ኣዲኡን ክልተ የሕዋትን ብሂወት ኣለዉ

  Рет қаралды 220,431

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

2 жыл бұрын

ኣዲኡን ክልተ የሕዋትን ብሂወት ኣለዉ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#Alexander#AlexanderQaleab#Eritrean

Пікірлер: 875
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 жыл бұрын
Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/
@tiebetesfay5925
@tiebetesfay5925 2 жыл бұрын
Eway
@tiebetesfay5925
@tiebetesfay5925 2 жыл бұрын
Godd
@habenghirmay5177
@habenghirmay5177 2 жыл бұрын
Josie hawey amlak msaka ykun seb Kuno ne Alex eta haka awtsaya. ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@syumnelo4525
@syumnelo4525 2 жыл бұрын
Eta haqe awxaya da belo abti zkedeme slemntay kirekbo zeykale dianian ke nmntay yabiu xbuki gerka hiteto hiji ybli
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 2 жыл бұрын
Esu ke mo kabti nay qdmi hji enterwiew zegebero ksab hji tay kgebr xenihu way zweredo kola bzkone DNA gerkum aksnwo bejakum😔
@conscienceisfreedom4968
@conscienceisfreedom4968 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ልክዕ መሰታይ እዩ። ነደይ ሎሚ የመስግና ኣለኩ ናዓይ ክትብል ንድክነት ፊት ንፊት ስለ ዝገጠመቶ። ኩለን ደቒ ኣንስትዮ ሓደ ከምዘይኮና ሎሚ ፈሊጠ።
@shakamla
@shakamla 2 жыл бұрын
Adie brhan geza
@bitanya1212
@bitanya1212 2 жыл бұрын
Be strong women👩‍👦‍👦💪💪💪💪
@Elias-fk5nh
@Elias-fk5nh 2 жыл бұрын
እዚ ቈልዓ ኣብ ናይ EMN ቃለ መሕትት ኣብ 'መቓብር ቤት መኻእ እየ ተረኺበ' እዩ ኢሉ። 1. እዞም ሰብኣይ ግን ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ፡ ስለምንታይ እዞሞ ሰብኣይ ኣብ 'እንዳ ኮርያ ተወሊደ' ኢሉ ነይሩ ኢሎም ዝኸስዎ፧ ዓገብ! 2. እዚ ቈልዓ ወለዱ እምበር ዘሕንኽ ዜና ወለዱ ኣይሓተተን 3. ደሓር ከኣ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን እሞ በደል ሰብ ምዝርዛር ሰናይ ኣይኮነን። 4. መዕጸዊ የድልዮ ኣሎ DNA ይበልጽ። ወድኹም እንተ ዀነ እሰይ፡ እንተ ዘይኮኑ ንስኹም ትዓርፉ ንሱ ምድላዩ ይቕጽል። ወደሓንኩም
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
ሃቅካ ኢካ ሃለውለው ኣብዚሑ ሕሉፍ ገበኑ ዲዩ ክሽፍን ክርደኣኒ ኣይከኣለን ዓቢ ጌጋ ዋላ ተገበረት ኣፍታ ሽዓ ዘጋጠመታ ንሳ ጥራይ እያ ትፈልጦ። ኣብቲ ሕሉፍ ዝገበሮ ኢንተርቪው ቤትምካእ ከምዝተረኽበ እዩ ሓቢሩ ኣሌክስ። ዝሓለፈ ውሕጅ ይግደፎ ኢሉ ግን ሕጂ ኣቦን ኣደን ክኮንዎ ይላቦ ። ዝሓለፎ ነዊሕ ዓመታት ይኣኽሎ።
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
👌👌👌👌👌
@hihi-gy8zz
@hihi-gy8zz 2 жыл бұрын
Behaki
@yordanossimon9772
@yordanossimon9772 2 жыл бұрын
እዋይ ዘሕዝንዩ ገለ ወሊዳ ትድርቢ ገለ ኸአ ዉላድ ክትረክብ እንዳዘይእቶ ትአቱ ገለን ብማይ ገለን ሰአን ማይ ይብሉ ወለዲ ክምስሉ ። ብዝኾነ ድሕሪዚ ኹሉ ከርተት መጨረሽታ ክኾነልካ እምነ አሌክስ ሓውና ❤️❤️❤️
@frehaile6298
@frehaile6298 2 жыл бұрын
Yes, she is evil 👿 mum but god is good he is so sweet
@meronhabtemariam4169
@meronhabtemariam4169 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ወድኻ ምዃኑ ግን ብኸመይ ኢኻ ኣረጋጊጽካ፧ ንኣሌክ ድማ ተጋግዩ ኢልካዮ ኣለኻ። ንሱ እንዳ ኦርፋን ዝሃብዎ ጸብጻብ እዩ ተዛሪቡ ብኸመይ ጌጋ ትብል ኣለኻ፧ ድሓር ከ ንስኻ ውላድካ ብኸምዚ ዓይነት እንተ ስኢንካዮ ስለምንታይ ኣብ ጋዜጣ ዘየውጻእካዮ፧ ዋላ ስደት ውጻእ ስለምንታይ ብኻልእ ሰብ ዘየጽሓፍካ፧
@habentesfatsion6377
@habentesfatsion6377 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ወድካ ሙካኑ ብከመይ ኢካ ኣረጋጊጽካ ንኣሌክስ ተጋጊካ ዝበልካዮ ዘረባካ ኣይርዳካን አኡ
@goitomyebyo7411
@goitomyebyo7411 2 жыл бұрын
Ms meglexika 100 % ysemama . Alex ztekebelo teebtsab wey habereta iu hibu.
@mogosmogos163
@mogosmogos163 2 жыл бұрын
Eway xegem zgerm u
@Tocaluna91113
@Tocaluna91113 2 жыл бұрын
Yegrem eu 😔
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e 2 жыл бұрын
ጆሲ እስካ ትስርሑ ክሉ ግዜ ብሉጽ እዩ እሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn 2 жыл бұрын
መጀመርያ እንኳዕ ሓጎሰና በዚ ዛንታ ናይ`ዚ ቆልዓ እዚ ጠልጠል ኢልና ዝጸናሕና/// ብዝኮነ መክንያት ንሑሉፍ ኣይንወቕስን ኢና፡ ዘሎ ብሕጂ ይበዝሕ። ከም ምክሪ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኢስራኤል እየ ዘለኹ። እቲ ሕጂ ዝድለ ብህጹጽ DNA ናይ ክልቴኩም ምግባር እዩ። ብድሕርኡ ነቲ ዘለኻ ጸገም ነዘን ኣብዚ ዓዲ ዘለዋ ገበርቲ ሰናይ ሓብርካ፡ ንስኻን ውሉድካ ፍታሕ እትረክቡሉ መንገዲ ምንዳይ እዩ። ርግጸኛ እየ ንዓኻን ንወዲኻ ኣብ እትረኸብሉ ዓዲ ክኣኻክብኩም ከም ዝክእሉ ክሕብርርካ ይፈቱ። ብተወሳኪ ወላዲቱ ኣብ ካናዳ ስለዘላ ናብኡ ጥራይ ኢና ክንከይድ ንደሊ ክትብል ውን ዕድል ከውህበካ`ዩ። ኣነ ንበዕለይ ናይ ጓል ሓወይ DNA ጌረ ነይረ። ኣነ ኣብዚ ዘለኹዎኹዎ ኮይነ ንሳ ኣብ ሃገረ ኢመሪካ ኮይና። ስለዚ ሎሚ ዲኤንኤ ቀሊል እዩ ብናይ ኣፈይ ምራቕ ጌሮም ጓል ሓወይ ንከረጋግጽ ሕጊዝኒ`ሞ ንዓኻ ውን ከምዚ ከማይ ከም ዝሕጉዝካ እሙንቶ ኣለኒ። ብዝኮነ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ተስ ኢሉኒ ኣሎ። ሓደራ ነታ ሰብ ኣይትሓዙላ ንስኻ ንባዕልካ ይቅሬታ ግበረላ፡ ንቅድሚት ንርኤ ኮለል እንተበልና ትርጉም የብሉን። ኩሉ ዘድልየና ኣብ ይቅሬታ እዩ ዘሎ///
@eritreayanatey2140
@eritreayanatey2140 2 жыл бұрын
Lebam zreba nay bahaki
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 2 жыл бұрын
አነ ግን እዚ ደብዳቤ ካብ ዝጻሐፍ ክንደይ ጌሩ??? አይታሐዙለይ እዚ እውን ደርቤዬ ኢላ እንድሕር ጺሒፋትሉ:::- ክሳብ ሎሚ አበይ ኔሩ?? እንስሳ ጠፊኡኻ እኳ ከይደቀስካ ትሐድርሲ ወዱ ዝአክል? አነ ዝመስለኒ ክልቲኦም አይደለይወን ነዚ ቆልዓ:: ረቢ ዕበ ስለ ዝበሎ እዩ ዓብዩ መስክናይ ስለዚ ነታ ሰበይቲ እውን ቆልዓ ምድርባይ ብሕጊ የክስስ እዩ:: ደርብያቶ ቡዙሕውን አብ ኤርትራ ኔራ:: እቲ አቡኡ ግን እንዳፈለጠ ከም ዘይፈለጠ ስቅ ኢሉ ተሐቢኡ ኔሩ ማለት እዩ::ክልቲኦም ጌጋ ጌሮም ከለዉ ሕጂ ካብ ሐላፍነት ክሀድም ነታ ሰበይቲ ዊዒቲ ኔራ ገለመለ ዝሕፍር ክሰምዖም ከማን አይደልን:: ዘይሐልፍ መሲሉዎም ዋላ ሂወት ዝዘርእ አይመሰሎሙን: ንሱ ግን ብሐይሊ ረቢ ምስ ሂወቱ አሎ:: መሕፈራት ንኩሉ ግዜ እንተትሕቡኡ ከማን ምሐሾም:: ቡዙሕ ምተዛረብኩ ግን ስቅ መሪጸ አለኩ:: አለክሳንደር ብድሕሪ ደጊም ስድራ ክኮኑኻ ድዩ ሐሳብካ??? እታ አዲኡ ትባሃል ሕጂውን አይተጣዕሰትን አቡኡ 30 ዓመት ዓይኑ ዓሚቱ አስቂጡ:- ክርዳአኒ አይካአለን??? ዘሕዝንን ዘስሕቅን
@rezankahsay6604
@rezankahsay6604 2 жыл бұрын
@@eritraweteritrawet7048 nay bhaqi hawey tegetru zzarebsi balo teweledelun adeun endanegere zeyhgzo hji kab nnebsu naxa kewuxe zgoyiyy
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
​@@eritraweteritrawet7048 ane gerimuni alo mechem lebamlebam mxwat kfetwu meat eyom. ksab hji abey nierom eyom hji gelemele zbl geltam zkone seb. kabta sebeti natu ygedd kulom hade. zkonet ade kem0u ktbl aytkieln eya bzeyzkone xegem
@awethaylom5258
@awethaylom5258 2 жыл бұрын
🥰❤
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e 2 жыл бұрын
ኣታ ዕልልልልልልልልልል ሓቂ ድዩ እዚ ቆልዓ ክደይ ግዜ እድዩ ግዲ ጽዒሩ ኣምላክ ኣቦይ ክሉ ዘይስኣነካ 🙏🙏🙏🙏
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
ኩሉ ይትረፍ እቲ ቆልዓ ኣቅስንዎ ሕጂ ኣገላግልዎ ካብቲ ዘለዎ ቃንዛ😥
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 2 жыл бұрын
ኣቦን ኣደን ፡ ነዚ ወዱኹም ክትክሕሱዎን ከተጻናኑዑዎን ናይ ክሊቴኹም ሓላፍነት እዩ።
@yonatan4085
@yonatan4085 2 жыл бұрын
ይትረፎ ….ወዶም ደርቢዬም ደቂሶም ዘሐድሩ ።
@freweynihedgu2782
@freweynihedgu2782 2 жыл бұрын
ሓቂ ጥራይ ይኹን ኣሌክስ ክቀስን
@yuseferitrea8619
@yuseferitrea8619 2 жыл бұрын
Mdebas Nay gedn endyu nezi kulu halfnet gn Nay adeuu eyu ade wesanit ya MN yu abeuu keflt eta ade behalit gn Kab kedamaya kalay a zegded selzkone mnalbat Kab abeuu terekbe
@eriiq8208
@eriiq8208 2 жыл бұрын
እቲ ቆልዓ ነጊሩና መብቆል ዓዲ ጥራይ ኢዩ ክፈልጥ ዝደሊ እምበር ውዲ ኩሉ ኤርትርዊ ምኻኑ ገሊጹ ኢዩ ። እንቓዕ ጥራይ ክምዚ ብዓል ኣሌክስ ካሕሳይ ካብ ውዒግን ዝተውልደ ኣይኮነ ኤርትርዊት ኣደ ውላዳ ክትደርቢ ንመጀመርታ ግዜ ብምስዐይ ደንጺዩኒ መብዛሕተን ክምዚ ሽግር ዘጋጠመን ኤርትርውያን ምስ ጎሮቤት ኣብ ቤት ክርስትያን ኢይን ዝገድፍኦም
@Kemalemeye
@Kemalemeye 2 жыл бұрын
@@eriiq8208 እሞ ኣዲኡ ንኣሌክስ ካሕሳይ ትፈልጣ እንተ ኮንካ ዘይትሕብሮ ኣንታ እዞም ኣውራጃውያን ሓሚምኩም እንበር ምሕረት የውርደልካ
@hermongebremichael1746
@hermongebremichael1746 2 жыл бұрын
መትሓዚ ዘይብሉ ዘረባ ካብ ትዛረብ ሕጂ ንስኻ ብትኽክል ኣቡኡ እንተኾንካ እንታይ ነዓኣ ዘጠምት ኣለካ ግዴኻ ዘይትገብር ኣምላኽ'ኮ በብተግባርና'ዩ ዝቐጽዓና ስለዚ ፈሪሃ ኣምላኽ ግበር ናታ ግደፎ ናትካ ግበር ንሳ ኸኣ ቀስ ኢላ ትስዕበካ ትኸውን።
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
እዋይ ተመስገን ኣሌክ ሓወይ እንቋዕ ወላዲኻ ረኸብካ እዛ ሓወይ
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 2 жыл бұрын
አልሓምዲሊላህ ያራብ
@user-gx4lk1lv1c
@user-gx4lk1lv1c 2 жыл бұрын
Ezi sebay qurub do ni alexander yimesil
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
@@user-gx4lk1lv1c እወ ይምስል እዩ ቁሩብ ጥራይ ዘይኮነሲ ኩሉ ነገሩ እዩ ንዕኡ ዝምስል
@user-gx4lk1lv1c
@user-gx4lk1lv1c 2 жыл бұрын
Nay haweboy wey amoy DNA mis natey kirakeb yikiel do Kindey percent
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 жыл бұрын
@@user-gx4lk1lv1c ናይ ግደን እምበር ኣጆኻ
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
ዓቢ ጌጋ ዋላ ተገበረት ኣፍታ ሽዓ ዘጋጠመታ ንሳ ጥራይ እያ ትፈልጦ ሃለውለው፥ ጸርፊ ፥ ሕነ ምፍዳይ ገዲፍኩም ብሂወት ተለኩም እሞ ናይ ብሓቂ ወለዱ ተኮንኩም ሕጂ ስድራ ኩንዎ። ኣብቲ ሕሉፍ ዝገበሮ ኢንተርቪው ቤትምካእ ከምዝተረኽበ እዩ ሓቢሩ ኣሌክስ። ዝሓለፈ ክኡሉ ውሕጅ ይውሰዶ ኢልኩም ግን ሕጂ ኣቦን ኣደን ክኮንዎ ይላቦ ። ዝሓለፎ ነዊሕ ዓመታት ይኣኽሎ።
@Joe123_
@Joe123_ 2 жыл бұрын
እዋይ ሸውራር ግዜ ሉሊ ከኣ ሰብ ኮንኪስ ክትምዕዲ ጀሚርኪ ኦሮማይ ዓለም ተገምጢላ በዓል ሉሊ ዝምዕዳላ ገና ከይበሰላ ዘረባ ሰው ዘብላ ዛዓለም እንድዕላ ሸለው ትብል'ላ
@danit3250
@danit3250 2 жыл бұрын
@@Joe123_ ብሩኽ ሓወይ ሓፍተይ ማዕዳ ኣይኮነን ዝተራኣየኒ ርእይቶ ሂበ ኣለኩ። ናትካ ርኢቶ ተሃብካ/ኪ ጽቡቅ ይመስለኒ ።ከም ዝመስለኒ ንከምኡ እዩ ኮመንት መጽሓፊ ተከፊቱ ተዘይ ተጋጌ። ወድሓንካ መልሲ ናተይ ከይትጽበ ድሕሪ እዚኣ። ዝተራእየካ ኣብ ቦታ ኮመንት ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣጋጢሙ ዘሎ ግን ከምሰብካ ግደፈሎም።
@grmayyemane4168
@grmayyemane4168 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ጥዑም ኣስምዓኒ🙏
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 2 жыл бұрын
ኣሌክስ ን ኣቡኡ ረኺቡ ክነሱ ወልደይ ኣዳልዩኒ ክብለሉ ዝኽእል ምኽነያት ኣይርዳኣንን። ሰልሙንውን ከመይ ኢሉ ርግጸኛ ኮይኑ እይበርሃለይን ካብ ህንጡይነት ከይክወን ምኽንያቱ ዘርባን ትግባርን ናይታ ዝወለደተሉ ክፈላለ ስልዝክኣል። DNA ይግበሩ ኣቦን ወደን ካእ ይግበሮም ኢልና ንመነ ።
@Teklino249
@Teklino249 2 жыл бұрын
ኣነስ ዋላ እዚ ሓታቲ ንፍዑ ሓታቲ ኣይኮነን ጠቕላላ ተብግሱኡ ጽቡቕ ኢዩ ሕቶ ግን ትርር ዝበለ መስቀላዊ ሕቶ ኢዩ ክሓቶ ዝግባእ። ናኣብነት ኣብ ቤት መኻእ ጥቕመጥ ዶ ኔራ? ሕጂ ኸ ናብ ካናዳ ገጹ ዳሃይ ጌርላ ዶ? ሶሎሙን ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ስቕ ኢሉ ጸኒሑ ምኽንያቱ እዚ ቆልዓ ወለደይ ኢሉ ካብ ዝሓትት ነዊሕ ኮይኑ ኢዩ? ብሕጊ ኸ ስለምንታይ ዘይከሰሳ ኣብ ኤርትራ ከላ ወይ ኣብ እስራኤል? ሕጂ ኸ ስድራ ሶሎሙን ናብ ኣዲስ መጺዮም DNA ኽገብሩ መድብ ኣሎ ዶ? እዚ ቆልዓ ዝብሎ ዘሎ ዕለትን ሶሎሞን ዝብሎ ዘሎ ዕለትን ሓደ ዲዩ? ጋዜጠኛ ብኸመይ ኣብ ጹሑፍካ ኣደ ካብ ውላዳ ትሕባእ ኣላ ኢልካ ኣርእስቲ ሂብካዮ እንታይ መረጋገጺ ኣለካ? ሶሎሙን ንቐጻሊ እንታይ ኢዩ ዘሎ ናይ ህጹጽ ዕላማኻ ብዛዕባ እዚ ቆልዓ? Thank you 🙏
@miracle4546
@miracle4546 2 жыл бұрын
Lubu kiarfelu DAN ygberu
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ነመስግነካ ጆሲ ሓወይ። ከምዚ ዓይነት እቲ ኣብ ሜድያ ክወጽእ ዘለዎ ማሕበራዊ ጸገማትና ብሕጽር ዝበለን ፍትሓውን ንመጻኢ ውን ክትሰርሓሉ ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ።🙏
@leteberhankesete8721
@leteberhankesete8721 2 жыл бұрын
Pelss nabe Kanda police reported kegebarla alewe.
@rishant9980
@rishant9980 2 жыл бұрын
ኩሉኩም ጨካናት ካብ ሕሉፍ ሕማቅ ግብራ ትትንትን ወድካ ኬድካ እቅስን ይቅረ ሐቲትካ አቅስን (2) ክልተኩም ካብ መጠን ንላዕሊ ጨካናት ዝገርም እዩ
@rumanaabdelalim4310
@rumanaabdelalim4310 2 жыл бұрын
Ye Allh Ata Rebi Xbuq Asmana 🤲 Enqae Hagoseka Alexander Hawey Abuka Bmrkabka Ezi'ke Nay Men Koynu
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
HALLELUJAH Alexander wide .God is great , I was so sad but now I am over joy, Alex!!
@mhret1683
@mhret1683 2 жыл бұрын
ጆሲ ሐወይ ብጣዓሚ ዓቢ ስራሐ ኢካ ሰሪሕካ ተባረክ
@biriktimirach6934
@biriktimirach6934 2 жыл бұрын
Congratulation Alexs good job Josie👏👏❤️❤️
@mengskeshi3739
@mengskeshi3739 2 жыл бұрын
ሕጂ እዪ DNA ዘድልዮ ኣጽቡቑ ክሕጎስ ወላ ንሕና ክንሕጎስ
@tsegetesfamichael9397
@tsegetesfamichael9397 2 жыл бұрын
Nay behaqi
@ferewoniasheber4804
@ferewoniasheber4804 2 жыл бұрын
God is with you Alex 🙏 ❤️
@erihalal3290
@erihalal3290 2 жыл бұрын
እልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኽ ኣሌክ እንቋዕ ሓጎሰካ ኩሉ ገዲፍኩም ናይ DnA መርመራ ጌርኩም ኣገላግልዎ
@fesahayeandiyes5050
@fesahayeandiyes5050 2 жыл бұрын
Tank you tsbuk srah ketslo eka mewedaetaa ketebtsha tesfa ygebr kemti zbelo kea Alexander ksanetin mebokolun Adun yfelit
@user-yo5pp2gs6s
@user-yo5pp2gs6s 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልካ ኣሌክስ ሓወይ።
@seweraawet4417
@seweraawet4417 2 жыл бұрын
ዓቢ ጌጋ ትገብር ኣሎካ ጆሲ መክንያቱ ታሪክ ናይዚ ቆልዓ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኤሪ ትቪ መጺኡ ነይሩ ።ኣሌክ ካኣ ኣብ መቃብር ከም ዝተረክበ እምበር እንዳኮርያ ከም ዝተረክበ ኣይገለጸን ንምንታይ ከ ወላዲኡ እንተኮይኑ ኣብ ኤሪ ቲቪ ምስ መጸ ዘይተዛረበ።ሱሳስ ኣላታ ዚኣ
@ts69977
@ts69977 2 жыл бұрын
አብ እንዳ ኮርያ ኢሉ ኔሩ እዩ ሰለሙን አይ ተጋገየን
@azmarino8710
@azmarino8710 2 жыл бұрын
Mejemerya ab Facebook b gega ab enda Korea eyu zbil neyru eti habereta
@seweraawet4417
@seweraawet4417 2 жыл бұрын
@@ts69977 ድፈኑና እዝንና ባዕለይ ሰሚዔዮ ኣብ እንዳመቃብር ተረኪበ ከም ዝበለ
@manatega8660
@manatega8660 2 жыл бұрын
Gerimna lo ab eritv kulu seb zereayo zeymexes hgi youtube kemti ba kemzi kulom ade wala abo gebenenatat
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
Jo Josiass, Haleluyah, God is great. Well done Josiass , When I heard it was so sad but now over joy!!
@rahmasuleman740
@rahmasuleman740 2 жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@negistimehari6245
@negistimehari6245 2 жыл бұрын
But right now congratulations Alex our son God is with always iam happy 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🌹
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ይርድኣዮ ነዚ ቆልዓ ክቐስን 🙏🙏🙏
@hawelti9
@hawelti9 2 жыл бұрын
Good news Double face mis Alex.This is the real father.Alex you have a caring father now! Enkuaa hagoseka! Josse good job God bless you all!
@fyorihaneta6438
@fyorihaneta6438 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆሲ ሓወይ ፈጣሪ ን ኹሉ ሰላም የውርደልና
@edenfashion48
@edenfashion48 2 жыл бұрын
😭😭😭gelen be may glen San my akkk😭😭😭😭😭 congratulations Alek❤ wedey I am glad you find your identity don't to forget to do DNA, 🙏🙏🙏
@Hos393
@Hos393 2 жыл бұрын
Alexander i wish you all the best & God be with you!! Josias why don't you upload the whole interview?
@yonatan4085
@yonatan4085 2 жыл бұрын
እቲ ዘገርም ዓቢ ነገር 1) ኣበይ ኔርካ ኢካ እዚኩሉ ግዜ …ኣብ EMNT … ወጺኡ ኣብ ጋዜጣ ወጺኡ… ኩሉ ፈቲኑ ሕጂ ጻድቅ ክትመስል ንዓኣ ትወቅስ ። 2) ናታ ዓዳ እንዳፈለጥካ ንምንታይ ብኣካል ኬድካ ወይ police ነጊርካ ክትፈትሖ ዘይፈተንካ???? 3) እቲ ዘገርም ካኣ ከምኡ ኣመል ኔርዋ ትብለናስ ንስካ ከ ከመይ ዲካ ኔርካ ???? ዘራከበኩም ተመሳሳሊ ነገር ስለ ዘሎ ዶ ኣይኮነን??? 4) እቲ ዘሕዝን ካኣ ን አለክሳንደር ጌጋ ኢዩ ትብል’ሲ ክልቴኩሞ ደርቢኩሞ ታይ ዜይገበረ። 5) ንሳ ካባካ ትደሊዬ ምስ ሳኣነት ደርቢያቶ ሕጂ ካኣ ንስካ ካብኣ ትደሊዬ ምስ ሳኣንካ ትከሳ ኣለካ : ንምንታይ ሐሌፍነትካ ዘይተሰከምካ????? *** ኣብ መወዳእታ ግን ኣሌክሳንደር እዚኦም እንተኮይኖም ስድራካ ኢና እንቴሎምካ ይትረፍካ ወዲ ኩሉ ኤርትራዊ ሙካን የሕሸካ ፡ ን ህዝቢ ድባርዋ ስለቲ ኩሉ እናመስገንካ ፡ ብሰላም ንበር።
@fevengebre7932
@fevengebre7932 2 жыл бұрын
Enjera Ezigi blae wedey. Gebenu shefinu geben nata yxibxib. ALEX hawey wedi kulu Ertrawi mkan yhsheka.
@zebibgrmayabraha4171
@zebibgrmayabraha4171 2 жыл бұрын
🫶
@eyobsequar8587
@eyobsequar8587 2 жыл бұрын
ንኣለክስ እንቋዕ የሐጎሶ መፈጸምትኡ እንተኾይኑ: ግን ሰለሙን ስለምንታይ "እዚ ቆልዓ'ዚ" እንዳበለ ይዛረብ: ኣለክስ ወይ ወደይ ኣይብልን:: ካብ ኣዘራርባ ሰለሙን ንሱ'ውን ማዕረ እታ ኣደ ገበን ዘለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ:: እታ ኣደ ዝገበረቶ ተግባራት ገበን ይኹን እምበር: ንሰለሙን ናይ ጥንሲ ብስራት ኣብ ዝነገረትሉ እዋን :ሰለሙን ብዝመለሶ መልሲ ንሕማቕ ተግባራት ደፋፊእዋ ክኸውን ይኽእል'ዩ:: ጏል ኣንስተይቲ ዘይትረኽቦ የለን:: ግን እታ ኣደ ውላዳ ክነብር ከምእትደሊ ብሂወቱ'ያ ገዲፋቶ: ትንፋሱ ከተሕልፎ ትኽእል ነይራ'ያ: ግን ኣይገበረቶን::
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆሲ ሓወይ ኣሌክስ ከኣ እንቃዕ ሓጎሰካ።
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
ተመስገን ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ❤️🙏🙏🙏
@sirakabraham7730
@sirakabraham7730 2 жыл бұрын
Josi tebarek amlak zebenka ybarik xibuk sirah
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 жыл бұрын
ቀዳመይቲ ኣዲኡ ካልኣይ ከኣ ኣቦ እዩ ተሃተትቲ ምክንያቱ ካብ 1997 ክሳብ 2002 ኣበይ ነርካ ዋላ ምክንያት ይንበርካ ውላድ ቀሊል ኣይኮን ክትህብር ነይርካ
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 2 жыл бұрын
Ab mklkal hager neru wedey entay nsa eya gebenega kab mahxena zwexe tguhf ezi dea mskin abo enber kale ytref tenasihu ko hji nsa eya sdi ezi dea wedi ezgiher enber
@mimige8483
@mimige8483 2 жыл бұрын
atum sebat ab kalsi nere eko ybl alo
@danytzeku2894
@danytzeku2894 2 жыл бұрын
Nata qal keysemaena aynfred
@selameyazalkuoamlakiy8787
@selameyazalkuoamlakiy8787 2 жыл бұрын
Ab hagrwai agolglot nara eluo eka
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 2 жыл бұрын
Hatite ab 3 4 enda police ko elu, and abti gzie kemzi lomi kulu neger qelil ayneberen kab media jemirka, hji gn abey kemey elka mxbxab zeykones neti wuladu tray haquifu kkhso yu zelewo zhalrfe halifu yu.
@kisnatkibrom7068
@kisnatkibrom7068 2 жыл бұрын
Congratulations Alex hawey enqi hagusna Thankes god 🙏 mulu hagus yigbelelka 🙏🙏🙏Josi Hawey
@temesgenamlakey2848
@temesgenamlakey2848 2 жыл бұрын
Josi hawna tsbuk srah iyu ketslo ente ezi sebay eti natu gbun halafnetun zeygebr neza ade tbehal kemzi gera kemzi seriha kab zbl nsu nay nebsu ygber nezi kola hluf gedifom yeksnwo 🤲🙏
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 жыл бұрын
Thanks God, I am overjoyed congratulations Alex💕💕💕
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 2 жыл бұрын
እሞ እታይ ጸገም ኣለዎ ናይ ብሓቂ እቲ ይኹን እቲ ምርካብ እዩ ዝድለ እቲ ቆልዓ ውን በቲ ዝጸንሖ ኢዩ ተዛሪቡ ነታ ዓዲኡ መን እያ
@user-ep6nn3bp6w
@user-ep6nn3bp6w 2 жыл бұрын
አቡኡ እውን ፀገም አለዎ ምክንያቱ ቆልዓ ብግዘኡ ዘይእለሽ ብዝኮነ እንቃዕ አዙይ አብቀዐካ አሌክሳንደር ማዕረይ 🙏🙏🙏 አቤት ጭካነ😢😢😢😢
@selamawittesfazghi5720
@selamawittesfazghi5720 2 жыл бұрын
Wawwww zehgus eyu Aleku enqae hagoseka Josi hawey kea temxio srah kulu gizie xififun meharn eyu emo kexilo edmen tenan yhabka
@rosettazavarize1258
@rosettazavarize1258 2 жыл бұрын
Congratulascin Alex👏👏🤲🙏
@senaythabteab284
@senaythabteab284 2 жыл бұрын
Egziabhar amlak zsaeno yelenn Temesgen bhaki enkan nay lbka amlak asmerelka Alik hawey
@kokobmehari2952
@kokobmehari2952 2 жыл бұрын
Josias hawna edmen tinan yhabka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏kexo xbuk srah
@fishaberhe7324
@fishaberhe7324 2 жыл бұрын
ናይ ኣምላኽ ጡዑም ጽቡቕ ስራሕ ጆሲ እዚ ከምዚ ኣቢ ሓገዝ ኣለዎ ቀጽለሉ
@shimangusbrhane10
@shimangusbrhane10 2 жыл бұрын
Betami Des zebel Jose, Hante hto gen kateka nemtaye eu kemue ayente debdabe xeshftelu enkel? Nes begzeta weye dema ab Er-tv zeraye ele zeyaxeshfe.betekekel ane wen eze abue eye zebel yewkso eye.
@nateynatey6741
@nateynatey6741 2 жыл бұрын
እቲ ደብዳቤ ድኣ እንታይ እቲ ወረቀት ዋላ ሓደ ዕጻፍ ዘይብሉ አይአርግን ድዩ ።
@Tocaluna91113
@Tocaluna91113 2 жыл бұрын
Yegrem eu 🤭 haqi yeblun Ezi sebai
@dehabtesfahans8476
@dehabtesfahans8476 2 жыл бұрын
Lamneyt gierla nieru mesleni 🤔🤔
@rehaboth203
@rehaboth203 2 жыл бұрын
@@dehabtesfahans8476 really or 😅
@dehabtesfahans8476
@dehabtesfahans8476 2 жыл бұрын
@@rehaboth203 😂😂😂😂trtare eyu
@amligyohanes6132
@amligyohanes6132 2 жыл бұрын
Emo keasi ezi kulu berka wereket hizu segiru 🤭🤭 eti kedamay interwu haki ymsl neru ente nay lomici werket aleni,photo alni ... aygdn.
@nardosaraya2176
@nardosaraya2176 2 жыл бұрын
Wey yemsgen amlka ❤ behagos bekiye abou rkibu congra 🥰🥰🥰
@freweynitsegay5137
@freweynitsegay5137 2 жыл бұрын
አግዛአብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አቲ ቆልዐ አነ ተጋሒፍ ጸኒሐ ወለደይ ደለየ አዩ ኢሉ አንታይ ጌጋ አለዋ ንሱ ከመይ ጌሩ ንኩሉ ክፍልጦ ይከል ምስኪናይ ቆልዐ ሎምስ ጎበዛ ኮይኑ ከማን አግዛአብሄር ይመስገን ወዲ ድንግል ማርያም ጽላል ኮይና አድሒናቶ አላ ድንግል ማርያም
@tesfahiwetgebremichael2785
@tesfahiwetgebremichael2785 2 жыл бұрын
ኣምላክ ብትክክል ወለድኻ ረኪብካ ሓንጎልካ ዘዓርፈሉ ይግበረልካ ስም ናይታ ኣደን መበቆል ዓዳን ኣብ ዚ እተትጸሓፍ ግና ዝኮነ ሰብ ዝፈልጣ ሪኡ ክነግራን ክዛረባን ይክል ኢዩ
@robielkuburom8799
@robielkuburom8799 2 жыл бұрын
ናይብሓቂ ዑዉት ስራሕ ሰሪሕኻ ጆሲ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣምላክ ምስኻ ይኹን
@luliluwam4368
@luliluwam4368 2 жыл бұрын
Alxes hawey Aseyyyyyyy elllllllllll Temaseganke amlke qdesan abwey conger mareyyy ❤️
@timnithailemichael7541
@timnithailemichael7541 2 жыл бұрын
Good job, God bless you
@sreritrean2043
@sreritrean2043 2 жыл бұрын
Thanks God enqae hagoseka alex as well good job josi
@abedegaim4891
@abedegaim4891 2 жыл бұрын
ጆሲ ሓውና ተባረኽ።ኣቡኡ ሕጂ እንታይ ኣሎ ርክቦም ምስ ወድ ዘርጋሓልና
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 2 жыл бұрын
Eway himak Simae Alexsandr hawey Zebenka Ybareke,
@selameyob999
@selameyob999 2 жыл бұрын
Temesgen fetari enqwac des beleka aleksander🙏🙏🙏
@azebweldu1949
@azebweldu1949 2 жыл бұрын
ኣቅስንዎ ነዚ ቆልዓ ንባዕልኹም ተቃሲልኩም ሰብ ኣይተቅስሉ ነዚ ቆልዓ ክትፈጥሩ ግን ክንደይ ወካዕካ ኢዩ ኔሩ ህጂ ግን ጥኒን ኣይትበሉ ኣቦይ ኣደይ ደልየ ይብል ኣሎ ባሓቂ ስድርኡ እንተኮንኩም ኣለና ሶሩ ወድይ በልዎ ፡ሓቂ ይብሉን ገለ ዶ ዳኣ እንታይ ኣምጽኦ ዋይ
@tsegazeabwoldu6413
@tsegazeabwoldu6413 2 жыл бұрын
ወይ ጭካነ!! ግን ንሰናይ ኰይኑ ኣቦ ዝብል ተረኲቡ ቅድሚ ኩሉ ግን ድኤንኤን መርመራ ተዝግበር ካልእ እዛ ሰብ ኣብ ካናዳ እንተ ኣሊያ ብሕጊ ንምሓዛ ኣዚዩ ቀሊል እዩ ስማን ሰም ኣብሓጉኣን እንተ ተፈሊጡ ምኣስ ካበይ ብኸመይ ናብ ካናድ መጺኣ ሕጂኸ ኣብይ ኣላ ኣዚዩ ኣዚዩ ቀልል እዩ ። ግልጽነት ኣቦ ግን ብጣዕሚ የድንቖ። ኣምላኽ ጽቡቕ የስምዕና ሰላም ንሃገርናን ህዝብናን ካብ ትኦሮንቶ-ካናዳ
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 жыл бұрын
ጆሲ ብሩክ ሃውና ዕድሜካ የንዋሓዮ እዚኩሉ ትተሓባበሮ ዘሎካ ዋይይይ ሓወይ🙏🙏🙏❤🤲
@abnermesfin4277
@abnermesfin4277 2 жыл бұрын
Josi hawey chanelka biteami eye ziketatelo ane gin hitoy silemintay wilatka kiguhifo eye anabeleto enda sidrue zeybtseho wey anda polis zeymelkete ane kem zirideani ade wedu kithitet alewa antetekaelu Danke josi Hawuka mesfin kab swiss
@majortewelde185
@majortewelde185 2 жыл бұрын
Wawwwww enkaa ms aboka arakebeka nay bahaki jos Anbesa
@user-rm5ln3zb3d
@user-rm5ln3zb3d 2 жыл бұрын
እዋይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዜና congratulations ንኣሊክስ ብጣዕሚ በሊሕ ቆልዓ ፡ ብሓቂ ጅግና ኢዩ ።
@elianaafeworki1765
@elianaafeworki1765 2 жыл бұрын
Enqe des belka Aliksander I’m so happy for you mearey
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 жыл бұрын
Please Josi like these family cases we don’t have to post the sensitive parts , you can post the important information that helps for the person looks for his parents but the extra other thing (about his mother) it could heart his feelings for ever please please josi be professional for other times thanks 🙏
@Kereney29
@Kereney29 2 жыл бұрын
Josey ዓቢ ሰብ ኩሉ ግዜ ለባም ኢኻ ጽቡቕ መደብ እዩ ዘለኻ ቀጽሎ ኢኻ:: ሓደ ነገር ክብለኻ ሰሎምን ዘረባ ቆልዑ ገይርዋ ምኽንያት ንዝወለደላ ማዕረ ክንድዚ ዘናሽዎ እሞ ካኣ ልምድ ነይርዋ እንዳ በለ ንምንታይ ወልድላ ካልኣይ ካኣ ኣበይ ነይሩ እዚ ኪሎ ግዜ ኣለክሳንደር ንመጀመርታ ግዜ ኣይኮነን ዝቀርብ ዘሎ ካብ መንግስቲ ዝወሰዶ መረጋገጽ እዩ ዝዛረብ ዘሎ : ስለዚ ነዚ ሰሎምን ብዙሕ ኣይትእሞኖ ብዙሕ ዝተደራበሸ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ስለዚ ሓደረ ካልኣይ ግዜ ነዚ ቆልዓ ከይብድልዋ ብዛዕባ ጽልኢ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ተጠንቀቀሉ ኢኻ ብዛዕባ ካልእ ሰብ ውን ይዛረብ ይህሉ ይኸውን፤
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 2 жыл бұрын
Josiass please second interview soonest. In situation now Alexander will have a Counsellor also Doctors helping Alexander Emotionally ect. As it can be Emotionally shocking!! What do you think my people? The outcome of war these are !!
@fanustadesa4936
@fanustadesa4936 2 жыл бұрын
Congratulations Alex hawy eti wna neger enkae adeboka feltka zehawy eti Aklka teray keman zhegus u
@furtunatezare7540
@furtunatezare7540 2 жыл бұрын
behaki josi amlak ybarka behaki adnakitka Eye blutsu serah edmen tenan ymneyelka
@yoditmehari4734
@yoditmehari4734 2 жыл бұрын
Aseyyyyy zehegus u haki ygbero ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@yedinglelij42
@yedinglelij42 2 жыл бұрын
አነስ ሀቂ ዘይመስል ዛንታ እየ ዝሰምእ ዘለኹ:: ንኹሉ መልሲ ናይ DNA ምርምራ ይግበሩ ምስኪን እቱ ቆልኣ ግን ብጣም እዩ ዘህዝን
@idris8557
@idris8557 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ን አሌክሳንደር ዓቅልን ተጻዋርነትን ፈጣሪ የውርደሉ(ይሃቦ ) ምክኒያቱ ካብቲ ንአስታት 23 ዓመታት ብዘይ ሕንቃቀ ወለዲ ዘሕለፎ ከይ አክሎ ካብኡ ዝከብድ ብድሆ ይገጥሞ ስለዘሎ ካብ ኩሉኹም ጉዱሳት ኤረትራውያን ሰብ ሞያ ምክርን ሕግን ሓገዝኩም አብዛ እዋን እዚአ አገዳስን አድላይን ኢዮ ምከኒያቱ ወለዲ እናበዘሑ ይመጹ አለው ንመኖም ካሓሪ ክብድ ክብሎ ኢዩ ። ካልአይ ነብስወከፍ ወላዲ ወይ ወላዲት ኢየ ዝብል እንተ መጺኡ ከአ ብሕጋዊን ብስነ-ሕክምናዊ መስርሕ (DNA) ዝሓለወ ክከውን አለዎ ፡ ከመይሲ አብ ኤርትራ ካብ 1995_2000 ብዙሓት ህጻናት አብ ዝተፈላለየ ቦታታት ከምኡዊን አብ ሓደ ቦታ ተደርቢዮም ይርከቡ ስለዝነበሩ ተመሳሳሊ ታሪክ ክህልዎም ዊን ይክእል ኢዩ ።እዚ ሓውና ካብ ዝተዛረቦ ብጀካ አብ ማይበላ ወይ አብ መቃብር ክድርቢዮ ኢየ ዝበለቶ እምበር ዋላሓንቲ ጭብጢ የብሉን ካልአይ ናይ አሌክሳንደር ሓቢረታን ኩሉ ሓሶት ኢዩ ኢሉዎ ብከመይ ቁሩብ ከብርሆ እንተ ትሓቶ ምክንያቱ ናይ አሌክ ሓበሬታ አበይ ከምተረከበ አብከመይ ኩነታት ከምዝጸነሖም ካብ መንግስታዊ ትካል ተወኪሱ ዘምጸኦ ሓበሬታ ስለዝኮነ ። ናዓኻ ካአ አብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን አብስራሕካ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
ምስኪናይ ቆልዓ ግዳይ ኮይኑ ፡ ንምንታይ ግን ንስድራኣ ገዲፋትሎም ዘይትከይድ ፡ሽግር ኔርዋ ተኮይኑ ' ሕጂ ከማን ወደይ ኢላ ኣብ ልባ ክትምለስ ኣለዋ
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Bhaqi wala ndenaglan mhabeten
@salataentertainment
@salataentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ብሓይሊ ኣምላክ ሕጉስ ዘለካ ንዘለኣለም ይንበረልካ ፡ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
@mesfungoitomtedla8099
@mesfungoitomtedla8099 2 жыл бұрын
Lieber Strange Life ist ein harter Mann. ABER du bist stark und du wirst es rocken!
@zeinakahsainaibhakitumderf7925
@zeinakahsainaibhakitumderf7925 2 жыл бұрын
Amlak msaka ikun 🙏💪❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-dh7sr9xx4m
@user-dh7sr9xx4m 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዛ ሰብ ብግቡእ ሕክምናዊ መርመራ ክትገብር ኣለዋ ምኽንያቱ ካብ ሓንቲ ኣደ ዋላ ሽሕ ግዜ ይሕሰማ ንውላዳ ካብ ማህጸና ዝወጸ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ክትገብር ምስ ሙሉእ ጥዕነኣ ትውዕሎ'ላ ክትብል ብጣዕሚ ኣጸጋሚ'ዩ ስለዚ ንሳ ውን ጸገማ ይፈለጥ ቃላ ውን ክስማዕ ኣለዎ ብዝኾነ መንገዲ ኣብ መወዳእታ ንኹሉ ነዛ ስድራ ወሪድዋ ዘሎ ሽግር ብሓይሊ ኣምላክ ሰላም ንኽወርዳ ንጽሊ ።
@elsagebreshlase7316
@elsagebreshlase7316 2 жыл бұрын
Wishitkum tewehahitkum wuladkum debsu
@Sham22-y
@Sham22-y 2 жыл бұрын
Felema haki tekoynu congratulations alexs hawey bmqxal gn haqnet zelewo aymeslenn DNA ygber ember
@yonas6681
@yonas6681 2 жыл бұрын
ohhh my God ጨካን አያ ግን ንሱ አዚ ኣቡኡ አየ ዝብል ዘሎ ግን ታዩ ጸገሙ አዚ ዛንታ አኮ ኣብ ጋዜጣ ወጽዩ ኔሩ ኣይፈልጥን ኔሩ ማለት ድዩ ፧
@samikidanefotoundvideograf6638
@samikidanefotoundvideograf6638 2 жыл бұрын
Selam bejakum hij ewen dne
@genetgebre2963
@genetgebre2963 2 жыл бұрын
Congratulations alex wedey
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 2 жыл бұрын
Congratulations 🎉🎉
@bereketghebray7825
@bereketghebray7825 2 жыл бұрын
Congra Alex..The rest will be histry
@senaitberhe5925
@senaitberhe5925 2 жыл бұрын
Aseyyy Aseyyy Aseyyy Alek hawey enkaei hageseka 💗👍👍👍
@user-tu4tw2pd5k
@user-tu4tw2pd5k 2 жыл бұрын
❤❤❤congratulations Alek sander Solomon ❤❤❤❤ Enqae hagoseka
@mussiegebrihiwet369
@mussiegebrihiwet369 2 жыл бұрын
ኦው ጽቡቅ ስማዕ ኣሊክ ሓውና እንካዕ ሓጎሰካ ጅኦሲ ካኣ እንካዕ ኣዕወተካ ቀጽሎ ኣጆካ ዘይተሰዐ እምበር ዘይተገብረ የለን ስለዚ እጆካ በርትዕ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ እዛ ሰብ እዚኣ ኻኣ ኣብቲ ዘላቶ ሃገር ተከሲሳ ኣብ ሕጊ ትቀርበሉ ክፍጠር ኣለዎ በዚ ዝብሎ ዘሎ እዚ ኣቦ ኣሊክ ገና ካብ ሕሉፍ ጌጋኣ ኣይተማሃረትን መመሊሳ እያ ጌጋ ይቅጽል ኣላ ስለዚ ናብ ሕጊ ክትቀርብ ኣለዋ ?
@a.k.z.t.s.m9701
@a.k.z.t.s.m9701 2 жыл бұрын
B kmy solomun abu mkuanu keregagx ykiel alex , eti haweboka ye zblo znebere ke nay bhaki diyu hawebiu hawu n solomun diyu hawu tekoynu ke n mntay solomun akedimu krekbo zeyftn n alex nmntay askt abilu neyru n adiu n alex tray ywnjla zelo natu tera wn eko neyrwo u krekbo kftn nayzi kulu asfihka akrbelna josias 🙏🙏🙏
@user-ds4to8qs2j
@user-ds4to8qs2j 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰yosi hawey btamiye zednkeka kemzi gerka
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
I don't understand why so many people congratulate Alex on finding his father. we have not heard Alex story whether he is his father or not? what proves he is the father?
@blenesweet6383
@blenesweet6383 2 жыл бұрын
He is telling all back story and he look like him
@Adefood
@Adefood 2 жыл бұрын
Gerimuna eko ezi zzarebwo zelewo bzaeba alex zeykone bzaeba tarik hiwet adieu tbehal zelo eu🤔🤔🤔
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
@@blenesweet6383 you assume it because you feel it resembles him?
@marthaberhane8563
@marthaberhane8563 2 жыл бұрын
@@Adefood I don't understand the Eritrean people. they do not remain realistic but go with the wind.
@gobishzeray791
@gobishzeray791 2 жыл бұрын
where is the evidence that he is his son could be someone eals
@shty5431
@shty5431 2 жыл бұрын
Eway congratulations Alex! Kehzneka alex
@yafetdaniel8251
@yafetdaniel8251 2 жыл бұрын
Greatttt newsss congra alexander
@esutekie360
@esutekie360 2 жыл бұрын
Josi hawey nay buhaki tehagsna Egzabher edmen tanan yhabka Aleki ke enka hagoseka hagzwo bejkim
@kisunaho5507
@kisunaho5507 2 жыл бұрын
Josi Hawey amlak aezizu yibarkeka
@tesfalem3348
@tesfalem3348 2 жыл бұрын
ጆሲ ጽቡቅ ስራሕ ካልኣይ ክፋል ግበረላ
@shty5431
@shty5431 2 жыл бұрын
Bejaka Josi afnaf arakbom yeluluna semietom kemrwyo
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 230 М.
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 25 МЛН
ኣደይ ብህጻነይ ኣብ መቓብር ደርብያትኒ ከይዳ
23:14
ሄሉ እውነቱን ተናገረች #endalktube #helutube
33:16
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 19 ( BY BRUNO )
49:17
Awra Tube
Рет қаралды 71 М.
ኤርትራዊ ህንዳዊ'ዶ ወይስ....? # New Eritrean Video 2024
31:44
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 22 М.