ኣብ ልደት ወደይ ቴዲ ለይተፀበኽዎ ዉህብቶ ልወዱ ሂቡ suppres ገይሩኒ🥰 ብሉፅ ኣቦ ኣኽቢረዮ ኣብሊፀ🙏

  Рет қаралды 27,807

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #tigray #tigrignamusic #ethiopia #video #habesha #music #vlog #youtuber #ትግራይ

Пікірлер: 295
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ነዘ ኮመንተ ተብቡ ዘለኩም መድሂናአለም አአብ ዘለክምዎ ይሓሉከም ልህዝብናለ ሰላም ፍቅርን ካብ ዘለዋ ፀበባን ዕፅዋን ነፃ የውፀአልና አምላክ ፍትወተይ አብ ቻናልይ ሳብስክራብ ግብሩለይ ፍቅራተይ ሰናይ ናዓክም☘️☘️☘️☘️☘️
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
ኣሜን(3)🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-tk2ci9dn3b
@user-tk2ci9dn3b Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🥰
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 Ай бұрын
ኣሜን(3)✝️🥰🥰🥰
@jfgrew7431
@jfgrew7431 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@user-dj1bi6ml7o
@user-dj1bi6ml7o Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ❤❤❤
@tffyg65
@tffyg65 Ай бұрын
ናይ ያሬድ ስጦታ ደስ ይብል 👑
@embagg6318
@embagg6318 Ай бұрын
Suppres ❎ Surprise ✅ ንምንታይ ብትክክል ለይትፅሕፍዮ ኩሉ ግዜ ብትክክል ኣይትፅሕፍዮን ምእንታይ ሰብ search ገይሩ ክረክቦ ሓፍተይ ምስ big respect❤
@user-lw2gy3or7v
@user-lw2gy3or7v Ай бұрын
ዋውው ናያሬድ ስጦታ ደስ, አሊኒ ኹሉ ግን ፅብቅዩ ሓደ መሩፁ ሰለ ዘበሊኺና አና እንበ😊😍
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 Ай бұрын
ናይ ያሬድ ስጦታ እፍፍፍ ክምቸወካ ማርያምን👌♥️♥️
@AszZsa-lt6mk
@AszZsa-lt6mk Ай бұрын
ኩሉ ፅብቅ እዩ ሰልዋይ እዛ ሳይክል እባ ዋጋኣ ን ገረኒ ንወድክም ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልክም❤❤
@HdUfif
@HdUfif Ай бұрын
ምስ ነገረትኒ ንገርኒ ይደልያ እየ አነውን😊
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
ዋውውው ደስ ባሃሊ ናይ ያርይድ ዝበለፀት ውህብቶ ዕድመ ይሃብኩም ንኩልኩም🙏🙏🙏
@user-nf9bm6fq9c
@user-nf9bm6fq9c Ай бұрын
ዋዉዉዉ ናይ ያሬድ ስጦታ ተሞቺ የናን ኣማራርፃ ደስ ክብላ❤❤❤
@user-ox7hj9du3h
@user-ox7hj9du3h Ай бұрын
እዩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ለኣቦካን ኣዴካን ትምእዘዝ ይግበርካ ዝወደይ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕካ🙏❤
@mebrihit7810
@mebrihit7810 Ай бұрын
ንመጀመርታ እግዛብሄር ብጥበብ የዕብካ ኣዩዋይ ስጦታ ግን ናይ ያረድ ተሞችይኒ❤❤❤
@jojololo9407
@jojololo9407 Ай бұрын
ሰሉዋይ ክንደይ ገዚእዋ አቲ ናይኤብሰዲ መለሰላይ ዛሓፍተይ❤❤❤
@SaraSara-bo3ux
@SaraSara-bo3ux Ай бұрын
እታ ሳይክልባ ፅወይና ሰሉየ ወደይ 3 ዓመቱ ይኡ ግን ሳይክል ዳበለ ኣዉይኒዋ ኣነለ ሰርፕራይዝ ክገብሮ ደልየዋ ፡ ወድኽለ ጎይታ ያዕብየልኺ 🙏❤
@weynotube7
@weynotube7 Ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@waskan8288
@waskan8288 Ай бұрын
ና ቴዲ እና ና ያሬድ ዋው❤❤
@user-og6lh3wh1q
@user-og6lh3wh1q Ай бұрын
አረ ማማ ኣምፅወን ሰልዋይ ናፊቅናየን❤❤❤
@user-nr5sl1jb7u
@user-nr5sl1jb7u Ай бұрын
ዋው ያሬድ ስጦታ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ኣነ❤
@sonaabachaa1670
@sonaabachaa1670 Ай бұрын
ዋው ናያሬድ ስጦታ ግን😘😋
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
ናይ ኩሎም ደስስስ ብሃሊ እዩ ምክንያቱ ሰብ ረክቡ ዘይኮነሲ ዘለዎ ስለ ዝገብር እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቁራተይ❤❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@user-de7yz6ww5b
@user-de7yz6ww5b Ай бұрын
አሰይይይይ ናይ ያሬድ ውህብቶ ደስስስ ክብል❤
@selammebrhatom1669
@selammebrhatom1669 Ай бұрын
❤woww happy birthday shkor qola zterefe edmeka ybarek ❤💙💙💎
@nfffdt931
@nfffdt931 Ай бұрын
ናይ ኩሎም ፅቡቅ እዩ ስጦታ ዓብዪ ንኡሽተይ ኣይብሃሊ
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ንኩልኩም እና ፍቅርኪም ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ካበ ዓኒ ሰብ ያሓልኩም ፈጣሪ ሰሉዋይ
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
ኣነ ናይ ያርየድ ሱጦታ ኣድኒቐ ❤️😘😘😘😘
@samriissak1204
@samriissak1204 Ай бұрын
Edmen tenan yehabo shikor kola...kab haftika erterawit 🎉❤
@user-tl4ez9so7r
@user-tl4ez9so7r Ай бұрын
እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕቢኻ❤❤❤❤ ናይ ኩሎም ቆንጆ እዩ ሞር ግን ናይ ያሬድ ስጦታ ፎትየያ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@hgf6568
@hgf6568 Ай бұрын
ለባማት አሕዋት አለውኪ ሰሊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@selamabrah6512
@selamabrah6512 Ай бұрын
🎉ፅሩይ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@hgf6568
@hgf6568 Ай бұрын
ናይ ያረድ ስጦታ ተመችይኒ
@Gal__madam
@Gal__madam Ай бұрын
ኮሚ ብድንግላ ማርያምን😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
እሞ ቅጠዕኪያ ዶ😅
@Gal__madam
@Gal__madam Ай бұрын
@@Tyty112-ij7qm ችዲ ስዲ ዘይተቃፀዐት😂
@DhDv-zv8zb
@DhDv-zv8zb Ай бұрын
እዩዋይ ብጥበብ የዕቢካ እግዚኣብሄር ኣምላክ
@wettyweryuu
@wettyweryuu Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ሰሉዋይ እቲ ወርቅ ክንደይ ግራም እዩ ል ሓፍተይ ክገዘኤላ ደሌይ እና መልስለይ ሰሉይ ሽኮር ብሽም ዛትፎቲያ ወላዲትኪ
@Sjbdjj-vo3cq
@Sjbdjj-vo3cq Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 Ай бұрын
Happy birthday 🍰🎉🎁❤ &Nayi rated gift 💯❤🍒
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ብዝፀ ይተክእ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ውህብቶ እዩ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እዩ እኳዕ ተወለድካ
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Ай бұрын
ብድወፀ ይተአሎም ንወዱኹምለ ነዉሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦ👏🥰💚
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weynotube7
@weynotube7 Ай бұрын
ሳቭስክራይብ በለልለይ መዓረይ🙏🥰
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Ай бұрын
@@weynotube7 ገይረልኽ መልስ🥰
@aedf4837
@aedf4837 Ай бұрын
ዋዉ ብጣዕም ፅቡቅ ናይ ኩሎም ፅቡቅ ግን 1ቴዲ 2ያሬድ 3አፉ ❤❤❤❤❤
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o Ай бұрын
ሰሉዋይ ናይ ያሬድ ስጦታ❤👌👌👌👌
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
ኩሉ ፅቡቅ እዩ ሰሉየይ❤🎉
@12-sn8tv
@12-sn8tv Ай бұрын
ሰሉ በጃኪ ሰሉየ ታሳይክል ክንደይ ሂቡላ በጃኪ ልወደይ ክገዝአሉ ደልየ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ዋላ ኣነ ይደሊ ነይረ
@Abeba1985
@Abeba1985 Ай бұрын
ሰላም ሐፊተይ ትግረኞ ዘይትዛረቢ፡ሲጦታ(ኣይባሃልን)ውህብቶ ዪ ዚባሃል
@gjkv7156
@gjkv7156 Ай бұрын
ሁከት ክንደይ ፕሮሶስ ዘለኩም ህዝቢ ኢኹም ባእ 😂ኩሉ ይባሃል እዩ
@merhawitkide7839
@merhawitkide7839 Ай бұрын
እጭ ሓደ ሓደ ዘለና ሰብ ከም ደስ ዝበላ ትበል ዋይ
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Ай бұрын
ከም ደስስ ዝበላ ዋእ አረ ከምዚ ዝበለ ሰብ አጽለአኒ አምላክ 72ቛንቛ ዝፈጠረና ክንዛረበሉ እዩ፡ስጦታ ትበል ተደልያ ሃድያ ትበል ህያብ ትበል ዋናዉ ተረዲኢኪሎ።
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ይገርም. አዪ
@AlemTadese-bv1xn
@AlemTadese-bv1xn Ай бұрын
​@@gjkv7156ሳሕ😂😂
@selamburuk
@selamburuk Ай бұрын
ጽብቅ ዉህብቶታት እዩ ኣሕዋተይ❤🎉🙏 ግን ሰሉ እዛ ሳይክልዋጋ ክንደይ እያ ወዲ ሓፍተይ አሎ ብዝደወልክዎ ቁጽሪ ሳይክል ግዝእለይ እናበለ ኣጨኒቁኒ ዋ ሪእኪ ከይትሓልፍኒ ዋጋ ክንደይ ንገርና መኩሽይ🎉🙏
@user-en9mb7lq5h
@user-en9mb7lq5h Ай бұрын
ንቡኡ እዩ ዝመሰለ❤
@DhDv-zv8zb
@DhDv-zv8zb Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰሉ ሓፍተይ
@HadasTadese
@HadasTadese Ай бұрын
ናይ ኩሎም ደስ ባሃሊ ስጦታ eu ወለላይ ❤❤❤🎉
@user-fp4ly2tg6y
@user-fp4ly2tg6y Ай бұрын
HBD Bebiway
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg Ай бұрын
ናይ ኩሉም ደስ ብሃሊ ስጠታ ሰሉዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@edltgaltigray9127
@edltgaltigray9127 Ай бұрын
ናይ ደቂ 15 ዓመት ምናም ዕድመ ሳይክል ክንደይ ኣሎ እባ ንገርኒ ዝያዳይ❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ናተይ
@letushgebrmeskal3643
@letushgebrmeskal3643 Ай бұрын
20,000
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@edltgaltigray9127
@edltgaltigray9127 Ай бұрын
@@letushgebrmeskal3643 ናይ ብሓቅኪ ድኪ🥰
@user-te3gu9yp5y
@user-te3gu9yp5y Ай бұрын
ስሉዋይ ታዓዲሊኪ ዲቅነኺ ❤❤❤
@Tgirawey__6542
@Tgirawey__6542 Ай бұрын
ናይ ያሬድ ተሞቺኒ❤
@titimila6283
@titimila6283 Ай бұрын
ኩሉ ቆንጆ እዩ ዋ ናይ ያሬድ ግን ዋውውው😮
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Ай бұрын
እዛ ኤ ቢሲዲ ክንደይ ሂብክላ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@selamdestalem2727
@selamdestalem2727 Ай бұрын
ዋው ናይ ያሬድ ስጣታ ፈሊይቲ ስሉየ ❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ፅብቅ እዩ ኩሉ ሰልየ❤❤❤
@salamasalama1266
@salamasalama1266 Ай бұрын
እወ ዛሳይክል ሓደ ግዜ ብታሓጓስ ሲዒምዋ ኔሩ ሳይክል ብጣዕሚ እዩ ዝፈቱ❤❤❤❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-lb4fb9mt9k
@user-lb4fb9mt9k Ай бұрын
Asey xubukatey anes kfetwekum
@rimeyaron
@rimeyaron Ай бұрын
ዋው ናይ ያሬድ ሱጦታ ተመችዩኒ ኣነ
@user-ox7hj9du3h
@user-ox7hj9du3h Ай бұрын
ሰሉዋይ እዛ ናይ ወድኪ ሳይክል እባ ዋጋኣ ንገርኒ ወደይ እንየኒ ሳይክል ክብል ከፀልለኒ ኢሉ 😁❤️
@gzedhabesha
@gzedhabesha Ай бұрын
Yeebyelkum brukatey❤❤❤
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ክብል ኩሉ ፅቡቅ እዩ ብጥበቡ የዕብየልኪ ሰሉ ምቅርቲ❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q Ай бұрын
ናይ ያሬድ ስጠታ ተመችያትኒ❤
@yyghhu9146
@yyghhu9146 Ай бұрын
ያሬድየይ ለባም🥰❤❤❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ኩሉ ሰጦታ ሰሉይ ብዝወፅእ ይተከእልኩም አሕዋተይ 😘💙
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@EvanayouTube
@EvanayouTube Ай бұрын
Wow amazing gifts❤❤
@milkyasgirmay8048
@milkyasgirmay8048 Ай бұрын
first comment ❤❤❤
@somoksa2031
@somoksa2031 Ай бұрын
ሰሉዋይ ❤
@TitiHayle-qw4gy
@TitiHayle-qw4gy Ай бұрын
ዛ ና A B መምሃሪት ክንደይ እዩ ዋግኡ ንገርና ባ በጃኺ ሰሉየይ
@SultanSs-by9zu
@SultanSs-by9zu Ай бұрын
ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ❤❤❤❤❤❤
@user-us8of7kl7u
@user-us8of7kl7u Ай бұрын
ናይ ያሬድ ስጦታ ማራ ደስ በሃልይ
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n Ай бұрын
ዋውውው❤❤❤❤
@user-uf1xt7hd4t
@user-uf1xt7hd4t Ай бұрын
ቁፅሪ ሓደ ናያሬድ ደሰ ዝብል ካብ ኹሉ
@firdousamohamed4866
@firdousamohamed4866 Ай бұрын
እወዲሸሻለሁ አኔቆጆ❤❤❤❤❤
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 Ай бұрын
ናይ ኩሉም ፅብቅ ኣዩ ❤❤❤❤❤❤❤
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 Ай бұрын
Wawww 🎉🎉🎉
@user-ew5vi1yi4b
@user-ew5vi1yi4b Ай бұрын
ናይ ያሬድ ሰጦታ ደሰ ይብል❤❤❤❤❤❤
@MyMy-iu7qz
@MyMy-iu7qz Ай бұрын
Eta sakil ba kindey geziuwa teykiley maarey nwedey kigezie eles kibar eu nabeluni beteseb wedi 6 amet aleni gzieley nabele ashegiruni
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l Ай бұрын
ዋው 1ናይ ተስፋይ 👌💗 2 ናይ ያሬድ👌💗 ተሞችየናኒ💘
@elsayork5228
@elsayork5228 Ай бұрын
❤❤❤ናይ ያርይድ
@nfffdt931
@nfffdt931 Ай бұрын
ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኪ ሰሉ ሓፍተይ ግን ሰሉ ሓፍተይ ፍቱይ እየ ዘብለኪዋ ንምንታይ ኢኺ መብዛሕቲኡ ግዜ በይንኺ ቪድዮ ተሰርሒ ምስ ስብኣይኪ ብሓደ ዘይትሰርሑ መብዛሕቲኡ ግዜ ምስ ወለዲት እና ኣሕዋትኪ ኢኺ ትሰርሒ ዝሪአኪ ብስራሕ ምኽንያት ተኾይኑ ችግር የብሉን❤❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Ай бұрын
ስራሕ እዩ ኮ ኢላ
@Sara-hh7mv
@Sara-hh7mv Ай бұрын
ሰሉየይ ናይታ ሳይክል ዋጋባ ንገርና❤
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta Ай бұрын
ውህብቶ እንዶ በሊ ስጦታ ኡይትበሊ
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Ай бұрын
ዋው ናይ ያሬድ ደስ ኢሉኒ❤❤❤❤❤❤
@MyMy-iu7qz
@MyMy-iu7qz Ай бұрын
Kulu des bahali eu nay yared gn ricerd deru des bahali mricha egziabher btbebu yaebiyelki maarey
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Ай бұрын
ኡይአስይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝተረፍ ዕድሚኡ አምላክ ይባርኮ ንዐኩም ኡውን ፍቅርኩም. ይጨምረልኩም አሕዋተይ ውለዲ ወስክሉ ስሉዋይ🎉❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Ай бұрын
@@brhanzetigray ገይረልኪ ዝያዳይ አጀክን ደቅዐደይ
@user-uf1xt7hd4t
@user-uf1xt7hd4t Ай бұрын
🎉ናያሬድማ ማዓትዩ 😂😂😂
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 Ай бұрын
ዋውውውው❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ንንዝሃብኩም እግዝኣቢሔር ብዝወጸ ይተካኣልኩም እዩኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁረይ🙏❤❤❤❤
@user-gu7vx4sk1x
@user-gu7vx4sk1x Ай бұрын
Nay yard ❤❤❤❤❤ kulu konjo eyu 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@shweitteklay6284
@shweitteklay6284 Ай бұрын
ዛ ኢድኪ ምጥቃዕ ግን ተትገድፍያ ሰሉዋይ😁
@user-gt4lg5wo4l
@user-gt4lg5wo4l Ай бұрын
ሰሉዋይ ዛሳይክል ክንደይ ተገዚኣ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ዋውውው ምርጫ ያሬድ👌👌👌👌👌❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@rorosunmax8801
@rorosunmax8801 Ай бұрын
ናይ ያሬድ ፀጋይ 1
@SaAl-jt4lc
@SaAl-jt4lc Ай бұрын
Nayared des elni gn klu des bahali eyu 🥀
@user-vk1hc1dq5v
@user-vk1hc1dq5v Ай бұрын
wow❤❤❤💖💖💖💖💞
@TsgeAlem
@TsgeAlem Ай бұрын
ናይ ያሬድ ምርጫ ዋው❤
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Ай бұрын
wawwww❤❤
@ufh4391
@ufh4391 Ай бұрын
ሰላማት ❤❤❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
ሰላም ስጦታ ኣይትበሊ. አር ጌጋ እዪ ዉህብቶ እን ዶ በሊ ኣስተካክሊ
@user-vf4zd5lu7p
@user-vf4zd5lu7p Ай бұрын
ዋይ ኣታ ላበይ እና ንኮዶ ኣይትጋንናይ ዶ😂😂
@SaraSara-zl1ss
@SaraSara-zl1ss Ай бұрын
ሰላመይ ብማርያምኪ ተገዲስኪ መልስለይ ታሳይክል ታሳይክል ክንደይ ሂቡላ. ንገርኒ ንወደይ ክገዝአሉ ደልየ ብዝተረፈ ነፍ ዓመት ንበሩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም❤❤
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei Ай бұрын
kulu des bahali eyu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ብጥበብን መጎስን የዕቢኻ ኢዮኣሰይ😍 ተኸታተልቲ ሰሉ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዞም ኣሕዋተይ ሀዚ እየ ምልማን ጀሚረ'ዋ🙏🕊
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Ай бұрын
Shkor❤❤❤❤
ልገርም ምብሽሻቕ ልበዝሖ ጨዋታ😂😂 #selamtsegay #smile
18:57
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
Pleased the disabled person! #shorts
00:43
Dimon Markov
Рет қаралды 27 МЛН
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
Emebet Kassa
Рет қаралды 13 М.
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 122 М.
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН