ዕላል ምስ ዘርኢት ወልደእየሱስ - ጋዜጠኛን ደራስን መጽሓፍ መጉሃር እግሪ መኸል | elal tibebat - Interview with Zerit Woldeyesus

  Рет қаралды 31,788

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

3 ай бұрын

ERi-TV, Eritrea - ዕላል ምስ ዘርኢት ወልደእየሱስ - ጋዜጠኛን ደራስን መጽሓፍ መጉሃር እግሪ መኸል | elal tibebat - Interview with Zerit Woldeyesus author of the book moghar egri mekel (The furnace of Egri-Mekel)
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Пікірлер: 201
@harounekubal8436
@harounekubal8436 3 ай бұрын
ደራስን ጋዜጠኛን : ጀግና ተጋዳላይ ዘርኢት ወልደየሱስ ፦ ንወሉድ ወለዶ ዝመሓላለፍ ሓቀኛ ታሪኽ ጀግንነት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ : ብመሳጥን ሳሓብን አቀራርባ : ዝጸሓፍካያ : መጽሓፍ : ምጉህር እግሪመኸል : ልዑል ብቅዓትካን ጻዕርኻን : ዘርአየት እያሞ : ተሓቢናልካን ኮሪዕናልካን !!! ዮሀና : ክንብለካ ድማ ንፈቱ !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@mihreteame6285
@mihreteame6285 3 ай бұрын
ዋውውው ነጎድጋድ ድምጹ ወኪል ዜና ዞባ ደቡብ ጋዜጠኛ ዘርኢት ወልደየሱስ 2ይ መድረኽዉን ኣዳላዊ መደብ ዋልታ ብርዕኻ ይሰስን ዘርኢተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ♥️🇪🇷♥️
@gomida1552
@gomida1552 3 ай бұрын
ጅግንነት ሰራዊትና ትስንድ መጽሓፍ ኢያ። ንደራሲ ዘርኢት ዓቢ ክብርን ምስጋናን !
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 ай бұрын
ዋርሳይ ዘርኢት መጽሓፍካ ኣንቢበያ ብሓቂ ተሓጒሰ ካብ ወረስቲ ሕድሪ ኣብ ሓጺር ግዜ ብሉጻት መጻሕፍቲ ርእይና ቅሳነት ይፈጥረልካ፣ ሰብ ኣለዋ ሃገረ ሰማእቲ ምሩጻትን ብሉጻትን፣ ነመስግነካ ጫረ ንዘርኢት ዘቕረብካልና❤❤❤❤
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 3 ай бұрын
ኤረ ቲቪ ከም ዎትሩ ብእተቅርብዎ እዋናውንን መሃርን መደብ ምስጋና ይብጻሕኩም ።🇪🇷✌🇪🇷👍🌴🌻💖
@user-yj4ey1rl6r
@user-yj4ey1rl6r 3 ай бұрын
I reed the book last year while I was back home from USA . I'm proud of my Warsay ❤❤❤
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 3 ай бұрын
Welcome deqi eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️🇪🇷
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 3 ай бұрын
" መጉሃር እግሪ መኸል" ካብ ኣስመራ ገዚአ ንካናዳ እናተመለስኩ፡ ኣፋሪቐያ። ጀሚርካ ከተዉኣርጻ ትፈቅድ ዓይነት መጽሓፍ ኣይክክነትን። እቲ ተኣምር ጅግንነት ብመሳጢ ኣዘናትዋን ስሩዕ ዋሕዝን ቀሪቡ ኣሎ። ይበል ጸሓፊ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ ክትስንደልና!
@user-sf4fx1hd7d
@user-sf4fx1hd7d 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፈትወካን ነክብረካን ዘርኢት ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sinodosbrhane3635
@sinodosbrhane3635 3 ай бұрын
ብርዕካ ይሰስን ኣብ ቀጻሊ ውን ንጽበ ይቀኒልና ንትገብሩ❤❤❤❤❤❤❤
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 3 ай бұрын
Yes, our history needs to be documented. Thank you for the excellent work!
@andomhabteghebriel2964
@andomhabteghebriel2964 3 ай бұрын
ዘርኢት ከመይ ኣለኻ ምሳኻ ኣጋጣሚ ኣብ ገርጉሱም ተራኺብና ኔርና መጉሃር እግሪ መኸል ናይ በሓቂ ሓያል መጽሓፍ ኢያ ብጅግንነት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ትሕበን።ስለዚ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ዕድመን ጣዕናን ይሃብካ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👋
@issackabraha8803
@issackabraha8803 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ዉዕሎ ታሪክ ክጽሓፍ ኣሎዎ መታን ንወሎዳታት ክመሃላለፍ ❤
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኢዩ ኸምዝን ወዲ ኸምዝን ታሪኽ ኢናምጻኹም ነዚ ሐድሽ ወሎዶ ኸነፋልጦ ናይ ኹላትና ሐላፍነት ኢዩ ስቅታ ይሃስየና አሎ ነቲ ናትና ስቅታ መዝሚዞም ሐሳዳት ጎረቤትና አብ ጥቅሚ የውዕልዎ ስለ ዘለዉ ኢዩ
@user-op8ov3ts4f
@user-op8ov3ts4f 3 ай бұрын
ጅግና ❤ዘሪኢት ክብሪ ❤ንዓኻ ❤ይኹን ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት❤ምክልኻል ሰራዊእትና ❤ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤
@freweinifoto9503
@freweinifoto9503 3 ай бұрын
Zerit and Tesfe selam selam
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 ай бұрын
ዘሪኢት ያሆ ወዲ አሀዶይ&38ብርዕካ ይሰሰን❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 3 ай бұрын
ጽቡቕ ካመራ፡የቐኔልና።❤❤❤❤❤
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 3 ай бұрын
God bless our beautiful country Eritrea and its people 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 ай бұрын
Welcome deki Eri jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷 🙏♥️🇪🇷
@alemasmerom7706
@alemasmerom7706 3 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ዘርኢት ሓውናን ጋዜጠኛ ተስፊኢት ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እዛ ሓላል መሬት very very good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏✊✊✊✊✊👈
@yohannestewolde8152
@yohannestewolde8152 3 ай бұрын
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekluwedigonche-sx9hc
@tekluwedigonche-sx9hc 3 ай бұрын
Well done Zerit wedi Hatney ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Proud of you😊
@amanuelhadgu8602
@amanuelhadgu8602 3 ай бұрын
አግር መከል ትርጎም ኣለዋ ብቃንቃ ሳሆ ኮሙኦ አያ ነራ ንኣባይ ደረቅ ወይ ኣጳምአ ተዓወት መዋዕልት ንኩሉኩም ኣሃድ & 38❤❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 ай бұрын
❤🎉🎉🎉38🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetgirmasion6009
@hiwetgirmasion6009 3 ай бұрын
ኩቡር ዘርኢት ጂግና ምጽሓፍካ መጉሃር እግሪ መኸል ኣምብበያ ጀሚረ ክሳብ ዝዉዳኣ እቲ ደነብረ ጹንኩር ኩነታት እቲ ዘርኣዩ ዎ ትብዓትን ደቂ ኣንስትዮን ተባዕትዮን ብሓደ ወገን እነብዕ እህበን ኢኮርዕ ትሓዋውስኒ ነይሩ :: ወርቃዊ ታርካዊት መጽሓፍ ኢያ :: ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ታሪክና ኩሉ ክጻሓፍ ኣሎዎ 🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🇪🇷❤🌹 ኤርትራዉነት ኩኑር መንነት 🌹❤👍 ዓወት ንሓፋሽ 🙏❤
@teklitteklemariam800
@teklitteklemariam800 3 ай бұрын
Kbrn Mogosen N Sematatna
@nezenetukbayAraia-jx9ov
@nezenetukbayAraia-jx9ov 3 ай бұрын
Gheberti qya, ksahar zeykhal zkhlu.❤❤❤
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 3 ай бұрын
ኣናብ ጀጋኑ የሕዋትና ክብርን ሞጎስን። ይግባኣኩ ኣናብስ ደቂ ኤረይ❤❤❤
@abebatekele1891
@abebatekele1891 3 ай бұрын
ዘርኢት ሓወይ ብጣዕሚ መሳጢ ሓቐኛ ታሪኽ የቐንየልና❤❤❤❤❤
@isayaskudus2109
@isayaskudus2109 3 ай бұрын
Good job zeret nebsi 🇪🇷🇪🇷
@davidyeh91
@davidyeh91 3 ай бұрын
የቐንየልና ዘርኢት ስለቲ ትገብሮ ዘለኻ ፉሉይ ኣበርክቶ። ጫረ ድማ ቀጽሎ ጽቡቕ ስራሕ።
@danielamare3078
@danielamare3078 3 ай бұрын
Wow..Nice to be continued ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷4
@amenhiwet1313
@amenhiwet1313 3 ай бұрын
Adenaki tarik ❤❤❤
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 3 ай бұрын
good to see you wedi erey tegadalay zerhit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 ай бұрын
ሓበን! ኣብቲ ዘመነ ጉሒላ ዕንደራ ወራር ጭፍራ ወያነ፡ ኣይኮነን ተራ ገባሮ ወላ እቶም ኢሊት ሕብረተሰብ ዝብሃሉ ከማን ኣብ ክንዲ ፍቅርን ሰላምን፡ ጽልእን ፈከራን ኣብፈቀዶ ራድዮን ጽሑፋትን ክጉስጉሱ ምስትዕዘብ፡ ጎብጣ ሃገርና ጥራይ ዘይኮነስ፡ እንተላይ ህዝብና ክቀጽዑ ውን ኩቱር ህንጡይነት ከምዝነበሮም የመልክት። ዘልኣለማዊ ክብርን ሓበንን ንጀጋኑ ሰማእታትና! ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@yohannesmedhane635
@yohannesmedhane635 3 ай бұрын
Thank you so much to write our history!
@liasium9571
@liasium9571 3 ай бұрын
betam nidinqa ziret nifa nimasginak ❤
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 3 ай бұрын
Eritrea kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🕊🕊🕊💎💎💎🌻🌻
@user-iz3ct8fv8m
@user-iz3ct8fv8m 3 ай бұрын
Anabesa deki eri marrey jegna yhwatey kebrn mogsn en semattna wetru ab lbena❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@angesomyosief1775
@angesomyosief1775 3 ай бұрын
ጀጋኑ የሕዋት ብምጀመርታ ንእትገብርዎ ናይ ታሪክና ምብርባር የመስግነኩም ሓንቲ ነገር ግን ኣሎ ዝገርመኒ እዞም ታሪክ ዘይብሎም ታሪክና ከቃማጥዑ እንዳወዓሉ ንስኩም ግን የለኩምን ናህሪ ወስኩ እየ ዝብለኩም
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 3 ай бұрын
ጅግና ዘርኢት ወልደየሱስ ብርዕኻ ይሰስን
@1CENT1962
@1CENT1962 3 ай бұрын
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ክንብል ከላና ምክንያት ኣሎና ደቂ ሪመይ ታሪኽና ታሪኽ ጅግንነት ህላውነት ተጻዋርነት ኒሕን ሓቦን ቂያ ዘይትነገር ብርቂ ዩ ስለዚ ከኣ ኢና ኣፍልብና ነፊሕና ንህና ኤሪትራውያን ኢና ንብል ዘሪኢት ወልደሚካኤል ምስግና ይኩንካ ኣባላት ኤሩ ትቪ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይመነየልኩም
@meharikuflu8654
@meharikuflu8654 3 ай бұрын
Anbesa🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@habtomghirmay6601
@habtomghirmay6601 3 ай бұрын
ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ዘሪኢት ሓውና ኣዚና ነመስግን ክብርን ሞጎስን ድማ ንሰማእታትና
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 3 ай бұрын
I am proud Zerit please continue.
@medhaniemedhanie4150
@medhaniemedhanie4150 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@biniamdawit8647
@biniamdawit8647 3 ай бұрын
Bravo Zerit
@biniambeyene9556
@biniambeyene9556 3 ай бұрын
ዋው ክሊቴኩም ትድነቁ አኩም አንካዕ ናትና ኮንኩም ኤርትራዊ ክቡር መንነት ከንደይ ደስ ዘብል ቀጽልዎ ኣጆኩም
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 ай бұрын
Selam. Deki..erey ❤️❤️❤️❤️
@ruftatv2209
@ruftatv2209 3 ай бұрын
Hzbi eritrea kulu nebsu tark eu ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 3 ай бұрын
ታሪኽ ይሰነድ፡ እዞም ርጉማት ጎሮቤት ዝሓሰቡልና ክርሳዕ የብሉን። እቲ ዝደንገጽካሉ ህጻን ሎሚ ኣስመራ እንተዘይኣትየ ኣይሰምዕን እየ ኢሉ እዩ ፈኪሩ። ከምኡ እዮም እዚኦም። ጌና ጌና ክጠፍኡ ጥራሕ እዩ ዘለዎም።
@teklitteklemariam800
@teklitteklemariam800 3 ай бұрын
Kbrn Mogosen N Sematatna Deki Rezin Mennet
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 ай бұрын
Any one who needs መጉሃር እግሪመኸል መጽሓፍ ዝደሊ ይርከበኒ ዘርኢት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku 3 ай бұрын
ዝኽበርካ ሓወይ ከመይ ኣቢለ ክረኽባኻ?
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 ай бұрын
@@AmanuelBerhe-pg6ku ፌስቡክ ተለካ hi ክብለካ
@samueltesfagerghsh1253
@samueltesfagerghsh1253 3 ай бұрын
Merhaba eza metsihaf delyeya neire beyen krekba ykiel teqematay switzerland eye.
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 ай бұрын
@@samueltesfagerghsh1253 ክሰደልካ ኣበይ ትነብር
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 3 ай бұрын
@@AmanuelBerhe-pg6ku Afye Hani ab FB rkabo
@zeromkidane6284
@zeromkidane6284 3 ай бұрын
ክቡር ሓው ዘርኢት ፡ ኣብ ናይ ዋልታ እተቕርቦ ዝነበርካ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ አይረ።ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ስለዝረኣኹኻ ደስ ኢሉኒ፡እንቃዕ ብጥዒናኻ ሃለኻ ይብለካ። ኣብ እትገብሮ ናይ መጻኢ ስራሓትካ ዓወት ይምነየልካ።
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 3 ай бұрын
ኣገናዕ ! ይበል ኣገላልጻ ወለዶን ታሪኽን።
@selamg3325
@selamg3325 3 ай бұрын
መጽሓፍ መጉሃር እግሪ መኸል ውዕሎ ዋርሳይ ይክኣሎ እትገልጽ ሰፊሕ ዛንታ ዝ ሓዘት መጽሓፍ እያ 🇪🇷🌹🇪🇷
@henokabrham8782
@henokabrham8782 3 ай бұрын
ጅግና ናይ ጀጋኑ ዘርኢት ኣምበሳ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@boy-hr9re
@boy-hr9re 3 ай бұрын
ንፉዕ ❤🇪🇷 ኣጀካ በርትዕ
@user-zc7tl8gj2p
@user-zc7tl8gj2p 3 ай бұрын
አዚዮ መሳጢትን ገላጺ ታሪኽ ገድሊ ይካአሎን ዋርሳይ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@nezenetukbayAraia-jx9ov
@nezenetukbayAraia-jx9ov 3 ай бұрын
Merhabah Eritrai. ❤❤
@mikidereje9206
@mikidereje9206 3 ай бұрын
Zerit hawey ❤❤❤38
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 3 ай бұрын
Merhaba deqi eri Jeganu anbes 🇪🇷❤❤🤴💯
@kidantekle2443
@kidantekle2443 3 ай бұрын
Long live zeriet hawaye🌹🌹🌹🌹🌹
@hh-gn5rb
@hh-gn5rb 3 ай бұрын
Deki Eri jeganu i love you❤
@user-sd4vn2sg2w
@user-sd4vn2sg2w 3 ай бұрын
እዛ ቃለ መሕትት ሓጺራ ድሓር ከኣ ገለ ሓጺር ጽሑፍ (ዛንታ ) ክትሓቶ ወይ ክጥቀስ ኔርዎ ናይተን 3ተ ደቂ ኣንስትዮ ውን ጽቡቅ ጌርካ እንተ ትትንትኖ ጽቡቅ ኔሩ
@TT-ky6rz
@TT-ky6rz 3 ай бұрын
Zeriet good job
@user-og2mq8si6f
@user-og2mq8si6f 3 ай бұрын
Behaqi kebret yehbelna bflay bseli swat endasenka zgebrkayo delya neeu nmrakb zelo xari kabti mexhaf nlali dekam kemzlwo redue eyu bezuh nxbe hawey.❤
@user-cu5vu5cx4i
@user-cu5vu5cx4i 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ zeren't hawey Btaeemi tftoo mexhaf eeya Tmsgen zgbaaka Nay wueeloo tariek tezentuo ❤❤❤❤❤ Anbsaa Kuluokuom deqei eriyÿy ❤❤❤❤❤
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 3 ай бұрын
Very interesting interview thanks those sacrifice for the people of Eritrea..... God bless Eritrea defence forces.
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 3 ай бұрын
Bravo tarik msnad zabeye awetyu febrekti bezihom
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 3 ай бұрын
Waw zerit anbesaw neberelna 🎉
@wedisahil5561
@wedisahil5561 3 ай бұрын
Thanks zerit ab hiwetka teina abserahka dema asaleto ymne ab zmexi kea nay mendelay kenxbe ina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 3 ай бұрын
Thank you so much deki eria halalat admen tianan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👌👌👌
@fitsumgebrehawariat1193
@fitsumgebrehawariat1193 3 ай бұрын
Farsi wedi Eri kexlo nibleka❤❤❤❤
@GoytomBerhe-fg1cs
@GoytomBerhe-fg1cs 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kibromhabti9864
@kibromhabti9864 3 ай бұрын
Waww trki weldotet nbe kixley weldo eu emo nbhqey Tsbqe mxhfi zeret hawey Thanks brother 🖐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kbri habka kubur haw
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 3 ай бұрын
ጂግና ዘርኢት። ታሪኽና ብምስናትካ።
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 3 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ጂግና ወድቶም ጀጋኑ ብርዕኻ ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ንህዝብናን ዓወት ንሓፍሽ 🇪🇷❤🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 3 ай бұрын
2 kfal tetigebrulu xbuq neyru des zebl gigninet❤❤
@filiposhabtezghi4927
@filiposhabtezghi4927 3 ай бұрын
❤thanks Guys ❤
@maebeltekia9134
@maebeltekia9134 3 ай бұрын
Ezi mexhafti gen alo do ab ewropa abey kenrekbo nekel
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 3 ай бұрын
Nice wedi ere jegna
@lulu-rv6id
@lulu-rv6id 3 ай бұрын
Jegna wedi Eri 🇪🇷🇪🇷 kexlelo 👍🫶❤❤❤
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 3 ай бұрын
Zerite very proud out hero.
@yohanesgebretnsae2571
@yohanesgebretnsae2571 3 ай бұрын
Betami xebuk mehari elale ❤❤❤❤❤
@kidantekle2443
@kidantekle2443 3 ай бұрын
Welcome Zerit nice to see you.
@Wedi-gashi21
@Wedi-gashi21 3 ай бұрын
ብመጀመርታ ሰናይ ሰላምታይ ይምነየልኩም ደቂ ኤረይ ብምቅጻል እዛ ማጽሓፍ ኣበይ ኢያ ትርከብ ሓውኩም ካብ ዓዲ እንግሊዝ ❤❤❤
@settieritrea1991
@settieritrea1991 3 ай бұрын
Viva Eritrea 🎉❤🎉
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉መርሓባ ❤🎉❤🎉❤🎉
@nigistihadgu1819
@nigistihadgu1819 3 ай бұрын
❤🇪🇷🌹🌹👍👍💪💪💪🐪🐪🐪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏Merhaba Hababekum Deki Erena
@asmiabraham9399
@asmiabraham9399 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍♥️♥️♥️
@frezhgitsegay375
@frezhgitsegay375 3 ай бұрын
Akele eyom Eritreawi
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 3 ай бұрын
Zgerm letay hafti 5 swat mkana ayfeltn nere👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SemerTsegu-wq8ew
@SemerTsegu-wq8ew 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@bereketrustom3207
@bereketrustom3207 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 3 ай бұрын
ብኸመይ ንረኽባ እዛ መጽሓፍ ሓብረና እዞም ደገ ዘለና።
@Gilankiel2792
@Gilankiel2792 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@semereestifanosandegergish1691
@semereestifanosandegergish1691 3 ай бұрын
❤ ❤
ኣውራጃውነት - ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?
45:05
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 20 МЛН
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 5 МЛН
Папа гений
0:23
Вельзевул
Рет қаралды 1,8 МЛН
КЕПКА КОМАРОВ
0:16
KINO KAIF
Рет қаралды 16 МЛН
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
0:16
Mini Katana
Рет қаралды 28 МЛН
Why Is He Unhappy…?
0:26
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 65 МЛН