ቅድመይ ምስ የዕራብን ናይጀርያን ትዘዉር ኔራ

  Рет қаралды 132,740

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

4 ай бұрын

ቅድመይ የዕራብን ናይጀርያን ትዘዉር ኔራ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#yosiefbrhane#eriboy81TikTok

Пікірлер: 443
@MM-di5vm
@MM-di5vm 4 ай бұрын
ደቀንስትዮ ባህለን አጥፊኤን አብ ብዕልግናን ጸይቅን እየን ተዋፊረን
@user-yp6vg3bz4v
@user-yp6vg3bz4v 4 ай бұрын
Betekekel gedefewn eziom ayrebhwen eyom
@brhanalem5387
@brhanalem5387 4 ай бұрын
ዋው ! ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኣምላኽ ኣጽኒዑካ ፉሉይ ሰብ ኢካ ልክዕ ከም ከምሽምካ ዮስየፍ ናይ መጽሓፍ ቁዱስ ብዙሕ ሽግር ይረክብ እሞ ኣምላኽ ግን ኩሉግዝየ ምሱ ነሩ ኣምላኽ ይባርኽካ❤
@temesgenamlak7598
@temesgenamlak7598 4 ай бұрын
Nay bhaki Abi seb , enshalah zhashet yfetrelka
@wediosman5487
@wediosman5487 4 ай бұрын
ብጣዓሚ ንፉዕ መንእሰይ፡ ሓቀኛ ሰብ ካብ ዘረባኡ ፍሉጥ ኢዩ። ሓው ጆሲ ኩሉ ተቅረቦ ጽቡቅን ማሃሪን እንድዩ ግን ሓደራ ናይ ሓደ ሰምዕካ ናብ ሜድያ ምቅራብ ተኮጠበላ ኢካ፡ ንጽቡቅ ሰራሓካ ግን Dankeschön 😊
@FerwineHmekiel-pj7lx
@FerwineHmekiel-pj7lx 4 ай бұрын
Thank you brother for good service God bless you ♥️♥️♥️🙏🇪🇷peace
@sandrosdet2895
@sandrosdet2895 4 ай бұрын
Super Hero eka Hawey Ajoka Niska Betia zeleka tiray teguaz bless you and your kids ❤
@Akiteylove
@Akiteylove 4 ай бұрын
ዋይ ጆስያስ ሓወይ መጋባእያ እንበር ቀይሮሙካ በል እስከ ኣብ ልቦም ይምለሶም በዚ ኣጋጣሚ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን 2024 ይግበረልና ይግበረልካ
@henokteklay7540
@henokteklay7540 4 ай бұрын
What a guy 👏🏽 bless him
@mahariberhane8776
@mahariberhane8776 4 ай бұрын
እዚ ወዲ ዝዛረቦ ዘሎ ሓቂ እዩ።
@heriefi3178
@heriefi3178 4 ай бұрын
Bi kemey
@Wedihzbi1
@Wedihzbi1 4 ай бұрын
ድግና ወዲ❤
@robitete3838
@robitete3838 4 ай бұрын
ኣነ ግርም ኣለኹ 3ተ ዓመት ሙሉእ ሲንግል😜😂 ናይ ገለ ዛንታ ምፍልላይ ክሰምዕ ከለኹ ግን እእእ ኢኹም ብሓቂ፤ዘይትወሓሓጡ እንተ ኾይንኩም ብበወገና ናብ ዝቀደወና ኢልኩም ዘይትፈላለዩ እንታይ ኣምጽኦ ማዕጾ ሰሬካ ፡ሓጹር ነጢርካ ..... ባእሲ😂😂
@silenceofsky4875
@silenceofsky4875 4 ай бұрын
Nska dea fresh endika 😂 10 anni zgeberna alena 😂
@fevengile7229
@fevengile7229 4 ай бұрын
@@silenceofsky4875😂😂😂😂ged rekibkum mo
@Wsdf-vd1pd
@Wsdf-vd1pd 4 ай бұрын
😄😄😄😄😄
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 4 ай бұрын
ኑፉዕ ናይ ክልተ ዘረባ ከይሰማዕካ ኣይቲፍረድ አዩ❤❤❤
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 4 ай бұрын
ወይ ጉድ 😌ኣብዚኣ መጺኹም ጉድኩም እንተተዋጻእኩም'ሲ መን ይረብሕ ዩቱበበራት😊መን ከ ይዋረድ ክልቴኹም ስድራኹምን ንዓና ወን ከም ሕብረተሰብ ሓዊስኩምን😢😢😢😢 ብጣዕሚ ተሕዝኑ ቑሩብ እባ ሕሰቡ መስሓቒ ሸራፋት ኣይትግበሩና እዞም ጉኑፋት ዩቱበራት ብዛዕባ ገንዘቦም እምበር ብዛዕባ ሕብረተሰብና ዝግድሶም ኣይኮነን😢😢😢😢
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 4 ай бұрын
ባዕሎም እንዲዮም ዝድውሉ ዘለዎ መን ከብዶም ረጊጽዎም ናብዚ መጺኦም ቱቱት ዝብሉ
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 4 ай бұрын
ኖርማል እዩ ይቃላእ 😮
@BerhaneSimon
@BerhaneSimon 4 ай бұрын
Bravo
@destalibey6435
@destalibey6435 4 ай бұрын
Eway you tuber dia genizebu u zegedso akiribelina ento elemo dia entay kigebr mhret dia yewiridelina ember
@meronmengstab3842
@meronmengstab3842 Ай бұрын
Gudan kwxe alewo
@waltahager2728
@waltahager2728 4 ай бұрын
Es ist schön , dass du ihn eingeladen hast, damit die Zuschauer auch erkennen, wo das Problem liegt. Ich denke, was Sie erzählte hat, sind alles ausgedacht.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 ай бұрын
ናይ ኣወዳትና ጸገም ንሓዳር ብሃነይነይታ ወይ ብኣጋጣሚ ስለትኣትውዎ ኢዩ እቲ ጸገምኩም ። ካላኣይ ከኣ በይንኻ እስኳብሊ ኮይንካ ምጽናሕ ሞት ከይኑ ይስመዓኩም። ሳልሳይ ሲንግል ከለኹም ትኸድዎ ዝነበርኩም ኣካይዳ ሓዳር ምስ ገበርኩም ትርስዕዎ ሲንግል ዘለኹም ኮይኑ ይስመዓኩም። ራብዓይ ምስ ተባኣስኩም ኣብ ዓለም ንሳ ጥራይ ጓል ዘላ ይመስለኩም ።
@efremwelday1327
@efremwelday1327 4 ай бұрын
ታይ ክትብሊ ከምዝደለኽስ ምርድእ ስኢናኪ ታይ ኢዩ ጎደልኡ ዚ መንእሰይ ዘይዝረበክን ኮይኑ እንምበር ግሃንብሳት ኮ ኢኺን
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 4 ай бұрын
😂😂 eti wishima mhaza adnikiya aleki mesleni
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 ай бұрын
@@efremwelday1327 ትግርኛ ኮ ኢየ ጺሒፈ መስለኒ ዘይርድኣካ ደኣ? ስቅ ኢልኩም ድርግም ኣይትበሉ ናብ ሓዳር ካብ ዳሕራይ ተእውዩ ወይ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ጋሃነብእሳት ከይከዓወኩም ጓል ሪኢና ኢልኩም ኣይትጉየዬ ኣስተውዕሉ ናይ ርሑቅ ጠምቱ ይብለካ ኣለኹ ሕጂ ኸ ተረዲኢካ ዶ? ?????
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 ай бұрын
@@fishktaameley7842 ኣዝየ የመስግነኪ ክብርቲ ሓፍተይ።
@resomoscar6112
@resomoscar6112 4 ай бұрын
Entay tbli galey 😂😂
@eyesabtesfamariam-pu9rc
@eyesabtesfamariam-pu9rc 4 ай бұрын
ሓውና ኣጆካ ካብዛ ሰብ ምፍልላይካ ዕድልነኛ አካ❤❤❤❤❤❤❤ ኣጆካ።
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 4 ай бұрын
እዚ ወዲ ከማን ጥዑይ ኣይመስልን ኢዩ ኩሎም ሓደ ሰራቒ ይመስል
@medafish9032
@medafish9032 4 ай бұрын
Ane yfelto ye atieye abzi Adi msana U znebr ezi wedi btaemi tauy qunue gerhi seb U Nay srah seb U gn hmak rekibu bsenki grhnetu abzkedkayo amlak yhalka 🙏
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 4 ай бұрын
Egzabher Amlak mhret yewrdelna
@nosacurry4257
@nosacurry4257 4 ай бұрын
Happy new year Josie bro
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ንጽህና ዘይብልካ ጉዳይካ ንሰብ ዩ ትዩብ ምንጋር መፍትሒ ኣይኮነን ዋላ ሓንቲ ዘይትፈልጦ ሰብ ጓል ይኹን ወዳ ተቀዳዲምካ ኣብ ዓራት እንታይ ኣምጽኦ ቁሩብ ሕማም ጥንሲ ሰብኣውነት ዘይብሉ ስራሕ ኢዩ ብዙሕ ሓቂ ዘይብሉ ትዛረብ ኔሬ ሽፍትነት ናይ ወዲ ሓደራ ልበወለ ኮይኑ ይስምዓኒ እዚ ዝህብዎ ዘለዉ ቃል ሒዞም ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ከለዉ ሲ የሕፍር
@mahariberhane8776
@mahariberhane8776 4 ай бұрын
100/100ሓቀኛ እዩ እዚ ወዲ
@mbrakgigi2922
@mbrakgigi2922 4 ай бұрын
Iway xegem Agoka 💐
@ZebibDaniel
@ZebibDaniel 23 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉sebay eka nska amlak yhagzka
@freedompeace3359
@freedompeace3359 4 ай бұрын
ክትርእያ ኮለካ ዕዋላ ትመስል። ናይ ቀደም ግዜ ይበልጽ። ሕማቅ ግዜ ሐንቲ ጓል አብ ማስ ሜዲያ ሐፍ ሐፍ ተበዚሓ ዒላምአ ፍሉጥ። ጓል ነብሳ ተክብር ትክበር። አይኮነትን ናታ ጉዳይ ኢዩ። ንሰብ ክትጎድ መሰል የብላን ። ሕፈሪ
@user-li9cx8jv4w
@user-li9cx8jv4w Ай бұрын
Josi bruk amlak misaka ykun🙏🏽 kexlo❤
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 4 ай бұрын
Selam josi
@betifish3396
@betifish3396 4 ай бұрын
ይቅረታ እንታይ ኢዩ ሽግርካ ኣብ መድያ ምውጻ ኣቱም ሰባት ናብ እዝጋብህር ንጥራዕ😂😂😂😂
@Wsdf-vd1pd
@Wsdf-vd1pd 4 ай бұрын
😄😄😄😄😄😄
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 4 ай бұрын
Young Chef, I think this is private issue, leave them find a solution almost social problems are very complicated.
@LoveLove-uv6mj
@LoveLove-uv6mj 4 ай бұрын
ስእሎም ሪኢኻ እኮ ትፈሪዶም
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 4 ай бұрын
😂😂😂
@ta-sy6up
@ta-sy6up 4 ай бұрын
እዋእ ክስእሎም 😂😂
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 4 ай бұрын
Zegerm iyu zey behlna
@Abrahamwedikeshi
@Abrahamwedikeshi 4 ай бұрын
Selam selam josi Ruhus hadush ametn ldetn .bkemey knrekbeka nkeel kab Münister west eye
@Wawa61919
@Wawa61919 4 ай бұрын
ደቂ ኣንስትዮና ግን እንታይ ትኾና ኣለኽን ንዕነ እባ ሰብ ኩና ካብ ስድራና ዓድና እንተ እንተ ተፈላለና ካን ዲና እቲ ሰባውነት እቲ ፍርሃት እግዝያበሄር የለን በጃኽን ሰብ ኩና 💔
@MM-di5vm
@MM-di5vm 4 ай бұрын
ትክክል ደቀንስትዮ ባህልና እጥፊኤን አብ ምንዝራናን ዕውልናን እየን ተዋፊረን
@sabasabina5346
@sabasabina5346 4 ай бұрын
ንስኹም ከ ጻድቃናት ዲኹም ?ሰብ ነብሱ ጥራይ ኢዩ ከዐሪ ዝኽእል ካብ ዓሰርተ ግዜ ንደቂ ኣንስትዮ ምውቃስ.
@Wawa61919
@Wawa61919 4 ай бұрын
@@sabasabina5346 ብፍጹም ኣይኮናን ንሕና ግን ንስኽን ዝገበርክናና ንኸዉን ኢና ከመይ ኢለ እሞ ከረደኣኪ ማለት ኩሉ ኣብ ኢድክን ዩ ብሚእታዊት ክረአ እንከሎ ማለተይ የ ስለዚ ካብ ስራሕ ክንኣቱ ክንፈር ብጽቡቅ ብሰላም ተቅበላናን ተፋኒዋናን እንተ ኮንክን ንገብረክን ዩ ዝጠፋና ኩሉ ክንኮነልክን ኣብ ቀረባ ኢና ተረዲእኪ ክኸውን ተስፋ ይገብር
@achuoma289
@achuoma289 4 ай бұрын
Gud rekiben dekenstiyo tezey tnwnwenis men mexdefeni zbil msla alo nsukum wun adeb gberu bselam dekna keneebi bflay endhr hmak agatam koinu tefelalyen bejakum ab resi xegem tewesaki xegem aytkunu hansab hatitkum endhri anes bselam dekey keebi eye zdeli sorry zhawey elatka beka selama haba
@MulgitaTekle-wt5iy
@MulgitaTekle-wt5iy 4 ай бұрын
Gahba ​@@sabasabina5346
@senaitzeremaryim4225
@senaitzeremaryim4225 4 ай бұрын
Anta josyas nay ansti bela beloe
@Ayngage
@Ayngage 4 ай бұрын
15 second mis semaekwo neti dzareb zelo...? Comment kitsehif endabelku...natka comment anbibeyo. Kiamin aykilin eye! Anstis bun (coffee) indaseteya ekua yhamya. Ezis ayhaFirn dyu...? Men khafrelu eyu delyu? The good thing? The viewers are disappearing.
@samuelson2010
@samuelson2010 4 ай бұрын
Habesha kem whej ms zmexe tifozo mkan gdefwo netia gual tdgfwa nerkum hji kea nezi wedi kem kecha gmtl gmtl kab mbal comment kab mxhaf akli gberu toblok toblok aytbelu kem hamema
@CatdogCatdog-uv5ku
@CatdogCatdog-uv5ku 4 ай бұрын
Toblok tilik dea natna endya😅
@samuelson2010
@samuelson2010 4 ай бұрын
@@CatdogCatdog-uv5ku ms zmexe mguaz kem whji koynu bejaka eba ab eeznom ngereley😃
@Rahwa20156
@Rahwa20156 4 ай бұрын
Lipton do ኮይኖም 😭😭🤔🤔
@user-lp7ej7wr2k
@user-lp7ej7wr2k 4 ай бұрын
ሓበሻ መማቕርቲ ጻዕዳ ሽጉርቲ ኣብ ኩሉ ዝኣቱ ክክክክክክክክክ
@bett580
@bett580 4 ай бұрын
​@@Rahwa20156😅😅😅
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 4 ай бұрын
Ezia btienea aykonetn amlak netom deqa yirie, anta abuom yelen endiyu kon😢😢😢😢😢
@yoni8181
@yoni8181 4 ай бұрын
ጽቡቅ ውሳነ ኢካ ወሲንካ ዛዓረክይ .
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 4 ай бұрын
Ezen awalid tebalashiyen eye bhaqi
@user-cg5db2rd6q
@user-cg5db2rd6q 4 ай бұрын
Selam ahwat ezen ab germany zelewa awald bzuhat alewa zetekala polis wegen natey sle zkonu tegbaraten kshifna kbla nab polis kedimen keyden zeygeberkayo elen zkesaka gn ezgabiher xnat hibna nkulu xerna nkeyd alena ❤
@berekethaile4779
@berekethaile4779 4 ай бұрын
Danke Herr dendan deine information du bist immer noch super junge bitte kontenuye❤❤❤
@rxlam2287
@rxlam2287 4 ай бұрын
እዞም ሰባት ይኽፋእ ይጸብቕ ሓውናን ሓፍትና እዮም ። ጸግዕን ወገንን ከይሓዝና ንኩነታቶም ላምባን በዚንን ካብ ምድፋእ ንጠንቐቕ ። ኣብዞም የሕዋትና ዝወረደ ኣብ ማንም ክወረድ ይኽእል እዩ ነቲ ሰብኣዊ ክብረቶምን መሰሎምን ኣይንጉድኣዮ ። ናታ ወይ ናቱ ስም ብምጥፋእ ዝጥቀም ወላ ሓደ የለን ። እዞም የሕዋትና ሎሚ ፡ ኣብ ሕርቓንን ህልኽን ስሚዒት ኮይኖም ዝባሃህልዎ ነገራት ልቢ ኣይትሃብሉ ። ትማሊ ብፍቕርን ምትሕሳብን ብሓደ ከምዝነበሩ ዘይምርሳዕ ። ኣብ ናይ ክልቲኦም ጉዳይ ንጹህ ሰብ የለን ። ብሓደ ኔርካ እንተተጋዲፍካ እቲ ጌጋ ኣብ ክልቴኻ ፡ ሓልፍነት ክውሰድ ዝግባእ ድማ ክልቴኻ ኢዩ ። ነዚ ሓውና ክብሎ ዝደሊ ኣጆኻ ሞራል ግበር ምናልባት ስመይ ኣብ ዩቱብ ስመይ ኣኽፊኣቶ ኢልካ ልባኻ ኣይቕሓር ። ሞራልካ ዘበራትዑን ጽቡቕ ክስምዓካ ምስ ዝገብሩ ሰባት የእምሮኻ busy ግበሮ ። ኣምላኽ ኣብ ሂወትካን ስራሕካን ሰላምን ሓጉስካን የብዝሓዮ ። ንሓፍትና ድማ ኣብ ማስ ሜድያ ወጺኢኺ ግላዊ ሂወትኪ ምዝሕዛሕ ምውንጃልን ልዕሊ ኩሉ ንነብስኺ ፈጺሙ ዝጠቕመኪ ኣይኮነን ። መሊሱ ነዚ ዘለኪ ጸቕጢ እዩ ዝያዳ ዘኽብደልኪ ። ልዕሊ ኹሉ ድማ ንዓኺ ዝጥምቱ ቖልዑ ኣለው ። ምእንትኦም ኢልኪ ኩነታት የእምሮኺ ዝምሓየሸሉ ሓገዛትን ምኽርታትን ክትረኽቢ ፈትኒ ። ጽባሕ ንግሆ ናብ ነብስኺ ምስተመለሲኪ ነብስኺ ምስ ፈለጥኪ እዚ ናይ ሎሚ መፍትሒኡ ቐሊል ከም ዝነበረ ክግሓደልኪ ኢዩ ። ኣምላኽ ውሽጣዊ ምርግጋእን ናይ የእምሮ ሰላምን ይሓብኪ ።
@esromyosief6376
@esromyosief6376 4 ай бұрын
እንቋዕ ኣይቀተልካያ ኣድኒቀዮ ትዕግስቱ ናይቲ ወዲ ኣጆኻ ሕጂ ውን ብዛዕባ ዕላማኻ ጥራይ ግበር
@sabasabina5346
@sabasabina5346 4 ай бұрын
ንዓርኩ ዘይ ተቀየመሉ ንዓኣ ጅግና ኮይኑላ.
@esromyosief6376
@esromyosief6376 4 ай бұрын
@@sabasabina5346 ምስ ዓርኩ ድኣ ተባቲኹ ይኸውን እምበር ሳቢኖ 😊
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
​@@sabasabina5346እሳ እንዲያ ሰብርይቱ ኔራ ዓርኩ ኮ ጋና ኢዩ ካብ ጋና ጽቡቅ ኣይትጽበን
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
ከይፈለጥካያ ጹቡቅ ገርካ ኣብ ገዛኻ ኣምጽካ ጠርንፍካያ ኣብ 3ወርሒ ዘይመልእ ከኣ ተፈላልኩም ኣብ ገዛኻ ምስ ካልእ ደቂሳ 😭አዋይ ሰደት ጸኒሕና ግለ ክንሰመዕ አና 😭
@mgmedia9945
@mgmedia9945 4 ай бұрын
Betami eyen zehzena😢
@titihailu058
@titihailu058 Ай бұрын
😢😢😢
@hidrihager3536
@hidrihager3536 Ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ቡዝሓት ኣዋልድ ኣለዋ
@user-ki7pc6ce3b
@user-ki7pc6ce3b Ай бұрын
ግረም መፍተሕ አብ በሰምድየ ከይን ወዐለና እግዚአብሄር ናብ ልበና ይመለሰና😢
@asmarah3174
@asmarah3174 4 ай бұрын
ቅድሜካ ምስ የዕራብን ናይጀርያን ትዘውር ምንባራ ገበን ትሓስቦ እንተኔርካ ሓሲብካ ዘይትኣይዋ። ቅድሜካ ዝነበረቶ ርኢካ ዘቅርብ ኣይነበረካን ሕጂ ንክትከሳ
@jonnyl9119
@jonnyl9119 4 ай бұрын
Malet dhar u berihlu ber ay'amnomn neru
@Redairise
@Redairise 4 ай бұрын
ዋላ ብመዓኮራ ኣግፊሖማ ኢዮም እዚኣ ደኣ :: ተረፍ ናይጀርያን ዓረብን ደኣ እንታይ ክተርፋ
@user-di4bi6by7v
@user-di4bi6by7v 4 ай бұрын
Neski kemu sle tgeberi diki tesekifeki
@sabasabina5346
@sabasabina5346 4 ай бұрын
@@Redairise ስቅ በል ገፊሕ ማዓኮር ሉጢ
@Redairise
@Redairise 4 ай бұрын
@@sabasabina5346 ኤርትራውያን made in ጥልያን
@huruymelke6053
@huruymelke6053 4 ай бұрын
አዚ ወዲ ብጣዕሚ አዩ ቁኑዕ
@user-ts6pv2jv5o
@user-ts6pv2jv5o 4 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ፕሮግራም ካብ ዘይብራሃንን፡ ትምህርቲ ዘይረኽበሉን ፕሮግራም ኢዩ፡ ክልተ ሰባት ተፋቂሮም ብሓባር ክነብሩን፡ ኣይተሰማምዑን ተፈላልዮም ክነብሩን ንቡር ኢዩ፡ ንዓይ ሓድሽ ዝኾነኒ ግን ኣብ ሕጊ ከይድካ ፍትሒ ኣክንዲ ምድላይ ኣብ ዩቱበራት መጺኻ ንሳ እባ ንስኻ እባ ክትብሃሃል ግን እንድዒ ኣይርዳኣንን
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 4 ай бұрын
ትሕብረተሰብ ንክርደኦ እዩ 👌
@wedigebre2647
@wedigebre2647 4 ай бұрын
ዝገርመኒ ነገር ነዓይ ናይቲ ዓርኩ እዩ,
@ta-sy6up
@ta-sy6up 4 ай бұрын
ፈቲኻያ ሕዝካያ ናትካ ጸገም እዩ ጠባያ ንምፍላጥ ዘጸግመካ አይመስለንን ብሀነነይታ ኢኻ ዓዊርካ ንሳ ብዙሕ ዝረአየት እያ ንስኻ በንጻሩ ❤ 😢
@samjungemann8063
@samjungemann8063 4 ай бұрын
Resahat nehwaten ybdla mstewedom hmaq wsane MS wesenu haredti yehwatom ybla eza gal yfelta eye btami SDI eya nera
@tesfa7382
@tesfa7382 4 ай бұрын
Oyyy Anes Mtexelelku Kemzi Rekibe Ezgyo
@user-hg6zp1jq8i
@user-hg6zp1jq8i 4 ай бұрын
No hade mstir kenegreka egziabher kekbreka ente koynu neti seytan zekreblka fetene betegsti helefo
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@almazgessesew13
@almazgessesew13 4 ай бұрын
Iam sorry to say this if you have kid you dont bring different man's to your house we have culture and Respect
@helenshifere8150
@helenshifere8150 4 ай бұрын
Right! This is not our culture.
@ShewitfreShewit
@ShewitfreShewit 3 ай бұрын
Josi hawey kerekebe medeleka
@tesfa4514
@tesfa4514 4 ай бұрын
Aytezarebu, genzeb zehabkaya fetikaya ketgeber eilka eika ,halay
@zeruekidane1635
@zeruekidane1635 4 ай бұрын
ሰላም ጆስ ሓወይ ኣነ ውን ከምዚ ዓይነት ተመሳሳል ኣጋጥምን ኣሎ ። ሰለዚ ክረክበካ ደልየ ነይረ ።
@user-zt7hk2cr8n
@user-zt7hk2cr8n 4 ай бұрын
ኣቃእወን ከይ ትገድፍወን ነዘን ደቃሉ
@Halamadrid676
@Halamadrid676 4 ай бұрын
ኣፋንዋ እስኻ ካኣ ናብዚ ኣይተምጻልና ክንሓምም ኣይኮናን ኣብዚ
@freemind5454
@freemind5454 4 ай бұрын
Sntum sebat ezi wedi betferdi aykonen zserh,nsu kemey geru viewers yrekb elu zhaseb ember.
@zebibtesfay7954
@zebibtesfay7954 4 ай бұрын
​@@Halamadrid676😂😂😂😂
@alemgezakeray3370
@alemgezakeray3370 4 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅​@@Halamadrid676
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 4 ай бұрын
ኣንታ አዘን ኣብ ወጻኢ ዝነብራ ኣሪትራውያን ኩላተን አካ አንተዘይኮና ምስ ገደፍካየን ዘይስምካ ሂበን ከጥኣካ ከምዝኮና ክንርዳአ ኣለና፥
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 4 ай бұрын
ዝዓርከይ ኣብ ዕላማኻ ኣተኩር በዝትቡሎ ዘልኻ በደል የብልካን ረስዓያ ጻዕዳ ይጽንሓያ
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 3 ай бұрын
❤️❤️🇪🇷❤️🙏
@TopboySam
@TopboySam 4 ай бұрын
Bro ms zkedet tkid qdmeka msaka kela gn ketefqreka ktgebr nieruka
@howiam1193
@howiam1193 4 ай бұрын
Yehwat gdefu kulkum mfililay zegatim tu gin entay nmbali yu abi mediya wexika mixillam ere nkebabar haqfkiyo aqifkaya tihadir zneberka hmaqin xbuqni zreaka bhade zneberka bay elka zeykeydi entay yu kihgzekum kemzi geruni kemzi gratini😭pls yehwat trgum yeblun 🥰🥰
@FlamingoAdler-yt8kt
@FlamingoAdler-yt8kt 29 күн бұрын
Zeytesema enber zeytegebre yelen
@habentesfankiel8985
@habentesfankiel8985 4 ай бұрын
Jossi hawna nklteom aytemenom ezi hade fetari eyu zfelto men eyu hakena abti zgeremeni kltieom ywenajelu slesi kolom wesasikom eyom zzarebu zelewu
@user-ep4bf6xd8f
@user-ep4bf6xd8f 4 ай бұрын
እዚኣ ሰላም ዓሊግድር እያ ጽቡቅ ገረ እየ ዝፈልጣ ሓሳዊት እያ ሰብ ኣሰኪሓ እያ ሓሳዊት
@hiwat9981
@hiwat9981 4 ай бұрын
ሕጂ እሞ ስንግል ዲካ መዓረይ😢😅 መልስ
@samielbeyene4667
@samielbeyene4667 4 ай бұрын
Zegerim eway awedat nrekbo haderakum ab sdet hadar nabra aytibel pleas sdraka trah ele
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 4 ай бұрын
Josy as a woman I wish she can get some spiritual prayers she need help as traditional way, EU they did care about what she is doing this not good specifically to her kids her family should stupid up in to fixed her back, she need help from her family need get in to bring her out from such behavior
@nitshtimebbrathu9922
@nitshtimebbrathu9922 4 ай бұрын
Amlak yqre ybelelna lomi sebhadar ngebro zelena ,zeyktsemame tkelka gn nebari sened xlena ndeqna aynhdegggg please ,xbah bdeqna knhtettn knwaredn ina abzi mqrab bhaqi giegayu geben yu wn .
@technicaltube4817
@technicaltube4817 4 ай бұрын
90% ኣብዚ ኤውሮፓ ዘለዎ ኣዋልድ ከምዚ ኢዪ ሂወተን
@tekieteweldemedhin290
@tekieteweldemedhin290 3 ай бұрын
Waww kemzi ke alo dyu antn deki nstyo yehwat ageb please nab kali zega kemnkeyd aytgbera hiwet halafit eya
@kusu9977
@kusu9977 4 ай бұрын
Anta hzbie enta ena nkwin zlna mne eyu hakina 💔😭🤔 haki tzrbu
@ameteberhe2062
@ameteberhe2062 4 ай бұрын
Kulen had aykonan emo kabten teyat gal ansteyti ktbexhaka egzabihier qudus fqadu ykunelka zehawey
@user-pw9hj3eq5s
@user-pw9hj3eq5s 4 ай бұрын
Entay gude Eu Mexena Zelo Wedey Amlke hoy Mehret gebrelna betami Zehzen 😢
@S.m27
@S.m27 4 ай бұрын
Ezi wedii Xbuq aloo Ajka zhawey kab hiji bertie nebska halu. Kab selamawit
@user-ck8qu8cd8i
@user-ck8qu8cd8i 4 ай бұрын
What happen People plese it pray pray more to get beter life
@furtunatvnow4999
@furtunatvnow4999 4 ай бұрын
Uffff oyyy gual mukanka txelie😮😢
@goitom4485
@goitom4485 4 ай бұрын
ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ይብሉ ወለድና ። ኩሉ ነገር መበገሲ ኣለዎ።
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 4 ай бұрын
ንመን ክንኣምን ኣብ ሓደ ኣምጺኻ ኣዘራርቦም 🎉
@temesgenamlak7598
@temesgenamlak7598 4 ай бұрын
Ane neza Gaul yfelta eye,nsu xbuk alo
@filmawimeqsen6378
@filmawimeqsen6378 4 ай бұрын
Ezia hiwet yeblan ane yfelta eye kab sudan libya itali gn zewar eya
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b 4 ай бұрын
ደቀንስትዮ ትግርኛ ብኽርስትና ኣይተጠምቃን
@user-hg6zp1jq8i
@user-hg6zp1jq8i 4 ай бұрын
Yes born egen be goyta yesus
@yikaloasmeret6844
@yikaloasmeret6844 4 ай бұрын
Gelen bmay gelen sean may wey gud 🤔🤔🤔🥺
@heriefi3178
@heriefi3178 4 ай бұрын
Ok endhr wereket zeynebero bi kemey yiserh nieru dehar kia kabey amxiu alekihwa kindzi ziakil genzeb
@merhawinegusse1689
@merhawinegusse1689 4 ай бұрын
Ertrawit gual hilek alewn ms Eritrawi hawen slezi resiewen nab des zbelen ykida
@user-mx6nj5zn8k
@user-mx6nj5zn8k 4 ай бұрын
Bnaymen fkad eyu privat msli wey Seli nay gdayat sebat zltef ab media.
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 4 ай бұрын
እንታዩ ረብሓና፡ ከምዚ ዓይነት ናይስድራቤታት ጸገም ምስማዕና? ? ? አድላይነቱ አይረአየንን/፧? ?
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 4 ай бұрын
ህዝበይ ሽኮር እዚ ጠንቒ ናይ ስደት እንድዩ እንታይ ክንገብር ኩሉካ በቲ ትኣምነሉ ሃይማኖት ጾሎት ዱዓ ግበር ዓድና ሰላም ይግበረልና ኢልካ እምበር ኣብዚ ኣፍካ መሊእካ ዘይትዛረበሉ ዓዲ ኢካ ትነብር ዘለካ ንሱ ንባዕሉ ዓቢ ሽግር ኮይንና ዘሎ እዩ።
@sabasabina5346
@sabasabina5346 4 ай бұрын
ከም ድልየትኩም ክት ሃርምወን ክጥዕመኩም ድዩ?
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 4 ай бұрын
@@sabasabina5346 ሃሪምካ ዝመጽእ ፍታሕ የለን ኮሙ ኣይበልኩን ።
@destaapp9433
@destaapp9433 4 ай бұрын
​@@sabasabina5346😂😂😂😂
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 4 ай бұрын
Ezgyo meharena kursto
@selam6069
@selam6069 4 ай бұрын
@josiasDenden… there is no way of knowing which one of them is telling the truth. And what he is saying is questionable. If he really found her in his own bed with his friend, it is only a natural instinct to have a reaction. 2nd how do we know he did not run away and he still did not say where he is at. I see no point in bringing this type of personal issues to social media. In my opinion it will only lessen your relevance on youtube. I like your other contents like helping people or finding a missing person. Thank you
@user-jy7td5gq8d
@user-jy7td5gq8d 4 ай бұрын
ናዓኣ ሰሚዕካ ንዑኡ ትውንጅሎ ኔርካ ሕጂ ካኣ ነዚ ሰሚዕካ ካኣ ንዓኣ ትዉንጅላ ኣለካ ዘየድሊ ኔሩ ካብ መጀመርታ ኣብ መንጎ ክልተ ኣይእቶን ዩ ዝሕገዝ ዳኣ ምሕእገዝካ በር ከሚ ሲ ኖ
@adindaadinda6590
@adindaadinda6590 4 ай бұрын
Abzi mexeyom shegro zekefel eiom humomat
@sabasabina5346
@sabasabina5346 4 ай бұрын
ወዲ ምስ ወዲ ኢዩ ዘጣቅዕ ዘይ ግድሶም እዞም የእዱግ ሓሰውቲ .
@user-jy7td5gq8d
@user-jy7td5gq8d 4 ай бұрын
@@sabasabina5346 ከጸልማ ከም ዝዛረብ ዘሎ ኮ ፉሉጥዩ እዚ ወዲ ምስ ዕርከይ ደቂሳ ጸኒሓትንስ ተጻዊረዮ ይብለና ዝገርም ካዩ ዘየለ ዘረባ ንዕሊ 6 ዝከዉን ክሲ ጸኒሒዎ ምስ ዛ ጋል 🤣
@user-fe6mh6ld3d
@user-fe6mh6ld3d 4 ай бұрын
​@@sabasabina5346 ብጢዛን ገለ ኣዕራብን ጸለምትን ኣግፊሒማ ክሳብ ትልዚ ማለት ዩ ፎእ ጋሕቡ ከምዚኣ ቡዙሓት እየን 😅
@sabasabina5346
@sabasabina5346 4 ай бұрын
Adeka aboka kemu geruwa @@user-fe6mh6ld3d
@Mantuy189
@Mantuy189 4 ай бұрын
ለባም ጋል ተሳኢና ዘይኾናን ሲንግል ዘለና ::
@meleymekonen9798
@meleymekonen9798 4 ай бұрын
😂😂😂 awedat ke lebamat dikum
@Mantuy189
@Mantuy189 4 ай бұрын
Ane eka aleku hwket
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 4 ай бұрын
Aby allo ete hakie
@Fekarkun
@Fekarkun 4 ай бұрын
Zereba klte keysemaeka aytfred zbhal zereba haki u emo btaemi adnikeka Jossi hawna beti kulu tigebro
@thanksgod8398
@thanksgod8398 4 ай бұрын
ፎእ እዘን ሑሱራት ኣዋልድ
@golsemere5205
@golsemere5205 Ай бұрын
Ayetilkinna eba kindye Nifate kea alwa eko ❤❤
@tekleybio7878
@tekleybio7878 4 ай бұрын
Genzeb do gele tibl aleka endhiri sebytika koina dea Kemey elka genzeb tihatit. eti misa xewatawi rikib zegebrkayo k kendey mebexihe??
@kesiehope1627
@kesiehope1627 4 ай бұрын
Ezi wedi adnikeyo bhidu menfes aser haki flut eu nata kemy zsemakwo bkedamy gn zeybsol welfesfes zbexiho eu grim misims zereba kirdeni mesiu kara awatawitu ybla resehatt eyen haybhaki
@user-eq9xz2vn4x
@user-eq9xz2vn4x 4 ай бұрын
Joss hawey btekrbo medebat hgus eye abzia gin hto alatni kltiom ms polic kterakbom xbuki neru
@Hala-uz6kd
@Hala-uz6kd 4 ай бұрын
Eizi wedi ane yifelto eye mara tiouy seb eyu nisa gin hanti situ mikana kab bizuhat sebat semiea aloku
@user-mg9dt3qs4t
@user-mg9dt3qs4t 4 ай бұрын
Josi ezo gol sdei e
@zemhretfissha2779
@zemhretfissha2779 4 ай бұрын
Srah ansti haha
[Vowel]물고기는 물에서 살아야 해🐟🤣Fish have to live in the water #funny
00:53
Не пей газировку у мамы в машине
00:28
Даша Боровик
Рет қаралды 9 МЛН
May 20/2024 ብርጌድ ንከብዱ ኣብ ኤርትራ Share ንበሎ
23:29
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 28 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 80 М.
ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ
28:50
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 56 М.
🟤 ፍቅራዊ ሓቀኛ ዛንታ ሄርሞን ( part 6)
28:48
[Vowel]물고기는 물에서 살아야 해🐟🤣Fish have to live in the water #funny
00:53