ቴዲ ኦፕረሽን ልኾነሉ ሓሚሙ ልደሓነሉ መዓልቲ🙏 ቴዲ ኣናዲዱኒ😔

  Рет қаралды 25,353

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #tigray #tigrignamusic #ethiopia #video #habesha #music #vlog #youtuber #ትግራይ

Пікірлер: 494
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Ай бұрын
ሰሉዋይ ብልፅተይ ብጣዕሚ እንድየ ዝፎትወክን ዘድንቐክን መድሃኒኣለም ይሓሊኺ ምስ ኩሎም ስድራኺ ዛምበይተይ❤🎉😊
@Askaltube
@Askaltube Ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓
@HshJbdj
@HshJbdj Ай бұрын
ናይ ገዛካ ምሽጥር ሓዲግኪ ተትሰርሒ ደስ ምበለና ሰልዋይ ላዉደር ገዛእና ማሽን ገዛእና ኣይትበሊ ዓይኒ ሰብ ሕማቅ እዩ ንዮኣስ ሰዓምለይ መድሃኑኣለም ይሓሊኩም ዮኣሰይ ሓላል❤❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Ай бұрын
ሰሉየይ ልምታይ ትፈርሒ ደስ ዝበሎ ይካተተለኪ ደስ ዘይ በሎ ግን ይክድ ሰለ ሰብ ኣትገደሲ ።ኣነ ካባኪ ብዙሕ እየ ልማሃር ማርያምን ዓዲ መፅአ ክረክበኪ እየ ጓል ውቅሮ እየ ❤❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ
@amrankan2230
@amrankan2230 Ай бұрын
ስለ ስብ ብምንም ታኣምር ኣይትገደስሉ ብስብ ትወድቕ ብስብ ትላዓል ስለዝ ኾነ ስባት ዕቅፋት የእና ንስኺ ግና እቲ ዝጠቅመኪ እናወስድኺ እቲ ዘይጠቅመኺ ንጎኒ እናሓደገኺ ብተስፋ ምጉዓዚ እዩ ዝጠቅመኪ ሂወት ክም አማራራሕኻ እያ ስለዚ ኣብ ነብስኺ ናይ ባዓልኺ ሓላፍነት ትቅመጢ ኣለኪ ሂወት ተስፋ ክይቆረፀት መቀረት ዘለዎ ቀፃሊት እያ ስሉየ ኣይዘኺ መዲኒ አለም ኣቦይ ባዕሉ ያሓልኹም ሓዳርኹም ይባርኽልኹም ሶሪይ ኣትን ገዛ ርእስኺ ዘይፈተሺኽን ኣብ እንዳ ስብ ኽይድኺን ብዚሑ ዘይኽውን ነገራት ትናገራ ኣብ መንገድኺን መን ኾይንኺን ንስኺን ናይ ስብ ሂውት ሓለፊት ገይርኪን ጓለይ ንምታይ ኣቀድምና ስለ ነብስና ዘይናፁርይ እስክ ንዘክሮ እቲ ቅዱስ ቃሉ ውን ዝብለና ኣብ ዓይነኻ ዘሎ ክፉ ዘይራገፍኻ ክመይ ገይር ኣብ ሓውኻ ዘሎ ጉዱፉ ክትውፀእኹ ትኽእል ይብለና መጀመርያ ኣቀድምና ስለ የብስና ንፈትሺ ቅድሙ ምዝራብ ቅድም ዘይኽውን ነገር ምፃሓፍና ኣነ ማለት እንታይ ማለት እንታይ ይስርሕ ኣለኹ ንምታይ ክ ተፈጠረ እልና ናይ ምሕሳብ ስነ ልቦ ኣብ ርእስና ንቅድም 🤲🤲
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ዓይነይ❤❤
@saddgarg7066
@saddgarg7066 Ай бұрын
ባሓቂ ።❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
ኣሜን (3)🙏ሰሉየይ አና አዎን መድሃኔዓለም መዓልት ከብ ሞት ዘድሓንኩል አያ ተመስገን መድሃኔዓለም አባይ ልከዕ ቅደም ሓሙሸተ ዓመት አዩ 27/9/2011🕯 ተመስገን መድሃኔአለም ኣባይ ከብ በዚሕ መንክር ሐልፉ አሰከብ በህይወት ዘለኩ ዘይርሰዓ ዕለት ምዓልቲ አዩ ናዓይ🕯🙏አብ ስድት ዘለክን ኣሕዋተይ አሕተይ መድሃኔዓለም ከብ ከፍኦ ይሓልኩም🙏ስደትን ይሕፅረልን እግዚአብሔር አምላክ 🙏ሰሉየይ አዎን ግብዝ አኪ መድሃኔዓለም ቤተኪ ይባረክልኪ ዝሓፍተይ💘♥️👸
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ናተይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ተመስገን ጋልነይ ሳብስክራብ በሉለይ❤❤
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
@@hiwettsegay1616 አለኪ ማዓርይ♥️😘
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
@@seni-z1f ደምርኪ ማዓርይ♥️😘
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ ❤❤❤❤
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t Ай бұрын
ካብኪ ንላዕሊ ዝሓለይሉ ደዩ አለዮ ናይ ስብ ኣይተገደሲ ተዲ ካብ መንመ ንዓኪ ይቅርብኪ ጥዕና ይሃብኩም መድኃኔዓለም ንኩልኩም ❤❤❤
@Askaltube
@Askaltube Ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓
@Askaltube
@Askaltube Ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💕
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ ❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ሰሉ እቱ ፅቡቅ ሓሳብ ዝሕብ እምበር እቱናዓኺ ዘይሃንፅ ነገር አይትገደስሉ ናይ ኹሉ ሰብ አሰራርሓ ይፈላለ እዩ ናይ ምፅራፍ ወልፊ ዘለዎ ሰብ አሎ ጎበዝ ኢይኺ ብጣዕሚ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ፅጋበይ ሳብስክራብ በሉለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@user-kf4rh8ls8g
@user-kf4rh8ls8g Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሞክሸይ እና እንታይድየ ክብለኪ ደልየ ብዛዕባ ሓዳርኪ ናብ ሚድያ ኣይተውፅእዮ ምክንያቱም ኣንሕና ደቂ ሰባት ናይሰብ ደስታ ዘየድልየና ብዙሓት ስለ ዘለና ካብኡ ከኣስ ስብኣይኪ ኣምፅዮ ስብኣይኪ ሓሚቁ እትብላስ እንታይ ገደሸክን ኣብናማትክን ሓዳር ነናይ ባዕልና ተንገብርስ ክንደይ ሰናይ ነይሩ ስለዚ እተን ብተደጋጋሚ ሰብኣይኪ ኣምፅእልና ገለታት ዝብላ ኣይትገደስለን ንባዕልኪ ደስስ ከምዝበለኪ ግበሪ ሞክሸይ❤❤❤❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ሰሉየ ዋሓለ👌❤❤❤🎉እተን ሓደሓደ ቀናኣትን ሓሳዳትን ሸለል በልየን እንዶም ኣይትመልስለን ብያ በልየን 🙅‍♀️ኣብዝበጨጭ በጪጨን ኣብ ሰብ የንፍሰኦ ቀናኣት 🥺እዚ ክብል ከለኹ ግን ነዘን ግዜ ረኪበን ሕማቅ ቃል ዝፅሕፋ እየ ። ምቁራተይ ንፍቀር ንተሓላለ ፅቡቁ ቃል ንጠቀም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ግብረለይ❤❤❤❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ግርማነሸይ ቤተሰብ ኢና ረሲዕክኒ ድኪ ናይ ሸበካ ነገር ቁሩብ ጠፊአ ኣለኩ ንገዛኪ ኣይመፃእኩን እምበር...🙏🙏❤❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
@@MeazaTube12 እወይ መኣዚየ ሃመይ ኣለኺ
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
ሰሉየይ ወሕሎ ኢድኪ ይባርክ ናይ ኣደዋይ ጎጎ ኣዘከርክኒ ብጣዓሚ እዩ ቀሊል ኣደዋይ ተሪኤኒ ነይራ አብ ገጠር ገዲ ዓቢይ ኮይነሰ ከምዚ ገይረ ጎጎ ክሰርሕ ደሰሰ እዩ ዝብለኒ ❤ እና ሰሉይ ናይ ሰብ ነገር ሰሚዒካ ከምዘይ ሰማዓኪ እናሓደግኪ እንበር ተተፋቅርካ ወዮ ተተፃላእካ ወዮ እዩ ሓሰድ ዝኮነ ሓደ ሓደ ሰብ እዩ ዘለና 🤔 አብ ሓዳርኩም ፍቅርኩም መድሃኔኣለም ኩሉ ግዜ ቡርክ ይግበረልኩም ዛሞ ሓተይ ፅሩያት😘💙🌹
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ሰልየ ብዛዕባ ስብ ኣይትገደሲ በጃኪ እተን ከምኡ ዝብላ ኣይትስምዕየን ሰብ ሰስርሑ ይግበር ኣና ከምኡ እናበላ ሓደረይ ኣፈትሐናናኒ ዘይሓሰብክዋ ሰደት ተሰድተ 😢😢 ናይ መናሃርያ ስራሕ ካዓ ከምኡ እዩ ንታ ምሳሕ ሳዓት እዉን ኣየርክቡላን እና ኣጆኪ ተንካራ እኪ ዛናተይ ❤❤❤ ሓደርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤
@user-bt6yx7lw9i
@user-bt6yx7lw9i Ай бұрын
ናይ ስብ ኣይትገደሲ ሰሉየይ እንታይ ይምልከተን ኣብ ሓዳር ናይ ሰብ ምድረ ቀናኣት እዝኒ ኣይትሃብየን ሰሉየይ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ኩሉ ስራሓኪ ደስ እዩ ዝብል መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@JdbDbh
@JdbDbh Ай бұрын
ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኩልኩም ሰድራ 27በረክቱ ይሕደርኩም ሰሉ ሓፍተይ ቅንዕትን ግልፅን ማራ እየ ዝፈትወኪ ግን ብዛዕባ ናይ ሓዳርኪ ዝዛረብ ቀናእ ሰብ ኣይትገደሰሉ ሓዳርኩም ይባረክ
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq Ай бұрын
ሰሉየይ ፁሩያት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍትው እየ ዘብለኩም❤❤❤ካብኡ ካዓ ውይ ሰብ ኮ ዝዛረቦ ኣይስእንይ እና በጃኺ ዙሕማቅ ነገር ናሓደ ሓደ ሰብ ሕማቅ ፁሑፍ ኣይትገደሲ ሕድርኪ ቴድየይ ካዓ የስብኣይይ ድዩ ኣብ ስርሑ ዝውዕል ስብኣይ ኣነስ ጌሩ ደስ ዝብለኒ❤❤❤❤🎉
@AaAa-dc6xf
@AaAa-dc6xf Ай бұрын
አነ ብጣዓሚ ዝገርመኒ እዘን ሕማቅ ዝፅሕፋስ ታይ ይምልከተን ተኪኢለን ፅቡቅ ዘይፅሕፋ ወይለ ስቅ ኢለ ዘይሓልፋ ዝሮ አይትገደስለን ሰሉየይ ለባም😘💞💞💞
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Ай бұрын
ሓቂይ እዩ ማዘር ንኣናእያ ልወሱኡማ ኢደይ ኣየዉክዕይ ዋ ትብለና ነይራ❤❤❤❤❤❤❤
@Askaltube
@Askaltube Ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💕🙏
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merimiri-em6pw
@merimiri-em6pw Ай бұрын
ኣጆኪ ሶሊተይ ናይ ሰብ ዘረባ ኣትገደሲ ጠንኪሩ ዝሰረሐ ካብ ሰብ ሒመታ ኣይዕርፍን🥰😊
@user-yc5uk3ds1p
@user-yc5uk3ds1p Ай бұрын
ኣነስ ይገርመኒ እንታይ ይምከተን ኣብሓዳር ናይሰብ መላኮዖ እዝኒ ኣይትሃብየን ሰሉየ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሰሉየ❤❤❤🎉🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ ጋልነይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሶሊተይ መዓረይ ፅሪቲ ብልፅቲ ለባመይ መዓረይ ኣብሊፀ እየ ዝፈትየኪ ♥️♥️
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ሰሉዋይ ንኣይ እውን ፍሊቲ መዓልቲ እያ ክልተ ኣሕዋተይ ኣብ በረካ ዝተወቅዕሉ እዩሞ ተመስገን እዩ እበር ኣይ ናሰብ ነገር ሸልል ምባል ፅቡቕ እዩ ሰሉዋይ
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Ай бұрын
ሰሉየይ ምቅርተይ ኣጆኪ ስለናይ ሰብ ኣይትገደሲ በጃኪ እለዝቀንኣ እዩ እምበይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ🥰❤❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤❤
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመን ታይ ይምልከተን ሕማቅ ዝፅሕፋ ሶሉየይ ክንዳኽ ዝጥዕም የለን ንዩቱብ ኣይትገደስ ሰለ ካልእ❤❤
@hierantekle3091
@hierantekle3091 Ай бұрын
ሰሉዋይ እዛ ሽፎንኪ ደስስ ክትብል ክንደይ ሂብክላ😂 ዶሞ ሓደ ሓደ ዘለናስ ኣብ ሓዳር ናማትና ንኣቲ ምን ኣለበት ዝም ትንብል ሰለዚ አሐሚቅክዮ ስራሓ በዚሒወ ምናምን ባሃልቲ ክንኮን የብልናይ ሓዳራ ትመርሕ ዘላ ንሳ እያ እና ተማሂርና ተወፃኣና ፅብቅ እዩ❤
@user-tr7dg3uz8o
@user-tr7dg3uz8o Ай бұрын
መድሃኒኣለም ይሓልወኹም ሰሉዋየይ ጥዕምቲ ደስስ ሕምባሺ ዓድና ሰሉዋየይ ብዛዕባ ናይ ሰብ ኣይተገደሲ ሰሉዋየይ ዉሓለ👌👌❤❤❤
@user-ve5ej9gb8t
@user-ve5ej9gb8t Ай бұрын
ኣጆኪ ሰሉየይ ናይሰብ ነገር ከምኡ እዩ ታይፀገምኣለዎ በተለይ ቆልዑ ክትወልድ ተለካ ናይገዛስራሕ ንባዕሉ ስራሕ እዩ ቆልዑ ምእላይ እና ኣጆኪ ሰሉየይ❤😍
@user-kf1je9qt4j
@user-kf1je9qt4j Ай бұрын
Selamey shikor anes btaemi eye zfetweki dahray kea bseb aytgedesi seb dlayu yzareb dahray keas ajoki xbkbk beli ewae entay dea kefieki kreyaki delyen emo yelen selamey si shikor eya kab haftki Eritrea ❤❤❤❤❤❤
@gchg6974
@gchg6974 Ай бұрын
ወሓለ እኺ ስለዋይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ እና ናይ ሰብ ነገር ግደፍዮ ከም መልክዕና እዩ ባህሪና ካብ ምንም ንባዕልኺ እዩ ዝቀርበኪ ስብኣይኪ ኣይትገደስለን ❤❤❤
@Askaltube
@Askaltube Ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💕
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ኣሜን(3)🙏ሰሉዋይ መጀመርያ መድሃኒኣለም ዋሕስ ጠበቃ ይኩንኪ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ካብኡ አሸላልማ ሕንባሻኪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ቅልጥፍ ኢልኪ ስለ ዝሸለምክዮ ቀስኢልኪ ንክተርእይና እየ ፂሒፈልኪ ነይረ ፅሑፈይ ሪኢኪ ሰለ ዝደገምክዮ ክብረት ይሃበለይ ወለላይ🙏❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ገበረለይ❤❤❤❤❤
@bsratalemnn7694
@bsratalemnn7694 Ай бұрын
ሶሊሓፍተይ ስለሰብ ኣይትገደሲ ኣነካባኪ ቡዙሕ ነገር እየ ልምሃር ሶ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩ ፈጣሪ ዝያዳይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ጋልነይ ሳብስክራብ በሉለይ ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@user-cq4cv5ru2s
@user-cq4cv5ru2s Ай бұрын
ሰሉዋይ ብልፅተይ ኩለን ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም ኣይትገደስለን ተን ከሙዙይ ዝፅሕፋ ሸለል በልየን ❤❤❤❤❤❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Ай бұрын
ሰሉየይ አነስ ይፈትወኪ እየዋ ናሰብ አይትስምዒ ሰብ ታይ ዘይብል መባአሳይ እዩ ጎቡዚ ክብረተይ❤❤❤
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m Ай бұрын
ኣጆኺ ዝያዳይ ሰብ ታድዩ ስርሑ ሓሳዳት ኢና ሓበሻ ሰሊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ ❤❤❤❤
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube እሽኒ ዛምበይተይ
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m Ай бұрын
@@seni-z1f እሺ
@temsgne7752
@temsgne7752 Ай бұрын
ኣትን ደቀይ እንታይ ይምልኸተኽን ኣብ ሰብ ሓዳራ ዋይ በጃክን ናይ ሰብ ሞራን ኣይንተንኽፍ ኣጆኺ ሰሉየ ሓፍተይ ❤*❤❤❤❤
@user-ek4jc3ty4f
@user-ek4jc3ty4f Ай бұрын
ሰሉዋይ መድሃኒኣለም ይሓሊኩም ግን ኣት ጨነቂ ስብ ዝበለይበል ዋ ወርቂ ጥልፊ ዘብለን እየን ቀኒአን ኡፍ ከናድዳካባ ስርሐን ዘይሰርሓ ሸነንን ትበል እንበር 💗💚🌹👏👏👏👏👏
@LundkhwarLundkhwar-iv5qn
@LundkhwarLundkhwar-iv5qn Ай бұрын
ናይ ባጃጅ ስራሕ ዕረፍቲ የብሉን ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣይበላዕ እዩ ኳኣ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤
@RakiLove-ll5qt
@RakiLove-ll5qt Ай бұрын
ኣሰየረ ሰልዋይ ❤ ባተክስኣን ክትከዲ ከለኪሲ ቅዱስ ቅንኢ ይቀንእ ዕድለኛ ኢኪ ሰልዋይ ስደት ሕሱም😞
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ኣሜን((3))ሰሊተይ ሽኮር ኣይ ናሰብ ነገር ኣቶም ህዝቢ ንናይ ባዓልና ንሮ ንስራሕ ተኪእልና ደሞ ንሰብ ብሕማቅ ኣይንግለፆ ዋይ ታዩ ኣብ ስራሕ ይውዕል ዶ ንሳ ፅብቅ ኣላዶ ማለት ከ ሰብ ናብራ እዮም ካሞኡ ኣይባሃልን ኣይባሃልን ሰሊተይ ማዓረይ ናይ ሰብ ብዝሕ ቃላት እዩ ዝዛረብ ዋኢ ኣይትገደሲ ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Ай бұрын
ሰሉዋይ ሐጂ ዉን ደግመ ክጥይቀክ በጃኽ መልስለይ እዘን ናይኽ ወርቂ ኩለን ክንደይ ግራም እየን ??????🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@Hait-yl1mg
@Hait-yl1mg Ай бұрын
ማማ ከ ዳሓን ድየን ሰሉየይ ኣብ ናይ ወድኪ ዓሙት ዘይረአክወንስ ተጨንቀ ከምዙ ኣደይ ኩነን እየን ንስማዓኒ ዘይነበሪ❤❤❤🎉
@hareyatbebe
@hareyatbebe Ай бұрын
ኣደይ ናፊቂናየን ሰሉየይ ኣምፅእየን❤ ሰብ ካኣ ከምኡ እዩ ኣጆኪ ዘለክዮ ባዕልኪ ኣለክዮ ሰሉየይ ሰብ ዘይዛረቦ ዘይስእን🤔🥰
@user-yc5tb6uc5m
@user-yc5tb6uc5m Ай бұрын
አደይ ወላዲይተይ አናፊቅከኒይ ሰልዋይ ሕምባሻአ ከምዚይ አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺይ ❤❤❤❤
@aerbadikadg7517
@aerbadikadg7517 Ай бұрын
ሰሉየ ብሓቂ ጅግና ኢኺ እየ ዝብል ነይረ ግን ከምዙይ ዓይነት ኮሜት ጭራሽ መልሲ ኣይትሃቢ መልሲ ተሂብኽሉ ግን እቱ በዓል ሕማቅ ኮሜንት ከተሃላለከኪ እዩ እና ሱቁይልኺ ብዘለኽዮ ቀፅልሉ ስብኣይ ግድን እዩ ኽሰርሕ እና ጅግና ኢኺ ቅመመይ❤🥰
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@user-sz3sq2ej8s
@user-sz3sq2ej8s Ай бұрын
ሰሉዋይ ፅብቅቲ ኣይትገደስለን ቀኒአን እየን እምበር ናብራክሻብ እግሪ ትተክል ምሕማቅ ንዉር እዩ❤
@user-wv7md2vf6t
@user-wv7md2vf6t Ай бұрын
ኣነ ይፈልጦ እየ ናይ ባጃጅ ነገር ንስኺ ጥራሕ ቀፅሊ ሰሉየይ ❤
@user-freyutb
@user-freyutb Ай бұрын
ሰላመይ ኣጆኪ ምቅርተይ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣይትገደሲ ናማንም ሰብ ኩሉ ከም መነባብሮካ እዩ ዝንበር♥💋💋💋
@gfhhfhj896
@gfhhfhj896 Ай бұрын
መድህናዓለም ያሓሊኩም 🙏ሰብ ዝቦሎዖ እብር ዝፅዊዮ ኣይስእንን አና ኣይተገደሲሎም ሰሉየይ🥰
@user-ov3eo9ku9p
@user-ov3eo9ku9p Ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓለ ከም ኣዴታታ ዝፈትወኪ ❤️❤️❤️ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራኺ ❤️
@Brktitube
@Brktitube Ай бұрын
ሚዚ የ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉
@user-gw1zq1lk4z
@user-gw1zq1lk4z Ай бұрын
ናይ ሰብ ብዘይ ኣገደሰ ሰላም ሓፍተይ ንስኪ ኣብ ሓዳርኪ ጥራይ እንኳዕ ፅብቅ ሃለኪ 💘🙏
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Ай бұрын
ሰላመይ ምቅርቲ ሰብ ዝበልዖ እዩ ዝስእን እንበር ዝዛረባ ኣይስእንን በቲ ዘለኪዮ ቀፅሊ 🥰🥰
@user-jo7wi6hy8d
@user-jo7wi6hy8d Ай бұрын
ኣሜን ሰለዋይ ፅርይት ዓለም ኣጀኪ ስለ ሰብ ከይቲግደስ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ ቀፅልሎ ከብለኪ ይፈቱ ዛሓፍተይ ።
@lmen-hm8tr
@lmen-hm8tr Ай бұрын
Mazy niye deki zblki seluwin ayzoki ketmsteki ey Eshui mkertiii❤❤❤🎉🎉🎉
@ቁዱስ
@ቁዱስ Ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ ሰላም ሓፎተይ ይ ይ ይ ይ በይዛኪ እል ሓደሓደ ልቃናኣልኪ ልፀሓፍኡ ኣይተንብቢ በይዛኪ ርኢኪ ልለፍዮ በይዛኪ ኣትመልስለይን 👌🙏
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
ሰሉ ብመጀመርያ ንእትገብርዮ ኩሉ ነገር ከየመስገንኩክ ኣይሓልፍን ካብኡ ብምቅጻል ንዘን ሓደ ሓደ ሓሳዳት ኣይትገደስለን ሸለል እናብለካ እዪ ነዝ ምድረ ሓበሻ ። ኣቱም ሓደ ሓደ ብፍላይ ኣዋልድ ንኣሕዋትክን ኣይትሓስዳ በጃክን ። ሰብይ ክዓን ግድን ክሰርሕ ኣለዎ ንስክ ክዓን ዋላ ኣይትስርሕ ስርሕ ንዓክ እዩ ዝምከት ኣብዘይምለከቱኩም እይትእተው ሓድ ሓደ ተጋሩ ሓሳዳት 😢 ነዮም ትሕስዱ እያ ትምልከት ብፍላይ ኣዋልድ ኣወዳት ኣብከምዝታት ደሓን እዮም ።
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Ай бұрын
አጆኪ ሰላመይ ፅሪቲ ስራሕ እዩ ልዓቢ አብ መዓልቱ በሐደ ትመፁና ኢኩም ዋንኡ ጥዕና 🥰🥰
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ቲቲየ
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Ай бұрын
@@seni-z1f እሺ 🥰
@user-zm7nk9fl7f
@user-zm7nk9fl7f Ай бұрын
ናይ ሰብ ኣይትገደስ ሰሉየይ ተረፍ ቅንእን እየን ከምኡ ዝብለዋ ሰሉተይ❤❤❤🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብግበረለይ❤❤❤❤
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam Ай бұрын
ሰሉዋይ ሰብ እንታይ ድዩ ስሩሑ ሰብ ሓፂር እዝኑ ዝሮ ኣይትገደስለን ማዓረይ🥰😘
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Ай бұрын
Seluway Mkrti Aytgedesi Sleseb❤❤❤❤
@Skjs-hj7cj
@Skjs-hj7cj Ай бұрын
Seluye btaemi eye,zftweki gn sle seb Aytgdslen km kfki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Ай бұрын
አረ ሰሉየይ ብጀኪ ናይ ስብ ኣይተገደሲ ዋ ከምኪ ጠንክራ ጓል ህዋን ኮየላይ ስሉዋይ ብእውነት ኣብ ስደት እሞካዓ ቆላዕ ሕዘኪ ዝሓለፈኪዮ ኪንደ ኣቦ እኖ ኮንኪ ኮይኮኖ እና ኣብ ዓደኪ ከምደላይኪ ሸነንን በሊ ንቴዲ ግን ዋላ ኣነ2ግዜ ሕዘኪዮ ንዒ ኣለኪ ነረ እየ ግን ሰሉ ዝፍተዋኩም ብሓደ ክሪእኩም ደሰ ስሉ ዝበለኒ እምበር ካለእ ኣይኮነን😘🥰ሰለ ስብ👎
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q Ай бұрын
ዋይ ሃለውለው ተሰረሐስ የስባአይ ድዩ ሰርሑ ዝአቲ በዚ ክንድዚ አይትገደሲማዓረይ ናዓኪ አዩ ዝቃርበኪ አብዚ ንካታተለኪ ሓደየባእስ ሓደያዓርቅ እዩ ካብ ባዕለይ ጀምሩ ትሂወት ግን ንስኪ እኪ ትነብርዮን ትፈልጥይን ንዕኡ
@user-wy3dk9gc6i
@user-wy3dk9gc6i Ай бұрын
ሰላመይ ጥዕምቲ ደስስ ብሃል ሕምባሻ ብሩኽ ይኹን። ሰሉዋይ ሰለ ናይ ሰብ ዘረባ አይገድስኺ ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤
@user-wy3dk9gc6i
@user-wy3dk9gc6i Ай бұрын
@@hiwettsegay1616 ኢሺኒ ወለላይ
@user-sv6ci9sr8l
@user-sv6ci9sr8l Ай бұрын
መድሃኒኣለም ይሓልወኩም ሰሉየ ስራሕ ክብሪ እዩ ኣይትገደስሉ
@tigrayadey5103
@tigrayadey5103 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ አኮ ልምንታይ ኢኪ ናይ ገዛኪ ምሸጥር ኣይተውፅኢ ናይ ኣቁሑ ሓደ ሓደ ነገራት ናይ ዕዳጋታት ኣምፅአልና አምበር ከምዚዝ ደሰ ኣይብልን ምሰ ይቅርታ🙏🙏🙏
@user-uq6wq5nn8g
@user-uq6wq5nn8g Ай бұрын
እዝኒ ኣይትሃብየን ሰላመይ ጉዳይ ሓዳርኪ ግበሪ ዝሓፍተይ ተተኸደንኪ ተመልኼዕኺ ድማ ሰበይቲ መን እምበር ጓል መን ኣይትባሃልን ሸነን በልሉ ን ቴድሮስ
@deradubai1754
@deradubai1754 Ай бұрын
ናይ ሰብ ኣይትስምዒ ምቅርተይ ሰብ ከከም መልክዑ ባሕሪያቱ ውን ከምኡ እዩ ስለዚ ኣይትገደሲ ማዓረይ
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤❤❤
@user-jx3vu1fr2s
@user-jx3vu1fr2s Ай бұрын
አጀኪ ፅረተይ ናይ ስብ አይትገደሲ ደሞ ብጣዓሚ እዩ ዝፍትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AAa-zv7hq
@AAa-zv7hq Ай бұрын
ስሊተይ ዕድመና ጥዕናን ይሃብኪ ዞ ናተይ❤
@EradaErada-yy7pv
@EradaErada-yy7pv Ай бұрын
ሰሉየይ ኣጆኪ ናይ ሰብ ነገር ሸለል በልዮ
@tgray1588
@tgray1588 Ай бұрын
ሰሉየ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤
@Shewit898
@Shewit898 Ай бұрын
ጎበዝ ሰላመይ ጽብቅትን ውሓለን
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg Ай бұрын
ሰሉዋይ ምቅርቲ ኢድ ይባርክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 እና ናይ ሰብ ኣይትገደሲ ሓላለይ ብዘለኪ ስርሕና
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 Ай бұрын
መስቀል ገይርካ ምሽላም ሕባሻ በረከት እዩ ።ኣደታትና መስቀል ከይገበራ ኣይሽልማይ
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
ስለ ስብ እይቲ ግደሲ ናይ ስብ ኩሉ ዎዮ እዩ ደግመ ዝብለኪ ሰሉየይ ምስ ስብኣካ ጥራሕ ሰላም ኩኑ እምበር ሰብ ዝበለ ይበል አይቲ ገደስሉ ይብለኪ ሓያቲ
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
ሰሉየይ ሰብኣኪ ክብሊስ ካ እሎዮዋ ይሞጂኪ❤❤❤❤
@Yrgutube
@Yrgutube Ай бұрын
ዛምበይተይ❤
@user-uf1xt7hd4t
@user-uf1xt7hd4t Ай бұрын
አነሰ ዝገርመኒ እንታይ ገደሸክን ምሰ ሓዳራ ወይ ምሰ ሰብአያ ዋይ አይ ሰብ ናባዕልኺን ግበራ ሰሉዋይ አይዘኺ አይትገደሲ ናይ ሰብ ነገር❤❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
አሰይይይይይ ዋሓለ ሰሉዌይ ስለ ርእስኪ እምበር ስለ ሰብ አይትገደሲ ሰብ ሰበበ እዩ ባዕልኩም ትቀረቡ ዘለኹምዎ ሂወት ልባዕልኩም እዩ ልምልኸተ ታይ እእትይዎን ሓሚቁ ሲኢናዮ ገለታት ልብል አይቅበሎን ከምቱ አብ ስረሐን ዘወዐል ዘለዋ አብ ስሩሑ ይውዕል አሎ ንስኩም ስራሕኪ እዩ ዛምቤተይ❤❤❤❤❤ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@TsuscsBshag-uc8ow
@TsuscsBshag-uc8ow Ай бұрын
seluyey Hebi Ajeki Zambatey Ayetgedselen Zen Hadehade Zeyaday❤❤❤❤❤
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 Ай бұрын
ሰሉ ኣሕዋተይ ኣሕዋተይ ኣትበሊ ስባኣይኪ ተከባከቢ ኣተሕምቅዮ ሰሉየይ ምቅርቲ ❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 Ай бұрын
​@@hiwettsegay1616ኢለኪ ምቅርተይ❤
@azouazou8599
@azouazou8599 Ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓለ ናይ ሰብ ብዘየገድስ እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ🌹🌹💞
@SaraSara-nm9mk
@SaraSara-nm9mk Ай бұрын
Seliway ajoki higdef eyom Kimzey Zetehifa aytgdeselom ok❤❤
@user-sh9ng3hq6i
@user-sh9ng3hq6i Ай бұрын
ጉዳየንዋ ናስብ ፁዋ አይትስመዕ አይት መልስለን ስሉየ👌💋💋💋💋
@user-qw6tx6dj7z
@user-qw6tx6dj7z Ай бұрын
ኣይዛክ ዋውው ሕምበሻክ ግን 🥰😋🥰🥰🥰ናሱዑዱስ 1 ማዕልትለ ሽላመኡ ኣይወጺይ😁😁😁😁
@Nataney361
@Nataney361 Ай бұрын
ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ከይርኩምለይ ሕለፉ❤
@utsr5458
@utsr5458 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ሰላምይ ❤❤❤❤
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Ай бұрын
Seluway ብልፅቲ ሄዋን ኢኪ ስለ ናይ ሰብ ኣይትገደሲ♥️🥰
@Brktitube
@Brktitube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓለ❤
@lmen-hm8tr
@lmen-hm8tr Ай бұрын
serh kebur eyu selam haftay ❤❤❤ena ayzoka gabzi❤❤❤🎉🎉
@Brktitube
@Brktitube Ай бұрын
ግን የ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 Ай бұрын
ኩሉ ወዮ ታሓመቅካ ወዮ ተፀበቅካ ወዮ ከሊ ወሊይ በልየን
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe Ай бұрын
ስሉየይ ኣይተገደስለን ዛቤተዋኒ ♥️♥️🥰🥰🥰
@najesthalu2883
@najesthalu2883 Ай бұрын
ሰሉየ ብጣዕሚ ኢኪ ጎቦዝ ነገቲቭ ኮሞንት ኣይተድህብሉ እንካንዶ ዩቱብ እናሰራሕኪ እንተዘይትሰርሒ እካ ላዕላይ ታሕታይ እናበልኪ ናብ ኣሕዋትኪ ናብ ሓዳርኪ ምስራሕኪ ንባዕሉ ካብ ስራሕ ንላዕሊ እዩ ኣነ ብጣዕሚ እየ መንፈሳዊ ቅንኢ ዝቀንአልኪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ዋይ ናይ ሰብ ዘረባ ግደፍዩ አይትጨንቅሉ ኣብ ሂወተኪ ካም ድልይት ነበረ❤🎉ይመቻኪ ጥራሕ🎉
@user-vo9kz2ft8u
@user-vo9kz2ft8u Ай бұрын
አጀኺ ሰሉዋይ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ih6ih4tg4e
@user-ih6ih4tg4e Ай бұрын
ኣሜን (3)ኣነ እዉን ካብ ሞት ዲሒነ ተመስገን❤❤❤❤❤
@Askaltube
@Askaltube Ай бұрын
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓
@FbGg-vp2gg
@FbGg-vp2gg Ай бұрын
ሰሉየይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazamanal8643
@almazamanal8643 Ай бұрын
ኣጆኺ ሰላመይ ብዛዕባ ሰብ ኣይተገደሲ ሰብ ብዙሕ እዩ ለውግዕ
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@user-cz2uv9gw2r
@user-cz2uv9gw2r Ай бұрын
ስሉየይ ኣትገደስለን ኣነስ ክፍትየኪ ❤❤❤ዝያዳይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤
@Teddy-eo1iy
@Teddy-eo1iy Ай бұрын
Lemoaniti rekibeki neyre mes hawki wedki bzaeba exela naelelkum ❤
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube Ай бұрын
ኣሰይይይ ምቅሪተይ ኣነስ ክፈትወኪ ሰልተይ💕💕💕
@Brktitube
@Brktitube Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ ❤❤
@ራየተይት
@ራየተይት Ай бұрын
ሰላመይ ወይዞሮ❤ ንግስት ኣንእስት❤
@sarahsar5612
@sarahsar5612 Ай бұрын
ayzeki marey❤❤
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:32
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 23 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 7 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 21 МЛН
🛑ግብረመልሲ መናእሰይ ንሩታ ዝሕዝን 😱😱
39:33
ሳምና ሜድያ
Рет қаралды 14 М.
በዓል ልደት ኣብ ገዛና ምስ ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
9:32
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 45 М.
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 43 М.
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 23 МЛН