No video

ኣውራጃውነት - ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?

  Рет қаралды 21,599

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

ዘተ ኣብ ግዜና ምስ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርን መሪሕነትን ነበር ፡ ኣሕመድ ኣልቀይሲ - On Regionalism, Interview with Ahmed Alkeysi, one of the former leaders of the EPLF - Monday, 15 July 2024
Radio Erena is Eritrea's only independent and impartial radio broadcaster. We reach 500,000 listeners weekly in the country and are followed by more than 100,000 people online.
Follow us online:
- Website: erena.org
- Facebook: / radioerena
- X: x.com/RadioErena
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone: +33 6 34 90 96 97
Or by email: newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 232
@radioerena1
@radioerena1 29 күн бұрын
ነዚ ትሕዝቶ ምክትታልኩም ነመሰግን! ምክትታልኩም ቀጽሉ፣ erena.org/donation-campaign-1-tigrinya/
@aruaki4454
@aruaki4454 Ай бұрын
እዞም ኣንጻር ቀይሲ ኣብዚ ትግዕሩ ዘለኩም ናይ ኣውራጃ ሕማምን ጽላለን ዘለኩም ነብሰ ምትሓት ዘሳቅየኩም ምሕረት የውርደልኩም ተ/ጋ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኣብ ታሪክ ሰውራ ትገብሮ ዘለካ ሓቃዊ ሕሉፉ ታሪክ ምግላጽ ቀጹሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@SelamShalom419
@SelamShalom419 Ай бұрын
እቲ ሓቅታት ስለዝመረሮም ወይ ነቲ ቀይሲ ዝብሎ ዘሎ ትንተና ክርድኡ ብቕዓት ዝጎድሎም ይኾኑ። ኣይትገደሰሎም።
@aruaki4454
@aruaki4454 Ай бұрын
@@SelamShalom419 ኣውራጃውነት ናይ ፈራሓት ባዓቲ እያ ህግሓኤ ( ተጋደልቲ) ድማ ፈራሓት ኣይነበሩን ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ሓደ ካብቶም ዝሕበነሎም ኣቦታና እዩ
@aynomgodefa8228
@aynomgodefa8228 Ай бұрын
"ደቂ ኣኮለግዛይ ሕነ ኣቦታቶም ክፈድዩ እዮም ዝቃለሱ ዘለዉ" :ዝብል ዘረባ ባዕልኻ ተበራትዖ ኣለኻ ዓገብ!
@aduliskeskese7169
@aduliskeskese7169 Ай бұрын
That was the interviewer stupid question!
@Danimeley
@Danimeley Ай бұрын
ሕነ ኩሎም ኤርትራውያን ኣቦታት ሃገር ዝፈጠሩ ንሃገር ዝሓለፉን ብሓደ ዓጋመ ቴንበናይ ዝተጠለሙ ኣብ ጉድጋድ ክበልዩ ተፈረዱን። ንጹር ክኾነልካ ኣነ ወዲ ኣከለ አየ።
@user-mc9bl6zt3g
@user-mc9bl6zt3g Ай бұрын
P😊​@@Danimeley
@ermiasmogos3102
@ermiasmogos3102 28 күн бұрын
ሓርበኛ ኣሕመድ ቀይሲ ተባረክ ነቲ ጸገም ምስ መፍትሒኡ ኣቀሚጥካዮ ኣለካ ጅግና ኢካ
@Habenfu
@Habenfu Ай бұрын
እዞም ፋራታት እዮም ከፊኦምና ዘለው እምበር ደቂ ኣስመራ ኣውረጃ ዝብሃል ስም ከማን ኣይንፈልጥን ኢና😢
@googlexy1358
@googlexy1358 Ай бұрын
piss off!, the foundation of the country is family-village - region and country, You have to be proud of where you came from, regardless wherever you grew up
@angosomsium7575
@angosomsium7575 Ай бұрын
Wediza Gugaf Abka Eko Aytifelton . ELIFI Gefel Mefel Asmara Teakibkum .
@Habesha28
@Habesha28 Ай бұрын
አውራጃዊ ኣተሓሳስባ ኮነ ኢልካ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ንምጥፋእ ዝተገብረ እዩ እሞ ካብኡ ንርሓቕ። ማሕበራዊን ቁጠባዊ ተተቐይሩ ኣውራጃዊነት ባዕሉ ክሓቕቕዩ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
It's a foolish question from the reporter.
@samuelmussie3056
@samuelmussie3056 21 күн бұрын
I agree with you!
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 Ай бұрын
ኣውራጃውነት ፥አዞም ሓተላ ህዉሓት/ዎያነ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ትግራይ ዝተበራበረ፥ ኮነ ኢልካ ነቲ ኤርትራውነት ሃገራውነት ንምልሕላሕ ዝተፈብረኸ ኣረጊት ጸቢብ ስልቲ ዩ።👈👈👍👍🇪🇷🇪🇷
@user-nc2ip5zu3r
@user-nc2ip5zu3r 26 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ሰብ ኢዩ ዝመስል እዚ ሰብኣይ። መኽናቱ እቲ ፈላላይ ስነ ሓሳብ ካብ ምንታይ ይፍጠር ኣሎ ንምንታይ,ከ ክፍጠር ይድለ ኣሎ።!!(((9)))
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Ай бұрын
Thank you so much, clear message 👊🏿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 Ай бұрын
Merhaba memhir ahmed keysi you are Great always
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Ай бұрын
Ata hatati kemey zbeluka tenkolegna eka
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
Ye d you’re right .. is he hgdf I’m always concerned about this guy??
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Ай бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 እወ ሽሻይ ህግደፍ'ዩ ብቀጻሊ ንህዝቢ ዝበታትንን ዘየለን ዘይነበረን ተኣፋፊ ኣርእስታት እናምጸአ ንቃልሲ ደምበ ፍትሒ ዘዳኽም ዘሎ ካብቶም ኮራኩር ኢሰያስ ኢዩ ።
@samuelmussie3056
@samuelmussie3056 21 күн бұрын
Hmak hasab zelewo seb iyu hatati
@samuelmussie3056
@samuelmussie3056 21 күн бұрын
Thank you abona Keysi, gazetena gn btaemi hmak seb ika tehezen!
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
ኣታ በካዕ ጋዜጠኛ ሓማስየን ዳኣ ብዘይካ ገለ ጀጋኑ ኩሎም ደገፍቲ እንድዮም ካብኡ ካኣ እዚ ሃለውለው ናይ ቆልዑ ሕነ ክንፈዲ ኢሎም ትብሎ ዘለኻ ኣብ ህግደፍ ዩ ክፍደ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣይኮናን ንፈድዮ ህዝቢ ሓማሴን ኮነ ሰራየ ወይ ተን ዝተረፋ ኣውራጃታት ኣካልና ዮም ለዛዪ ኢኻ ግን ንስኻ።
@danieltedla7546
@danieltedla7546 Ай бұрын
Keysi a very matured, frank, honest respectful and knowledgeable politician. Thank you so much for sharing your experience
@ishakghebredingle4590
@ishakghebredingle4590 Ай бұрын
A man of principle, Eritrea is not lucky to lose u
@robrahk1432
@robrahk1432 Ай бұрын
ዓገብ ሬድዮ ኤረና!!!"ሕነ ክንፈዲ ኢና ዝበለ ዝተወደበ ሓይሊ ደቂ ኣከለጉዛይ ኣሎ ድዩ?።
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 Ай бұрын
ናይዚ ፍልልይ ፈጠርቲ ኮለኒያሊስታት እዮም። ካብኡ ንጀምር።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
ምናልባት እቲ ናይ የሚን ዘይዝረበሉ እቶም ሓማሴን ስልጣን ኣብ ኢድና ኣሎ ኢሎም ተደዓዒሶም ኢዬም ስቅ ዝብሉ።
@Thailova
@Thailova 28 күн бұрын
Viva eritrea 🇪🇷 ♥️
@Harsile
@Harsile 13 күн бұрын
ኣውራጃውነት ማሕበራዊ ሰረት ዘለዎ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝ 45:05 ተፈጠረ እምበር ትማሊ ኣብ ሰውራ ዝፈለመ ኣይኮነን። ስለዚ እቲ ሕብረተሰብ ኣውራጃነት ድሕረት ምኳኑ ፈሊጡ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ከማዕብል ኣለዎ።
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 26 күн бұрын
Aybeselen....waga ...zenebere ...excellent.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
ኣቶ ሽሻይ፣ኮነ ኢልካ ዲኻ ወይስ ከይተረድኣካ፣ ንመንካዕ ብኣውራጀኦም ዝተወደቡ ኢልካ ትገልጾም ኣለኻ። ቀይሲ ግን ምንቅስቓስ መንካዕ ቅኑዕ ሕቶ ዘበገሶ 'ምበር ኣውራጃዊ ከም ዘይነበረ ካብ ፈለማ ገሊጹልካ'ዩ። ብቑዕ እንተዘይኮይንካ ካብቲ ቦታ ትኣለ።
@Kemalemeye
@Kemalemeye 9 күн бұрын
ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ ገለ ሕማቅ ተተዛረበ ኢዩ ሽሻይ ዝሕጎስ ኣየ ኣኮሎጉዛይ 😢😢😢
@yosiefabraham8329
@yosiefabraham8329 29 күн бұрын
Excellent political expert thank u Mr Ahmed qeysi .
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j Ай бұрын
ቀይሲ ወድዓዊ ኣራእያ ኢዩ ዝምስክር ዘሎ
@kidanemesgun8144
@kidanemesgun8144 Ай бұрын
ኣዝዩ ድኹም ዘይማሃርን biased ሕቶን መልስን። መንእሰያት ኣይተጋግዩ። ሕቶ ሜንካዕ ዘርዝሩዎ ሜንካዕ ካብ 4 ዝተፈላለዩ ኣውራጃታት ምንባሮም ስለምንታይ ንመንእሰያት ዘይትገልጽዎ ስለምታይ፧
@petrossolomon1853
@petrossolomon1853 Ай бұрын
As A Journalist, I would have expected you to know 'Yemin' and the underline situation. You could have also asked more on the issue as followup. Please do your homework ahead.
@ellenhaile9366
@ellenhaile9366 Ай бұрын
Ahmed Keysi Eritrean hero you are Great always very honest thank father ❤❤❤
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Ай бұрын
😜😜😜😜ሓላዊ ስልጣን እሰያስ ምባል ኣይምሓሸካን🙎🙎🙎
@esaysemere7c114
@esaysemere7c114 Ай бұрын
ሪድዮ ኤርና ዳአ አለኽን ዲኽን ዝተዓጽወት ይመስለና ኔሩ ባዓል ቆማል ወድቆማል መሊእን ከም ባዓል ሹሻይ ገብራሃንስ ቆንዳፍ ወዲ ቆንዳፍ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ።
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM Ай бұрын
Sdi mebeya zbedelo resah 🖕
@mehreteabYhannes1952
@mehreteabYhannes1952 Ай бұрын
ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣውራጃ ኣይነበረን ጥራሕ ዘይኮንስ፡ ቀንዲ ኣውራጅነት ዝተኮስኮሰሉን ብዝኸፍአ ስምዒት ኣብ ሰባት ክሰርጽ ተሰሪሑሉ እዩ።
@batistutabatigoal7382
@batistutabatigoal7382 Ай бұрын
እዝስ ጋዜጠኛ ዲዩ ወላስ ሓማዩ ፡ ኣብክንዲ ኣከራኻሪ ዝበሃል ሕቶታት ሓቲቱ ፡ ነቲ ሓቂ ኣብ ክንዲ ንህዝቢ ምፍላጥ ፡ ነቲ ዕዱም ቀይሲ ፡ በቲ ናቱ መንገዲ ኣኺዱ ዝደለዮ መልሲ ክረክብ ህርድግ ይብል ?
@MussieBeyene-xx1xc
@MussieBeyene-xx1xc 9 күн бұрын
ናይ የሚን አንታይ ደኣ ብጹህፍ ዘይተጻህፈ
@teklinoaxumino186
@teklinoaxumino186 28 күн бұрын
ትግራይ ንዘይምባል... "ምስ ኢትዮጵያ ዝደናገጹ" - ኢልካ ናይ ምጅማል ላግጺ። ድምሱሳት !
@Kemalemeye
@Kemalemeye 9 күн бұрын
ሽሻይ ድሙ ካብዞም ጸላእቲ ሓማሴን ዲኪ ንስኩም ኣኮሎጉዛይ ትቃወሙ ኣይኮንኩምን ዘለኩም ትበኽዩ ኢኩም ዘለኩም ብኽያት ባህልኩም እዩ።
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ምፍልላይ ኣውራጅ ምፍልላይ ሃይማኖ ባህርናን ባህልናን ኮይኑ ኣይፈልጥን። ይመልኣልና ፈጣሪ ደሓን ኣሎና። እዞም ኣብዚ ዘለው ኩነታቶም ከማሓይሽዎ ኣለዎም። ተዘይኮይኒ ህልቂትዩ ሳዕቤኑ። ንሕጂ መሲልዎም ሓፍሓፍ ተበሉ ሳዕቤኑ ክፍእዩ።
@msgeman258
@msgeman258 Ай бұрын
ሓቂ ኣብ ዘይ-ግዜ'ኣ ሓሶት እያ፡ ሓያል ሰብ ክዉንነት የንብብ፡ ዉሳነታቱ ክኣ ይመዝን። ሽሻይ ሕቶታትካ ሽርካ ዝሓዘ ይመስል! ምርኩስ ናይ ሕቶኻ በዞም ትሓቢኦም ብዛዕባ ወገንነት ኣዉራጃዉነት ጽልኢ ክተፍኡ ዝዉዕሉ። ዕሙቅ ዝበለ መጽናዕቲ የድሊ ሽሻይ(ጋዜጠኛ)
@jowisdom5321
@jowisdom5321 Ай бұрын
Mr KeysiI, thank you very much! We need your intervention more than ever! Sadly, we are going backwards! Please forget your pride and go to the bigger Media's as well, including Assenna!
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 26 күн бұрын
Master of character of behaviours....anbessan zeben. Tarik,..yedegem. reality... menka ...yemien...character..megenan ...bahriyat eyou. Relatonsibs coaches.. coaches ..behaviour mgt system .bahryatena nfetesh... nmharelu. Degesi ny degesi. Abya ketebzh...excellent
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j Ай бұрын
ኣብ ደገ ዘሎ ምንቅስቃስ ኣየናይ ሚዛን ይዓቢ ናይ ደገፍቲ ናይ ንሓመዱ
@Sick0fTraitors
@Sick0fTraitors Ай бұрын
شكرا لك يا مناضل ❤❤❤❤❤❤ احمد القيسي
@2468justinbieber
@2468justinbieber Ай бұрын
shukren for what?
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
ዕላል ምስ ንጉሰ ዓርከይ ስለምንታይ ኣትሪፍኩም ኣየ ራድዮ ኤረና 😢😢😢😢😢😢😢
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 Ай бұрын
Hasot nab Tigray sheytomo kkkkkkkkkkk 21 kfle zemen ekoyu lomi....polotica haqi hizkayu zsrah!!
@tesfaighebray6588
@tesfaighebray6588 Ай бұрын
የሚን +ምካዕ = እሰያሲዝም
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ኣል ቀይሲ ንጉስ ፖሎቲካ።
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 26 күн бұрын
Reginal polarization ...discrimination.....bridge,of aunity.,excellent. Hudur dekenet degessi
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 28 күн бұрын
መን ይንገር ዝነበረ እንድዩ አሕመድ ቀይሲ ኸአ ስለዝነበረ ከዘንቱ ጥራይ ዘይኮነስ ክነግርን ክገልጽ እኽእል እዩ። ሓታቲ ግን ምስ ዕድመ ይኹን ዓቕምታቱ ክኸውን እኽእል ሕቶታቱ ነበርያ ነበረ አብ ዘየለ ሕጂ እውን እህሉ እዩ ዝብል ሕቶ ዘይኮነስ ድልየቱ ክሓትት እዩ ዝፍትን ዝመስል። እምበር ኤርትራን ኤርትራውነትን መጸግዒ ናይ ዝተሓዋወሰት ኢትዮጵያ ወይ ናይ ዓቕላ ዝጸበባ ወያነ መሀውተቲ ሓሳባት/ፖለቲካዊ ሀይማኖታዊ መጸግዒ ናይ ጎረባብቲ ወዘተ .. አይክኸውንን እዩ። ሀገር ከአ ብገለ ገለ ጸገማት ናይ ውልቀ ሰባት ረበሻን ዕግርግርን ወይ ምጥፋእ ምጥፍፋእ ንሀገር ከስግእ አይክእልን አዩ ። አይላጸን/ነብሰይ አይሕልውን አየኽብርን ዝበለ ንሓመዱን ሓሰኻ እብልዓዮ። እምበር ቁልዕነት እምበር ቁልዕነት ሓቅኻ አሕመድ ቀይሲ። Golden Generation especially youths of 1960+ You navigated the struggle to the correct path and you won against many odds. ወርቃውያን ወለዶታት መንእሰያት ወለዶታት 1960+,1970+ አንፈት ቃልሲ የዔሩኹም ተቓሊስኩም ሀገር አምጺእኩም።
@Kemalemeye
@Kemalemeye 9 күн бұрын
ኣንታ ጋዜጤና ካብዞም ኣኮሎጉዛይ ጉድጋድ ዲኻ ንዓኩም ፈንፊኔኩም እኮ😮
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
ጽቡቅ ክዝረበሉ ዘለዎ ኣርእስቲ እዩ። ኣቦታት ክምስሉ ሓባኢ ቑስሉ ሓባኢ ፈውሱ እዩ ይብሉ። ጽባሕ ከም ፈንጂ ተፈጂሩ ከይወዳና ሎሚ ክንፍዉሶ ኣለና ነዚ ድሑር ባህሊ ኮይኑ መፍቶ መግዛእቲ ጌሩና ዘሎ ካብ ትዕቢት ዝብገስ ድሑር ሕማም።
@Kemalemeye
@Kemalemeye 9 күн бұрын
ኣንታ እዚ ሽሻይ ኣኮሎጉዕዛይ ይምስል ገጹ ዘይትገድፍዎ ኣኮሎጉዛይ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ፡።
@raheemh.9891
@raheemh.9891 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ኣይበሰለን
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 28 күн бұрын
ዓጀውጀው ኢኹም ትብሉ ዘለኹም ኣረግቶት ጋዋኑ :
@Danimeley
@Danimeley Ай бұрын
ኣውራጃ ምሕደራ ናብ ኣውራጃውነት ዝተቀየረ ብእሰያስ እዩ። በይኑ ግን ኣይኮነን ኣብ ሓደ ድሑር ሕብረተሰብ ወይ ወሎዶ እቲ ክፉእ መርዚ ዝነዝሕ ዓቢ ባይታ ተፈጢሩሉ። ኣብዚኣ ግን 2 ሕቶ ሕተተለይ ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና!! 1ይ መንኻዕ ወይ የሚን ዝብል ስም መን ሰይሙዎም ወይ ኣምጺዎ and እንታይ አዩ ከ ትርጉሙ? 2ይ መንኻዕ ዝተብሃሉ ምንቅስቃስ ናይ መሪሕነት ወድብ ጉድለት ክእርሙ ቆይሙ አሉ፡ ናይ የሚን ከ እንታይ አዩ ሙርኩሶም ተበጊሶም? ኣብዚአን ብጽቡቅ ክንጽር ኣለዎ!!!! ይብል
@TekleEmaha
@TekleEmaha Ай бұрын
ሓሳው ለኽባጥ ከዳዕ አምሰሉ ፈታወ ነብሱ
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j Ай бұрын
እቲ ሚዛን ናይቲ ንለውጢ ዝንቀሳቀስ ግን ካኣ ብዝተፈላልየ ምኽንያት ዘይተወደበ ኢዩ ስለዚ እቲ ብብዝሒ ዓው ዓው ዘሰክፍ ዝመስለና ናይ ባዕሉ ኣጀንዳ ዘይብሉ እኽብካብ ኢዩ። ብሩህ መጻኢ ትማል ተደናገጽቲ ትግራይ ነይሮም ሎሚ ምስ ብልጽግና # ብርጌድ ንሓመዱ ባንዴራ ክልል ትግራይን ሰምያዊት ታሪኻዊት ባንዴራናን መለለይኦም ት/ትግርኝ ኣብ ኣዲስ ብልጽግና ንጥፈታቶም ከካይዱ ፈቒዱ *ንኤርትራ ኣየሰክፍዋ ኣይጠቕምዋ ኢሰያስ ንወያነ እንቋዕ ደኣ ተቋወምተይ ፋሕ-ፋሕ ኣበለትለይ እምበር ንዓኣስ ባዕለይ ክኣክላ ኢየ !
@MFish7980
@MFish7980 Ай бұрын
Thank you brother Ahmed Alkeysi, for your neutral and honest responses!! Yes, majority of Eritreans will never remain divided except those STUPID once used by the brutal Regime!! It makes me puzzled when people are talking about Awrajas as if the Awrajas emerged just now !! Get Rid the brutal Regime and you will see the division in Awrajas disappears !! Thank you !!
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier Ай бұрын
Dear ሽሻይ ገብረሃንስ: It is better to learn elementary Tigrinya first rather than trying to teach in Tigrinya because you have the power to do so, more or less as the Eritrean dictator has been doing since 1970. As an example this is your capacity: ''ኣውራጃውነት - ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?''. These words are written and spoken by those who have high level Tigriyna like this: አውራጅጃ, አብ, ጊዜ, ..... Of all the abused words I would like to focus on ''ኔሩ''. This word does not exist in the three Tigriyna speaking provinces Ekkeleguzai, Hamasien and Seraye. The worst thing of this is those who are not able to write a single Tigriyna word they become the only Tigriyna teachers. But for sure a generation that loves, respects and speaks and thinks according to the provinces of Eritrea is coming.
@user-xq5po5vb8s
@user-xq5po5vb8s Ай бұрын
ዋው እዚ ጋዜጠኛስ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይኮነስ ኣብ ማርስ ዝዓበየ እዩ ዝመስል..
@amanabdulsamed3171
@amanabdulsamed3171 Ай бұрын
ገዲም ተጋዳላይ ነበር ኣልቀይሲ ሰማዒ እንተረኺቡስ ቅኑዕ ዝኾነ ኣረእእይ ኢዩ ዘለዎ ፡ እንቱም ሰባት እብዚ ኤርትራ ዘላቶ ኩነታት ከምኡ ውን እብ ዓለም ብሓፈሻ ኣብ ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ ድማ ብፍላይ ኣንጸላልዩ ዘሎ ናይ ውግእን ዕንወትን ሓደጋ ይትረፍዶ ብእውራጃ ተኸአፋፊልናስ ሓድነትና ኣደልዲልና ውን ንኽንሰግሮ ከቢድ ኢዩ።
@meharyhabtai2066
@meharyhabtai2066 Ай бұрын
ረሳሕ ንብለካ፡የጥፍእኩም።
@user-ll7kd6xb6i
@user-ll7kd6xb6i 28 күн бұрын
ዓቢን ሓሳዊን ኣክክክክክክክክክክክክክክ ፎእ
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
እዋ ሽሻይ ድኣ ቐንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኮይንካ ረኺቤካ።" ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ክልተ ክምቐል" ኢልካ ትትምነ ፎ ረሳሕ ኣተሓሳስባን ትምኒትን
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Ай бұрын
እዛ ሬዲዮ ኤረና ትበሃል ጸረ ሃገረ ኤርትራን ኤርትራዊያን ዝኾነት ዕስብቲ ምዕራባውያንን ጃንዳ ወያነ ኢያ።
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm Ай бұрын
ከድካ ኣብሽጢ ኬንካ ተዛሪብካ ኣርእዮም ድሕሪኡ ሕመዮም።
@adulis73
@adulis73 Ай бұрын
ነጋዶ KZfaq ኩለን ሕማማት ወዲኦም ሕጂ ኸኣ ነዚኣ መቐነዪ ረኺቦም።
@user-rz7iu4yy4w
@user-rz7iu4yy4w Ай бұрын
Frankly speaking right
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Ай бұрын
ቀይዲ ቲሴፋ ሀጊር ኢኻ❤❤❤❤❤❤
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
What is the journalist agenda I don’t understand is he hgdf all his questions are serving hgdf 🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j Ай бұрын
ምስ ኢትዮጵያ ዝደናገጽ ወገን የለን ምስ ወያነ ዝደናገጹ ሰባት ይህልው ይኾኑ
@fessahaieberhe
@fessahaieberhe 26 күн бұрын
Dreamers searching for the unknown, for the things that don't exist in real life.
@dragonfast206
@dragonfast206 Ай бұрын
ሺሻይ ኣነ ሃገር ክብትና ደልየ ኣለኹ'ሞ ብዚ ናይ ኣውራጃ ምክፍፋል 35:02 ክትብተን ከምትኽእል ሓግዘኒ በሎ ኣግሂድካ።
@SomariSomari-y1u
@SomariSomari-y1u 28 күн бұрын
ጥራሕ ኢልካ
@mussieberhe43
@mussieberhe43 Ай бұрын
Unprofessional journalist even he has still AWRAJAWINET. Shame on you this is not his first time be neutral and ask them honestly
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
ኣንታ ባእባእ ጋዘጠኛ ሽሕ ግዜ ኣውራጃዊ ይኹን ሰብ ምስ ኢትዬጵያ ንተሓወስ ዝብል ሰብ የለን በፍጹም።ግን ናይ ቆልዓ ኢዩ ገምጋምካ 😢
@hashemsuleman9
@hashemsuleman9 Ай бұрын
Sheshay neseka neseka tehato zeleka heto nebalo xele eyu ete heto natka bejaka etea badla awxeaya beratele tekadenka hetatom nateom tehamxeom abze chanel heto felat enta zay tefalet kenegreka hetotat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Ай бұрын
Agebab gerka tezareb
@hashemsuleman9
@hashemsuleman9 Ай бұрын
@@sewitghabremichael3132 agabab neseki gebare
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
@@sewitghabremichael3132he is right the journalist is very Lokumax I don’t even know if he is real tekowomay
@aduliskeskese7169
@aduliskeskese7169 Ай бұрын
He is stupid reporter! Neti fthi zdeli zelo menesey Babzaha nab awrajawi simiet keyriwo! He is very pretended guy...
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Ай бұрын
እዚ ሓታቲ ትብሎ ዘለኻ ድልየት አብ ኢትዮጵያ ከድካ ምቕላስ ትብሎ ዘለኻ ሓቒ ዘይኮነ አብመርየት ዘየሎ መሰረት የብሉን!!!
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 Ай бұрын
እዚ ናይ ኣልቀይሲ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ነቶም ሓተላ ግለት ጸበብቲ ናይዚ ዘበን። ሉሙጽ ሰውራ ዝባሃል የለን። ትሕቲ ሃገራዊ ጸቢብ ዝኾነ ሰብ ድማ መን ይኹን መን ብዘይየገድስ ስጉምቲ ክውሰዶ መድረኽ ዝጠልቦ እዩ። ኣብ ቃልሲ ሰውራ ብሽም ድሞክራሲ ካልእ ሸውሃትካ ከተርዊ ላግጺ ጥራይ እዪ ክባሃል ዝካኣል። ሕጂ እዚ ትሑት ግምት ዝዋሃቦ ካብ ፍልጠትን ታሪኽን ባዶ ዝኾነ ወለዶ እቲ ሓቂ ካብ ብዓል ቀይሲ ዝኣመሰሉ ሰብ ውዕሎ ናይ ግዳይነት ስሚዒት ዘይብሎም ክመሃር ኣለዎ ንዕኡ ክሕሾ። እንተዘይኮይኑ እቲ ሓቂ ሸፊንካ ምቁዛምን ምድንጋርን ትርጉም የብሉን። ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባ ብዘይ ሓላፍነታውያን ሰባት ኣብ ደገ ሕጂ እዪ ዝቀላቀል ዘሎ። እዚ ድማ ካንሰር ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ኩሉ ሰብ ክፍንፍኖን ክጽዮኖን ጥራይ እዪ ዘለዎ። ኤርትራ ንጸበብትን ንብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩን ከዳዓትን ሰብ ጸሊም ታሪኽ ኣይትኽውንን እያ።
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
ተጋዳላይ እሕመድ ኣልቀሲን ተጋዳላይ ሑሩይ ተላ ባይሩን ብሓደ ኣቕርቦም ዝተፈላለየ ኣራእያ ስለዘለዎም። ንምንታይ ኢልካ ድማ ንኽልቲኦም ሕተቶም ሽሻይ ዝክኣል እንተኾይኑ።
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 Ай бұрын
Shishay hasas(qenae baby 😢😢
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Ай бұрын
ቀይሲ ቢጃካ ነቲ ሐሺም ሚኪሮ አብ ጊቢጺ ጀሚሪናዮ ሰዊራ ኢሪቲራ ሶሪያ ኢራቅ ሐጊዚናና ሚጊዛአቲ ሲዒሪና ሀጊሪና አየሺጢናኔ
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir Ай бұрын
Kasi the great.always phonemenal.
@ben5115
@ben5115 Ай бұрын
Al Qeysi is realistic and educated person with very good awareness
@2468justinbieber
@2468justinbieber Ай бұрын
i don't think so he is.
@negaberhane803
@negaberhane803 Ай бұрын
እዚ ኣቦ ብዛዕባ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ህዝብና ዝብሎ ዘሎን ዘለዎ ገምጋምን ቶታሊ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ እዩ። ንምኻኑ እቲ ዝተጠቐመሉ መዐቀኒ ኸ እንታይ እዩ?
@semereogbe4574
@semereogbe4574 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ንባዕልኻ አብሐሸውየ አውራጃ ዘለኻ ኢኻ ትመስል ኤዚ ተዛርቦ ዘለኻ ተጋዳላይ አሕመድ ቀይሲ ኤቲሐቁ ነጊሩካ አሎ አውራጃ ሀገር አይኮን ኤዚ ንርእዮ ዘለና ሸቔጥ ብአውራጃ አብ ስልጣን መብጽሒ ዝብሉዎ ፈተነ እዩ በዚመገዲ ሽቶ ክውቃዕ ዘበትዩ
@meharyhabtai2066
@meharyhabtai2066 Ай бұрын
ክፉእ ንውገር ጥራይ ትፍሕትሩስ ኡሩብ ኣይትሕፍሩን።ከም ትነዓኹስ ኣይትግንዘቡን ዲኹም ? ተደንግጹ።ረሳሓት ንብለኩም።እንታይ ክገብረልካ ነዚ ኣምጺእካ ቃለ መሕትት ምግባር፡ዕሱባት ኢና ንብለኩም።ንፋስኩም ኣይልከየናን።ደምበ ተቓውሞ ዝበሃል መጋበሪ ወያኔ፡ምዕራባውያን እዪ።
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Ай бұрын
ከም ጠል እንዳሞግሳዕካ ብትገብረልና ዘለካ ቃለ መሕትት😜😜😜😜
@2468justinbieber
@2468justinbieber Ай бұрын
ኣሕመድ ቆውሲ ፡ቀደም ከመይ ኔሩ፡ኣይፎልጦን እየ ። ሕጅ ዝብሎ ግን ሃበስቀደስ ኢየ ዝሰምዕ ዘለኹ ።
@dawithaile1606
@dawithaile1606 Ай бұрын
You are contradicting yourself. First, you claim that the "menka" movement started off well. They were murdered because they raised important issues. Then, the evil forces tried to frame it as an Akologzai problem. You, of all people, know that those who started the protest were from all three Awragas. Why then do the evil forces want to label it as an Akologzai issue? You also brought up whether "hibiti selfie" had control over Awraga problems. People remained silent because they were afraid. Should you make people obey by scaring them? Now that they are no longer afraid, these issues are resurfacing. You also mentioned how can you putting Muslims aside and focusing on Awraga issues. Those who initiated the so-called menka movement did not speak about Awraga or religion. They wanted justice for Tegadelti. Why are you trying to distort their message? Most members of Hibiti Selfie were from Hamasien and Keih Bahri. Are they the ones who care more about Eritrea than others? We all had relatives in both Jebha and Shabia. You can't get away with lies. You owe the Eritrean people an apology for being part of the Merhihinet You yourself have admitted to visiting your wife and children in Yemen from Meda, while many did not even acknowledge their family members when they met in the city they came from. Those involved in menka and those in Yemen don’t even have children. Families have suffered greatly because of this. The facade that everyone was equal in Shabia has been thoroughly debunked. You need to think carefully about what you say because many people are listening.
@MoReal2
@MoReal2 Ай бұрын
You can't expect the truth from an old snake.. they all know they have committed crimes against the people thus they won't be telling the truth as they will be incriminating themselves.
@kiflemariamghebrezgiher5671
@kiflemariamghebrezgiher5671 27 күн бұрын
You nailed it Eritrean brother ! Thank you ❤❤❤.
@tesfalemkeleta4170
@tesfalemkeleta4170 Ай бұрын
Hi, ፖለቲካ ብዉልቂ፣ ብዓድን ብወረዳን ብኸተማን ብኣውራጃን ደሓር ከኣ ብሃገር ደረጃ ይስራሕ። ብኣውራጃ ፖለቲካ ምስራሕ ኣብ ዓለም ሙሉእ ንቡሩ እዩ፣ ካልእ መንገዲ ናይ ፖለቲካ’ውን ኣብ ዓለም የለን፣ Look the whole Europe, politics starts on individual level, then goes to village, city, region and then to nation level. Please differentiate between politics and racism or descrimination. What I see and observe among us Eritreans is we are almost unable to differentiate politics and racism/descrimination. I could elaborate more but please try to learn city/region politics where u r living . ሃገር ናይ ሓባር ሕምባሻ እያ፣ ከመይ ካብዛ ሕምባሽ ብማዕርነት ምቅሊትካ ትወስድ ከኣ፣ ብዓድን ወረዳን ከተማን ኣውራጃን ተወዲብካ ብጽሒትካ ክትወስድ መዓልታዊ ፖለቲካ ትስርሕ። ፍልልይ ኣብ ሞንጎ ፖለቲካን ጽልእን ዓሌታውነት ክርደኣና ኣሎዋ፣ ዘራኽብ የቡሎምን።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Ай бұрын
Hzbawi ginbar kab meseretu ety kendi hailu awraja eyu nisu eyu dima mesritwo
@abdallaadam175
@abdallaadam175 Ай бұрын
Izom abdege zikatelu zelewu hade kilite bira mis seteyu zelowom tsili zentsabareku iyom imber bizaba Hager zikatelu kibahalu aykulun iyom
@yosiefhabte5602
@yosiefhabte5602 Ай бұрын
እዚ ባእባእ ሽሻይ ከኣ ሓንቲ መዓልቲ ሰብኣይ ከይኮነ ኩሉ ግዜ ከይወሰነ ይኸይድ ኣሎ።
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
እዚ ሽሻይ ዝብሃል ሎቅማጽ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ኣለዎ። ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዝሰርሕ
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 Ай бұрын
ዝፈተኹዎ ኢንተርቪው።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Nska AB talim mexika ornik meliakana kab mebkolna ksab awragana awraga tserhulu nerkum hesawi medanageri kndey seb sewirka eka Gn mealtkum texbu❤
@aduliskeskese7169
@aduliskeskese7169 Ай бұрын
Do u mean the journalist?
@solomonneguse3149
@solomonneguse3149 Ай бұрын
Ooo xibuki mebrihi
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Ай бұрын
ሐው አሕመድ ቀሲ በየናይ ማዓንጣ እዯም ንኤርትራ አትዯም ተቃውሞ ከርእዩ ቀሊል ነገር ነገር ነይሩ እንተኮነ ባእልካ ውን ምገበርካዯ ሰለዚ አብ ሰደታ ኮይና ጥራይ ዋይ ዋይ ዋይ ትበል
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
እቲ ማዓጣ ዘይብሉ ዝባሃል ንመሰሉን ንመስል ህዝቡን ቤተ ሰቡን ንልዕሊ 30ዓመት ዝኣክል ክም ኣድጊ እናተደግደገ ቅያር መግቢ ዝባሃለ ዝይፈልጥ ዓደስ ባንን ዝቕለቡ ዕላማ ዘይብሉ ዕላማ ዝይብሉ ፍሱስ ሓሞት ኤርትራዊ ኮይኑ ዘሎ ብሰንኪ ሓደ ኢሳያስ ዝእዝዞ ሰራዊት ድሕሪ 1998 ወራራት ሞራሉ ፈሲሱ እዩ ኢሳያስ ድሕሪ ሕጂ ንኤርትራዊ ክኣምኖ ማለት ሕልሚ ቀደም ቦቱ ኣዳልጡ ኣሎ ክም መንግስቱ ግን ንኤርትራ እንተ ኮይንሉ ህዝባን መሬታን ኣጥፊእዋ ንኽይድ ዓይኑ ኣይሓስን እዩ ኣበይ ኢሞ ኢሎሞ ብፍላይ እቶም ባራዩ ዛር ናይ ኢሳያስ ሓሊፍዎም እዩ ንሓዎም ክሕዶም ንቕታሊ ሓዎም ይድግፉ ገልዳማት እዮም
@redaehaile7849
@redaehaile7849 Ай бұрын
ሐው ቀይሲ ይዋቆዖ አሎ ዓቅሚ እንተለዏ ንሜዳ ኤርትራ ወሪዱ መሪሕ ግድኡ ይጻወት አብ ሰደት ተከይጡ ገባርን ሐዳግን ክከውን ግን ቁቡል አይኮነን እንታይ እዩ እጃምካ ሕጂ አብ ሃገራዊ ጉዳይ ኤርትራ ሐው ቀይሲ ብውልቃዊ ጉዳይካ አይትርአዯ
@2468justinbieber
@2468justinbieber Ай бұрын
በዓል ጀነራል ስብሓት፡ሰሚዕካ ፡ ናብ,በዓል ኣሕመድ ቆውሲ መጺኻ ክትሰምዕ ፡እዝንኻ ይኩርኩሓካ ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
Why are you going around the bushes? We all know that Isaias has successfully convinced a large segment of the people in Hamasien that his rule represents Hamasien. Even though this is the reality on the ground, Isaias has done nothing for Hamasien. In fact, Hamasien is the #1 victim of Isaias. Look at today's Asmara.
@user-vh5bw2mz9i
@user-vh5bw2mz9i Ай бұрын
ኣብና ይቀነልና ሓታቲ ግን ሕቶኻ ኣማሓይሾ ጹቡቅ ሕቶ ኮሎ ጊንጢ ኣይትግበሮ
@zerauasgedom7612
@zerauasgedom7612 27 күн бұрын
Awragawnet dea neyru Nabzi hji zenebere werar keman segiru
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 8 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 41 МЛН
ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ - ብኣስመሮም ሃይለ
25:04
➊ ዋዕላ  መራሕቲ  ኣፍሪቃ  ኣብ ➻ስዑድያ ♦️10/11/2023
2:01:18
'Writing is part of my blood' - an interview with Dessale Berekhet Abraham
13:51
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 16) - One Day With Alena Walta Hager
1:45:43
መሳጢ ዕላል ምስ Awel  Sied - HRIYTI TV
8:11
HRIYTI TV
Рет қаралды 30 М.
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44