"ኣብቲ ዝተቐደሰ ዝረኸሰ" ፃንሒት ምስ ቐሺ ገ/ሚካኤል ዮሃንስ ኣሰናዳኢ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ /Aksum Orthodox Tewahdo Tigray/

  Рет қаралды 12,960

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

6 ай бұрын

Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

Пікірлер: 143
@user-jw7de5pd9m
@user-jw7de5pd9m 5 ай бұрын
በሓቂ ንጥበቢ ይብራህ ሚድያ ቃላት የብለይ እዚ ጀምርካ ዝግደፍ ኣይኮነን እስካብ መጨረሻ ቃፅለሉ ኣቦይ ቃሺ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና
@abebatarektarek6685
@abebatarektarek6685 5 ай бұрын
Amen Amen
@hanamasho3158
@hanamasho3158 5 ай бұрын
Edmen tenann yebzahlkum🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fretgraweyti12
@fretgraweyti12 5 ай бұрын
እሕሕ ክንደይሞ ዘተገበርና 😢 ጋል ጥበበኛ እበር ጋል በላዒ ሰብ እኮንኩን 💪😇ትግራይ ግን ኩሉ ግዜ ንድሕረት አረ ማዓዝ እዩ ዝምዕብል😢😢
@MuluAbreha
@MuluAbreha 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስዕመልና ❤❤❤
@user-hl2wu3rd3m
@user-hl2wu3rd3m 6 ай бұрын
ጥበብ ይብራህ ነዞም ዓበይቲ ሊቃውንቲ ብምቅራብካ ብልቢ ኢየ ዘድንቀካ ኣቦይ ቀሺ ገብረሚካኤል ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለቲ ኩሉ ኣስተምህሮኩም
@user-pe4bo9hu7f
@user-pe4bo9hu7f 5 ай бұрын
Bhaki des zbl tmhrti abona keshi G/mikael kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 5 ай бұрын
አሜን አሜን(3)
@user-fx8hc1ru4j
@user-fx8hc1ru4j 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤
@user-lo4lv8sw8l
@user-lo4lv8sw8l 5 ай бұрын
ርእስይ ዘለወ አውኢ አለወ❤❤❤
@jgsg5356
@jgsg5356 5 ай бұрын
ቃል ሂይወት የሰመዐልና🙏
@abebatarektarek6685
@abebatarektarek6685 5 ай бұрын
Very good explanation
@user-qv2rb8un6p
@user-qv2rb8un6p 5 ай бұрын
❤❤❤
@ry5tgyh982
@ry5tgyh982 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@bdal4966
@bdal4966 5 ай бұрын
Bhaki xbuk agelalexa Ezgiabher Amlak ybarkukum
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ እዚ እኩይ ስራሕ እዚ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን ዘሎ ሓደገይና ክፉእ ባህልን ስራሕን እዩ እዚ ድማ ካብ ሽዋውያን ዝመፀ ናይ ኣጋንንቲ ባህሊ እዩ ።
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf 6 ай бұрын
ክቡር መምህር ና መጋቢ ጥበብ ቃለ ህይወት የስመዓልና ነዘም ክቡር ኣቦና ቀሺ ገብረሚካኤል ቃለ ህይወት የስመዓልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር ኣቦና እዞም ኣቦ እዚኦም ኩሉ ዝዛረብዎ ጥዑም መምሃሪ ሃቐኛ ንጽንተት ህዝቢ ዘወገዙ ኣብ ጨቁን ሰብ ድምጺ ዝኮኑ እዮም እግዝኣብሔር የኽብረልና መጋቢ ጥበብ ይብራህ ዓብይ ክብሪ ኣለና ነቦና ብዙሕ ኣመስግነልና ኣክብረልናን
@user-wq5qu4bt6y
@user-wq5qu4bt6y 5 ай бұрын
አምና አምና አምና🙏🙏🙏
@abebaviard60
@abebaviard60 6 ай бұрын
እዙኹሉ ናይ ትግራዋይ ውድቀት ይበሓል እዙይ እናሰማእና ደቂሰና ዝበርና ሕዝቢ ኢና እቱሕብና ካብሰልጣነ ንምርሓቅ ትግራዋይ አብ ድንቁርና ተቀቢሩ ኽነብር ነሳቶም ንላእሊ ትግራዋ ንቲሕታ እናገበሩ ንነዊሕ አመታት ብመሐይምነት ቁልፊ ተአፊና ንነብረ ነይርና ከምኡ ጊይርኩም አጋልፅዎም አምላኽ የሓግዝኹም አሜን 🙏🙏
@atsedefiseha4129
@atsedefiseha4129 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ካብ መዓር ዝጥዕም ት/ቲ ጥበብ ይብራህ እውን ዕድመን ጥዕናን ይበልና
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 ай бұрын
መጋቤ ጥበባት ክቡር መምህር ዲያቆን ይብራህ ሓውና ኣኣዚና ነመስግነካ ከም ከም እዚኦም ዝበሉ ብፍልጠትን ብሰብኣውነትን ዝማዕበሉ ካህናትን መማህራንን እናምፃእኻ ሃናፂ ዝኾነ ሓቂ ዝኾነ ትምህርቲ ትምግበና ስለ ዘለኻ ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃበልና ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ እውን ይባርኸልካ ኣሜን።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና መምህር ቀሺ ገብረ ሚካኤል ብጣዕሚ ወሳኒ ትምህርቲ ኣመሓላሊፍኩሙልና ኣዮኹም በርትዑ ደቂ እዝጊ ኣግዓዝያን ኣሕዋት ነዞም ሓሰውቲ መምለኽቲ ጣዖት ናይ ኣምሓራ ደቓሉ ድማ ቤተ ክርስቲያን ኣውጊዛ ካብ ውሉድነት ክተሰናብቶም ኣለዋ ።
@Mmm-fr5gt
@Mmm-fr5gt 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ያስምዐና✝️🙏❤
@hfygvyouare45
@hfygvyouare45 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡራት ኣቦታትና✝️💒🙏🙏🙏
@user-wq5qu4bt6y
@user-wq5qu4bt6y 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 6 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. ✝️🙏🙏🙏🤔🌿❤️🌿
@maharifutum3642
@maharifutum3642 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና ጥበብ ይብራህ እውን ንዝትገብርዎ ዘለኹም ተጋድሎ ብጣዕሚ ክብረት ይሃበልና❤❤❤
@hwjshu3727
@hwjshu3727 5 ай бұрын
🤲🤲🤲🤲
@user-hl9nn6tc2c
@user-hl9nn6tc2c 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ንዓካቱም ኣይክልአና ክቡራት መመህራና
@user-lo4lv8sw8l
@user-lo4lv8sw8l 5 ай бұрын
ብሓቅይ ቃል ሂወት የስመዐና❤❤❤
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና።ንሕና ኩሉእምነት ቤትክርስትያንና መርገጺኣ ኣብዚ ጉዳይ ኣፍሊጣትና እያ።ኣነ ዝሓቶ ዘለኹ ቤተክርስትያን ትግራይ ኣብዚ መርገጺኣ ተፍልጥ ንብል ዘለና።ብ ኤርትራ ግን ሳላ እዞም ኣቦታት ኮሪዕና ኢና
@user-kh7vx1qv9q
@user-kh7vx1qv9q 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩካት 🙏🐬🐬🐬🐬🐬🐬
@user-eo6tj8yf1l
@user-eo6tj8yf1l 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦታትና❤❤❤❤🙏
@bestebeste5137
@bestebeste5137 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦታትና 🙏🙏🙏😢
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ኣቦታት❤❤❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kuburat Abotatna ❤
@tigrayadey9268
@tigrayadey9268 6 ай бұрын
ቃለ ሒወት የስመአልና❤ ንጥበብ ይብራህ ድማ እድመን ጥእናን ይሃበልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@maichealgerezgihier8175
@maichealgerezgihier8175 6 ай бұрын
Neay hadas tkoneni zela eza qale hiwet yesmeana tbil qal kabey eya mexiya qdmi hji ayneberetn
@user-kc9eg8mj7q
@user-kc9eg8mj7q 5 ай бұрын
ቃል ህውት የስመዐልና አቦታትና ናይ ባሓቃ ሰበ ይጎዳ አሎ
@user-db9vf7qy2c
@user-db9vf7qy2c 5 ай бұрын
ሕደጋና እስኪ ኩሉኩም ሓደ ኢኪም ለሙስ ጨነቀናኮ ልመን ከም ንኣምኖ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ኦ ጎይታይ ባዓልካ ሓልወና 🙏
@khkhh7727
@khkhh7727 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበለና ወለድናን ኣሕዋትናን ❤
@weghta3315
@weghta3315 6 ай бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏Amen 🙏 kibur Abona kle Hewit yesmalna 💔🙏❤💖💙♥
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 6 ай бұрын
ብሓቂ ክቡር ኣቦና ካብ ሐዚ ኣምላክ ምስትዉዓል ሂቡ ከም ኣድሓነና እምበር ወለዶ ተመሪዙ እዩ ዋ
@fhwfd5492
@fhwfd5492 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርታት አቦታና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@user-hx9kq3yp2h
@user-hx9kq3yp2h 5 ай бұрын
ክብርት ይሃብልና ኣቦታትና🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢😢👏👏👏👏👏ቃል ህወት ይስመዕልና👏👏👏👏
@user-us5fr2jj4l
@user-us5fr2jj4l 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡራት ኣቦታተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@atakltiy63
@atakltiy63 6 ай бұрын
መጋቢ ጥበብ ይብራህ እግዛአብሄር ፀጋ የብዝሓልኻ ፡፡ እትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ ክገልፆ ቃላት ይሓፅረኒ፡፡በርትዕ፡፡
@kbromfasil2795
@kbromfasil2795 6 ай бұрын
እግዚአበሔር ምሳና ዝሐደረ እነተኾይኑ ነምንታይ ነንሕድሕድና ንቃተል አለና
@Hafteok5db2qx9q
@Hafteok5db2qx9q 5 ай бұрын
አሚን አሚን አሚን ❤❤❤
@BerheAbrha-uv6ev
@BerheAbrha-uv6ev 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ቓሺ ገ/ሚካኤል ተመሊሰ ንኻልኣይ ጊዜ ትምህርቶም ስለ ዝሰማዕኹ ፉሉይ ስሚዒት እዩ ፈጢርለይ ብሓቂ ። ሐዚ እውን እናፀናሕኹም ቕልቕል በሉና ኽቡር ኣቦና ።
@ganoush3003
@ganoush3003 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብራት ኣቦታትና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኩም ኣጀኹም መፈፀምትኡ ኣርእይና
@user-ch8md1vh8b
@user-ch8md1vh8b 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ሊቃውንት
@AbrahamZaid-eh4kr
@AbrahamZaid-eh4kr 5 ай бұрын
❤Kel hiwet yesmeana. Kubrat abotat
@efremashebir5446
@efremashebir5446 6 ай бұрын
Qlehiwet yesmealna kburat Abotat Hawuna Diyakon Ybrah Qxlwo
@user-kc9eg8mj7q
@user-kc9eg8mj7q 5 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቃልህይውት የስመዐልና
@rosahaile445
@rosahaile445 6 ай бұрын
Thanks Amen Amen Amen ❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዓልና አቦይ ቀሺ
@user-ss9pk8fy7l
@user-ss9pk8fy7l 5 ай бұрын
💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዔለዮ ኣቦና
@abebaviard60
@abebaviard60 6 ай бұрын
አሜን🙏🙏🙏
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 6 ай бұрын
መምህር ይብራህ ሓወይ ናይ ብፁኡ አቡነ ይዋሃንስ ሰልኪ እባ ትሓባበረኒ
@TibebYbrah
@TibebYbrah 6 ай бұрын
ብውሽጢ ርኸብኒ
@selamkidun8956
@selamkidun8956 6 ай бұрын
Amen ❤
@belaineshtsadik1474
@belaineshtsadik1474 6 ай бұрын
Thanks brother Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏you work hard I am Ansley ❤👍👍👍
@biniamhaile1301
@biniamhaile1301 6 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኩቡራት ኣቦታት መራሕቲ ህዝቢ ኢኹምሞ ቀጽልሉ 🙏✝️💙
@ngstihaileslassie9337
@ngstihaileslassie9337 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤
@tttfff4025
@tttfff4025 6 ай бұрын
Thank you ❤❤❤
@dammamksa1302
@dammamksa1302 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@binyam1578
@binyam1578 6 ай бұрын
ሰላም አቦታት 😢🕊😭✝️⛪️👑☔️😭⛪️😭⛪️😭⛪️🙏🏼💒😇🕊🕊🕊
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 6 ай бұрын
መምህርና አቦይ ቀሺ ገብረ ሚካኤል ቃለ ሂወት የስመዐልና እንኳዕ ብዳሕና መፃእኩም መጋቤ ጥበባት ድያቆን ይብራህ እውን ዕድመን ጥዕናን ሰላምን እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዝሓልካ ።
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 6 ай бұрын
ኩቡራት ኣቦታትና❤
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 6 ай бұрын
ሓቂ ይሃበልና መምህርና ካብ 7 ሚሰጥራት ቤተክርስትያን ሓደ ዝኮነ ሚስጥረ ቀንዲል ንዝሓመሙ ስባት ቅባእ ቅዱስ ዘይቲ እናቀባእካ ብፅሎት ካህናት ዝፍፀም ስርዓት ፈውሲ ደዌ ስጋን ሰርየተ ሓጥያት ዘውህብ ሚስጥር እዩ ነገር ግን ንዝሓመመ ስብ እዚ ስርዓት ምፍፃም ዝተለመደ ኣይኮነን ክሕሰበሉ ኣለዎ ።
@Efrem.2024
@Efrem.2024 6 ай бұрын
Bekexali zeketatelewom abona komos aba Gebremikael bereketom yhderena ❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 6 ай бұрын
❤❤❤😊
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 6 ай бұрын
God help tigray.
@lauremboko7767
@lauremboko7767 6 ай бұрын
❤🙏🙏🙏
@gjch7639
@gjch7639 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 6 ай бұрын
❤️💛🙏🙏🙏🙏🙏
@mabRihit
@mabRihit 6 ай бұрын
❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🕊
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-hx9kq3yp2h
@user-hx9kq3yp2h 5 ай бұрын
👏👏👏👏👏👏
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 5 ай бұрын
አበይ ኔርኹም ጨነውቲ
@user-yb3yt6gu3j
@user-yb3yt6gu3j 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@alemmezegebo5352
@alemmezegebo5352 6 ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-ow2fx1ls5z
@user-ow2fx1ls5z 6 ай бұрын
Qalehiwet ysmana abotat azi abtgray trah aykonen ab adis abeba win zwutur eyu aynlbunoaom ykfetelom
@bestebeste5137
@bestebeste5137 5 ай бұрын
ብፍላይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝብና ብጣዕሚ ትምህርቲ የድልዮ እዩ መንፈሳዊ ትምህርቲ የድልዮ ኣፍልጦ የብሉን እና መማህራን ካህናት በብዓዱ ብስነ ስርዓት ክምህሩ ኣለዎም 😊😊😢
@user-ol1ie8hm4n
@user-ol1ie8hm4n 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😰😰
@abbeyene
@abbeyene 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢
@anisaany6039
@anisaany6039 6 ай бұрын
💒✝️🤲🤲🤲🕊❤
@selamhabtegergisch6894
@selamhabtegergisch6894 6 ай бұрын
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦና
@zenimoges2834
@zenimoges2834 5 ай бұрын
አነ ዝሰማዕኹዋ ግብጺ ፓትሪያሪኽ ትልእኽ ነበረት'ሞ ምእንታን ከይንሥልጥን ጥበብ ክጠፍእ ወይ ከይምዕብል እውን ዋጣ፤ ቀጥቃጢ፣ ደፋእ ድንኩል፣ ቡዳ፣ ጠቢብ፣ ሓሜን ወዘተ እንዳበሉ አጥፊኦምዎ
@user-cn3tb3vv7q
@user-cn3tb3vv7q 5 ай бұрын
እዞም ኣቦ ስብንስብ ኣይበልዕን ኢሎም ዝመለስዎም ደቂ ዓጋመ ብዓይነይ ርአ እየ ብተመሳሳል ፈዋስ እግዝኣብሄር አብዞም ኾይኑ ስራሑ ይስርሕ ኣሎ ቁፅር ህዝብ አብኡ ዝሓወየ ተዝቁፀር ክንደይ ህዝብ እዩ።
@raeyteklit6072
@raeyteklit6072 6 ай бұрын
Kale hiwot yesmaelna kuburat ahwat.tromatized zekone hzbna abaselama kesate brhan tkuret nkhbelu nmhtsen.abona zgeltswo tkekl eyu.
@michealtewelde
@michealtewelde 6 ай бұрын
ቆሞስ እዮም
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m 6 ай бұрын
ኣነ ኣካል ናይቶም ቡዳታት፣ ተባሂሎም ዝተነጸሉ ሕብረተሰብየ! ትገርመኒ ግን እዞም ቤተክህነት መስቀል ሒዞም ክሳብ ሎሚ ይኣምንሉ ብምዃኖም'ዩ፣፣ እዚ ዘመን ዘመን ኣብሮሆት እዩ፣ ሓበሻ ዝባሃሉ ህዝቢ ግን ክሳብ ሎሚ ካብ ውድቀቶም ዘይማሃሩ ፉጡራት እዮም፣፣ ባርራዩ ናይ ግጉይ ስነ ሓሳቦም እዮም፣፣
@fretgraweyti12
@fretgraweyti12 5 ай бұрын
ዋላ ኣነ ከምኪ እየ ብንእተነይ ብጣዕሚ እዩ ዝስመዐኒ ዝነበረ 😢 ጠቢብ ተባሂልካ ትፅረፍ 😢ሐጂ ግን ተማሂረ እየ ጋል ጥበበኛ ብምካነይ ብጣዕሚ እየ ዝኮርዕ
@medhinkonjo5494
@medhinkonjo5494 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@abduljdihs9933
@abduljdihs9933 2 ай бұрын
Hiiiii
@azmeragebremariam4659
@azmeragebremariam4659 6 ай бұрын
Nay bhaki kbrat memhrna hzbna ab kebd chnkn tsebeban wedku lukat kahnate debtera ychawetlu alewu fkrn snitn ketfu kab hzbna Egzabher amlak bayni mhretu yfewsena
@HaftuGebre-my4cv
@HaftuGebre-my4cv 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ጠንቆልቲ ታፔላ ተኺሎም ሕጋዊ ጥንቆላ ኣብ ዝሰርሕሉ ዓዲ እናነበርካስ ክንደይ ጠራዕራዕ እዩ ኣንሕና መፅሓፍ ቅዱስ ዘኣዘዘና ምናፍስቲ ካበይ ምዃኖም ክንምርምር እምበር ክፉእ መንፈስ ከምዘይሕዘና ኣይመሃረናን ካብ ቃል ኣምላኽን ካብቲ ትኽክለኛ ኣምልኾን ክሳብ ዝረሓቕና ብደንቢ እዩ እምበር ዝጫወተና ልክዕ ከምቲ ንበዓል ቀሺ ኪዳኑ እተጋልፅዎ ዘለኹም ካብኦም ዝበኣሱ ጠንቆልትን ደብተራታትን ውን ክተጋልፅዎም ግድን ይብለኩም እንታይ ኢኹም ምንም ከምዘይትፈልጡ ወሰን ወሰኑ ትኸዱ ዘለኹም እንኮላይ ናይቶም ጦንቆልትን ደፋትርን ዳኣ ዘይተቃልዕዎ ወይስ ባዕልትኹም ውን ደብተራታት ኢኹም እሞ ትደፋፍንዎ ኣለኹም?ሰይጣን ኣባና ኣይሰርሕን ዘይኮነ ኩሉ ብሰይጣን ዝሰርሕ ክቃላዕ ኣለዎ። እዙ መፅሓፍ ቅዱስ ሲ እንኳዕ በይንኹም እተንብብዎ ዘይኮንኩም በባኹምስ ጠፊእና ኔርና ብሓቂ ከመይ ዝበለ ሕውስውስ ዝበለ ፍልጠት እዩ ንሰምዖ ዘለና ብመንፈስ ቅዱስ ውልዱነት ኣምላኽ ምርካብ ማለት ብስጋኻ ሰይጣን ኣይሓድረካን ዝብል ትምህርቲ ኣበይ እዩ ዘሎ ህንፃ እግዚኣብሄር ኢኻ ማለት ሰይጣን ክሓድረካ ኣይክእልን ማለት ድዩ? ካብ ናይ እግዚኣብሄር ትእዛዝ ወፃኢ እናነበርካ በየናይ መንገዲ እዩ ሰይጣን ካብኻ ዝርሕቕ ዓለም ብኹፉእ ከምዝተተሓዘት እናጠቐስኩም ከመይ ሰይጣን ኣይሕዘናን ትብሉ ኣለኹም? እስኪ ቅዱስ ጳውሎስ ናይ ኣምላኽ ህንጻ ኣይኮነን ማለት ድዩ?👇 1ይ ተሰሎንቄ 2 (1 Thessalonians) 18፤ ስለዚ ናባኻትኩም ክንመጽእ ደሌና፡ ኣነ ጳውሎስ እኳ ሓደ ሳዕን ካልኣይ ሳዕን ደልየ ነይረ፡ ግናኸ ሰይጣን ዓገተና። 2ይ ቆረንቶስ 12 (2 Corinthians) 7፤ ብምኽንያት እቲ ኣዝዩ ብሉጽ ራእይ እምብዛ ምእንቲ ኸይዕበ ኸኣ፡ ኣብ ስጋይ ግራጭ ተዋህበኒ፡ እምብዛ ምእንቲ ኸይዕበ፡ መልኣኽ ሰይጣን ኪስቅየኒ ተዋህበኒ።
@mulugetakide964
@mulugetakide964 5 ай бұрын
ንሳቶም ብስም አምላኽ አይፃወቱን፣ አይትሕወስ።
@belaykidanu8567
@belaykidanu8567 6 ай бұрын
ሚዛናዊ ክትከውን ተፀቢናካ: ግና ክትከውን ኣይከኣልካን:: ከብ ከይዲ ፀፀት ከተሕድር ኢኻ:: ሓቂ ሓቢረልካ ነይረ:: ግና ክትንክፎ ኣይደለኻን:: ኣብ ከይዲ ድማ ተሓታቲ ክትከውን ኢኻ::
@user-hg6zp1jq8i
@user-hg6zp1jq8i 6 ай бұрын
Neba germa yeamnelu do yekwon keshi gebremunkael
@user-cn3tb3vv7q
@user-cn3tb3vv7q 5 ай бұрын
እዞም አቦ እዝኦም ስብንስብ አይበልዕን ኢሎም ማህተም ገይሮም እናሃቡ እናተባበዑ እዮም ዝስዱ ዘይናእዶም ኣይንሃቦም ዝተፈወስ ህዝብ ይመስክር ግን ሓቅኛ ስብ ብናይ ቡዝሕ ሓስውት ይዕብለል ንሶም እኮ ሓደ እዮም ንእግዝኣብሄር ኢሎም ይፍውስ እምበር ንባዕሎም ኢሎም ተዝኾኑ ከምዘበኑ ብቅርሽ ክገብርዎ ነይሮም ንአብነት ንስኹም ሳብስክራይብ ትብሉ ዘለኹምኳስ ንቅርሽኹም እዩ።😊
ቡን ምስታይ ኃጢኣት ድዩ፧ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:04:42
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 92 М.
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 100 МЛН
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 31 МЛН
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
DEH Engineering
Рет қаралды 10 М.
51ኛ ኤፍታህ live! እንወያይ ( 0927 58 0758 )
ኤፍታህ ተስፋስላሴ Eftah Tesfasilase
Рет қаралды 1,1 М.
"ኣይረሳዕኽዎን"...ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ ኣብ ገዳም ደብረ ኣባይ!
25:32
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 7 М.
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15