Asagiruni / ኣሳጊሩኒ /

  Рет қаралды 278,373

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

6 ай бұрын

#happy_new_year #2024
መዛሙር
ልቦና ሃበኒ ፣
• ልቦና ሃበኒ / #libona_habeni #new #eritre...
እግረም ኣለኹ፡
• ይግረም ኣለኹ/ Ygrem aleku / #zemari Berek...
ደቂ ትንሳኤ ኢና ፡
• ደቂ ትንሳኤ ኢና / New Eritrean orthodox te...
ተቐበል መስዋእተይ ፡
• ተቐበል መስዋእተይ/Tekebel Meswaetey/#New_er...
ስምካ ፡
• #ስምካ_New_Eritrean_orthodox_tewahdo_me...
ተበጃውየይ ፡
• #Tebejawyey_New_eritrean_orthodox_mez...
ኣቦይ ፡
• #ኣቦይ_መዝሙር_ናይ_ንስሓ_ብ_ዘማሪ_በረኸት_ትኩእ#New_e...
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
#new #eritrea #ethiopia #orthodox #mezmur
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер: 507
@wedi_kristos1
@wedi_kristos1 6 ай бұрын
|- ኣሳጊሩኒ -| ~~~~~~~~~~~~~ #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ ህይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ ❤🙌🏾 • ቃል ምስጋና ውዕለቱ ክነግራ ከናፍረይ ገንሸል ኣምላኽ ኣፉ ኣይከፈተን ንምድሓነይ 🥰 ዘይጽገን ቃንዛ ከቢድ ሓጢኣት ከሳቅየኒ ብቁስሉ እንድዪ ንቁስለይ ዘኒኑ ዘቆመኒ #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ ህይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ ✍🏽😇 • እቲ ምስ ዓለም ዝቖረነኒ ሰንሰለተይ ኣብ መስቀሉ ሕይወት ሂቡ በቲኹለይ ንመርገመይ ምስ ተሰከሞ ኣብ እንግዳዑ እነኹ'ኳ ደው ኢለ የመስግን ብሳላኡ #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ ህይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ 😊 • ዝጥምቶ ዘቋምቶ የለን ብዘይካኡ ምልኣት ልበይ ደስታ ምስኪን ነፍሰይ ንሱ እንድዪ ❤️‍🔥 ሞተይ ኡካ ካብ ሱሩ ምቡንቋስ ዝተኻእሎ ይኣምን'የ እየሱስ ዘይክእሎ እንታይ ኣሎ #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ ህይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ 🙌🏾 • እቲ ምስ ዓለም ዝቆረነኒ ሰንሰለተይ ኣብ መስቀሉ ሕይወት ሂቡ በቲኹለይ ንመርገመይ ምስ ተሰከሞ ኣብ እንግዳዑ እነኹ'ኳ ደው ኢለ የመስግን ብሳላኡ #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ ህይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ 😍🙌🏾 Happy new year! zmarie melakt yesmelna brukie hawey 😇😇😇 #wedi_kristos1
@user-mo3vo5jt2q
@user-mo3vo5jt2q 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AwetFtewi-jj3rx
@AwetFtewi-jj3rx 6 ай бұрын
😅😢😅
@zebibmilat9988
@zebibmilat9988 6 ай бұрын
🥺🥺🥺🥺🥺🥺 kale hewat yemalna burkay❤❤
@user-oo3ew2iq7p
@user-oo3ew2iq7p 6 ай бұрын
Kali hweti ysmaena bereket hawey zemen agolguletka ybarek
@user-yh3ot1jm7v
@user-yh3ot1jm7v 6 ай бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና❤
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ በረከተይ ❤️ ብዓል ጥዑም ልሳን መመሊስካ ተገለፅ እመነኒ መዛሙራትካ ኣብ ሂወትና ብዙሕ ተራ ተዋፂኦም እዮም 💥✝️❤️
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖💖
@kidusanabew12
@kidusanabew12 6 ай бұрын
¶ኣሳጊሩኒ♡ ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ🤌 ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ😔 ሂይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዩ🚪 ደጊም ፍርሓት የለን😨 ጥቓይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ🤌🥰 ቃል💬ምስጋና ውዕለቱ ክነግራ ከናፍረይ🗣 ገንሸል🐑 ኣምላኽ ኣፍ ኣይከፈተን ንምድሓነይ ዘይጽግን ቃንዛ ከቢድ ሓጢኣት ከሳቅየኒ😢 ብቁስሉ🤕 እንድዩ ንቁስለይ ዘኒኑ ዘቆምኒ🔋 ኣዝ…………………………………………… ቲ'ምስ 🌍ዓለም ዝቖረነኒ ሰንሰለተይ⛓️ ኣብ መስቀሉ☦️ ሕይወቱ ሂቡ በቲኹለይ🛠 ንመርገመይ ምስ ተሸከሞ ኣብ🧎‍♂️ እንግዳዑ እነኹ'ኳ ደው ኢለ የመስግን ብሳላኡ🧍‍♂️🙏 ኣዝ……………………………………………… ዝጥምቶ👀 ዘቋምቶ 🚫የለን ብዘይካኡ🛐 ምልኣት❤️ ልበይ ደስታ ምስኪን ነፍሰይ ንሱ'ድዩ😌 ሞተይ⚰️ እኳ ካብ ሱሩ ምብንቋስ ዝተኻእሎ💪 ይኣምን'የ ኢየሱስ😇 ዘይክእሎ እንታይ ኣሎ።🩵 ኣዝ…………………………………………… ቲ'ምስ🌍 ዓለም ዝቖረነኒ ሰንሰለተይ ⛓️ ኣብ መስቀሉ☦️ ሕይወቱ ሂቡ በቲኹለይ🛠 ንመርገመይ ምስ ተሸከሞ ኣብ🧎‍♂️ እንግዳዑ እነኹ'ኳ ደው🧍‍♂️ ኢለ የመስግን ብሳላኡ🙏🔋 ብዙሕ ተባረኽ ብሩከይ❤❤😊
@swsw5226
@swsw5226 6 ай бұрын
💞✝️🥰🙏
@selamasrat4945
@selamasrat4945 6 ай бұрын
Thank you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yonasberhane4323
@yonasberhane4323 6 ай бұрын
Thanks bruk good job 👏🏽
@beti4567
@beti4567 6 ай бұрын
Thanks ❤ xbuq emoji gierka gelixkayo 😮😊
@selamawitgrmay7168
@selamawitgrmay7168 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nguse1654
@nguse1654 6 ай бұрын
ኣነ ብዙሕ ግዜ መዝሙር ኣይስምዕን ኢየ፡ናይ በረከት ትኩእ ክሰምዕ ከለኩ ግን ኣብ ዘይ ፈልጦ ቦታ ሓፍ ኢለ ይከይድ ተባረክ ዝመረ መላእክቲ የስማዓና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖
@leliandtib8722
@leliandtib8722 6 ай бұрын
ኣሰይ በዚ ጥዑም ልሳንኻ ከመይ ልብና ከም ተረስርሶ ተትፈልጥ🥺🥺 ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዝሓወይ🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክቡርተይ👏👏👏👏💖💖💖
@user-zt7hk2cr8n
@user-zt7hk2cr8n 6 ай бұрын
መጀመርታ በረከት ሓወይ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ኣምላኽ ይባርኻ ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉❤🎉❤🎉❤ ንበረኸት ዝፈቱ 3000 👍👍👍👍👍👍
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖
@user-gf9jn4sh6l
@user-gf9jn4sh6l 6 ай бұрын
I am no longer a slave of sin... I am a child of God .... Thank u berie hawey...
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏💖💖💖💖💖💖
@swsw5226
@swsw5226 6 ай бұрын
እቲ ምስ 🌍 ዝቆረነኒ ሰንሰለተይ😢 ኣብ መስቀሉ ሕይወቱ ሂቡ በቲኹለይ🥺 እንካዕ ብሰላም መጻካ በረከት ሓወይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ💞💞🌺✝️✝️💞💞💞
@user-wl8py7jx8t
@user-wl8py7jx8t 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏👏👏👏
@user-dk7zi5fb8x
@user-dk7zi5fb8x 6 ай бұрын
ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ❤ዝማሬ መላእክት የስምዐልና በርየ ሓወይ ኣብ❤ጸሎትካ❤ነዓይ ሓውካ ዝክረኒ ኣሜን🎉ኣሜን🎉ናሜን❤
@zufangebreslase
@zufangebreslase 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ አብዚሑ ይባርካ ፍትው ሓወይ መዝሙራትካ ንዓይ ምግበይ እዮም ።
@Habtombrhane79
@Habtombrhane79 6 ай бұрын
ጥዑም ዝማሬ ንዓጽሚ ዘጥልል። ዘመን ኣገልጉለትካ ጎይታ ይባርኮ ዘማሬ በረከት ሓወይ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏💖💖💖💖💖💖
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 6 ай бұрын
ናይ ዘመና ደዊት ቡሉጽ መንእሰይ::ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ በሬ ሓወይ::ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ይግበረልና ፈጣሪ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊❣️
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖💖💖
@asddxxasd2953
@asddxxasd2953 6 ай бұрын
ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ ካብ ባርናት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ ሂይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዩ ደጊሞ ፍርሓት የለን ጥቓ ምድሓናተይ ተረጋጊጹ👏 ቃል ምሰጋና ወዕለቱ ክነግራ ከናፍረይ ገንሸል ኣምላኽ ኣፍ ኣይከፈተን ንምድሓነይ ዘይጽግን ቃንዛ ከቢድ ሓጢኣት ከሳቅየኒ😢 ብቁሰሉ እንድዩ ንቁሰለይ ዘኒኑ ዘቆምኒ👏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚአበሔር አምላክ በረከተይ ✝️❤😘
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖💖💖💖💖
@selam801
@selam801 6 ай бұрын
ያንተ መዝሙሮች ይለያሉ አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ቤኪዬ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖💖💖💖
@HienokGebremedhn-pe4ml
@HienokGebremedhn-pe4ml 6 ай бұрын
ኣሳጊርኒ ተሳጊረ ተመስገን ኣምላከይ ናብ ንስሓ ዘብቃዓካኒ ሎሚ ውን ተመስገን በሬ ሓወይ ከኣ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ ቃለ ዝማሬ የስማዓልና ንዓይ ንዱኩም ሓዉካ ከኣ ኣብ ጾሎትካ ዘክረኒ፡❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖💖🌿🌿🌿
@natimukurey3382
@natimukurey3382 6 ай бұрын
"ተባረክ በሬ ሓወይ እመ ብርሃነይ ትሓልውካ ዕድመ ንንስሓ መዋእል ንፍስሃ ይሃብኪ"
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿
@hevengoitom6129
@hevengoitom6129 6 ай бұрын
May god bless you
@AarefFnan-mp3li
@AarefFnan-mp3li 6 ай бұрын
በራውር ኢየሱስ ኢለካ ኣለካ ካብ ዝፈትወካ ሓውኻ ድያቆን ፍናን❤❤❤
@user-ig9zd7pe2u
@user-ig9zd7pe2u 6 ай бұрын
ኣሳጊርና እወ በሬ ሓወይ ዝማሬ ማላእክቲ የስማዓልና ጸጋኡ ይብዝሓልካ ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ❤❤❤ ክቡር ሓውና ዘማሪ በረከት
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿👏👏👏👏
@luwamhagos6706
@luwamhagos6706 2 ай бұрын
i love your mezur
@user-vo9ud5nv4k
@user-vo9ud5nv4k 6 ай бұрын
አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓው ናይ አገልግሎት ዘመንካ አምላከ ቅዱሳን ይባርኸልካ🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏💖💖💖💖💖💖
@user-vo9ud5nv4k
@user-vo9ud5nv4k 3 ай бұрын
@@MgbeyMgbey እሺ
@amansolomun-yq1gf
@amansolomun-yq1gf 6 ай бұрын
መዛምር በረከት ሓዉና ባል ጡኡም ቃና እዲመን ጥእናን ያሃብካ ፈጣር ኣሜን ((( 3 )))
@user-cq1vq6ke1b
@user-cq1vq6ke1b 6 ай бұрын
Yemsghen Amlak kebrin mogosen nezelealem natu yu mo yebarek.! Keyreberebe kab weuyen zehulun hatyatey n bedeley Asagirus abzi Abxihuni eyu mo medhaney bhaqi teregagixu.’ Appreciate you bereketey❤
@Liduye_Natey
@Liduye_Natey 6 ай бұрын
መዓር ወለላ ዝኾኑ ቃላት ሓፍተይ ናተይ ❤
@elsasibhatu7305
@elsasibhatu7305 6 ай бұрын
ናይብሐቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር ፀጉኡ የብዛሐልካ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖👏👏👏
@Nay_Christ
@Nay_Christ 6 ай бұрын
እቲ ነዚ ጸጋን ጥበብን ኣባኻ ዘሕደረ ጎይታ ይባረኽ ❤❤❤ ኣሜን ምስጋር ይኹነልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርነ ክብርተይ🌿🌿🌿💖💖👏
@bereketberhane-zu4gu
@bereketberhane-zu4gu 3 ай бұрын
Hi Bereket መዝሙርካ ደስ አሉንይ ኣበየናይ ሃገር ተንበር ኣሎኻ
@bereketberhane-zu4gu
@bereketberhane-zu4gu 3 ай бұрын
ኣምላኽ መስኩልና የኹን ቀጽሎ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖👏
@fretacute2013
@fretacute2013 6 ай бұрын
በዓል ጥዑም ድምጺ ዘማሪ በሬ ሓወይ ኣምላኽ ዘበንካ መመሊሱ ይባርክ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና!!!! ርሑስ ሓድሽ ዓመት 🎉🎉❤❤❤
@user-md6ni8zn4j
@user-md6ni8zn4j 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋ በረከቱ ያብዛልክ መንፈሰ ቅዱስ አብዝቶ ይባርክህ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርና ክብርተይ👏👏💖💖💖💖
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከት ሓወይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@YorsalemTesfagabr
@YorsalemTesfagabr 6 ай бұрын
ክቡር ዘማሪ በረከት ትኩእ ቅዱስ ዝኮነ ክንኢ ይቀንኣልካ በቃ እግዛቢሄር ኣዚዩ ብርቱዕ ሓይሊ ይሃብካ በቃ ክገልጸካ ቃላት ይውሕደኒ ❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖
@mewaeldaniel6223
@mewaeldaniel6223 3 ай бұрын
Zmare melaekti yesmealna ❤❤❤❤❤orthodox forever, never collapsed
@user-xi9hi3nq6b
@user-xi9hi3nq6b 3 ай бұрын
Zmarie melakti yesmalna bereket hawey nay agelglot zemenka ybark zehawey
@BiniamBokuray-yq2fw
@BiniamBokuray-yq2fw 6 ай бұрын
ብሓቂ ኣሳጊሩና እዩ ይመስገን ፈጣሪ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኸፈልካ በሬ ሓውና ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ወለለይ👏👏🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖
@nebiyattesfazgi6931
@nebiyattesfazgi6931 6 ай бұрын
ተባረክ በረከት ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌿🌿🌿💖💖💖💖
@aziebtekle4093
@aziebtekle4093 4 ай бұрын
Btaemi temti mezmur kali hiwet yesmalna zemari berket hawey
@user-di9mn8rt6e
@user-di9mn8rt6e 2 ай бұрын
Qal hywet yesmalna zom ehwatey nay agelglot zemenkum ybark❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY 6 ай бұрын
ኣሰይ ጥዑም መዝሙር ኤድመን ጥዕናን በሬ ሓውና ዝማረ መላክቲ ይስምዓልና ❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖
@Egzabihier1082
@Egzabihier1082 6 ай бұрын
Egzabihier ymesgen ❤❤❤,egzabihier amlak zmare melakt yesmalna buruk hawey Ellllllllllĺ Ellllllllllll ,Ellllllllllll egzabihier ybarka bruk mezemr hawey,mezmuratka kolom tesfa,hayli xnat eyom zhbuni kbri namlak naka ztebareka mezmr zhabena❤.egzabihier kab kufue zebele yhalka emebrhan dngl maryam wn msaka tkun mezemr hawey ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿🌿👏💖💖💖💖💖👏👏👏👏
@awetsoli8954
@awetsoli8954 6 ай бұрын
Temesgen almakey zmari melakti yesmealna bereket hawey 😊😊
@yonasberhane4323
@yonasberhane4323 4 ай бұрын
Thanks
@kbromhaylom2121
@kbromhaylom2121 6 ай бұрын
በሬ ሓወይ ተባረከይ ዓመተ ሰላም ራህዋ ይግበረልና❤❤❤❤❤❤
@user-gz9kk5cu8r
@user-gz9kk5cu8r 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😘😘😘😘😘❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mhretseare8357
@mhretseare8357 4 ай бұрын
Wawww kal hewet yesmalna bere hawey Edzgabher edmen tenan yhabka ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@asteremnet5930
@asteremnet5930 3 ай бұрын
Elelelllllllll Zimare melaekiti yesmealina Bereket hawey tsegeu ybizhalika egzabher 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@helentekle8317
@helentekle8317 5 ай бұрын
Amen amne amen zemare melaekti yesmealna berket hawey
@HabtomTekle-z4n
@HabtomTekle-z4n 4 күн бұрын
Amen
@zebibmilat9988
@zebibmilat9988 6 ай бұрын
Kale hewat yemalna berekt hawey God bless you ❤❤🥹🥹🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌿💖💖
@selamabreham1989
@selamabreham1989 4 ай бұрын
Zemen agolglotka ybarekh amlak abzihu ybarkha bereket hawey
@harinaabrhale4719
@harinaabrhale4719 5 ай бұрын
Zemari bereket hawena❤ egzeabihier amlak xegeu yebzehalka❤ edemen tenan yehabka fetari ❤ mezmuratka betaemi eu teum teray zeykone gelaxi eu ❤hiwetu ena zekere zeynebe si alo do yekewen ❤ane equa kulu gezie eye dedegime yesemeo betaemi kexelo
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 6 ай бұрын
ጥዑመ ልሳን እሑየ መዘምር በረኸት፡ እግዚኣብሔር ይተኣኮት ወይሴባኅ። ኣሜን
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 6 ай бұрын
ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ በረከት ሓወና 🥺🤍
@godislove8670
@godislove8670 3 ай бұрын
Nay xom gezi mezmury…. Temesgen aboy tesagire eye beaka….. bruk hawy nay bereket eka kem shimka ❤
@TheMirrorsentertainment2144
@TheMirrorsentertainment2144 6 ай бұрын
እልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ዘማሪ ቤኪ ሓወይ ✝️🙏🙏🙏
@user-cl6rk8tj9p
@user-cl6rk8tj9p 4 ай бұрын
Sey sey sey elelelele haleluya midhaney teregagixu bless you berie hawey
@user-by6tn2uh1n
@user-by6tn2uh1n 5 ай бұрын
Amen Amen Amen seyyyyyyyyyyyyyy zmare melaekti yesmealna brukat❤❤❤❤❤❤
@AbtiTslalotki
@AbtiTslalotki 6 ай бұрын
xega ab lieli xega berie hawey amlak ab kulu guezoka qdmieka yhlef
@edeneden889
@edeneden889 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዘማሪ በረከት ትኩእ ሓውና ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Samri27
@Samri27 6 ай бұрын
❤amen❤
@sandroghirmay7592
@sandroghirmay7592 6 ай бұрын
❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዓርከይ ምዓረይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ እግዚኣብሄር የዕስለልካ መመሊስካ ሰስነልና ❤❤❤❤❤
@user-mi8io7sz9v
@user-mi8io7sz9v 5 ай бұрын
beryey nugus libey zmare malkti yesmlana memlska sesnelna❤❤❤❤❤❤
@SalinaZeray
@SalinaZeray 3 ай бұрын
Zmare melakti yesmalna berie haki bhaki..Kab hatyat zesagr amlakyu zelena
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 6 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna
@efremmichaeltegbaru6257
@efremmichaeltegbaru6257 5 ай бұрын
Berekt hawey selyeka nAmlak yemesgeno eye hiyabna ika ab zemenka kulu zemare kab afeka ayeseane nabraka kulu nay mesegana ykun .....❤❤❤❤
@siempic2989
@siempic2989 5 ай бұрын
Ase asey bruk hawey amlak ybarikum niklum hzbi hagerna kea selam yigberelna
@RimSamuel
@RimSamuel 23 күн бұрын
elllllllllllllllll bereket hawna egzibihier abo amlak melakt ysmalana ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 3 ай бұрын
Zmare melaeikt yesmealna tbarek ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@zaidmebrathu1292
@zaidmebrathu1292 5 ай бұрын
Blessed brother 😇😇 kulu medhan be hade Jesus tray mekuanu zeglxu mezmuratka betaemi ye zedneqom nexur melekti alo ab tehzto natka behaki ye zehegos 10q. 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@QrtuudhWty42fuuy
@QrtuudhWty42fuuy 29 күн бұрын
Amen amen amen ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@matiwosyohannes3451
@matiwosyohannes3451 4 ай бұрын
Temesgen amlak aboy kebrey misgena naek yekun Temesgen amlak aboy ❤❤❤
@meley2k18
@meley2k18 5 ай бұрын
Amen🙏zmarie melaekti yesmealna ❤.
@yoridove7003
@yoridove7003 4 ай бұрын
Amen zmare melakti yesmialna ❤❤❤
@GalZmam-oe9yz
@GalZmam-oe9yz 2 ай бұрын
Amen amen amen 😢🙏♥️🙏♥️🙏
@yohanahayle3422
@yohanahayle3422 5 ай бұрын
❤❤❤❤bereketun xegeun yebzehaleka fetari kulu alem
@user-qh1fx2by5z
@user-qh1fx2by5z 6 ай бұрын
Enquai bselam mexaka Bere hawey egziabhier xegiu yebzhalka
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 3 ай бұрын
ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾❤❤❤
@abw7298
@abw7298 6 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ብሩከይ ኩሉ መዝሙርካ መንፈሰይ እዩ ዘሐድሶ🙏😍
@user-nn2fu1qb2h
@user-nn2fu1qb2h 6 ай бұрын
Zmarie melaekt yesmalana bruk hawna. Egziabher ybarkhka
@LuwamBerhane-vx9bk
@LuwamBerhane-vx9bk 28 күн бұрын
Amen amen amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DeaconMeron
@DeaconMeron 6 ай бұрын
ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርካ በርየ ብሩኽ፡ ካብዚ ንላዕሊ እተገልግለሉ ጸጋ ይብዝሓልካ። ምድሓና ብደሙ ዘረጋገጸ ጎይታ ስሙ ይባረኽ።
@LeulHayelom
@LeulHayelom 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ናብ ዛ እለት ስለ ዘብፅሐና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ዘማሪ በረኸት
@eliltayirgealem7388
@eliltayirgealem7388 2 ай бұрын
Amlak ybarka zeben agolguletka ybark😇🙏
@kisanetestifanos9303
@kisanetestifanos9303 5 ай бұрын
Nzelialem ab bietu yenbrka bereket bereket tewahdona🙏🙏
@RahwaBeyene-yq2eh
@RahwaBeyene-yq2eh 5 ай бұрын
Amenn Goyta yesus mezamrka ybarko brhanu .mdhanu Abaka ygelex brhan Amlak ybrhalka❤❤
@zaidmebrathu1292
@zaidmebrathu1292 5 ай бұрын
Jesus mengedn haken hiweten eyu emo semu yebark Amen
@lloveyouyma9896
@lloveyouyma9896 6 ай бұрын
Amen amen amen 🙏 🙌 👏 ❤ ☺
@Yosi-no7yo
@Yosi-no7yo Ай бұрын
❤❤❤❤❤ fetari msaka ykun
@FithawitKiflay-vv2io
@FithawitKiflay-vv2io 6 ай бұрын
🙏🙏🙏amen amen amen
@yorusalimandey7268
@yorusalimandey7268 6 ай бұрын
Zmarei malakt yesmalna beri hawey xeguau ybxhalka❤❤❤❤
@freweinifkadu6660
@freweinifkadu6660 5 ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmeakna bereket hawna
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 6 ай бұрын
Amen Amen Amen Zmare melakti yesmalna zemari Bereket hawna amlak xegue yebzahalka 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
@wedishaibiya
@wedishaibiya 6 ай бұрын
amen amen amen
@TirhasGebru-ye7oy
@TirhasGebru-ye7oy 6 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vq3ex4rb1c
@user-vq3ex4rb1c 6 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏🙏
@yordayorda1709
@yordayorda1709 6 ай бұрын
Amen 🙏
@rodasariaya-cl6wk
@rodasariaya-cl6wk 6 ай бұрын
Zmare melakti yesmealna bereket hawuna xga bereketu yebzhalka fetari
@habenbrhane5852
@habenbrhane5852 6 ай бұрын
Zmare melkti yesmana
@690Hani
@690Hani 6 ай бұрын
ዘመንካ የንውሓዮ መታን በቲ ጥዑም ልሳን ከተገልግሎ ንመድሓኒና ኣይትጥፋእ ከኣ ብሩኽ ሓወይ
@user-qj6te1np7j
@user-qj6te1np7j 6 ай бұрын
Ellllllll Zmare melaekt Yesemena Abetu yembrka goytaway❤❤
Non stop mezmur / Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024 /
36:50
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 244 М.
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 31 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 5 МЛН
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 359 М.
ወራሲ \ werasi \ new Eritrean orthodox tewahdo mezmur 2023 \ zemari Bereket Tikue
9:06
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 394 М.
Beyenay Qalat
7:56
Zemarit Bruktawit Gebremedhin - Topic
Рет қаралды 6 М.
#ስምካ_New_Eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2022_zemari_Bereket_tikue_smka
6:55
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 3,7 МЛН
እህ ክበረለይ እህ ተመስገነለይ ortodox tewahdo mezumur zemari bereket tikue
6:28
ወዲ ህያው ኣምላኽ ቀያሪ ታሪኸይ
Рет қаралды 1,1 МЛН