#ኣቦይ_መዝሙር_ናይ_ንስሓ_ብ_ዘማሪ_በረኸት_ትኩእ

  Рет қаралды 2,432,041

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

3 жыл бұрын

Пікірлер: 918
@wedi_kristos1
@wedi_kristos1 3 жыл бұрын
🪄 ABOY 👑 ~~~~~~~~~~ # ንዝተሰብረ መንፈስ ንዝተጣዕሰ ልቢ ❤️ ኣይትንዕቆን ኢኻ ... 🙏🏻 ኣቦየ መጼ'ለኹ ናብ ርስቲ ቀደመይ😓 ካባኻ ተፈልያ ኣይጥዓማን ነብሰይ (2) - ካብ ሕቅፎኻ ፈልዪ ናብ ዛሕሊ ናብ ግዳም ቤተይ ዘሕደገኒ ... 😓 ኣብ ቅድሚ ሰማይን ኣብ ቅድሜኻን ኣቦይ ሓጢኣት ዘስርሓኒ ... 😣 ብጠባሪ ቃላት ሓጎስ መሰል ሓዘን ብርሃን መሰል ጸላም ... 😰 ብልጭልጭታ ዓለም 💎💶ሓሳዊ ፍቅራ'ዪ ኣዒንተይ ዘዕወረን ...😔 " ይፈልጦ'የ ልብኻ ለዋህ ኢኻ ኣመና ጎይታ'የ እነኹ ተመሊሰ ሕቅፎኻ ናፊቆ'የ ኣቦየ 😓 # ንዝተሰብረ መንፈስ ንዝተጣዕሰ ልቢ ❤️ ኣይትንዕቆን ኢኻ ... 🙏🏻 ኣቦየ መጼ'ለኹ ናብ ርስቲ ቀደመይ😓 ካባኻ ተፈልያስ ኣይጥዓማን ነብሰይ 😑 - ትሕዞይ ነጋጊፈ ብዘይ ገለ ትርፊ እነኹ ንበይነይ እቲ ዝኣመንክዎ ከይዱ ገዲፉኒ 🤦🏽‍♂️🙁 ምስ ኮንኩ ዘይብለይ ... ውሉድካ ክብሃል ደጊም ኣይበቅዕን'የ ኣጉሄዬ'የ ልብኻ ...😞 ከም ሓደ ጉዝእካ ጎይታይ ቁጸረኒ 🙏🏻 ከገልግል ኣብ ቤትካ ... " ይፈልጦ'የ ልብኻ ለዋህ ኢኻ ኣመና ጎይታ'የ እነኹ ተመሊሰ ሕቅፎኻ ናፊቆ'የ ኣቦየ 😓 Zemenka Ybarek brukie hawey ❤️👑❤️ ab xelotka zekreni 🙏🏻 #wedi_kristos1
@user-dp9sz2ll1w
@user-dp9sz2ll1w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት ያሰማልን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@saronyeaneyeane5828
@saronyeaneyeane5828 3 жыл бұрын
Zemari berket hawey kem shimka klu zeble yebarkelka xegeu yebzahalka haki bihaki ekufeu nafkinayo nebsina yemleselna abona fetarina
@hermelaiyob3343
@hermelaiyob3343 3 жыл бұрын
Gyta brkkkkkk yeblka brukat deki krstos ❤️❤️🙏🏾
@rutiruti7479
@rutiruti7479 3 жыл бұрын
Egzabiher ybarka bruk Hawey emebrhan msaka tkun🙏🙏🙏
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 жыл бұрын
Amen Amen 🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 3 жыл бұрын
"ፋቃርን ለዋህን ኣቦ ምህላውና ከመይ ዝበል ትዕድልቲ እዩ" ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና።
@ksanetteame3692
@ksanetteame3692 2 жыл бұрын
nay bhaqi kbur haw smu nzelalem zkebern ztemesgen ykun 🙏🙏🙏
@efremgoitom4839
@efremgoitom4839 2 жыл бұрын
Hiiii
@yonatanadmassu2060
@yonatanadmassu2060 3 жыл бұрын
እንዴት እንደምወደው ያንተን መዝሙር። ቋንቋውን ባላውቀውም ሳደምጠው ውስጤ በመንፈስ ይሞላል። ወንድማችን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን!!! የአገልግሎት ዘመንክ የተባረከ ይሁን አሜን!!!
@Arsenalfan24
@Arsenalfan24 2 жыл бұрын
Menfeska zenekakeh mezmur amlak yebarka.
@moryayoseif1224
@moryayoseif1224 2 жыл бұрын
ኣኔ ትግርኛ ኣስተምህርሃሎው የኔ ወንድም
@yonatanadmassu2060
@yonatanadmassu2060 2 жыл бұрын
@@moryayoseif1224 በጣም ደስ ይለኛል እውነት።
@moryayoseif1224
@moryayoseif1224 2 жыл бұрын
@@yonatanadmassu2060 ፍላጎት ካልህ ሁሉም ይቻላል የኔ ወንድም
@yonatanadmassu2060
@yonatanadmassu2060 2 жыл бұрын
@@moryayoseif1224 አለኝ
@user-nu2ss7ct1t
@user-nu2ss7ct1t 3 жыл бұрын
ብስለም ምጽእ በሬ ሓወይ ካብ ሓማቅ ፈተነ ባዕሉ ይሰውርካ እመቤታችና ውን ጽላላ ተንብረልካ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርኸልካ ንዘልአለም አለም ኣብእምነት ይጽንዕካ
@ghideymehariberhe760
@ghideymehariberhe760 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@senaire
@senaire 3 ай бұрын
Though I’m Catholic, I feel the holy spirit while I’m listening to your songs. Much love to you and all Christians through out the world. WE ARE UNITED BY CHRIST.
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c Жыл бұрын
በረኸተየ ብምንታይ እሞ ኽገልፀኻ ኹሉ መዛሙራትኻ ብሓቂ ብልቢ ንዘዳምፆ ናብ ንሰሓ ዝመልስ ብዙሕ ስብኸት ዘለዎ እዩ እሞ እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሐልኻ ዝሓወይ❤
@fevenfentaw3716
@fevenfentaw3716 2 жыл бұрын
ቋንቋ አልችልም ግን እመቤቴን ይሄን መዝሙር ስሰማ እንባየ ይወርዳል 😢😢💗💗ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ወንድም ፀጋውን ያብዛልክ🙏😍
@edurose2258
@edurose2258 2 жыл бұрын
ሉቃስ 15, 20-24 ያለው የጠፋው ልጅ ታሪክ ነው
@Filipos610
@Filipos610 3 жыл бұрын
ንዓይ ኢኻ ዘሚርካያ ዛ'መዝሙር በሬ ሓወይ!!!እቲ ጥፉእ ወዲ😓።ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ጸጋኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምለኽ። ሉቃስ 15፥21፡ እቲ ወዲ ድማ፥ኣቦይ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሜኻን ሓጢኣት ገበርኩ፡ደጊምሲ ውሉድካ ኽበሃል ኣይበቅዕን እየ፡ በሎ። 😓💔🙏
@andatgere-8474
@andatgere-8474 4 ай бұрын
ንኣይ ኢካ ዘሚርካለይ በሬ ሓወይ 😢😢😢😢 ፀጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏💖🥰🥰🥰
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 3 жыл бұрын
ዉሉድካ ኽበሃል ደጊም ኣይበቅዕን'የ ኣጉህየዮየ ልብኻ፡ ከም ሓደ ግዙእካ ጎይታይ ቁጸረኒ ከገልግል ኣብ ቤትካ። ኣሜን!!! ዝማሬ መላእክት የስምዓለይ ብሩኸይ።
@ghizienaghirmay3973
@ghizienaghirmay3973 3 жыл бұрын
ዝማሬ፡መላእክት የስምዓልና
@zerisenayrussom8508
@zerisenayrussom8508 3 жыл бұрын
"ስምዑ! ጥበብ ዓው ኢላ ትጽውዕ ኣላ፥ ኣእምሮውን ድምጻ ተስምዕ ኣላ።" መጽ ምሳሌ 8:1 ነቲ ፍረ ከነስተውዕሎ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መንፈሱ ይልኣኸልና። በረኸት ሓውና ኣምላኽ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ፡ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና።
@medazh7465
@medazh7465 3 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር እዩ። ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና። ጸጋን በረከትን ይዓድልካ። ኣብ ቀጻሊ ከኣ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም መዝሙር (ምስጋና) ክንጽበ ኢና።
@godisgood3009
@godisgood3009 3 жыл бұрын
ተባረኽ በሬ ሓውና፡ ናይ ብሓቂ ለዋህ ኣቦ እዩ ዘለና ክብሪ ንጎይታ ይኹን ኣሜን
@DeboraZeray
@DeboraZeray 5 ай бұрын
ኣሜን❤
@rutamengstab
@rutamengstab 4 ай бұрын
Amen 🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@user-me5rk6kq6f
@user-me5rk6kq6f Жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና በረኸት ሓውና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢
@miracles2538
@miracles2538 3 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና በረኸት ሃውና,,እግዚእብሔር ጸጋኡ የብዝሃልካ!ናይ ብሃቂ ልብካ ትትንክፍ ዘዝሙር!
@Gal.Maryam
@Gal.Maryam 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና በረኸት ሓወይ እቲ ሓዲጉ ዘይ ሓድግ ፈቃርን ለዋህን አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ❤ ኩሉኹም ደቂ ተዋህዶ ፍትዋተይ እንካዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጽሓና እንካዕ ናብዚ ብሃርረታ እንጽበዮ ቅዱስን ዓብይን ዝኾነ በረከተ ስጋን ወነፍስ ዘዉህብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጽሓና። ኩላትና ምእመናን ኣብ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጾም ብሱቡር ልቢ ብንብዓትን ብብርቱዕ ዝኾነ ኣዉያትን ናብ እመ ብርሃን ስለ ቤት ክርስትያንን ስለ ሃገርናን ስለ ህዝብናን ስለ ዓለምን ብጸሎት ንለምና። ሎሚ ግዜ ከፊኡ ናብ ጥርዙ በጺሒሉ ኣብ ዘሎ እዋን ነዚ ጨካን ክፍኡን ዝኾነ ዘመን ብሰላም ከንብርና ዝኽእል ነዚ ሰባር ዘመን ጸጊኑ ከሳግርና ዝኽእል ኣምላኽና ጥራይ ስለ ዝኾነ ንስለ እዚ ኩሉ ወሪድና ዘሎ ሽግርን ጸበባን ንለምን።ኣምላኽና ምሕረቱ ይለኣኸልና ኣዴና እመ ብርሃን ብጸሎታ ትደግፈናንን ትባርኸናን ሽግራትና ትቀንጥጠልና :ሓዘንን ጋሂ ልብን ናይ ኩሉ ምእመናንን ህዝቢ ዓለምን ተረስርስልና። ሰላሙ የዉርደልና ቡሩህ ዘመን የምጽኣልና ። ቡሩኽ ጾመ ፍልሰታ ይግበረልና ኣሜን🙏😌🙏❤
@yodittesfay5271
@yodittesfay5271 2 жыл бұрын
ኣቦይ ንስካ ተዘይትህሉስ እንታይ ምኮንኩ,፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@yetnayetmeleyo7072
@yetnayetmeleyo7072 3 жыл бұрын
ጌታ ኢየሱስ ይባርክህ ፀጋውን ያብዛልህ! My blessed brother Bekiye!😍😍
@letshabadi6062
@letshabadi6062 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኤብሄር ኣምላኽ እሱስ ይባርክኻ ጌታ ይባርክኻ ኣይንበል ደቂ ተዋህዶ ስልጣን ኣይተወሃበናን ከምኡ ክንብል
@yrgalemgebrehiwet2426
@yrgalemgebrehiwet2426 2 жыл бұрын
@@letshabadi6062 nmntay eyu zey behal hawey
@merhawitbrhane4278
@merhawitbrhane4278 2 жыл бұрын
Getay ybarka eko haftey abi mreka eu bjka Goyta kalea si men alo diyu!?
@merhawitbrhane4278
@merhawitbrhane4278 2 жыл бұрын
Getay ybarka eko haftey abi mreka eu bjka Goyta kalea si men alo diyu!?
@user-kj6ne1fm5u
@user-kj6ne1fm5u 3 жыл бұрын
ዝማሬ ቅዱሳን የስመዐልና በረከት ሓወይ ጸጋ አምላክ የብዘሓልካ ❤ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ንዝተሰበረ መንፈስ ንዝተጥዓሰ ልቢ አይትንዕቆን ኢካ 😥😥
@finanteklemichael2035
@finanteklemichael2035 2 жыл бұрын
Amen... Every time I listen to ur gospel, I feel my soul heeling...... May God have mercy 🥺 🙏 on us
@calmness9005
@calmness9005 2 жыл бұрын
ዘማሪ በረኸት ሓወይ ዝማረ ማላእክቲ የስማዕልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረክ💖💝💖ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተዓደል ኣነ ትግርኛ መዝሙር ብኣኻ እየ ምድማጽ ጀሚረ
@TheMirrorsentertainment2144
@TheMirrorsentertainment2144 2 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ዘማሪ በረከት ትኩእ ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ናይ ጎይታ መዝሙር ኣዝዩ ንልቢ ብዝመልእ ሰሪሕካልና ኢኻ ሞ ክብሪ ይግበኣካ ዩ ናይ እመብርሃን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሓድሽ መዝሙር ምስጋና ክንጽበ ኢና ምኽንያቱ ድምጽኻን ውህደት ናይቲ ዜማኻን ኣዝዩ ዝድነቕ ዩ ሞ ናይ ኣምላኽ ጸጋን በረኸትን ካባኻ ኣይፈለ ንዓና ክጥዕመና 🙏
@helenbraids8901
@helenbraids8901 Жыл бұрын
በጣም ደስ የሚል የእግዚአብሕርን መልካም አባትነት እና ይቅር ባይነት የሚያሳስብ መዝሙር ነዉ ❤
@saminataniam28
@saminataniam28 3 жыл бұрын
እንሆ እቲ ዓቢይ ምረት ንሰላመይ ኮነ ። ት.ኢ 38፥17😭🙏♥️✨ ጥበብ ኣብ ልዕሊ ጥበብ ይዓድልካ ብሩኽ::🙏
@samsomalem5221
@samsomalem5221 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ማላእክቲ የስማዕልና መዘምር ሓወይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ
@assaassa3383
@assaassa3383 3 жыл бұрын
Amen😭😭😭😭😭😭😭እግዚአብሄር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ 😭😭😭😭ይፈልጦ እየ ልብካ ለዋህ እካ ኣቦየ💘💘💘💘💘💘💘😭😭😭😭😭አምላኬ ከም ርህራሄካ ከም ምሕረትካ ይኩን እምበር ከም ስርሐይ አይኩን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@yordanosgebretnsae1228
@yordanosgebretnsae1228 3 жыл бұрын
I can't stop crying 😢
@mykitchen4324
@mykitchen4324 2 жыл бұрын
Wala ane 😢😢😢😢
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 3 жыл бұрын
ብሓቂ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኻ ኣምላክ በርክት ሓዉና ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና አሜን አሜን አሜን
@kokobsamsom3958
@kokobsamsom3958 3 жыл бұрын
I can’t stop listening it.
@rosamulugeta2546
@rosamulugeta2546 3 жыл бұрын
ጎይታይ ጠፊአ ሓዘኒ ብሓቂ እግዚአብሔር ኩልሻዕ ብሓጎስ ይፅብየና ብሓቂ ከመይ ዘበለ ፈቃር ኣምላኽ እዩ ብሓቂ ንዝስተመቅራ ልቢ ትትንክፍ 😥 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቡሩኽ ሓውና
@-marizematube
@-marizematube 2 жыл бұрын
ተደምጦ የማይጠገብ ልብን የሚነካና ተመስጦዉጥ የሚከት መዝሙር ማዳመጥ የጀመርኩት በቅርብ ቢሆንም ከመውደዴ የተነሳ ጣትም ማታም ብሰማዉ ብሰማው አልጥግበዉ አልኩኝ ብቻ በእውነት ዝማሬ መላአክት ያሰማልን ወንድማችን! በአማረኛና በትግረኛ አንድመዝሙር አለውና ልክ እንደዛ ሁሉ ሌላ በአማረኛና በትግረኛ ብትሰራል ቢሰራልንና የነብስን ምግብ ቢመግበን ደስይለና በድጋሜ ዝማሪመላአክት ያሰማልን!!
@user-ep1ch3ui5e
@user-ep1ch3ui5e 4 ай бұрын
ማራያምን እንዲት እደምወደዉ ያንተን መዙሙርች ባይገቡኝም በጣም ነዉ የማዳምጣቸዉ በቃ እናትና አባቴ😢😢 ስናፍቁኝ በቃ የተን መዝሙር እያዳመጥሁ የዉስጤን ጭሁት እራሳለሁ😢❤ 🙏🙏 ኡፍፍ የእዉናት በመንፈስስ ይማላል ዉስጤ መዝሙርችክን ሳዳምጥ ወንድምዬ😢❤🙏🙏የአገልሎትክን ዘመን የተባረክ ይሁናልክ🙏
@BerHan-jm8to
@BerHan-jm8to Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የዓድልካ እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ መዝሙር መቀረት ዘለዎ ሳሓቢ ልቢ ተንካፊ መንፍስ እዩ ካብኡ ንልዕሊ ከተሰርሐ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ዕድመን ጥዕናን መሊኡ ይሃበካ 👏🌼🌾🕊🕯🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺
@abrahammekonen9173
@abrahammekonen9173 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት በሬ ጥዑም ልሳን ኣብ ጸሎትካ እስከ ዝክር ኣብለኒ ንዓይ ከኣ"!።
@user-sv9wp6ls9g
@user-sv9wp6ls9g 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና 🥺🙏🙏🙏
@tensaetilahun5810
@tensaetilahun5810 Жыл бұрын
በረከት ጸጋው ይብዛልህ ድንቅ ዝማሬ ነው
@user-oj4un3cm7v
@user-oj4un3cm7v Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስምኣልና ጸጋኡ ይብዝሓልካ ፈጣሪ ዘማሪ በረከት ትኩእ 🙏🙏🙏
@Eritrea-funny
@Eritrea-funny Жыл бұрын
ውሉድካ ኽባሃል ደጊመ ኣይበቅዕን'ዬ ኣጉሄዮ'የ ልብኻ ከም ሓደ ግዙእኻ ጎይታይ ቁጸረኒ: ከገልግል ኣብ ቤትካ ይፈልጦ'ዬ ልብኻ ለዋህ ኢኻ ኣመና ጎይታየ እነኹ ተመሊሰ ሕቁፎኻ ናፊቀዮ ኣቦዬ። ኣሜን ዝማሬ መልኣክት ይስማዓልና 😥✝️🙏
@kusu8855
@kusu8855 3 жыл бұрын
አቤት!!!! ወንድማችን እግዚአብሔር ፀጋው ያብዛል። እግዚአብሔር ይባርክህ!!!
@user-iq6xq2hn1c
@user-iq6xq2hn1c Жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዘማሪ በረከት ትኩ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ዘኽብረካ ክቡር ሓወይ❤
@kisanetmesfun
@kisanetmesfun 17 күн бұрын
በሪ ሐወይ ናይ ባሐቂ አይ ጣዓማን አምላክ አድመን ጥእናን ሂቡ ጸጉኡ የብዝሐልካ
@feruzghirmay8770
@feruzghirmay8770 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ሓወይ🙏🙏🙏
@natanaron7664
@natanaron7664 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና .ኣኣብ ዘለናዮ ኣምላኽ ይሓልወና ።ኣሜን
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና መዘምራን በረኸት ኃዉና ❤ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክካ 🙏🏾
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና እግዛብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን በረከት ሓወይ🤲🤲🤲❤❤🙏🙏🙏
@weinihagos2269
@weinihagos2269 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና። መሓሪና ሱባኤ ይግበሮ እግዚኣብሄር
@habtugezae7135
@habtugezae7135 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስመዓልና ዳቆን ሓወይ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ መዝሙራትካ ኩሉ ጡዕም ሰሚዕካ ዘይምኖ ኢዩ ኣጆኻ በርትዕ 🙏🙏🙏🙏🙏
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስምዐልና አግዝአብሔር አምላክ ፀጉኡን ብረከቱን የብዘሕልካ በረክት ሓወይ
@Mezmur_ZeOrthodox21
@Mezmur_ZeOrthodox21 Жыл бұрын
እውነት እንደ ስምህ በረከት ነህ። Biblical መዝሙሮች በጣም የሚባርኩ ናቸው። የኦርቶዶክስ በረከት ነህ ተባረክ ፀጋ ይብዛልህ ወንድሜ
@Fili_sax
@Fili_sax 3 жыл бұрын
Amen!!! Bereket hawey Amen!!!እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይወስኸልካ።መመሊስካ ተባረኽ💖💝💖
@edenghirmay196
@edenghirmay196 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የምዓልና በሬ ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተዓደል።
@semiraahmed8598
@semiraahmed8598 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መንፈስ ዘረጋግዕ መዝሙር! ንስኻስ ኩል ግዜ ዘምርን ዝማሬ መላእክቲ የስምዕካን ሓወይ!!
@FiliFili-po8sq
@FiliFili-po8sq Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዘማሪ በረከት ሓውና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጽላሉ የንብረልካ❤❤❤❤
@kbrommarikos4791
@kbrommarikos4791 3 жыл бұрын
ኣሜን(3)ዘማረ መልኣክቲ የስምዓና 🙏 ዘማሪ በረከት ሓወና ጸጋ የብዝሓልካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ።
@awenbr9204
@awenbr9204 3 жыл бұрын
ሳላ ምሕረቱ ንንበር ኣለና ፡መወዳእታ ዘይብሉ ፍቅሪ እግዝእብሄር ተመስገን ኣቦይ ንዘልኣለም
@meinformationtv5760
@meinformationtv5760 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። ንንስሓን ጽድቅን ዘብቅዓና መዛመር ክተበርክት ልዑል እግዚኣብሄር ጸጋ በረከቱ የብዘሓልካ
@mdh3728
@mdh3728 Жыл бұрын
ዝሰመዓናዎ ኣብ ልብና ሓዲሩ ምስትውዓልን ልቦናን ይሃበና ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ዘማሪ በረከት ትኩእ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣሪ
@adyamtedros1548
@adyamtedros1548 2 жыл бұрын
ትሕዞይ ነጋጊፈ ብዘይ ገለ ትርፊ እነኹ ንበይነይ 😔 እቲ ዝኣመንኩዎ ከይዱ ገዲፉኒ ምስኮንኩ ዘይብለይ ...... 💔 i am in love with this verse may God bless you our beloved 😇❤
@abosaud3659
@abosaud3659 3 жыл бұрын
ዝማሬ ቅዱሳን ይስመዓልና ኩቡር ዝማሪ በረከት ትኩአ ጸጋ አግዚአብሔር የብዝሕሕ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር በርተዐልና ብሩከይ
@Samri27
@Samri27 Ай бұрын
😢amen amen amen zmare melaekt yesmealna Egziabheir amlak xegu yebzehalka ❤
@muzithabtom8868
@muzithabtom8868 Жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም ኣብጸሓና ናዚ ኻብ ዓበይቲ ዓቢ ዕለት ንኩልና ደቒ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣሕዋት !!
@ZemariRobelHagosOfficialTube
@ZemariRobelHagosOfficialTube 3 жыл бұрын
ኣሜን 3 ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዝፈትወካ ዘማሪ በረኽት ትኩእ እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልካ ::
@tirhasgrmay6669
@tirhasgrmay6669 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ክቡራት ሓውና እግዚአብሄር ኣምላኽ ጸግኡን በረኸቱን የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እመብርሃን ትሓሉኻ።
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከት ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ንነብስካ ትፈቲሽ መዝሙር እያ 😥💔😪ናብ ቤቱ የቅርበና ናብ ንስሓ ሞት የብቅዓና
@mekseb1106
@mekseb1106 9 ай бұрын
ዝማሬ መላክት የስምዓልና🙏🙏💖💖✝️✝️🛐🛐💯💯👑👑
@user-jx8dr5kj8p
@user-jx8dr5kj8p 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና በሬ ሓውና
@user-oi8wm4tt6v
@user-oi8wm4tt6v 7 ай бұрын
ኣቤት ክጥዕም ሂወት ይዘርኣልካ ናይ ብሓቂ ክብሪ ንእግዚኣቢሔር ይኩን . ሳሚ ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@merhawihabteslasie6040
@merhawihabteslasie6040 3 жыл бұрын
Zmare melakti yesmialna Blux zemari Zetewahdo Wulud Bereket Hawuna! Sewudelna Amlak xegue yebzihalka!!!
@user-sg7zv6rs1c
@user-sg7zv6rs1c 2 жыл бұрын
በረከት ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ኣምላክ መዝሙራትካ ብጣዕሚ እዮም ደስ ዝብሉ
@yodittekie6118
@yodittekie6118 3 жыл бұрын
+በራኺ ሓውና እግጺኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ካብ መዝሙር ከይትፈለኻ ፈጻሚ ይበልካ እመ ኣምላኽ ብጸሎታ ትደግፈካ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና +
@user-jb4hs9cz1y
@user-jb4hs9cz1y 3 жыл бұрын
ዝማሪ መላእክቲ ይሰመዓለና ma hero ናይ ኣግለጎሎት ዝመንካ ይባርክ ወዲ እመ ብርሃነን ዘመንካ ይባርክ ዝተቅድሰን ዝትባርክን ዓመት ይኩንለና ደቂ ተዋህዶ
@keseteyohans8195
@keseteyohans8195 10 ай бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመልና ዘማሪ በረት ሓውና እግዝኣብሔር ይባክኻ❤❤❤
@egziabiherymesgen8688
@egziabiherymesgen8688 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏🙏🙏
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 жыл бұрын
Woww no words to express how good this beautiful mezmur is,I can't control my tears 😥thank you so much for sharing bereket hawey buruk, zimare melekti yesmelna Amen Amen Amen 🙏🙏 xega bereketu yebzhalka fetari 🙏🙏
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 11 ай бұрын
ስለኻ ንእግዚኣብሄር ነመስግን በሬ ሓወይ ዘመንካ ይባረኽ🙏❤
@abielhabtom1548
@abielhabtom1548 Жыл бұрын
ዝማሬ ምልኣክት ያሰማለን ወንድሜ berket ዝመንካ ይባረኽ 🙏🙏🙏
@dianayemane7680
@dianayemane7680 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፍቁር ሓወይ እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ🙏✝️❤
@paradise6047
@paradise6047 2 жыл бұрын
ይፈልጦ'የ ልብኻ ለዋህ ኢኻ ኣመና ጎይታየ አነሁ ተመሊሰ ሕቑፈኻ ናፊቐዮ ኣቦየ 😭😭😭🥰🥰🥰 🙏ክብሪ ነቲ ለዋህ ኣቦና 🙏 ጸግኡ የብዝሓልካ ሓወይ
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ዕድመ ንንስሓ ይሃበና
@brhanemelake7510
@brhanemelake7510 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ንዓና ዝጥዓስ ልቢ ይሃበና
@merontafla7071
@merontafla7071 3 жыл бұрын
Our king and our savior lord Jesus Christ bless you more and more bere❤
@lusianatekle8938
@lusianatekle8938 2 жыл бұрын
በረኸት ሓውና ኣዚኻ ንፉዕ ኢኻ እቲ ካብ ኣምላኽ ዝተዋህበካ ጸጋ ተጠቂምካሉን ትጥቀመሉን ኣለኻ።መዝሙርካ ኩሉ ኣብ ውሽጢ ልብና ኣቲዩ ዩ።ወለሓንቲ ጎዶሎ ዘይብሉ ዩ።ብፍሉይ ከኣ ፍሉይ ጥበብ ዩ ዘለካ ሞ በጃካ ቀጽሎ ኣምላኽ ሓይልን ጥበብን ይሃብካ ኣሜን
@DesawitBrhane
@DesawitBrhane 10 ай бұрын
ከምዛ መዝሙር ጌሩ ልበይ ዝረከበኒ የለን 100 / 100 ንሂወተይ ትገልጽ አያ ዝማሬ ምላአክቲ የስምዓልና ብሩክ ሓወይ❤❤❤
@rutatesfay6020
@rutatesfay6020 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በረኸት ሓውና❤
@hannahani971
@hannahani971 3 жыл бұрын
I am proud of you brother bereket keep shining more and moreeeeee blessings 🙌🙌🙌Amen 🙏 🙏🙏
@user-yg2kd5mh4b
@user-yg2kd5mh4b 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓዉና👏👏👏
@user-cb7tg3nq1o
@user-cb7tg3nq1o 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላኪቲ የስመኣዓልና ዘማሪ በረከት ሓውና
@filmonfkarez-one6429
@filmonfkarez-one6429 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና !!
@amanueljohn2822
@amanueljohn2822 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ቡሩክ፡ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን!!!🙏❤️
@sabaweldegebriel5145
@sabaweldegebriel5145 Жыл бұрын
Ellll Elllll zmare melakti ysmana zemari bereket hawna egziabihar amlak xega abresi xega yadlka amen amen❤❤❤
@ghizienaghirmay3973
@ghizienaghirmay3973 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ሓወይ ናተይ። ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና።
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas Жыл бұрын
truly touching song.may the song of angels hear us! God bless your ministry.dear brother
@edenbirku5533
@edenbirku5533 Жыл бұрын
Thanks a lot 🌱🍀 your voice heals me 🌱🌱 I'm so grateful . I really wish that you sing Amharic mezemire too. I don't speak Tigergna but I deeply feel your healing voice. God loves you so much because your talent is amazing and incomparable with anyone. You're unique, you should really know that. Do you speak Amharic? Can you please song in Amharic too? Like a graduation Amharic Orthodox mezmur, It's my soul wish.
@user-qu6rr6uf7x
@user-qu6rr6uf7x 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ በረከት ሓወይ፡ እግዝኣብሄር ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ።
@HSGK-wr4ik
@HSGK-wr4ik 13 күн бұрын
ቃል ሄዎት ያሰማልን ያገልግሎት ዘመንህ ይባርክ 👏👏👏
@yesyoucan3007
@yesyoucan3007 3 жыл бұрын
እትዓዮ ዕዮ እግዚኣብሔር ይደግፍካ፡ ድንግል ማርያም'ውን ትኾን ምሳኻን ምሳናን። - 0:57 - 0:59❓ - ሎሚ ዝተፈላለዩ ቅዲ ዜማታት ይሰምዓልካ ኣለኹ። - ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ድሕሪ 10 ዓመት ዝፈርዮ መዝሙራስ ከመይ ኮን ክኾኑ'ዮም? 🤔
@isiaskesete5732
@isiaskesete5732 3 жыл бұрын
Ane wn ezi nay lomi lomi mezmur enda sekefeni ymexie alo entay eu eti xegem I don’t know
@yesyoucan3007
@yesyoucan3007 3 жыл бұрын
@@isiaskesete5732 *ትዕዝብተይ ኣብ ውሱናት መዘምራን ዘንጸባርቕዎ ዘለው* ሀ. ክትሰምዖም በር ክትዝምሮም ዘይኽእል ዜማታት ይጥቀሙ። ለ. ብዘይ ገድስ ነፍሲ ወከፍ ኣማኒ ክርስቲያን ዘበለ ጥራይ ብኸመይ ገይርካ ሲሕብካ ኣብ ናትካ መዝሙር ክተስምዖ ምድላይ። ኣብዚ ብዙሕ ኣካያይዳን፡ ሜላን የዘውትሩ። ሐ. ንሓቀኛ ድምጺ ልሳን፡ ህርመት መሳርሒ ንዋያት ቤተክርስቲያን (Instrument) ዘቃናብርዎ app ምልከትን፡ ምስትውዓልን ስለዝጎድሎም ንዝዝርግሕዎም መዝሙራቶም ማእዝኖም ቅዩራትን፡ ጥምዙዛትን የዂኖም። እዚ'ልካ ክትገልጾ ዘይትኽእል ብዙሕ ክብሃል ዘኽእል'ኳ ተኾነ፡- በዘን ሰለስተ ትዕዝብተይ ዝገለጽክወን ኣዕሚቚኳ 'ተቢብካየንን፡ 'ተስተዊዕልካለንን ግን ፍሉጥ ብዙሕ ክበርሃልካ'ዩ። የቐንየለይ
@rezeneberhe4415
@rezeneberhe4415 3 жыл бұрын
እቲ ቃል ወንጌል ኢዩ። መሳሪሕታትካ ግና ከይገረመና ኣይተረፈናን ፍትው ሓዉና በረከት ዝክኣል ተኮይኑ ብማሕበር ዝኮነ መዝሙር ጣቅዒትን ሸብሾቦን ኮቦሮ በገና ሻንብቆ ዋጣ ንጹር ። ክኮነልና ሰባት ኣብ ዘይ ሓጥእያቶም ኣይተእቱ ብዝተረፈ ፡ መዘምራን መእምና ተባእስ ኣለካ ሰብ ብሰንክካ ኣብዘይተደልየ ኣንፈት ይጥምዝዝ ኣሎ ህድእ ኢልካ ሕሰበሉ።
@semhararaya649
@semhararaya649 3 жыл бұрын
Zemari melkti yesmalna amlak bdelna yhdgelna😪🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-dx8hb9uj2d
@user-dx8hb9uj2d 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ በረከት ሓወይ መዛሙራትካ ኣዚየ ኢየ ዝፈቱዎ ⛪✝❤
@sirusirak3354
@sirusirak3354 Жыл бұрын
ኣነ ሓውኹም ብንኡሰይ ኣገልጋሊ ቤተክርስቲያን እየ ኔረ ዘማሪ ፍቅሪ ገዳማት ገድሊ ቅዱሳን ክሰምዕ ከይደቀስኩ ዝሓድር ዝነበርኩ ሰብየ ፡ ኮይኑ ግን ስደት ካብ ዝወጽእ ካብታ ምውቅቲ ቤተክርቲያን ርሒቀ ዓለማዊ ኮይነ ይነብር ኔረ ከምቲ ጥፉእ ወዲ ኮይነ ፡ እግዚኣብሄር ግን ኣይሓደገንን ነዛ መዝሙር ዝሰማዕኩላ ፡ምሸት ውሽጠይ ተረብሹ ናብ ቤት ኣቦይ ኣንጊሀ ክምለስ እታ ለይቲ ባዕለይ ከሕጽራ ፈቲነ ፡ እግዚኣብሄር ይመስገን ኣሕዋተይ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ተመሊሰ ቃላቱ ይሰምዕ ኣለኹ ፡ ን ኹሎም መምህራን መዘምራን ዲያቆናት ኣሕዋትና ነተባብዓዮም ፡ ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ::
@ET-wt2du
@ET-wt2du Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ብሩኽ ሓውና ። ኣምላኽ ሕጂ ኣበይ ኣለኻ እምበር ትማሊ ኣበይ ነይርካ ዘይብል ኣቦ እዩ እሞ ፡ ንዘልዓለም ኣብ ቤቱ የንብርካ ። ምስክርካ ምስ ሰማዕኩ መዝሙር'ውን እባ ኃይል ስብከት እዩ ኢለ ።
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
00:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 10 МЛН
Non stop mezmur / Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024 /
36:50
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 287 М.
የዘማሪ ዲያቆን አቤል መክብብ መዝሙሮች
1:04:37
ተዋሕዶ ሃይማኖቴ
Рет қаралды 7 МЛН
#ስምካ_New_Eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2022_zemari_Bereket_tikue_smka
6:55
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 3,9 МЛН
YoniSosi-New Tigrigna Mezmur   by Yoni&Sosi  (Rediuni)
8:04
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,7 МЛН
ማመኔ / mamenie / amharic cover mezmur  #orthodox #mezmur #2024#zemari_bereket_tikue
8:16
ዘክረኒ~Zekreni~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
5:48
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 3,8 МЛН
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 2,4 МЛН
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
00:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 10 МЛН