ልቦና ሃበኒ /

  Рет қаралды 1,091,017

Zemari Bereket Tikue official

Zemari Bereket Tikue official

9 ай бұрын

© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
ልቦና ሃበኒ / #libona_habeni #new #eritrean #orthodox #mezmur #2023 #zemari_bereket_tikue
subscribe : / @zemariberekettikueoff...
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер: 842
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik Ай бұрын
ልቦና ሃበኒ ክሒደካ ኣይኮንኩን ተታሊለ'የ እምበር ፀሊአካ ኣይኮንኩን ደኪሙኒ እምበር "ኣብ ደምበ ሓጥያተይ ሱቅ'ለ ዘዕወንዉን ዓቅሚ ስኢነ እምበር መችኡኒ ኣይኮነን(2) ልበይ'ዛ ቤት መቅደስካ ብደምካ ዝተሃንፀት ሰፈር ከፍኣት ገይረያ መናገዲ ናይ ሓጥያት ዝከፈልካለይ ዋጋ ዘይ ከምንዓይ ቆፂረ ኣብቲ ዝሰዓርካለይ እነኩ ተኣሲረ "ካብዚ ዘለክዎ ናይ ሓጥያት ባርነት ፈንጢሰ ክወፅእ ስደደለይ ምሕረት ከም እሳት ክቃፀል ፍቅርካ ኣብ ልበይ ዘፀናንዐኒ መንፈሰ ልኣከለይ🤲 -----------ኣዥማች... ንዓካን ንዓለምን ማዕረ ማዕረ ሰሪዐ ነቲ ካልእ ከይሓድጎ ከይተርፈኒ ዉን'ቲ ሓደ ብክልቲአን ኣእጋረይ ምሕንካሰ ልምደይ ኮይኑ ጎይታይ ቅድሰ መንፈስካ ኣብ ቤተይ ስፍራ ስኢኑ "መሓረኒ ጎይታይ ካብዚ መንነተይ ባርያ ክልተ ጎይቶት ካብዚ ማንታ ልበይ ስጋይ ምሰ ትምኒቱ ምስቃል ክከኣለኒ ፍቅርካ ዘይርስዕ ልቦና ሃበኒ ንዓካ ዘይርሰዕ ልቦና ሃበኒ(3)
@adiam.m
@adiam.m 9 ай бұрын
ብሓይሊ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ልቢ ብዙሓት መንእሰያት ብመዛሙራትካ ናብ ፈጣሪኤን ትመልሰን ኣለኻሞ፥ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ በረከት ሓውና ጸሎት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኻ ይኹን❤ ጎይታ ካብዚ ዘዕወንውነና ዘሎ ሕማምና ይምሓረና😥
@zemariberekettikueofficial7354
@zemariberekettikueofficial7354 9 ай бұрын
Amen 🙏 ❤
@user-jg8yw7qd4d
@user-jg8yw7qd4d 8 ай бұрын
​@@zemariberekettikueofficial7354በተለይ ንዓይ ናትካ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹ 😢ናብ ቤተይ ይምለስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሓወይ 🙏
@haniissak4856
@haniissak4856 7 ай бұрын
Amlak edmen tienan yhabka beriye hawna mezamuratka btaemi eyu des elni zsemeo
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 7 ай бұрын
Amen Amen Amen Nay bhaki
@user-zh8ie9lz3m
@user-zh8ie9lz3m 3 ай бұрын
Amen
@user-oy8fr1mp7p
@user-oy8fr1mp7p 9 ай бұрын
ጌታ ኢየሱስ ይባርኽካ ቤሪ ሓወይ ንስኻስ ወዲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምኻንካ እግዚአብሔር ይመስገን ❤
@Kdus_Rufael
@Kdus_Rufael 9 ай бұрын
እመነኒ ሂወት ብዙሓት ከምዚ ከማይ ክትልውጥ ኢኻ ብፍቓድ ኣምላኽ በሬ ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣዕዚዙ ይባርኽካ❤❤❤❤❤
@user-sl7dt8ui4c
@user-sl7dt8ui4c 9 ай бұрын
🥺🥺🥺🙏
@MeronEmbaye-qb4jq
@MeronEmbaye-qb4jq 9 ай бұрын
Nay behaki bereket sebat kbarik Kab amlak ztelake eyu❤❤
@user-ik1yi6vl4p
@user-ik1yi6vl4p 5 ай бұрын
ol poll km mm loo😮mum o 2:01 😄ool. ❤️❤️k😅j😅😄😄n😅kk iiii 😄jin😅 ji ijn😅iiij😅not 😮o kkkkkkkk2:10 😅😅😅😊😮😅
@nardoskiflemariam8983
@nardoskiflemariam8983 9 ай бұрын
This hit my heart and soul. I can't stop crying right now. It described the situation I'm in now so well. Thank you so much for being able to touch our hearts with such mezmur! "ፍቅርኻ ዘይርስዕ ልቦና ሃበኒ"
@Bienonaron-ou3ji
@Bienonaron-ou3ji 9 ай бұрын
ዘማሪ በረከት ንስካ በረከት ናይ ቤተክርስቲያንና ኢካ ተባረክ ዝ ሓወይ ኣምላክ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ☦️🙏❤❤🥰🥰
@wintahadish6679
@wintahadish6679 9 ай бұрын
በረኸት ሓወዬ ጸጋ የብዝሓልካ......ነዚ ዘለክዎ መንነተዬ ትገልጽ መዝሙር 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hanisibhat4871
@hanisibhat4871 9 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ እንዳ ፈለጥኩ ሓጢኤ እሞ ልቦና ሃበኒ 🤲🤲🤲
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዘሓልካ ሕጂ ውን መመሊስካ ተገለጽ በረኸት ሓወይ ❤❤❤
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ በረኸተይ ❤መዝሙርካ ኹሎም ኣብ ልብና ሰፊሮም እዮም 💥❤️ኣምላኽ ዘመንካ ይባርኽ
@hannaangesom7618
@hannaangesom7618 9 ай бұрын
He truly targeting us in relation to mezmur zemarie melaekt yesmalna bereket hawina 🙏🙏🥰
@aluuuu924
@aluuuu924 9 ай бұрын
ዓሕሕሕሕ ብኽልተ ኣእጋረይ'ወ ደው ዝበልኩ ኣነ ድኹም ሰብ ኣለኹ😢😢😢 ብልክዕ ነዓይ እትገልጽ መዝሙር😢😢 ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣምላኽና በረኸት ሓውና❤❤❤
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 9 ай бұрын
እግዝኣቢሄር ኣዕዚዙ ይባረኽካ ዘማሪ በረከት ሓውና ናይ ብሓቂ ንስኻ በርኽትና ኢኻ ስለካ ብስም መድሓኒና ኢየሱስ ንእግዚኣብሄር ነመስግኖ ብሩኸይ 🙏❤🙏❤🙏❤
@zemariberekettikueofficial7354
@zemariberekettikueofficial7354 9 ай бұрын
🙏Amen
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj 9 ай бұрын
ወዲ ተዋህዶ ሓውና ጸጉኡ የብዛሓልካ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና 🙏ደቂ ተዋህዶ ካኣ እንቃዕ ብሰላም ናብዛ ክብርቲ ዕለተ መስቀል ናይ ጎይታናንን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣብጻሓና 🙏🙏🙏
@zainazaina2750
@zainazaina2750 9 ай бұрын
❤❤❤❤በረኸትየ ብሓቂ ፀጋ ኣብ። ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ። ልብካ ዝትንኽፉ መዝሙር። ኢዪሱስና ፈቃር❤❤🎉 ልቦና ይሃበና ልእል እግዚአብሔር ❤❤
@ayenewyihune
@ayenewyihune 9 ай бұрын
Dear Lord help us break from the bondage of sin 🙏🙏 Thank you brother.
@selam801
@selam801 9 ай бұрын
አቤቱ ጌታዬ ሆይ ለሁላችን ልቦና ሰጠን😢
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 9 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤🤲🙏
@samharamen2584
@samharamen2584 9 ай бұрын
Amen👏🙏🏽
@godschild9020
@godschild9020 9 ай бұрын
Amen 😢🙏
@shamdebesay-qc5uj
@shamdebesay-qc5uj 8 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-jg8yw7qd4d
@user-jg8yw7qd4d 8 ай бұрын
አሜን፫🙏😢
@Nolaweher
@Nolaweher 9 ай бұрын
ነብሲ ዝዕርፍ መዝሙር ተባረክ ሓውና🥰😊🙏
@SoliKahsay-jf6su
@SoliKahsay-jf6su 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸገኡ የብዛሓልካ በረኸት ሓወይ መዝሙርካ ክንደይ ሂወት ዝመልስ፡ ተስፋ ዘስንቅ
@geni581
@geni581 9 ай бұрын
መሓረኒ ጎይታይ ካብዚ መንነተይ ባርያ ክልተ ጎይቶት ካብዚ ማንታ ልበይ ስጋይ ምስ ትምኒቱ ምስቃል ክከኣለኒ ፍቅርካ ዘይርስዕ ልቦና ሃበኒ😢 #ዝማሬ_መላእክቲ_የስመዐልና #በረከት_ሓውና_ፀጉኡ_የብዘሐልካ💙💥
@iliveforumom1072
@iliveforumom1072 7 ай бұрын
I have never felt unhappy ,lost,painful ,stuck in my life 😭.the time i decided to get away from you. I lost myself.nab betka mleseni goytay 🙏😭
@Sitina-dl1ll
@Sitina-dl1ll 9 ай бұрын
አሜን ለሁላችንም ልቦና ይስጠን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ
@semharghebremeskel3741
@semharghebremeskel3741 9 ай бұрын
This mezmur made me cry fr 🥹😭 May God bless you abundantly Bruk hawey 🙏🏾
@NahomHagos-oe4hc
@NahomHagos-oe4hc 2 ай бұрын
እውይይ እዛ መዝሙር ግን ኣብ መዓልቲ ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል 😢😢❤❤ ..ክሒደካ ኣይኮንኩል ተታሊለ የ እምበር.. .. ..ጸሊአካ ኣይኮንኩን ደኺምኒ እምበር.. ..😪😭🙏
@danielmamu10
@danielmamu10 9 ай бұрын
ብሓቂ በዚ መዝሙርካ ብዙሓት አምሂርካናን አጸናኒዕኻናን ኢኻ'ሞ ዝማሬኻ በረኸትን ጽድቅን ይኹነልካ 🙏❤
@aryamemha3785
@aryamemha3785 9 ай бұрын
BERIE HAWEY TEBAREK. this is what we struggling right now behaqi .
@niqodimosawet1228
@niqodimosawet1228 9 ай бұрын
ዋው ከም ወትሩ ብሉጽ መዝሙር በርየ ሓወይ ! ንብዙሓት ምምላስ ምስጋር ከም ትኸውን ዘጠራጥር ኣይኮነን ኣምላኽ ብኣኻ ጌሩ ይዓዪ ስለ ሰሎ ስብሓት ይኹን ።
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 9 ай бұрын
በሬ ሓወይ ኣብ ስደት ኣቦና ኣዴና ሓዉና ሓፍትና ዘይ ብልና ኢልና ምጭናቅ ገዲፍናዮ::ንዓኩም ሒዝና::ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ::ሩሑስ መስቀል ይግበረልና ንኩላትና ኣመንቲ ክርስትና::ስደትና የሐጽረልና::ጋይታ ኣምላኽና ምስ ወላዲቱ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን::❣️🙏🕊❣️🙏🕊❣️🙏🕊❣️
@dengeleyadefekri8990
@dengeleyadefekri8990 9 ай бұрын
ብሰላም ምጻና በረኸት ሓወይ❤
@32asdb
@32asdb 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@selamawitbrhane7412
@selamawitbrhane7412 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓለይ🙏🙏🙏::በረከት ናይ ቅዱስ መስቀሉ የካፍለና ጎይታ🙏💕💕💕
@user-mu9bv6qx8q
@user-mu9bv6qx8q 4 ай бұрын
iam listen this mezmur every hour flyti zeytmno 😍🙏
@natimukurey3382
@natimukurey3382 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና በሬ ሓወይ እመ ብርሃነይ ጽላላ ተንብረልካ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ይሓልውካ!!!
@meronteklu5410
@meronteklu5410 9 ай бұрын
በረኸት ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ እመ ብርሃን ምስ ውሉዳ ካብ ዙርያኻ ኣይፈለዩ ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና🙏🙏🙏
@Zta2o
@Zta2o 8 ай бұрын
ሁሉም መዝሙሮችህ ህይወት አላቸው ተባረክ ወንድሜ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 27 күн бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@seareseare
@seareseare 9 ай бұрын
መን ኣሎ ሓጥያቱ ዘኪሩ ከምዚ ከማይ 😢😢😢
@andatgere-8474
@andatgere-8474 4 ай бұрын
Ane😢😢😢
@user-ml2kh7fn8q
@user-ml2kh7fn8q 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልኻ በረከት ሓወይ"ናይ በረከት መዝሙር ክሰምዕ ዓይነይ😢እዩ ዝመልእ ኣብ ስደት በቻ ከይከውን መስትማቃር መዝሙር ኣብ ዓደይ እወን ክምለኦ አምላክይ ሐግዘኒ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ገዛ ታዓፀየስ የስተማቅሮ ኣለኩዋ ኣብ ዓደይ ኣቤ ቤትካ ከሰተማቅረ ፍቅርካ ኣብ ልበይ ሕተመለይ አምላከይ
@user-gr9lp5ep7x
@user-gr9lp5ep7x 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስመዐና ብሉፀይ ልቦና ሃበኒ ኦ ጎይታይ👏❤
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 3 сағат бұрын
እግዚዮ ተሳሃለነ አቤቱ ይቅረ በለን የኔ ጌታ 🙌🧎🤦🥲😭😭😭
@user-vt4ru4rq7o
@user-vt4ru4rq7o 9 ай бұрын
ኣሜን (((3))) ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና። ብጣዓሚ ጹቡቁ ስራሕ ዝናኣድ ምዉሃሃድን ኤዲትን respect 🙏🏾❤️
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 9 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ በረከተይ ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኻ😔✝️_
@user-dz2gx1xw2k
@user-dz2gx1xw2k 9 ай бұрын
ኦ ኣምላክና ን ኹልና ዘስተውዕል ልቦና ዓድለና በረከት ሓውና እግዝኣብሔር ይባርኸካ ✝️✝️✝️
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና ናይ ብሓቂ ኣብ ናይ ኩላትና ሂወት ኣትዮ ዝሓላልኸና ዘሎ ንናይ ስጋን ነብስን ብምትሕውዋስ እዮ እሞ ኣምላኽ ይቅሬ ኢሉ ይተዓረቀና
@miryamyohanes9410
@miryamyohanes9410 9 ай бұрын
Wow heartouching, lbona habni 😢 Kemzti zbelkayo gena in the Name of Jesus buzuh mezmur yterfeka alo mo Egziabier yhagzka.
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓፍልካ ሓውና ልቦናና ይክፈተልና ካብ ኩፉእ የድሕነና ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይኪደና 🙏🙏🙏🙏🙏
@redieteshetu824
@redieteshetu824 7 ай бұрын
yhen mezmur 100 gze yhonal sisemaw❤
@bonny2852
@bonny2852 5 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ለዘለዓለም ተኑር❤❤❤ ዝማሬ መልአክት ያሰማልን ወንድማችን በረኸት ትኩእ❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 27 күн бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@alexanderd.k4994
@alexanderd.k4994 9 ай бұрын
ድንቅ ዝማሪ ❤❤❤🙏🙏🙏 ዝተባረኽት ሰንበት ይግበረልና ንኹላትና ።
@savanah6075
@savanah6075 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና በሬ ሓወይ እዚ ትዝምሮ መዝሙር በቃ ኹሉ ንዓይ ትዝምሮ ኾይኑ'ዩ ዝስምዓኒ ኢግዛኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 9 ай бұрын
*_ቤክየ ዝፈትወካ መርአያ ብዙሓት በዓል ብዙሕ ተዕግስቲ ዝተረፈ ዘመንካ ኣቤት መቅደሱ ይወዳእ❤👏👏👏🤲_*
@metkelandat
@metkelandat 9 ай бұрын
ዝማሪ መላእኽቲ የስምዓልና በረኸት ሓውና ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርኸላኻ ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YodaYosief-vs1zq
@YodaYosief-vs1zq 8 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢😢🎉🎉🎉 eza mezmur ezia si eta zetamet mezmur eko eya kulu gshab eya z zmera
@kbromhaylom2121
@kbromhaylom2121 9 ай бұрын
በሬ ሓወይ ናይ ብሓቂ ልቦና ሃበኒ ተንኪፍካኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት የዕብየልካ
@user-nf7dz3cw2z
@user-nf7dz3cw2z 8 ай бұрын
Amlak zemen hiwetka ybark xegue ybzhalka ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-nr6di3mp4k
@user-nr6di3mp4k 3 ай бұрын
🙏 🙏 🙏 🙏
@user-kl2uy4rh1o
@user-kl2uy4rh1o 9 ай бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻእካና መዛምራን በረከት ኩሉ መዝሙርካ የህዳኒ በቃ ክሰምዖ ደስ ይብለኒ ❤❤❤ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ (ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበረልና
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w 9 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ማዓረይ ኦኣምላኸይ ልቦና ሃበና 😢😢❤❤🙏🙏
@fthigere9165
@fthigere9165 9 ай бұрын
እግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዛሓልካ በሬ ሓወይ ብሓቂ ቤትና ምሕረት ሂቡ ልቦና ይሃበና
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m 9 ай бұрын
ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዘማራይ በረከት ሓወይ እግዚእብሔር ኣምላክ ኣዕዙዙ ይባርካ
@user-mq6no8fm5f
@user-mq6no8fm5f 9 ай бұрын
Wel come back broder
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ ይሠመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ በረከት ሓወይ ብሉፅ ኩሉ ግዜ ልቢ ዘረሲርሰ ዝማራ ትምግበና ለኻ ❤እግዚአብሔር ይመሰገን❤ ፍቕርኻ ዘይርሲዕ ልቦና ሃበኒ😢
@aluuuu924
@aluuuu924 7 ай бұрын
በሬ ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤ ""ስጋይ ምስ ትምኒቱ ምስቃል ክከኣለኒ"" ትብል ዘላ እባ ከተረድኣኒ፧
@user-ow3iu7pb4l
@user-ow3iu7pb4l 6 ай бұрын
ስጋኻ ምስ ትምኒቱ ምስቃል ማለት፡ ንኹሉ ትምኒታት ስጋን ፍትወት ዓለምን ብመንፈሳዊ ዕዮታት ምድካምን ምግዛእን ማለትዩ። ብጾምን ስግዳንን ብዘየቋርጽ ጸሎትን ምግባርን ነቲ ሱር ሓጢኣት ዝኾነ ትምኒት ስጋ ምስዓር ማለት ኢዩ።❤❤❤
@wintateklzgi7001
@wintateklzgi7001 13 күн бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ልብኻ ዝትንክፍ መዛሙር ኢኻ ትዝምር እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሐልካ ።ኣብ ደምበ ሓጥያተይ ሱቕ ኢለ ዘዕወንውን ዓቕሚ ስኢነ እምበር መቺኡኒ ኣይኮነን😢😢😢 waw this hit me i can't stop hearing make feel emotional I'm in love with your songs❤❤❤
@user-zq6pj8mw1x
@user-zq6pj8mw1x 9 ай бұрын
ዘማሬ መላእክቲ የስማዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ በረኸት ሓውና ❤❤❤
@edeneden889
@edeneden889 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር እግዚኣቢሄር ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና🙏🙏🙏⛪🪴🪴🪴
@helenbraids8901
@helenbraids8901 9 ай бұрын
የኔ ግታ ፍቅርህ ልቤን ይግዛዉ😢
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 9 ай бұрын
ዝማሬ መላክቲ የስማዓል ኩቡር ወድና 🙏💒🤲
@user-mm8py9nu2p
@user-mm8py9nu2p 9 ай бұрын
The best mezmur ❤ keep shining 😊
@fiyorialem6726
@fiyorialem6726 9 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልካ ተባረኽ❤🙏🙏
@SenaytSenayt-kg7yr
@SenaytSenayt-kg7yr 9 ай бұрын
ብመዛሙርካ ልዛ ብሓጥያት ልተዳከመት ነፍሰይ ኩሉ ግዜ ኢካ ተፀናንዓ ሞ ንበረልና ዙሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ❤
@sunmoonrezene2989
@sunmoonrezene2989 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና በሬ ሓወይ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ።ንዓይ ኢልካ ኢካ ግዲ ዘሚርካያ ነዚ ዘለክዎ ሂወት ትገልጽ።ኣምላክ ኣቦይ ናብ ቤትካ ኪምለስ ጸጋካ ሃበኒ።ኣሜን
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን ጸጋው ያብዛልህ እውነት ልቦና ይስጠን ኤልሻዳይ ሁሉን ቻይ ☦️❤️
@abelyibabie9558
@abelyibabie9558 9 ай бұрын
Zemari Bereket hawey kale hiwet yesmaalna!
@frexegu2141
@frexegu2141 9 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ዝማረ መላእክቲ የሰማዓልና🙏⛪❤ ኣብ ደነበ ሓጣተይ ስቂለ ዘዐወንዉን። 😢
@Eri_powermind
@Eri_powermind 8 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🏾
@user-pd4ob7tt6h
@user-pd4ob7tt6h 9 ай бұрын
ኣቤቱ ኣምላከይ ልበይ ብፍቅርካ ሕተሞ 😢😢😢
@fililove7358
@fililove7358 9 ай бұрын
እግዛኣብሄር ጸጉኡ ይብዛሓልካ በሪየ ሓወይ
@andatgere-8474
@andatgere-8474 4 ай бұрын
Abetu lbona habena 🙏🙏🙏😢amenn zmare melaekt yasemaln bereket hawey xegu yebzahalka fetari 🙏❤❤❤
@rahwanuguse250
@rahwanuguse250 9 ай бұрын
berie hawey am really proud of u ...its so touching hope we change our ways completely toward him 😇😇
@wudue5206
@wudue5206 9 ай бұрын
Wonderful ✝✝✝
@tsinatmichael8962
@tsinatmichael8962 9 ай бұрын
ክሒደካ ኣይኮንኩን ተታሊለ ኢየ እምበር😢 ጸሊአካ ኣይኮንኩን ደኺሙኒ እምበር😢😢😢 ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሉጸይ❤❤❤❤❤❤❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 9 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ጸጋ ኣብዝሕ የብለልካ ጎይታ መድሃኔዓለም ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ምሩጽ ኣቅሓ ኢካ በረከተይ ደጋጊምካ ሰሚዕካ ኣይምኖን መዝሙርካ✝️🙏❤ዘለኽዎ ሂወት እገትልጽ መዝሙር ልቦና ሃበና ጎይታይ😢
@RariKesete-gv8ol
@RariKesete-gv8ol 8 ай бұрын
Berye hawey amlak xegeu yebzhalka ❤❤❤❤
@almazgebrengus7164
@almazgebrengus7164 9 ай бұрын
Amien.amien.amien.zmarie melaekt yesmaena naka wn egziabhier xegau yebzhalka🙏🙏🙏
@user-in1om9vf7i
@user-in1om9vf7i 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡሩ ሓዉና😢😢
@rozinasahle2586
@rozinasahle2586 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓወይ❤❤❤
@Paris-sh3qm
@Paris-sh3qm 9 ай бұрын
ልቦና ሃብኒ ኣምላክይ😢🤲🤲🤲
@YodaYosief-vs1zq
@YodaYosief-vs1zq 8 ай бұрын
Zemare melakti yesmalna
@aboyhalaley5258
@aboyhalaley5258 9 ай бұрын
Ohhhh i cant control ma tears God bless u more Berie our beloved and blessed
@selam801
@selam801 9 ай бұрын
ኽሒደኻ አይኾንኹን ተታሊለ 'የ እምበር😥💔 አጥንት የሚያለመል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ቤኪዬ❤
@issak528
@issak528 8 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመኣልና፡መዘምር በረከት ሓውና ❤ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ።😢ልቦና ሃበኒ ጎይታይ😢
@user-ps6ub2mi2v
@user-ps6ub2mi2v 9 ай бұрын
Zmari melaketi yesmalna 🎉🎉🎉 ፍቅርካ ዘይርስዕ ልቦና ህበኒ ኣሜን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 ай бұрын
Lbona habeni goytay❤❤❤🙏🙏🙏
@user-jk6wq1uv6h
@user-jk6wq1uv6h 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ በረኸተይ ባዓል ጥዑም ልሳን 🥺🕯✝️🙏🙏
@kedawitgebremariam
@kedawitgebremariam 9 ай бұрын
Bselam xena kubur hawey ftwey berye nay amlak seb❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmanuelYemane-cp5mz
@AmanuelYemane-cp5mz Күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@swsw5226
@swsw5226 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻካ💙 ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ በረከት ሓወይ💙✝️💥🥀 ክሒደካ ኣይኮንኩን ቱታሊላ የ" እምበር🥺 ጸሊአካ ኣይኾንኩን ደኺሙኒ እምበር😔
@user-ri4tz7bl8w
@user-ri4tz7bl8w 6 күн бұрын
Zmare Melaekt Ysmealana 🙏🙏🙏❤️
@mad223chu9
@mad223chu9 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
Non stop mezmur / Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024 /
36:50
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 253 М.
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 21 МЛН
ОСКАР vs БАДАБУМЧИК БОЙ!  УВЕЗЛИ на СКОРОЙ!
13:45
Бадабумчик
Рет қаралды 5 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 55 МЛН
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,8 МЛН
ዕፀሳቤቕ TV: KEYARI TARIKEY (ቀያሪ ታሪኸይ) / Bereket Tikue: Orthodox Tewahdo Mezmur 2020.
9:00
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 6 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 656 М.
#AsbiAlo መዛሙር ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ | D.Brhane Fishaye /Collection Orthodox Mezmur 2023/
1:39:56
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 1,9 МЛН
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 21 МЛН