ኣብ እግሪ ተኽሉ 3 ቋንቋታት !!! ምስ ኣዲኡን ኣቡኡን ብበበይኑ ቋንቋታት !!

  Рет қаралды 55,691

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

24 күн бұрын

ኣብ እግሪ ተኽሉ 3 ቋንቋታት !!! ምስ ኣዲኡን ኣቡኡን ብበበይኑ ቋንቋታት !!
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
• ተመርዕያ ከተብቅዕ......ሳዕቤን ...
• ዘይምኖ ዕላል ምስ ኣባል ማትኣን ዳ...
• ዘመነ ግርህነት ሓሊፉ`ዩ # New ...
• ሕልና ኣልቦ 78 ዓመት ዝዕድሚኡ ...
• ንሰበይቱ ለኪሙስ ንጓሉ ከኣ .......
• ወዲ ሓደራን ኣደናቒ ዕላላቱን “ ዘ...
• ብሽክለታ ከም ኣእጋረይ’ያ " ልዕ...
• ብዓልቲ ቤቱ ካልእ ሰበይቲ ደኣ ለሚ...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV

Пікірлер: 301
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 21 күн бұрын
ጭዋ ሄዝቢ t god bless 🇪🇷🙏🏾🇪🇷🇪🇷♥️👍
@tiberihkidane577
@tiberihkidane577 21 күн бұрын
ናይ ሓቂ በሊሕ ቆልዓ ፡ እቶም ጎረቤት ድማ ንዕብየቱ ብዙሕ ኣበርኪቶም እዮም! ❤️🇪🇷❤️
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 21 күн бұрын
ኣምላኽ የዕቢኻ ቱኩር ህጻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ 🙏🙏❤️🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samijamal3536
@samijamal3536 14 күн бұрын
ተሓዋዊሰካ ምንባር ከምዚ ንሪኦ ዘለና ዝተፈላለየ ቋንቋ ናይ ምፍላጥ ጸጋ የውህበካ እዩ ዕድመን ጥዕና ን የሃቦ ምስ ስድርኡ ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ቆሉዑ ድማ ይብዙሑልና ናይ መጻኢ ተስፋ ናይዛ ተፈታዊት ሃገር ሰለዝኾነ::ኤርትራዊ መንነት ፍሉይ መንነት እዩ ናይ በሓቂ❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 21 күн бұрын
❤❤❤ኣሰይ ዝዎደይ ረቢ ይሕፈዝካ ቡሩኽ ቅንያትናጽነት❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@ami_su
@ami_su 21 күн бұрын
ብጣዕሚ ተውህቦ ዘለዎ በሊሕ ትስፍው ቆልዓ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@senaithagos6045
@senaithagos6045 21 күн бұрын
የዕብየለይ ብሩኽ ወደይ አቦኻን አዴኻን ድማ ብጣዕሚ ክምስገኑ ይግቦኦም ቀጽሎ ብዙሕ ራኢ አለካ 🙏❤️🇪🇷🌹❤️🙏
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 21 күн бұрын
❤አሰይ ሽኮሪናታት ተባረኩ❤ የዕቢካ ፈጣሪ ድራር ናይ ዓይኒ ❤ዓይኒ አባይካ ይደፈን
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 21 күн бұрын
እውይይ ሽኮር ምጭው ቆልዓ መልሓሱ ክጥዕም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሕካ
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l 21 күн бұрын
ገለ ዓይነት ቆልዓ ምሉእ ተስፈ ዘለዎ ፊኖ ዝኮና ሓንጎል ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
@melhaswxoat2840
@melhaswxoat2840 Күн бұрын
Eritrea is a very special country in the world. The more you deeding you find great merciless things God bless Eritrea and Eritreans. Abdullah is a gift kid to Eritrea from God.❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 14 күн бұрын
He is gifted,,he will be the next Eritrean president
@AsmeromHailemariam-uq6tl
@AsmeromHailemariam-uq6tl 20 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኮንፈርት ይስመዓካ ጸጋ ይዓድሎ ነዚ ህጻን ከኣ ምስ ፋሚሉ ፣ ንቖልዓ እታ ክከደላ ዝደሊ መንገዲ ኣርእዮ ካብኣ ኣይገልግስን ዩ።
@kisanet4715
@kisanet4715 21 күн бұрын
ሽኮር ፍጥረት ኑፉእ ዝወደይ አድመ ጥናን yhabka🙏💐💐🌷🌷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wegz7962
@wegz7962 21 күн бұрын
God bless you smart beautiful kid 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@tsegino5553
@tsegino5553 21 күн бұрын
ኣባይኪ ሃገረይ ነዓኺ ክሕምሱ ዝፍትኑ ይኸልክለልኪ
@Tesfaxbah1234
@Tesfaxbah1234 21 күн бұрын
Kemti kubur present iseyase afewerki zbelo 4 qanqa fletu 4 qanqa zfelete 4 seb eu tegaru dekey tmharye tbel derfi azekirkumuni eka ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tzeghayeseab1278
@tzeghayeseab1278 14 күн бұрын
ክብረት ይሃብካ ከምዚ ገርካ ግዜ ተጥፋኣሉ ኩቡር ሓውና ጋዘጠና ኣደም ሳልሕ ፡ እዚ ተውህቦ ኣለዎ ናይ ተፈጥራኡ፡ ምስ ዓቤየ በርቂ ክከውን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😄
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 21 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ❤🇪🇷😍👌👍🌹🎉🎉🎉🎉
@gideyalem6475
@gideyalem6475 21 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣላህ ዒነክ ሓቢቢ።
Aguadu - Qnat - ቅናት - Best Eritrean Film 2024  - Part 14 - 14 ክፋል
32:38
He tried to save his parking spot, instant karma
00:28
Zach King
Рет қаралды 17 МЛН
СҰЛТАН СҮЛЕЙМАНДАР | bayGUYS
24:46
bayGUYS
Рет қаралды 797 М.
ኣብ ዝተሓርደ ደርሆ እንታይ ተረኽበ # New Eritrean Video 2024
27:11
እዝኖም ደጊፎም ይስምዕዎ? ኤርትራውነት እዚ'ዩ! ዜናታት ረቡዕ 5 ሰነ 2024
12:26
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 1,6 М.
He tried to save his parking spot, instant karma
00:28
Zach King
Рет қаралды 17 МЛН