ኣሉ ሾው - ምቁር ዕላል ምስ ህጻን ሶሱና ኣቤል | Alu Show with Sosuna Abiel - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 46,316

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

4 күн бұрын

ኣሉ ሾው - ምቁር ዕላል ምስ ህጻን ሶሱና ኣቤል | Alu Show with Sosuna Abiel - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ፍቕርና ካብ ኮነ ብማዕዶ ብማዕዶ ብ ዳናይት ዮውሃንስ | Fqrna ... by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZfaq - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaAluShow #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 303
@g776yy3
@g776yy3 Күн бұрын
ብጣዕሚ ምቅርቲ ህጻን ሶሱና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጉን ጥበቡን የብዛሓልኪ ፈጣሪ ❤️❤️👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
@eritrea6227
@eritrea6227 2 күн бұрын
Seli galaey Edman tinana yehbki befley ka abo Adean betami nefat eyom Eritrea hagerena seb alewa 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@mengisTesfagaber953
@mengisTesfagaber953 Күн бұрын
ብሕቶታትኩም ሓፊረ ተኣረሙ
@user-di8zs8zx8r
@user-di8zs8zx8r Күн бұрын
ዝኸበርኩም ህድሞና ነባሪት መደባትኩም ኩሉ ግዜ ብሃቀውታ እየ ዝከታተሎ ብእተቅርብዎ መደባት ኣዝየ ኢየ ዝድንቀኩም። ብፍላይ ኣብዞም ፉሉይ ተውህቦ ዝአሎዎም ህጻናት።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ምርወዳእታ ግን ኤርሚ ሓወይ ይቅሬታ ግበረለይ ኣብ ዛ ጉዳይ መርዓ ደግምካ እንዳሓተትካ ነዛ ቆልዓ ካብ ሙድ ተውጽኣ ኣለኻ፡ ስለዚ ተኣረመላ። ሓንሳብ ምስ ሓተትካያ ጉዳይ መውስቦ ብጥቅልሉ ብዘገርም ነግራትኩም እያ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሶሱና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤ so keep it...!!!!!!!!
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 21 сағат бұрын
ተባረኺ ጸጋን ሞጎስ ኣምላኽን ይብዝሓልኪ።ኣብትደልይዮ ትምነይዮን ኩሉ የብጽሕኪ ዘመናት ሂወትኪ ይባረኽ ብርኽቲ ፍጥረት 🙏😇☝🙌🏽❤❤❤🌹🌹🌹
@user-ms8ci3hu6w
@user-ms8ci3hu6w Күн бұрын
ኣነዝገርመኒሲ ክዲ ማሃሪ ዝኮነ ሕቶታት ዝሓትዋስ ንባዕሎም ሃውቲቶም የሄዉቲቶማ ንፎርማ ኮፍዝበሉ ጋዘጠኛታት ኣታቆልዓ ኣዝያ በላሕ እያ ኣፎ ጨዉዘይብሎም ጋዘጠኛታት
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 2 күн бұрын
ቆልዓ ብንእሱ ቆርቦት ብርሕሱ ይብሉ ኣቦታትና ። ቅዱስ መጽሓፍ'ውን ንቆልዓ እታ ኪኸዳ ዘሎዎ መገዲ እሞ ኣርእዮ ክሳብ መወዳእታ ኣይክርስዓን እዩ ። ዝጓለይ ብጸጋ ኣምላኽ የዕቢኺ ተባረኺ።
@GdeyGeremicheal-nl5ly
@GdeyGeremicheal-nl5ly Күн бұрын
ኤርትራ ሃገርና ፅድለኟ እያ ከም ሱሲ ዝኣመሰላ ትፅቢ ስለ ዘላ ፅድመን ጥፅናን ይሃብኪ።
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 11 сағат бұрын
ጉዳም ህጻን ንዕድመ ይግበረላ መስተንክር ሰሱና ሰሱና ተቢረኪ ዛጋለይ ከምዚአስ የብዝሐዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐👍👍🌺🌺❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌷🌷🙏🙏🇸🇪🇸🇪🇸🇪ካብሽወደን ለተንስኤ
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 2 күн бұрын
ዘገርም እዩ🤔በሊ የዕቢኺ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኪ🙏🙏🙏🇪🇷❤❤❤
@rahelabraha1596
@rahelabraha1596 17 сағат бұрын
ብጣዕሚ በላሕ ቆልዓ ኣምላኽ ብርኽ የብላ ፡እንተ ሕቶታትኩም ግን ኣይግድን ንቆልዑ ዝኸውን ኣይኮነን ገሊኡስ ምስ ብዙሕ ይቕረታ እምበር ጽቡቕ መደብ።
@gilaytekle4359
@gilaytekle4359 Күн бұрын
ንህጻናት ዝከዉን ሕቶ ኣዳልዉ ፡ ካልኣይ ድማ ኣይስተናዓቁም ምክንያቱ ቁምነጎሮም ይሕሸና ።
@Dyacon-Omor
@Dyacon-Omor Күн бұрын
ከም ርእይቶ ህጻናት ክሕተቱ ዘለዎም፥ ብዛዕባ 1፥ ስነ-ምግባር 2፥ ባህሊ 3፥ ትምህርቲ 4፥ እምነት 5፥ ታሪኽ ናይ ሃገሮም ብመጠኑ.......
@eritube9777
@eritube9777 Күн бұрын
Agreed ❤
@piealpha795
@piealpha795 Күн бұрын
Right on !!
@frezgigebrenegus8056
@frezgigebrenegus8056 2 күн бұрын
ኣብ ኩሉ ሰናይ ሓሳብኪ ኣምላኽ የስምረልኪ, ጸግኡ የብዝሓልኪ. ንስድራኽን ንዓኽን ከኣ ዕድመን Tenan ሂቡ ፍረ ጻዕርታትኩም ትሪኡ ይግበርኩም! ንኣዳለዉቲ እዚ መደብ ድማ ደስ ዘብል መደባት ቀጽልዋ. ኣብ ሕቶታት ምድላዉ ግን ምስ ዕድሚኦም ዝኸይድ ከተዳልዉሎም ተመራጺ ይመስኒ. ወላ ሰፊሕ ኣፍልጦ ይሃልዋም ምስ ዕድሚኦም ዝኸይድ ሕቶታት ክትሓቱዋም ዝበለጸ መልእኽቲ መማሓላለፉ. ❤❤❤
@user-gu7nq4hk4s
@user-gu7nq4hk4s 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃበክ ፈጣሪ ❤❤❤❤
@user-kk7dl9ow1w
@user-kk7dl9ow1w 2 күн бұрын
Ebeylina Eritrea 🇪🇷 ♥️ zwledtlina 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Күн бұрын
ኣቤትትት ሕጂ ዝፍጠሩ ዘለዉ ህጻናት እኳ ኣዝዮም ፍሉያት እዮም ሶሲ ድማ ኣዝያ ትገርም ፍጥረት ወለዲ ሶሱና ስለቲ ትግሃትኩም ክብሪ ይግብኣኩም ተባረኹ ካልኦት ናትኩም ኣብንርት ዝክተሉ ይግበሮም ፍሬኹም ትሪኡ ኣለኹም ሶሲ ህድኣታ ኣገላልጽኣ ኮንፊደንሳ ዎው ኣምላክ ኣብ ዝለዓለ የብጽሓያ ከምቲ ዝበለቶውን ብትእዛዝ ኣምላኽን ወለዳን የዕብያ ።
@user-xu6uo8km7e
@user-xu6uo8km7e 15 сағат бұрын
Yaebiki zagaley edimen tienan yhabki❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@gebrebrhangeremeskel4118
@gebrebrhangeremeskel4118 2 күн бұрын
ንቖልዑ መሃሪ ዝኾነ ክትልግስ ስለትኽእል ኣብክንዲ ጉዳይ መርዓ ቡዙሕ መሃሪ ንቖልዑ ኣቕሩቡላ
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l Күн бұрын
ንፍዕቲ እዛጎልእይ ራሄላ ግን ሰሓቅ ኣይ ተብዝሒ እንታይ ኮይና ትስሕቅ ኣላ ከይትብለኪ❤🎉❤🎉❤🎉
@senaitbrhane-fl1qy
@senaitbrhane-fl1qy 2 күн бұрын
ሶሱና ጓለይ የዕቢኺ ብርግጽ ኣምላኽ ብልጽቲ ጌሩዩ ፈጢሩኪሞ መጻኢና ብሩህ ኢዪ እዛ ሃገር ኣብ ኣለዋ.
@whabtom8935
@whabtom8935 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይበል ሽኮር ጋለይ
@user-wz6ze4kh5l
@user-wz6ze4kh5l 19 сағат бұрын
Wow Viva Eritrea ❤💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filimonabraham5472
@filimonabraham5472 23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ምጭውቲ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሶሱና ጋልና ❤❤❤❤
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 Күн бұрын
Welcome deki erei shikorinatat ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯✅✅✅✅
@yordates2627
@yordates2627 15 сағат бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዛጓለይ ይዕቢኪ
@adhanettekle
@adhanettekle Күн бұрын
Habibite edmeni tenani yhebeka fetari ❤️🙏🏽😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 16 сағат бұрын
Asey edmen tenan yhabki 🇪🇷🌟🌹🥰🇪🇷🌟❤️🍇🍒🍓
@user-kk7dl9ow1w
@user-kk7dl9ow1w 2 күн бұрын
እድመን ጥእናን ይሃብኪ እዛ ሃገር እድለኛ እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🕌🫶⛪️🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@YohanaYohana-dg8qz
@YohanaYohana-dg8qz Күн бұрын
Nefeti zahabeteyy meqerti edmen teinanen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsehaitesfu7142
@tsehaitesfu7142 12 сағат бұрын
Wow God bless Seli Mekseb...
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ የዕቢ ኺ❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@fizumsemere7575
@fizumsemere7575 10 сағат бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ሕቶታትኩም ብፍላይ ናይ መርዓ ነጻ ቆልዓ ዝምጥን ኣይኮነን ከሙኡ ዉን ሳሓቕኩም ተቆጻጸርዎ ኣፍቶም ቅልዑ ምድሃል ከይመስል።ብዝተርፈ መደባትኩም ብጣዕሚ ጹቡቕ እዩ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 сағат бұрын
ኣብዚ ናይ እትዩ ተሪእካዪ ኦዴንስ ምሉእ እዬም ዝስሕቁ ግን ኣይድሃሉን እዬም
@efi4308
@efi4308 2 күн бұрын
እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕቢኺ ምቅርቲ❤
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Күн бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይይይይ ሓላላት ጽቡቅ መደብ በላሕ ቆልዓ ንፍዕቲ ዛጋለ ተባረቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷💗🌹
@alexanderermias143
@alexanderermias143 2 күн бұрын
ይዕብኺ ዛጓለይ ህድሞና ነባሪት ብጥዓሚ ኢና ነምስግነኩም ብጃኹም ከምዞም ዓይነት ህጻውንቲ ቆልዑ ኤርትራ ፈትሹልና ተገዲስኩም ኣቅርብሉና
@user-mw1pl3qu1p
@user-mw1pl3qu1p 2 күн бұрын
Edmen tenan yhabki mkrti galey🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l Күн бұрын
ዋዉ ብልጽቲ ጎለይ ሓብተይ ጎል ኤሬይ ጅግና ዕድመ ይሃበልና ፈጣሪ ምስ ወለድኪ የሕዋትኪ መቀረተይ❤❤❤
@Edenteklesenbet
@Edenteklesenbet 2 күн бұрын
She's the image of her family ❤❤ bless you
@user-jt9ib4nh7y
@user-jt9ib4nh7y Күн бұрын
Hdmona nebarit btekrbwo medebat btaemi mesati zhkone. Btaemi tsbuk kemu wun nsosi edmen tenan yhabki fetari ❤❤
@user-ub9kc5mm3n
@user-ub9kc5mm3n Күн бұрын
Hidmona sibuk medeb bihaki kesiliwo shikor galey tebareki eritrawit mahsen kemzi eyu ziwelid❤❤❤❤❤❤❤
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 Күн бұрын
Btaemi smart egziabhier tsegueu yebzhalki 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 2 күн бұрын
ኢግዜብሀር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብሕልፊ ብዛዕባ ባንደራ ዝሃበቶ ዕደማ ጥዕናን ይሃባ
@asterhabtemariam4176
@asterhabtemariam4176 Күн бұрын
Nay weledi menfiat euu ❤❤❤
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p Күн бұрын
10000000 like for sweet girl and hostess ❤❤❤❤
@channel-dz5zb
@channel-dz5zb 2 күн бұрын
Welcome H.d🎉❤ 🇪🇷 ብሩክ ቐዳመ ሰንበት ሰናይ ናይ አርፍቲ ግዜ ሳብስክራይብ ትሓባብሩኒ 🙏❤
@crossisourpowerembrhanmrhn6647
@crossisourpowerembrhanmrhn6647 2 күн бұрын
Ohh my God! no enough word to express her God bless her more and more 🙏
@user-tu7lm2sb7f
@user-tu7lm2sb7f 2 күн бұрын
Aseyyy sosuna shikor edmen tenan yhabeley Fetari❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@senaittecle8342
@senaittecle8342 2 күн бұрын
ምቅርቲ አምላኽዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@LeteHabe
@LeteHabe Күн бұрын
Selu galey Edman tenan yhabki Fetari bxega yeebyki ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-gc9kt4kh3i
@user-gc9kt4kh3i Күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ከምዚኦም ኣይነት ቆሉት ኣምጹልና
@qatardoha5290
@qatardoha5290 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ዉላድ ፈጣሪ ብጥበብን ብሞጎስ ጌሩ የዕቢኪ እዛጋለይ
@trhaskubrom-qz5rs
@trhaskubrom-qz5rs 2 күн бұрын
Aseyy mqrti qolia 🫶🏻🙏🏻sdria ka btami nufuat menfesawi tmhrwa ,🙏🏻
@RahelAsmelash-wp2qf
@RahelAsmelash-wp2qf 2 күн бұрын
Gal hafti shukor amelak btbebu yebiki❤❤❤❤❤❤
@weinimuzelo9762
@weinimuzelo9762 2 күн бұрын
My daughter good job you smart girls. I love you. Good job. Thank you so much, my girl I’m happy good job💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Күн бұрын
ኣይይ ራሄልን ኤርሚን ፈጺምኩም ኣይከኣልኩምሉን ሕቶታት ኣይግድን ሰሓቅ ኣብዘይቦትኡ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኮነ መልሲ እንዳመለሰትሲ ዘይከውን ሰሓቅ ዘይከውን ዘረባ ትምልሱ ትሓቱ ንሳ ድያ ቆልዓ ንስኹም እኳ ምርዳእ ኣብዩና ከምዚ ዝበለት ቆልዓስ ካልኦት ኣጸቢቆም ሙኩራት ዝኮኑ ጋዜጠኛታት ክሓትዋ ኔርዎም ዋላ ዝሓለፈ ግዜ ርኢናኩም ብዙሕ ሰብውን ጽሒፉልኩም ምንም ኣይከኣልኩሞን ዝምጥኖም ሕቶ ሕተትዎም ቁምነገር እንዳመለሱውን ኣይትስሓቅዎም ዋእ እቶም ህጻናት ተዝሓትኩም ምበለጸ ኔሩ ንሶም ምሓሹ
@user-rm1zh9ig7k
@user-rm1zh9ig7k Күн бұрын
ሶሲተይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ፈጣሪ ካልኣይ ግዜ ኣምጹኡልና❤❤🎉
@DejenMantuy
@DejenMantuy 2 күн бұрын
Ermi and rahiela qexuwo sosuni Keani ademen tana yhbki fetari 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤
@user-xx2cq4uf7s
@user-xx2cq4uf7s Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ edmet tenan yhabki
@natsnettekle1785
@natsnettekle1785 2 күн бұрын
❤❤❤❤ asey aidimen tiainan yehabki fetari
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 17 сағат бұрын
ናይ ቅድሚ ሕጂ ውን ደስ ዝብሉ ቆሉዑ እዮም ግን ኣይ ከም ሰሱን መኽንያቱ ኣዝዩ ቡሉጽ ተውህቦ እዩ ዘለዋ እሞ ካኣ ህጻን ምስ ዓበየት ትደግሞ ኣለዋ ንስድራኣ ውን ምስጋና ይግቦኦም እዩ ብሕጂ ውን ኮሙኡ ጌሮም ክሕዝዋ ተስፋ ይገብር ሰሱ ጋለይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋውውውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@araiafamily5328
@araiafamily5328 2 күн бұрын
You are so sweet God bless 3🙏🇪🇷🇪🇷♥️
@fizumsemere7575
@fizumsemere7575 10 сағат бұрын
ሶስና ጋለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@fiyorigebray6365
@fiyorigebray6365 2 күн бұрын
Aseeey zagaley tebareki edmeki yenwah
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 күн бұрын
ሰሱና ኣቤል ፍልይቲ በላሕ ንፍዕቲ ቆልዓ ትምልሶ መልስታት ኣዝዩ ዝገርምዩ እቲ ዝሓትዋ ዝነበሩ ሕቶታት ልዕሊ ዕድሚኣን ዓቅማ'ዩ ግን ሰሱና ኣይሓመቀትን ተዓጻጺፋ መሊሳትሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ዕድሚኣ ይባርከላ❤❤
@mikalhabtay8068
@mikalhabtay8068 14 сағат бұрын
Tebareki smart kid❤❤❤
@phylmongebre6788
@phylmongebre6788 Күн бұрын
❤❤❤❤❤kemziom aynet hxanat kulu gzie mehari hasabat sle zelewom n kemom zameselu tray zeykone wala n abeyti wn meharti hasabat eyu zelewom gna rahel ab qum neger zereba aytshaqi erimi kea chaw zelewo htotat htet meknyatu melsan htokan tefelalyu edme teqeyayrkum alekum
@semhartewoldebrhane6630
@semhartewoldebrhane6630 17 сағат бұрын
She is so smart mara shkorinatat
@user-xx2cq4uf7s
@user-xx2cq4uf7s Күн бұрын
Ya bejakum htotat aselchikumo alekum yeriwo
@freweinitaemai7563
@freweinitaemai7563 2 күн бұрын
ሶሲ ኣምላኽ ይባርኪ። ሓተትቲ ግን ኣይግድን።
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Күн бұрын
ፈጺሞም እዮም ዘይክእሉሉ
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Күн бұрын
እዛ ቆልዓ ካልእ ግዜ ደጊማ ግን ብካልኦት ጋዜጠኛታት ተትደግም ጽቡቅ ኔሩ ዘይከውን ክሓቱ ከለዉ ኣብዘይከውን ክስሕቁ ከለው ሃለውለው ኮይንዋስ ግርም ዝበላ ትመስል! ህጻናትስ ኔሮም በላሕቲ እንታይሞ ሓተትቲ ዜሮ ሃለውለው ኮይኑ ንከምኣ ህጻውንቲ መልእክቲ ዝከውን ብዛዕባ ትግሃታን ተሞክሮኣን ክንዲ ዝሓቱ መርዓ ዶ ክምርዓወኪ ዶ ሃለውለው እዛ ቆልዓ ብትምህርታ ይኩን ብቃል ኣምላክ ዋላ ተሞክሮኣ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኮነ ኣእምሮ ሒዛ መጽያስ ሕቶ ግን ድግምግም እሞ ንዓኣ ዘይምጥን እሞ ድማ ዋላ ነቲ ሃለውለውኩም ብዝግባእ መልሲ ተሃበት መሊስኩም ኣብኡ ድግምግም ኣይይ ነቲ ጽቡቅ ኣዘራርባኣን ኣተሓሳስባኣን ከይተጥፍኡላ ስክፍ ኢሉና ይገርም ህድሞና ጽቡቅ መደብ ሓሲብኩም ግን ምሉእ ዘይብሉ ጌርኩሞ
@kisanet4715
@kisanet4715 Күн бұрын
ይገርም 👍👍👍💯💯💯💯💯
@attitudeiseverything3468
@attitudeiseverything3468 Күн бұрын
ጽቡቅ ኣለካ..ግን እዛ መደብ ተዛረብቲ ቆልዑ'ያ ትደሊ..ስድራኣ ወይ ቤተሰባ ከኣ ሓንቲ ቆልዓ ኣላትና ተዛራቢት ኢሎም'ዮም ዘምጽእዋ..ጉዳይ ግን ዘይከም ትጽቢቶም ጸኒሕዎም...ሃንደበት መደባቶም ክቅይርዎ ውን ዝክእሉ ኣይመስለንን! ግን ኣብ መጻኢ ከምቲ ዝበልካዮ ንዓኣ ዘተባብዕ መደብ እንተዝገብሩላ ❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Күн бұрын
@@attitudeiseverything3468 ኖ ብሩኽ ሓወይ ብናይ ሎሚ ጥራይ ኣይኮንኩን በቀዳማይውን እቲ ቆልዓ ኣብዘይከውን እንዳሰሓቁ ዘይከውን እንዳሓተቱ ነርቨስ ጌሮሞ ኔሮም ፈጺሞም ኣይከኣሉሉን እዚኣቶም ኮሜድያን እዮም ድማ ጋዜጠኝነት ልምዲ የብሎምን ኣበይሞ ካልእ ጋዜጠኛ ተዝሓቶም ኔሩ ቁሩብሲ ንቆልዓ ከከም ኩነታቱ ንዕዑ ዝምጥን ሕቶታት ክሓቱ ኣለዎም ቁም ነገር እንዳመለሱውን ኣብዘይከውን ክስሕቁ የብሎምን ደሓር እቲ ዝበዝሕ ግዜ ኣብ መርዓ ዶ ተመርዓውኒ ዶ ገለዶ ብዝብል ወዲኦሞ መሊሳትሉ ከላስ ኣብኡ ድግምግም ኣይይ ክንደይ ብሱል ቁምነገር ን ተመክሮኣን እንዳገለጸትስ ንሶም ግን ኣብ ሃለውለው ወዲኦሞ ብዝኮነ ንሳ ትዓቢ ካብኦም
@HermelaHagos-wd1lf
@HermelaHagos-wd1lf 2 күн бұрын
Am wondering how she is smart😮😮 ❤❤❤❤ God bless her
@SemeherYegien-il2ln
@SemeherYegien-il2ln 2 күн бұрын
Asseyyyyy shikorina edmen tienan yhabki fetari ❤❤❤❤❤❤❤
@samiwedi5977
@samiwedi5977 Күн бұрын
ካብ ኩሉ ናይ ዛ ቆልዓ ኣዋዳድቃ ቃላት ሓያል ኣ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 сағат бұрын
ህድእ ኢላ ሓሲባ እያ ተዉጽኦ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 сағат бұрын
ሃንደፍ ኢላ ኣይትዛረብን እያ
@AbrehetYemane
@AbrehetYemane Күн бұрын
Ayssss❤❤❤❤
@EsayasTesfabiruk
@EsayasTesfabiruk 2 күн бұрын
Edimen tienan yhabki .she is very smart no one like her in the world ❤❤❤❤❤❤❤❤-🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 19 сағат бұрын
የዕቢኪ ዛጓለይ ፈጢሩላ ኤረይ ከማኪ ተፍሪ ዘላ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-yg9sw2jx2m
@user-yg9sw2jx2m 2 күн бұрын
OMG Amazing little sweet Sosi.💕💞💓💗
@Dyacon-Omor
@Dyacon-Omor Күн бұрын
ምቅርቲ🥰
@ftsumftsum6995
@ftsumftsum6995 2 күн бұрын
Edmen tenan yhabki fetari🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ajoki ezagaley mkirti🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉kemakis yewldena
@hayatjahar836
@hayatjahar836 2 күн бұрын
Mashallahi reby yhfezki iza galeyyy🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
@mesfingebrehiwot7293
@mesfingebrehiwot7293 2 күн бұрын
Very smart God blessed you 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ib7tu3xi1g
@user-ib7tu3xi1g Күн бұрын
Edmen tnan yhabki mqrti❤❤❤❤❤❤
@senaitaregay3131
@senaitaregay3131 2 күн бұрын
So, So Semart Girl G.B.U Mekirt ❤❤
@rahelhaile2045
@rahelhaile2045 2 күн бұрын
አሰይ ንፍዕቲ ዛጋለይ ይዕቢኺ ሽኮር ዝኾነት ቆልዓ ሰነስርዓት ዘለዋ ቆልዒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሸ
@user-li3xk8ex1v
@user-li3xk8ex1v Күн бұрын
Meqeret alem edmen tenan yhabki ❤❤❤❤❤❤❤
@yordanosg5420
@yordanosg5420 Күн бұрын
❤❤❤❤❤bless her 🙏 ❤️
@Shalommm34
@Shalommm34 2 күн бұрын
God blesss u xebktiiii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@HawimieriMieri
@HawimieriMieri 2 күн бұрын
Ermi and rahiela qexulwo nzom embeba Hager bebhad amxewom ❤❤❤❤❤
@Yorda0808
@Yorda0808 Күн бұрын
OMG tibeb amlak eyu 😮bxegu ebeyi zagaley brkti ❤
@antoniohidray9101
@antoniohidray9101 2 күн бұрын
Edmen tienan yhabki fetari ezagaley tebareki nbereket kuni
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 2 күн бұрын
Selam Deki ERRI 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 Abesit Yebiki 🇪🇷🌺🌺🌺🌺 kokob🌟🌟🌟
@grmawitmerhawi202
@grmawitmerhawi202 2 күн бұрын
Abzi teqrbwom qola muqurat eyom ezia ka fly zbelt eya abikeman kemzi ayzarbn qalata seria gel fliti beka yabiki zagaley❤❤❤❤❤❤❤
@AdiamRussom-my8cq
@AdiamRussom-my8cq Күн бұрын
Jebetiii ftert blesss uuu❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 сағат бұрын
ምሁርሱ ምሁር ደኣ ክትሃድ ከኣ❤❤❤❤❤❤❤
@wegz7962
@wegz7962 2 күн бұрын
God bless her tsebeketi ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👑👑👑👑👑
@senaitbrhane-fl1qy
@senaitbrhane-fl1qy 2 күн бұрын
ግን ሓንቲ ንወለዲ ኣብ ልዕሊ እቲ ብልጽቲ ኮይና ዝተፈጥረት ሶሱ ታራ ወለዲ ተወሲኽዋዪ ኣገራሚ ኣገላልጻ ሪኢና.ስለዚ ነሳ ዲያሞንድ ዝኾነት ውላድ ብላዕለዋይ መንጸባረቒ ከይትዳናግርዋ.ምሰናይ ይቕሬታ.
@Blien33
@Blien33 2 күн бұрын
Ahwatey haftkum eye msh 🥺🥺🥹ሳብስክራይብ eba gberuley ❤❤❤
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 2 күн бұрын
Aseyyy meqrti galay edman tenan yehabki fe❤❤❤🎉🎉🎉
@tsigeredahagos5405
@tsigeredahagos5405 Күн бұрын
Rahel endfetnaki sehak iytbzehi and Ermias zeykwen hetotot iytbezeh nezmxe tearmla
@user-lp3vn9ge4z
@user-lp3vn9ge4z 2 күн бұрын
Smart kid❤❤❤ &funny😂
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 68 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 6 МЛН
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 25 МЛН
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 20 МЛН
Jul 1/2024 እዋናዊ ሓበሬታ ቢንያም ግርማይ ሰብ ተጸለለ ግብረ መልሲ
15:11
Идеальный день ребёнка😂
0:11
МишАня
Рет қаралды 3,6 МЛН
The end for King Kong's bully #funny
1:00
Sơn Hero
Рет қаралды 10 МЛН
Khi em gái tôi đắp mặt nạ || Mask of joy #shorts
0:11
Linh Nhi Shorts
Рет қаралды 3,9 МЛН
Where are you from?
0:13
ARGEN
Рет қаралды 2,4 МЛН
Понимает язык людей  ))) @gsdamur
0:15
GSDAMUR
Рет қаралды 3,1 МЛН