No video

ኣደይ ብህጻነይ ኣብ መቓብር ደርብያትኒ ከይዳ

  Рет қаралды 192,774

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ኣደይ ብህጻነይ ኣብ መቓብር ደርብያትኒ ከይዳ
ንኣሌክሳንደር ቃላኣብ ክረኽቦቦ ወይ ክሕግዞ ዝደሊ በዚ ክትረኽብዎ ትኸሉ ኢኹም፥፥
ቴለ 00256742789725 ዩጋንዳ
--------------------/-----------------
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com...
#Alexander#Eritrean#AlexanderQaleab

Пікірлер: 1 200
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 жыл бұрын
ንኣሌክሳንደር ቃላኣብ👇ክረኽቦቦ ወይ ክሕግዞ ዝደሊ በዚ ክትረኽብዎ ትኸሉ ኢኹም፥፥ ቴለ 00256742789725 ዩጋንዳ Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/
@okubayfeshaye5158
@okubayfeshaye5158 2 жыл бұрын
amlak yerabka hawna
@selamzerai1405
@selamzerai1405 2 жыл бұрын
Hey Josias & Alex wellcome, Ezi guday kdmi hji ab Eri Media network teketatileyo btaemi zehzn u , ane dewilelu DNA kabzi ksedelka bmegedi Dr Msmay wey kale Dr u zgber mejemerya gn eti beteseb dyu wala hawobo zbhal zelo fekadena kkewn alewo ileyo nere ,endhr eto sdra fkadegnatat zeykonu gn zgber neger yelen ,weladi kelil neger aykonen endu gn babiu kulu hzbi Eritrea weladi koynka alo. I wish u all the Best Alex.
@meronberhane8756
@meronberhane8756 2 жыл бұрын
ኣነስ ነቲ ሓወቡኡ ጠርጢረዮ ንሱ ከይ ከውን ኣቡኡ, ምክንያቱ ሓወቡኡ ጥራይ እንተ ዝከውን ኔሩ ክንድዚ ኮለል ኣይመበሎ ወይ ገለ ዝተሓብአ ምስጢር ከይሃለወ ኣይተርፍን እዩ። ኣምላኽ ምሳካ ይኩን ኣሌክ መተዓቢቲ።
@user-on3fy4ik2y
@user-on3fy4ik2y 2 жыл бұрын
እቲ ሓዎቦ ኮይኑ ዘሎ አቦኻ ክኸዉን አለዎ ንምንታይ አላ አደኻ የላን ክፈልጥ ኢሉ እዩ ዝኸዉን አነስ ንዑዑ ጠርጢረዮ
@azamitnuguse422
@azamitnuguse422 2 жыл бұрын
Gosia hawey endhr fkadentt etekonom etom ab Americana zelew ahwatu ahwatu danana yhtetom
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ወደይ ቅድሚ ሕጂ ደዊለልካ ንይረ ድባርዋ ከለካ ኣነ ዋላሓደ ሃብቲ የብለይን ግን ነቲ ሓደ ወደይ ሓዊ ክትኮኖ ካብታ ዘላትኒ ግን ማዕረ ወደይ ክርኤካ ብሽመይ ሽም ኣደ ሙሉእ ሓላፍነት ከውስድ ቃል ክኣትወልካ🙏
@senay1962
@senay1962 2 жыл бұрын
Asey Adey Mearey Fetari Mulue Edme & Tenan Yihabkn,
@senaitwelderafael4135
@senaitwelderafael4135 2 жыл бұрын
Tebareki adey mearey 1000 amet nberley. Wediki ka kindi 1000 ykunelki🙏🙏
@helensium754
@helensium754 2 жыл бұрын
🙏😍😭🤱 ohhhhhh i am heart broken 💔 be strong ma bro💔🙏
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 2 жыл бұрын
Amlak yehagezki brkti eki behaki 🙏
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 2 жыл бұрын
Amlak kndi shih ygberelki wedki 🙏🙏🙏 Nbereket ykun 🙏🙏🙏💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ, ኣደ, ደቃ ትጉሕፍ እዋን😭😭, alex ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ በዓል ቤትካ ክንዲ ኣዲኻ ሓፍትኻ ትኹነልካ, ኩላተን ኣደታት ኤርትራውያን ድማ ኣዴታትካ እየን ኣጆኻ 🙏🏾 ሕማቕ ኣይስማዓካ ,
@michaeltewelde5651
@michaeltewelde5651 2 жыл бұрын
@melaketsegay7397
@melaketsegay7397 2 жыл бұрын
ኣሌክ ብሓቂ ጎቦዝ ኢኻ ኣጆኻ ክትዕወት ኢኻ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ስድራኻ ዩ 🙏
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 2 жыл бұрын
ጡዑም ኣፉ
@merhawitsegay562
@merhawitsegay562 2 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ዶ በልካ ለክባጥ ህዝቢ ኢለዮ ኣልለኹ::
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 2 жыл бұрын
@@merhawitsegay562 እንታይ ጌርካ ህዝቢ ኤርትራ ከ ስለ ጽቡቅ ዝተዛረበ ድዩ ኣታ ነቶም ደቂ ሸራሙጥ ሓሳኻን ዓሌትካን ስድራኻን ኮምኡ በሎም ወዲ ዉርሽኡ ዝበደሎ ወድታ ጋሕባ ዓጣሪት ኣዲኡ ወዲ ቡዳ ዓሌቱ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
@@merhawitsegay562 ኢንታይ ገርካ ህዝቢ ኣይርደኣካን ዘሎ ኢበር ኒነብስካ ኢካ ትጸርፍ ዘለካ
@meronMeri-lt6qt
@meronMeri-lt6qt Жыл бұрын
ኣታ ብሩኽ ሓወይ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ዲኻ ሕማቅ እባ ኣይትዛረብ
@mhret1683
@mhret1683 2 жыл бұрын
ወላዲቱ ነዚ እንዳሰማዓኺ ስቅ ትብሊ እንተሃሊኺ ከመይ ከብድኺ ገሪልኺ በጃኺ አለኩ በልዮ
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ሚስጥራ ሓቢኣ ሓዳር ጌራ ወሊዳን እያ ጥዑም ድቃስ ትድቅስ ዘላ ይመስለኪ/ኩም?
@solomonbrhane7337
@solomonbrhane7337 2 жыл бұрын
@@ambesajrsemere723 gal tagam alwa amber kamzey gera abey katdkes. Takil manber eyoi
@user-bp5ut2zf3u
@user-bp5ut2zf3u 2 жыл бұрын
ብጥዕና ዘሎ ሰብ ከምዚ ይገብር ዶ ትብሎ ዝኾነ ጸገምሲ ኣለዋ እንበር ከብዲ ወላዲት ከመይ ኢሉ ኪገብረላ እንዲ ከኣ
@dahlak2208
@dahlak2208 2 жыл бұрын
ደስ ክብላካ ኣዝዩ በሊሕ ኩልንትናካ በቃ ምሉእ ክብር ንኣምላክ ኣነ ሓዊ ክኮነካ ልክዕ ማዕረ ኣደይ ዝወለድትለይ ብፍቕሪ ኣምላኽ ድማ ሰለዚ ክረክበካ ፍቓደኛ እየ we love you alex
@michaeltewelde5651
@michaeltewelde5651 2 жыл бұрын
❤🙏
@user-gs5ez5cd2u
@user-gs5ez5cd2u 2 жыл бұрын
🥰🥰🙏🥰
@kibreabgihrmay2085
@kibreabgihrmay2085 2 жыл бұрын
nay bahqi aqnikeni 🙏❤❤❤
@abdelaromodan6912
@abdelaromodan6912 2 жыл бұрын
🌹🥰👍
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Thanks brother
@teklemicalgurja686
@teklemicalgurja686 2 жыл бұрын
እዚ ዝመስል መንእሰይ ብህወት እተ ኣልኩም ወለዱ ንዘሓለፈ ይቕረታ ብምባል ንዝመጽእ ሕልናኹም ክቐስን ንሱ ውን ሩፍታ ክስሞዖ ውላድኩም ክትቕበሉ ብስም ፈጣሪ ንላበውኩም።
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 2 жыл бұрын
ዝገርም ኢዩ። ስብ ከፊኢዎ ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ምስዝከውን ኢዩ ውላዱ ዝድርቢ። ስለዝስ ውላድኩም ረኺብኩም ንኽትድርብይዎ ዝገበረኩም ሽግር ነጊርኩም እቅረ በለልና ኢልኩም ውላድኩም ምጥርናፍ ኢዩ ዝሐይሽ። ስላዝ ኣምላኽ ልቦና ይሃብኩም ። ኣለና በልዎ ነዚቆልዓ።
@afewerkikidane8998
@afewerkikidane8998 2 жыл бұрын
አሌክስ ሓወይ ናይ ባሓቂ በልሕ መንእሰይ አነ ልዕሊ ኩሉ ክእለት ዘረባካ አዝዩ ገርሚኒ አጆካ አምላክ አሎ እመነኒ ብውሽጦም ሰላም የብሎምን አምላክ ናብ ልቦም ይምሎሶም
@bisratghaim3824
@bisratghaim3824 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ሐወይ ናተይ ኩሉ ኤርትራዊ ኣቦኻን ኣደኻን እዩ❤😭
@amenrahel962
@amenrahel962 2 жыл бұрын
Kitiem zerebaki .goyta yibarki👍❤🙌 Ewe behaki kulu Eritreawi abokan adekan hawukan haftikan iyu
@adhanomadhanom2728
@adhanomadhanom2728 2 жыл бұрын
ኣሕ ኣጆካ ኣሌክ ሓወይ ብሓቂ በክየ ኢንታይ ዓይነይ ወላዲት ኢያ ወደይ ኣምላክ ምስካ ይኩን ኩሉ ኤርትራዊ ስድራካ ኢዩ ኣይትፍራሕ ኣይትጨነቅ 😭😭😭😭
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 2 жыл бұрын
I absolutely respect you for telling a painful people story we can all relate. Your doing an incredible work Such a meaningful work. God bless you Josais....Amazing and painful story. What a smart kid may God help you. I found my father on Facebook after 30 years. Nothing is impossible for God.
@okubaygrmatsion3345
@okubaygrmatsion3345 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ዝጎድለካ የብልካን ኩሉ ኤርትራ መበቆል ዓድኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@Gucci_eri4
@Gucci_eri4 2 жыл бұрын
ኣሊክ ሓወይ ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢካ ነዚ ኩሉ ጼርካ ከየማረ‍ርካ ምንባርካ። ኣምላክ ምሳካ ይኩን ትደሊዮን ትሓስቦን ብሓይሊ ኣምላክ ኩሉ ርከቦ🙏 ኣጆካ ዝዓርከይ! ንሕና ኤርትራዉያን ዉን ኩሉና ናትካ ኢና ኩሉ ዘድልየካዉን ክንሕግዘካ ድልዋት ኢና ኣጆካ ዝሓወይ ❤️🇪🇷
@temesgenamlakey2520
@temesgenamlakey2520 2 жыл бұрын
ኣየ ናይ ሰብ ነገር ገለ ውላድ ሲኢና ገለ ከአ ውላዳ ትድርቢ🤔. ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣጆኻ 👍
@ALU4279
@ALU4279 2 жыл бұрын
እዚኣ እያ እታ ሂወት ትብሃል፡ ገለ ዉላድ ሲኢና ፈቀዶ ገዳምን ማይጸሎትን ኮለል ትብል ገለ ከኣ ከም ደርሆ በሞዑት ደቃ ትጻወት። ኣንበሳየ ብጣዓሚ ከየድነቅኩካ ኣይተረፍኩን፡ ግዜ ደኣ ይነውሕ ይከውን እንበር ኩሉ እቲ ትደልዮ ብ ሓይሊ ኣምላኽ ክትበጽሖ ኢኻ። ኩሉ ግዜ ኣብ እግዚኣብሔር ተወከል ንሱ ውን ክድግፈካ እዩ።
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ቡሩከይ እግዛብሄር ምስካ እዩ:: ውዒሎም ሓዲሮም ወደይ ክብልካ እዮም ::ንስኻ ብዘይ ምክንያት ንዓለም ኣይመጻእካን 🙏🙏🙏ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ::
@lichiaaraya6546
@lichiaaraya6546 2 жыл бұрын
አብ ዓለም ዘይተነገረ እንበር ዘይተገብረ የለን ድሐን አጆኻ ንመን አለዎ ፈጣሪ አለዎ ተስፋ ይኹን ስንቅኻ ዝሐወይ
@Jusesloveme
@Jusesloveme 2 жыл бұрын
ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ እዩ፥ ኣጆኻ በትይዕ ኣሌክሳንደር ሓውና፥ ንስኻ ኣብ ዓለም ብዙሕ ክትቅይር ከምትኽእል ይኣምን እየ።
@user-nq9zg5qg4g
@user-nq9zg5qg4g 2 жыл бұрын
ሰላም ፍቁር ሓወይ ኣሌክስ ኣብ ኩሉ ጉዕዞ ሂወትካ ዓወት ይምነየልካ ነዚ ተስፋልደት ዝበሃል ብሕጊ ዘይ ትሕዞ ናተይ ሪኢቶ ኢዩ
@user-gq4bz5fs4j
@user-gq4bz5fs4j 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ደሓን ኣጆካ እንካዕ ኣብ ዝብፃሕ በፃሕካ ክንዲ ሰብ ኮንካ ኢካ እቲ ሓዲጉ ዘይሓድግ ኣምላክ ኣለካ እንተተረኪቦም ፅቡቅ እንተዘይተረኪቦም ከዓ ካብቲ ዝሓለፍካዮ እዋን ዶ ከይገደካ ኣጆካ 🙏❤️
@shishaytsegay724
@shishaytsegay724 2 жыл бұрын
ኣይትታሓለል ኣልክሳንደር ወደይ ኣብ መወዳእታ ክትዕወት ኢኻ ፈጣሪ ምስ ዝጻዓረ እዩ ኣምላኽ ይሓግዝካ
@user-nd9lt9eq8k
@user-nd9lt9eq8k 2 жыл бұрын
ኣቤት እዝግኦ ፈጣሪ ይቅረ በለልና ኣጆኻ ኣሌክሳንደር ሓወይ እግዚአብሔር ኣለካ ክንድኩሉ ክትዕወት ኢኻ
@arsemashishay7845
@arsemashishay7845 2 жыл бұрын
Atom yhwat bmejemerta ntom weledey zblom zelo hawna bthtna ytehatetu bkeleay kea ente abyom bhgi ytehazu kemzi zblo zelo wledu key konu ayterfun eyo
@meazamichael67
@meazamichael67 2 жыл бұрын
Brava Aleksander tebao 👌🏼👍♥ ብጣሚ ደስ ትቢል ብስለት ዘለዎ ኣዘራርባካን ቁምነገር ሓዘል መልክትካን መሲጡኒ ኣነዊን ብዓቅመይ ክሕግዝካ ድልውቲ ይየ👍
@zemen4935
@zemen4935 2 жыл бұрын
ኣጆካ ሓወይ እንቃዕ ብሂወት ተርፍካ ኣምላክ ይሓግዝካ
@mussiebrhane595
@mussiebrhane595 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣሌክስ ሓውና ኩሉ ህዝብና ሓውኻ እዩ እቶም ከምዚ ዝገብሩ ዘለዉ ከኣ ኣምላኽ ጽቡቅ የሕስቦም
@selemawitsium147
@selemawitsium147 2 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ዝክእልን ዝርእን እግዚኣብሄርን ይሓግዝካ ሓወይ.....
@medhanieemeha7627
@medhanieemeha7627 2 жыл бұрын
ቀሊል ዘይኮነ ስነ ኣእምራዉን, ማሕበራዉን ጸገማት የሕልፍካን ተሕልፍን ኣልለካ, ንኹሉ በዲህካ ኣብ ከምዚ ደረጃ ምብጻሕካ ከኣ ናይ ብሓቂ ክትሕጎስ ይግበኣካ:: ኣጆኻ እቲ ጉዳይ ከኣ ዳርጋ ናብ መዕረፊኡ ገጹ ዝኸይድ ዘሎ ይመስል:: አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.
@merihtesfay8931
@merihtesfay8931 2 жыл бұрын
Job 8 (ትግ) - እዮብ 7: መጀመርታኻ ንእሽቶ እንተ ዀነ፡ መወዳእታኻ ግና እምብዛ ኺበልጽ እዩ። ኣሌክ ሓወይ ብሩኽ ኣጆኻ እግዚኣብሄር ንዓቢ ዕላማ'ዩ ፈጢሩካ። ሓላዊኻ ከኣ ኣይድቅስን ኣይታኸስን እዩ። ስለዚ እቲ ዓይኒ ዝፈጠረ ስለዝርኢ፡ ባዕሉ ንስኻ እንታይ ከምትኸውን ይፈልጥ እዩ። ሎሚ ትደልዮም ዘለኻ ጽባሕ ባዕሎም መጽዮም ኣብ እግርኻ ወዲቖም ክልሙኑኻ እዮም። ካብ ኩሉ ዝተሓጎስክዎ ኣብ ገጽካ ናይ ሓዘን ይኹን ዝኽትምና መንፈስ ዘይምርኣየይ እዩ። ኣጆኻ በርትዕ ኣምላኽ ባይልኻ እዩ።ወለድኻ ኮ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ እንተኾኑ፡ኣምላኽ ግን ክረድኣካ'ዩ።
@sofanit5174
@sofanit5174 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣሌክ ሐወይ ደቆም ሙኻኖም እንዳ ፈለጡ ብሽሞም እምዳተጸዉዑ ከማን ክንደይ ዘያኣልይዎም አለው.🤭 እንስሳ ከማን ውሊዳ ኣይትጉሕፍን 🤭 ገሪሙና ኣሎ
@mahammedromodan9404
@mahammedromodan9404 2 жыл бұрын
NAB higi aqribo ye zibil nizseb
@gennetbrahane7110
@gennetbrahane7110 2 жыл бұрын
Ajoka eti kebid ewan halefkayo eka esa wdladit tekoina nezelealem dekas yeblan
@Caffetube1962
@Caffetube1962 2 жыл бұрын
Kkk
@eriasmara8111
@eriasmara8111 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣሌክስ ናይ ብሓቂ በሊሕን ተባዕን መስተውዓልን ኢኻ አምላክ ኣሎ ኣብ ጎንኻ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 жыл бұрын
አጀካ ክብር ሓወይ አምለክ ይመሰገን ብህወት ምህላውካ
@almiamine9796
@almiamine9796 2 жыл бұрын
Such a brilliant young man. I called you several times after I heard your first interview but couldn't locate you. Ajoka we are all with you and we are all your family🇪🇷
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 2 жыл бұрын
ኣጁካ ማዓረይ ቡዙሕ ኣይትጨነቅ ኩሎ ፉጡር ወዲ ሰብ ውሉድ ናይ እግዛብሄር እዩ ።
@selmatzeggai7643
@selmatzeggai7643 2 жыл бұрын
ክቡር ወድና ወዲ ኩሉ ፍጡር ፈጣሪ ኣለክሳንደር ወዲ ኹሉ ብዓል ሕልና ዘለዎ ሰብ ኣጆኻ ትባዕ ጽቡቅ መልእኽቲ ኣማሓላሊፍካ ኣሎኻ! ኣምላኽና ሕሹኽ ክብሎም ይምነ ፡ደጊመ ኣጆኻ ይብለካ!!!
@sebkedem9410
@sebkedem9410 2 жыл бұрын
You are a brilliant young man and i’m sure at the end of the tunnel there’s a light .Best luck to you!!
@zaidkuhlay2106
@zaidkuhlay2106 2 жыл бұрын
እዋይይይ ዳነ ሓወይ ኣንታ እንታይ ድኣ ወሪድዎም ወደይ ኣይትርብሑ እልዎም እንበር ንዓካ ድኣ ኩሎም ኤርትራዉያን ኣቦታትካን ኣዴታትካን ኢዮም ፍትወይ ኣጆካ።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 жыл бұрын
ዋይ ወደይ ወዲ ሓደ ምዓልቲ እኳ ኣይጥፋእካ ገሊኦም እኳ ትምክሕቲ ድሑር ኣተሓሳስባ ኣሎ።ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ።💯👍❤️👌😍🤩
@russomtesfamicael81
@russomtesfamicael81 2 жыл бұрын
100% ኣዴካ እያ ተግባራታ እዩ ደህድማ ዘሎ::📌
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ፍጣሪ ሕጅካ ሓንቲ ኣይትኸውንን ኩሉ ኣብትሕቲፈጣሪ እዩ ንሳእንተኾይናግን ኒኻላኣይ ግዝየ ትጋገ ኣላ ወይልኣ ንሳ እምበር ናትካስ ጸገም የብልካን ኣጆኻ ተራጛጋጋእ
@asteryakob3027
@asteryakob3027 2 жыл бұрын
ርእስ-ምትእምማን ዘለካ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ኣሌክስ። ኣጆኻ ትዕወተላ ሓንቲመዓልቲ ኣላ።ካብ ሕጊ ኢዮም ዝሃድሙ ዘለዉ እዞም ዝጠቀስካዮም ሰባት ናይ ሕልና ኪሰርሑ ኣምላኽ ይሓግዞም። ከማኻ ተባዕ መንእሰይ የለን። ወላዲትካ ክኣ ሽዕዑ ዘይሕለፍ ሽግር ኣጋጢምዋ ይኸውን ውላዳ ክትድርቢ ተገዲዳ ሕጂ ግን ሕልንኣ ይውቀሳ መርሓባ ትበልካ።
@saeedahali4419
@saeedahali4419 2 жыл бұрын
كل امهات الارترين امك ونعم فيك طلعت رجال واخلاقك حلوه وربي عوضك بزوجه ارفع راسك دائما وخلي معنوياتك وطموحك عالي
@tsegatsegay5697
@tsegatsegay5697 2 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር ብሓይሊ ኣምላኽ ስድራኻ ክትረክብ።
@temesgenhadish854
@temesgenhadish854 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናዕን ይሃብካ ኣለክስ ጅግና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ነዚ ኣብከምዚ ደረጃ ንክትበጽሕ ዘዕበይኻ ወገናት ምስጋና ይግብኦም፣ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ከኣ ሕልምኻ ዝገሃደሉ ብምሉእ ልብኻ ትቀስነሉ እዋን የርእኻ።
@habentekie1937
@habentekie1937 2 жыл бұрын
ኣጆካ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏 ግዜ ዘይፈሖ ጸገም ይለን ⛪ኣምላክ ምስካ ይኩን ❤ ሃገርካን 🇪🇷መንግስትካን 🇪🇷ደው ይበለልካ 🇪🇷ህዝብውን ኣብ ጎኑካ ኣሎ ።
@mikimeharena9722
@mikimeharena9722 2 жыл бұрын
ይሕደጋ ኣብ ደገ መስሪታቶ ዘላ ሓዳር ከይፈርሳ ኢላ ትሃድም ኣላ ዝብል ዓቢ ግምት ኣለኒ
@waw1593
@waw1593 2 жыл бұрын
ane keman 100%
@esathawi1085
@esathawi1085 2 жыл бұрын
100%men emo yredaley.hink keyebleni sebayey yferih aleku.
@awtaymama5765
@awtaymama5765 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመንስ መንግስቲ ኤረትራ ስቕ ድዩ ዝብል በፍንጭኡ ጎቲቱ ድኤንእይ ዘይ ገብረሉ ነዚ ሓወቦይ ዝብሎ ዘሎ ። ሕደጋ ድማ ሓቀኛ ኣዴኻ ትኹን ኣይትኹን ንድኤንአይ ዘፍርሕ እንታይ ኣለዋ ድኤንአይ ምግባር እንተኣብያ ማእሙና ኣዴኻ እያ ። ንዘላኣለም ድማ ብሂወታ ከላን ምስ ሞተትን ንዘላኣለም እና ተሳቐየት ክትነብር እያ ኣጆኻ ኣብዚ ግዜ እዝይ ኣቦ ዘለዎን ዘይ ብሉን ኩሉ ሓደ እዩ ። ንሕና ድማ ኣለና ኣብጎንኻ ዝወደይ
@hadaswelday1842
@hadaswelday1842 2 жыл бұрын
አጆኻ ሐንቲ መዓልቲ ክትዕወት ኢኻ አምላኽ አሎ
@natnaelaandemeskel3194
@natnaelaandemeskel3194 2 жыл бұрын
Ewe yeak abzi aleka zereba Hawebeu ye bhali kntiltel alewo
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 2 жыл бұрын
ኣጆሓ እዚ ሓወይ ድንግል ማርያም ኣላ ምሳኻ ክንዲ ኣቦኻን ኣዴኻን
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይታ ኣደ ኢላ ትጥርጠር ዘላ እንታይ መጺዋ ዴኤኒኤ ዘይትገብር ክቐብጻ
@kibram6805
@kibram6805 2 жыл бұрын
Eti kulna nfelto zeykonen ezi mengsti tblo zeleka nresu bhgin kwamn zeymrahsi nay Alex kigdeselu😡🇪🇷
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 жыл бұрын
እዋይ ሕማቅ ግዜ በጺሒና ኣጆካ ዝሓወይ መዓረይ እታ ወላዲት ከኣ ሕልንኣ ግጺጽዋ ገለ ብሓይሊ ፈታሪ እንተ መጸት❤🙏
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 жыл бұрын
ዋይይይ ሃወይ አምላክ ይሃግዝካ ግን ስመስለኒ አቶም ዝወለድኩካ ብርግጽ ንሳቶም እዮም አቲ ዝገበሩካ ግብሪ የሕፍሩዎም እንታይ ከነዘንትወሉ ኢሎምእዮም ዝሃድሙ ዘለዉ ግን ብሓቂ ፈሃት አምልስክ ዘይብሎም ጨካናት እዮም ብሓቒ
@maza9510
@maza9510 2 жыл бұрын
Eta nay yehdega sela Ada sem Abua zeghulana.Tarik hiwta zefeltu sebat ayseanun eyom . Ade eya haki tefelta
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
Alex, my son , don't be sad . God is great and his mercies are amazing te trust God's grace would discovers the miracles!!
@kibromtesfu978
@kibromtesfu978 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ይቅረ የግበረልና ብውሸጠይ ነቢዓ።
@kaleabkibreab8718
@kaleabkibreab8718 2 жыл бұрын
Be proud who you are, your parents aren't lucky to have you but sure they will never ever have a minute relaxation in their life.
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 2 жыл бұрын
❤❤ኣጆካ ዓቅሊ ጥራይ እንበር እትደልዮ ኣምላክ ሓሳብ ልብካ ከስምርልካ እዩ❤❤❤ ዓቅሊ ጥራይ ኣጆካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤ 🎉🎉🎉
@nebiattekou2136
@nebiattekou2136 2 жыл бұрын
ajoka ezi wedey amlak hasabka yesmrelka
@saimonalemalem6284
@saimonalemalem6284 2 жыл бұрын
Ajoka alikey amlak msaka eyu ktrekbom eka zehawey
@meskelteklesenbet4525
@meskelteklesenbet4525 2 жыл бұрын
Ajoka hawey natey bertie tray kirkebuyom nay hlna qsanet mienti kirekbu elom. Bejakum bihiwet entelikum nihina ena beluwo bihiwet entelikum bisim Egziabher Amlak ylmnekum aleku 🙏🙏🙏
@merhawitesfay1970
@merhawitesfay1970 2 жыл бұрын
ኣሌክ ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ይሓግዝካ ብልክዕ ውን ክትዕወት ኢኻ።ነዞም ወለድኻ ከኣ እግዚኣቢሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃቦም ንዓኦም ክጥዕሞም።ንስኻ ከኣ ንእግዚኣቢሔር ኣምላክ ብጸሎት ለምኖ ኣብ ሓጺር ግዜ መልስኻ ክትረክብ ።ኣብ ሓጎስካ የራኽበና ኣሜን።
@yordanosabraham1829
@yordanosabraham1829 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ወደይ ብጣዕሚ ኢካ ወረጃ በሊሕ ልኡም ደስ ትብል♥️♥️♥️ ኣጆኻ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ወላዲኻ እዩ:: ነዚ ምስ ረኣዩ ከአ ኣብ ልቦም ክምለሱ እዮም ስድራኻ:: ዝተረፈ ዘመንካን ብዓልቲ ቤትካን ይባረኽ🙏
@user-fy7eh7zi6i
@user-fy7eh7zi6i 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ሃቦ ጥራይ ንዓኣውን ጸገም ከይህልዋ ሰብ ክማኣሕረል ይውዓል ገለውን ውላድ ይድርቢ 😭😭😭😭
@marumaki2004
@marumaki2004 2 жыл бұрын
ኣጆካ ኣሌክ ሃወይ ንስካ ብምክንያት አካ ተፈቲርካ ግዜ ዳ ይነውህ አምበር ስድራካ ምርካብካ ኣይተርፈካን አዩ ኣጆካ ተስፋ ከይትኮርጽ
@angesomzerezghi5570
@angesomzerezghi5570 2 жыл бұрын
Alex hawey ኣምበሳ jegna amlak hasab lebka yesmrlka 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷amen
@abibaraya6229
@abibaraya6229 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ኣምላኽ ኣሎ ምሳኻ ኩሉ ግልህልህ ኢሉ ክበርህ ኢዩ
@sammygebre8177
@sammygebre8177 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ጆሲ ሓውና ኩሉ ኣብ ማዓልቱ ክኸውን እዩ ሓንቲ ነገር ክብለኻ ናይቲ ኣቦኻ ክኸውን ተክእሎ ዘለዎ ሰብን ኣዴኻ ክትከውን ተክእሎ ዘላ ሰብ ስእሎም ከተቅርቦ ኔርኻ ሕጂውን ኣብ 2ይ ርክብ ስእሎም ፖስት ግበሮ ምክንያቱ ናይ ቀረባ ቤተሰቦም ስእሎም ምስ ራኣዩ ዓገብ ክብልዎም ናብ ልቦም ክምለሱ እየ ።።።
@senay6334
@senay6334 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ይመስገ ሓወይ መዓረይኣምላኽ ኩሉ ግዜ ምስ ጽጉማት ዩ ወላዲትካ ብሓይሊ ኣምላኽ ክትርከብያ ብግብሮም ውን ክዋረዱ ኢዮም።
@negasi2123
@negasi2123 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ምስ ስድራቤትካ የራኽበካ ኣሌክ ሓወይ። ናይ በሓቂ ሞራላል ዘለካ መንእሰይ ኢኻ።
@milushmey8397
@milushmey8397 2 жыл бұрын
ኤርትራ ምሉእ ዓድኻ ኣሊኮ ሓወይ 🇪🇷🇪🇷😘
@minaleshtera1049
@minaleshtera1049 2 жыл бұрын
ሀበሾች ብቻ የሚሳሳቷቸው 5 ቀላል የእንግሊዝኛ አገላለጾች() kzfaq.info/get/bejne/rslyeaqlzJyuf30.html
@kifleteweldebrhan826
@kifleteweldebrhan826 2 жыл бұрын
You are too smart bro.don't lose your hope.the truth will come with time. I wish you all the best God Bless you
@jonasyonas8862
@jonasyonas8862 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓው Alex ኣይትሕመቅ ብዘለካ ክሳብ መወዳአታ ፈትን ተዘይኮይኑ ግን ካልእ ይትረፍ ክትመውት ከላ ይቕሬታ ኣነ'የ ክትብለካ'ያ ።
@user-gd2qr8ct6z
@user-gd2qr8ct6z 2 жыл бұрын
Ab East ghanm tatu tkewin enber ezas resah eya
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
Welcome dear Alex , u are absolutely blessed and amazing person!! My dear son I love you and respect you!! Alex u are so brilliant and ful of knowledge! Ur speech are smart, all honest people are with you!! Following Ertreans, when Alex asked to man ,how did not show love ,care and respect the man that Alex asked?? It's absolutely cruel and wicked !! I am sorry that is the truth!! Alexander is amazing child and now he is a man with a wisdom! Alex is saying the man is trying to hiding from Alexander, why for a child this kind wicked aim? As Alexander is saying all Ertreans are your parents!! Belss our son!!
@dahlak2208
@dahlak2208 2 жыл бұрын
josi ምስትውዓል ይጎድለካ ኣሎ ተኣረም ደርብያትካ ከይዳ ኣይብሃልን ክትሕዘካ ሰለዘይካለት ምባል ን alex ሞራል ክኮኖ ሰለዚ ፍቕሪ ክንህቦ ዝግብኣና alex ብኣንጻሩ ፍቕሪ ይህበና ኣሎ ሰለዚ ንሳ እውን ነዛ ነገር እዚ ዳግማይ ክትቅበሎ ወደይ ኢላ ክትሓቅፎ ፍቕሪ ንሃብ ውላዳ ትጸልእ ሄዋን የላን alex እውን ከምኡ ክትብል ከለካ ንብዓት ይሸርብ ኣሎ ሰለ ኩሉ ተገዳስነትካ ድማ much love for you josi ምስ ምሉእ ክብረት እንተ ተጋግየ ድማ ኣሩሙኒ
@amanaman1736
@amanaman1736 2 жыл бұрын
Nisu ko dingaxe tegeberu u komu zibil zelo bihimaq aytiredayo
@dahlak2208
@dahlak2208 2 жыл бұрын
Aman Aman thanks bro yrdaen sle commentka Thanks komie kblo enkelo smietu ykr ner neta zey terekebet ade dma b fkr knmelsa ele eye b himaq aykonkn sle tegedasnetka dma thanks kierem eye
@shalomkiflay8659
@shalomkiflay8659 2 жыл бұрын
እንታይ ማለት እዩ ህጅስ ደርብያቶ ጥራህ ከይኮነስ ጉሂፋቶ እንድያ።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 жыл бұрын
Nmedia aybekein alo etib elu zeyhatit kulilh dima ybil plz tearemela josias
@ta-sy6up
@ta-sy6up 2 жыл бұрын
Aytagagayen. derbeyto. hji wen kehidato. Kolali ybelewo alewu. mesekenay hawey 🙏🤚💜
@daniamour4689
@daniamour4689 2 жыл бұрын
ኣኤክሳንደር ሓወይ ኣጀኮ እንኮዕ ጥራይ ብሰላም ዓበካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ ኣይ ትጨነቅ የሕፊርዋም እዩ ዝከውን ንሕና ኣብ ጎንካ ኣከና ፡ውላድካ ጥራይ የሪኤና፡
@regushikor4705
@regushikor4705 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣሚ ጎበዝን ሓያል ኢኻ ንኩሉ ጼርካ እትከዪድ ኣሌክ ሓወይ እግዝኣቢሄር ዳኣ ኣይደርቢኻ እንበር ናይ ሰብ ዪካኣል እዩ።ነዛ ከምዚ ዝገበረት ወላዲት ኣምላኽ ዪቅረ ይበለላ ብጣሚ እያ ትሕዝን ብሂወት እንተ ሃሊያ ብፍላይ ኣምላኽ ምሳካ ዪኩን ኩሉ ጊዜ ኣሌክ ሓወይ Love you so much❤🇪🇷
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 жыл бұрын
ወላዲቱ ብሂወት እንተሃሊኺ ርግጸኛ የ ነዚ እንዳሰማዕኪ ቅሱን ድቃስ ከምዘይትድቅሲ ስለዚ ንሂወትኪ ጥዕና ክትረኽቢ ንዕኡ ሕልንኡ ክቐስን ኣለኹልካ በልዮ ፕሊስ!!!
@salihmohammed1371
@salihmohammed1371 2 жыл бұрын
Welahi umkar yigebru alewu, wulad hiyah fetari iyu ajoka. Esika sebay eka behaki
@eregreat2038
@eregreat2038 2 жыл бұрын
ሰላም አላክሳንደር: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ: እታ አደኻ በዓልበታ :ከይ ፈትሐ በሚባል ትአቢ: ትኸውን: ንስኻ ግን ክንዲ ሐፍቲ ክንዲ ሐውን ትኸውን: መርዓትካ: አላትካ ኩሉ ህዝቢ ከአ አብ ጎንኻ እዩ. ።አሕዋትካ ውለድ ።♥♥♥
@zemuykeshi7439
@zemuykeshi7439 2 жыл бұрын
ብሓቂ ከብዲኻ ዝበልዕ ኢዩ። ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣቦን ኣደን ዘለውና ውን በይኒና ኢና ንነብር ዘለና በርትዕ ኣጆኻ
@yodittesfu6125
@yodittesfu6125 2 жыл бұрын
Esu da hakka tesfa enda rekebka gn testemasl
@meronberhe6255
@meronberhe6255 2 жыл бұрын
Please open gofundme we will happy to help him ❤️ 😊
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
it's good to donate money, but what's the goal? I would start with a core group that can make a plan of what can be done. I'm thinking about a police report and consult a lawyer. we can request a quote for what it would cost and collect money based on the breakage.
@yerusalemkidanebahta8002
@yerusalemkidanebahta8002 2 жыл бұрын
Genzeb aykone zedlyo zelo Bwshti kthgzo tkiel eka
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
@@marthaberhane8563 good idea
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ድርብን ዕጽፍን ገይሩ ይሃብካ 🙏🙏🙏ኣነ ኩሉ ገዜ ከምዚ ክርኢ ከሎኹ ንብዓት ሓጎስ እዩ ዝነብዕ ምክንያቱ ኤርትራዊ ናይ ሓዉ ሽግር ከም ሽጉሩ ገይሩ ስለ ዘሕምሞ ሕጂ ውን ግድን ሓገዝ ክደሊ እዩ ምክንያቱ ዘመድ ኣቦ የብሉ ዘመድ ኣደ Kampala wn ሰሪሕካ ትነብረሉ ዓዲ ኣይኮነን ኢደይ ኢድካ ንበል የሕዋተይ ቡሩካ እግዛብሄር ካ ወልዱ ክርከቦ ይሓግዞ
@almiamine9796
@almiamine9796 2 жыл бұрын
@@marthaberhane8563 I love your idea. Since his mom is in USA, we can ask him for her phone number and locate her and if she would refuse to collaborate, police report can be filed. And consulting a lawyer is a great idea too.
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 2 жыл бұрын
Alex ኣጆኻ ብፍላይ እታ ኣዴኻ ካብ ክትረኽባ ዘይክትረኽባ ይሓይሽ ምኽንያቱ ኣዴኻ ኢያ ኣብ መቓብር ደርቢያትካ መን ይፈልጥ ዋላ ኣቦኻ ይደልየካ ይህሉ ብዝኾነ ኣጆኻ ሓንቲ ማዓልቲ ኣቦኻ ትረክብ ትኸውን እንተ ነዴኻ እሞ ኣይትዘክራ ኸማን ጨካን ፍጥረት ሰብ ዘይብላ ኣረሜን ኢያ
@afterpromise5643
@afterpromise5643 2 жыл бұрын
wedi eritrea mukana edlena eka anhna eritrawyan hade hawuna kshger shigerna mukanu ajoka hawey halaley love u
@vjr7453
@vjr7453 2 жыл бұрын
እፉፉ ከመይ ገይረን እየን ውላደን ዝድርብያ ዘለዋ😪😪 እት ኣቦኡ ከ ውላደ ናበይ ከይዱ እሉ ዘይሓትት ባእእ
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ነቲ ሓወቦኻ ዝበለካ ኣቀዲሙ ክሰሶ።
@selamrar2620
@selamrar2620 2 жыл бұрын
እቲ ሓወቦኻ እየ ዝብሎስ ፡ኣቦኻ ኸ ኣበይ አሎ ደኣ ኢልዎ ኣይተረድኣኒን?
@genetweldezgi7249
@genetweldezgi7249 2 жыл бұрын
@@selamrar2620 Abu bhiwet yelen ymesleni
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 2 жыл бұрын
@@selamrar2620 ኣቦኻ ተሰዊኡ ዩ እዛ ስእሊ ኣብ ኣልቡሙ ጸኒሓትኒ እሳ ተኾነት ኣዴኻ ድለያ ኢልዎ ኣብ ኤርትራ ኢንተርቪዉ ዝገበራ ዝሰማዕክዋ።
@zaidtesfai1416
@zaidtesfai1416 2 жыл бұрын
Hi Jossi. Can you please open go fund me for this smart and young man 👨 that to feel him, we Eritreans all over the world are his brothers, sisters, fathers and mothers. Yakob, I know and I understand the pain you have and the struggle you are passing through to know your identity. However, you are the winner as you are trying your best to find them at the same time they are big losers as they did not give you a piece of chance. We love you 😍, admire you and take you the way you are. God bless you son
@user-xk1ov4tn8j
@user-xk1ov4tn8j 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ንኡሰይ ኩልና ኤርትራውያን ይሕዋትካ ኢና ኣምላኽ ድማ ኣብ ዝሓጸረ ምስ ወለድኻ የራኽበካ
@febi.febiti
@febi.febiti 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ክቡር ሓወይ ዊዒሎም ሓዲሮም ምርካቦም ኣይተርፎምን ኢዩ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን.
@yuelella8176
@yuelella8176 2 жыл бұрын
ኣነ ኣቦይ ወዲ 6 ዓመት ከለኹ ምስ ሰለስተ የሕዋተይ ነደይ ገዲፉ ናብ ኻልእ ሰበይቲ ከይዱ ብድሕሪኡ ንሳ ድማ ወትሃደር ስለ ዝነበረ ንስደት ከም ዝወጽእ ጌራቶ ናብ ኣዲኣ ኣብ ጀርመን ኢያ ትቅመጥ ናባኣ ሰዲዳቶ 5 ቆሉዑ ወሊዱላ ካቡኡ ካብ ጀርመን ሃዲሙ ናብ ነርወይ ከይዱ ወላ ናዓኣ ሸንዲሕዋ ማለት ኢዩ። ንሳ ድማ ካብ ኤርትራ ኣብ ደገ ቤተሰብ ስለ ዝነበሩዋ ዝሕግዙ ኣይጸነሐትን ምስ 5 ደቃ ንጀርመን ናብ ኣዲኣ መጺኣ ማለት ኢዩ። እንተኾነ ግን ምሱኡ ተፈላልያ ኢያ ከምዚ ኢሎም ንነዊ ዓመታት ኽነብሩ ድሕሪ ምጽና። ድሕሪ ከባቢ 15 16 ዓመት ሃንደበት ንዓና ይድውለልና ማለት ኢዩ። ብድሕሪኡ ጋን ይኾነና ምኽንያቱስ ኣቦ እንታይ ሙኻኑ ከማን ዳርጋ ጠፊኢና ኢዩ ኔሩ ሽዑ ነደይ ደዊሉ ንደቀይ ንሰለስቲኦም ማለት ናዓና ኣመዝጊበዮም ኣለኹ ኣብ ነርወይ ሕጂ ግን ናይ ጥምቀቶም ብ ኢንግሊሽ ኣቶርጊምኻ ኣምጻዮ ኢሎሙኒ ኣለዉ ይብላ ነደይ ንሳ ድማ ሕራይ ትብሎ ድሕሪኡ ኣቶርጊማ ትሰደሉ ማለት ኢዩ። ንሱ ምስ ሰደደትሉ ድማ ከም ኣመሉ ይጠፍእ። ዳሕራይ ኣደይ ተሓተተት ሲ ንምንታይ ሰዲድኩሉ ይብሉዋ ሰባ ምኽንያቱ ኣነ ኣብ ኤርትራ ኽንድዚ ቆሉዑ ኣለዉኒ ኢሉ ንሶም ድማ ገለ ሓገዝ ስለ ዝብዎ ኢዩ ስደድለይ ኢሉ ተጻዊቱልኪ ይብሉዋ ኣደይ ድማ ትሓዝን በቃ ንርእሱ ይግበረሉ ኢላ ናብራ ቀደማ ትቅጽል ድሕሪ ነዊሕ እዋን ኣብ 2017 ኣነ ቦታይ ስለ ዘሸገሩኒ ንስደት ይወጽእ ካቡኡ ኣብ ሱዳን ኣድራሹኡ ይረኽብ ማለት ኢዩ ኑኡጋንዳ ኽሕከም ከምዝመጸ ሹዑ ደዊለ ሰላም ይብሎ ንሱ ድማ እንታይ ደሊኻ ይብለኒ ኣነ ንሊብያ ኽከይድ ይደሊ ኣለኩ ይብሎ እሞ ዘለኒ የልለይን ኢሉ 200$ ይሰደለይ ዳሓን ጽቡቅ ኢለ ዝወረደት ኽትወልድ ንሊብያ ይብገስ ካቡኡ 6000$ ክፈል ይበሃል ተጨውየ ንሱ ይሕተት ብሰበሰብ የብለይን ይብል ካቡኡ እታ ንስደት ዘውጻቶ ካላኣይቲ ሰበይቱ ኣብ ላዕሊ ገሊጸያ ዘለኹ ንሳ 3000$ ትሕግዘኒ ዝተረፈ ድማ ኣደይ ኣብ ፍቆዶ ቤትክርስትያናት እንዳለመነት ትኸፍሎ ፍቃድ ፈጣሪ ኮይኑ ብሰላም ኤሮውፓ ያኣቱ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ኣቦ ኽልተ ቆሉዑ ኢየ ዘለኹ ኮሙኡ ውን ኣብ ዝተፈላለየ ማስሜድያታት ይነጥፍ ኢየ ርግጼቻ እየ ይሪኤኒ ኢዩ እንቶኮነ ግን ክሳብ እዛ ሎሚ ዳሃይ ኣይገበረለይን ዞሎ ኣነ ምስ ዝሞቱ ኢየ ዝቆጽሮ ኣብ ኢንተርቪው ከማን ከምዝሞተ ኢየ ተዛሪበ ክክክ ምክንያቱ ኮሙኡ እንተ ኢለ ኢየ ባህታ ዝስማዓኒ ብዝኮነ ኣነ ሕጂ ነዚ ታሪኽ ከስተንፍስ ዝመረጽኩሉ ኣለኽስ ሓወይ ኣቦታትና ፈሊጥና ከማን ሓንቲ ኣይገበሩልናን ብሂወቶም ከለዉ ስለዚ ክንዱኡ ኣይትገደስ ኣብ ወለዲ ብፍላይ ኣብ ኣቦ ክብለኻ ይደሊ እዚ ወዳሓንኩም ሓደ ማዓልቲ ባኣኻል ወጼ ኸዘንትዎ ተስፋ ይገብር ወይ ድማ መጽሓፍ ክጽሕፋ።
@teweldedoglas6336
@teweldedoglas6336 2 жыл бұрын
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
Bro bmejemerya enka fre brkka arayeka fetari bmkxal abo malet eko kulu u zkewn zkebede gn abonet u terediekani ktkewn tesfa ygebr slezi kala yterf aboka men mkanu wedi men mkanka keman felitka aleka
@yuelella8176
@yuelella8176 2 жыл бұрын
@@kesetemerhawi9674 _ኣይትጋገይ ኣደ ኢያ ኩሉ ትኸውን ኣብ ዓለም ክንዲ ወላዲት ክትኻእ ዝኽእል የለን ኣቦ ግን ይትኻእ ኢዩ። ብመን ተኢልኻኒ ብወላዲት ክንዲ ኣቦን ኣደን ኮይና ተዕብየኻ ሓቀይ። ዳሓር ኻኣ ኣነ ኣቦ ከም ዘለኒ ብሽሙ ጥራሕ ኢየ ካብ እዚ ኣቦ ኣለኒ ምባል ብኻ ኣቦይ ዘይፈለጥኽዎ ምኽንያቱ ካብ ጥቅሙ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ በሰላ ይበዝሕ ብሰንኩ።
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
@@yuelella8176 no kemu aytbel ajoka gn n Alex hawna wn eko adu ya tkhdo zela zgahafeto wn nsa ya kulen adetat lewahat malet aykonan kulom abotat wn chekanat aykonun wana neger gn wedi men mkanka mflat u entay aynet seb bzeyegeds bhaki ezi hawna zelewo skay meare kndey ane kdmi 2 amet semieyo nere interviewu ksab hji mealebi bzey mrkabu btami hazine emo ka bhiwet endahalewu kelewu emo nezi zmesl busulun belihn wlad kelo 🤔🤔 beti zhbwo zelewu haberta ye kkonu ykealu yom zbl gmt aleni bzkone gn ajoa aythmek neza halafit alem nfakerela tray i hope 1 mealti ka ms weladika ekre ktbahahalu sle huluf kulu gedifkum mknyatu gega ademawi u kab gegaka deymaram u seytanawi aboka ka 1 mealti dekey zblelu gzei kmexei u lbonu ms tekefte hlnu ms retio ab hadarka selam ksanet ymneyelka zhawey
@kisanettekie6041
@kisanettekie6041 2 жыл бұрын
🥺😭kemzi hiwet mhlafka sorry hawey gin kulu weladi hade aykonen aboy bhiwet yelen sley zhlefo meswaeti gin Maere adey u så kulu abo hade aykonen niaka gin mhiruka alo ndekika blus abo kunelom love you ma brother ❤️
@wedisoyra8403
@wedisoyra8403 2 жыл бұрын
ንዓኻ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንበር ንዝደርቦይኻ ስድራ ድኣ እንታይ ኢልካዮም ኔው በሎም ኣየድልዩኻን ኣነ ብወገነይ
@kemdiletey8269
@kemdiletey8269 2 жыл бұрын
Abshirka Alex bro kulahna🇪🇷 ahwatkan sdrakan ena, 💯 sure hade mealti tetaeisom klmunuka yom. Bertie zearkey 💪
@Emebrhan21
@Emebrhan21 2 жыл бұрын
ሰብ ካብ ውሽጡ ክሃድም ከሎ ዝገብሮ ኣይፈልጥን ኢዩ ኣሌክስ ሓወይ፡ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ሂወት ናይ ባዕላ መንገዲ ኣሎዋ ኣምላክ ልቦና ይሃቦም ከኣ ንወለድካ።
@user-rd7bs9wj1j
@user-rd7bs9wj1j 2 жыл бұрын
ሓወይ አጆኻ እመብርሃን ምሳኻ ትኹን
@Rahiel47
@Rahiel47 2 жыл бұрын
መርሓባ ጆሲ! እንታይ ኮይኑ ይስመዓኒ ቅድሚሕጅኮ ሰሚዐዮ ኔሬ ኣብ ኢሪትርያ መድያ ኔት ወርኪ ትብል ጋዜጤኛ ዮናስ ኣቅሪብዎ ኔሩ ሪኢቶይ ተመሳሳልዩ ክሳዕ ሕጅ ! እዛ ትባሃል ደላ ወላዲትን ክትከውን ትክእልያ ከምእውን እዚ ሰብኣይ ኣብ ኤርትራ ደሎ ሓዉ ነቲ ወላዲ ክከውን ይክእልዮም ኣሊክ ኢዩ ደኣ ቀሊል ነገር ድብሎ ደሎ ህርፋን ወላዲትን ወላድን ክረክብ ። ሕጊ ግን ነዞም ሰባት እዚኣቶም ተደኣ ኣሚኖም ኣብኡ ኮሎ ተቀቢሎሞ ክሳዕ ንሕልፈት ክእሰሩ ተክእሎ ኣሎ መክንያቱ እዞም ሰባት እዚኣቶም ንሞት ኢዮም ኣሕሊፎም ሂቦም ( ካራ ጌርካ ተደይ ኣከስተንካዮ ካራ ተደኣ ኣቀቢልካ ኣብቲ ገበን ኢድኣለካ እዚ ሰብእዚ ድማ ኣየመተቶን ደኣያንበሪ ምስ ምውታት ጥዋ መቃብር ኢዩ ተደርብዩ ኣብ መቃብር የዕጽምቲ ክበልዑ ኣራዊት ደኣዮም ድቀርቡ እንበሪ ክትቀርቦኮነ ክትጉዝጎዞ ደብህግ ኣይኮነ ! ከጠቃልሎ ነቲ ሓሳብ እዚ ጉዳይ እዚ ክሳዕ ማስሜድያ ድወጸ እዛ ሰብ እዚኣ ወላውን ብግዴታ ኣብ ሕጊ ክትቀርብ እሞ ብስርዓት ኣፍልጦ ደለዎም ብትምህርቲን ኣፍልጦን ዝተደገፈ ጌርካ ክስርሓሉ ኣለዎም እታ ሰብ ትበሃል ደላ ተደኣ ፈጺማቶ ኮይና( እንትርፎ ኣብ ኣፈርክቡ ክትመውት ኮላ ተናዚዛ ክትመውት ኮላ ተደይ ኣውጺኣታ እታ ሓቂ ብለመና ክንደየናይ ከይሰልጥ ሒዝካ ኣብ ሕጊ ክትቀርብ ኣለዋ ጥርጣረ ከኣ ገበን ኣይኮነን!!!
@amlest4975
@amlest4975 2 жыл бұрын
gibra yhifrwa ykewun
@minasiemirach2795
@minasiemirach2795 2 жыл бұрын
@@amlest4975 zhalefe gegaka yetaseka enber melisu do zeabeye gega tfxm eka
@user-nj7jo5ph6n
@user-nj7jo5ph6n 2 жыл бұрын
Betaemi zedneq mekri nesu eu kea eti haqie Kemzi zbelkayo ketmewt kela teray eya ktenasah ezi keman kenrdeo zelena Amawta ent axebiqa malet hamima ent tenaziza eu Ezgeabiher amlak aygbero enber bhadega ms hatyatka keytenazezka mflay wen alo slezi Ezi hawna kqesn entekoinu eti hezbi bgenzeb etom mehurat kea nab hegie meqrab nay kulu seb helna degef yedleyo eu emo edey edka nbel Bzeyada etom mehurat nay hegi kulu xegemu zehlefon riekum ketethababerwo yelabo Alek hawey Ajoka Ezi kulu reuy eu nesom wen ferihom eyom enber neaka xeliomka aykonun b hegi keyhtetu ferihom alewu Ezgeabiher amlak msaka yekun
@Rahiel47
@Rahiel47 2 жыл бұрын
@@minasiemirach2795 ምናሴ ሓወይ !እዚ ትብሎ ደለካ ድሕሪ ጌጋ ንሕልኑ ድእዘዝ(ድግዛእ) ኢዩ። ክንደይድዮም በደል ኣብልዕሊ በደል ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጌጋ ዝማራስሑ ! ስምካንበሪ ወድየናይ ዓዲ ምኮንኮኮ ኣይፈለጥኩን "" ኣብ ዓድና ደጋጠመ ቅድሚ ክልት ክሳዕ 3 ዓመት ይገብር ክነግረካ ሓደ ሰብኣይ ካብ ክለት የሕዋት ይወልድሞ እታ ሓንቲ ቀንዲ ሰበይቱ ኢያ እታ ካልኣይቲ ንእሽተይ ሓፍታ ኢያ እታ ንእሽተይ ካብ ሰብኣይ ሓፍታ ትወልድ እሞ እቲ ቆልዓ ወዲ ካልእ ምኮኑ ንካልእ ሰብኣይ ኣጸጊዓትሉ ነገርግን እቲ ደየቦ ኣይወደይንዩ እናለ ኣደ ደሃበቶ ዉሁብ ኮይኑ ብወዱ ይጽዋዕ ከምዚ እናበለ ቆልዓ ዓብዩ ትምህርቱ ወዲኡ ክምዚ ክላትና ዝተሰደድናዮ ንሱውን ተሰዲዱ ንስራኤል ያኣቱ ኩሉ እዚ እቲ ብደይ ውላዱ ዝለገቦ ወጻኢታት ይገብረሉኔሩ ሰበይቱ ከይተረፈት ውላድካ ተደኣ ኮይኑ እመነሉ እናበለት ተዛረቦ ኔራ ንሱ ግና ኣቅቢጹ ውላዱ ከምደይኮነ ኮይኑግን እቲ ሕብረተሰብ ገለዘረባታት ይስማዕ ኔሩ እቲ ቆልዓ ካብ ሰብኣይ ሓፍታ ምኮኑ ጽንጽንታ ይስማዕ ኔሩ ቆልዓ ጎቦ ልቡ ኮይኑ ሰንፈላል ይዓቢ ኩሉ ትምህርቱ ብደይ ኣቡኡ ይጽዋዕ ኔሩ ሕጊ ተፈጥሮ ኮይኑ ሰበይቲ ጻዕሪ ሞት ሓዛ ቀሽ ጸዊዓ ኣብ ግዜ ኑዛዜ ውላዳ ካብ ሰብኣይ ሓፍታ ከምድወለደቶ ነጊራ ዓሪፋ ። ሕጅ ድማ እዞም ነዚ ገበን እዚ ፈጺሞሞ ደለዉ ኣብ በይኖም ኣይኮነን እዝከረን ክሳዕ 2003 ዓመተ ምህረት ዝነበረ ጉኑን ኢዩ ኔሩ ከምዚ ተግባራት ኣብ ከባቢ ኣስመራ ኣብ ሳንጣ ከምንብረት ቆጺረን ኣብ ፈቆዶ ገለርያ እንዳጉሓፍ ኣብ በለስ ኣብ ግራውቲ ኮታስ ኣብዙሕ ህጻናት ዕሸላት ይርከቡ ኔሮም ኢዮም። እዛ ሰብ እዚኣ ድማ ኣነን ዝተሳቀክዎ ብሕልናይ ዉሑድ ኣይኮነን ሕጅ ድማ ደጊም ኣነ ምኮነይ እንገረሞ ዝተረፈ ዕድመይ ንኡሱር ቤት ድዩ ወላስ ዘተፈረድኩ ይፈለት ብፈራዶ እዛ ዓለም ብሂወት ኮሎኩ ንሰሓይ ክነግር ተትብል ዝጸበቀ ምኮነ መክንያቱ ክልተ ግዜ ከይትመውት እዚ ትነብሮ ደላውን ካብ ሞት ይከፍእ !!!
@minasiemirach2795
@minasiemirach2795 2 жыл бұрын
@@Rahiel47 hakika nsus ezgabiher nay hlna erfti zrekbelu methi khbo eyu enber giega Ab riesi giega zfxumus alew
@mendelayeri7045
@mendelayeri7045 2 жыл бұрын
አነ መጀመሪያ ዝረኸብኩካ እየ ንፖሊስ ዝጸዋዕኩ ከባቢ ስዓት 3pm ነይሩ አነ አዉኡ እዩ ገዛዉተይ እንኻዕ ዐበኻ አጆኻ ሐደ ማዐልቲ ባዕላ ክትመጽ እያ
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 2 жыл бұрын
ዋውውውው! ኣሌኮ ብሓቂ ኣድኒቀካ ብስለት ዘለካ መንእሰይ ኢኻ። ልዕሊ ኩሉን ቅድሚ ኩሉን ነዚ ሰፊሕ ልቦናን ሙሉእ ጥዕናን ዝሃበካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣመስግን ፡ ሰብ ኢኻ ወዲ ሰብ ኢኻ ወለድኻ ዉዒሎም ሓዲሮም ክርከቡ'ዮም። ንስኻ ዘይኮንካ ካብ ሕጂ ንደሓር ክትደልዮም ንሶም ወድና ኢኻ ኢሎም ክሃርፉኻን ክደልዩኻን ኣጆኻ በርትዕ።
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 2 жыл бұрын
Eway Aleksander hawey Ajoka Eska Timesle Shikor wedi Rekibomsi Entay kefiewome Nay Gize Hito Eyu enber Kirkebu Eyome 😭😭
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 2 жыл бұрын
እዋይ ወደይ ኣጆኻ ምናልባት ኣልክስ ወደይ እቲ ኣቦይ ይኸውን ኢልካ ትጥርጥሮ ዘለኻ ኣብ ሓዳሩ እታ ምሱኡ ዘላ ሰበይቲ ፍሪሑ ከይከውን እስኪ ምስ ግዜ ሕልኑኡ ወይ ብፍርሃት ኣምላክ እንተተመልሰ ኣጆኻ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 2 жыл бұрын
ጌጋ ድኣ ይኽልኣለይ'ምበር: ቅድሚ ሕጂ ከምዝገለጾ: እቲ ወላዲኡ ክኸውን ይኽእል'ዩ ዝብሃል ዘሎ ስውእ ኮይኑ ካልእ ውላድ'ውን ኣይሓደገን። እዚ ፍቃደኛ ምዃን ኣብዩ ዝብሃል ዘሎ ክኣ ሓዊ ኣብኡ'ዩ ዝብጽሖ ዘሎ።
@weinikesete1911
@weinikesete1911 2 жыл бұрын
Tsbuk aleki ruth weladi alex tesewiu eu ezi tetertari gn hawebiu eu ♥
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 2 жыл бұрын
@@weinikesete1911 Amlak hasab libu yesimirelu imber neezi zimesil gobez rekibom emo kea tokoyini si hadigi hawom si aynom ki hasiyu, gerimina ko. Kokewin zey kikewin si neza DNA kinefigilu hisem eyu.
@weinikesete1911
@weinikesete1911 2 жыл бұрын
Btami ygermeka nay seb neger inda reaywo inda semiewo beka yezanom tsemimu kindeyenay imo hilnom kikesin selam zey bilu nay hilna meksati ykeswa alewu ninebsom imber alex tsbuk sikorina kemey zbele gobez diya kiseru elwom imber kab libona kab sine hasabu kulu beka. I 💯💯💯
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 2 жыл бұрын
@@ruthshimey6717 kemzmesleni eti hawbou abou kkewn alewo geles alata
@ftmftsum1625
@ftmftsum1625 2 жыл бұрын
ይግርም ዩ ኣምላክ ይሓግዝካ ተስፋ ዘይ ምቁራጽ ጥራሕ ኩሉ ብሓይል ኣምላኽ ዩ።
@sz8028
@sz8028 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣሌከ ሓወይ ኩሉ በግዚኡ ክኾነልካዩ ሓያል ትኩር ጎይታ ምሳኻ ይኹን::
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 жыл бұрын
አጆካ ምቅርተይ ተወጢጦም ክገብሩ እዮ ሰብ ካብ ሰብ ኢካ ተፍጢርካ ለባም ዓቢሰብ አጆካ ጆሲ ሃዉና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚኩሉ ትገብሮ ሰናይ ነገራት በጃካ አብ መዕለቢ ኣብጽሓዮ
@ruftaasmerom3987
@ruftaasmerom3987 2 жыл бұрын
ኣለክ ሓውና ኣጆካ ተስፋ ኣይትኩረጽ ክትረክቦም ኢካ ጆሲ ሓውና ጎፋ ወንድመ ዘይተውጽሉ ሓገዝ ክኮኖ ዝብል ርኢቶ እዩ ዘለኒ ።
@njaysteamconquuredeurope8402
@njaysteamconquuredeurope8402 2 жыл бұрын
24 years old to young and very brave and smart young boy. You have right to take DNN by the law just report to the police. I can have you as my child if you allow me. Alex Lord Jesus is with you. We love you.
@nahomwete1511
@nahomwete1511 2 жыл бұрын
ኣጆካ ኣሊክ ሓወይ ጅግና ኣብ ሳዋ ብሓደ ኢና ኒርና ኣዝዩ በሊሕ መስተወዓሊ ዘክታም ምኻኑ ዝፍልጥ ክማን ኣይ ነበርን አንትርፎ ውሑዳት ስለዚ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣጆኻ ክትርኽቦም ኢካ ኣምላኽ ምሳኻ ኢዩ።ኮላትኩም ኣብ ደገዘለኩም 4112ድማ ኢደይ ኢድካ ንበል
@SalamSalam-bi1fz
@SalamSalam-bi1fz 2 жыл бұрын
ሰላም! ሰላም! ኩቡር ጆስያስ።ኣሌክስ ኣጆኳ! ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ! ብተግባሮም ስለ ስሓፈሩ ኢዮም ፡ምበር ብልክዕ ስድራኻ ኢዮም ።ቁሩብ ካኣ ገበን ስለ ዝገበሩ ንባዕላቶም ተሳቕዮም ናዓኻ ካኣ የሳቅዩ ኣሐዉ።ግን ዳሓን ክትዕወት ኢኻ ማዓረይ! 🥰
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 230 М.
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 17 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 8 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 7 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 28 МЛН
ኣደይ ንሓወይ ካብ ዓርኪ'ቦይ ያ ወሊዳቶ
18:16
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 84 М.
💥New Eritren 💥Live TikTok🔥
42:36
ጩራ ሜድያ
Рет қаралды 9
New Ertrean Live TikTok //24//08//2024
1:07:29
ሳምና ሜድያ
Рет қаралды 12 М.
ኣዲኡን ክልተ የሕዋትን ብሂወት ኣለዉ
16:30
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 220 М.
ን ሞት ዝተፈርደ ትግራዋይ
10:31
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 49 М.
ዲያቆን ወደይ ምስ ኣዲኡ ጠሊሞሙኒ
18:15
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 78 М.
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 17 МЛН