No video

ኣብ ኤዉሮጳ ከለኹ 2000 ኣብ ኣሜሪካ ግን 15000 ንወርሒ የእቱ

  Рет қаралды 70,559

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ኣብ ኤዉሮጳ ከለኹ 2000 ኣብ ኣሜሪካ ግን 15000 ንወርሒ የእቱ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com...
#Eritrean#Flüchtlinge#Migrantes

Пікірлер: 266
@JosiasDenden
@JosiasDenden Жыл бұрын
Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታ instagram.com/josiasdenden/
@samiahmed712
@samiahmed712 Жыл бұрын
Koysom😆👍
@selamzelaburk8829
@selamzelaburk8829 Жыл бұрын
Texahifuka aytmlsn eka josi hawey
@JosiasDenden
@JosiasDenden Жыл бұрын
@@selamzelaburk8829 Merhaba haftey Entay kiEzez Zkielo entekoynu
@senaytgebremariam4460
@senaytgebremariam4460 Жыл бұрын
du bist aber stark
@samiahmed712
@samiahmed712 Жыл бұрын
@@selamzelaburk8829 😆😆🤦‍♂️
@kbrom-teklzgi
@kbrom-teklzgi Жыл бұрын
እዚ ሓውና ጽቡቕ ገሊጽዎ ኣሎ። ኣመሪካ ካብ ዝኣቱ ዓመት ጌረ ኣለኹ ጉዕዞ ቀሊል ኣይነበረን ኣብታ ዝነበርክዋ ሃገር ክጥዕመኒ ስለ ዘይከኣለ ሽግረይ መኸተምታ ክገብረሉ ዝወሰንክዎ ውሳነ ስለ ዝነበረ ዝመረረ እንተመረረ ክቅበሎ ጥራሕዩ ኔሩኒ።ኣመሪካ ንኽኣቱ 10 ዝኾና ሃገራት ሓሊፈ ህዝቢ ላቲን ኣይጋዳእን'ዩ ኣዝዩ ጥዑም ህዝቢ'ዩ ፓሊስ ግን ኣሸገርቲ ኢዮም ብዓይኒ ገንዘብ ኢዮም ዝጥሙትኻ እንተረኺቦምኻ ኣብ ጁባኻ ዘሎ ኹሉ ውን ይወስድዎዮ'ም ። ነዚታት ሓቤሬታ ዘይነበሮም ኣደዳ ክሳራ ዝኾኑ ብዙሓት'ዮም እቲ ጽቡቕ ነገሩ ዝተጋነነ ጭውያ ደቂ ሰብ ኣይትሰምዕን ስለዚየ ህዝቢ ላቲን ጥዑማት ዝበልኩ ጭውያ ጠፊእዎም ኣይኮነን ልዕሊ ደቂ ላቲን ኣብዛ ዓለም ማፍያ የለን። ኣብ ጉዕዞይ ሓደ ነገር ኣስተውዒለ ምናልባት ሓበሻ ንብሃል ሕብረተሰብ ኣብ ብዓል ኮሎምብያ መክሲኮ ተሰዲድና ክንቅመጥ እንተንጅምር ነቲ ናይ ሲናይ ዝነበረ መጭወይትን ግፍዕን ምቀጸልናዮ ሓበሻ ኣብልዕሊ ሓዉዩ ዝበልሕ እታ ብልሒ ውን ጭውያን ቅትለትንያ ካልእ የለን። ብዝኾነ ኣርእስቲ ከይገፍሓና ኣመሪካ እቱው ምስ በልካ ትሕተታ ኣድረስ ናይ ትፈልጦ ሰብ'ዩ ኣድረስ ምስ ሃብካዮም ናብቲ ሰብ ደዊሎም ዕለት ክንድዚ ክወጽእዩ ትኬት ናይ ነፋሪት ቁረጸሉ ይብልዎ መንግስቲ ዝኾነ ሓገዝ ኣይገብረልካን'ዩ ኣብ ኣመሪካ ሰብ እንተዘይብልካ ከቢድዩ ሳላ ዝፈልጦም ብሩኻት ኣሕዋት ተቀቢሎም ስራሕ ውን ሓታቲቶም ኣተሓሒዞምኒ። ወረቀት ስለ ዘየለ ብጸሊም ኢኻ ትሰርሕ ኣምላኽ ይመስገን ከኣ ወፊረ ይኣቱ አለኹ። ድሕሪ ናይ 7 ወርሒ ትጽቢት ናይ ስራሕ ወረቀት ረኺበ ኣለኹ ዓመት ጌሮም ዘይመጾም አለው ርጀግት ዝብሃሉ ዉን ኣለው። ጉዳይካ ግድን ጠበቓ ክትገብረሉ ኣለካ ጠበቃ ከኣ ካብ $5000 ,,,,,,, $6000 ,,,,,,,,$7000 ኣብ ገለ ዉን ክሳብ $10,000 ዝበጽሑ ኣለዉ። ጉዳይ ወረቀት ዕድል ጌርካ ኣብ እሱርቤት እንተወዲእካዮ ኣብ 6 ወርሒ ትገላገል ካብ እሱርቤት ኣውጺኦም ኣብ ደገ ወጺኻ ተኸታተሎ እንተኢሎሙኻ ግን ካብ ሓደ ዓመት ክሳብካ 3 ዓመት ክወስድ ይኽእል። ንጹር ሓቤሬታ ከይሓዝካ ምብጋስ ዋጋ የኽፍለካዩሞ ጥንቅቅ ንበል። ኣታ መንእሰይ ከምዚ ኸማይ አይትምጻእ ኣብዘለኻዮ ኩን ኣይብለካን ከመይ ከም ዘለኻ ንስኻምበር ኣነ ስለ ዘይፈልጥ። ኣብቲ ዘለኻዮ እንተዘይጢዒሙካ ቅድሚ ምውሳንካ ንጹር ሓበሬታ ኣኻኽብ ካብ ምስ ሰባት ምስ ውሽጥኻ ኣዕልል ሽዑ ሂወትካ ኣበይ ይጥዕማ ምዉሳን ኣይክትሽገርን ኢኻ።
@balila3571
@balila3571 Жыл бұрын
ላቲን ክርስትያን እዮም ሰብ አይጨውዩን እዮም አብ ጁባኻ አብ ሳንጣኻ ዘሎ ይሕድጉኻ ሽዑ ኪድ ይብሉኻ። ሱዳን ሊብያ ግብጺ እዚኦም ሞስሊም ግን ጨወይቲ ጨቆንቲ ሰብ እዮም ጨካናት።
@user-nv8vf3vg8d
@user-nv8vf3vg8d Жыл бұрын
ኣብቲ እሱር ቤት ዓቅሊ ተጌርካስ ወረቀት ይሰልጠካ ማለት ድዩ
@simrettsehaye6025
@simrettsehaye6025 Жыл бұрын
@@user-nv8vf3vg8d bdege tebeka zgebrelka entehalka male euu gn wereket mhabn mklan alo eti esur bat btaemi euu himak gn yfelale deaa keykewn eberrr
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c Жыл бұрын
የቀንየልና ብሩኽ ንስኻከማን ጽቡቅ ሓበሬታ ኢኻ ጽሒፍኻልና ዘሎኻ።ሓበሬታ ምትሕብባር ንህዝብና ጽቡቅ' ስራሕ'ዩ መብዛሕትኡ ብጭንቐትን ስትረስን""ምስተሸገረ ብዙሕ ብዘዓባ እቲ ዘሎኹነታት ብግቡእ ኸጻርዮ ኣይኽእልን'ዩ ምኽንያቱ ኻብ ጭንቀት ዘሓድመሉ መንገዲ ጥራዩ ዝርኢ ዘሎ።
@azaheldanielyasminyasmin22
@azaheldanielyasminyasmin22 Жыл бұрын
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 Жыл бұрын
አቱምምም ሰበይይይይ በጃኩም ሂወት አብ ዓለምና ከም ገዛ ክራይ ናይ ግዚኡ እያ ብጣዕሚዩ ዝሕዝንን ተለቂሕኩም ተመርቂሕኩም አብዘይ ዕዳኩም እሞከ 99% ወረቀት ምንበሪ ዘለኩም እንታይ አምጻኦ ኣምላክ አመስጊንኩም አብዘልክምዎ ዘይትነብሩ አብ ደለክሙዎ ከይበጻሕኩም መዓልታዊ ሂወትና አብ ትሕቲ አምላክ እያሞ ክትሞቱ ትክእሉ አብ ግምትኩም የእትዉዎ ነቶም ዘይተቀበልዎምሲ ሕራይ ነዛ መዕረፊ ነብሰ ስጋኦም ሰለዝሰአኑላ ይፍትኑ ይበሉ ንገንዘብ ክትብሉ አይትሙቱ ብእምነት ብተመስገን ይብርክትዩ በጃኩም አይንዓኩም አይንስድራኩም ክትኮኑ ሂወት ብከርተት ዕድመ ክትሓልፍ ዓገብ🤷🤷🤷 🤦🤦🤦🤦 በጃኩም/ ኽን ሕሰብሉ/ባሉ🙏🙏🙏😢
@user-ds5kc4ir4g
@user-ds5kc4ir4g Жыл бұрын
Don't put your self in danger my people, soon we can go home, there is no place like Home
@damaeast6551
@damaeast6551 Жыл бұрын
It can be very difficult to live in USA as foreign workers, if you don’t have certain skills. Unfortunately there is no much government support. Education is also very expensive. So it’s probably better to live in Europe at this time.
@mullerm9648
@mullerm9648 Жыл бұрын
Thank you so much 4 your important info
@yosieftesfazgi1706
@yosieftesfazgi1706 Жыл бұрын
ናይ መንገዲ 12,000 $ ናይ ጠበቃ 6,000$ and ተወሳኺ ገዛ ክራይ ብጣዕሚ ክቡር ክሳብ 1000 ንሓንቲ room ትኸፍል ስራሕ ክትሰርሕ ፍቃድ ኣይወሃበካን እንደገና interview ቆጸራ n2025 ወይ 2026 ይቆጽሩካ ኣብ 7 ወይ 8 ዓመት ድሃነጽካዮ ሂወት ኤውሮጳ ኣፍሪስካ ሓድሽ ሂወት ክትሃንጽ ብጣዕሚ ከቢድ
@dollasemer532
@dollasemer532 Жыл бұрын
Yeah
@Adamgiven543
@Adamgiven543 Жыл бұрын
Thanks a lot for making this video! Keep doing such a good work🙏
@kidanetesfalem4062
@kidanetesfalem4062 Жыл бұрын
ጆሲ ንእቲ ገብሮ ሰናይ ነገር አምላኽ ጽቡካ የብዛሓዮ 🙏🙏🙏🙏🙏
@samiogm3625
@samiogm3625 Жыл бұрын
Thanks bro, u give us great information Keep the great job
@danielkidane191
@danielkidane191 Жыл бұрын
ኣሜሪካ ወረቐት እንተ ሒዝካ ገነትዩ:: ወረቐት ክሳብ ትሕዝ ግን ብዙሕ ክትጽገም ስለትኽእል ዓቕሊ ምግባር የድሊ:; ብዝበለጸ ድማ እቲ ናብ ኣሜሪካ ክብገስ ዝሓስብ ሰብ እኹል ቅድመ ምድላው ክገብር ይግባእ:: simply reduce your expectation!
@diniahmed1564
@diniahmed1564 Жыл бұрын
Thank you so much Josi you did a great job
@amiboymoyey2303
@amiboymoyey2303 Жыл бұрын
ተመስግን ዘይትቡሉ ኣብ ዘለኩሞ ።እቲ ዝኣክብኩሞ ድማ ኢንቨስት ዘይትግብርሉ ኣብ ሃግራት ኣፍሪቃ ። ብሰብ ተታሊልካ ምካድ ጽብቅ ኣይኮነን ኣደዳ ጣዕሳን ጭንቅትን ኢካ ትክውን ።።።እንታይ ግድስኩም ላዕልን ታሕትን ትብሉ ርግእ ኢልኩም ምሕሳብ ይድሊ ቅድሚ ምውሳን።
@dollasemer532
@dollasemer532 Жыл бұрын
Yeah
@ta-sy6up
@ta-sy6up Жыл бұрын
ኣብ ዘለኩሞ ዓቅሊ ግበሩ ዓቅሊ ዋጋ ብቅሊ
@shewhat438
@shewhat438 Жыл бұрын
Ziekeb seldi embear alo eyu😂😂
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c Жыл бұрын
የቀንየልና ጆሲ ጽቡቅ ሓበሬታ'ዩ እቶም ኣብ መንገዲ ዘለዉ ኸኣ ብሰላም ኤሜሪኻ ኸኣትዉ ብጸሎት ነሓግዞም ኻብቶም ብስትረስን ጭንቀትን ተሓንቆም ዝመቱ ዘለዉ'እቶም ዝከዱ ይሕሹ።
@amanuelh210
@amanuelh210 Жыл бұрын
ኣሜሪካ ካብ ኣውሮጳ ይሓይሽ እምበር ይሓምቕ ኢዩ ዝብል ግምት የብለይን ምኽንያቱ 24ሳዓት ግዜኻ ትጥቀመሉ ኢኻ ሽዑ ንጭንቀት ዝኸውን ግዜ የብልካን። ናይ ኣውሮጳ ግን ዘረባ የብሉን ሱቕ ጡዑም፥ ክንደይ መንእሰይ ብጭንቀት ነብሱ ከጥፍእ ይውዕል ኣሎ ካብ ኣውሮጳ ዘይሓይሽ ዓዲ ፍጹም የለን።
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c Жыл бұрын
@@amanuelh210 💯✅😍🙏😍
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 Жыл бұрын
​@@amanuelh210 nay bhaki msaka ysemamae ye
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Жыл бұрын
​@@amanuelh210 ewae ab Europa eye zkmet. Kab Europa ztiem hiwet abey yrkeb. Nay America ykefie. Hiwet ayhsebn eyu, 20 seat ab srah mwial. Hiwet b srah tiekina aleka. Nay tmhrti naxa edilat ewun alo. Tmhrti dea aynfetun ena eritrawyan enber.
@amanuelh210
@amanuelh210 Жыл бұрын
@@frewengelmesfn1637 ኣውሮጳ ጥዑም ተኾይኑ ናዓኻ እንቋዕ ጣዓመካ፡ እቲ ዘይጣዓሞ ግን ዘዋጸኦ ይገብር ቻው🙏
@huruykidane7739
@huruykidane7739 Жыл бұрын
Selam josi hawey bezi kulugzye tekrbo Video hugusye 100 % jermen ytem Thank u bro
@mehariendarghezeray1192
@mehariendarghezeray1192 Жыл бұрын
ጽቡቅ እዩ ጆሲ ነዚ መንእሰይ ንድሕነት ትገብሮ ደለካ ፈሊጦም ገንዘቦም ክበልዕዎም ብደላሎ ጌሮም አሜሪካ ትራክ ትገዝእ ኢካ ቀልጢፍካ ኢካ ትህብትም እንዳ በሉ ክንደይ መንእሰያት እዮም አዳናጊሮም ጆሲ ክአ ቀጽሎ እቲ ትገብሮ ዘለካ አምላክ ይሓግዝካ
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Жыл бұрын
Betami xubux hawey kulatna temekurona nekafele yehewat thanks
@salvesalvi9425
@salvesalvi9425 Жыл бұрын
Behegawi yehewat teleweka ke ketekeyere tekeiel do ....thank u....
@salvesalvi9425
@salvesalvi9425 Жыл бұрын
Josi hawena thank u iti ide mehab ke shemr keyereka tehebelu alo abeu ke shemr tekeyet dika asshera alodo shemeka yewexei do ...thank u...
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 Жыл бұрын
ኣንታ ጆሲ ወረቀት ኢኮ ኣሳቅዮምና እዞም ዓዲ። ኣነ ስራሕ ኣለኒ 8 ዓመት ተቀምጠ ኣለኩ።6ዓመት ኣብ ስራሕ ኣለኩ፡ ወረቀት ካብ ናይ 3ተ ዓመት ናብ ዓመት ቀኒሶሞ ብናይ ዓመት ይንቀሳቀስ ኣለኩ። ዘግነት ሓቲተዮም ናይ B1 hbeyom nay ስራሕ ህበዮም ካብ ኢምባሲ ፓስፖርት ኣምጽእ ኢሎምኒ ከምጽእ ኣይካኣልኩን፡ ግን ሲ ፖስፖርት ምሕታት ተርፉ ኢዩ ተባህሉስ ለውጢ የለን፡ ጆሲ ኢቲ ሕጊ ጸድቁ ተባህሉስ ኣብ ተግባር ተጀምሩ ዶ ይኮን እስኪ ኣጻርየልና ኢካ ፡ምስ ይቅርታ፡
@robelsolomon3154
@robelsolomon3154 Жыл бұрын
Ich habe auch genau das gleiche Problem wie du mach kein Stress alles wird irgendwann besser 🙏🙏
@mussiefshaye8203
@mussiefshaye8203 Жыл бұрын
Hawey natey majmarta kemey alka bemkxal ane keblka zekl kam haweka maten adi qayer ab Bremen kab kale adi zemaxu naye amet zenbruom naye 10 yehbwom alwe ane wen abu eya zalku wala hanti xegam yelen naye warqt malatay eya bezkona sasanyu neake zehawey natey
@yohannesyonas8909
@yohannesyonas8909 Жыл бұрын
Texebe wereket xegem yebelun, be tegsti eu kulu neger
@Amorawedigash
@Amorawedigash Жыл бұрын
ሕጂ ይህብዎም ኣለው ከማካ ብዙሓት ኣለው ናይ ጀርመን እንተ ኮይንካ ማለት ኢየ ዓቅሊ የድልየካ ኢዪ ።
@azmerahagos5098
@azmerahagos5098 Жыл бұрын
Ajoka zehawey
@tesfomberaki1121
@tesfomberaki1121 Жыл бұрын
Thanks more Brather keep it going
@yordanosmehari3470
@yordanosmehari3470 Жыл бұрын
ስደት ስደት እዩ ኣብቲ ዘለናዮ ተመስገን ንበል ትሕት ኢልና ንንበር ነቲ ሲይስተም ናይተን ንነብረን ሃገራት ክንፈልጥ ንጽዓር። ጆሲ ጹቡቕ ትገብር ኣለኻ።
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 Жыл бұрын
ኣሜሪካ ሓገዝ ክትረክብ እንትኾንካ ስደተኛ ኮንካ ብሕጊ ዝኣተኻ ክትከዉን ኣለካ፡ ንሱ ዉን ንዉሱን እዋን ማለት እዩ። ብቐንዱ ወረቐት ንምሓዝ ንባዕሉ ኣዝዩ ተበላሽዩ እዩ ዘሎ፡ብፍላይ ድሕሪ ምምጻእ ትራምፕ፡ እቲ መስርሕ ኣዝዩ ክጓተት ይረኣይ ኣሎ። ገሊኦም ቐልጢፎም ዝሰለጦም ክህላዉ ከለዉ፡ ኣለዉ ኸኣ ብዙሓት 6-7ዓመት ጌሮም ከብቕዑ ክሳብ ሕጂ፡ ብዘይካ ናይ ስራሕ ፍቓድ፡ እቲ ናይ መንበሪ ወረቐት ዘይሓዙ።ብጥቕላሉ፡ ናብራ ኣመሪካ ቀሊል ኣይኮነን፡ ብሓደ ለይቲ እትህብትመሉ ሃገር'ውን ኣይኮነን። እንተኾነ ዕላማ እንተሊካን ኩሉ ነገር መስርሕ ምኳኑ ኣሚንካ ብዓቕሊ እንተትጓዒዝካ ግና ኣብ ሂወትካ ይኹን ሂወት ስድራቤትካ ለውጢ ከተምጽኣሉ እትኽእል ሃገር እዩ። ግና ነውሕ መስርሕን ጻዕሪን ይደሊ፡ ምስኡ ኸኣ ዓቕሊ።
@tesfse7148
@tesfse7148 Жыл бұрын
Beteami xbuk habereta eu! Thanks brother!
@wedibarkatesseney7230
@wedibarkatesseney7230 Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ኣሜርካ እየ ዝቕመጥ ገንዘብ ኣዋህሊለ ናብ ኣፍሪቃ ክምለስ እዩ መደበይ:: ኣብዚ ዳርጋ ዕድሜኻ ብገንዘብ ኢኻ ትቀያየሮ:: ህይወት የብሉን እቲ ናብራ:: ጉያ ጉያ ጥራይ እዩ:: ዕረፍቲ ዘይብሉ ጉያ::
@etebarekweldu9439
@etebarekweldu9439 Жыл бұрын
Xbuq hasab genzeb hizka adka yu tuum
@Giena2025
@Giena2025 Жыл бұрын
ሰበይ እዛ ናትካ ሓሳብ ብኹሉ ዘይትሃሲ ንኹሉ ብምግንዛብ እተሳሊ ሓሳብ ኮይና ረኺበያ.ይከኣል ተኾይኑ ካብ ዘይጠቀስካየን ሓሳብ ክተካፍለኒ ዝደለኽዋ ኣላ ብምንታይ ክረኽበካ ይኽእል!
@yemanetsegai4617
@yemanetsegai4617 Жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ኣምላኽ ይሓግዝካ።እንተኮነ ግን ኣብ ኣሜሪካ ተዋሒጡ ዝተርፍ እምበር ገንዘብ ኣኪቡ ናብ ዓዱ ወይ ናብ ኣፍሪካ ዝምለስ ዳርጋ የለን።ሰሪሕካ ዝረከብካዮ ገንዘብ ዳርጋ ኩሉ ኣብ bills እዩ ዝጠፍእ።ተስፋ ከቁርጸካ ኢለ ኣይኮንኩን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ኢየ ዝነግረካ ዘለኩ። ብዝኾነ ሓሳብካ ይስምረልካ ሰበይ።
@wedibarkatesseney7230
@wedibarkatesseney7230 Жыл бұрын
@@yemanetsegai4617 ጽቡቕ ኣለኸ: ገንዘብ ዳርጋ ኣይእከብን እዩ: ብፍላይ ከም ኤርትራዊ ዘዝሰራሕካዮ ንኻልኦት ስለዝስደድ ክተዋህልልን ከቢድ እዩ:: ግን ክልተ ስራሕ እናሰራሕካ ወላ: ንእሽተይ business ኣብ ኣፍሪቃ ክትገብር ይክኣል እዩ:: ብንእሽተይ ትጅምር እናዓበኻ ትኸይድ:: ጽብቅ plan ምግባር የድሊ:: thanks!
@tesfaygyesus7034
@tesfaygyesus7034 Жыл бұрын
nhan dma Africa Axliena nabu nhasb Alena
@yosieftesfazgi1706
@yosieftesfazgi1706 Жыл бұрын
ኣብ ኣመሪካ ደለናዮ ባዕልና ንፈልጦ እንታይ እሞ ተጣዕስካ ደይምለስ ኮይኑና ኣሕዋተይ ብሰባት ከይትታለሉ ኣመሪካ ከምቲ ድዕለለሉ ኣይኮነን ተሌፎንኻ ጽሓፈለይ ኣነ ጽቡቕ ጌረ ከብርሃልካ ሓወይ ኩሉ እቲ ኩነታት ናይ ኣመሪካ
@ertrawi
@ertrawi Жыл бұрын
Ajoka hawey natey amlak msaka ykun zhazelka anjera aleka abau nqdmit tray Amber qelil hiwet yelen ab zkedka kedka 🙏🤝
@alive3058
@alive3058 Жыл бұрын
Can i contact you private?
@JosiasDenden
@JosiasDenden Жыл бұрын
Merhaba Kbur haw
@berekethaile4779
@berekethaile4779 Жыл бұрын
Amlak abzalnayo teuna yehabna kuburat Ahwatey 🙏🙏🙏
@hadguberhe4010
@hadguberhe4010 Жыл бұрын
Thanks about the information ❤👍
@Natan0755
@Natan0755 Жыл бұрын
እንታይ ገድሽኒ ኣብ ኤውሮፓይ ኮይነ 2000€ እንዳ ተከፈልኩ ሕክምናይ ብናጻ እንዳ ተሓከምኩ ብሰላም ዘይነብር 😆❤️
@amanuelh210
@amanuelh210 Жыл бұрын
እሞ እቲ 2000 ኩሉ ሰብ ዶ ይረኽቦ ኢዩ
@Natan0755
@Natan0755 Жыл бұрын
@@amanuelh210 ንሱ ከከም ስራሕካን እቲ ዓድን እዩ ሓወይ
@lilablue4066
@lilablue4066 Жыл бұрын
Hkmna tirhu aykonen. Ab german Siserih seb kab itotu ni higawi Krankenversicherung/ health insurance zikewin genzeb ikorezo iyu. Naza zibehal neger yelen…..
@wegahtagedey7294
@wegahtagedey7294 Жыл бұрын
​@@amanuelh210 aythasu hkmna bnexa alo dyu ab uroba
@amanuelh210
@amanuelh210 Жыл бұрын
@@wegahtagedey7294 ኣነ ዝበልኩ ሂወት ኣውሮጳ ይኸፍእ ሕክምና ተኾነ ውን ገንዘብካ ጫሕ ኣቢልካ ኢኻ ትሕከም ናይ ክፈል ፖስታ ጥራይ ኢዮም ዝሰዱልካ ኣብ ሳዓቱ ተዘይከፊልካዮ 100ዝነበረ +_+_+_+ ሽሕ ይኸውን ኣውሮጳ ዳኣ ሲኦል እምበሪ
@temesgenmekonen9058
@temesgenmekonen9058 Жыл бұрын
josi hawna kea bteami ena nemesgneka ezi tgebro deleka maeda amlak,edmen tienan yhabka thank you so much
@abdatey1st
@abdatey1st Жыл бұрын
Merci beaucoup mon frère
@suzitsegay1897
@suzitsegay1897 Жыл бұрын
Thank you for info Bro
@user-hx9xo1sl2p
@user-hx9xo1sl2p 5 ай бұрын
ኣሜሪካ ንጻዕረምን ዓቃልን ገነት ኢያ ትኮነሉ ግን ድሕሪ ጻዕርን ድካምን ኢዩ ኣሜሪካ ገጻ ጸዊጋ ኢያ ትቅበለካ እንተ ነፊዕካ ግን እታ ዝበለጸት ዓለም ኢያ ንውሉድወሎዶካ ። ኣምላክ ይመስገን ድሕሪ ክንደይ ጻዕሪ ኣብ ዝሓሸ ሂወት ኣለኩ ካብ ሂወት ኤሮፓ ዳ ኣ
@anenogead6807
@anenogead6807 Жыл бұрын
ክላእ ኣየ ጆሲ ንሓ ንሓበሬታ ኣምጺኻዮ ከተብቅዕ ሲ እንታይ ኮንካ እንዳተዘኣረበ ትቆርጾ ኣለኻ ?
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Жыл бұрын
ንሕና ሓበሻ ኣብ ኢድና ዘሎና ኣምላክና ኣሚስጊና ከይንነብር ዘየብልና ክንመነ ብጭንቀት ማድያት ናውፅእ ንፅለል ብረግፅ ስኣን ወረቀት ብዙሕ ጭንቀት ዝኣትው ኣለዊ ፀገም ዝረክቡ ደድሕሪ ገንዘብ መጨረረሻ ዓለም ንስደድ። በዘለና ኣመስጊና ንንበር።
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 Жыл бұрын
ናብ ስራሕ ዘለዎ እምበር ጥሮታ ምውጻእ ኣይኮነን ዘግነት ናይ ዝኾኑ ሃገር ዝወሰደ ሰብ ካብ ንኣመሪካ ንእስራኤል ይኺድ ወገን ለማጽ ሂወት የለን ነውሕ ግዘ ይውሰድ ተመሃር ፍርኡ ምስ ግዘ ኢዩ ዝመጽእ።
@medhaniesium3974
@medhaniesium3974 Жыл бұрын
እቲ አብ አረእስቲ ዘሎን ትሕስቶ ናይቲ ቓለ መሕትትን ዘራኽብ የብሉን ስለምንታይ ???
@asmara6901
@asmara6901 Жыл бұрын
ጆሲ ክንሓተካ ደሊና ናሽናሊቲ (ዜጊነት) ሒዝካ ክትኣቱ ብሕጋዊ ናብ ኣመሪካ፡ ከምእውን ብታህሪብ (ብዶብ)ክታቱ ብመክሲኮ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ እንታይ ፍልልይ ኣብ ስራሕ ከምእውን መሰል መነባብሮ ኣብ ኣመሪካ
@samifast7333
@samifast7333 Жыл бұрын
Aymileskan eyu eyu
@African499
@African499 Жыл бұрын
Ayyy suke elka aythasuuu haweka abu tenbiru. Nesu zeymngerka neru information mexa eluka mexaaka enberr USA 🇺🇸 👌 gen be legally mexuu
@meritesfaxibah8934
@meritesfaxibah8934 Жыл бұрын
Bro abey hager aleka
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 Жыл бұрын
my follow eritreans listen we really need patience n stability maletey kab adi nab adi mntar ewut aygebrekan eyu n'abnet ane ab greece eye znebr more than 10k ab werhi atawi ygebr by diffent source of income greece aytrebhn eya endabele eyu kulu ashehat endakefele nab kalie zhalf lieli hade klte amet msgeberka gn bzuh atawi ktgebr kemtk'el tfelt hji entay eye kbl delye ab europa hmak zbehal adi yelan akli gber axneayo eti adi kulu eti system after that just hustle ember naftn naftn ktblu edmekum aytwed'u wedehankum
@russomhayelom8720
@russomhayelom8720 Жыл бұрын
Danke joslas denden ,,,,
@ta-sy6up
@ta-sy6up Жыл бұрын
god bless you brother
@meritesfaxibah8934
@meritesfaxibah8934 Жыл бұрын
Haqi nifto yihwat ksab werqet tihz kikebid gdin eyu werqet mis hazka gin kam nifatka eyu, so ab Europe lewti yelen 💯 haqi ab américain gin werqet ente hizka ab ahxir gize kitlewet tkil ika ! Ab Europe xeqti alo izi ka haqi eyu
@abrehakaterina7824
@abrehakaterina7824 Жыл бұрын
ጆሲ ምስናይ ይቅሬታ ምስ ሓተትካዮ ስጋብ ዝውድእ ግደፎ ኣብ ሞንጎ ሞንጎ እንዳኣተኻ ምስቲ ኣርእስቲ ዘይከይድ ጌርኩሞ
@samuelteklay1325
@samuelteklay1325 Жыл бұрын
i think he spend $$ 8000.00 just from Europ to USA . what about for lawyer they charge from 2500.00 to $$ 5000.00 remember independ of the lawyer GBU
@erihagerey7072
@erihagerey7072 Жыл бұрын
Bravo Josi I appreciate
@hermonberhe1889
@hermonberhe1889 Жыл бұрын
ብርግጽ ኤውሮጳ ይበልጽ ብዓሰርተ ዕጽፊ ካብ ኣሜሪካ:: ደቂ ኤረ ኩሉ ግዜ ቅድሚ ዝኾነ ስጉምቲ ምውሳድኩም: መጽናዕቲ ምግባር ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ:: ዋላ ንሓደ ሰሙን ወይ ንኽልተ ሰሙን ሆሊደይ ከይድካ ኩነታት ብዓይንኻ ምርኣይ ዝበልጽ የሎን:: ኣብቲ ዝኸድካዮ ሆሊደይ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ሃሰው ኢልካ ረኺብካ ሓበሬታታት ኣኪብካ: ሽዑ ዘዋጻእካ ምግባር ይሓይሽ::
@abdatey1st
@abdatey1st Жыл бұрын
Wela wesad kab frij
@user-qx5tb5po4h
@user-qx5tb5po4h Жыл бұрын
ድርባይ እዩ እዚ ዝዛረብ ዘሎ ኣሜሪካ ዓዲ ዕድል እዩ ንዝሰርሕ ::
@berhanemeasho9400
@berhanemeasho9400 Жыл бұрын
Thankyou DENDEN JOSIAS 👍👍👍👍👌👌👌👌
@redseatv5895
@redseatv5895 Жыл бұрын
Atum sebat kitlwetu tedelikum menisey America kimesie alewo srah meliu eu sik elom eyom halewulewu ziblu eski hsebuwo ab America zelo ab Europa zelewu btami eu difference alewo America kelitfka eka tilwet nay srah seb tekoynka tray nay waka waka chruma tekoynka ab Europa kof bel
@samsongebrehiwethager
@samsongebrehiwethager Жыл бұрын
በጃኻ ኢለካ ዘይከውን ኣይትዛረብ ፡ ኣብ ኣሜሪካ ሽሕ ግዜ ብዙሕ ስራሕ እንተሰራሕካ ፡ ክንድኡ ዝኸውን ወጻኢታት ኢኻ ተውጽእ ፡ ኩሉ ወጻኢታትካ ፡ ናይ ሕክምና ከይተረፈ ፡ ባዕልኻ ኢኻ ትኸፍሎ ። ኣብ ኣሜሪካ ክትነብር ኢኻ ደኣ ትኽእል እምበር ክትልወጥ ብዙሕ ዓመታት ኢዩ ዝወስደልካ ፡ ንሱ ኸማን እንተዘይሓሚምካ እዩ ። ዘይኮነ ሓበሬታ እንዳሃኣብና ሰብ ካብ ጥዑም ናብራኡ ኣይነመዛብሎ ።
@natuteklu2959
@natuteklu2959 Жыл бұрын
Kemti tietewo kea tewxie hageze nay hekemena yelen zekone hageze yelen 20 amet gerom entay gerom rienayom
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 Жыл бұрын
thank you josi
@saraberaki2613
@saraberaki2613 Жыл бұрын
ቡሩከይ ሐቂ እንዳፈለ ዝከደ (አይላጸይን ዝበለ ቁማል ይብላዓዮ) America it’s not easy you guys thinking twice before you decide you don’t put your life in danger situation Please
@shkortv7035
@shkortv7035 Жыл бұрын
ዘይወደኣ ስደት ኤርትራዊ!!!!! ሕጂ ከኣ ካብ ኡሮጳ ናብ ኣመርካ!!! ኣብቲ ዘለኻዮ ትራሕሕ ንፉአ ኩን ናይ ዓዲ ዘክይርካ ኣይኮነን ክንደይ ትሩፋ ናይ ድራግ መዓት ዮም ኣብ america ኣዲኦም tkxorom!! ኣብታ ዘለኻያ ነታ አድል trah ተጠቀመሉ!
@samuelbrhane8436
@samuelbrhane8436 Жыл бұрын
Ata josi gdefena ya ke ni genzeb ktari kab utube komzi wedi kemzi aytemxi nezi menzey hangolu aytbexbxo bae
@wedibarkatesseney7230
@wedibarkatesseney7230 Жыл бұрын
ኣብ ኣሜርካ ብርግጽ ብዙሕ ዕድላት ናይ ስራሕ ኣሎ:: ከከም ፍልጠትካን ክእለትካን:: ወላሓንቲ ሞያ ወይ ትምህርቲ ዘይብልካ ተኾንካ: ካብ 3000 ዶላር ንወርሒ ኣይትሓልፍን ኢኻ:: እቶም 15000 ንገብር ኢና ዝብሉ : እንታይ ይሰርሑ ኢልኩም ሕተቱ:: እዛ ትራክ ወይ በጣሕ እያ ክሳብ ክንድዚ ነዚ ሰብ ተናወጾ ዘላ:: ናይ ትራክ 15000 እቶም ነዊሕ ሰሪሖም ናቶም ትራክ ዝገዝኡ እዮም ክንድኡ ዘእትው ነሮም: ነሮም እዩ እምበር ሕጂ የለን:: እቲ ስራሕ ተዳኺሙ እዩ:: ድሓር ክንድኡ ኣእቲና ይብሉ ክንደይከ ወጻኢታት ጌሮም:: ሓንቲ ጎማ ኣብ መንገዲ እንተነፊሳ ከባቢ 1000 ዶላር ወጸኢታት ኣለዎ እታ ትራክ:: እዚ ብቀሊሉ እዪ:: ንእሽተይ ሓደጋ እንተኣጋጢማ እሞ ክልተ ሰሙን እንተዘይሰሪሖም: ዓቢ ክሳራ እዩ ምኽንያቱ ወርሓዊ ወጻኢታት ብዙሕ እዩ:: ስለዚ ኣይትስሓቱ: ኣብ ኣሜርካ ዝጋነን ገንዘብ የለን:: 5000 እንተሰሪሕካ 1500 ገዛክራይካ ጥራይ እዩ:: ናይ ምግብን ካልእ ወጻእን መዓት እዩ::
@wedibarkatesseney7230
@wedibarkatesseney7230 Жыл бұрын
ቆልዓን ሰበይትን እንተለካ ከኣሞ ኣኺልካ እዩ:ክክክክ::
@yoditteklya3230
@yoditteklya3230 Жыл бұрын
Herzlich willkommen Josi ❤
@wedirihe1359
@wedirihe1359 Жыл бұрын
Selam josi hawey Ane keblka delye zelku qoxolo Bea Audi zetgebro azi video xebuk neyru nehatey hasab eiyu
@MuleiAsmera
@MuleiAsmera Жыл бұрын
Bkofkum mblae lemidkum belu ameirca 🇺🇸 Serihka eika tkebr
@user-xq5po5vb8s
@user-xq5po5vb8s Жыл бұрын
ኣብ ኤውሮጳ እሞኻኣ ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ ሰብ እሞኸኣ ኣብ ቀዋሚ ስራሕ ዝርከብ እንተኾይኑ ኣብ ናይ ሕክምና ኢንሹራንስ ክኣቱ ግድነት ስለዝኾነ ዋላውን ስራሕ ከይጀመረ ኣብ ኢንሹራንስ ሕክምና እቱውዩ ።ስለዚ ካብ ደሞዙ ዝኸፍሎ ሕጋዊ ክፍሊት ብ %ኣሎ ።ዝኾነ ሕክምና ግበር ከኣ እታ እንሹራንስካያ ትኸፍሎ ።ካበይ ኣምጺእካዮዚ ንስኻን ኣስራሒኻን ኢኻ ፈፍርቅኻ ትኸፍሎ ወጻኢታት ሕክምና ዝበሃል መብርሂ ምደለኹ ።
@er-uq6we
@er-uq6we Жыл бұрын
ስራሕ እንተ ጀሚርካ ንስኻን ኣስራሒኻን ኢኻ ናይ ኢንሹራንስ ትኸፍሎ ። ዊዒል ዓዲ እንተ ደኣ ኮንካ ግና Job center ይኸፍሎም
@JosiasDenden
@JosiasDenden Жыл бұрын
ኩቡር ሓዉ ዘይሰርሕ ሰብ ካብ Arbeitsagentur ኢዩ ዝኽፈለሉ። እቲ ዝሰርሕ ድማ ምስ ኣስራሒኡ እተን ሕጋዉያን 14.6 % ተማቒሎም ይኸፍልዎ ፤ከም ሰራሕተኛ 7.3 % ሕጋዊ ካብ ወርሓዊ ደሞዙ ይኸፍሎ እቲ ተወሳኺ( Zusatzbeitrag ) ዝበሃል ከኣ ከከም እቲ ኢንሹራንሱን ምርዑዉ ወይ ሲንግል ኮይኑ ዝተወሰኾ ይኸፍል። ሰራሕተኛ ኮይንካ በይንኻ ክትከፍል ኣብ ጀርመን ሪኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን ፤ክትከፍሎ እንተኾንካ ዉን ክኸብረካዩ ኣይትኽእሎን ኢኻ፤ selbstständig በዓል ትካል እንተኾንካ ዉን ወላ ደኣ በይንኻ ክፈሎ እምበር እቲ ትኸፍሎ ዉሱን ኢዩ። ስለዚ ሰራሕተኛ እንተኾንካ ኣብ ናይ ወርሓዊ ዶሞዝካ ትወስዶ ወረቀትካ ረኣዮ ኢኻ Krankenversicherung - Arbeitnehmer (A.N) Anteil ዝብል እዚ እቲ ሰራሕተኛ ዝኸፍሎ ማለትዩ። Krankenversicherung-Arbeitgeber (A.G) Abteil ዝብል ከኣ ኣስራሒካ ዝኸፍሎ ማለትዩ። በሪሃትልካ ክትከዉን ተስፋ ይገብር።
@samemekseb5650
@samemekseb5650 Жыл бұрын
ጆሲ ዓቢ ሰብ ቀጽሎ ብጠዓሚ ጽቡቕ ኣስተዋጽኦ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ኣብ ሕብረተ-ሰብና🤍🕊️
@user-ds5kc4ir4g
@user-ds5kc4ir4g Жыл бұрын
The Big difference is the passport of USA is powerful
@ghirmatsionteweldebrhan7081
@ghirmatsionteweldebrhan7081 Жыл бұрын
Thanks bro
@Kokob100
@Kokob100 Жыл бұрын
ዘይትሓዲጉና ስሪሕና ስድራና ክንኣሊይ
@aramfnan5567
@aramfnan5567 Жыл бұрын
Eti kserh ye dbl US yhsho b 10 exfi ab 8 amet ab Germen dey haznayo genzeb abzi ab amet hiznayo alena kem afrika wey Israel kem sreka eika tnebr abzi tegoyka tlwet gefef telka kea akilka
@abelasrat2708
@abelasrat2708 Жыл бұрын
ፅቡቅ ሓቤሬታ ግን ብግሩፕ 5 ዝብል ሓድሽ ሕጊ ኣሎ ብዛዓብኡ ትፈልጦ ነገር እንተሃል ወይ ካዓ ዝፈልጥ ሰብ እባ ጋብዘልና
@ruthweldemichael7627
@ruthweldemichael7627 Жыл бұрын
Wel come Josias bro
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 Жыл бұрын
Ane zigermeny etom nationalit zelwom silmntay mejmerta visted gerom reom zemlse? Etom tsbk hiwet Abi Europa Zelkum ke nimnty temzegn zetblu? OK minalbat netom mikan zabyom! Biztrefa tsigabi yibehal ezi
@rgatteweldemdhin203
@rgatteweldemdhin203 Жыл бұрын
Ya you right ✅
@abelabrham3195
@abelabrham3195 Жыл бұрын
Guys American 🇺🇸 is good American 🇺🇸 is great In American the have alot of Opportunity work not one Aske about (sin) social insurance number This is a freedom country if you want 24 hours Work. No more pay 💰 taxes. Thank you guys well come to 🇺🇸 USA Don’t hearing KZfaqrs you are love my comments I will wish all the best.
@Samuel-oc3jx
@Samuel-oc3jx Жыл бұрын
Ayhazkukhan atayo
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Жыл бұрын
You have to work outlast 8 to 10 hours to survive
@user-ds5kc4ir4g
@user-ds5kc4ir4g Жыл бұрын
And you need to have five roommate lol
@erihagerey
@erihagerey Жыл бұрын
Kizareb awedayo eba Tekorxo aleka bro Gin kexilo eka hito aytebzhalu kes elu kinegreka eyu
@mihretande6584
@mihretande6584 Жыл бұрын
Hi Josie hawna an kblo zdeli ante halyu ab zelewwo bertiom kserhu kabn nabn ante zy bela yhaysh Kdimi 3 amer kab sweden zmetset Btami ketemar ysema nere akli mgbar ayu zhash
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መንእሰይ ኤረትራ ደንቁሩ ከምዘሎ ምልክት እዩ እዚ። ሂወት እንታይ ማለት ምኻኑ አይተረድኦምን። ሂወት ወድሰብ ነባሪ ከምዘይኮነት ክንዉለድ ከለና አቅሺሽቲ ጽባሕ ክትመዉት ኢኻ ተወልደ ማለት ሞተ እዩ እዮም ዝብሉ ስለዚ ንነብሶም ከርተት የብልዋ ማለት እዩ።አሜሪካ ብብዝሒ ደገሐደር ዘለዋ እይ ካብተን ዝማዕበላ ሃገራት። ብሕልፊ ካብ እካንደናቨይን ንአሜሪካ ዝምነዩ አብኢካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ እዩ ነገራቱ። አሜሪካ ዝዋሃበካ ዶሞዝ ብደረጃ ትምህርቲ እዩ ዝፉላለ። ጨጓር ዳንጋ እንተኮንካ መነባብሮን ክብርን ደሞዝ ዝወሃበካ ሰማይን ምድርን እዩ። ቀረጽ ምስተቆርጸ አኺሉካ እዩ ደሞዝካ ገዛኽራይ ክኸፍል አይክእልን እዩ ምሳኻ ዝቅመጡ ሰለስተ አርባዕተ ሳባት ክትረክብ አለካ እተዘይ ኮይኑ ክትነብር አየትኽእልን ኢኻ።
@user-bw9wp2rs4r
@user-bw9wp2rs4r Жыл бұрын
ዓቅሊ ግበሩ ይብል ተጸንቅቁ እዩ መንገድ ጥራይ ሓብር
@matusalayemanetesfaxbah5274
@matusalayemanetesfaxbah5274 Жыл бұрын
Kab africa gn aykefnyu here we go
@meharidunfu7389
@meharidunfu7389 Жыл бұрын
" ዚረኸበስ መዓር ይመ'ጾ " ዚብሃል ዘረባ ኢዩ ዜዘክር ። እቲ ዘይሕጋውነት ኣካይዳ እንኪደጋገም ናብ ወልፊ ከድህብ ይስትብሃል'ዩ'ሞ ፡ ካብ ኣሜሪካን ካናዳን ቀጺልካኸ ፡ ጌና ንማርስ እውን መገዲ ይህሉ'ዶ'ኸውን ?
@Robeltek
@Robeltek Жыл бұрын
ኣንታ ወዲ ኣብ ኤረትራ ኣብ ጋሽ ባርካ ብጥርሑ መሸላ ትኣጽድ ኔርካስ ኣዲ ሰብ ኣቲኻ ኩስቱሞ ዘይትፈልጦ ኩስትሞ ጌርካስ ማይ ብዓድጊ ብጅርባ 10 ኪሎሜትሮ ተጓኢዝካ ትቐድህ ዝነበርካስ መነባብሮ ኤሜሪካን ኤውሮፓን ክተማርር? ናትኩም እኳ ይገርመካ ኢዩ።
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 Жыл бұрын
ሓቂ ተዛሪብካ ❤።
@messikahsay3562
@messikahsay3562 Жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክ ስሓቅ ሞይተ በቃ
@miriamyohannes8129
@miriamyohannes8129 Жыл бұрын
Ane zegrmeni eti Aresti texehfo zeymsasel msti Video why?????
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Жыл бұрын
Josi ab america hourly eyu kflit.. neabnet ne seat 10 tedea kefilomka eten zserahkalen seatat trah ika tkfelen… zyada 40 seat teserihka zyada tkfel entedea 20 seat serihka bsenki hmam kea nay 20 seat trah ika tkfel… hamimka dyu gele agatimka tedea terifka kab srah aytkfelen ika wedieka ika… ab semun 60-70 hours ktserh tezeykielka lewti ktgebr aytkln ika.. Hiwet yeblun.. Capitalism chekan system eyu hkmna, tmrti, geza kray hagez zbhal yelen baelka flet eya abzia.. ab Europe dea kolea tedea welidka keman b kofka tkfel and hagez ewehabeka ab america gn nay mehresi kolea kebabi 15,000-20,000 eyu zbexh xbuk insurance tezeyblka shinkaya ika… abzi kula hagereseb eya mesila zela ab nebska mxebebak wey kdan xbuk mkdan geletat aythsebo.. ab Europa eyu hdee ilka ktnebrelu tkl adi si.. ms weludka gzi terekeb ms bitesebka ykun ms aeruktka shahi tesetyelu gzi keman aleka ab america dea wedi 20 amet seb nab wedi 50 eyu zmesl nebsu b stress and hard working. Ezi wedehanka josi
@yemanemobatsion4551
@yemanemobatsion4551 Жыл бұрын
Inbox rekebeni bejaka hikiyaka kef alowo
@temesgenmekonen9058
@temesgenmekonen9058 Жыл бұрын
bejakum yehwatey ab europa zelekum 15000 ab werhi ena nkfel zblkum,delew hasot eu please bejakum aytismiewo hasiyom eyom,kemu zblkum,delew 15000 zkfel seb yelon hasot eu ane ab america aleku kulu hasot eyu please bejakum
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 Жыл бұрын
"ጥምየት ነይቀትል ዘይ ሸብዳዕዳዕ " ይብላ በዓል አደይ። ህዝቢ ኤሪትራ ድማ አብታ ዘለዋ ሃገር ዓሪፉ ከይቅመጥ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ክኹብልል ገንዘቡን ዕድምኡን ብኸንቱ የጥፍኦ: እዋይ መርገም።
@temesgenamlak7598
@temesgenamlak7598 Жыл бұрын
Kubur hawina danke für Info
@fifighebre6557
@fifighebre6557 Жыл бұрын
Ezi seb entai eu koinu. Ane euro nere came here married to the US last year. Atum sebat life is hard here. Nay hikemena keman seb yebelun. Ente hamemka meguhafeka eu. Zebezeh seb deka eu. Ab Europe zelekum temesegen belu. Eta deka nay Europe zenebera abeze eti haftam terai eu zenebera. U will suffer here.
@devawedi
@devawedi Жыл бұрын
Kela Denden kea beka naye temechini alo mo Germany gedifkuma ayetkedu eka tebel zaleka felema kab Germany mewxiom tezareb eti shiger felet for example ane ab Germany eye neyere 6 amet tekemite ne werhi 1600€ yekefel neyere gn heji ab uk aleku be black kesab £1500 yetew ane abzi huguse aleku meknyatu begenzeb zeyekonku huguse zekonku mexe mesbelku ab 8 werhi eyom tekebilomuni ne sebyeteye kea ab 5 werhi amxemulye selezi ab Germany bezeyeka hekemena kali walahaniti xebuk ayerakun aye process ayaseletu aye wereket ayehebu aye xebuk genzeb ayekefelu bementaye eka emo ketamesegena? Selezi hadeseb kea huguse koyenu keneber entekoyenu atawika bezeyegedes dekekan sebyetekan ab goneka kekonu alewom eziom gn befuxum eritreawi huguse koyenu keneber ayedeliyon eyom ane zefelto wedi neyeru ne sebyetu mes 4 deku amxiomulu kafti zenebero chinket betami tahagusu gn kegermeka ne kulom deku naye 3 amet hibomom ne sebyetu gn kab Eritrea mergagexi amexi eritreawi mekuanki eloma rika entaye teblom heji eziom kone elom nekeyekesen mentan neti sedetgna ember seb fetiyu ayekonen zewexe zalo ane nenebeseye ne genzeb ele ayekonkun wexi kedemi genzeb ab hiwotye bota zehebom ne sebyetye and dekeye ele eye
@yemanemobatsion4551
@yemanemobatsion4551 Жыл бұрын
Rikebeni bejaka bi inbox information kabaka ydeli aloku
@natuteklu2959
@natuteklu2959 Жыл бұрын
1 year 5 month gerena alena mes seb alena imerica bemaedo Genet koyna tesemeana zenberete josi dweleley information kehebeka eye josi
@alive3058
@alive3058 Жыл бұрын
Private krekbeka do?
@JosiasDenden
@JosiasDenden Жыл бұрын
Merhaba Kbur haw
@natuteklu2959
@natuteklu2959 Жыл бұрын
​@@alive3058 xegem yelen yekale eyu bro
@natuteklu2959
@natuteklu2959 Жыл бұрын
​@@JosiasDenden selam dyu josi information kehebeka eye rekebeni
@henoknuguse
@henoknuguse Жыл бұрын
Anta brother eta America ko xbuk gerka zeyxhafkaya kemey geru kselteka
@teameema9832
@teameema9832 Жыл бұрын
Herzliche willkommen
@karozimathestar929
@karozimathestar929 Жыл бұрын
ናይ አሜሪካ ዝተዛረቦ ትክክል እዩ ኣነ አብኡ የ ዝነብር
@falaema9711
@falaema9711 Жыл бұрын
ጸሊም ክትሰርሕ ከቢድ ዶ ? ደሞዝ ኣለዎ ዶ ? ስራሕ ክትረክብ ከ ቀሊል ዶ፡ማለት ግዜ ይወስድ ኣይወስድን ? ተገዲስካ መለስለይ ሓወይ
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q Жыл бұрын
America ሓያል ዓዲ እዩ ተጠንቀቁ america ንsingl mom ከማን ኣይሕግዙን እዮም እና ተጻገመት ደም እና ነብዐት እያ ሰሪሓ ገዛ ክራያን ካልእ ማልእን ትኸፍል ሱቕ ኢልኩም ኣይትግየዩ::ሕሰብዎ ቆልዓ ሒዝካ በይንኻ ከመይ ከቢድ ምኻኑ
@user-ty2lt6uu3v
@user-ty2lt6uu3v Жыл бұрын
Abzias xebuk altom ezen fezazwat serihn yenbra
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q Жыл бұрын
@@user-ty2lt6uu3v 🤭🤭🤭😀😀😀
@davrecords7849
@davrecords7849 Жыл бұрын
ኣብዚስ ፈጢርለን ንፋሚሊ ብፍላይ ብኮፍካ ይቅሉቡካ ወላ ሲንግል የልምሰካዩ በር ከንብሩካ ይክአሉዮም ።
@dollasemer532
@dollasemer532 Жыл бұрын
Singel mam dea Eropa eu teum
@earlybird4298
@earlybird4298 Жыл бұрын
ኣመርካ ናይ ደቂ ማማ ኣይኮነን ንኹሉ ክኽእሎ እየ ኢልካ ንሓንጎልካ የእምኖ ሕስብ ቅድሚ ምብጋስካ
@yohanneszegergish8438
@yohanneszegergish8438 Жыл бұрын
እዋይ ኤርትራዊ ዕደ'ስ ፡ ዋላ መንግስተሰማይ ኣትዩ ውን ሲኦል ይበልጽ ዝብሎ እንተረኺቡ ሲኦል ክንቆትዩ፡ 😔 😭
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Жыл бұрын
Abu temesgen tezeylkum ab ameria mexikum wn temesgenaytblun ekum miknyatu abzelekyo tezeyamesginka wey tezeyagibka b zeytfelto adi sgab tlemdo wereqet mudungay tehawiswo dima zigedede ykewn malet eyu
@tesfamariamfsahaye7910
@tesfamariamfsahaye7910 Жыл бұрын
Amen amen
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Жыл бұрын
This person looks like a little bit Lazy.He came to US without having full information.
@nebaigbrehiwet2886
@nebaigbrehiwet2886 Жыл бұрын
Gidefu aytmxu elnakum abikum fetinalkum kelena werket yele srah ab America 🇺🇸 ab Latin ka kebid eyu etom police 🚔 serkti eyom ente hizomka ka mitraz eya genzeb ente zeyhibkayom wey pass natka ente siloma America mitaw yelen endegna ab jangle ka btami kebid eyu abu msana ztegodu nerom msana xedfi alo wihj chika may kiharimeka eyu zwil shefatu alewu mechem midnakum misma kab abekum fetnwa
@natnaelghidey4098
@natnaelghidey4098 Жыл бұрын
No stress before more stress now
@yoditabrhalye1169
@yoditabrhalye1169 Жыл бұрын
Hiii Jose kemey alke aeb serhka awatn aslton yemnyle telfonk dalye nayre
@meritesfaxibah8934
@meritesfaxibah8934 Жыл бұрын
Hawey teqeblni ybli xenhis ! AB mongo ka sebat telaleye mis famille texge aleku ybil alo so hawi ente alewo slmntay mis sebat texgu alo ? Kemu win Nay ticket 3000 wede ilu N Colombie mekdin memxin kab 900€ksab 1000€ eyu zibexih wala directeur qurixka
@bt2617
@bt2617 Жыл бұрын
ኣጸቢቁ ኣብኡ ይሓይሽ , ሰብ ገንዘብ ክብል ይጠፍእ ኣሎ ኣሕዋት
@yonasgebreyohannes8805
@yonasgebreyohannes8805 Жыл бұрын
Guys if u get truck driver job guarantee you have over 10:000 usd dollars
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 Жыл бұрын
ሓወይ ናተይ፡ ኣነ በዚ ዝፈልጦ፡ ጥራሕ ኣስታት 8-10 ዝኾኑ ኣብዚ ኣነ ዝቕመጦ ስቴት ዘለዉ ኤርትራውያን ትራክ ጀሚሮም ዝነበሩ እሞ ስራሕ ኣዝዩ ስለዝዘሓለ፡ ካብ መኪና ወሪዶም ካልኦም የነድዩ ኣለዉ። ገሊኦም እሞ ኸኣ ዕዳ ተሰኪሞም ካብ መኪና ወሪዶም ኣለዉ። ስለዚ እቲ ኩነታት ብልክዕ ክንገልጽ ክንክእል ኣለና፡ ሰባት ኣብዘይተደልየ ነገር ከይነውድቕ።
@rgatteweldemdhin203
@rgatteweldemdhin203 Жыл бұрын
@@peacfuleri8147 ya heway natey tkkel aelka eisu eiyu eiti heki
@African499
@African499 Жыл бұрын
@@peacfuleri8147 abynye state dea tekmett
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 Жыл бұрын
@@African499 ፍሎሪዳ
@ygttv557
@ygttv557 Жыл бұрын
Nay Canada kea amxalna eka ayenay eyou zibelexe
@asterb9436
@asterb9436 Жыл бұрын
Canada 🇨🇦 the best 👌
@ygttv557
@ygttv557 Жыл бұрын
Abey aleki
@setantaasmera8359
@setantaasmera8359 Жыл бұрын
He doesn't know,
ለሚን ሓበሻ እንዳበለ ንኩላ ሓበሻ ለኪምዋ
13:24
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 55 М.
ዲያቆን ወደይ ምስ ኣዲኡ ጠሊሞሙኒ
18:15
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 78 М.
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 48 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 23 МЛН
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 25 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН
Wedi Mobae 🦁💙💙💙 ወዲ ሞባእ
9:04
MB Entertainment
Рет қаралды 10 М.
ኣደይ ንሓወይ ካብ ዓርኪ'ቦይ ያ ወሊዳቶ
18:16
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 84 М.
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 48 МЛН