"ምስጢር ቐሺ ኪዳኑ" ብበርሀ ኣብርሃ ኣሰናዳኢ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ/Ybrah Kassa/ Orthodox Tewahdo Axum Tigray/

  Рет қаралды 37,339

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

7 ай бұрын

Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

Пікірлер: 491
@medhingebreyesus2578
@medhingebreyesus2578 4 ай бұрын
❤❤❤❤ኣዮኩም ጥበብ ካብ ፈጣሪ እያ ኣብ ጎኑኩም ኣለና ቀሺ ኪዳነ ግን ናብ ሕጊ ይቅረብ
@fayaz3598
@fayaz3598 5 ай бұрын
ማሕበር ኢደ ጥበበኛታት ትግራይ ይዓንብብ❤
@user-wf1yl9he1e
@user-wf1yl9he1e 5 ай бұрын
ከምአቶም ዲኪ😂😂😂
@fayaz3598
@fayaz3598 5 ай бұрын
@@user-wf1yl9he1e እወ::
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
😂😂
@user-my3ss8mu9v
@user-my3ss8mu9v 5 ай бұрын
ኣከያይዳ ኢደ ጥባውያን ብደንቢ ኣስተውዕል
@ItHuu-sr5cp
@ItHuu-sr5cp 5 ай бұрын
😂😂😂​@@user-wf1yl9he1e
@MuluAbreha
@MuluAbreha 5 ай бұрын
ጊዚኦም ኣኺላ የፅበዬ ነይረ ተመስገን ኣምላኸይ🙏🙏🙏
@user-sq5fv1uk7i
@user-sq5fv1uk7i 5 ай бұрын
ደኪሙናን ሰልችዉናን ከይበልኩም ክሳዕ መወዳእታ ፍትሒ ክተምፅኡ ተስፋ ይገብር ❤❤❤❤
@musiesheqa453
@musiesheqa453 7 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል መብርሂ እዩ አብ ኩሉ ከባቢ እዩ ዘሎ ከምዚ ዓይነት ምጭብርባራት
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 7 ай бұрын
ሰላም ተገሩ እዝ ቀሽ ብሕግ ክሕተት ክንገብር ኣለና:: ከም ተጋሩ ብሕግ ግቡእ ቅጽዓት ይወሃቦ ። ከምዝታት ዓበይት ጥፍኣታት ሸለል ክበሃሉ የይብሎምን ።
@user-qo6tp9yj8c
@user-qo6tp9yj8c 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝናኣድ መደብ እዩ ቐጽልሉ
@kibromGideyy
@kibromGideyy 5 ай бұрын
በረኸኛ ይኹኑ ከተመኛ ወንጀል ሰሪሕኻ ምምላጥ ኣይከኣልን።
@davidotes7764
@davidotes7764 5 ай бұрын
You are right ❤❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 7 ай бұрын
ብሓቂ ኩቡር ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር መምህርና ሰላም ንህዝብና ይግበረልና😢😢 ዋይ 😢
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 7 ай бұрын
ህዝቢና ክነቅሕ ኣለዎ ካብ ዞም ጦቌልት መተተኛታት ነፃ ዝኮነት ትግራይ ክንርኢ ናይ እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቃድ ይኩን ኣሜን
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 7 ай бұрын
አረ አይተቸኳል
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 6 ай бұрын
​@@kenyanlove5615ወደይ መን ጠበቃ ጌርካ ንስኻ ሊኢኾሙኻ ድዮም እስቲ ኣናግረኒ ብውሽጢ ሓሳዊ
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@wabo6374
@wabo6374 7 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ጠንኪርኹም ክትቅፅሉሉ ልላቦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝኹም
@debashmitiku1525
@debashmitiku1525 4 ай бұрын
Bravooooo Berhe and tibebe...
@HadguWediTgrayjp5ye
@HadguWediTgrayjp5ye 7 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም ብስሩ ከምዙይ ዓይነት ስራሕ አብ ሃይማኖትና የለን.......ካብ ሽዋ ዝመፀ ልምዲ እዩ ክነወግዶ አለና ከንቃወሞ አለና.........🙏🙏🙏🙏
@user-bd1ku4si8u
@user-bd1ku4si8u 6 ай бұрын
ኣረ ታይ ትብል ወደይ
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 7 ай бұрын
ዋይ ጀኖሳይ ደው ይበል✊ በረሀ ቀይሕ ኣጀኻ👍
@teklemariamhabte
@teklemariamhabte 5 ай бұрын
ኣጆካ ሓው በርሀ ተባዕ መንእሰይ። ጥበብ ይብራህ ድማ እግዚብሄር ይባርኩም
@hiywetmeskel8358
@hiywetmeskel8358 7 ай бұрын
ኣሰይ ሰብ ኣለዋ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን. ይሃብኩም ❤🎉
@lovetigray7773
@lovetigray7773 7 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና ቀሺ ኪዳኑ ወዲ ዓድና እዮም ኣብ ሓንቲ ቦታ ተወለድና ዝዓበና ኢና እንብኣርከስ ቀሺ ኪዳኑ ዝብሃሉ ሰብኣይ ካብ 1995 / 2016 ዓም ጀሚሮም ኣነ ቅዱስ እየ የድሕን እየ ናበሉ ኣብ ፅሙሩን ሕንጣሎን ዘሕፀቡ ዘለዉ እዮም በረኸኛ እየ ዝበሉ ደማ ሓሶት እዩ ኣበይ በረኻ ኣበይ ገዳም እዮም ዝነብሩ እዚ ዉፁእ ሓሶት እዩ ቀሸ ኪዳኑ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ጣብያ መሳኑ ቁሸት ዱር ኣንበሳ ተወሊዶም ዓብዩም ብዓል ሓዳር ኣቦ 8ተ ቆልዑ እዮም በረካ ኣይከዱ ገዳም ኣይከዱ ካብ ሸግር ዝተልዓለ ጎንደር ከይዶም አታ እኩይ ሰራሕ እዚኣ ተማሂሮም መፂኦም ኣየድሕኑ ኣይ ፍዉሱ ኣነ ቤተሰቦም እየ ብዓፀመ ስጋ ንሶም ግን ሰበይቶም ካብ ትዓበድ 13 ዓመት ኣቁፂራ ኣላ ግን ክፍዉስዋ ኮነ ከድሕንዋ ኣይረአናን ትዘገርም ነገር ግን ኣብ ከተማ ዓድጉደም ኮነ ከተማ መቀለ መእለያ ዘይብሉ ገዛዉቲ እናስርሑ እዮም ዝርከቡ በረኸኛ ትብል ቃል ግን ዉፅእቲ ሓሶት እያ ብእግሮም ኣይከዱን በፈረስ እዮም ዝከዱ ዓዲ ድላይ ኣለሙ ቢራቤት ናንኳዕኩዕዎ እዮም ዝዉዕሉ ትሰብ ግን ከም ፈጣሪ እዩ ዝክተሎም ሐዚ ዘለዉ ደቆም ግን 7ተ እዮም ታ ሓንቲ ጋሎም ብሂወት የላን ሰለዚ ድያቆን ይብራህ ሓዉን ምእንቲ ሰብ ክነቅሕ ኣፀቢቅኻ ክትሰርሐሉ ንላቦ😢😢😢😢
@user-oo3lt2th9o
@user-oo3lt2th9o 6 ай бұрын
😢😢😢
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 6 ай бұрын
ትኽክል ሓው ኣነ ፅሙር ዳሃለው የ ዝፈልጦም ምስ የዕሩኽተይ ክንሕፀብ ኬድና ስርሖም ደስ ስለ ዘይበለኒ ሓዲገዮ ምስቶም የዕሩኽተይ ኩሉ ሻዕ የ ዝከራኸር ጠንቋሊ ዮም ናበልኩ ዝሰምዐኒ ግን ኣይነበረን ተመሊሶም ሓሳዊ ኢኻ ይብሉኒ ኔሮም።ሰበይቶም ብዓይነይ ኢዳ ኣሲሮም ብሰንሰለት ገፀን ክሳብ ዝሓብጥ ርእሰን ክሳብ ዝደሚ ዳቀጥቀጥወን ኣብ መሬት ኣውዲቆም ብእግሮም ረጊፆም ፀበል ዳፍሰሱ ክሳብ ሕዚ ካብ ኣእሙረይ ኣይወፀን ።ብጣዕሚ ይገርም ምንም ኣየድሕኑን።
@lovetigray7773
@lovetigray7773 6 ай бұрын
@@user-ti1qy7gk1q እወ ሰበይቶም እስካብ ዛ ሐዚ ስዓት ትኣሲራ እያ ዘላ ካብ ጎንደር ተማሂሮሞ ዝሞፁ ጥንቁልናበር ብፈጣሪ ዝተዉሃቦም ፀጋ ኣይኮነን ሓወኒ ኣየናይ ቅዱሳት እዮም ብማህረምቲ ዝፍዉሱ ናይዚ ሰብ ዘግን ይገርም እዩ
@user-lk7rn6bf3w
@user-lk7rn6bf3w Ай бұрын
ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ብማርያም ብውሽጢ ርከበኒ ወላዲተይ ሓሚማ ኣብቲ ንሶም ዘለውዎ እንዳሩፋኤል ማንጮሎት እያ ትሕፅብ ዘላ ፕሊስ እንታይ ክገብር ከም ዘለኒ ተሓባበሩኒ
@mghsw3508
@mghsw3508 5 ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋትና ጥበብ ይብራህን በርሀ ኣብራሃን ክብሪ ይግባኣኩም🙏❤❤❤
@user-kz7ge1ng9w
@user-kz7ge1ng9w 5 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ወሪዳ እዩ እዝ ዓይነት እሕና ምንባር ቡጣዕሚ እዪ ኣፅልእና ዕድና ላፊተና ፈቆድኡ ስደት ንሪከቡ ኣለና ክቡራት እመሓላለፊት እሕና ፊትሒ ንፅበይ ቡኣኻቱኩም ፅቡቅ ፊትሒ ከምዝመፂእ ንኣምን ኪቡረት ኒኣኻትኩም❤❤❤❤
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k 5 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ ኣጆኹም ጠንኪርኩም ቀፅሉሉ ቡሩኻተይ እግዚከብሔር ይሓግዝኩም🙏 ማሕበረ ኢደ ጥበብኛታት ትግራይ ለዘለዓለም ይዓምብብ ይሰስን🙏🙏🙏
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 7 ай бұрын
ምእመንን ማንቃትና ማስተማር የሁላችንም ግዴታ ነው: እንዲህ ያሉ አጭበርባሪዎችን ማጋለጥ ሁሉንም ይመለከታል : ሁለታችሁንም አመሰግናለሁ 🙏🏾በርቱ
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 7 ай бұрын
በጭራሽ አጭበርባሪ የሚጠየፉ አባት በዚህ ቃላት ሓጢያት እኔ ምስክር ነኝ ለረጅም አመታት አውቻዋለሁ
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 6 ай бұрын
​@@kenyanlove5615ኣጭበርባሪ ናቸው እኔም በደምብ ኣውቃቸዋለው ካንተ በላይ በውሸት ኣትመስክር ።እኔ ያየሁት በካልቹ በብረት ሸንሸል ሲገርፋ እና ኣስፀያፊ ስድቦችን ሲሳደቡ ብቻ
@user-ti1qy7gk1q
@user-ti1qy7gk1q 6 ай бұрын
ትክክል ብሮ እኔ በስህተት ወደሳቸው ሂጄ ነበር የጥንቁልና ስራ ብቻ ነው የሚሰሩ
@user-ee1li2cn1r
@user-ee1li2cn1r 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እዞም ኣቦና ቀሺ እተኮይኖምስ በየናይ ሞራል እዮም መልክዕ ስላሴ ዝሓዘ ፍጡር በላዒ ስብ ምናምን ዝቡሉ ካብ ማዓዝ እዩ ሰብ ንሰብ ዝበልዕ በስመ ሰላሴ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን እሞ ኻኣ መስቀል ዝሓዘ ግን ኣነ ከም ዝመስለኒ ንሶም እዮም ምስቲ ንሕብረተስብና ዘደናግር እርኩስ መንፍስ ኪዳን ኣትዮም ዘለው... ደፍተራታት ዘየባላሸይዎ ነገር የለን እግዚአብሔር ይገስፆም ዳኣ ካብታ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ዳኣ በር ሕጂ 'ውን ቡዳ ዶ ጋላ ዶ ዝብሃል ሰብ የለን ኩሉ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ማዕረ እዩ ቡሱሩ እውን ትኹረት ክወሃቦ ዝግባእ ትምህርቲ ይመስለኒ ሕብረተ ሰብና ኣብ ከምዚ ዓይት ዘለዎ ግንዛቤ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ሰለዚ ሰብና ብመንፈሳዊ ቃል ብጣዕሚ ክመሃር ኣለዎ ....ኣቦታትና በዚ ነገር ኣርስቲ ሂቦም ዘይስብኩ እንታይ እዩ ፀገሙ?ይገርመኒ እዮ
@user-zx7db7wt7q
@user-zx7db7wt7q 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ልቦና ይሃብኩም ንኣቦና ድማ ፈጣሪ ምስኦም ይኩን
@abebaviard60
@abebaviard60 7 ай бұрын
ኩልና ተጋሩ ጠበብቲ ኢና ኩልና ተጋሩ ኢደ ጥበባት ኢና እዙ ነገር እዙይ ኽሰተኻኸል አለዎ;
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l 7 ай бұрын
ጠቢብ እና ጥበብ ታይ ዘራኽብ ኣለዎ ጠቢብ ትኾን እኻ ንስኻ ንሕና ግን ኣይኮናን።
@ItHuu-sr5cp
@ItHuu-sr5cp 5 ай бұрын
ዋይይይ ቐስ እባ ንሕና ጠበብቲ አይኮንናን ተኾይንኻ እየ በል ንዉልቐካ
@abebaviard60
@abebaviard60 5 ай бұрын
@@ItHuu-sr5cp ደንቁርና እዩ እምበረ ጠበብቲ ማለት ጠበብ ፈለጥ ማለት እዩ እቶም ፀለእትና እዩም ናአና ኸፈላልዩ አዙ ሖማቅ ባሕሊ እዙይ ጥቢብ እዩ እዙይ ጠንቋሊ እዩ ንተጋሩ ንሰንሳትና ኽንፃላእ ንአአትም ደሰ ኸበለም እቱ ሰልጣነ ተግራይ ኸቅበር ትግራይ ናብ ልእልንአ ከይትምለሰ ንኸደደይ አመታት ኸሰርሖወ ፀኒሖም እዩም ጥብኛ ማለት ትግራዋይ ማለት እዩ እንተዘይ ኮንካ ኻአ ኸተኸብሮም አለካ ትግራይ ናይ ኩልና እያ ደቂ አደና እዮም ካብ አዶም ዝባሩሉ ምኸንያት የለም እዙ ድንቁርና ኸውገድ አለዎ ;
@ItHuu-sr5cp
@ItHuu-sr5cp 5 ай бұрын
@@abebaviard60 ካብ ዓዶም ክባረሩ የብሎምን አሕዋትና እዮም ጥበበኛታት እዮም ሓቒ ሓደ ጉዳይ እዪ ጠቢብ ዝብሃል የለን ግን አለዉ ዮም
@abebaviard60
@abebaviard60 5 ай бұрын
@@ItHuu-sr5cp እዙይ በቆልእነትና ኸለና ዘውሪዩልና ዘነበበረ መሀይም ህበረተሰብ እገለ ከምዘይ እናበሉ ነሰብ ሸም መፅላም ጓል አገለ ምሰ ወዲ አገለ ኸይተምርኦ ኸባሐል አሰምእ ነይረ ነገረ ግን እዞም ሕዝቢ አዚኦም ካብ አቦኦም ዝወረሰዎ አዲኤን ፈልጠት ኹሉ ትግራዋይ ኸፈልጦ ሰለ ዘይኽእል ኽንካናከኖም አለና ናይ ትግራይ ሐፍቲ እዮም ኢለ እየ ዘሐሰብ እቱ ተብሎ ዘለኻ አነወን ብቆልአይ ከምኡ እናበሉ የፈራርሖኒ ነይሮም መሰ አበኹ ግን ምሰ ታሪኽና ዘይድእዩ ጠቢብ ማለት ላጥ እዩ ኻሊእ ትርጎም የብሉን በል ደሕና ሕደር ወዲ ሐወይ :
@user-jm3uw4nj1n
@user-jm3uw4nj1n 7 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መንበረ ሰላማ ከወግዝዎ ኣለዎም ከምዝኦም ዝበሉ ኣጭበርባሮ ብኹሉ ቦታ ኣለው እዮም
@user-kz7ge1ng9w
@user-kz7ge1ng9w 5 ай бұрын
ቡጣዕም ናመስግን ቡምትሕቡባርኺም ክቡረት ይሃቡኪም ሓቅ ንማዕተቡኻ እዪ ፈጣር ይሓግዝኪም ❤❤❤❤❤❤❤
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
ኣቦና ቀሺ ኪዳኑ ናይ ኣገልጉሎት ዘመኖም ይባረኽ ብዓይኑኹም ተይራኣኹም ትፈርዱ ሰባት ግን ፈጣሪ ፍርሑ
@azebghebru2287
@azebghebru2287 5 ай бұрын
ሕዘቢ በሰንሰለተን በጫሙኣኡ ኣናገርፈስ ዘቡነኩም የባረክ ከተበል ዘበንካ ኣይትሕሽ
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
@@azebghebru2287 buda dea bsenselet natetsefia eyu zwexie embey bmntay dea kwexie
@yonasberhe6869
@yonasberhe6869 7 ай бұрын
ብሓቂ ጠቢብ እንዳተባሀለ ዝፍጸም ወንጄል ብዙሕ እዩ ።
@wsgd3301
@wsgd3301 7 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ብሕጊ ክተሓዙ ኣለዎም ቀሺ ኪዳኑ ኣብሊ ስቃዩ ስቃይ ወሲከምሉ ንህዝብና😢😢😢❤
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 5 ай бұрын
እግዛኣብሔር ገፁ ይመልስልና እስካዕ ሂወት ምቕታል ዝባሃል ዶኸ ኣሎ ቓሺ ሰብ ኣይቐትልን በስመኣብ እግዚኦ መሀረና ክርስቶስ
@abebaviard60
@abebaviard60 7 ай бұрын
😭😭 አረ ብሕጊ አምላኽ ኢልኩም ናብ ማጨሎት ውሰዱልና ናይ በሓቂ ብሕጊ ኽሕተቱ አለዎም ካብ ቤተ ኽረሰትያን እውን ኽውገዱ አለዎም እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና ካቦብዙይ ዝኸፍእ ሓጥያት ደሎ?
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 5 ай бұрын
ፅብቅ ጅማሮ የቀንየልና ጥበብ ይብራህ
@hiywetmeskel8358
@hiywetmeskel8358 7 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ኩሉነገር ህዝቢ ክሰምዖ ክፈልጦ ምግባርከም ፅቡቅ እዩ ኣነ ናብ ሕጉ ክቀርቡ ኣለዎም እየዝብል ❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 5 ай бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ እዩ ጠንኪርኩም ቀፅልሉ ክቡራት ኣሕዋተይ 😊😊😊
@user-nt6nu1jq6r
@user-nt6nu1jq6r 7 ай бұрын
ጎበዝ ዘሐወይ በርትዕ በቢ ከባቢኡ እዉን ከምዝታት ዓይነት ድሁር አተሐሳስባ ዘለዎም ሰባት ከምዚ ተከታቲልኩም ምቅላዕ ዓብይ ስራህንድካምን ዘለዎ እዩ ብርታዓቱ ይሓብኩም ጥበበ ይብራህም ብሚድያ ምቅላዕካ ኣምላክ ነዊህ እድመን ጥዕናን ይሓብካ።
@aasaas7284
@aasaas7284 5 ай бұрын
የቀንየልና ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ኣብ ኩላ ትግራይ ዝርዎ ወረዳታት ብምልኡ ይፈተሽ❤❤❤
@user-dy4ly4is1b
@user-dy4ly4is1b 5 ай бұрын
እግዚኣ ማሓረና ክርስቶስ ይቅረ በለልና
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 7 ай бұрын
ብሱሩ ቡዳ ጠቢብ ዝበሃል ፍጥረት ወዲ ፈፂሙ የለን ።
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 7 ай бұрын
ብሓቂ ክቡር መምህርና ጥበብ ይብራህ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን እቲ እትገብርዎ ሰለኩም ፃዕሪ ቀፅልሉ ብጣዕሚ እዩ ህዝብና ዝታለል ዘሎ ብደንቢ ክተሓዙ አለዎም ኩላትና ብብዝከአልናዮ ንስራሕ እቶም ከምዚ አብ ሕማቅ ስራሕ ተፀሚዶም ዘለዉ ብግቡእ ክትሓዙ አለዉ ❤❤❤❤
@user-ss9pk8fy7l
@user-ss9pk8fy7l 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@debashmitiku1525
@debashmitiku1525 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@musiesheqa453
@musiesheqa453 7 ай бұрын
ሓውና በርሀ አብ ኩሉ ከባቢ ዳህሳስ ግበሩ
@Tube-xb9wv
@Tube-xb9wv 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ቐሺ ኪዳኑ አቦና እዮም አብ ልእሊ አቦና ተላኢሉ ዘሎ ናይ ሼጣን ፕሮፖጋዳ ደው ይበል ✊✊✊
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 7 ай бұрын
Aboka wey hawboka eyu yimesleni😂😂😂
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m 7 ай бұрын
😂😂
@azebghebru2287
@azebghebru2287 5 ай бұрын
ኣቦካ ወይ ኣቦኪ ኣንትኮዮኖም ዕገብ በል
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 5 ай бұрын
ይገርም እዩ 😢
@azebghebru2287
@azebghebru2287 5 ай бұрын
@@LoveLove-zx8fl ኣይተገርም ሀዝብካ ኣንቅሕ ካብ ሕለሚ ተባራበር ኣብ ኩወን ጨበጢ ኣመጻኣ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 7 ай бұрын
ብሓቂ ሓውና በርሀ መንበረ ሠላማ ክሰርሕሉ ኣለዎ ሓቁ ስለዙይ ዝተናገረ ብጹእኣቦ ኣይረአናንስለዚእዚ ተቐበልዋ መጋቤ ጥበባት መምህርና ንኩላትና ሕቶ እያ።
@Tigrigna4T
@Tigrigna4T 7 ай бұрын
ናይ ባሓቅ በርሀ ቀፅለ ሉ
@user-wq5qu4bt6y
@user-wq5qu4bt6y 5 ай бұрын
ባጃክትኩም ምእንትይ ናፅህት ኩኑው
@amazingworld9540
@amazingworld9540 4 ай бұрын
❤❤
@user-no5zy6wi7t
@user-no5zy6wi7t 7 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ድያቆን ይብራህ ብደንቢ ኣተክሮ ገይርኩም ጠንቆልቲ መተኛታት በብ ቁሸቱ ኣብ ትግራይ ብዙሕ ኣሎ ደፍተራ መርጌታ እናተብሃሉ ኣብ ውሽጦም ብፀላኢ ሰናይ ዝምሩሑ ብዙሓት እዮም ኣጥቢኩም ሓዝዎም ባእ ሰብ ሃሊቁ ብሕማም ኣእምሮ ይኩን ጭንቀት መንፈስ ሰብ ብቆሙ ፈዚዙ😢😢
@sao4876
@sao4876 5 ай бұрын
ብሓቂ ኣሕዋተይ ኣቦይ ከይቀረየ ይጫወቶም ኣሎ መርጌታ ዝብል ሓፍተይ ጨኒቁዋ ኣብ ባሕሪ ተቀረየ ናብዚ መፂኣ ሐዝም ተኮነ ብዓዲማታ ይጫወታሎ ጎይካ ዘይትራኣአ ሰደት ናይኢድካ ኣይትሰአን ጭንቀት ክፍዳእ ኢለ ትብል ትሰሕቅ ትቅልድ ትበኪ ብሰልኪ ምሳይ ናውጋዕና ከለና ድቅል ይብላ ተረቢሸየ ፀፀኒሓም ናባዕላ ክትምለስ ከላ በይነይ እየ ንመዳም ደውልላ ወይ ነዕርክተይ ኪዲኣ በልየን ትብለኒ ባዕለይ ኮይጉይ ባሓደ ዘይኮነ ኡፍየ ኢልና ደቂሰና ኣይንፈልጥን ብሰኪ ዞም ሩኩሳት እዚኦም ኣምላክ ድኣ ይገሰጦም እምበር😢😢
@awetafera2102
@awetafera2102 5 ай бұрын
ምስጋና ይግብአካ keep it up
@khkhh7727
@khkhh7727 5 ай бұрын
ክብሪ ይሃበልና ጥበብ ይብራህ ብሬ ሓወይ እውን ዓለም ክፈልጦ ስለ ዝገበርካ thanks ❤
@user-bs3pw6xb7n
@user-bs3pw6xb7n 7 ай бұрын
ጥበብ ይብራህ በዓል ሓዳር ገዳማዊ ኣይከውንን ትብለኻ ግን እግዚኣብሄር ድሕሪ ሓዳር ወይድማ ድሕሪ ምውላድ ፀጋ ክህበካ ይክእል እዩ ወይለ ሓዳር ተይገበርካይ ማለተይ ብድንግልናኻ ፀጋ ሂቡ ከንብረካ ይክእልእዩ ኩሎም ብቁዓት ኣቦታት ነናይ ባዕሎም ፀጋ ኣለዎም ማለተይ ገሊኦም ኣጋንንቲ ናይ ምእሳር፣ ገሊኦም ኣጋንንቲ ናይ ምውፃእ ፣ ገሊኦም እውን ምንም ዘይፅሕፉ ዘየንብቡ ምንም ዘይናገሩ ኣጋንንቲ ዝኣስሩ ኣለዉ እዮም እና ኣቦና ቐሺ ኪዳኑ ብቑዕ እዮም ኣፃሪኻ ምንጋር ፅቡቕ እዩ ኣቦታትና ባዕልና ተቕሊልናዮም ማንም ኣየኽብረልናን እዛ ቆልዓ እውን ሓሚመ ነይረ ተፈዊሰ ኢላ መስኪራ ኣላ እቱ ዝድሓነትሉ ነገር ገዲፍካ ዛምውቃዕ ጥራሕ ኢኻ ትናገር ዘለኻ ምድሓና እውን ክትናገር ኣለካ
@greenlogistics5185
@greenlogistics5185 6 ай бұрын
አታ ሓወይ እታ እታ ካራቴ ሲ ትክክል ድያ እያ እኮ እታ ሕቶ ንሶም እውን አይመለስዋን ንስኻኸ እንታይ እዩ መልስኻ?
@user-bs3pw6xb7n
@user-bs3pw6xb7n 6 ай бұрын
ኣቦና ቅዱስ ምካኖም እየ ዝፈልጥ @@greenlogistics5185
@user-vw5ib3tv6t
@user-vw5ib3tv6t 5 ай бұрын
በረሀ ሓወይ ❤❤❤
@azmerahailu6827
@azmerahailu6827 7 ай бұрын
ባሓቀ ቃለ ህይወት ያሰመዕልነ
@MuLuDesta-dw3iy
@MuLuDesta-dw3iy 5 ай бұрын
መምህርይ ኣሓጉስኩምና አብ ኩሉ ሂወቱኩም ሓጉስ ይመለእ መምህርዋኒ ❤❤❤ ተመስገን ፍጣሪ ኩሉ ኣለም ንዓኩም ዘሃበና
@abrhamkelali9038
@abrhamkelali9038 7 ай бұрын
በርትዕ ሓውና ጥበብ ይብራሀህ እዞም አጭበርበርቲ ከይትለቆም አብ ጎንኻ ኢና
@gebremedhinmesele7903
@gebremedhinmesele7903 7 ай бұрын
ዘይረአኻ አይትፍረድ
@user-vv7uy5oq3l
@user-vv7uy5oq3l 7 ай бұрын
😢😢😢😢ይገርም እዪ ፈጣሪ ይሓልወና🙏
@hayelomdesta6397
@hayelomdesta6397 7 ай бұрын
እግዚ ይታረቐና
@hthjhj3417
@hthjhj3417 7 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን
@salamaas5943
@salamaas5943 7 ай бұрын
አምላክይ ሆይ😢ዋይ ህዝብይ 🙌🙏
@dgfzfyzgf8725
@dgfzfyzgf8725 5 ай бұрын
እዞም ስባአይ ክእሰሩ አለዎም😭😭😭😭😭
@user-gs6xi5pt1z
@user-gs6xi5pt1z 7 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ክብሩ መምህር ኣነ ዝገርመን ኩሉ ዝዛረቦ ነበረ ኪዳኑ እምበር ቀሽ ኣይግቦኦምን ምክንያቱ ሰይጣን ዝሓዘሉ ስብኣይ እዮም ግን በረኻ እየ ዝነብር ፃድቃን እየ ውዳሴ ከንቱ ኣይደልን ይብሉ ነይሮም እቱ ሓቁ ግን ከምኡ ኣይኮነን ኣብ ከባብና እዩ ዓዶም ህፃን ናሃለኹ 92 -95 ከባብ ክንደይ ሓደር ኣፋትሖም ክንደይ ህዝብ ኣብ ዘይፈልጥወ ዓዘቅት ኣእትዮም እዮም ንሶም ከተማ ሰቤቶም ገጠር እየን ዝነብራ ግን ናከተማ ዕዋላ እዮም ኣብ ወረዳ እንደርታ ወዶም ታወት ሰርቁ ንሽዋ ክኸድ ተታሕዙ ሓደ ወዶም ከዓ ኣብ መቀለ ዓርክ ሕዙ ወልዱ ኣብ ድሮምበሳ ከም ድያቆል ኮይኑ ቆርብ ኣእትይዋ እና እዝኦም ሰይጣን እምበር ናይ ሰብ ሰብኣውነት ስራሕ የብሎምን
@user-dw9dy1pz1v
@user-dw9dy1pz1v 5 ай бұрын
ኣዘካ አብ ጎንካ ኣለና በርትዕ ዛሓወይ
@HaileyesusHaftu
@HaileyesusHaftu 7 ай бұрын
ሓቂ መብረቕረቒ። ክብረት ይሃበለድ ኣሕዋት
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 7 ай бұрын
እምበርከ ናይ ቀሺ በረኽኛ ዝባሃል ነገር እውን እኮ የለን., ከምዝኦም ዝበሉ እዮም ህዝብና እናደናሩ ናብ ዘይኮነ ነገ ዝእትዎ ዘለዊ እልፊ ጠንቆልቲ ናብ ህጊ ክቀርቡ አለዎም, የቀንየልና ክቡራት አሕዋትና ቃለ ህይውት የስመዓልና.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tesfalemhabte9951
@tesfalemhabte9951 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ጥበብ ይብራህ ጥበብ ከም ሽምኩም. ሓውና በርሀ ድማ ኣጆኻ ምስ ኩሎም ወገናትካ ኣበርቲዕካ ጽዓር ክትዕወቱ ኢኹም. ዓወት ኩሉ ግዜ ምስ ዝትዓመጸ እያ. ቀሺ ኪዳኑ ድማ ጉዱ ብደምቢ ኣቃልዕዎ . 🎉🎉🎉 ተሌፎን ናይዝም ውጹዓት ግን ክህሉ ኔርዎ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ. ሰሰናዩ ንዓኹም. ዕጽዋን ክባን ንዓኹም ዝያዳ በደል ወሪድኩም ካብ በዓል ቀሺ ኪዳኑን ሰዓብቶምን ዝኾኑ ዓያሹ.
@HaRaG-
@HaRaG- 7 ай бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ መድሃኒኣለም ኣቦና ምሕረቱ የዉርደልና ኣብ ሃይማኖትና የፅነዕና ላብ ልቦም ይመልሶም ልንስሃ የብቀዕዮም😢😢😢
@hdhhd7462
@hdhhd7462 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 5 ай бұрын
ሓፈሻዊ ማዕረ ክንድዚ ጳጳስ ዝኣክሉ ጸዊዖም ዘምጽእዎም ክንድዝ ዝኣክል ኣድሕነነ ከማዓቱ ይሰውረነ ብምሕረቱ ምእንተ ማርያም ወላዲቱ ።
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 5 ай бұрын
አግዝብሔር ዓይኒ ለባና ህብና ፍጣር እግዚዮ ማህርና ክረሰቶስ ብሰመአብ ወውለድ መንፈስ ቅደስ ብምሕረቱ ዘክረና😢
@teklehaymanotKinfe
@teklehaymanotKinfe 5 ай бұрын
ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ኣሕዋተይ
@AaAa-vi6rg
@AaAa-vi6rg 5 ай бұрын
በረሀ ሓዉና ጂግና የኻ ናይ ባሓቅ ከምዘኦም ዛበሉ ነገራት ምስዉጋዲ ኣገዳስ ይኡ😢
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 7 ай бұрын
ብሕጊ ቤተክርስትያን ይጠየቁልና።😢
@nicenice613
@nicenice613 5 ай бұрын
ሰላም ኩቡራት ሰድራ እግዜብሄር ከመይ ኣለኩም እሞ ኣነ ክብሎ ዝደሊ ብ 2010 ዓም ናብ ፅሙር ፀበል ክሕፀብ ከይደ ምስ ከድኩ ቅድሚ ናብ ማይፀለት ምእታወይ ኣዉድቆም ብሓይሊ ኽሳደይ ረጊፆም ቀጥቂጠምኒ ብድሕሪኡ ምግብን ማይኖን ምዉራድ ኣብኒ ክሓልፍ ዘይመስል ብፈጣሪ ሓይሊ ሓሊፉ ይዛረብ ኣለኩ እግዛብሄር ልተመስገነ ይኹን ተመስገን ፈጣሪ
@yalemenbay9402
@yalemenbay9402 5 ай бұрын
❤❤❤የቐንየልና ክቡር ሓወና በርትዑ🎉🎉🎉🎉
@user-gs6xi5pt1z
@user-gs6xi5pt1z 7 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ንፋእ መንእሰይ ሰንሰለት እዮም ዝወቅዑ ኣብ ፅሙር ቆረብት ሰገድት ሰባት ንባዕሉ ውልድኹም ኣይኮነን ናባሉ ብዘይ ቁፅር ሓዳራት ኣፋትሖም እዮም ጎሮባብት ንጎሮባብት ንባዕሉ እከለ እዩ መድሓኒት ገይርልኻ ናበሉ ህዝብና ኣባልኦም እዮም ግን ህዝብና ዘይወግዶም እዩ ዝገርም
@user-wy4jx4ld7p
@user-wy4jx4ld7p 7 ай бұрын
ናይ በረኻ ዝብሉዎ ወለድና ንጋኔን እዩ ነይሩ የቀኔልና ጥበብ ይብራህ ።
@ganoush3003
@ganoush3003 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና እዚ ዝግበር ዘሎ ግባሮ ኣኾነን ብ ቀሺ ኪዳኑ ክግዘት ኣለዎ መንበረ ሰላማ ብጥብቂ ክሰርሕሉ ኣለዎም ንሰካትኩም ለ ኣጀኹም ቀፅልሉ ናብ መረበቶም ከምዝምለሱ መጋፍዕቲ ለ ናብ ሕጊ ክቀረብ ኣለወም ::
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 5 ай бұрын
እግዛኣብሔር ገፁ ይመልስልና እስካዕ ሂወት ምቕታል ዝባሃል ዶኸ ኣሎ ቓሺ ሰብ ኣይቐትልን በስመኣብ እግዚኦ መሀረና ክርስቶስ ወጀለኛ ቓሺ
@user-zi1fg1kz6c
@user-zi1fg1kz6c 4 ай бұрын
ብወንጀል ክክሰሱ ኣለዋም እዝዮ ትክክለኛ ቀሺ ኣይኮኑን
@jgsg5356
@jgsg5356 5 ай бұрын
ንሕና ተጋሩ ገና አይተመሃረናን እቲ ህዝቢ መፅሓፍ ቅዱስ አይንብብን
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 5 ай бұрын
ኣጆኻ በርሀ ሓወይ ንዓና ከፊኦምና ዘለው መስቀል ዝሓዙ እዮም ስለዚ ንሕና ኣሕዋትኩም ኣብ ኤርትራ እንርከብ ኣብ ጎድንኩም ኣለና ኣብቲ ዝብጻሕ ከነብጽሖ ምኻና ክዝንጉዑ የብሎምን ኪዳኑ ክኣ ምዓልትካ ተጸበ በርሀ ሓወይ ኣጆኻ ❤❤❤❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 5 ай бұрын
ኣየ ኣየ ኣየ ሓዳር ምምስራት ሓጥያት ድዩ ? ንዓካ ኣፋናቂሎም እንታይ ክረክቡ ? ነዝሞግደፍዎ ደቆም ይቅረቡ እሶም ይተሕተቱ።
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 5 ай бұрын
ህዝብትግራይ ምሕረት የውርደልካ እዝኸምዚ ሂወት ዝህብ ኣይኮነን ብጣዕሚ ዘሕዝን ።
@musiesheqa453
@musiesheqa453 7 ай бұрын
ጥበብ ይብራህ እምበር ይብራህ ብጣዕሚ ፅቡቅ ከምአ ጌርኩም አፅርዩዋ ናይ አባ ገ/መድሂን ዝበሃሉ እውን ብደንቢ ክትፀሪ አለዋ አብ እንዳባ ሃደራ እውን ሓደ አለዉ ከምኡ ዝገብሩ ናይ ግሎም ሓፍቲ ዘጠራቀሙ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 7 ай бұрын
EGEZABERHER YEMESGEN AMEN AMEN AMEN 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@semsileman3985
@semsileman3985 5 ай бұрын
Gobez berhe Abraha
@sagesasi7154
@sagesasi7154 7 ай бұрын
ናይ ባሓቅ በርሀ ሓወይ ቀፅለ ሉ -ጠቢብ እንተዳተባሀለ ዝፍጸም ወንጄል ብዙሕ እዩ ብሕጊ ኽሕተቱ አለዎም
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 6 ай бұрын
ንምንታይ ሰብ ትቃትሉ ጠበብቲ ኣረ ለይትሓፍሩ🤣😠😠
@ItHuu-sr5cp
@ItHuu-sr5cp 5 ай бұрын
​@userክክክ ብሓቒ😂-lt5rm4vj2s
@amazingworld9540
@amazingworld9540 4 ай бұрын
​@@user-lt5rm4vj2s ብኣኺ ምጀመረ እንተዝኽእል ኔሩ
@gennetbkassa564
@gennetbkassa564 7 ай бұрын
Amen amen amen 🙏💒🙏
@user-my3ss8mu9v
@user-my3ss8mu9v 5 ай бұрын
ናይ ኢደ ጥበባውያን ኣካይዳ ሓደገኛ ኢዩ ...ጥንቃቀ የድሊ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 7 ай бұрын
ህዝበይ ብውሽጢን ግዳማዊን ፀላእቲ ይፀንት ኣሎ። 😢😢😢😢😢😢 ህዝበይ ህዝበይ ህዝበይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Tube-xb9wv
@Tube-xb9wv 7 ай бұрын
😂😂😂ጅብ የሚጮሀው ለሊቱ እስኪነጋ ነው እናተም እናተም ልክ እደመተታችሁ ጨረቃ ጠልቃ ፀሀይ ስትወጣ ደብዛችሁ ይጠፍል ❤❤እድመን ጥእናን ንአቦና ቐሺ ኪዳኑ ይሁን አሜን❤❤
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 7 ай бұрын
@Tube I bet you are one of the ignorant who cheated the innocent of Tigrai all this times?. Now i think time is up, and you better indicate yourself.
@jgsg5356
@jgsg5356 5 ай бұрын
ዕድል አይገበርክን በኒኪ ደጊፍኪ
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 5 ай бұрын
Education, education education. Enkab selmat wisi haftey.
@mmmhhh9229
@mmmhhh9229 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤bhaki anewn grwaye eu
@mmmhhh9229
@mmmhhh9229 5 ай бұрын
Keshi kidanu berha hawzen ybehal 😢
@maburatbangki5836
@maburatbangki5836 6 ай бұрын
Wayyyyyy hzbeyyyy amlak msakum ykun 😢😢😢😢
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢ሓደገኛ ቀሺ እዩ ህዝቢ መገዛ ዓዱ ቡዳ ጠቢብ እንድንል የሳዱዱ ክፉእ ጠንቋሊ
@user-uw3vd6jc1j
@user-uw3vd6jc1j 7 ай бұрын
ማሓረኒ ኣምላክ አቦይ ጎቦዛት ከምኡ ግለበሩ እቲ ህዝቢ ንእንጀራይግበረሉሰሪሑ ከይበልዕስ እዙይ ካኣ ማሓረኒ ኣምላክ አቦይ ውሽጥና ነፅሪ ኩለናኣብ ትሕቲ ኣምላክ
@AbrhaTesfay-gq4sj
@AbrhaTesfay-gq4sj 6 ай бұрын
ብመጀመያ እዞም ወላዲ እዚኦም አነ ዝምስኽሮ ነገር ፅረ አረማውያን ፅረ አጋንቲ እዮም
@user-wf1yl9he1e
@user-wf1yl9he1e 5 ай бұрын
ትክክል ብስም ቅዱሳ ካብ እርኩሳን መናፍስቲ ዘድሑኒ ናይሩኩስ መንፈስ ተንኮል ክንፈልጥ ክንነቅሕ ክንፅሊ ክንሰግድ ዘምህሩ አቦ እዮም ጠበብቲ ተነክኡ ኢልኩም አይትለፍልፉ ጠበብቲ በተለይ አብ ገጠር ዝዓበና ንፈልጥ ኢና ህፃውንቲ ብደምቢ ገይሮም ከምዝበልዑ
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 7 ай бұрын
የቅንየለ ኸብራት አሕዋት ኸምዝይ ዝበለ ነገር ኸጠፍእ እዮ ዘለዎ
@alemberihu5297
@alemberihu5297 7 ай бұрын
ኩቡር መምህርና እንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ከም ቃሕታና እንዛረበሉ እንንቅፍሉ ብሓቂ ዝኾነ ነገር እንራዳደአሉ
@user-cn3tb3vv7q
@user-cn3tb3vv7q 5 ай бұрын
ብሓቂ ብኣካል ኸይድኻ ተናጋግርኻ ኹዱ ተባረሩ ኢሉምኻ ድዪ ኣነ ዝረእኽዎ ንደቂ ዓጋመ (ሓደ ቀሽ ከም በላዕ ሓንቲ ስበይቲ ከም ተበላዕቲ ኾይኖም ዝመፁ)ወረቀት ኣትሕዞምን ስብንስብ አይበልዕን ዝብል ወረቀት ህቦም እዮም ዝስደድዎም እየ ብዓይነይ ዝረአኽዎ ስብ ዝመውት እውን ዕድመኡ ዝበፀሐ እዩ ፀበል ዝኸድ ጥራሕ ክድሕን አይኾነን ወይ ክድሕን ወይ ክሞት እዩ።
@almazfisha2292
@almazfisha2292 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@mikyberhane9526
@mikyberhane9526 5 ай бұрын
ኣጆኩም ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለዎ
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 80 МЛН
World’s Deadliest Obstacle Course!
28:25
MrBeast
Рет қаралды 159 МЛН
🛑 እዋናዊ መግለፂ መቐለ ሃገረ ሰብከት  ቤተ ክርስቲያን
13:08
🔥 ቢንያም ታይ በዲሉ / ሰልጠነ ተቓዉሞ ሓይልዎ
31:48
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 35 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 645 М.
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 80 МЛН