምህሮ ኣዝየ ከመስግን ይፈቱ , ክብረት ጥዕናን ንዓኺ ዝሓብተይ , ብምቕጻል ነዘን ዝሓተኪ ሕቶ ተገዲስኪ ኣንቢብብኪ ብዓቕሚኺ ከትብርህለይ ከኣ ብትሕትና ይሓትት, ቐዳመይቲ ሕቶይ ብዛዕባ ኣብ ምስራሕ ስፖርት ዝውሰድ ፕሮቲን ጥቕሙን ጉዱኣቱን ኣስፍሕ ኣቢልኪ ክተብርህለይ ይምሕጸን ካላኣይቲ ሕቶይ ከኣ ብዛዕባ በርበረ ዘለኪ ኣረዳዳኣ ምኽንያቱ ብዙሓት ሰባት ብህክምና ዝተኸልከሉ ስለ ዝፈልጥ የ ኣቀዲመ የመስግን
@yf9921
@yf9921 Жыл бұрын
Ane wal Bzaeba Protein kfelt mdeleku
@samueleyob328
@samueleyob328 Жыл бұрын
ክብርቲ Dr. Sharon, ጓል 5 ቆልዓ ዓላትኒ. ቆርቦታ ብጣዕሚ ደረቕን ሓርፋፍን ኢዩ. ብጣዕሚ የሳሕያ. ኣብ መጀመርታ ኣብ መላግቦ ኣእዳዋን ኣእግራን መሃንቱሳን ጀሚርዋ. ህግ ግን ምልእ ነብሳ ክፉእ ትርኢት ኮይኑ. ኣብ Germany እየ ዝቕመጥ. ህክም ቆርበት ወሲደያ. ካብ ዓይነታት መግብን መጸጽቲ ፍሩታትን ከልክልዋ ኢሉና. ምስኣ ዝነብር ክኸውን ይኬል ኢዩ እውን ኢሉና. ምኽርኺ ደልየ. ተባረኽን ተቀደስን! Samuel
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Жыл бұрын
ዝልከ መድሃኒት ውን ኣዝዩ ምጠቀማ። ተዋሂባ ክትከውን ተስፋ ይገብር። ብዛዕባ ዝገደፈቶ መግብታት ከኣ፡ መብዛሕትኦም ቆልዑ ከባቢ 6 ዓመት ክኾኑ ከለዉ ይገድፎም እዩ፡ ግና ፡ነየናይ ዓይነት መግቢ እያ ትጸልኦ ዘላ ክፍለጥ ኣለዎ። ኣብ ኢዳ እቲ ኣለርጂ ዝገብር ነገራት እናወግኡ ኣየናዩ ብርቱዕ ዘይትጻወሮ፡ ኣየናዩ እዩ ኸ ቀስ ኢላ ክትጻወሮ ትኽእል ናይ ግደን እናተመርመረት ናይ ኣለርጂ መርመራ ክግበር ኣለዎ
@samueleyob328
@samueleyob328 Жыл бұрын
Dear Dr. sharon, ዝልከ cream ኣለዋ. ኣብ 2 ቅነ አያ ትሕጸብ, ከምኡ ስለዝበሉና. በጽ ተሳቕያ! ስቓየይ ይግበሮ!!
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y Жыл бұрын
ንፍዕቲ ዶክተር ሻርሮን ቀፅልሉ ኣነ ፀጉረይ ብጣዕሚ እዩ ዘሳሕየኒ በቃ እስካብ ዝቆስል ይሓኮ ፀጉረይ ውን ይግፈፍ እንታይ ክገብር ኣለኒ ክትምልስለይ ክፅበ እየ ዝሓፍተይ ዋላ ኣብ ኮሜንት ፈውሱ ፃሓፉለይ ዝትፈልጥዎ እንተ ሃሊኩም ክቡራተይ❤
@user-ki8th7fn7p
@user-ki8th7fn7p Жыл бұрын
የቀንየልና ስለ ኩሉ ትህብና ት.ቲ እና ብዙሕ ጊዜ ሓቲተኪ አይመለስክለይን አነ ብሓንቲ ኩላሊት እየ ልነብር እና ጠነሰ ክወልድ ይክእልዶ ሕክምና ክከይድ አብዘይክእለሉ ዓዲ ስለዘለኩ እየ የቀንየለይ
@Naturalism85
@Naturalism85 Жыл бұрын
Thanks Dr sharoney 😍💐✍️ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የርእየኩም ምስ ትፈትዉዋ የንቡርኩም ብር ክትብሉ ታሓጎሱ ስደትና የሕጺረልና ፍቅሪን ሰላምን የዉሪደልና ዝታሰረ ይፍታሓልና ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኣሓዋተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏
@Nur-md6sn
@Nur-md6sn Жыл бұрын
Sunshine 🌞🌞🌞🌞🌸🌸🌸 Allah yehfezik.
@hyabmichael1227
@hyabmichael1227 Жыл бұрын
ሰላም ሻሮን ሓፍተይ ብዛፅባ ሳንብእ ኣብ ህጻውንቲ ዘጋጠም ገለ በልና 🙏
@yordakerenjesuslord3387
@yordakerenjesuslord3387 Жыл бұрын
ናብሓቂ ሎሚ ብዛዕባ ሕማመይ ኢኺ ተዛሪብኪ፡ ዶክተር ሻሮም ጎይታ የዕዚዙ ይባርኪ።
@mikalzekru86
@mikalzekru86 Жыл бұрын
የቐንየልና ዶ, ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏❤️
@henoshabtemariam2196
@henoshabtemariam2196 Жыл бұрын
ይቐንየልና ዶክተር ሻሮን
@alexandersegid8272
@alexandersegid8272 Жыл бұрын
ሞያዊ ክብሪ ዝወነነ ስራሕ ኣስተምህሮ ንጽባቀ ዕበት ዎሎዶ ብትገብርዮ ብሓቂ ክብርቲ እኺ
@yf9921
@yf9921 Жыл бұрын
Ane aleku Frenebsey yesahyeni geledo belna D/R
@kasay67
@kasay67 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና፡ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ፡ድ/ር ሻሮን።
@godslove111
@godslove111 Жыл бұрын
ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ኣነ ልክዕ ከምዛ ዝሓተተኪ ነዓይ ውን ከሙኡ ይገብረኒ ዝሑል ማይ ዉዑይ ማይ ማእከላይ ማይ ኩሉ ሓደ ኢዮም ሕክምና ከይደ ከኒና ሂቦምኒ ኣይጠቐመንን ካብ 20ደቒቕ ክሳብ 30 ደቒቕ ይሓክኽ ዝኾነ ምልክት ግን የብለይን ብዙሕ ስምና ውን ቀይረ ኣይጠቐመንን ብኽብረት ክትምልስለይ❤
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 Жыл бұрын
ዶ/ር ሻሮን 2022ዝሃብኽና ትምህርቲ ክንኸን ንሂወትና ዝሃኽና ነመሰግነኪ 2023 ሐድሽ ትምህርቲ ብተስፋ ንጽበየኪ
@WorkineshAlem-hq4pr
@WorkineshAlem-hq4pr 3 ай бұрын
ዶ/ር ሻሮንብጣዕሚ ዝፈትወኪ
@simonyohannes920
@simonyohannes920 Жыл бұрын
Short,effective and important information as usual. Thank you Dr
@bqse6142
@bqse6142 Жыл бұрын
የቐንየልና ብርኽቲ ጓልና ዶክቶር/ሻሮን❤ ንእትህብና ኩሉ ጥዕናዊ ሓበሬታ ንብዙሓት ጠቒምክና ኣለኺ ዕድመን ጥዕናን ክህበኪ ይጽልየልኪ እየ ኣጆኺ ቀጽሊ ተባረኺ🙏🇪🇷❤🌹
@tesfom161
@tesfom161 Жыл бұрын
We really thank you Dr Sharon for what you doing. And I would love if you could say something about stomach cancer, because recently a lot of Eritreans are dieing due to this cancer. Thanks God bless you and your family
@flimonyakob8633
@flimonyakob8633 Жыл бұрын
Kibret yhabelna Doktorna Bitaemi teshegire nere dhri nay mihxabey yehkkeni korbetey bimay zuhul ente tehaxibe Hiji teredieni alo
@SamiHadgu-hk2rd
@SamiHadgu-hk2rd Ай бұрын
ሳሮን ሓፍተይ ከመይ ቀኒኺ መጀመርታ ንዓኺ ዕድመን ጥዕናን ይምኔልኪ ሳሮን ሓፍተይ በጀኺ ናይ ጡብ ኣድጊ መድሃኒት ንገርኒ ብጣዕሚ ንወደይ ጡብ ኣንጊ ኣሸጊርዎ ሳርን ሓፍተይ
@alamzagay8791
@alamzagay8791 Жыл бұрын
Bitaemi nemesgin goyta yibariki zagaley amen 🙏 ❤❤
@solomonghebreslase4317
@solomonghebreslase4317 Жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን ንዓኺ ዶክተር ብምቅጻል ኣነ ዝኾነ ጨና ይኹን ቅብኢታት ተጠቂመ ኣይፈልጥን እየ ገጸይ ግን ብክልተ ምዑጉርተይ ኣብ ግንባረይ ድርቅ ዝበለ ጽልሚ ዘይከም ካልእ ኣካላተይ ንነዊሕ ዓመታት ምሳይ ኣሎ ። ተወሳኺ ዙዕ እውን ምጥፋእ ኣብቱኒ ነዊሕ ግዜ የጥፍኦ ይምለሰኒ ክኣ ብከኒና ዝልከን ረብሪበ ተስፋ እገብር ካባኺ ገለ ክጽበ።ሰሰናዩ
@tiegestiteame6610
@tiegestiteame6610 Жыл бұрын
D.sharon edmen tsenan yhabki fetari
@abelyekalo3547
@abelyekalo3547 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኪ ዶክተር ርሻን ግን ሓንቲ ጸገም ኣላትና እዛ ምስ ዶክተር ተራኸቡ ትብል ምሳይ ኣይትኸይድን ኢያ መኪና ሃሪማትኒ ከይደዮም ዘይሓከሙንስ ሕጂ ቆርበተይ ኣሳሒኒ ኢለ ክኸዶም ላግጺ'ዩ ክስመዖም ካልኣይ ከኣ ገንዘብካ ምውዳእ ኢዩ ብዝተኻእለኪ እንታይ ክንገብር ከም ዘለና ንገርና ኢኺ 🙏🙏🙏
@mehariaraya9547
@mehariaraya9547 Жыл бұрын
First of all I want to say thank you also Merry Christmas and happy new year can you share what brand of shampoo for adults and kids better to use for dray skin and moisturizer cream please
@goytomyemane7387
@goytomyemane7387 Жыл бұрын
ዋውውውው ከምዚ ናተይ ዝሓመመ ሓቲትኪ ደሓን ይእቶ ኣነ ካኣ ብውዑይ ይኩን ብዙሑል ቀጻሊ ክጸብ ከለኩ ኩሉ ነብሰይ ይሳሓየኒ ዓመት ይከውን ብከሙ ተሸጊረ ኣለኩ ኣኒታ ሳምና ጊርካ ተሓጸቦ ምስ በሉኒ ግን ለውጢ ጊርለይ ደሓን ኣለኩ ሾሮን ሓፍተይ ስለቲ ትገብርልና ምትሕብባርኺ ነመስግነኪ።
@brhanmulubrhan5414
@brhanmulubrhan5414 Жыл бұрын
የቅኔልና ዛሓፍተይ ብጣዓሚ እየዘድንቀክን ዘምስግነክን ክረት ያሃብኪ እቲ ትህብዮ ት|ቲ ብጣዓሚ ጠቃምን ማሃርን እዩ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሩሑስ ዓመት ይግበረልኪ ክብርቲ ሓፍቲ
@ezgahariamebrahtu3832
@ezgahariamebrahtu3832 Жыл бұрын
የቀንየልና ዶክተር ሻረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤
@senaitneguse7975
@senaitneguse7975 Жыл бұрын
Thanks doctor saron shikor
@senhit4894
@senhit4894 Жыл бұрын
ጽቡ ቕ ትምህርቲ አኪ ተማሃላፊ ይቐንይልና ኣነ ቖርበተይ ኣብዝኮነ ኩነታት ኣየር ቆርበተይ ይቅረፍ ምሉኢ ኣካላተይ ልክዕ ከም ፈረፎር ይረግፍ ብፍላይ ኣብ ገጸይን ርኢሰይን ዝተጋነነ ኢዩ መነም ዝረዮ አዩ ሓንቲ መኣልቲ ከይተሕጸብኩ አንተ ው ዕለ ኖርማል ደህሲስካ ተርግፎ ካብ ገጸይ ይኩን ካብ ረሰይ
@quazencarneshim5857
@quazencarneshim5857 Жыл бұрын
Thank you Dr. ሻሮን፡ very impresiv ብጣእሚ ጽቡቕ ትምህርቲ፡
@zakigerie4273
@zakigerie4273 Жыл бұрын
Doctorey bmejemerja Thank you so much Ane mealtawi eye dhtseb bzuhul may Lke seha and muqot kea ygebreley Tsubu haberita hbkna aleki Samna knqyr eina Hanti hto mseu mtessar delewa Khateki bzaeba Fangas? Thanks Doctorey
@rosyghide3037
@rosyghide3037 Жыл бұрын
ሰላም ዋዕሮ አነ ብውገነይ አብ ጀርመን ናቹራል ኮስመተሽችሀን እየ። ኩሉ ስራሐ ኪ ማዕዳኺ ትምህርትኺ አዝዩ ጠቓሚ ኢዩ ሞ የቀየልና ነመስግነኪ
@tsigiaredaaraya2615
@tsigiaredaaraya2615 Жыл бұрын
God bless you Dr.Sharon.
@fanatewelde8948
@fanatewelde8948 Жыл бұрын
Thanks doctor sharon edmen tanan yhabki
@niyatbrhane658
@niyatbrhane658 Жыл бұрын
Thank you Dr.Sharoney 🥰
@freweinigaim8371
@freweinigaim8371 Жыл бұрын
Blitsti nayblutsat! Anes kifetweki!!❤️🇪🇷
@selamkesete5500
@selamkesete5500 Жыл бұрын
እንኳዕ ተወለድኪ ዶክተር ሻሮን ፍልጠትኪ መመሊሱ ይብዛሕ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ
@Sina-nl3zt
@Sina-nl3zt Жыл бұрын
Merry Christmas Happy new year and thank you so much
@ንሓቂኢየዝነብር
@ንሓቂኢየዝነብር Жыл бұрын
Thank you 🙏 doctore bitaemi ena nfetweki
@sulemanyassin3397
@sulemanyassin3397 Жыл бұрын
እታ ናይ መወዳእታ ዝመለስክያ ዶክተር ሻሮን ኣነ ውን ከምኡ ኣለኒ ኣነ ግና ዝሑል ማይ እንተ ተሓጺበ ካብ መጠን ንላዕሊ የሳሕየኒ 😢 ማራ እዩ ዘጨንቀኒ ውዑይ ማይ ከኣ ኣይፈቱን ጸጉረይ ማራ የርግፎ ግን ከኣ ካብቲ ሳሓ ክሃድም ክብል ማይ ጸሓይ እየ ዝሕጸብ ማለት ልብጥ ዝበለ ኣብ ገጸይ ከኣ ብዙሕ ተፈጥራዊ ዘይቲ ኣለኒ።
@selam7603
@selam7603 Жыл бұрын
Thank you very much you are professional doctor and you will help our people in our country GOD bless you 🙏🙏🙏
@yordanoshabtom7573
@yordanoshabtom7573 Жыл бұрын
Woww nay korobet agedasi aresti u thanks sister
@yordamelake7891
@yordamelake7891 Жыл бұрын
Thank you 🙏 doctor saron blxti 🌹🌹
@eliasmedhane3024
@eliasmedhane3024 Жыл бұрын
ነመስግነኪ ዶ/ሻሮን
@awetashtekeste8136
@awetashtekeste8136 Жыл бұрын
Thanks very good job 👍
@fanamahari9459
@fanamahari9459 Жыл бұрын
Yeqnyelna doctor shalom
@r.s.k9973
@r.s.k9973 Жыл бұрын
Saron Haftey Bitaeimi yekeniyelna 😘🌾
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
Thank you ❤️🙏❤️ God bless you 👍🌷👏
@absiblessed8542
@absiblessed8542 Жыл бұрын
Dr. Sharon btaemi yemesgneki bzuh neger iki thgzna zeleki thanks tebareki haftey natey Model natey iki zkone kthgzni krekbeki mdeleku gzie teleki
@himantesfasghi2642
@himantesfasghi2642 Жыл бұрын
Edmen Tienan Yhabki fetari 🙏🏼❤🇪🇷
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 Жыл бұрын
የመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን
@YonatanBerheMN
@YonatanBerheMN Жыл бұрын
Merry Christmas and happy New Year Doctor Sharon
@shallomshallom3844
@shallomshallom3844 Жыл бұрын
Thank you Dr, sharoney Tebareki,
@saymonweldaeb1111
@saymonweldaeb1111 Жыл бұрын
ሰላም ዶኮተረይ ጸጋን ሰላምንካብ ኢጊዛኣቤሄር ምሳኪ ዩኩን ኩሉ መደባትኪ ይሪኦ ኢየ ኣጆኪ በርትኢ ኣነ ግን እንታይ ክብለኪ ደሊ ሳኣል ካብ ትሕዘኒ 4 ወርሒ ጊረ እንታይ ኢዩ ኢቲ ጸገም ብጣሚ ድካም ይስማኒ kisel ኮሎኩ ኣካላተይ ውን ይሕመኒ ምሱኡ ውን ኣይነይ ይነብእ እንታይ ኢዩ ኢቲ ጸገም በጃኪ ተገዲሲኪ መልስለይ ኢግዚኣቤሄር ምሳኪ ይኩን።
@EriMBH
@EriMBH Жыл бұрын
Dr. Sharon Ask EriSat if they can broadcast your videos. I recently went and came back from Eritrea & EriSat is watched everywhere in Eritrea. They have very good satellite. People in Eritrea can benefit from your lectures. Just a thought.
@mekonentsegay4670
@mekonentsegay4670 Жыл бұрын
ሻሮና ሓፍተይ ስለ'ቲ ትህብ'ዮ ዘለኪ ተቃሚ ትምህርቲ ኣዝየ የመስግን ፡ ሕቶ ኣለኒ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ካኣ ተስፋ ይግበር ፡ ብሕቆይ ክድቅስ ዋይ ኣብ ሳሎን ብሕቆይ ክጽጋዓ ብዙሕ ኣይክእልን ብታዓሚ ረስኒ ከምዚ ረምጺ ዓይነት ይገብረለይ ጠንቁ እንታይ ኮን ይከዎን ኣብዚ ኣፍልጦ እንተለኪ ገለ በልኒ በጃኪ ፧
@amanielabraham5002
@amanielabraham5002 Жыл бұрын
Thanks for sharing your experience.
@muluemehari6914
@muluemehari6914 Жыл бұрын
የቐንየልና ዲክተር
@zebibpaulos644
@zebibpaulos644 Жыл бұрын
Thanks Dr. Sharon for today's lesson.
@negashino
@negashino Жыл бұрын
My doctor you are special. ጓል ዙረይ። ኣቀራርባኺ ኣዝዩ ጽፉፉን ንጹርን። Thank you!!!
@makerma3853
@makerma3853 Жыл бұрын
Egziabher admen tanan yehabki,yekenyelna
@aduniaaman2823
@aduniaaman2823 Жыл бұрын
የቐንየልና ዶክተር ሻሮን ባህራውያን ዝበሃሉ ሳምናታት ክትጠቕስልና ብትሕትና እሓተኪ
@berhanegabremariam4884
@berhanegabremariam4884 Жыл бұрын
ተቅርብዮ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን መሃርን ፈዋስን ኢዩ ስለ ዝኾነ ሕቶይ ናባኪ የብሊ ኣብ ማይ ቆርበትን ንድሕሪት ከይመልሰኪ የስከፍ ግን ክሓተኪ ግድን ኮይኑ። ኣብ ስፓርት ምሕንባስ ብተደጋጋሚ ኣብ ማይ ዝኣቱ ኣብ ሰሙን ክስብ 4ግዜ ብግምት ንክልተ ሰዓት ፡ እንታይ ክገብር ኣለዋ ።
@ferejayassin8038
@ferejayassin8038 8 ай бұрын
Thank you Dr Sharon
@samueltekle5873
@samueltekle5873 Жыл бұрын
ብዓቢኡ ንዓኺ ብጣዕሚ የመስግነኪ ብዙሕ ኢኪ ትተቅምና ዘሎኺ ፡ እንደገና ኤዲት ዝገብረልኪ ሰብ ብታዕሚ ክምስገን ዘለዎ ዩ ፡ ንፉዑን ጽፉፍን ስራሕ በልለይ ፡ ወይስ ባዕልኺ ኢኪ ትገብርዮ፧
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 Жыл бұрын
thank you always Detore🙏💯
@tesfeatesfea9125
@tesfeatesfea9125 Жыл бұрын
ሰላም ደኩተር ሻሮን, ከምዚ ጌርኪ ዘሉና ጸገማት ክንዛረብ ደስ ዘብል እዩ። ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ! ሓንቲ ሕማም ኣላ እታ ሕማም ድማ (thyroid )ኢዬ ወይ ብ ቃንቃ ጀርመን (Schilddrüse) ትብሃል። ማዕረ ክንደይ እያ ሓደገኛ? አንታይ ክንክን ክግቡራ ኸ ኣለዎ ? ካብ 10ኪሎ ክትስከም ከለኻ በዚ መጺዪ ዘይትብሎ ነብሰ ሓዊ ይ ይዝራእ ምስኡ ካኣ ከም ኢሾኽ ኩሉ ነብሲ ቀጭ-ቀጭ የብል። 2 min ዝኾውን ጌዜ ዑንፍሩር ይፈጥር። ድቃስ ውን ገዲፍኒ ስደት ከይዱ እዩ ! ካብ ሓወኺ Naoh ካብ ሃገረ ስደት፥ Thanks ! Dr. Sharon,
@ahmadalhsan9252
@ahmadalhsan9252 Жыл бұрын
Thank you so much
@mehretbrhane6313
@mehretbrhane6313 Жыл бұрын
የቀንየልና ደኩተረይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈታሪ
@mizanteklab1718
@mizanteklab1718 Жыл бұрын
Thanks doctor ❤
@tekiebrhane3131
@tekiebrhane3131 Жыл бұрын
የቀንየልና ሳሮን ሃብትና ካብቲ ዘለክዮ ንላዕሊ ገላጺ ምስጥራት እግዚኣብሄር ኣምላክ ይግጸልኪ ፍረ ጻማኺ ክኣ ይሃብኪ ። ሕቶን ክም ናይ ይሕዋተይ ኣብ መወዳእታ ዝበልክያ ኢያ ። ንብሰይ ምስ ተሓጸብኩ ንቑሩብ ደቃይቅ ስሓ ይገብረለይ ዋላ ኣብ ደክተር በጽሐ ዋላ ሓንቲ ለውጢ ኣየከብኩሉን።
@chriskesete2112
@chriskesete2112 Жыл бұрын
Welcomed back DR
@yosiefyemane7740
@yosiefyemane7740 Жыл бұрын
Thank you Doktor Sharon beti mehri medebki qexlyo. And hanti hto alatni: nay forofor medhanit entay alo tegediski eba melsley Wala hkmna keyde fowsu gn ay rekebkuwon eti zhabuni medhanit ayserahaleyn Thank you
@yemanegebreslasie7632
@yemanegebreslasie7632 Жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኪ ብሓዳርኪ ተሓጎሲ
@hayelomfashaye8766
@hayelomfashaye8766 Жыл бұрын
ዝከበርኪ ዶክተር ሻሮን መጀመርያ ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳሊጦ ይምነየኪ ።ብምቅጻል ኣነ ሓደ ካብቶም ብዙሓት ናይዚ መደብኪ ተካታታላ ከም ምኮነይ መጠን ናዕና ሕብረተ ሰብኪ ኣፍሉጦና ንኪዓቢ እትሰርሕዮ ዘለኪ የቀኒየልና። ካሊእ ሕቶ ኣላትኒ፡ለጻይቶ ዚብሃል ሕማም ኣሎ ንጸጉርካ ዚላጺ ካብ ምንታይ ኢዩ ዝብገስ? እንታይ ምስ እትገብረሉ ኢዩ ከ ጠጠው ክብል ዚክእል?በጃኪ እባ ቭድዮ ስርሕልና ኢኪ። ሰላምን ቅሳኔት ንዓኪ ብሰላም ምጺና።
@awetabrham4438
@awetabrham4438 Жыл бұрын
Stress aleka dyu yegadido eyu
@fyoritewelde7802
@fyoritewelde7802 Жыл бұрын
Yeqenyelna dogter xaeon ane bakal krekbki delyey alku❤️
@yosiefghebreab2013
@yosiefghebreab2013 Жыл бұрын
I s Diabetic same thing to do with dry skin.Thank you Doctor
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Жыл бұрын
Welcome Dr. EDMEN TENAN YEHABKI FETRI
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 Жыл бұрын
absrahki awetn asalton ygberelki
@businesseagle1
@businesseagle1 Жыл бұрын
Thank u dr sharu shkorr
@nosacurry4257
@nosacurry4257 Жыл бұрын
Shari shekor keep it up I like your tigrina sis❤
@natnaelmihretab
@natnaelmihretab Жыл бұрын
ዶክተር ሳሮን ስለቲ ትህብና ትምህርቲ ባጥዕሚ ኢና ነመስግነኪ፡ ከምዚ ኣቀዲሙ ሃቲትዎ ዝጸንሐ ሓውና ሰሓ ኣብ ርእሲ (ፎሮፎር ኣይኮነን) ጸጉሪ ድማ ኣዚዩ ይረግፍን ይደክም አዚኣ ብዝተካእለኪ መሊስለይ (ተንቅን ኣፈዋውሲኡን) ወላ ኣብ ኮመንት ጸሃፊለይ የቀኒኤለይ
@simonmengstap6395
@simonmengstap6395 Жыл бұрын
Thanks Dr, Sharon
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Жыл бұрын
D.sharon ወትሩ ብሉጽ ትምህርቲ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብርኽቲ ሓብትና ቀጺለ እዛ ናይሎሚ ንዓይውን ኣብ ገለ ግዜ ብውዑይ ማይ እንድሕር ተሓጺበ ነብሰይ የሳሕየኒ ነሩ ብፍላይ ብሻምፖ እንተተሓጺበ ድሓር ግን ነቲ ሻምፖ ይኹን ዋላ ብውዑይ ማይ ምሕጻብ ምስ ገደፍኩዎ ኣቋሪጹ ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ #ውዑይ ማይ ምሕጻብ# ምስ ምርጋፍ ጾግሪ ምትእስሳር ኣለዎ ድዩ Thank you.
@user-mz1nr4ks2e
@user-mz1nr4ks2e Жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/oZ-ko5WY3K3Fg6c.html *_ብዛዕባ ውዑይ ማይ ንጸጉሪ ጽቡቕ ከምዝኮነ አብዚ ገሊጻቶ ነይራ፣ኣባኣ ኣቲኻ ረኣያ መጀመርያ ውዑይ ዝበለ መለቅለቂ ድማ ዝሑል ማይ ምታን ነቲ ጸጉሪ ንክተርር ማለት እዩ ብዝበለጸ ረአያ፣ኣነ ብወገነይ፣ለውጢ ረኪበሉ፣ቀጽልሉ ሻሮነይ_*
@user-mz1nr4ks2e
@user-mz1nr4ks2e Жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/oZ-ko5WY3K3Fg6c.html *_ብዛዕባ ውዑይ ማይ ንጸጉሪ ጽቡቕ ከምዝኮነ አብዚ ገሊጻቶ ነይራ፣ኣባኣ ኣቲኻ ረኣያ መጀመርያ ውዑይ ዝበለ መለቅለቂ ድማ ዝሑል ማይ ምታን ነቲ ጸጉሪ ንክተርር ማለት እዩ ብዝበለጸ ረአያ፣ኣነ ብወገነይ፣ለውጢ ረኪበሉ፣ቀጽልሉ ሻሮነይ_*
@yamu6792
@yamu6792 Жыл бұрын
Thanx Dr.Sharon nay eczema keaba amxelna meglexi afawawesu
@sofiaabagelan2805
@sofiaabagelan2805 Жыл бұрын
Egzabher yebareki!! Zereki yebarek!!! Feleteki yesefah !!!! Yekenyelena !!!!!
@user-el6mh1vy3r
@user-el6mh1vy3r Жыл бұрын
Thank you Dr.sharon ab gexey xelim netetab wexini abzi qrub gzie gexey kea qbat yeblun entay kgebrelu temakrni please tegediski melsley.thank you ❤❤
@r.s.k9973
@r.s.k9973 Жыл бұрын
Thanks you 🙏💝
@tesfatela3617
@tesfatela3617 Жыл бұрын
Dear Dr.Sharon.eti aynet samna gen benxur entetenegrena kemue ka entay synet kebat ne yeidawna maket neti dry skin.entay aynet kebat yedeli.
@ariamzerai7980
@ariamzerai7980 Жыл бұрын
Thank u doctor sharon.
@simplyfortunate170
@simplyfortunate170 Жыл бұрын
Thank you 🙏🏾
@tekleabhaile7245
@tekleabhaile7245 Жыл бұрын
ታንክስ መምህረይ ❤
@mebrahtuhabtay3234
@mebrahtuhabtay3234 Жыл бұрын
Hi doctor first of all a want to u sey happy new year and ruhus beal tdet ketsile bzi etgebryo zeleki tmhrti btaemi eye zemesgineki keep going sister
@Adina809
@Adina809 Жыл бұрын
Very helpful info thanks for sharing with us Dr🙏🏽
@suzanhere5794
@suzanhere5794 Жыл бұрын
Thank you so much doctor sharon. Hto khateki delye nere. Ab ksadey: ab gororoy zelo xeki btaemi qanza ygebreley. Xeki kanza ygebrelka dyu?
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 Жыл бұрын
Thanks ❤️👏
@musieabraham2062
@musieabraham2062 Жыл бұрын
Thank you Dr. Sharon Nay Omoredio eba sirhilna hanti Video
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/bqhdlbqE362uZXU.html
@musieabraham2062
@musieabraham2062 Жыл бұрын
Waww Bitaemi yemesgneki Doktor Sharon 👍🙏
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 54 МЛН
Unveiling my winning secret to defeating Maxim!😎| Free Fire Official
00:14
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 11 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 19 МЛН
ተታሒዙ
12:24
KAP PHILI
Рет қаралды 16 М.
አውሮፓ ተናጠች ተረክ ሚዛን Salon Terek
23:22
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 54 МЛН